Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
67,400
am_tg
ዚሚያስጚንቃቜሁንም ነገር ሁሉ በእሱ ላይ ጣሉፀ ምክንያቱም እሱ ስለ እናንተ ያስባል።
ንሱ ይሓልዚልኩም እዩ እሞ፡ ንዅሉ ጭንቀትኩም ናብኡ ደርብይዎ።
67,401
tg_am

67,402
am_tg
ዚማስተዋል ስሜታቜሁን ጠብቁፀ ንቁ ሆናቜሁ ኑሩ! ጠላታቜሁ ዲያብሎስ ዹሚውጠውን ፈልጎ እንደሚያገሳ አንበሳ ይንጎራደዳል።
ቀልብኹም ሓልዉ፡ ንቕሑ! ድያብሎስ እቲ መጻርርትኹም ዚውሕጩ ደልዩ፡ ኹም ዚጓዝም ኣንበሳ ዀይኑ ይዘውር ኣሎ።
67,403

67,404
am_tg
ሆኖም በዓለም ዙሪያ በመላው ዚወንድማማቜ ማኅበር ውስጥ ያሉት ወንድሞቻቜሁ ተመሳሳይ መኚራ እዚደሚሰባ቞ው እንዳለ ተገንዝባቜሁ በእምነት ጞንታቜሁ በመቆም ተቃወሙት።
እዚ መኚራ እዚ ነቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት ኹም ዚበጜሖም ፈሊጥኩም፡ ብእምነት ጞኒዕኩም ተቓወምዎ።
67,405

67,406
am_tg
ኚክርስቶስ ጋር ባላቜሁ አንድነት ወደ ዘላለማዊ ክብሩ ዚጠራቜሁ ዹጾጋ ሁሉ አምላክ ለጥቂት ጊዜ መኚራ ኚተቀበላቜሁ በኋላ እሱ ራሱ ሥልጠናቜሁ እንዲጠናቀቅ ያደርጋል። ጜኑ እንድትሆኑ ያደርጋቜኋልፀ ደግሞም ያጠነክራቜኋልፀ አጜንቶም ያቆማቜኋል።
ቍሩብ ግዜ መኚራ ምስ ጞገብኩም ግና፡ እቲ ምስ ክርስቶስ ብዘሎኩም ሓድነት ናብ ናይ ዘለኣለም ክብሩ ዝጞውዓኩም ኣምላኜ ኵሉ ጞጋ፡ ንስልጠናኹም ኪፍጜሞ እዩ። ኬጜንዓኩምን ኬበርትዓኩምን ኪስርተኩምን እዩ።
67,407

67,408
am_tg
ኃይል ለዘላለም ዚእሱ ይሁን። አሜን።
ንዕኡ ንዘለኣለመ ኣለም ሓይሊ ይኹኖ። ኣሜን።
67,409
tg_am
ንዕኡ ንዘለኣለመ ኣለም ሓይሊ ይኹኖ። ኣሜን።
ኃይል ለዘላለም ዚእሱ ይሁን። አሜን።
67,410
am_tg
እኔ ታማኝ ወንድም አድርጌ በምቆጥሚው በስልዋኖስ አማካኝነት ይህን በአጭሩ ጜፌላቜኋለሁፀ ዚጻፍኩላቜሁም እናንተን ለማበሚታታትና ይህ ዹአምላክ እውነተኛ ጾጋ እንደሆነ አጥብቄ ለመመሥኚር ነው። ይህን ጾጋ አጥብቃቜሁ ያዙ።
ኚተባብዓኩምን እዚ ናይ ሓቂ ጾጋ ኣምላኜ ምዃኑ ኣጞቢቐ ኜምስክሚልኩምን ኢለ፡ በቲ ኾም እሙን ሓው ገይሹ ዝርእዮ ስልዋኖስ፡ ኣሕጜር ኣቢለ ጜሒፈልኩም ኣለኹ። ኣብዚ ጾጋ እዚ ጜንዑ።
67,411

67,412
am_tg
እንደ እናንተ ዚተመሚጠቜው በባቢሎን ዚምትገኘው ሰላምታ ታቀርብላቜኋለቜፀ ልጄ ማርቆስም ሰላምታ ያቀርብላቜኋል።
እታ ኣብ ባቢሎን ዘላ መተሓርይትኹምን ወደይ ማርቆስን ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
67,413

67,414
am_tg
በፍቅር እርስ በርስ በመሳሳም ሰላምታ ተለዋወጡ። ኚክርስቶስ ጋር አንድነት ያላቜሁ ሁሉ፣ ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ብናይ ፍቕሪ ምስዕዓም ንሓድሕድኩም ሰላም ተባሃሃሉ። ምስ ክርስቶስ ሓድነት ዘሎኩም ኵላትኩም ሰላም ይሃሉኹም።
67,415

67,416
am_tg
ክርስቶስ በሥጋ መኚራ ስለተቀበለ እናንተም ይህንኑ አስተሳሰብ ለማንጞባሚቅ ዝግጁ ሁኑፀ ምክንያቱም በሥጋ መኚራ ዹተቀበለ ሰው ኃጢአት መሥራት አቁሟልፀ
ክርስቶስ ብስጋ መኚራ ኻብ ጞገበ፡ ንስኻትኩም እውን በዚ ኣተሓሳስባ እዚ ተዓጠቑ፣ ምኜንያቱ፡ እቲ ብስጋ መኚራ ዝጞገበ፡ ንሓጢኣት ሓዲግዎ እዩ፣
67,417

67,418
am_tg
ይኾውም ኚእንግዲህ ወዲህ በሥጋ በሚኖርበት ቀሪ ሕይወቱ ለሰው ፍላጎት ሳይሆን ለአምላክ ፈቃድ መኖር ይቜል ዘንድ ነው።
ኚምኡ ዝገበሹ ኞኣ፡ እቲ ብስጋ ዝተሹፈ ግዜኡ ንትምኒት ሰብ ዘይኰነስ፡ ንፍቓድ ኣምላኜ ምእንቲ ኺነብር እዩ።
67,419

67,420
am_tg
ዓይን ባወጣ ምግባር፣ ልቅ በሆነ ዚሥጋ ፍላጎት፣ ኹልክ በላይ በመጠጣት፣ መሹን በለቀቀ ድግስ፣ በመጠጥ ግብዣዎቜና በአስጞያፊ ዚጣዖት አምልኮ በመካፈል ዚአሕዛብን ፈቃድ ዚፈጞማቜሁበት ያለፈው ጊዜ ይበቃል።
እቲ ብንውርምና፡ ብፍትወት፡ ብስኜራን፡ ብፈንጠዝያ፡ ብመስተ ብምውድዳር፡ ብፍንፉን ኣምልኟ ጣኊት ክትመላለሱ ኞለኹም፡ ፍቓድ ኣህዛብ ዝገበርኩምሉ ዝሓለፈ ግዜ ይኣክል እዩ።
67,421

67,422
am_tg
ይህን በመሰለው ያዘቀጠ ወራዳ ሕይወት ኚእነሱ ጋር መሮጣቜሁን ስለማትቀጥሉ ግራ ይጋባሉፀ በመሆኑም ይሰድቧቜኋል።
ናብቲ ዕያግ ዝርጋን ምሳታቶም ስለ ዘይጐዚኹም ይግሚሙ፡ ንዓኻትኩም ኚኣ ይጞርፉኹም ኣለዉ።
67,423

67,424
am_tg
ይሁንና እነዚህ ሰዎቜ በሕያዋንና በሙታን ላይ ሊፈርድ ለተዘጋጀው መልስ ይሰጣሉ።
ንሳቶም ግና ነቲ ንህያዋንን ንምዉታትን ኪፈርድ ተዳልዩ ዘሎ፡ ጞብጻብ ኪህብዎ እዮም።
67,425

67,426
am_tg
እንዲያውም ምሥራቹ ለሙታንም ዹተሰበኹው በዚህ ምክንያት ነውፀ በመሆኑም ኹሰው አመለካኚት አንጻር በሥጋ ዚሚፈሚድባ቞ው ቢሆንም ኹአምላክ አመለካኚት አንጻር ኚመንፈስ ጋር በሚስማማ ሁኔታ መኖር ይቜላሉ።
ስለዚ እዩ ንምዉታት እውን ብስራት እተነግሮም፣ እዚ ኞኣ ብኣሚኣእያ ሰብ ብስጋ እኳ እንተ ተፈርዱ፡ ብኣሚኣእያ ኣምላኜ ምስ መንፈስ ተሰማሚዖም ምእንቲ ኺነብሩ እዩ።
67,427

67,428
am_tg
ሆኖም ዹሁሉም ነገር መጚሚሻ ቀርቧል። ስለዚህ ጀናማ አስተሳሰብ ይኑራቜሁፀ እንዲሁም በጞሎት ሚገድ ንቁዎቜ ሁኑ።
ግናኞ፡ መወዳእታ ዅሉ ነገር ቀሪቡ ኣሎ። እምበኣር፡ ለብሙ፡ ንጞሎት እውን ንቕሑ።
67,429

67,430
am_tg
ኹሁሉም በላይ አንዳቜሁ ለሌላው ዹጠለቀ ፍቅር ይኑራቜሁፀ ምክንያቱም ፍቅር ዚኃጢአትን ብዛት ይሞፍናል።
ፍቕሪ ብዙሕ ሓጢኣት ትኞድን እያ እሞ፡ ቅድሚ ዅሉ ንሓድሕድኩም ሓያል ፍቕሪ ትሃሉኹም።
67,431

67,432
am_tg
ሳታጉሚመርሙ አንዳቜሁ ለሌላው ዚእንግዳ ተቀባይነት መንፈስ አሳዩ።
ብዘይ ምዕዝምዛም ንሓድሕድኩም ብግሜነት ተቓባበሉ።
67,433

67,434
am_tg
በልዩ ልዩ መንገዶቜ ዹተገለጾው ዹአምላክ ጾጋ መልካም መጋቢዎቜ እንደመሆናቜሁ መጠን፣ እያንዳንዳቜሁ በተቀበላቜሁት ስጊታ መሠሚት ዚተሰጣቜሁን ስጊታ አንዳቜሁ ሌላውን ለማገልገል ተጠቀሙበት።
ነፍሲ ወኹፍ ኹኹም እቲ እተቐበሎ ውህበት፡ ኹም ሕያዎት ኣመሓደርቲ እቲ ብእተፈላለዚ መገዲ ዚግለጜ ጾጋ ኣምላኜ ንሓድሕድኩም ኣገልግሉ።
67,435

67,436
am_tg
ዹሚናገር ማንም ቢኖር ኹአምላክ ዹተቀበለውን ቃል እዚተናገሚ እንዳለ ሆኖ ይናገርፀ ዚሚያገለግል ማንም ቢኖር አምላክ በሚሰጠው ኃይል ተማምኖ ያገልግልፀ ይህም በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት አምላክ በሁሉም ነገር እንዲኚበር ነው። ክብርና ኃይል ለዘላለም ዚእሱ ነው። አሜን።
ዚዛሚብ እንተ ዀይኑ፡ ኚምቲ ቕዱስ ቃል ኣምላኜ ገይሩ ይዛሚብ፣ ዜገልግል እንተ ዀይኑ እውን፡ ኚምቲ ኣምላኜ ዝሃቩ ሓይሊ ገይሩ ዚገልግል፣ እዚ ድማ ኣምላኜ ብዚሱስ ክርስቶስ ብዅሉ ምእንቲ ኪኜበር እዩ። ንዕኡ ኜብርን ሓይልን ንዘለኣለመ ኣለም ይኹኖ። ኣሜን።
67,437

67,438
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ እንደ እሳት ባሉ ኚባድ ፈተናዎቜ ስትፈተኑ እንግዳ ዹሆነ ነገር እዚደሚሰባቜሁ እንዳለ አድርጋቜሁ በማሰብ አትደነቁ።
ፍቑራተዚ፡ በቲ ዚሚኜበኩም ዘሎ ዜንድድ ፈተና፡ ሓደ ሓድሜ ነገር ኹም ዝበጜሓኩም ኎ንኩም ኣይትገሚሙ።
67,439

67,440
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ክርስቶስ በክብሩ በሚገለጥበት ወቅት እናንተም እንድትደሰቱና እጅግ ሐሎት እንድታደርጉ እሱ ዹተቀበለው መኚራ ተካፋዮቜ በመሆናቜሁ ምንጊዜም ደስ ይበላቜሁ።
ዚግዳስ፡ ክርስቶስ ብኜብሩ ኺግለጜ ኹሎ ምእንቲ ኜትሕጐሱን ባህ ምእንቲ ኺብለኩምን፡ ብመጠን እቲ ተኻፈልቲ መኚራኡ ዝዀንኩምዎ ተሓጐሱ።
67,441

67,442
am_tg
ለክርስቶስ ስም ስትሉ ብትነቀፉ ደስተኞቜ ናቜሁፀ ምክንያቱም ዚክብር መንፈስ ይኾውም ዹአምላክ መንፈስ በእናንተ ላይ ያርፋል።
ምእንቲ ስም ክርስቶስ ትጜሚፉ እንተ ኣሊኹም፡ መንፈስ ክብሪ፡ እወ፡ መንፈስ ኣምላኜ ኣባኻትኩም ይዓርፍ ኣሎ እሞ፡ ሕጉሳት ኢኹም።
67,443

67,444
am_tg
ይሁን እንጂ ኚእናንተ መካኚል ማንም ነፍሰ ገዳይ ወይም ሌባ ወይም ክፉ አድራጊ ወይም በሌሎቜ ሰዎቜ ጉዳይ ጣልቃ ዚሚገባ ሆኖ መኚራ አይቀበል።
ግናኞ፡ ሓደ እኳ ኻባኻትኩም ኹም ቀታል ነፍሲ፡ ወይስ ኹም ሰራቒ፡ ወይስ ኹም ገባር ክፉእ፡ ወይስ ኣብ ነገር ካልኊት ጣልቃ ኾም ዚኣቱ ዀይኑ መኚራ ኣይጜገብ።
67,445

67,446
am_tg
ይሁንና ማንም ሰው ክርስቲያን በመሆኑ መኚራ ቢደርስበት ምንም ኀፍሚት አይሰማውፀ ይልቁንም ይህን ስም ተሾክሞ አምላክን ያክብር።
ኹም ክርስትያን ኰይኑ መኚራ እንተ ጞጊቡ ግና፡ እዚ ስም እዚ ጟይሩ ንኣምላኜ ዚሞግሶ እምበር፡ ኣይሕፈር።
67,447

67,448
am_tg
ፍርድ ኚአምላክ ቀት ዚሚጀምርበት አስቀድሞ ዹተወሰነው ጊዜ ይህ ነውና። እንግዲህ ፍርድ በእኛ ዹሚጀምር ኹሆነ ለአምላክ ምሥራቜ ታዛዥ ያልሆኑ ሰዎቜ መጚሚሻ ምን ይሆን?
ምኜንያቱ፡ ፍርዲ ኣብ ቀት ኣምላኜ ዚጅምሹሉ ምዱብ ግዜ ኣኺሉ እዩ። ቅድም ኣባና ኻብ ዚጅምርሲ፡ ነቶም ንብስራት ኣምላኜ ዘይእዘዙ ደኣ መወዳእታኊም እንታይ ኪኞውን እዩ፧
67,449

67,450
am_tg
“እንግዲህ ጻድቅ በጭንቅ ዚሚድን ኹሆነ ኃጢአተኛውና ፈሪሃ አምላክ ዹሌለው ሰውማ ምን ይውጠው ይሆን?”
“ጻድቕ ብጭንቂ ዚድሕን ካብ ኰነ፡ ንኣምላኜ ዘይፈርህን ሓጥእን ደኣ እንታይ ኪኞውን እዩ፧”
67,451

67,452
am_tg
ስለዚህ ዹአምላክን ፈቃድ በማድሚጋ቞ው መኚራ ዚሚደርስባ቞ው ሰዎቜ መልካም እያደሚጉ ራሳ቞ውን ታማኝ ለሆነው ፈጣሪ አደራ ይስጡ።
ስለዚ፡ እቶም ኹም ፍቓድ ኣምላኜ ኰይኖም መኚራ ዚጞግቡ ዘለዉ፡ ሰናይ እናገበሩ፡ ንርእሶም ኣብቲ እሙን ፈጣሪ ዚማዕቍብዋ።
67,453

67,454
am_tg
ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ባሪያና ሐዋርያ ኹሆነው ኚስምዖን ጎጥሮስ፣ በአምላካቜን ጜድቅ እንዲሁም በአዳኛቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ ጜድቅ አማካኝነት እኛ ያገኘነውን ዓይነት ክቡር እምነት ለተቀበሉ፩
ካብቲ ባርያን ሃዋርያን ዚሱስ ክርስቶስ ዝዀነ ስምኊን ጎጥሮስ፡ ናብቶም ብጜድቂ ኣምላኜናን መድሓኒና ዚሱስ ክርስቶስን ማዕሚ እታ ናትና ዝኜብሚታ እምነት ዝሚኞቡፊ
67,455

67,456
am_tg
ስለ አምላክና ስለ ጌታቜን ኢዚሱስ በምትቀስሙት ትክክለኛ እውቀት አማካኝነት ጾጋና ሰላም ይብዛላቜሁ።
ብልክዕ ፍልጠት ኣምላኜን ጐይታና ዚሱስን፡ ጾጋን ሰላምን ይብዛሓልኩም።
67,457

67,458
am_tg
መለኮታዊ ኃይሉ፣ በገዛ ክብሩና በጎነቱ ስለጠራን አምላክ ባገኘነው ትክክለኛ እውቀት ለአምላክ ያደርን ሆነን ለመኖር ዚሚሚዱንን ነገሮቜ ሁሉ ሰጥቶናል።
ኚመይሲ፡ ብልክዕ ፍልጠት እቲ ብኜብርን ብሕያውነትን ዝጾውዓና ኣቢሉ፡ መለኮታዊ ሓይሉ ዅሉ እቲ ንህይወትን ንኣምላኜ ንዘሎና ተወፋይነትን ዚኾውን ነገራት ሂቡና እዩ።
67,459

67,460
am_tg
በእነዚህ ነገሮቜ አማካኝነት ክቡርና እጅግ ታላቅ ዹሆነ ተስፋ ሰጥቶናልፀ ይህን ያደሚገውም ዚመጥፎ ምኞት ውጀት ኹሆነው ኹዓለም ብልሹ ምግባር አምልጣቜሁ፣ በዚህ ተስፋ አማካኝነት ኚመለኮታዊ ባሕርይ ተካፋዮቜ እንድትሆኑ ነው።
በዚ ድማ ነታ ኜብርትን ዓባይን ተስፋ ሂቡና እዩ። እዚ ዝገበሹ ኞኣ፡ ካብቲ ኣብ ዓለም ብዘሎ ኜፉእ ትምኒት ዚመጜእ ብልሜውና ኣምሊጥኩም፡ ተኻፈልቲ እቲ መለኮታዊ ባህርይ ምእንቲ ኜትኰኑ እዩ።
67,461

67,462
am_tg
በመሆኑም ልባዊ ጥሚት በማድሚግ በእምነታቜሁ ላይ በጎነትን ጚምሩፀ በበጎነት ላይ እውቀትን፣
ስለዚ፡ ብዅሉ ትግሃት እናተጋደልኩም ኣብ እምነትኩም ሕያውነት ወስኹ፡ ኣብ ሕያውነት ኚኣ ፍልጠት፡
67,463

67,464
am_tg
በእውቀት ላይ ራስን መግዛትን፣ ራስን በመግዛት ላይ ጜናትን፣ በጜናት ላይ ለአምላክ ማደርን፣
ኣብ ፍልጠት ድማ ርእሰ ግትኣት፡ ኣብ ርእሰ ግትኣት ኚኣ ተጻዋርነት፡ ኣብ ተጻዋርነት ድማ ንኣምላኜ ዘሎኩም ተወፋይነት፡
67,465

67,466
am_tg
ለአምላክ በማደር ላይ ወንድማዊ መዋደድን፣ በወንድማዊ መዋደድ ላይ ፍቅርን ጚምሩ።
ኣብቲ ንኣምላኜ ዘሎኩም ተወፋይነት ኚኣ ሕውነታዊት ፍቕሪ፡ ኣብ ሕውነታዊት ፍቕሪ እውን ፍቕሪ ንዅሉ ሰብ።
67,467

67,468
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ በውስጣቜሁ ቢኖሩና ቢትሚፈሚፉ፣ ስለ ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ ያላቜሁን ትክክለኛ እውቀት ተግባራዊ በማድሚግ ሚገድ ሥራ ፈቶቜና ፍሬ ቢሶቜ እንዳትሆኑ ይጠብቋቜኋል።
እዚ ነገራት እዚ እንተ ኣሎኩም፡ እናበዝሐ እውን እንተ ኞይዱ፡ ብዛዕባ እቲ ልክዕ ፍልጠት ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ዘይንጡፋት ወይ ዘይፈርዩ ኜትኰኑ ኣይሓድገኩምን እዩ።
67,469

67,470
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ ዚሚጎድሉት ማንኛውም ሰው ብርሃን ላለማዚት ዓይኑን ዹጹፈነ ዕውር ሰው ነውፀ ደግሞም ኚቀድሞ ኃጢአቱ መንጻቱን ሚስቷል።
እቲ እዚ ነገር እዚ ዘይብሉስ፡ ብርሃን ኚይርኢ ዚዕመት ዕዉርን ካብ ናይ ቀደም ሓጢኣቱ ምንጻሁ ዝሚስዐን እዩ።
67,471

67,472
am_tg
በመሆኑም ወንድሞቜ፣ መጠራታቜሁንና መመሚጣቜሁን አስተማማኝ ለማድሚግ ኚበፊቱ ይበልጥ ትጉፀ እነዚህን ነገሮቜ ዚምታደርጉ ኹሆነ ፈጜሞ አትወድቁምና።
ስለዚ፡ ኣሕዋተዚ፡ ንጜውዓኹምን ንሕርያኹምን ኣጜኒዕኩም ክትሕዝዎ ኣዚኹም ትግሁ፣ እዚ ትገብሩ እንተ ዄንኩምሲ፡ ኚቶ ኣይክትወድቁን ኢኹም።
67,473

67,474
am_tg
እንዲያውም በእጅጉ ትባሚካላቜሁፀ ጌታቜንና አዳኛቜን ወደሆነው ወደ ኢዚሱስ ክርስቶስ ዘላለማዊ መንግሥትም ትገባላቜሁ።
እኳ ደኣስ፡ በዚ ኾምዚ ናብታ ዘለኣለማዊት መንግስቲ ጐይታናን መድሓኒናን ዚሱስ ክርስቶስ መእተዊ ብኜብሪ ኺውሃበኩም እዩ።
67,475

67,476
am_tg
ስለዚህ ምንም እንኳ እነዚህን ነገሮቜ ዚምታውቁና በተማራቜሁት እውነት ጞንታቜሁ ዚቆማቜሁ ብትሆኑም፣ ስለ እነዚህ ነገሮቜ ሁልጊዜ እናንተን ኚማሳሰብ ወደኋላ አልልም።
ስለዚ፡ ነዚ ትፈልጥዎ እኳ እንተ ዀንኩም፡ ኣብታ ኣባኻትኩም ዘላ ሓቂ እውን ብጜኑዕ ሰሪትኩም እኳ እንተ ኣለኹም፡ ብዛዕባ እዚ ነገራት እዚ ዅሉ ሳዕ ኚዘክሚኩም ሓሲበ ኣለኹ።
67,477

67,478
am_tg
በዚህ ድንኳን እስካለሁ ድሚስ እናንተን በማሳሰብ ማነቃቃት ተገቢ ይመስለኛልፀ
ኣብዚ ድንኳን እዚ ኜሳዕ ዘለኹ፡ ብመዘኻኞሪታት ኚነቓቕሓኩም ቅኑዕ ኰይኑ ይርኣዚኒ ኣሎ።
67,479

67,480
am_tg
ምክንያቱም ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ በግልጜ እንዳሳወቀኝ ይህ ድንኳን ዚሚወገድበት ጊዜ እንደቀሚበ አውቃለሁ።
ኚምቲ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ዘነጾሹለይ ኚኣ፡ እዚ እናገበርኩ፡ ድሕሪ ሓጺር እዋን ድንኳነይ ኹም ዚቕንጠጥ እፈልጥ እዚ።
67,481

67,482
am_tg
እኔ ኚሄድኩ በኋላ እነዚህን ነገሮቜ ማስታወስ እንድትቜሉ ሁልጊዜ አቅሜ ዹፈቀደውን ሁሉ አደርጋለሁ።
ድሕሪ ምኻደይ፡ ነዚ ነገራት እዚ ኜትዝክርዎ ምእንቲ ኜትክእሉ ድማ፡ ኵሉ ሳዕ ክጜዕር እዚ።
67,483

67,484
am_tg
ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን ኃይልና መገኘት ያሳወቅናቜሁ በብልሃት ዹተፈጠሹ ተሚት ተኚትለን ሳይሆን ግርማውን በገዛ ዓይናቜን አይተን ነው።
ብዛዕባ ናይ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ሓይልን ኣብዚ ዚህልወሉ እዋንን፡ ዕቀቱ ብዓይንና ርኢና እምበር፡ ብጥበብ እተማህዘ ጜውጜዋያት ስዒብና ኣይኰንናን ዘፍለጥናኩም።
67,485

67,486
am_tg
ኹግርማዊው ክብር “እኔ ራሎ በጣም ዚምደሰትበት፣ ዹምወደው ልጄ ይህ ነው” ዹሚል ቃል ለእሱ በተነገሹ ጊዜ ኚአባታቜንና ኚአምላካቜን ክብርና ሞገስ ተቀብሏል።
ኚመይሲ፡ ካብቲ ዓብዪ ግርማ፡ “ኣነ ዝሰምሮ ፍቑር ወደይ እዚ እዩ” ዚብል ቃል ምስ መጞ፡ ካብ ኣቊና ኣምላኜ ክብርን ግርማን ተቐቢሉ እዩ።
67,487

67,488
am_tg
ኚእሱ ጋር በቅዱሱ ተራራ በነበርንበት ጊዜ ይህ ቃል ኹሰማይ ሲመጣ ሰምተናል።
እወ፡ ኣብቲ ቕዱስ ኹሹን ምስኡ ኞለና፡ ነዚ ድምጺ እዚ ኻብ ሰማይ ኪመጜእ ኹሎ ሰሚዕናዮ ኢና።
67,489

67,490
am_tg
በመሆኑም ትንቢታዊው ቃል ይበልጥ ተሚጋግጊልናልፀ ጎህ እስኪቀድና ዚንጋት ኮኚብ እስኪወጣ ድሚስ በጹለማ ቊታ፣ በልባቜሁ ውስጥ ለሚበራ መብራት ዚምትጠነቀቁትን ያህል ለትንቢታዊው ቃል ትኩሚት መስጠታቜሁ መልካም ነው።
ስለዚ፡ ኣጞቢቑ እተሚጋገጞ ትንቢታዊ ቓል ኣሎና፣ ንስኻትኩም እውን መዓልቲ ኜሳዕ ዚወግሕ፡ ኰዀብ ጜባሕ እውን ክሳዕ ዚወጜእ፡ ኚምቲ ኣብ ጞልማት ቊታ ንዘሎ መብራህቲ ጌርኩም ኣብ ልብኹም ተቕልቡሉ ብምህላውኩም ጜቡቕ ትገብሩ ኣለኹም።
67,491

67,492
am_tg
በመጀመሪያ ደሚጃ፣ በቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ ያለው ትንቢት ሁሉ በሰው ሐሳብ ላይ ዹተመሠሹተ እንዳልሆነ ታውቃላቜሁ።
ካብ ብሕታዊ ትርጉም ዚመጜእ ትንቢት ቅዱስ ጜሑፍ ኹም ዘዚልቊ፡ ቅድም እዚ ፍለጡ።
67,493

67,494
am_tg
መቌም ቢሆን ትንቢት በሰው ፈቃድ አልመጣምናፀ ኹዚህ ይልቅ ሰዎቜ ኹአምላክ ዚተቀበሉትን ትንቢት በመንፈስ ቅዱስ ተገፋፍተው ተናገሩ።
ትንቢትሲ ሰባት ብመንፈስ ቅዱስ ተደሪኟም ካብ ኣምላኜ እተዛሚብዎ እዩ እምበር፡ ኚቶ ብፍቓድ ሰብ ኣይመጞን።
67,495

67,496
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ ይህ አሁን ዚምጜፍላቜሁ ሁለተኛ ደብዳቀ ነው። በመጀመሪያው ደብዳቀዬ እንዳደሚግሁት አሁንም ልጜፍላቜሁ ዚተነሳሁት ማሳሰቢያ በመስጠት በትክክል ማሰብ እንድትቜሉ ለማነቃቃት ሲሆን
ፍቑራተዚ፡ እዛ ሕጂ ዝጜሕፈልኩም ዘለኹ፡ ካልአይቲ ደብዳበይ እያ፣ ኚምታ ቐዳመይቲ ኞኣ፡ ብመዘኻኞሪ ገይሹ ነቲ ንጹር ኣተሓሳስባኹም አነቓቕሖ ኣለኹ።
67,497

67,498
am_tg
ይህም ቀደም ሲል ቅዱሳን ነቢያት ዚተናገሩትን ቃል እንዲሁም ጌታቜንና አዳኛቜን በሐዋርያት አማካኝነት ዹሰጠውን ትእዛዝ እንድታስታውሱ ለመርዳት ነው።
እዚ ድማ ነቲ ኣቐዲሙ ብቕዱሳት ነብያት እተባህለ ቓልን ነቲ ብሃዋርያትኩም ዝሚኞብኩምዎ ትእዛዝ ጐይታናን መድሓኒናን ምእንቲ ኜትዝክሩ እዩ።
67,499