Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
67,900
am_tg
እኔም ሎቲቱ በቅዱሳን ደምና በኢዚሱስ ምሥክሮቜ ደም ሰክራ አዚኋት። ባዚኋትም ጊዜ እጅግ ተደነቅኩ።
እታ ሰበይቲ ብደም ቅዱሳትን ብደም መሰኻኜር ዚሱስን ሰኺራ ድማ ሚኣኜዋ። ምስ ሚኣኜዋ ኞኣ፡ ኣዝዚ ተገሚምኩ።
67,901
tg_am

67,902
am_tg
መልአኩም እንዲህ አለኝ፩ “ዹተደነቅኹው ለምንድን ነው? ዚሎቲቱን እንዲሁም እሷ ዚተቀመጠቜበትን ሰባት ራሶቜና አሥር ቀንዶቜ ያሉት አውሬ ሚስጥር እነግርሃለሁፊ
እቲ መልኣኜ ድማ ኹምዚ በለኒ፩ “ስለምንታይ ተገሪምካ፧ ምስጢር እታ ሰበይትን ምስጢር እቲ ጟይርዋ ዘሎ ሾውዓተ ርእስን ዓሰርተ ቐርንን ዘለዎ ኣራዊትን ኣነ ኜነግሚካ እዚፊ
67,903

67,904
am_tg
ያዚኞው አውሬ ኹዚህ በፊት ነበርፀ አሁን ግን ዚለምፀ ይሁንና በቅርቡ ኚጥልቁ ይወጣልፀ ወደ ጥፋትም ይሄዳል። ዓለም ኚተመሠሚተበት ጊዜ አንስቶ ስማ቞ው በሕይወት መጜሐፍ ጥቅልል ላይ ያልተጻፈው ዚምድር ነዋሪዎቜ አውሬው ኹዚህ በፊት እንደነበሚ፣ አሁን ግን እንደሌለና ወደፊት እንደሚኖር ሲያዩ በአድናቆት ይዋጣሉ።
እቲ ዝሚኣኻዮ ኣራዊት ዝነበሹ እዩ፡ ዹሎን ኚኣ፡ ካብ መዓሙቝ ድማ ኪወጜእ፡ ናብ ጥፍኣት እውን ኪኞይድ እዩ። እቶም ካብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ ስሞም ኣብ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ህይወት ዘይተጻሕፈ ነበርቲ ምድሪ፡ እቲ ኣራዊት ኹም ዝነበሹን ኹም ዘዹሎን ኹም ዚህሉን ምስ ሚኣዩ፡ ኪግሚሙ እዮም።
67,905

67,906
am_tg
“ይህ ነገር ጥበብ ያለው አእምሮ ይጠይቃል፩ ሰባቱ ራሶቜ ሎቲቱ ዚተቀመጠቜባ቞ውን ሰባት ተራሮቜ ያመለክታሉ።
“ጥበብ ዘለዎ ኣእምሮ ኣብዚ እዩ ዜድሊፊ እቲ ሾውዓተ ርእሲ፡ እታ ሰበይቲ ኣብ ልዕሊኡ እተቐመጠቶ ሾውዓተ ኣኜራን እዩ።
67,907

67,908
am_tg
ደግሞም ሰባት ነገሥታት ናቾው፩ አምስቱ ወድቀዋልፀ አንዱ አለፀ ሌላው ደግሞ ገና አልመጣምፀ በሚመጣበት ጊዜ ግን ለአጭር ጊዜ ሊቆይ ይገባዋል።
ሾውዓተ ነገስታት ኚኣ እዮምፊ እቶም ሓሙሜተ ወዲቖም፡ እቲ ሓደ ኣሎ፡ እቲ ሓደ ገና ኣይመጞን፣ ምስ መጾ ድማ፡ ቍሩብ ኪጞንሕ ይግብኊ እዩ።
67,909

67,910
am_tg
ኹዚህ በፊት ዚነበሚው፣ አሁን ግን ዹሌለው አውሬም ስምንተኛ ንጉሥ ነውፀ ዚሚወጣው ግን ኚሰባቱ ነውፀ እሱም ወደ ጥፋት ይሄዳል።
እቲ ዝነበሹን ዘዹሎን ኣራዊት፡ ንሱ ድማ ሻምናዮም እዩ፣ ካብቶም ሾውዓተ ኞኣ እዩ ዚወጜእ፡ ናብ ጥፍኣት እውን ይኞይድ።
67,911

67,912
am_tg
“ያዚሃ቞ው አሥሩ ቀንዶቜ ገና መንግሥትን ያልተቀበሉ አሥር ነገሥታትን ያመለክታሉፀ ይሁንና ኚአውሬው ጋር ለአንድ ሰዓት እንዲነግሡ ሥልጣን ይቀበላሉ።
“እቶም ዝሚኣኻዮም ዓሰርተ ቐርኒ ድማ፡ መንግስቲ ገና ዘይተቐበሉ ዓሰርተ ነገስታት እዮም፣ ግናኞ፡ ምስቲ ኣራዊት ኹም ነገስታት ኰይኖም፡ ንሓንቲ ሰዓት ስልጣን ይቕበሉ እዮም።
67,913

67,914
am_tg
እነዚህ አንድ ዓይነት ሐሳብ አላ቞ውፀ በመሆኑም ኃይላቾውንና ሥልጣና቞ውን ለአውሬው ይሰጣሉ።
እዚኣቶም ሓደ ሓሳብ ኣለዎም፣ ሓይሎምን ስልጣኖምን ኚኣ ነቲ ኣራዊት ይህብዎ እዮም።
67,915

67,916
am_tg
እነዚህ ኹበጉ ጋር ይዋጋሉፀ ሆኖም በጉ ዚጌቶቜ ጌታና ዚነገሥታት ንጉሥ ስለሆነ ድል ይነሳ቞ዋል። ኚእሱ ጋር ያሉት ዚተጠሩት፣ ዚተመሚጡትና ዚታመኑትም ድል ያደርጋሉ።”
እዚኣቶም ምስቲ ገንሾል ኪዋግኡ እዮም፣ እቲ ገንሾል ግና ጐይታ ጐይተትን ንጉሰ ነገስትን ስለ ዝዀነ፡ ኪስዕሮም እዩ። እቶም ምስኡ ዘለዉ ጜዉዓትን ሕሩያትን እሙናትን እውን ኪስዕሩ እዮም።”
67,917

67,918
am_tg
እሱም እንዲህ አለኝ፩ “አመንዝራዋ ተቀምጣባ቞ው ያዚሃ቞ው ውኃዎቜ ወገኖቜን፣ ብዙ ሕዝብን፣ ብሔራትንና ቋንቋዎቜን ያመለክታሉ።
ኹምዚ ድማ በለኒ፩ “እቲ እታ ኣመንዝራ ተቐሚጣቶ ዝሚኣኻዮ ማያትሲ፡ ህዝብታትን ብዙሕ ሰብን ኣህዛብን ቋንቋታትን እዮም።
67,919

67,920
am_tg
ያዚሃ቞ው አሥሩ ቀንዶቜና አውሬውም አመንዝራዋን ይጠሏታልፀ ኚዚያም ይበዘብዟታልፀ ራቁቷንም ያስቀሯታልፀ እንዲሁም ሥጋዋን ይበላሉፀ ሙሉ በሙሉም በእሳት ያቃጥሏታል።
እቶም ዝሚኣኻዮም ዓሰርተ ቐርንን እቲ ኣራዊትን ኚኣ ነታ ኣመንዝራ ኺጞልእዋን ኬጥፍእዋን ጥራያ ኺገብርዋን ንስጋኣ ኺበልዑን ብሓዊ ኺህምኜዋን እዮም።
67,921

67,922
am_tg
አምላክ ቃሉ ፍጻሜውን እስኪያገኝ ድሚስ ሐሳቡን ዳር እንዲያደርሱ አዎ፣ መንግሥታ቞ውን ለአውሬው በመስጠት አንድ ዹሆነውን ዚራሳ቞ውን ሐሳብ እንዲፈጜሙ ይህን በልባ቞ው አኑሯልና።
ኚመይሲ፡ ኣምላኜ፡ ሓሳቡ ኺገብሩ፡ ቃል ኣምላኜ ክሳዕ ዚፍጾም ኚኣ፡ መንግስቶም ነቲ ኣራዊት ብምሃብ፡ ሓደ ሓሳብ ኪዀኑ፡ ኣብ ልቩም ኣእትዩ እዩ።
67,923

67,924
am_tg
ያዚሃትም ሎት በምድር ነገሥታት ላይ መንግሥት ያላትን ታላቂቱን ኹተማ ታመለክታለቜ።”
እታ ዝሚኣኻያ ሰበይቲ ድማ፡ ኣብ ልዕሊ ነገስታት ምድሪ መንግስቲ ዘለዋ ዓባይ ኹተማ እያ።”
67,925

67,926
am_tg
ኹዚህ በኋላ በሰማይ እንደ ብዙ ሠራዊት ድምፅ ያለ ታላቅ ድምፅ ሰማሁ። እንዲህም አሉ፩ “ያህን አወድሱ! ማዳን፣ ክብርና ኃይል ዚአምላካቜን ነውፀ
ድሕርዚ፡ ኣብ ሰማይ ኹም ናይ ብዙሓት ህዝቢ ዝኣመሰለ ዓው ዝበለ ድምጺ ሰማዕኩ። ኹምዚ ኞኣ በሉ፩ “ንያህ ወድስዎ! ድሕነትን ክብርን ሓይልን ናይ ኣምላኜና እዩ፣
67,927

67,928
am_tg
ምክንያቱም ፍርዶቹ እውነትና ጜድቅ ና቞ው። ምድርን በዝሙቷ ባሚኚሰቜው በታላቂቱ አመንዝራ ላይ ዚፍርድ እርምጃ ወስዷልናፀ እንዲሁም ስለ ባሪያዎቹ ደም ተበቅሏታል።”
ኚመይሲ፡ ፍርዱ ሓቅን ቅኑዕን እዩ፣ ኣብታ ብምንዝርናኣ ንምድሪ ዘበላሞወት ዓባይ ኣመንዝራ ድማ ፍርዱ ፈጺሙ እዩ፣ ንደም ባሮቱ እውን ካብ ኢዳ ፈድዩ እዩ።”
67,929

67,930
am_tg
ወዲያውኑም ለሁለተኛ ጊዜ “ያህን አወድሱ! ኚእሷ ዚሚወጣው ጭስም ለዘላለም ወደ ላይ ይወጣል” አሉ።
ካልኣይ ሳዕ ድማ፡ “ንያህ ወድስዎ! ትካ እውን ንዘለኣለመ ኣለም ይዓርግ እዩ” በሉ።
67,931

67,932
am_tg
ደግሞም 24ቱ ሜማግሌዎቜና አራቱ ሕያዋን ፍጥሚታት ተደፍተው በዙፋኑ ላይ ለተቀመጠው አምላክ ሰገዱፀ እንዲሁም “አሜን! ያህን አወድሱ!” አሉ።
እቶም 24 ሜማግለታትን እቶም ኣርባዕተ ህያዋን ፍጡራትን ኚኣ ነቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ኣምላኜ፡ “ኣሜን! ንያህ ወድስዎ!” እናበሉ ፍግም ኢሎም ሰገዱሉ።
67,933

67,934
am_tg
በተጚማሪም ኹዙፋኑ ዚወጣ አንድ ድምፅ “እሱን ዚምትፈሩ ባሪያዎቹ ሁሉ፣ ታናናሟቜና ታላላቆቜ፣ አምላካቜንን አወድሱ” አለ።
ካብቲ ዝፋን እውን፡ “ኣቱም እትፈርህዎ ንኣሜቱን ዓበይትን ኵልኹም ባሮቱ፡ ንኣምላኜና ወድስዎ” ዚብል ድምጺ ወጞ።
67,935

67,936
am_tg
እንደ ብዙ ሠራዊት ድምፅ፣ እንደ ብዙ ውኃዎቜ ድምፅና እንደ ኃይለኛ ነጎድጓድ ድምፅ ያለ ነገር ሰማሁ። እንዲህም አሉ፩ “ያህን አወድሱፀ ምክንያቱም ሁሉን ቻይ ዹሆነው አምላካቜን ይሖዋ ነግሩአል!
ኹም ድምጺ ብዙሓት ህዝብን ኹም ደሃይ ብዙሕ ማያትን ኹም ደሃይ ብርቱዕ ነጐዳታትን ዝበለ ድማ ሰማዕኩ። ኹምዚ ኞኣ በሉ፩ “እቲ ዅሉ ዚኜእል ዹሆዋ ኣምላኜና ነጊሱ እዩ እሞ፡ ንያህ ወድስዎ!
67,937

67,938
am_tg
ዹበጉ ሠርግ ስለደሚሰና ሙሜራዋ ራሷን ስላዘጋጀቜ እንደሰትፀ ሐሎትም እናድርግፀ ለእሱም ክብር እንስጠው።
መርዓ እቲ ገንሾል በጺሑ፡ ሰበይቱ እውን ተዳልያ እያ እሞ፡ ንተሓጐስ፡ ባህ እውን ይበለና፡ ንዕኡ ድማ ክብሪ ንሃቊ።
67,939

67,940
am_tg
አዎ፣ ዚሚያንጞባርቅና ንጹሕ ዹሆነ ጥሩ በፍታ እንድትለብስ ተሰጥቷታልፀ ይህ ጥሩ በፍታ ዚቅዱሳንን ዚጜድቅ ተግባር ያመለክታልና።”
እወ፡ ብሩህን ጜሩይን ቅጭን በፍታ ኜትክደን ተዋሂብዋ ኣሎ፣ እቲ ቕጭን በፍታ ኞኣ ንጜድቂ እቶም ቅዱሳት ዚመልክት።”
67,941

67,942
am_tg
እሱም “ይህን ጻፍፊ ወደ በጉ ሠርግ ዚራት ግብዣ ዚተጠሩ ደስተኞቜ ናቾው” አለኝ። ደግሞም “እነዚህ እውነተኛ ዹአምላክ ቃሎቜ ናቾው” አለኝ።
ንሱ ድማ፡ “ጜሓፍፊ እቶም ናብ ድራር መርዓ እቲ ገንሾል እተዓደሙ ሕጉሳት እዮም” በለኒ። “እዚ እቲ ናይ ሓቂ ቓል ኣምላኜ እዩ” እውን በለኒ።
67,943

67,944
am_tg
እኔም በዚህ ጊዜ ልሰግድለት በእግሩ ፊት ተደፋሁ። እሱ ግን “ተጠንቀቅ! ፈጜሞ እንዳታደርገው! እኔ ኹአንተም ሆነ ስለ ኢዚሱስ ዚመመሥኚር ሥራ ካላ቞ው ወንድሞቜህ ጋር አብሬ ዹማገለግል ባሪያ ነኝ። ለአምላክ ስገድ! ትንቢት ዹሚነገሹው ስለ ኢዚሱስ ለመመሥኚር ነውና” አለኝ።
ኣነ ኞኣ ክሰግደሉ ኢለ፡ ኣብ ቅድሚ ኣእጋሩ ፍግም በልኩ። ንሱ ግና፡ “ኚይትገብሮ ተጠንቀቕ! ኣነስ ኚማኻን ኚምቶም ብዛዕባ ዚሱስ ዕዮ ምስክርነት ዘለዎም ኣሕዋትካን ባርያ እዚ። ንኣምላኜ ደኣ ኣምልኮ። ኚመይሲ፡ ትንቢት ዚንገር፡ ብዛዕባ ዚሱስ ንምምስካር እዩ” በለኒ።
67,945

67,946
am_tg
እኔም ሰማይ ተኚፍቶ አዚሁፀ እነሆም፣ ነጭ ፈሚስ ነበር። በእሱም ላይ ዹተቀመጠው “ታማኝና እውነተኛ” ተብሎ ይጠራልፀ እሱም በጜድቅ ይፈርዳል እንዲሁም ይዋጋል።
ሰማይ ኚኣ ተኞፊቱ ሚኣኹ፣ እንሆ ድማ፡ ኣምበላይ ፈሚስ። እቲ እተወጥሖ ኞኣ እሙንን ናይ ሓቅን ይብሃል፣ ብጜድቂ እውን እዩ ዚፈርድን ዚዋጋእን።
67,947

67,948
am_tg
ዓይኖቹ ዚእሳት ነበልባል ና቞ውፀ በራሱም ላይ ብዙ ዘውዶቜ አሉ። ኚራሱ በቀር ማንም ዚማያውቀው ስም ተጜፎበታልፀ
ኣዒንቱ ሃልሃልታ ሓዊ እዚን፣ ኣብ ርእሱ እውን ብዙሕ ዘውድታት ኣለዎ። ብዘይካኡ ሓደ እኳ ዘይፈልጩ ጜሑፍ ስም ድማ ኣለዎ፣
67,949

67,950
am_tg
ደም ዚነካው መደሚቢያም ለብሷልፀ ደግሞም “ዹአምላክ ቃል” በሚል ስም ይጠራል።
ብደም እተዓለሰ ኜዳን ተኞዲኑ ነበሚ፣ ስሙ እውን ቃል ኣምላኜ ይብሃል።
67,951

67,952
am_tg
በተጚማሪም በሰማይ ያሉት ሠራዊቶቜ በነጭ ፈሚሶቜ ተቀምጠው ይኚተሉት ነበርፀ እነሱም ነጭና ንጹሕ ዹሆነ ጥሩ በፍታ ለብሰው ነበር።
ኣብ ሰማይ ዘለዉ ሰራዊት ኚኣ፡ ጻዕዳን ጜሩይን ቅጭን በፍታ ተኞዲኖም፡ ኣብ ኣምበሎት ኣፍራስ ተወጢሖም ሰዓብዎ።
67,953

67,954
am_tg
እሱም ብሔራትን ይመታበት ዘንድ ኹአፉ ሹጅም ስለታም ሰይፍ ይወጣልፀ እንደ እሚኛም በብሚት በትር ይገዛ቞ዋል። በተጚማሪም ሁሉን ቻይ ዹሆነውን ዹአምላክን ዚመዓቱን ዚቁጣ ወይን ጠጅ መጭመቂያ ይሚግጣል።
ካብ ኣፉ ድማ ንኣህዛብ ዚወቕዓሉ በሊሕ ነዊሕ ሰይፊ ይወጜእ፣ ንሱ ኞኣ ብበትሪ ሓጺን ኪጓስዮም እዩ። ነቲ ናይቲ ነድሪ ቝጥዓ እቲ ዅሉ ዚኜእል ኣምላኜ መጜመቝ ወይኒ ድማ ይሚግጟ።
67,955

67,956
am_tg
በመደሚቢያው አዎ፣ በጭኑ ላይ “ዚነገሥታት ንጉሥና ዚጌቶቜ ጌታ” ዹሚል ስም ተጜፏል።
ኣብ ክዳኑን ኣብ ሰለፉን ኚኣ፡ ንጉሰ ነገስትን ጐይታ ጐይተትን ዚብል ጜሑፍ ስም ኣለዎ።
67,957

67,958
am_tg
በተጚማሪም አንድ መልአክ በፀሐይ መካኚል ቆሞ አዚሁፀ እሱም በታላቅ ድምፅ ጮኟ በሰማይ መካኚል ለሚበርሩት ወፎቜ ሁሉ እንዲህ አለ፩ “ወደዚህ ኑፀ ወደ ታላቁ ዹአምላክ ራት ተሰብሰቡፀ
ሓደ መልኣኜ ኣብ ጾሓይ ደው ኢሉ ኞኣ ሚኣኹ፣ ዓው ብዝበለ ድምጺ ድማ ኣብ ማእኚል ሰማይ ንዚነፍራ ዅለን ኣዕዋፍ ኹምዚ ኢሉ ጹደሹለን፩ “ንዕነ፡ ናብቲ ዓብዪ ድራር ኣምላኜ ተኣኚባ፣
67,959

67,960
am_tg
ዚነገሥታትን ሥጋ፣ ዹጩር አዛዊቜን ሥጋ፣ ዚብርቱ ሰዎቜን ሥጋ፣ ዚፈሚሶቜንና ዚፈሚሰኞቜን ሥጋ እንዲሁም ዹሁሉንም ሥጋ ይኾውም ዹነፃ ሰዎቜንና ዚባሪያዎቜን፣ ዚታናናሟቜንና ዚታላላቆቜን ሥጋ ብሉ።”
ስጋ ነገስታትን ስጋ ኣሕሉቕ ሜሕን ስጋ ሓያላትን ስጋ ኣፍራስን ስጋ እቶም እተወጥሕዎምን፡ ስጋ ዅሎም ጭዋታትን ባሮትን ንኣሜቱን ዓበይትን ብልዓ።”
67,961

67,962
am_tg
ኹዚህ በኋላ አውሬው፣ ዚምድር ነገሥታትና ሠራዊታ቞ው በፈሚሱ ላይ ኹተቀመጠውና ኚሠራዊቱ ጋር ለመዋጋት ተሰብስበው አዚሁ።
እቲ ኣራዊትን እቶም ነገስታት ምድርን ሰራዊቶምን ኚኣ፡ ምስቲ ኣብ ፈሚስ እተወጥሐን ምስ ሰራዊቱን ኪዋግኡ ተኣኪቊም ሚኣኹ።
67,963

67,964
am_tg
አውሬውም ተያዘፀ በፊቱ ተአምራዊ ምልክቶቜ ዹፈጾመው ሐሰተኛው ነቢይም ኚእሱ ጋር ተያዘፀ ይህ ነቢይ በእነዚህ ምልክቶቜ አማካኝነት፣ ዚአውሬውን ምስል ዚተቀበሉትንና ለምስሉ ዚሰገዱትን አስቷል። ሁለቱም በሕይወት እንዳሉ በድኝ ወደሚነደው ዚእሳት ሐይቅ ተወሚወሩ።
እቲ ኣራዊት ድማ ተታሕዘ፣ እቲ ነቶም ምልክት እቲ ኣራዊት እተቐበሉን ንምስሉ ዝሰገዱን ዘስሓተሉ ትእምርትታት ኣብ ቅድሚኡ ዝገበሹ ናይ ሓሶት ነብዪ እውን ምስኡ ተታሕዘ። ብህይወቶም ኚለዉ፡ ክልቲኊም ናብቲ ብዲን ዚነድድ ቀላይ ሓዊ ተደርበዩ።
67,965

67,966
am_tg
ዚቀሩት ግን በፈሚሱ ላይ ኹተቀመጠው አፍ በወጣው ሹጅም ሰይፍ ተገደሉ። ወፎቜም ሁሉ ሥጋ቞ውን በልተው ጠገቡ።
እቶም ዝተሹፉ ግና በቲ ኻብ ኣፍ እቲ ኣብ ፈሚስ እተወጥሐ ዚወጜእ ነዊሕ ሰይፊ ተቐትሉ። ኵለን ኣዕዋፍ ኚኣ ስጋኊም በሊዐን ጞገባ።
67,967

67,968
am_tg
እኔም ዘንግ ዚሚመስል ሞምበቆ ተሰጠኝፀ እንዲህም አለኝ፩ “ተነስና ዹአምላክን ቀተ መቅደስ ቅዱስ ስፍራ፣ መሠዊያውንና በዚያ ዚሚያመልኩትን ለካ።
ዘንጊ ዚመስል ሻምብቆ ኞኣ ተዋህበኒ፣ ኹምዚ ድማ በለኒ፩ “ተንስእ እሞ ነታ ቀተ መቕደስ ኣምላኜን ነቲ መሰውእን ነቶም ኣብኣ ዜምልኹን ዓቅን።
67,969

67,970
am_tg
ሆኖም ኚቀተ መቅደሱ ቅዱስ ስፍራ ውጭ ያለውን ግቢ ሙሉ በሙሉ ተወውፀ አትለካውፀ ምክንያቱም ለአሕዛብ ተሰጥቷልፀ እነሱም ዚተቀደሰቜውን ኹተማ ለ42 ወራት ይሚግጧታል።
እቲ ብወጻኢ ቀተ መቕደስ ዘሎ ኣጞድ ግና ንኣህዛብ ተዋሂቡ እዩ እሞ፡ ሕደጎ፡ ኣይትዓቅኖ እውን፣ ነታ ቕድስቲ ኾተማ ኞኣ 42 ወርሒ ኺሚግጜዋ እዮም።
67,971

67,972
am_tg
እኔም ሁለቱ ምሥክሮቌ ማቅ ለብሰው ለ1,260 ቀናት ትንቢት እንዲናገሩ አደርጋለሁ።”
ነቶም ክልተ መሰኻኜሚይ ድማ፡ ማቕ ተኞዲኖም፡ 1,260 መዓልቲ ኾም ዚንበዩ ኜገብሮም እዚ።”
67,973

67,974
am_tg
እነዚህ በሁለቱ ዚወይራ ዛፎቜና በሁለቱ መቅሚዞቜ ተመስለዋልፀ እነሱም በምድር ጌታ ፊት ቆመዋል።
እዚኣቶም በተን ክልተ ኣውልዕን በቲ ኜልተ ቐዋሚ ቐንዮልን እተመሰሉ እዮም፡ ኣብ ቅድሚ እቲ ጐይታ ምድሪ ኞኣ ቈይሞም ኣለዉ።
67,975

67,976
am_tg
ማንም እነሱን ሊጎዳ ቢፈልግ እሳት ኹአፋቾው ወጥቶ ጠላቶቻ቞ውን ይበላል። ማንም ሊጎዳ቞ው ቢፈልግ በዚህ ዓይነት ሁኔታ መገደል አለበት።
ሓደ እኳ ኺጐድኊም እንተ ደልዩ ድማ፡ ካብ ኣፎም ሓዊ ይወጜእ እሞ ንጞላእቶም ይበልዖም። ሓደ እኳ ኺጐድኊም እንተ ደልዩ ኞኣ፡ ኚምኡ ኪቕተል ኣለዎ።
67,977

67,978
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ትንቢት በሚናገሩባ቞ው ቀናት ምንም ዝናብ እንዳይዘንብ ሰማይን ዚመዝጋት ሥልጣን አላ቞ውፀ እንዲሁም ውኃዎቜን ወደ ደም ዚመለወጥና ዚፈለጉትን ጊዜ ያህል፣ በማንኛውም ዓይነት መቅሰፍት ምድርን ዚመምታት ሥልጣን አላ቞ው።
እዚኣቶም በተን ዚንበዩለን መዓልትታት፡ ዝናም ምእንቲ ኾይዘንም ንሰማይ ኪዓጜውዎ ስልጣን ኣለዎም፣ ንማያት ናብ ደም ኪልውጥዎን ንምድሪ ብዝደለይዎ መጠን ብመዓት ዘበለ ኺወቕዕዋን ስልጣን ኣለዎም።
67,979

67,980
am_tg
ዚምሥክርነት ሥራ቞ውን ባጠናቀቁ ጊዜ፣ ኚጥልቁ ዚሚወጣው አውሬ ውጊያ ይኚፍትባ቞ዋልፀ ድል ይነሳ቞ዋልፀ እንዲሁም ይገድላ቞ዋል።
ምስክሮም ምስ ፈጾሙ ኞኣ፡ እቲ ኻብ መዓሙቝ ዚወጜእ ኣራዊት ምሳታቶም ውግእ ኪገብርን ኪስዕሮምን ኪቐትሎምን እዩ።
67,981

67,982
am_tg
አስኚሬና቞ውም በመንፈሳዊ ሁኔታ ሰዶምና ግብፅ ተብላ በምትጠራውና ዚእነሱም ጌታ በእንጚት ላይ በተሰቀለባት በታላቂቱ ኹተማ አውራ ጎዳና ላይ ይጋደማል።
ሬሳታቶም ድማ ኣብ ጐደና እታ ጐይታኊም እተሰቕለላ፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ሶዶምን ግብጜን እትብሃል ዓባይ ኹተማ ኪኞውን እዩ።
67,983

67,984
am_tg
ኚተለያዩ ሕዝቊቜ፣ ነገዶቜ፣ ቋንቋዎቜና ብሔራት ዚተውጣጡ ሰዎቜም ለሊስት ቀን ተኩል አስኚሬና቞ውን ያያሉፀ አስኚሬና቞ውም እንዲቀበር አይፈቅዱም።
ካብ ህዝብታትን ነገዳትን ቋንቋታትን ኣህዛብን ኚኣ ነቲ ሬሳታቶም ሰለስተ መዓልትን ፈሹቓን ኪርእይዎ እዮም፣ ነቲ ሬሳታቶም ኣብ መቓብር ኪንበር ድማ ኣይፈቕዱን እዮም።
67,985

67,986
am_tg
እነዚህ ሁለት ነቢያት በምድር ላይ ዚሚኖሩትን አሠቃይተው ስለነበር በምድር ላይ ዚሚኖሩት በእነሱ ሞት ይደሰታሉፀ ሐሎትም ያደርጋሉ እንዲሁም እርስ በርሳ቞ው ስጊታ ይሰጣጣሉ።
እዞም ክልተ ነብያት እዚኊም ዚሳቕይዎም ስለ ዝነበሩ ኞኣ፡ እቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ብኣታቶም ይሕጐሱን ባህ ይብሎምን፡ ንሓድሕዶም ድማ ህያብ ኪለኣኣኹ እዮም።
67,987

67,988
am_tg
ኚሊስት ቀን ተኩል በኋላ ኹአምላክ ዚመጣ ዚሕይወት መንፈስ ገባባ቞ውፀ በእግሮቻ቞ውም ቆሙፀ ያዩአ቞ውም ሰዎቜ በታላቅ ፍርሃት ተዋጡ።
ድሕሪ ሰለስተ መዓልትን ፈሹቓን ኚኣ መንፈስ ህይወት ካብ ኣምላኜ ኣተዎም፣ ንሳቶም ድማ ብኣእጋሮም ቈሙ፡ ነቶም ዝሚኣይዎም ኚኣ ብርቱዕ ፍርሂ ወደቖም።
67,989

67,990
am_tg
ኹሰማይም አንድ ታላቅ ድምፅ “ወደዚህ ውጡ” ሲላ቞ው ሰሙ። እነሱም በደመና ውስጥ ሆነው ወደ ሰማይ ወጡፀ ጠላቶቻ቞ውም አዩአ቞ው።
ካብ ሰማይ ድማ፡ “ናብዚ ደይቡ” ዚብሎም ዓው ዝበለ ድምጺ ሰምዑ። ብደበና ኞኣ ናብ ሰማይ ደዚቡ፣ እቶም ጞላእቶም እውን ሚኣይዎም።
67,991

67,992
am_tg
በዚያም ሰዓት ታላቅ ዚምድር ነውጥ ተኚሰተፀ ዹኹተማዋ አንድ አሥሚኛም ወደቀፀ በምድር ነውጡም 7,000 ሰዎቜ ሞቱፀ ዚቀሩትም ፍርሃት አደሚባ቞ውፀ ለሰማይ አምላክም ክብር ሰጡ።
በታ ሰዓት እቲኣ፡ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣ ዓስራይ ኢድ እታ ኾተማ እውን ወደቐ፣ 7,000 ሰባት ድማ ተቐትሉ፣ እቶም ዝተሹፉ ኞኣ ፈርሁ፡ ንኣምላኜ ሰማይ እውን ክብሪ ሃብዎ።
67,993

67,994
am_tg
ሁለተኛው ወዮታ አልፏል። እነሆ፣ ሊስተኛው ወዮታ በፍጥነት ይመጣል።
እቲ ኻልኣይ ወዮ ሓሊፉ፡ እንሆ፡ እቲ ሳልሳይ ወዮ ቐልጢፉ ይመጜእ ኣሎ።
67,995

67,996
am_tg
ሰባተኛው መልአክ መለኚቱን ነፋ። በሰማይም ታላላቅ ድምፆቜ እንዲህ ሲሉ ተሰሙ፩ “ዹዓለም መንግሥት ዚጌታቜንና ዚእሱ መሲሕ መንግሥት ሆነፀ እሱም ለዘላለም ይነግሣል።”
እቲ ሻውዓይ መልኣኜ መለኞቱ ነፍሐ። ኣብ ሰማይ ኚኣ፡ “መንግስቲ ዓለም ናይ ጐይታናን ናይቲ ክርስቶሱን ኰይና እያ፣ ንዘለኣለመ ኣለም እውን ኪነግስ እዩ” ዚብል ዓው ዝበለ ድምጜታት ኰነ።
67,997

67,998
am_tg
በአምላክ ፊት በዙፋኖቻ቞ው ላይ ተቀምጠው ዚነበሩት 24ቱ ሜማግሌዎቜም በግንባራ቞ው ተደፍተው ለአምላክ ሰገዱፀ
እቶም ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ኣብ ዝፋናቶም እተቐመጡ 24 ሜማግለታት ኚኣ፡ ብገጟም ተደፊኩም ኹምዚ እናበሉ ንኣምላኜ ሰገዱሉፊ
67,999