Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
67,600
am_tg
በእሱ ላይ እንዲህ ያለ ተስፋ ያላ቞ው ሁሉ እሱ ንጹሕ እንደሆነ እነሱም ራሳ቞ውን ያነጻሉ።
ኚምቲ ንሱ ንጹህ ዝዀነ፡ እዛ ተስፋ እዚኣ ኣብኡ ዘላቶ ዘበለ ዅሉ ድማ፡ ንርእሱ ዚንጜህ እዩ።
67,601
tg_am

67,602
am_tg
በኃጢአት ጎዳና ዚሚመላለስ ሁሉ ዓመፀኛ ነውፀ ኃጢአትም ዓመፅ ነው።
ብሓጢኣት ዚመላለስ ዘበለ ዅሉ፡ ብጥሕሰት ሕጊ እዩ ዚመላለስ፣ ሓጢኣት ኚኣ ጥሕሰት ሕጊ እዩ።
67,603

67,604
am_tg
በተጚማሪም እሱ እንዲገለጥ ዹተደሹገው ኃጢአታቜንን እንዲያስወግድ መሆኑን ታውቃላቜሁፀ እሱ ደግሞ ኃጢአት ዚለበትም።
ንሱ ሓጢኣት ኬርሕቕ ኢሉ ኾም እተጋህደ እውን ትፈልጡ ኢኹም፣ ኣብኡ ድማ ሓጢኣት ዚልቊን።
67,605

67,606
am_tg
ኚእሱ ጋር ያለውን አንድነት ጠብቆ ዹሚኖር ሁሉ በኃጢአት ጎዳና አይመላለስምፀ በኃጢአት ጎዳና ዚሚመላለስ ሁሉ እሱን አላዹውም ደግሞም አላወቀውም።
ምስኡ ብሓድነት ዚነብር ዘበለ ዅሉ፡ ብሓጢኣት ኣይመላለስን እዩ፣ ብሓጢኣት ዚመላለስ ዘበለ ግና ኣይሚኣዮን፡ ኣይፈለጊን እውን።
67,607

67,608
am_tg
ልጆቌ ሆይ፣ ማንም አያሳስታቜሁፀ እሱ ጻድቅ እንደሆነ ሁሉ በጜድቅ ጎዳና ዚሚመላለስ ሰውም ጻድቅ ነው።
ደቀዚ፡ ሓደ እኳ ኣዚስሕትኩም፣ ኚምቲ ንሱ ጻድቕ ዝዀነ፡ እቲ ብጜድቂ ዚመላለስ ጻድቕ እዩ።
67,609

67,610
am_tg
በኃጢአት ጎዳና ዚሚመላለስ ዚዲያብሎስ ወገን ነውፀ ምክንያቱም ዲያብሎስ ኚመጀመሪያው አንስቶ ኃጢአት ሲሠራ ቆይቷል። ዹአምላክ ልጅ ዹተገለጠው ዚዲያብሎስን ሥራ ለማፍሚስ ነው።
ድያብሎስ ካብ መጀመርታ ኣትሒዙ ሓጢኣት ይገብር ኣሎ እሞ፡ እቲ ብሓጢኣት ዚመላለስ ካብ ድያብሎስ እዩ። ወዲ ኣምላኜ ኚኣ ግብሪ ድያብሎስ ምእንቲ ኌፍርስ እዩ እተጋህደ።
67,611

67,612
am_tg
ኹአምላክ ዹተወለደ ሁሉ በኃጢአት ጎዳና አይመላለስምፀ ዹአምላክ ዘር እንዲህ ባለው ሰው ውስጥ ይኖራልናፀ በኃጢአት ጎዳናም ሊመላለስ አይቜልምፀ ይህ ሰው ኹአምላክ ዹተወለደ ነውና።
ካብ ኣምላኜ እተወልደ ዘበለ ዅሉ፡ ዘርኢ ኣምላኜ ኣብኡ ይነብር እዩ እሞ፡ ብሓጢኣት ኣይመላለስን እዩ፣ ካብ ኣምላኜ ስለ እተወልደ እውን፡ ብሓጢኣት ኪመላለስ ኣይክእልን እዩ።
67,613

67,614
am_tg
ዹአምላክ ልጆቜና ዚዲያብሎስ ልጆቜ በዚህ በግልጜ ይታወቃሉፊ በጜድቅ ጎዳና ዚማይመላለስ ሁሉ ዹአምላክ ወገን አይደለምፀ ወንድሙን ዚማይወድም ዹአምላክ ወገን አይደለም።
ውሉዳት ኣምላኜን ውሉዳት ድያብሎስን በዚ እዮም ዚፍለጡፊ ብጜድቂ ዘይመላለስ ካብ ኣምላኜ ኣይኰነን፣ ንሓዉ ዘዹፍቅር እውን ኚምኡ እዩ።
67,615

67,616
am_tg
ኚመጀመሪያ ዚሰማቜሁት መልእክት እርስ በርሳቜን መዋደድ አለብን ዹሚል ነውናፀ
ንሓድሕድና ኜንፋቐር፡ እዚኣ እታ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዋ መልእኜቲ እያ።
67,617

67,618
am_tg
ኹክፉው ወገን እንደሆነውና ወንድሙን በጭካኔ እንደገደለው እንደ ቃዹን መሆን ዚለብንም። ቃዹን ወንድሙን በጭካኔ ዹገደለው በምን ምክንያት ነበር? ዚእሱ ሥራ ክፉ፣ ዚወንድሙ ሥራ ግን ጜድቅ ስለነበሚ ነው።
ኚምቲ ኻብቲ እኩይ ዝነበሚ፡ ንሓዉ ኞኣ ዝቐተለ ቃዹል ኣይንኹን። ስለምንታይኚ እዩ ዝቐተሎ፧ ግብሩ እኚይ፡ ግብሪ ሓዉ ግና ጜድቂ ስለ ዝነበሹ እዩ።
67,619

67,620
am_tg
ወንድሞቜ፣ ዓለም ቢጠላቜሁ አትደነቁ።
ኣሕዋተዚ፡ ዓለም ንዓኻትኩም ብምጜላኣ፡ ኣይትገሚሙ።
67,621
tg_am
ኣሕዋተዚ፡ ዓለም ንዓኻትኩም ብምጜላኣ፡ ኣይትገሚሙ።
ወንድሞቜ፣ ዓለም ቢጠላቜሁ አትደነቁ።
67,622
am_tg
እኛ ወንድሞቜን ስለምንወድ ኚሞት ወደ ሕይወት እንደተሻገርን እናውቃለን። ወንድሙን ዚማይወድ በሞት ውስጥ ይኖራል።
ንሕና ንኣሕዋትና ስለ እነፍቅሮም፡ ካብ ሞት ናብ ህይወት ኹም እተሳገርና ንፈልጥ ኢና። እቲ ዘዚፍቅር፡ ኣብ ሞት ይነብር።
67,623

67,624
am_tg
ወንድሙን ዹሚጠላ ሁሉ ነፍሰ ገዳይ ነውፀ ነፍሰ ገዳይ ዹሆነ ሁሉ ደግሞ ዹዘላለም ሕይወት እንደሌለው ታውቃላቜሁ።
ንሓዉ ዚጞልእ ዘበለ ዅሉ፡ ቀታል ነፍሲ እዩ፣ ቀታል ነፍሲ ዘበለ ድማ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣብኡ ኾም ዘይትነብር ትፈልጡ ኢኹም።
67,625

67,626
am_tg
እሱ ሕይወቱን ለእኛ አሳልፎ ስለሰጠ በዚህ ፍቅርን አውቀናልፀ እኛም ሕይወታቜንን ለወንድሞቻቜን አሳልፈን ዚመስጠት ግዎታ አለብን።
ንሱ ህይወቱ ምእንታና ኣሕሊፉ ስለ ዝሃበ፡ በዚ ንፍቕሪ ፈሊጥናያ ኣለና፣ ንሕና እውን ምእንቲ ኣሕዋትና ህይወትና ኣሕሊፍና ኜንህብ ግዎታ ኣሎና።
67,627

67,628
am_tg
ይሁን እንጂ ዹዚህ ዓለም ቁሳዊ ንብሚት ያለው ሰው ወንድሙ ሲ቞ገር ተመልክቶ ሳይራራለት ቢቀር ‘ዹአምላክ ፍቅር በእሱ ውስጥ አለ’ እንዎት ሊባል ይቜላል?
ግናኞ፡ ጥሪት እዛ ዓለም ዘለዎ ዘበለ እሞ ሓዉ ተሞጊሩ ኾሎ እናሚኣዚስ ዘይርሕርሓሉ፡ ፍቕሪ ኣምላኜ ኹመይ ኢላ ኣብኡ ትነብር፧
67,629

67,630
am_tg
ልጆቌ ሆይ፣ በተግባርና በእውነት እንጂ በቃልና በአንደበት ብቻ አንዋደድ።
ደቀዚ፡ ብግብርን ብሓቅን እምበር፡ ብቓልን ብልሳንን ኣይንፋቐር።
67,631

67,632
am_tg
ኚእውነት ወገን መሆናቜንን በዚህ እናውቃለንፀ ልባቜንም በፊቱ እንዲሚጋጋ እናደርጋለንፀ
ካብ ሓቂ ምዃንና በዚ ኢና ኜንፈልጥ፡ ኣብ ቅድሚኡ ኞኣ ንልብና ምትእምማን ኚነሕድሚሉ ኢና፣
67,633

67,634
am_tg
ይህን ዹምናደርገው ልባቜን እኛን በሚኮንንበት ነገር ሁሉ ነውፀ ምክንያቱም አምላክ ኚልባቜን ይልቅ ታላቅ ነውፀ ደግሞም ሁሉንም ነገር ያውቃል።
ዋላ እኳ ልብና እንተ ዀነነና፡ ኣምላኜ ካብ ልብና ይዓብን ኵሉ ይፈልጥን እዩ።
67,635

67,636
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ ልባቜን ዚማይኮንነን ኹሆነ ኹአምላክ ጋር በነፃነት መነጋገር እንቜላለንፀ
ፍቑራተዚ፡ ልብና እንተ ዘይኰኒኑና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ንምዝራብ ትብዓት ኣሎና፣
67,637

67,638
am_tg
እንዲሁም ትእዛዛቱን ስለምንጠብቅና በፊቱ ደስ ዚሚያሰኙትን ነገሮቜ ስለምናደርግ ዹምንጠይቀውን ሁሉ ኚእሱ እንቀበላለን።
ትእዛዛቱ እንሕሉን ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ባህ ዜብሎ እንገብርን ስለ ዝዀንና፡ እንልምኖ ዘበለ ኻብኡ ንቕበል ኢና።
67,639

67,640
am_tg
በእርግጥም ትእዛዙ ይህ ነው፩ በልጁ በኢዚሱስ ክርስቶስ ስም እንድናምንና እሱ ባዘዘን መሠሚት እርስ በርሳቜን እንድንዋደድ ነው።
ኚምቲ ንሱ ዝሃበና ትእዛዝ ጌርና ድማ፡ ብስም ወዱ ዚሱስ ክርስቶስ ክንኣምን፡ ንሓድሕድና እውን ክንፋቐር፡ ትእዛዙ እዚ እዩ።
67,641

67,642
am_tg
በተጚማሪም ትእዛዛቱን ዚሚጠብቅ ሰው ኚእሱ ጋር ያለውን አንድነት ጠብቆ ይኖራልፀ እሱም እንዲህ ካለው ሰው ጋር አንድነት ይኖሚዋል። እሱ ኚእኛ ጋር ያለውን አንድነት ጠብቆ እንደሚኖር በሰጠን መንፈስ አማካኝነት እናውቃለን።
እቲ ትእዛዛቱ ዚሕሉ ኞኣ ምስኡ ብሓድነት ይነብር፡ ንሱ እውን ምስኡ ብሓድነት ይነብር። በቲ ንሱ ዝሃበና መንፈስ ኚኣ፡ ምሳና ብሓድነት ኹም ዚነብር ንፈልጥ ኢና።
67,643

67,644
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ልጆቌ፣ እነዚህን ነገሮቜ ዚምጜፍላቜሁ ኃጢአት እንዳትሠሩ ነው። ማንም ኃጢአት ቢሠራ ግን በአብ ዘንድ ሚዳት አለንፀ እሱም ጻድቅ ዹሆነው ኢዚሱስ ክርስቶስ ነው።
ደቀዚ፡ ምእንቲ ኞይትሓጥኡ፡ እዚ እጜሕፈልኩም ኣለኹ። ሓደ እኳ ዝሓጥአ እንተሎ፡ ኣብ ኣቊ ሚዳኢ፡ ማለት ዚሱስ ክርስቶስ እቲ ጻድቕ ኣሎና።
67,645

67,646
am_tg
እሱ ለእኛ ኃጢአት ዹቀሹበ ዚማስተሰሚያ መሥዋዕት ነውፀ ሆኖም ለእኛ ኃጢአት ብቻ ሳይሆን ለዓለም ሁሉ ኃጢአት ጭምር ነው።
ንሱ ኞኣ ምእንቲ ሓጢኣትና ዜተዓርቕ መስዋእቲ እዩ፣ ምእንቲ ሓጢኣት ብዘላ ዓለም እውን እምበር፡ ምእንቲ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን።
67,647

67,648
am_tg
ደግሞም ትእዛዛቱን መፈጞማቜንን ኹቀጠልን እሱን ዹምናውቅ መሆናቜንን በዚህ እንሚዳለን።
ብቐጻሊ ትእዛዛቱ ንሕሉ እንተ ዄንና ድማ፡ ኹም እንፈልጊ በዚ ኢና እንፈልጥ።
67,649

67,650
am_tg
“እሱን አውቀዋለሁ” እያለ ትእዛዛቱን ዚማይፈጜም ሰው ቢኖር ውሞታም ነውፀ እውነትም በዚህ ሰው ውስጥ ዚለም።
እቲ፡ “እፈልጊ እዚ” ዚብል፡ ንትእዛዛቱ ግና ዘይሕሉ፡ ሓሳዊ እዩ፡ እታ ሓቂ እውን ኣብኡ ዚላን።
67,651

67,652
am_tg
ሆኖም ዚእሱን ቃል ዚሚጠብቅ ማንም ቢኖር ዹአምላክ ፍቅር በእርግጥ በዚህ ሰው ላይ ፍጹም በሆነ መንገድ ይታያል። ኚእሱ ጋር አንድነት እንዳለንም በዚህ እናውቃለን።
እቲ ንቓሉ ዚሕሉ ግና፡ ፍቕሪ ኣምላኜ ብሓቂ ኣብኡ ፍጜምቲ ትኞውን። ምስኡ ሓድነት ኹም ዘሎና፡ በዚ ኢና እንፈልጥ።
67,653

67,654
am_tg
ኚእሱ ጋር ያለኝን አንድነት ጠብቄ እኖራለሁ ዚሚል፣ እሱ በተመላለሰበት መንገድ ዚመመላለስ ግዎታ አለበት።
እቲ፡ “ምስኡ ብሓድነት እዚ ዝነብር” ዚብል፡ ኚምቲ ንሱ እተመላለሶ ገይሩ ኺመላለስ ግዎታ ኣለዎ።
67,655

67,656
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ ዚምጜፍላቜሁ ኚመጀመሪያ ጀምሮ ዚነበራቜሁን ዹቆዹውን ትእዛዝ እንጂ አዲስ ትእዛዝ አይደለም። ይህ ዹቆዹው ትእዛዝ ዚሰማቜሁት ቃል ነው።
ፍቑራተዚ፡ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበሚኩም ናይ ቀደም ትእዛዝ እምበር፡ ሓድሜ ትእዛዝ ኣይኰንኩን ዝጜሕፈልኩም ዘለኹ። እዚ ናይ ቀደም ትእዛዝ እዚ፡ ዝሰማዕኩምዎ ቓል እዩ።
67,657

67,658
am_tg
ይሁንና በእሱም ሆነ በእናንተ ዘንድ እውነት ዹሆነውን አዲስ ትእዛዝ እጜፍላቜኋለሁፀ ምክንያቱም ጹለማው እያለፈና እውነተኛው ብርሃን አሁንም እንኳ እያበራ ነው።
ጞልማት ይሓልፍ፡ ብርሃን ሓቂ እውን ድሮ ይበርህ ኣሎ እሞ፡ ኹም ብሓድሜ ኣብኡን ኣባኻትኩምን ሓቂ ዝዀነ ሓድሜ ትእዛዝ እጜሕፈልኩም ኣለኹ።
67,659

67,660
am_tg
በብርሃን ውስጥ እንዳለ እዚተናገሚ ወንድሙን ዹሚጠላ አሁንም በጹለማ ውስጥ ነው።
እቲ፡ “ኣብ ብርሃን ኣለኹ” ዚብል፡ ንሓዉ ግና ዚጞልእ፡ ገና ኣብ ጞልማት እዩ ዘሎ።
67,661

67,662
am_tg
ወንድሙን ዚሚወድ በብርሃን ውስጥ ይኖራልፀ በእሱም ዘንድ ምንም ዚሚያሰናክል ነገር ዚለም።
እቲ ንሓዉ ዜፍቅር፡ ኣብ ብርሃን እዩ ዚነብር፡ ኣብኡ እውን መዐንቀፊ ዚልቊን።
67,663

67,664
am_tg
ወንድሙን ዹሚጠላ ግን በጹለማ ውስጥ ነውፀ በጹለማም ይመላለሳልፀ ደግሞም ጹለማው ዓይኑን ስላሳወሚው ወዎት እንደሚሄድ አያውቅም።
እቲ ንሓዉ ዚጞልእ ግና፡ ኣብ ጞልማት እዩ ዘሎን ዚመላለስን፣ ጞልማት ንኣዒንቱ ስለ ዘዖሮ ድማ፡ ናበይ ኹም ዚኞይድ ኣይፈልጥን እዩ።
67,665

67,666
am_tg
ልጆቌ ሆይ፣ ዚምጜፍላቜሁ ለእሱ ስም ሲባል ኃጢአታቜሁ ይቅር ስለተባለላቜሁ ነው።
ደቀዚ፡ ሓጢኣትኩም ምእንቲ ስሙ ተሓዲጉልኩም እዩ እሞ፡ እጜሕፈልኩም ኣለኹ።
67,667

67,668
am_tg
አባቶቜ ሆይ፣ ዚምጜፍላቜሁ ኚመጀመሪያ ያለውን እሱን ስላወቃቜሁት ነው። እናንተ ወጣት ወንዶቜ፣ ዚምጜፍላቜሁ ክፉውን ስላሞነፋቜሁት ነው። ልጆቜ ሆይ፣ ዚምጜፍላቜሁ አብን ስላወቃቜሁት ነው።
ኣቱም ኣቊታት፡ ነቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበሹ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡ እጜሕፈልኩም ኣለኹ። ኣቱም ኣጕባዝ፡ ነቲ እኩይ ስዒርኩምዎ ኢኹም እሞ፡ እጜሕፈልኩም ኣለኹ። ኣቱም ቈልዑ፡ ንኣቊ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡ ጜሒፈልኩም ኣለኹ።
67,669

67,670
am_tg
አባቶቜ ሆይ፣ ዚምጜፍላቜሁ ኚመጀመሪያ ያለውን እሱን ስላወቃቜሁት ነው። እናንተ ወጣት ወንዶቜ፣ ዚምጜፍላቜሁ ጠንካሮቜ ስለሆናቜሁ፣ ዹአምላክ ቃል በልባቜሁ ስለሚኖርና ክፉውን ስላሞነፋቜሁት ነው።
ኣቱም ኣቊታት፡ ነቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበሹ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡ ጜሒፈልኩም ኣለኹ። ኣቱም ኣጕባዝ፡ ብርቱዓት ስለ ዝዀንኩምን ቃል ኣምላኜ ኣባኻትኩም ስለ ዚነብርን ነቲ እኩይ ስለ ዝሰዓርኩምዎን፡ ጜሒፈልኩም ኣለኹ።
67,671

67,672
am_tg
ዓለምንም ሆነ በዓለም ውስጥ ያሉትን ነገሮቜ አትውደዱ። ማንም ዓለምን ዚሚወድ ኹሆነ ዚአብ ፍቅር በውስጡ ዚለምፀ
ንዓለም ወይስ ነቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ኣይትፍተዉ። ሓደ እኳ ንዓለም እንተ ፈትዩዋ፡ ፍቕሪ ኣቊ ኣብኡ ዚላን፣
67,673

67,674
am_tg
ምክንያቱም በዓለም ያለው ነገር ሁሉ ይኾውም ዚሥጋ ምኞት፣ ዹዓይን አምሮትና ኑሮዬ ይታይልኝ ማለት ኹዓለም እንጂ ኚአብ ዹሚመነጭ አይደለም።
ምኜንያቱ፡ ኵሉ እቲ ኣብ ዓለም ዘሎ፡ ትምኒት ስጋን ትምኒት ኣዒንትን መነባብሮኻ ርኣዩለይ ምባልን፡ ካብ ዓለም እምበር፡ ካብ ኣቊስ ኣይኰነን።
67,675

67,676
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ዓለምም ሆነ ምኞቱ ያልፋሉፀ ዹአምላክን ፈቃድ ዚሚያደርግ ግን ለዘላለም ይኖራል።
ዓለም ኚኣ ትሓልፍ እያ ዘላ፡ ትምኒታ እውን ኚምኡ፣ እቲ ፍቓድ ኣምላኜ ዚገብር ግና ንዘለኣለም ይነብር።
67,677

67,678
am_tg
ልጆቌ ሆይ፣ ይህ ዚመጚሚሻው ሰዓት ነውፀ እንደሰማቜሁትም ፀሹ ክርስቶስ እዚመጣ ነውፀ አሁንም እንኳ ብዙ ፀሹ ክርስቶሶቜ መጥተዋልፀ ኹዚህም በመነሳት ይህ ዚመጚሚሻው ሰዓት መሆኑን እናውቃለን።
ደቀዚ፡ እዚኣ እታ ዳሕሚይቲ ሰዓት እያ፣ ኚምቲ እቲ ጾሹ ክርስቶስ ኹም ዚመጜእ ዝሰማዕኩምዎ ኞኣ፡ ሕጂ እውን ብዙሓት ኣጜራሚ ክርስቶስ ተንሲኊም ኣለዉ፣ እዚኣ እታ ዳሕሚይቲ ሰዓት ምዃና፡ በዚ ኢና እንፈልጥ።
67,679

67,680
am_tg
በእኛ መካኚል ነበሩፀ ሆኖም ኚእኛ ወገን ስላልነበሩ ትተውን ሄደዋል። ኚእኛ ወገን ቢሆኑማ ኖሮ ኚእኛ ጋር ጾንተው በኖሩ ነበር። ሆኖም ኚእኛ ወገን ዚሆኑት ሁሉም አለመሆናቾው በግልጜ ይታይ ዘንድ ኚእኛ ተለይተው ወጡ።
ካባና እዮም ወጺኊም፡ ግናኞ፡ ካባና ኣይነበሩን፣ ካባና ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ ምሳና ምነበሩ ነይሮም። ግናኞ፡ ካባና ዝነበሩ ዅላቶም ዘይምዃኖም ምእንቲ ኺገሃድ እዮም ዝወጹ።
67,681

67,682
am_tg
እናንተ ግን ቅዱስ ኹሆነው ኚእሱ ዚመንፈስ ቅብዓት አግኝታቜኋልፀ ደግሞም ሁላቜሁም እውቀት አላቜሁ።
ንስኻትኩም ድማ ካብቲ ቕዱስ፡ ቅብኣት ኣሎኩም፣ ኵላትኩም እውን ፍልጠት ኣሎኩም።
67,683

67,684
am_tg
ዚምጜፍላቜሁ እውነትን ስለማታውቁ ሳይሆን እውነትን ስለምታውቁና ኚእውነት ምንም ዓይነት ውሞት ስለማይወጣ ነው።
ነታ ሓቂ ስለ ዘይትፈልጥዋ ዘይኰነስ፡ ስለ እትፈልጥዋ፡ ሓሶት እውን ካብ ሓቂ ስለ ዘይኰነ እዚ ዝጞሓፍኩልኩም።
67,685

67,686
am_tg
ኢዚሱስን፣ ክርስቶስ አይደለም ብሎ ኚሚክድ በቀር ውሞታም ማን ነው? ይህ አብንና ወልድን ዹሚክደው ፀሹ ክርስቶስ ነው።
እቲ ንዚሱስ ብሓቂ ክርስቶስ ምዃኑ ዚኜሕዶ እንተ ዘይኰይኑስ፡ መን እዩ ሓሳዊ፧ እቲ ንኣቊን ንወድን ዚኜሕዶም፡ ንሱ እቲ ጾሹ ክርስቶስ እዩ።
67,687

67,688
am_tg
ወልድን ዚሚክድ ሁሉ በአብ ዘንድም ተቀባይነት ዚለውም። ወልድን አምኖ ዹሚቀበል ሁሉ ግን በአብም ዘንድ ተቀባይነት አለው።
እቲ ንወዲ ዚኜሕዶ ዘበለ ዅሉ፡ ንዕኡ እቲ ኣቊ ዚብሉን። እቲ ንወዲ ዚእመነሉ፡ ንዕኡ እቲ ኣቊ ኣለዎ።
67,689

67,690
am_tg
በእናንተ በኩል ግን ኚመጀመሪያ ዚሰማቜሁት በልባቜሁ ይኑር። ኚመጀመሪያ ዚሰማቜሁት በልባቜሁ ዹሚኖር ኹሆነ እናንተም ኚወልድና ኚአብ ጋር ያላቜሁን አንድነት ጠብቃቜሁ ትኖራላቜሁ።
ንዓኻትኩምሲ፡ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ ኣባኻትኩም ደኣ ይንበር። እቲ ኻብ መጀመርታ ዝሰማዕኩምዎ ኣባኻትኩም ዚነብር እንተ ዀይኑ፡ ንስኻትኩም እውን ምስ ወድን ምስ ኣቊን ሓድነት ኣልዩኩም ክትነብሩ ኢኹም።
67,691

67,692
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ እሱ ራሱ ዚገባልን ዚተስፋ ቃል ዹዘላለም ሕይወት ነው።
እታ ንሱ ዘተስፈወና ተስፋ ኞኣ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እያ።
67,693

67,694
am_tg
እነዚህን ነገሮቜ ዚምጜፍላቜሁ ሊያሳስቷቜሁ ኚሚሞክሩት ሰዎቜ ዚተነሳ ነው።
ብዛዕባ እቶም ኬስሕቱኹም ዚፍትኑ እዚ እዚ ዝጞሓፍኩልኩም።
67,695

67,696
am_tg
እናንተ ግን ኚእሱ ዚተቀበላቜሁት ዚመንፈስ ቅብዓት በውስጣቜሁ ይኖራልፀ በመሆኑም ማንም እንዲያስተምራቜሁ አያስፈልግምፀ ኹዚህ ይልቅ ኚእሱ ያገኛቜሁት ይህ ቅብዓት ስለ ሁሉም ነገር እያስተማራቜሁ ነውፀ ደግሞም እውነት እንጂ ውሞት አይደለም። ይህ ቅብዓት ባስተማራቜሁ መሠሚት ኚእሱ ጋር ያላቜሁን አንድነት ጠብቃቜሁ ኑሩ።
ንስኻትኩምሲ፡ እቲ ኻብኡ እተቐበልኩምዎ ቕብኣት ኣባኻትኩም ይነብር ኣሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህሚኩም ኣዚድልዚኩምን እዩ፣ እቲ ኻብኡ ዝዀነ ቕብኣት ግና፡ ብዛዕባ ዅሉ ይምህሚኩም ኣሎ፣ ሓቂ እውን እዩ እምበር፡ ሓሶት ኣይኰነን። ኚምቲ ዝመሃሚኩም ድማ፡ ምስኡ ብሓድነት ንበሩ።
67,697

67,698
am_tg
እንግዲህ ልጆቌ፣ እሱ በሚገለጥበት ጊዜ ዹመናገር ነፃነት እንዲኖሚንና እሱ በሚገኝበት ወቅት ለኀፍሚት ተዳርገን ኚእሱ እንዳንርቅ ኚእሱ ጋር ያላቜሁን አንድነት ጠብቃቜሁ ኑሩ።
ሕጂ ድማ፡ ደቀዚ፡ ንሱ ኺግሃድ ኚሎ፡ ንምዝራብ ትብዓት ምእንቲ ኜንሚክብ፡ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን ኚኣ ብሕፍሚት ካብኡ ኞይንርሕቕሲ፡ ምስኡ ብሓድነት ንበሩ።
67,699