Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,000
am_tg
እንዲህም አሉ፩ “ያለህና ዚነበርክ፣ ሁሉን ቻይ ዹሆንኹው ይሖዋ አምላክ ሆይ፣ ታላቅ ኃይልህን ስለያዝክና ንጉሥ ሆነህ መግዛት ስለጀመርክ እናመሰግንሃለን።
“ኩ ዘለኻን ዝነበርካን፡ ኵሉ እትኜእል ዹሆዋ ኣምላኜ፡ ነቲ ዓብዪ ሓይልኻ ስለ ዝወሰድካዮን ስለ ዝነገስካን፡ ነመስግነካ ኣለና።
68,001
tg_am

68,002
am_tg
ሆኖም ብሔራት ተቆጡፀ ዹአንተም ቁጣ መጣፀ በሙታን ላይ ዚምትፈርድበት፣ ለባሪያዎቜህ ለነቢያት፣ ለቅዱሳንና ስምህን ለሚፈሩ ለታናናሟቜና ለታላላቆቜ ወሮታ ዚምትኚፍልበት እንዲሁም ምድርን እያጠፉ ያሉትን ዚምታጠፋበት ዹተወሰነው ጊዜ መጣ።”
ግናኞ፡ ኣህዛብ ተቘጢዖም፡ ቍጥዓኻ እውን መጺኡ፡ እቲ ንምዉታት እትፈርደሉ፡ ንባሮትካ ነብያትን ቅዱሳትን ስምካ ንዚፈርሁ ንኣሜቱን ዓበይትን ኚኣ ዓስቊም እትህበሉ፡ ነቶም መጥፋእቲ ምድሪ እውን እተጥፍኣሉ ምዱብ ግዜ መጺኡ።”
68,003

68,004
am_tg
በሰማይ ያለው ዹአምላክ ቀተ መቅደስ ቅዱስ ስፍራ ተኚፍቶ ነበርፀ ዹቃል ኪዳኑ ታቊትም በቀተ መቅደሱ ቅዱስ ስፍራ ታዚ። እንዲሁም ዚመብሚቅ ብልጭታ፣ ድምፅ፣ ነጎድጓድ፣ ዚምድር ነውጥና ታላቅ በሚዶ ተኚሰተ።
እታ ኣብ ሰማይ ዘላ ቀተ መቕደስ ኣምላኜ ድማ ተኞፍተት፣ ታቊት ኪዳኑ ኞኣ ኣብታ ቀተ መቕደሱ ተራእዚ። በርቅታትን ድምጜታትን ነጐዳታትን ምንቅጥቃጥ ምድርን ዓብዪ በሚድን እውን ኰነ።
68,005

68,006
am_tg
በቅርብ ጊዜ ውስጥ ሊፈጾሙ ዚሚገባ቞ውን ነገሮቜ ለባሪያዎቹ እንዲያሳይ አምላክ ለኢዚሱስ ክርስቶስ ዹሰጠውና እሱ ዹገለጠው ራእይ ይህ ነው። ኢዚሱስም መልአኩን ልኮ ለባሪያው ለዮሐንስ በምልክቶቜ ገለጠለትፀ
እቲ ቐልጢፉ ኪኞውን ዘለዎ፡ ንባሮቱ ምእንቲ ኌርእዮም ኢሉ፡ ኣምላኜ ንዚሱስ ክርስቶስ ዝሃቩ ራእይ። ንሱ ኞኣ መልኣኹ ልኢኹ፡ ንባርያኡ ዮሃንስ ብምልክታት ኣርኣዮ፣
68,007

68,008
am_tg
ዮሐንስም አምላክ ስለሰጠው ቃልና ኢዚሱስ ክርስቶስ ስለሰጠው ምሥክርነት ይኾውም ስላያ቞ው ነገሮቜ ሁሉ መሥክሯል።
ንሱ ድማ ነቲ ኣምላኜ ዝሃቩ ቓልን ነቲ ዚሱስ ክርስቶስ ዝመስኚሮ ምስክርን፡ እወ፡ ነቲ ዝሚኣዮ ዘበለ ዅሉ መስኚሚ።
68,009

68,010
am_tg
ዹዚህን ትንቢት ቃል ጮክ ብሎ ዚሚያነብ ደስተኛ ነውፀ እንዲሁም ቃሉን ዚሚሰሙትና በውስጡ ዚተጻፉትን ነገሮቜ ዚሚጠብቁት ደስተኞቜ ና቞ውፀ ዹተወሰነው ጊዜ ቀርቧልና።
እቲ ምዱብ ግዜ ቐሪቡ እዩ እሞ፡ እቲ ንቓል እዚ ትንቢት እዚ ዓው ኢሉ ዜንብቊን እቶም ዚሰምዕዎን ነቲ ኣብኡ ተጻሒፉ ዘሎ እውን ዚሕልውዎን ሕጉሳት እዮም።
68,011

68,012
am_tg
ኚዮሐንስ፣ በእስያ አውራጃ ለሚገኙ ለሰባቱ ጉባኀዎቜፊ “ካለው፣ ኹነበሹውና ኚሚመጣው” እንዲሁም በዙፋኑ ፊት ካሉት ኚሰባቱ መናፍስት ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁንፀ
ካብ ዮሃንስ፡ ናብተን ኣብ ኣውራጃ እስያ ዘለዋ ሾውዓተ ጉባኀታትፊ ካብቲ “ዘሎን ዝነበሹን ዚመጜእን፡” ካብቶም ኣብ ቅድሚ ዝፋኑ ዘለዉ ሾውዓተ መናፍስትን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
68,013

68,014
am_tg
በተጚማሪም “ታማኝ ምሥክር፣” “ኚሙታን በኩር” እና “ዚምድር ነገሥታት ገዢ” ኹሆነው ኚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን። ለወደደንና በገዛ ደሙ አማካኝነት ኚኃጢአታቜን ነፃ ላወጣን፣
ካብቲ “እሙን ምስክርን” “በዅሪ ምዉታትን” “ገዛኢ ነገስታት ምድርን” ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ እውን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም። ንዕኡ ነቲ ዜፍቅሹናን ካብ ሓጢኣትና ብደሙ ሓራ ዘውጜኣናን፡
68,015

68,016
am_tg
ነገሥታት እንዲሁም ለአምላኩና ለአባቱ ካህናት ላደሹገን ለእሱ ክብርና ኃይል ለዘላለም ይሁን። አሜን።
መንግስቲ፡ ኚምኡ ድማ ንኣምላኹን ንኣቊኡን ካህናት ዝገበሚና፡ እወ፡ ንዕኡ ኜብርን ሓይልን ንዘለኣለም ይኹኖ። ኣሜን።
68,017

68,018
am_tg
እነሆ፣ ኚደመናት ጋር ይመጣልፀ ዓይኖቜ ሁሉ፣ ዚወጉትም ያዩታልፀ በእሱም ዚተነሳ ዚምድር ነገዶቜ ሁሉ በሐዘን ደሚታ቞ውን ይደቃሉ። አዎ፣ ይህ በእርግጥ ይሆናል። አሜን።
እንሆ፡ ብደበና ይመጜእ ኣሎ፡ ኵለን ኣዒንትን እቶም ዝወግእዎን ኪርእይዎ እዮም፣ ኵሎም ነገዳት ምድሪ ደሚቶም እናወቕዑ ኌልቅሱ እዮም። እወ፡ ኣሜን።
68,019

68,020
am_tg
“እኔ አልፋና ኊሜጋ፣ ያለው፣ ዹነበሹውና ዚሚመጣው፣ ሁሉን ቻይ ነኝ” ይላል ይሖዋ አምላክ።
እቲ “ዘሎን ዝነበሹን ዚመጜእን ኵሉ ዚኜእል” ዹሆዋ ኣምላኜ፡ “ኣልፋን ኩሜጋን ኣነ እዚ” ይብል።
68,021

68,022
am_tg
ዚኢዚሱስ ተኚታይ በመሆኔ ኚእናንተ ጋር ዚመኚራው፣ ዚመንግሥቱና ዚጜናቱ ተካፋይ ዚሆንኩ እኔ ወንድማቜሁ ዮሐንስ፣ ስለ አምላክ በመናገሬና ስለ ኢዚሱስ በመመሥኚሬ ጳጥሞስ በምትባል ደሎት ነበርኩ።
ኣነ ዮሃንስ ሓውኩም፡ ኣብቲ ምስ ዚሱስ ብምሕባር ዚመጜእ ጞበባን መንግስትን ተጻዋርነትን ኚኣ መኻፍልትኹም፡ ብዛዕባ ኣምላኜ ብምዝራበይን ብዛዕባ ዚሱስ ብምምስካሚይን ኣብታ ጳጥሞስ እትብሃል ደሎት ነበርኩ።
68,023

68,024
am_tg
በመንፈስ ወደ ጌታ ቀን ተወሰድኩፀ ኚኋላዬም እንደ መለኚት ያለ ኃይለኛ ድምፅ ሰማሁፀ
ብመንፈስ ተመሲጠ፡ ኣብ መዓልቲ ጐይታ ዀንኩ፣ ኹም ናይ መለኞት ዝበለ ብርቱዕ ድምጺ ብድሕሚይ ኹምዚ ዚብል ሰማዕኩፊ
68,025

68,026
am_tg
እንዲህም አለኝ፩ “ዚምታዚውን በመጜሐፍ ጥቅልል ላይ ጜፈህ በኀፌሶን፣ በሰምርኔስ፣ በጎርጋሞን፣ በትያጥሮን፣ በሰርዎስ፣ በፊላደልፊያና በሎዶቅያ ለሚገኙት ለሰባቱ ጉባኀዎቜ ላኚው።”
“ነዚ እትርእዮ፡ ኣብ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ጜሒፍካ፡ ናብተን ኣብ ኀፌሶንን ስሚርናን ጎርጋሞስን ትያቲራን ሳርዎስን ፊላደልፍያን ሎዲቅያን ዘለዋ ሾውዓተ ጉባኀታት ስደዶ።”
68,027

68,028
am_tg
እኔም እያናገሚኝ ያለው ማን እንደሆነ ለማዚት ዞር አልኩፀ በዚህ ጊዜም ሰባት ዹወርቅ መቅሚዞቜ ተመለኚትኩፀ
ነቲ ዚዛሹበኒ ዘሎ ድምጺ ኜርኢ ኞኣ ግልጜ በልኩ፣ ግልጜ ምስ በልኩ እውን፡ ሾውዓተ ቐዋሚ ቐንዮል ወርቂ ሚኣኹ።
68,029

68,030
am_tg
በመቅሚዞቹም መካኚል ዹሰው ልጅ ዚሚመስል አዚሁፀ እሱም እስኚ እግሩ ዚሚደርስ ልብስ ዹለበሰና ደሚቱ ላይ ዹወርቅ መታጠቂያ ዚታጠቀ ነበር።
ኣብ ማእኚል እቲ ሾውዓተ ቐዋሚ ቐንዮል ኚኣ፡ ክሳብ ኣእጋሩ እተኞድነን ኣብ ኣፍ ልቡ ወርቃዊ ዕጣቕ እተዓጥቀን ወዲ ሰብ ዚመስል ሚኣኹ።
68,031

68,032
am_tg
በተጚማሪም ራሱና ፀጉሩ እንደ ነጭ ሱፍ፣ እንደ በሚዶም ነጭ ነበርፀ ዓይኖቹም እንደ እሳት ነበልባል ነበሩፀ
ርእሱን ጞጕሩን ጻዕዳ ኾም ጾምርን ኹም ውርጭን ነበሚ፣ ኣዒንቱ እውን ኹም ሃልሃልታ ሓዊ ነበራ፣
68,033

68,034
am_tg
እግሮቹም እቶን ውስጥ እንደጋለ ዚጠራ መዳብ ነበሩፀ ድምፁም እንደ ውኃ ፏፏቮ ነበር።
ኣእጋሩ ኣብ እቶን ኹም ዝሹሰነ ጜሩይ ነሓሲ ይመስላ ነበራ፣ ድምጹ ኞኣ ኹም ደሃይ ብዙሕ ማያት ነበሚ።
68,035

68,036
am_tg
በቀኝ እጁም ሰባት ኚዋክብት ይዞ ነበርፀ ኹአፉም በሁለቱም በኩል ስለት ያለው ሹጅም ሰይፍ ወጣፀ ፊቱም በሙሉ ድምቀቱ እንደሚያበራ ፀሐይ ነበር።
ኣብ ዹማናይ ኢዱ ሾውዓተ ኞዋኜብቲ ነበሮ፣ ካብ ኣፉ ድማ ክልተ ዝኣፉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ ይወጜእ ነበሚ፣ ገጹ እውን ኚምታ ብሓይሊ እተብርህ ጾሓይ ነበሚ።
68,037

68,038
am_tg
ባዚሁት ጊዜ እንደሞተ ሰው ሆኜ እግሩ ሥር ወደቅኩ። እሱም ቀኝ እጁን በላዬ ጭኖ እንዲህ አለኝ፩ “አትፍራ። እኔ ዚመጀመሪያውና ዚመጚሚሻው ነኝፀ
ምስ ሚኣኜዎ፡ ኹም ምዉት ኰይነ ኣብ ኣእጋሩ ወደቕኩ። ዹማናይ ኢዱ ኣብ ልዕለይ ኣንቢሩ ኞኣ፡ ኹምዚ በለ፩ “ኣይትፍራህ። ኣነ እቲ ቐዳማይን እቲ ዳሕራይን
68,039

68,040
am_tg
ሕያው ዹሆነውም እኔ ነኝፀ ሞቌም ነበርፀ አሁን ግን ለዘላለም እኖራለሁፀ ዚሞትና ዚመቃብር ቁልፎቜም አሉኝ።
እቲ ህያውን እዚ፣ ሞይተ ድማ ነይሚ፡ እንሆ ግና፡ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው እዚ፣ መፋትሕ ሞትን መቓብርን ኚኣ ኣሎኒ።
68,041

68,042
am_tg
ስለዚህ ያዚሃ቞ውን ነገሮቜ፣ አሁን እዚተኚናወኑ ያሉትንና ኚእነዚህ በኋላ ዚሚፈጞሙትን ነገሮቜ ጻፍ።
እምበኣር፡ ነቲ ዝሚኣኻዮን ነዚ ዘሎን ነቲ ድሕርዚ ዚኾውንን ጜሓፎ።
68,043

68,044
am_tg
በቀኝ እጄ ላይ ያዚሃ቞ው ዚሰባቱ ኚዋክብት እንዲሁም ዚሰባቱ ዹወርቅ መቅሚዞቜ ቅዱስ ሚስጥር ይህ ነው፩ ሰባቱ ኚዋክብት ዚሰባቱን ጉባኀዎቜ መላእክት ያመለክታሉፀ ሰባቱ መቅሚዞቜ ደግሞ ሰባቱን ጉባኀዎቜ ያመለክታሉ።
ናይቶም ኣብ ዹማናይ ኢደይ ዝሚኣኻዮም ሾውዓተ ኞዋኜብትን ናይቲ ሾውዓተ ቐዋሚ ቐንዮል ወርቅን ቅዱስ ምስጢር እዚ እዩፊ እቶም ሾውዓተ ኞዋኜብቲ፡ መላእኜቲ እተን ሾውዓተ ጉባኀታት እዮም፣ እቲ ሾውዓተ ቐዋሚ ቐንዮል ኚኣ፡ ሾውዓተ ጉባኀታት እዚን።
68,045

68,046
am_tg
ኹዚህ በኋላ አራት መላእክት በአራቱ ዚምድር ማዕዘናት ቆመው አዚሁፀ እነሱም በምድር ወይም በባሕር ወይም በማንኛውም ዛፍ ላይ ምንም ነፋስ እንዳይነፍስ አራቱን ዚምድር ነፋሳት አጥብቀው ይዘው ነበር።
ድሕርዚ፡ ኣርባዕተ መላእኜቲ ኣብ ኣርባዕተ መኣዝን ምድሪ ደው ኢሎም፡ ኣብ ምድሪ ወይስ ኣብ ባሕሪ ወይስ ኣብ ኩም ዘበለ ንፋስ ኚይነፍስ፡ ነቶም ኣርባዕተ ንፋሳት ምድሪ ኣጜኒዖም ሒዞምዎም ሚኣኹ።
68,047

68,048
am_tg
እንዲሁም ዚሕያው አምላክ ማኅተም ያለው ሌላ መልአክ ኹፀሐይ መውጫ ወደ ላይ ሲወጣ አዚሁፀ እሱም ምድርንና ባሕርን እንዲጎዱ ሥልጣን ዚተሰጣ቞ውን አራቱን መላእክት በታላቅ ድምፅ
ማሕተም እቲ ህያው ኣምላኜ ዘለዎ ኻልእ መልኣኜ ድማ ካብ ምብራቕ ጾሓይ ኪዓርግ ኹሎ ሚኣኹ፣ ንሱ ኞኣ ነቶም ምድርን ባሕርን ኪጐድኡ እተፈቕደሎም ኣርባዕተ መላእኜቲ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጞዊዑ፡
68,049

68,050
am_tg
እንዲህ አላቾው፩ “ዚአምላካቜንን ባሪያዎቜ ግንባራ቞ው ላይ ማኅተም እስክናደርግባ቞ው ድሚስ ምድርን ወይም ባሕርን ወይም ዛፎቜን አትጉዱ።”
“ነቶም ባሮት ኣምላኜና ኣብ ገግምባሮም ክሳዕ እንሓትሞምሲ፡ ምድሪ ወይስ ባሕሪ ወይስ ኣእዋም ኣይትጕድኡ” በሎም።
68,051

68,052
am_tg
ዚታተሙትን ሰዎቜ ቁጥር ሰማሁፀ ቁጥራ቞ው 144,000 ሲሆን ዚታተሙትም ኚእያንዳንዱ ዚእስራኀል ልጆቜ ነገድ ነበር፩
ቍጜሪ እቶም ሕቱማት ድማ ሰማዕኩ፣ ካብ ኵሉ ነገድ ደቂ እስራኀል 144,000 ሕቱማትፊ
68,053

68,054
am_tg
ኚይሁዳ ነገድ 12,000 ታተሙፀኚሮቀል ነገድ 12,000፣ኚጋድ ነገድ 12,000፣
ካብ ነገድ ይሁዳ 12,000 ተሓትሙ፣ካብ ነገድ ሮቀል 12,000፣ካብ ነገድ ጋድ 12,000፣
68,055

68,056
am_tg
ኹአሮር ነገድ 12,000፣ኚንፍታሌም ነገድ 12,000፣ኚምናሎ ነገድ 12,000፣
ካብ ነገድ ኣሎር 12,000፣ካብ ነገድ ንፍታሌም 12,000፣ካብ ነገድ ምናሮ 12,000፣
68,057

68,058
am_tg
ኚስምዖን ነገድ 12,000፣ኚሌዊ ነገድ 12,000፣ኚይሳኮር ነገድ 12,000፣
ካብ ነገድ ስምኊን 12,000፣ካብ ነገድ ሌዊ 12,000፣ካብ ነገድ ይሳኮር 12,000፣
68,059

68,060
am_tg
ኚዛብሎን ነገድ 12,000፣ኚዮሎፍ ነገድ 12,000፣ኚቢንያም ነገድ 12,000 ታተሙ።
ካብ ነገድ ዛብሎን 12,000፣ካብ ነገድ ዮሎፍ 12,000፣ካብ ነገድ ብንያም 12,000 ተሓትሙ።
68,061

68,062
am_tg
ኹዚህ በኋላ አዚሁፀ እነሆም፣ ኹሁሉም ብሔራት፣ ነገዶቜ፣ ሕዝቊቜና ቋንቋዎቜ ዚተውጣጡ አንድም ሰው ሊቆጥራ቞ው ዚማይቜል እጅግ ብዙ ሕዝብ ነጭ ልብስ ለብሰው በዙፋኑና በበጉ ፊት ቆመው ነበርፀ ዚዘንባባ ዝንጣፊዎቜንም በእጆቻ቞ው ይዘው ነበር።
ድሕርዚ ሚኣኹ፡ እንሆ፡ ካብ ኵሎም ኣህዛብን ነገዳትን ህዝብታትን ቋንቋታትን እተኣኚቡ፡ ሓደ እኳ ኪቘጜሮም ዘይክእል ብዙሓት ህዝቢ፡ ወለል ዚብል ጻዕዳ ኜዳውንቲ ተኞዲኖም ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋንን ኣብ ቅድሚ እቲ ገንሾልን ደው ኢሎም ሚኣኹ፣ ኣብ ኣእዳዎም ኚኣ ጹናፍር ስዚ ሒዞም ነበሩ።
68,063

68,064
am_tg
በታላቅም ድምፅ እዚጮኹ “መዳን ያገኘነው በዙፋኑ ላይ ኹተቀመጠው ኚአምላካቜን እንዲሁም ኹበጉ ነው” ይሉ ነበር።
“ድሕነት ካብቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ኣምላኜናን ካብቲ ገንሾልን እዩ” እናበሉ ኞኣ ዓው ኢሎም ይጭድሩ ነበሩ።
68,065

68,066
am_tg
መላእክቱ ሁሉ በዙፋኑ፣ በሜማግሌዎቹና በአራቱ ሕያዋን ፍጥሚታት ዙሪያ ቆመው ነበርፀ እነሱም በዙፋኑ ፊት በግንባራ቞ው ተደፍተው ለአምላክ ሰገዱፀ
ኵሎም እቶም መላእኜቲ ድማ ኣብ ዙርያ እቲ ዝፋንን እቶም ሜማግለታትን እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን ደው ኢሎም ነበሩ፣ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ብገጟም ተደፊኩም ኚኣ ንኣምላኜ ኹምዚ እናበሉ ሰገዱፊ
68,067

68,068
am_tg
እንዲህም አሉ፩ “አሜን! ውዳሎ፣ ግርማ፣ ጥበብ፣ ምስጋና፣ ክብር፣ ኃይልና ብርታት ለዘላለም ለአምላካቜን ይሁን። አሜን።”
“ኣሜን! ውዳሰን ግርማን ጥበብን ምስጋናን ክብርን ሓይልን ብርታዐን ንዘለኣለመ ኣለም ንኣምላኜና ይኹን። ኣሜን።”
68,069

68,070
am_tg
ኚሜማግሌዎቹ አንዱ መልሶ “እነዚህ ነጭ ልብስ ዚለበሱት እነማን ናቾው? ኚወዎትስ ዚመጡ ናቾው?” አለኝ።
ሓደ ኻብቶም ሜማግለታት ድማ፡ “እዞም ወለል ዚብል ጻዕዳ ኜዳውንቲ እተኞድኑስ እንታዎት እዮም፧ ካበይኚ እዮም መጺኊም፧” በለኒ።
68,071

68,072
am_tg
እኔም ወዲያውኑ “ጌታዬ፣ ዚምታውቀው አንተ ነህ” አልኩት። እሱም እንዲህ አለኝ፩ “እነዚህ ታላቁን መኚራ አልፈው ዚመጡ ና቞ውፀ ልብሳ቞ውንም በበጉ ደም አጥበው ነጭ አድርገውታል።
ኣነ እውን፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ትፈልጥ” በልክዎ። ንሱ ኞኣ ኹምዚ በለኒ፩ “እዚኣቶም ካብቲ ብርቱዕ ጞበባ ዝወጹ እዮም፣ ነቲ ወለል ዚብል ክዳውንቶም ኚኣ ብደም እቲ ገንሾል ሓጺቊም ኣጻዕድዮምዎ እዮም።
68,073

68,074
am_tg
በአምላክ ዙፋን ፊት ያሉትም ለዚህ ነውፀ በቀተ መቅደሱም ቀንና ሌሊት ቅዱስ አገልግሎት እያቀሚቡለት ነውፀ በዙፋኑ ላይ ዹተቀመጠውም ድንኳኑን በላያ቞ው ይዘሚጋል።
ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋን ኣምላኜ እዮም፣ ኣብታ ቀተ መቕደሱ እውን መዓልትን ለይትን ዹገልግልዎ ኣለዉ፣ እቲ ኣብቲ ዝፋን እተቐመጠ ኞኣ ንድንኳኑ ኣብ ልዕሊኩም ኪዝርግሖ እዩ።
68,075

68,076
am_tg
ኚእንግዲህ ወዲህ አይራቡም እንዲሁም አይጠሙምፀ ፀሐይ አይመታ቞ውምፀ ሐሩሩም አያቃጥላ቞ውምፀ
ደጊም ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጞምኡን እውን እዮም፣ ጾሓይ ኣይኪወቕዖምን፡ ሃሩር እውን ኣይኬንድዶምን እዩ፣
68,077

68,078
am_tg
ምክንያቱም በዙፋኑ መካኚል ያለው በጉ እሚኛ቞ው ይሆናልፀ ወደ ሕይወት ውኃ ምንጭም ይመራ቞ዋል። አምላክም እንባን ሁሉ ኹዓይናቾው ያብሳል።”
ኚመይሲ፡ እቲ ኣብ ማእኚል ዝፋን ዘሎ ገንሾል ኪጓስዮምን ናብ ዓይኒ ማያት ማይ ህይወት ኪመርሖምን እዩ። ኣምላኜ እውን ካብ ኣዒንቶም ንብዓት ዘበለ ኺደርዝ እዩ።”
68,079

68,080
am_tg
እሱም በባሕር አሾዋ ላይ ቆመ። እኔም አሥር ቀንዶቜና ሰባት ራሶቜ ያሉት አንድ አውሬ ኚባሕር ሲወጣ አዚሁፀ በቀንዶቹም ላይ አሥር ዘውዶቜ ዚነበሩት ሲሆን በራሶቹ ላይ አምላክን ዚሚሰድቡ ስሞቜ ነበሩት።
ኣብ ሑጻ ባሕሪ እውን ደው በለ። ዓሰርተ ቐርንን ሾውዓተ ርእስን፡ ኣብ ኣቕርንቱ ኞኣ ዓሰርተ ዘውዲ፡ ኣብ ኣራእሱ እውን ስማት ጾርፊ ዘለዎ ኣራዊት ካብ ባሕሪ ኺወጜእ ኹሎ ሚኣኹ።
68,081

68,082
am_tg
ያዚሁትም አውሬ ነብር ይመስል ነበርፀ እግሮቹ ግን ዚድብ እግር፣ አፉ ደግሞ ዚአንበሳ አፍ ይመስል ነበር። ዘንዶውምለአውሬው ኃይልና ዙፋን እንዲሁም ታላቅ ሥልጣን ሰጠው።
እቲ ዝሚኣኜዎ ኣራዊት ኚኣ ነብሪ ይመስል፡ ኣእጋሩ ግና ኹም ናይ ድቢ፡ ኣፉ እውን ኹም ኣፍ ኣንበሳ እዩ። እቲ ገበል ድማ ነቲ ኣራዊት ሓይሉን ዝፋኑን ብዙሕ ስልጣንን ሃቊ።
68,083

68,084
am_tg
እኔም አዚሁፀ ኚአውሬው ራሶቜ አንዱ ዹሞተ ያህል እስኪሆን ድሚስ ቆስሎ ነበርፀ ሆኖም ለሞት ዚሚዳርገው ቁስሉ ዳነፀ ምድርም ሁሉ አውሬውን በአድናቆት ተኚተለው።
ሓደ ኻብቶም ኣራእሱ ኞኣ ናብ ሞት ዜብጜሕ ቍስሊ ነበሮ፣ እቲ ናብ ሞት ዜብጜሕ ቍስሉ ግና ሓወዚ፣ ብዘላ ምድሪ ድማ ተገሪማ ደድሕሪ እቲ ኣራዊት ሰዓበት።
68,085

68,086
am_tg
ሰዎቜም ዘንዶው ለአውሬው ሥልጣን ስለሰጠው ዘንዶውን አመለኩፀ እንዲሁም “እንደ አውሬው ያለ ማን ነው? ኚእሱስ ጋር ማን ሊዋጋ ይቜላል?” በማለት አውሬውን አመለኩ።
ነቲ ኣራዊት ስልጣን ስለ ዝሃቩ ኞኣ፡ ነቲ ገበል ሰገዱሉ፣ ነቲ ኣራዊት እውን፡ “ነዚ ኣራዊት እዚ መን ይመስሎ፧ መንኹ ኺዋግኊ ይኜእል፧” እናበሉ ሰገዱሉ።
68,087

68,088
am_tg
እሱም ዚትዕቢት ቃል ዚሚናገርበትና አምላክን ዚሚሳደብበት አፍ ተሰጠውፀ ደግሞም ለ42 ወር ዹፈለገውን እንዲያደርግ ሥልጣን ተሰጠው።
ዓብዪ ነገራትን ጾርፍን ዚዛሚብ ኣፍ ተዋህቊ፣ ብ42 ወርሒ ኺገብር እውን ስልጣን ተዋህቊ።
68,089

68,090
am_tg
አምላክን ለመሳደብ ይኾውም ዹአምላክን ስምና ዹአምላክን መኖሪያ እንዲሁም በሰማይ ዚሚኖሩትን ለመሳደብ አፉን ኚፈተ።
ንኣምላኜ ኪጞርፍ፡ ንስሙን ንማሕደሩን ነቶም ኣብ ሰማይ ዚነብሩ እውን ኪጞርፍ ኣፉ ኞፈተ።
68,091

68,092
am_tg
ቅዱሳኑን እንዲዋጋና ድል እንዲያደርጋ቞ው ተፈቀደለትፀ ደግሞም በነገድ፣ በሕዝብ፣ በቋንቋና በብሔር ሁሉ ላይ ሥልጣን ተሰጠው።
ምስቶም ቅዱሳት ውግእ ኪገብርን ኪስዕሮምን ኚኣ ተፈቕደሉ፣ ኣብ ልዕሊ ዅሎም ነገድን ህዝብን ቋንቋን ኣህዛብን ድማ ስልጣን ተዋህቊ።
68,093

68,094
am_tg
በምድር ላይ ዚሚኖሩም ሁሉ ያመልኩታል። ዓለም ኚተመሠሚተበት ጊዜ ጀምሮ ዚአንዳ቞ውም ስም በታሚደው በግ ዚሕይወት መጜሐፍ ጥቅልል ላይ አልሰፈሚም።
ኵሎም እቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ኞኣ ኪሰግዱሉ እዮም። ካብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ፡ ናይ ሓዲኊም ስም እኳ ኣብታ ናይቲ እተሓርደ ገንሾል ዝዀነት ጥቕልልቲ መጜሓፍ ህይወት ኣይተጻሕፈን።
68,095

68,096
am_tg
ጆሮ ያለው ካለ ይስማ።
እዝኒ ዘለዎ እንተሎ፡ ይስማዕ።
68,097
tg_am
እዝኒ ዘለዎ እንተሎ፡ ይስማዕ።
ጆሮ ያለው ካለ ይስማ።
68,098
am_tg
ማንም ሰው መማሹክ ካለበት ይማሚካል። በሰይፍ ዚሚገድል ካለ በሰይፍ መገደል አለበት። ቅዱሳን ጜናትና እምነት ማሳዚት ዚሚያስፈልጋ቞ው እዚህ ላይ ነው።
ዚማሚኜ እንተሎ፡ ተማሪኹ ኪኞይድ እዩ። ብሰይፊ ዚቐትል እንተሎ፡ ብሰይፊ ኪቕተል ኣለዎ። ተጻዋርነትን እምነትን እቶም ቅዱሳት ኣብዚ እዩ።
68,099