Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
67,800
am_tg
ሙሉ ሜልማት እንድታገኙ እንጂ ዚደኚምንባ቞ውን ነገሮቜ እንዳታጡ ለራሳቜሁ ተጠንቀቁ።
ምሉእ ዓስቢ ኜትሚኜቡ እምበር፡ ነቲ ዝጾዓርናሉ ምእንቲ ኞይተጥፍእዎ፡ ንርእስኹም ተጠንቀቑ።
67,801
tg_am

67,802
am_tg
ኚክርስቶስ ትምህርት አልፎ ዚሚሄድና በትምህርቱ ጞንቶ ዹማይኖር ሁሉ አምላክ ዚለውም። በዚህ ትምህርት ጞንቶ ዹሚኖር ሰው ግን አብና ወልድ አሉት።
እቲ ሓሊፉ ዚኞይድን ኣብ ትምህርቲ ክርስቶስ ዘይጞንዕን፡ ኣምላኜ ዚብሉን። እቲ ኣብዚ ትምህርቲ እዚ ዚጞንዕ፡ ንሱ ኣቊን ወድን ኣለውዎ።
67,803

67,804
am_tg
ማንም ሰው ወደ እናንተ ቢመጣና ይህን ትምህርት ይዞ ባይመጣ በቀታቜሁ አትቀበሉት ወይም ሰላም አትበሉት።
ዝዀነ ይኹን ናባኻትኩም እንተ መጺኡ እሞ ነዚ ትምህርቲ እዚ እንተ ዘዚምጺኡ፡ ኣብ ቀትኩም ኣይትቀበልዎ፡ ሰላም እውን ኣይትበልዎ።
67,805

67,806
am_tg
ሰላም ዹሚለው ሰው ዹክፉ ሥራው ተባባሪ ይሆናልና።
እቲ ሰላም ዚብሎስ ተኻፋሊ እቲ እኩይ ግብሩ እዩ።
67,807
tg_am
እቲ ሰላም ዚብሎስ ተኻፋሊ እቲ እኩይ ግብሩ እዩ።
ሰላም ዹሚለው ሰው ዹክፉ ሥራው ተባባሪ ይሆናልና።
67,808
am_tg
ዚምነግራቜሁ ብዙ ነገር ቢኖሚኝም በወሚቀትና በቀለም ልጜፈው አልፈልግምፀ ኹዚህ ይልቅ ደስታቜሁ ዹተሟላ እንዲሆን ወደ እናንተ መጥቌ ፊት ለፊት እንደማነጋግራቜሁ ተስፋ አደርጋለሁ።
ብዙሕ ዝጜሕፈልኩም ነገር ነይሩኒ ኜነሱ፡ ብወሚቐትን ብቐለምን ክጜሕፎ ኣይደልን እዚ፣ ግናኞ፡ ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ኪኞውንሲ፡ ናባኻትኩም ክመጜእን ኣፍ ንኣፍ ክዛሚበኩምን ተስፋ እገብር ኣለኹ።
67,809

67,810
am_tg
ዚተመሚጠቜው ዚእህትሜ ልጆቜ ሰላምታ ያቀርቡልሻል።
ደቂ እታ ሕርይቲ ሓብትኺ ሰላም ይብሉኺ ኣለዉ።
67,811
tg_am
ደቂ እታ ሕርይቲ ሓብትኺ ሰላም ይብሉኺ ኣለዉ።
ዚተመሚጠቜው ዚእህትሜ ልጆቜ ሰላምታ ያቀርቡልሻል።
67,812
am_tg
ኚሜማግሌው፣ ኚልብ ለምወደው ለተወዳጁ ጋይዮስ።
ካብቲ ሜማግለ፡ ናብቲ ኣነ ብሓቂ ዘፍቅሮ ፍቑር ጋይዮስ።
67,813
tg_am
ካብቲ ሜማግለ፡ ናብቲ ኣነ ብሓቂ ዘፍቅሮ ፍቑር ጋይዮስ።
ኚሜማግሌው፣ ኚልብ ለምወደው ለተወዳጁ ጋይዮስ።
67,814
am_tg
ዚተወደድክ ወንድም፣ አሁን በመልካም ሁኔታ ላይ እንዳለህ ሁሉ፣ በሁሉም ነገር እንዲሳካልህና ጥሩ ጀንነት እንዲኖርህ እጞልያለሁ።
ኣታ ፍቑር፡ ኚምቲ ደሓን ዘለኻ፡ ብዅሉ ደሓን ክትህሉን ክትጥዕን እጜልዚልካ ኣለኹ።
67,815

67,816
am_tg
ወንድሞቜ መጥተው እውነትን አጥብቀህ እንደያዝክ ሲመሠክሩ በመስማ቎ እጅግ ደስ ብሎኛልናፀ ደግሞም በእውነት ውስጥ እዚተመላለስክ መሆኑ በጣም አስደስቶኛል።
ኚምቲ በታ ሓቂ ትመላለስ ዘለኻ፡ ኣሕዋት መጺኊም ብዛዕባ እታ ዝሓዝካያ ሓቂ ብምምስካሮም፡ ብዙሕ ተሓጒሰ እዚ።
67,817

67,818
am_tg
ልጆቌ በእውነት ውስጥ እዚተመላለሱ መሆናቾውን ኚመስማት ዹበለጠ ደስታ ዚለኝም።
ደቀይ በታ ሓቂ ይመላለሱ ኾም ዘለዉ ኻብ ምስማዕ ዚዓቢ ሓጐስ ዚብለይን።
67,819

67,820
am_tg
ዚተወደድክ ወንድም፣ በግል ባታውቃ቞ውም እንኳ ለወንድሞቜ በምታደርገው ነገር ታማኝ መሆንህን እያሳዚህ ነው።
ኣታ ፍቑር፡ ንዓኻ ኣጋይሜ እኳ እንተ ዀኑ፡ ነቲ ነቶም ኣሕዋት እትገብሮ ዘበለ፡ ብተኣማንነት ትገብሮ ኣለኻ።
67,821

67,822
am_tg
እነሱም በጉባኀው ፊት ስለ አንተ ፍቅር መሥክሚዋል። እባክህ፣ አምላክ ደስ በሚሰኝበት ሁኔታ ሞኛ቞ው።
ንሳቶም ብዛዕባ ፍቕርኻ ኣብ ቅድሚ ጉባኀ መስኪሮም እዮም። ንኣምላኜ ኹም ዚበቅዕ ጌርካ ኣፋንዎም።
67,823

67,824
am_tg
ኚአሕዛብ ምንም ሳይቀበሉ ዚወጡት ለስሙ ሲሉ ነውና።
ኚመይሲ፡ ካብ ኣህዛብ ሓንቲ እኳ ኞይወሰዱ፡ ምእንቲ ስሙ እዮም ዝወጹ።
67,825

67,826
am_tg
ስለዚህ በእውነት ውስጥ አብሚን ዚምንሠራ እንሆን ዘንድ እንዲህ ላሉ ሰዎቜ ዚእንግዳ ተቀባይነት መንፈስ ዚማሳዚት ግዎታ አለብን።
እምበኣር፡ በታ ሓቂ መዓይይቲ ምእንቲ ኜንኚውን፡ ነዞም ኚምዚኣቶም ዝበሉ ኜንቅበሎም ግዎታ ኣሎና።
67,827

67,828
am_tg
ለጉባኀው ዚጻፍኩት ነገር ነበርፀ ሆኖም በመካኚላ቞ው ዚመሪነት ቊታ መያዝ ዹሚፈልገው ዲዮጥራጢስ ኚእኛ በአክብሮት ዹሚቀበለው ምንም ነገር ዚለም።
ናብታ ጉባኀ ሓደ ነገር ጜሒፈ ኣለኹ፣ እቲ ኣውራኊም ኪኞውን ዚደሊ ድዮትሬፌስ ግና ብኣኜብሮት ኣይቅበለናን እዩ።
67,829

67,830
am_tg
በመሆኑም እኔ ኚመጣሁ ስለ እኛ መጥፎ ወሬ በማናፈስ ዚሚሠራውን ሥራ ይፋ አወጣለሁ። ይህም አልበቃ ብሎት ወንድሞቜን በአክብሮት አይቀበልምፀ እነሱን መቀበል ዚሚፈልጉትንም ለመኹልኹልና ኚጉባኀ ለማባሚር ይጥራል።
ስለዚ፡ እንተ መጺአ፡ ነቲ ብዛዕባና ኜፉእ ወሹ ብምውራይ ዚገብሮ ዘሎ ግብሪ ኾም ዚዝኹር ክገብር እዚ። እዚ ኞይኣኜሎስ፡ ነቶም ኣሕዋት ብኣኜብሮት ኣይቅበሎምን፡ ነቶም ኪቕበልዎም ዚደልዩ ኞኣ ኪኜልክሎም ይፍትን፡ ካብ ጉባኀ እውን ዚውጜኊም ኣሎ።
67,831

67,832
am_tg
ወዳጄ ሆይ፣ መጥፎ ዹሆነውን አትኚተልፀ ይልቁንም ጥሩ ዹሆነውን ተኚተል። መልካም ዚሚያደርግ ዹአምላክ ወገን ነው። መጥፎ ዚሚያደርግ አምላክን አላዚውም።
ኣታ ፍቑር፡ ነቲ ሰናይ ደኣ እምበር፡ ነቲ እኚይሲ ኣይትስዓቊ። እቲ ሰናይ ዚገብር፡ ካብ ኣምላኜ እዩ። እቲ እኚይ ዚገብር፡ ንኣምላኜ ኣይሚኣዮን።
67,833

67,834
am_tg
ሁሉም ወንድሞቜ ስለ ድሜጥሮስ በሚገባ መሥክሚዋልፀ እውነት ራሱም ይህን አሚጋግጧል። እንዲያውም እኛም ጭምር ስለ እሱ እዚመሠኚርን ነውፀ ዹምንሰጠው ምሥክርነት ደግሞ እውነት እንደሆነ ታውቃለህ።
ኵላቶም ንድሜጥሮስ ጜቡቕ ይምስክሩሉ ኣለዉ፣ እታ ሓቂ ባዕላ ድማ ትምስክሚሉ ኣላ። ንሕና እውን ንምስክሚሉ ኣለና፣ ምስክርና ሓቂ ኾም ዝዀነ ኞኣ ንስኻ ትፈልጥ ኢኻ።
67,835

67,836
am_tg
ብዙ ዹምነግርህ ነገር ነበሚኝፀ ሆኖም ኹዚህ በላይ በብዕርና በቀለም ልጜፍልህ አልፈልግም።
ብዙሕ ዝጜሕፈልካ ነገር ነይሩንስ፡ ብቐለምን ብብርዕን ክጜሕፈልካ ግና ኣይደልን እዚ።
67,837

67,838
am_tg
ኹዚህ ይልቅ በቅርቡ እንደማይህ ተስፋ አደርጋለሁፀ በዚያን ጊዜ ፊት ለፊት እንነጋገራለን። ሰላም ለአንተ ይሁን። ወዳጆቜ ሰላምታ ያቀርቡልሃል። በግለሰብ ደሹጃ ሰላምታዬን ለወዳጆቜ አቅርብልኝ።
ግናኞ፡ ቀልጢፈ ኜርእዚካ ተስፋ እገብር ኣለኹ፣ ኣፍ ንኣፍ ድማ ክንዛራሚብ ኢና። ሰላም ንዓኻ ይኹን። ፈተውትና ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ። ንፈተውትና በብስሞም ሰላም በለለይ።
67,839

67,840
am_tg
ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ባሪያና ዚያዕቆብ ወንድም ኹሆነው ኚይሁዳ፣ ለተጠሩትና አባታቜን በሆነው አምላክ ለተወደዱት እንዲሁም ኚኢዚሱስ ክርስቶስ ጋር ይሆኑ ዘንድ ጥበቃ ለተደሹገላቾው፩
ይሁዳ ባርያ ዚሱስ ክርስቶስን ሓው ያእቆብን ነቶም ብኣምላኜ ኣቊ እተፈቕሩን ንዚሱስ ክርስቶስ እተሓለዉን ጜዉዓትፊ
67,841

67,842
am_tg
ምሕሚት፣ ሰላምና ፍቅር ይብዛላቜሁ።
ምሕሚትን ሰላምን ፍቕርን ይብዝሓልኩም።
67,843
tg_am
ምሕሚትን ሰላምን ፍቕርን ይብዝሓልኩም።
ምሕሚት፣ ሰላምና ፍቅር ይብዛላቜሁ።
67,844
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ ሁላቜንም ስለምናገኘው መዳን ልጜፍላቜሁ እጅግ ጓጉቌ ዹነበሹ ቢሆንም ለአንዮና ለመጚሚሻ ጊዜ ለቅዱሳን ስለተሰጠው እምነት ብርቱ ተጋድሎ እንድታደርጉ ለማሳሰብ ልጜፍላቜሁ ተገደድኩ።
ኣቱም ፍቑራተይ፡ ብዛዕባ ድሕነትና ኜጜሕፈልኩም እኳ ሃሚር እንተ በልኩ፡ ነታ ሓንሳእ ንሓዋሩ ንቕዱሳት እተዋህበት እምነት ምእንቲ ኜትጋደሉ፡ ክጜሕፈልኩም ኣድላዪ ዀይኑ ሚኺበዮ እዚ።
67,845

67,846
am_tg
ይህን ያደሚግኩት ፍርድ እንደሚጠብቃ቞ው በቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ አስቀድሞ ዹተነገሹላቾው አንዳንድ ሰዎቜ ሟልኚው ስለገቡ ነውፀ እነዚህ ሰዎቜ ፈሪሃ አምላክ ዚሌላ቞ው፣ በአምላካቜን ጾጋ እያሳበቡ ዓይን ያወጣ ምግባር ዚሚፈጜሙ እንዲሁም ዹዋጀንንና እሱ ብቻ ጌታቜን ዹሆነውን ኢዚሱስ ክርስቶስን ዚሚክዱ ና቞ው።
ምኜንያቱ፡ ብቕዱሳት ጜሑፋት ኣቐዲሙ ነዚ ፍርዲ እዚ እተነግሚሎም ፍርሃት ኣምላኜ ዘይብሎም ገለ ሰባት ሰሊኟም ኣትዮም ኣለዉ፣ ንሳቶም ብጞጋ ኣምላኜና ኣመኜንዮም ንውርምና ዚገብሩን ነቲ በይኑ ዋናናን ጐይታናን ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ ዚኜሕዱን እዮም።
67,847

67,848
am_tg
ምንም እንኳ ይህን ሁሉ አስቀድማቜሁ በሚገባ ታውቁ ዹነበሹ ቢሆንም ይሖዋ ሕዝቡን ኚግብፅ ምድር እንዳዳነ፣ በኋላም እምነት ያላሳዩትን እንዳጠፋ ላስታውሳቜሁ እወዳለሁ።
ነዚ ዅሉ ኣጞቢቕኩም ትፈልጥዎ እኳ እንተ ዀንኩም፡ ዹሆዋ ንህዝቡ ኻብ ግብጺ ኣድሒኑ፡ ደሓር ነቶም ዘይኣምኑ ኾም ዘጥፍኊም ኚዘኻኜሚኩም እደሊ እዚ።
67,849

67,850
am_tg
በተጚማሪም መጀመሪያ ዚነበራ቞ውን ቊታ ያልጠበቁትንና ተገቢ ዹሆነውን ዚመኖሪያ ስፍራ቞ውን ዚተዉትን መላእክት በታላቁ ቀን ለሚፈጞምባ቞ው ፍርድ በዘላለም እስራት በድቅድቅ ጹለማ ውስጥ አቆይቷ቞ዋል።
ነቶም መንበሪኊም ዝሓደጉ እምበር፡ ቊታኊም ዘይሓለዉ መላእኜቲ እውን፡ ኣብ ድቕድቕ ጞልማት ንፍርዲ እታ ዓባይ መዓልቲ ብናይ ዘለኣለም መቓውሕ ኣሲሩ ዓቚርዎም ኣሎ።
67,851

67,852
am_tg
በተመሳሳይም ሰዶምና ገሞራ እንዲሁም በዙሪያ቞ው ዚነበሩ ኚተሞቜ ራሳ቞ውን ልቅ ለሆነ ዚፆታ ብልግና አሳልፈው ዚሰጡ ኹመሆኑም ሌላ ኚተፈጥሮ ውጭ ዹሆነ ዚሥጋ ፍላጎታ቞ውን ያሳድዱ ነበርፀ በመሆኑም በዘላለም እሳት ፍርድ ተቀጥተው ለእኛ ዚማስጠንቀቂያ ምሳሌ ሆነዋል።
ሶዶምን ጎሞራን ኣብ ኚባቢአን ዝነበራ ኞተማታትን እውን፡ ኚማታቶም እምብዛ ምስ መንዘራን ዘይባህርያዊ ትምኒት ስጋ ምስ ሰዓባን፡ በቲ ዝወሹደን መቕጻዕቲ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ንመለበሚ ዀይነናና ኣለዋ።
67,853

67,854
am_tg
ያም ሆኖ ግን እነዚህ ሕልም አላሚዎቜ ሥጋን ያሚክሳሉፀ ሥልጣንን ይንቃሉፀ ዚተኚበሩትንም ይሳደባሉ።
እዚ ዀይኑ ግና፡ እዞም ሓለምቲ እዚኊም እውን ስጋ ዚርክሱን ጕይትነት ዹቃልሉን ንኜቡራት ይጾርፉን ኣለዉ።
67,855

67,856
am_tg
ይሁንና ዚመላእክት አለቃ ሚካኀል ዹሙሮን ሥጋ በተመለኹተ ኚዲያብሎስ ጋር በተኚራኚሚ ጊዜ ዚስድብ ቃል በመናገር ሊፈርድበት አልደፈሚምፀ ኹዚህ ይልቅ “ይሖዋ ይገሥጜህ” አለው።
ሚካኀል እቲ ሊቀ መላእኜቲ ግና፡ ብዛዕባ ሬሳ ሙሮ ምስ ድያብሎስ ዜኚራኜር ኣልይዎ ምስ ተማጐተ፡ “ዹሆዋ ይግናሕካ” ደኣ በሎ እምበር፡ ብጞርፊ ኺፈርዶ ኣይደፈሚን።
67,857

67,858
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ግን ስለማያውቁት ነገር ሁሉ ትቜት ይሰነዝራሉ። ደግሞም አእምሮ እንደሌላ቞ው እንስሳት፣ በደመ ነፍስ ዚሚሚዷ቞ውን ነገሮቜ ሁሉ ሲያደርጉ ዚራሳ቞ውን ሥነ ምግባር ያበላሻሉ።
እዚኣቶም ግና ብዛዕባ ዅሉ እቲ ዘይፈልጥዎ ነገራት ይጻሚፉ ኣለዉ። ብዅሉ እቲ ኾም ዘይሓስቡ እንስሳታት ብባህሚት ዚፈልጥዎ ነገራት ንርእሶም ዚበላሜዉ ኣለዉ።
67,859

67,860
am_tg
በቃዹን መንገድ ስለሄዱ፣ ለጥቅም ሲሉ ዹበለዓምን ዚተሳሳተ መንገድ በጭፍን ስለተኚተሉና በቆሬ ዹዓመፅ ንግግር ስለጠፉ ወዮላ቞ው!
ብመገዲ ቃዹል ስለ ዝኞዱ፡ ምእንቲ ዓስቢ ኢሎም ናብ ስሕተት በላዓም ህሩግ ስለ ዝበሉ፡ ብዘሚባ ዕልወት ቆራሕ ኚኣ ስለ ዝጠፍኡ፡ ወይለኊም።
67,861

67,862
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ፍቅራቜሁን ለመግለጜ በምታዘጋጁት ግብዣ ላይ ተገኝተው አብሚዋቜሁ ሲመገቡ ልክ በባሕር ውስጥ እንደተደበቀ ዓለት ኹመሆናቾውም ሌላ ያላንዳቜ ኀፍሚት ለሆዳ቞ው ብቻ ዚሚያስቡ እሚኞቜ ና቞ውፀ በነፋስ ወዲያና ወዲህ ዚሚነዱ ዝናብ ዹሌላቾው ደመናዎቜ እንዲሁም በመኹር ጊዜ ፍሬ ዚማይገኝባ቞ው፣ ሁለት ጊዜ ዚሞቱና ኚሥራ቞ው ዹተነቀሉ ዛፎቜ ና቞ውፀ
እዚኣቶም ምሳኻትኩም ኣብ ናይ ፍቕሪ መኣድኹም ዚበልዑ ዘለዉ ኣብ ትሕቲ ማይ እተሓብኡ ኣኻውሕ፡ ብዘይ ፍርሃት ንርእሶም ዚምግቡ ጓሶት፡ ብንፋስ ናብዝን ናብትን ዚድፍኡ ማይ ዘይብሉ ደበና፡ ኣብ መወዳእታ ኣዝመራ ዘይፈርያን ክልተ ሳዕ ዝሞታን ካብ ሱሚን እተመንቈሳን ኣእዋም እዮም፣
67,863

67,864
am_tg
አሹፋ እንደሚደፍቅ ኃይለኛ ዚባሕር ማዕበል አሳፋሪ ድርጊታ቞ውን ይገልጣሉፀ ለዘላለም ድቅድቅ ጹለማ ውስጥ ዚሚጣሉ ተንኚራታቜ ኚዋክብት ና቞ው።
ነውሮም ዜዕፍሩ ብርቱዓት ማዕበል ባሕሪ፡ ግብ ዝበለ ጞልማት ንዘለኣለም እተዓቝሚሎም ኣንፈት ዘይብሎም ኚዋኜብቲ እዮም።
67,865

67,866
am_tg
ኚአዳም ጀምሮ ሰባተኛ ትውልድ ዹሆነው ሄኖክ ስለ እነዚህ ሰዎቜ እንዲህ ሲል ተንብዮአልፊ “እነሆ! ይሖዋ ኚአእላፋት ቅዱሳን መላእክቱ ጋር መጥቷልፀ
እቲ ኻብ ኣዳም ሻውዓይ ዝዀነ ሄኖክ እውን፡ ኹምዚ ኢሉ ብዛዕባኊም ተነብዩ እዩፊ “እንሆ፡ ዹሆዋ ምስ ኣእላፋት ቅዱሳቱ መጺኡ ኣሎ።
67,867

67,868
am_tg
ዚመጣውም በሁሉ ላይ ለመፍሚድ፣ ፈሪሃ አምላክ ዹሌላቾው ሰዎቜ ለአምላክ አክብሮት በጎደለው መንገድ ዚፈጞሙትን ክፉ ድርጊትና ፈሪሃ አምላክ ዹሌላቾው ኃጢአተኞቜ በእሱ ላይ ዚተናገሩትን ክፉ ቃል ለማጋለጥ ነው።”
ንዅላቶም ኪፈርዶም፡ ንዅሎም እቶም ፍርሃት ኣምላኜ ዘይብሎም ድማ ብዛዕባ እቲ ብእኩይ መገዶም ዝገበርዎ ዅሉ እኩይ ግብሮም፡ ነቶም ፍርሃት ኣምላኜ ዘይብሎም ሓጥኣን ኚኣ ብዛዕባ እቲ እተዛሚብዎ ዜሰምብድ ዘሚባ ኺሚትዖም መጺኡ ኣሎ።”
67,869

67,870
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ዚሚያጉሚመርሙና ኑሯ቞ውን ዚሚያማርሩ እንዲሁም ዚራሳ቞ውን ምኞት ዹሚኹተሉ ና቞ውፀ ጉራ መንዛት ይወዳሉፀ ለጥቅማ቞ው ሲሉም ሌሎቜን ይክባሉ።
እዚኣቶም መጕሚምሚምቲ፡ ብህይወቶም ዜማርሩ፡ ብትምኒቶም ዚመላለሱ፡ ምእንቲ ጥቕሞም ንሰባት እናሞሓጡ ቓላት ትዕቢት ዚዛሚቡ እዮም።
67,871

67,872
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ እናንተ ግን ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ሐዋርያት አስቀድመው ዚነገሯቜሁን ቃል አስታውሱፀ
ንስኻትኩም ግና፡ ኣቱም ፍቑራተይ፡ ነቲ ብሃዋርያት ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ኣቐዲሙ እተነግሚ ነገር ዘክርዎ።
67,873

67,874
am_tg
እነሱ “በመጚሚሻው ዘመን መጥፎ ምኞታ቞ውን ዹሚኹተሉ ዘባ቟ቜ ይነሳሉ” ይሏቜሁ ነበር።
ንሳቶም፡ “በቲ ዳሕራይ ግዜ፡ ብእኩይ ትምኒቶም ዚመላለሱ መላገጜቲ ኺመጹ እዮም” ኢሎም ይነግሩኹም ነይሮም እዮም።
67,875

67,876
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ክፍፍል ዚሚፈጥሩ፣ ዚእንስሳ ባሕርይ ያላ቞ውና መንፈሳዊ ያልሆኑ ና቞ው።
እዚኣቶም ፈላለይቲ፡ ስጋውያን፡ ዘይመንፈሳውያን እዮም።
67,877

67,878
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ እናንተ ግን እጅግ ቅዱስ በሆነው እምነታቜሁ ላይ ራሳቜሁን ገንቡፀ እንዲሁም በመንፈስ ቅዱስ ጞልዩፀ
ንስኻትኩም ግና፡ ኣቱም ፍቑራተይ፡ በታ ኻብ ኵሉ ንላዕሊ እተቐደሰት እምነትኩም ንርእስኹም እናሃነጜኩም፡ ብመንፈስ ቅዱስ እናጞለኹም፡
67,879

67,880
am_tg
ይህን ዚምታደርጉት ዹዘላለም ሕይወት ዚሚያስገኝላቜሁን ዚጌታቜንን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን ምሕሚት እዚተጠባበቃቜሁ ኹአምላክ ፍቅር ሳትወጡ እንድትኖሩ ነው።
ነቲ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዜብጜሕ ምሕሚት ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ እናተጞበኹም፡ ንርእስኹም ኣብ ፍቕሪ ኣምላኜ ሓልውዋ።
67,881

67,882
am_tg
በተጚማሪም ጥርጣሬ ላደሚባ቞ው ምሕሚት አሳዩፀ
ኣብ ርእሲ እዚ፡ ንገሊኩም ዚጠራጠሩ፡ ምሕሚት ግበሩሎም፣
67,883
tg_am
ኣብ ርእሲ እዚ፡ ንገሊኩም ዚጠራጠሩ፡ ምሕሚት ግበሩሎም፣
በተጚማሪም ጥርጣሬ ላደሚባ቞ው ምሕሚት አሳዩፀ
67,884
am_tg
ኚእሳት ነጥቃቜሁ በማውጣት አድኗ቞ው። ለሌሎቜ ምሕሚት ማሳዚታቜሁንም ቀጥሉፀ ሆኖም ይህን ስታደርጉ ለራሳቜሁ መጠንቀቅና በሥጋ ሥራ ያደፈውን ልብሳ቞ውን መጥላት ይኖርባቜኋል።
ካብ ሓዊ መንዚዕኩም ኣናግፍዎም። ንገሊኩም ድማ፡ ነቲ ብስጋ ዝሹኾሰ ኜዳን እናጞላእኩም፡ ብፍርሃት ምሕሚት ግበሩሎም።
67,885

67,886
am_tg
እንዳትሰናኚሉ ሊጠብቃቜሁና ነቀፋ ዚሌለባቜሁ አድርጎ በታላቅ ደስታ፣ በክብሩ ፊት ሊያቆማቜሁ ለሚቜለው፣
ነቲ ኞይትዕንቀፉ ኺሕልወኩም፡ ብዓብዪ ሓጐስ ኚኣ ኣብ ቅድሚ ኜብሩ ብዘይ ኣበር ኬቝመኩም ዚኚኣሎ፡
67,887

67,888
am_tg
አዳኛቜን ለሆነው ብ቞ኛው አምላክ ኚዘመናት ሁሉ በፊት፣ አሁንና እስኚ ዘላለም በጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ክብር፣ ግርማ፣ ኃይልና ሥልጣን ይሁን። አሜን።
ነቲ መድሓኒና ዝዀነ ሓደ በይኑ ኣምላኜ፡ ብጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ካብ ዘለኣለምን ሕጅን ንዘለኣለምን ክብሪ፡ ግርማ፡ ሓይሊ፡ ስልጣን ይኹኖ። ኣሜን።
67,889

67,890
am_tg
ሰባቱን ሳህኖቜ ይዘው ኚነበሩት ሰባት መላእክት አንዱ መጥቶ እንዲህ አለኝ፩ “ና፣ በብዙ ውኃዎቜ ላይ በምትቀመጠው በታላቂቱ አመንዝራ ላይ ዹተበዹነውን ፍርድ አሳይሃለሁፀ
ሓደ ኻብቶም ሾውዓተ ጭሔሎ ዝሓዙ ሾውዓተ መላእኜቲ ኞኣ መጺኡ፡ ኹምዚ ኢሉ ተዛሹበኒ፩ “ፍርዲ እታ ኣብ ብዙሕ ማያት እትቕመጥ ዓባይ ኣመንዝራ ኞርእዚካስ፡ ንዓ።
67,891

67,892
am_tg
ዚምድር ነገሥታት ኚእሷ ጋር አመነዘሩፀ ዚምድር ነዋሪዎቜ ደግሞ በዝሙቷ ወይን ጠጅ ሰኚሩ።”
ነገስትታት ምድሪ ምስኣ መንዚሮም፡ ኣብ ምድሪ ዚነብሩ እውን ብወይኒ ምንዝርናኣ ሰኺሮም እዮም።”
67,893

67,894
am_tg
እሱም በመንፈስ ኃይል ወደ ምድሚ በዳ ወሰደኝ። በዚያም አንዲት ሎት አምላክን ዚሚሰድቡ ስሞቜ በሞሉበት እንዲሁም ሰባት ራሶቜና አሥር ቀንዶቜ ባሉት ደማቅ ቀይ አውሬ ላይ ተቀምጣ አዚሁ።
ብሓይሊ መንፈስ ድማ ናብ በሚኻ ወሰደኒ። ሾውዓተ ርእስን ዓሰርተ ቐርንን ኣብ ዘለዎ ስማት ጾርፊ ዝመልኩ ቐይሕ ኣራዊት እተቐመጠት ሰበይቲ ሚኣኹ።
67,895

67,896
am_tg
ሎቲቱ ሐምራዊና ደማቅ ቀይ ልብስ ለብሳ እንዲሁም በወርቅ፣ በኚበሩ ድንጋዮቜና በዕንቁዎቜ አጊጣ ነበርፀ በእጇም አስጞያፊ ነገሮቜና ዚዝሙቷ ርኩሰት ዚሞላበት ዹወርቅ ጜዋ ይዛ ነበር።
እታ ሰበይቲ ኞኣ ጁዅን ቀይሕን ተወንዚፋ፡ ብወርቅን ብኜቡር እምንን ብሉልን ተሰሊማ ነበሚት፣ ጜያፍን ርኜሰት ምንዝርናኣን ዝመልአ ጜዋእ ወርቂ ድማ ኣብ ኢዳ ነበራ።
67,897

67,898
am_tg
በግንባሯ ላይ “ታላቂቱ ባቢሎን፣ ዚአመንዝሮቜና ዚምድር አስጞያፊ ነገሮቜ እናት” ዹሚል ሚስጥራዊ ስም ተጜፎ ነበር።
ኣብ ግምባራ ኞኣ ምስጢር ዝዀነ፡ “ዓባይ ባቢሎን፡ ኣደ ኣመናዝርን ኣደ ጜያፍ ምድርን” ዚብል ስም ተጻሒፉ ነበሚ።
67,899