Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
68,100
am_tg
ኚዚያም ሌላ አውሬ ኚምድር ሲወጣ አዚሁፀ እሱም እንደ በግ ሁለት ቀንዶቜ ነበሩትፀ ሆኖም እንደ ዘንዶ መናገር ጀመሚ።
ካልእ ኣራዊት እውን ካብ ምድሪ ኺወጜእ ኹሎ ሚኣኹ፣ ናይ ገንሾል ዚመስል ክልተ ቐርኒ እውን ነበሮ፣ ግናኞ፡ ኹም ገበል ይዛሚብ ነበሚ።
68,101
tg_am

68,102
am_tg
በመጀመሪያው አውሬ ፊት ዚመጀመሪያውን አውሬ ሥልጣን ሙሉ በሙሉ ይጠቀማል። ምድርና ዚምድር ነዋሪዎቜ፣ ለሞት ዚሚዳርገው ቁስል ዚዳነለትን ዚመጀመሪያውን አውሬ እንዲያመልኩ ያደርጋል።
ብዅሉ ስልጣን እቲ ቐዳማይ ኣራዊት ድማ ኣብ ቅድሚኡ ዀይኑ ይገብር። ምድርን እቶም ኣብኣ ዚነብሩን ኚኣ ነቲ ናብ ሞት ዜብጜሕ ቍስሉ ዝሓወዹሉ ቐዳማይ ኣራዊት ኹም ዚሰግዱሉ ይገብር።
68,103

68,104
am_tg
በሰው ልጆቜም ፊት ታላላቅ ምልክቶቜን ይፈጜማልፀ እሳትንም እንኳ ኹሰማይ ወደ ምድር ያወርዳል።
ኣብ ቅድሚ ሰብሲ ሓዊ እኳ ኻብ ሰማይ ናብ ምድሪ ኜሳዕ ዜውርድ፡ ዓበይቲ ትእምርትታት ይገብር።
68,105

68,106
am_tg
በምድር ላይ ዚሚኖሩ ሰዎቜ በሰይፍ ቆስሎ ለነበሹው በኋላ ግን ላገገመው አውሬ፣ ምስል እንዲሠሩ እያዘዘ በአውሬው ፊት እንዲፈጜማ቞ው በተፈቀዱለት ምልክቶቜ አማካኝነት በምድር ላይ ዚሚኖሩትን ያስታል።
ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ድማ፡ ነቲ ብሰይፊ እተወቕዐ፡ ግናኾ ዝሓወዹ ኣራዊት፡ ምስሊ ኺገብሩሉ እናበለ፡ በቲ ኣብ ቅድሚ እቲ ኣራዊት ኪገብሮ እተፈቕደሉ ትእምርትታት፡ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ዚስሕቶም።
68,107

68,108
am_tg
እንዲሁም ለአውሬው ምስል እስትንፋስ እንዲሰጠው ተፈቀደለትፀ ይህም ዹሆነው ዚአውሬው ምስል መናገር እንዲቜልና ዚአውሬውን ምስል ዚማያመልኩትን ሁሉ እንዲያስገድል ነው።
ምስሊ እቲ ኣራዊት ምእንቲ ኺዛሚብን ንዅሎም እቶም ንምስሊ እቲ ኣራዊት ዘይሰግዱ ዘበሉ ምእንቲ ኬቕትሎምን ኚኣ፡ ንምስሊ እቲ ኣራዊት ትንፋስ ኪህብ ተፈቕደሉ።
68,109

68,110
am_tg
ሰዎቜ ሁሉ ማለትም ታናናሟቜና ታላላቆቜ፣ ሀብታሞቜና ድሆቜ እንዲሁም ነፃ ሰዎቜና ባሪያዎቜ በቀኝ እጃ቞ው ወይም በግንባራ቞ው ላይ ምልክት እንዲደሚግባ቞ው አስገደደፀ
ንዅሎም ድማ፡ ንንኣሜቱን ንዓበይትን፡ ንሃብታማትን ንድኻታትን፡ ንጭዋታትን ንባሮትን፡ ኣብ ዹማናይ ኢዶም ወይስ ኣብ ግምባሮም ምልክት ኪቕበሉ ገደዶም፣
68,111

68,112
am_tg
ይህም ዹሆነው ምልክቱ ይኾውም ዚአውሬው ስም ወይም ዚስሙ ቁጥር ካለው ሰው በስተቀር ማንም መግዛት ወይም መሞጥ እንዳይቜል ነው።
እቲ ምልክት፡—ስም እቲ ኣራዊት ወይስ ቍጜሪ ስሙ፡—ዘለዎ እንተ ዘይኰይኑ ድማ፡ ሓደ እኳ ኺዕድግ ወይ ኪሞይጥ ኹም ዘይክእል ይገብር።
68,113

68,114
am_tg
ጥበብ ዚሚያስፈልገው እዚህ ላይ ነው፩ ዚማስተዋል ቜሎታ ያለው ሰው ዚአውሬውን ቁጥር ያስላፀ ቁጥሩ ዹሰው ቁጥር ነውናፀ ቁጥሩም 666 ነው።
ጥበብ ኣብዚ እያፊ ቍጜሪ እቲ ኣራዊት፡ ቍጜሪ ሰብ እዩ እሞ፡ ልቩና ዘለዎ ይጞብጜቊ፣ ቍጜሩ ኞኣ 666 እዩ።
68,115

68,116
am_tg
እኔም አዲስ ሰማይና አዲስ ምድር አዚሁፀ ዚቀድሞው ሰማይና ዚቀድሞው ምድር አልፈዋልናፀ ባሕሩም ኚእንግዲህ ወዲህ ዚለም።
እቲ ቐዳማይ ሰማይን እታ ቐዳመይቲ ምድርን ሓሊፎም፡ ባሕሪ እውን ደጊም ዹልቩን እሞ፡ ሓድሜ ሰማይን ሓዳስ ምድርን ሚኣኹ።
68,117

68,118
am_tg
ደግሞም ቅድስቲቱ ኚተማ፣ አዲሲቱ ኢዚሩሳሌም ኹሰማይ ኹአምላክ ዘንድ ስትወርድ አዚሁፀ እሷም ለባሏ እንዳጌጠቜ ሙሜራ ተዘጋጅታ ነበር።
እታ ቕድስቲ ኞተማ፡ እታ ሓዳስ ዚሩሳሌም፡ ንሰብኣያ ኢላ ኾም እተሰለመት መርዓት ተዳልያ፡ ካብ ሰማይ ካብ ኣምላኜ ክትወርድ ኹላ እውን ሚኣኹ።
68,119

68,120
am_tg
በዚህ ጊዜ ኹዙፋኑ አንድ ታላቅ ድምፅ እንዲህ ሲል ሰማሁ፩ “እነሆ፣ ዹአምላክ ድንኳን ኚሰዎቜ ጋር ነውፀ እሱም ኚእነሱ ጋር ይኖራልፀ እነሱም ሕዝቡ ይሆናሉ። አምላክ ራሱም ኚእነሱ ጋር ይሆናል።
ካብቲ ዝፋን ኚኣ ኹምዚ ዚብል ዓው ዝበለ ድምጺ ሰማዕኩፊ “እንሆ፡ ድንኳን ኣምላኜ ምስ ሰብ፡ ንሱ እውን ምሳታቶም ኪነብር እዩ፣ ንሳቶም ኚኣ ህዝቡ ኪዀኑ እዮም። ኣምላኜ ባዕሉ እውን ምሳታቶም ኪኞውን እዩ።
68,121

68,122
am_tg
እሱም እንባን ሁሉ ኹዓይናቾው ያብሳልፀ ኚእንግዲህ ወዲህ ሞት አይኖርምፀ ሐዘንም ሆነ ጩኞት እንዲሁም ሥቃይ ኚእንግዲህ ወዲህ አይኖርም። ቀድሞ ዚነበሩት ነገሮቜ አልፈዋል።”
ንብዘሎ ንብዓት ካብ ኣዒንቶም ኪደርዝ እዩ፣ ደጊም ሞት ኣይኪኞውንን፡ ደጊም እውን ሓዘን ወይ ኣውያት ወይ ስቓይ ኣይኪኞውንን እዩ። እቲ ቐዳማይ ሓሊፉ እዩ።”
68,123

68,124
am_tg
በዙፋኑም ላይ ዹተቀመጠው “እነሆ፣ ሁሉንም ነገር አዲስ አደርጋለሁ” አለ። ደግሞም “እነዚህ ቃላት አስተማማኝና እውነት ስለሆኑ ጻፍ” አለኝ።
እቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ ኞኣ፡ “እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ” በለ። “እዚ ቓል እዚ እሙንን ሓቅን እዩ እሞ፡ ጜሓፍ” ድማ በለኒ።
68,125

68,126
am_tg
እንዲህም አለኝ፩ “እነዚህ ነገሮቜ ተፈጜመዋል! እኔ አልፋና ኊሜጋ፣ ዚመጀመሪያውና ዚመጚሚሻው ነኝ። ለተጠማ ሁሉ ኚሕይወት ውኃ ምንጭ በነፃ እሰጣለሁ።
ኹምዚ እውን በለኒ፩ “ኰይኑ! ኣልፋን ኊሜጋን፡ መጀመርታን መወዳእታን ኣነ እዚ። ንዝጞምአ፡ ካብ ዓይኒ ማይ ህይወት ብናጻ ኜህቊ እዚ።
68,127

68,128
am_tg
ድል ዚሚነሳ ሁሉ እነዚህን ነገሮቜ ይወርሳልፀ እኔ አምላክ እሆነዋለሁፀ እሱም ልጄ ይሆናል።
እቲ ዚስዕር፡ ነዚ ኺወርስ እዩ፣ ኣነ ኣምላኹ ክኞውን፡ ንሱ እውን ወደይ ኪኞውን እዩ።
68,129

68,130
am_tg
ይሁን እንጂ ዚፈሪዎቜ፣ ዚእምነት ዚለሟቜ፣ ርኩስና አስጞያፊ ዹሆኑ ሰዎቜ፣ ዹነፍሰ ገዳዮቜ፣ ዚሎሰኞቜ፣ መናፍስታዊ ድርጊት ዚሚፈጜሙ፣ ዚጣዖት አምላኪዎቜና ዚውሞታሞቜ ሁሉ ዕጣ ፋንታ቞ው በእሳትና በድኝ በሚቃጠል ሐይቅ ውስጥ መጣል ነው። ይህ ሁለተኛውን ሞት ያመለክታል።”
እቶም ፈራሃትን ዘይኣምኑን ብጜያፎም ዜፈንፍኑን ቀተልቲ ነፍስን ኣመንዝራታትን መናፍስታዊ ተግባራት ዚገብሩን ኣምለኜቲ ጣኊትን ኵሎም ሓሰውትን ግና፡ ግዲኊም ኣብቲ ብሓውን ዲንን ዚነድድ ቀላይ እዩ። እዚ እቲ ኻልኣይ ሞት እዩ።”
68,131

68,132
am_tg
በሰባቱ ዚመጚሚሻ መቅሰፍቶቜ ዚተሞሉትን ሰባቱን ሳህኖቜ ይዘው ኚነበሩት ሰባት መላእክት አንዱ መጥቶ “ና፣ ዹበጉን ሚስት፣ ሙሜራይቱን አሳይሃለሁ” አለኝ።
ሓደ ኻብቶም በቲ ዳሕሮት ሾውዓተ መዓት ዝመልአ ሾውዓተ ጭሔሎ ዝሓዙ ሾውዓተ መላእኜቲ መጺኡ ኞኣ፡ “ንዓ እሞ ነታ መርዓት፡ ሰበይቲ እቲ ገንሞል፡ ኚርእዚካ እዚ” በለኒ።
68,133

68,134
am_tg
ኚዚያም በመንፈስ ኃይል ወደ አንድ ትልቅና ሹጅም ተራራ ወሰደኝና ቅድስቲቱ ኹተማ ኢዚሩሳሌም ኹሰማይ ኹአምላክ ዘንድ ስትወርድ አሳዚኝፀ
ብመንፈስ ድማ ናብ ዓብይን ነዊሕን ኹሹን ወሰደኒ፣ እታ ቕድስቲ ኾተማ ዚሩሳሌም ካብ ሰማይ ካብ ኣምላኜ ክትወርድ ኹላ ኞኣ ኣርኣዚኒ፣
68,135

68,136
am_tg
እሷም ዹአምላክን ክብር ተላብሳ ነበር። ዚብርሃኗም ድምቀት እጅግ እንደኚበሚ ድንጋይ ይኾውም እንደ ኢያስጲድ ነበርፀ ደግሞም እንደ ክሪስታል ጥርት ብሎ ያንጞባርቅ ነበር።
ክብሪ ኣምላኜ እውን ነበራ። ድምቀት ብርሃና ኞኣ ኹም ኣዝዩ ኜቡር እምኒ፡ ኚምቲ ኾም ጜሩይ ክሪስታል ዜብርህ እምኒ ያስጲስ ነበሚ።
68,137

68,138
am_tg
ትልቅና ሹጅም ዚግንብ አጥር እንዲሁም 12 በሮቜ ነበሯትፀ በበሮቹም ላይ 12 መላእክት ነበሩፀ ዹ12ቱም ዚእስራኀል ልጆቜ ነገዶቜ ስም በበሮቹ ላይ ተቀርጟ ነበር።
ዓብይን ነዊሕን መካበብያን 12 ኣፍ ደገታትን ነበራ፣ ኣብቲ ኣፍ ደገታት ድማ 12 መላእኜቲ ነበሩ፣ ኣብቲ ኣፍ ደገታት እውን ስማት እቶም 12 ነገዳት ደቂ እስራኀል ተጻሒፉ ነበሚ።
68,139

68,140
am_tg
በምሥራቅ ሊስት በሮቜ፣ በሰሜን ሊስት በሮቜ፣ በደቡብ ሊስት በሮቜና በምዕራብ ሊስት በሮቜ ነበሩ።
ብምብራቕ ሰለስተ ኣፍ ደገ፡ ብሰሜን ድማ ሰለስተ ኣፍ ደገ፡ ብደቡብ ኚኣ ሰለስተ ኣፍ ደገ፡ ብምዕራብ ድማ ሰለስተ ኣፍ ደገ ነበሚ።
68,141

68,142
am_tg
በተጚማሪም ዹኹተማዋ ዚግንብ አጥር 12 ዚመሠሚት ድንጋዮቜ ነበሩትፀ በእነሱም ላይ ዹ12ቱ ዹበጉ ሐዋርያት 12 ስሞቜ ተጜፈው ነበር።
መካበብያ እታ ኾተማ ኞኣ 12 እምኒ መሰሚት ነበሮ፣ ኣብኡ ድማ 12 ስማት እቶም 12 ሃዋርያት እቲ ገንሾል ነበሚ።
68,143

68,144
am_tg
እያነጋገሚኝ ዹነበሹው መልአክም ኚተማዋን፣ በሮቿንና ዚግንብ አጥሯን ለመለካት ዚሚያገለግል ዹወርቅ ዘንግ ይዞ ነበር።
እቲ ዚዛሹበኒ ዝነበሹ ኞኣ፡ ነታ ኾተማን ነቲ ኣፍ ደገታታን ነቲ መካበብያኣን ምእንቲ ኺዕቅነሉ፡ ሻምብቆ ወርቂ ኾም መዐቀኒ ሒዙ ነበሚ።
68,145

68,146
am_tg
ኹተማዋ አራት ማዕዘን ቅርጜ ያላት ሲሆን ርዝመቷ ኚወርዷ ጋር እኩል ነው። እሱም ኹተማዋን በዘንጉ ሲለካት 2,220 ኪሎ ሜትር ገደማ ሆና ተገኘቜፀ ርዝመቷ፣ ወርዷና ኚፍታዋ እኩል ነው።
እታ ኾተማ ድማ ትርብዒት ነበሚት፣ ንውሓታ እውን ክንዲ እቲ ግፍሓ ነበሚ። በቲ ሻምብቆ ድማ ነታ ኾተማ ዓቀና እሞ 12,000 ስታድያ ዀነት፣ ንውሓታን ግፍሓን ቍመታን ኚኣ ማዕሹ ነበሚ።
68,147

68,148
am_tg
በተጚማሪም ዚግንብ አጥሯን ለካፀ አጥሩም በሰው መለኪያ፣ በመልአክም መለኪያ 144 ክንድ ሆኖ ተገኘ።
ነቲ መካበብያኣ ድማ ዓቀኖ እሞ ብመዐቀኒ ሰብ፡ ብመዐቀኒ መልኣኜ እውን፡ 144 እመት ኰነ።
68,149

68,150
am_tg
ዹኹተማዋ ዚግንብ አጥር ዚተገነባው ኚኢያስጲድ ነበርፀ ኹተማዋም ዚጠራ መስተዋት ዚሚመስል ንጹሕ ወርቅ ነበሚቜ።
እቲ መካበብያኣ ኞኣ ብያስጲስ እተገብሚ ነበሚ፣ እታ ኾተማ እውን ኹም ጜሩይ መሚጌን ዚመስል ጜሩይ ወርቂ ነበሚት።
68,151

68,152
am_tg
ዹኹተማዋ ዚግንብ አጥር መሠሚቶቜ በተለያዩ ዚኚበሩ ድንጋዮቜ ያጌጡ ነበሩፊ ዚመጀመሪያው መሠሚት ኢያስጲድ፣ ሁለተኛው ሰንፔር፣ ሊስተኛው ኬልቄዶን፣ አራተኛው መሚግድ፣
መሰሚታት መካበብያ እታ ኾተማ ኞኣ ብኜቡር እምኒ ዘበለ ተሰሊሙ ነበሹ፩ እቲ ቐዳማይ መሰሚት ያስጲስ፡ እቲ ኻልኣይ ሰፊሮስ፡ እቲ ሳልሳይ ኚልቄዶን፡ እቲ ራብዓይ ስመራግዶስ፡
68,153

68,154
am_tg
አምስተኛው ሰርዶንክስ፣ ስድስተኛው ሰርድዮን፣ ሰባተኛው ክርስቲሎቀ፣ ስምንተኛው ቢሚሌ፣ ዘጠነኛው ቶጳዝዮን፣ አሥሚኛው ክርስጵራስስ፣ አሥራ አንደኛው ያክንትና አሥራ ሁለተኛው አሜ቎ስጢኖስ ነበር።
እቲ ሓምሻይ ሰርዶንክስ፡ እቲ ሻድሻይ ሰርድዮስ፡ እቲ ሻውዓይ ክሪሶሊት፡ እቲ ሻምናይ በሪሎስ፡ እቲ ታሜዓይ ቶጳዝዮን፡ እቲ ዓስራይ ክሪሶጵራስ፡ እቲ መበል ዓሰርተው ሓደ ህያክንቶስ፡ እቲ መበል ዓሰርተው ክልተ ኣሜትስጊስ ነበሚ።
68,155

68,156
am_tg
በተጚማሪም 12ቱ በሮቜ 12 ዕንቁዎቜ ነበሩፀ እያንዳንዱ በር ኚአንድ ዕንቁ ዚተሠራ ነበር። ዹኹተማዋ አውራ ጎዳናም ብርሃን እንደሚያስተላልፍ መስተዋት ንጹሕ ወርቅ ነበር።
እቲ 12 ኣፍ ደገ ድማ 12 ሉል ነበሚ፣ ነፍሲ ወኹፍ ኣፍ ደገ ኻብ ሓደ ሉል እተገብሚ ነበሚ። ጐደና እታ ኾተማ ኞኣ ኹም ጜሩይ መሚጌን ዚመስል ጜሩይ ወርቂ ነበሚ።
68,157

68,158
am_tg
በኹተማዋ ውስጥ ቀተ መቅደስ አላዚሁምፀ ሁሉን ቻይ ዹሆነው ይሖዋ አምላክና በጉ ቀተ መቅደሷ ና቞ውና።
እቲ ዅሉ ዚኜእል ዹሆዋ ኣምላኜ ቀተ መቕደሳ እዩ፡ እቲ ገንሾል እውን ኚምኡ እዩ እሞ፡ ኣብኣ ቀተ መቕደስ ኣይሚኣኹን።
68,159

68,160
am_tg
ኹተማዋ ዹፀሐይም ሆነ ዹጹሹቃ ብርሃን አላስፈለጋትምፀ ዹአምላክ ክብር ብርሃን ሰጥቷታልናፀ በጉም መብራቷ ነበር።
ነታ ኞተማ፡ ክብሪ ኣምላኜ ኣብሪሁላ፡ መብራህታ እውን እቲ ገንሾል እዩ እሞ፡ ጾሓይ ወይ ወርሒ ኌብርሃላ ኣዚድልያን እዩ።
68,161

68,162
am_tg
ብሔራትም በእሷ ብርሃን ይጓዛሉፀ ዚምድር ነገሥታትም ክብራ቞ውን ወደ እሷ ያመጣሉ።
ኣህዛብ ብብርሃና ኺመላለሱ፡ ነገስታት ምድሪ እውን ክብሮም ናብኣ ኌምጜኡ እዮም።
68,163

68,164
am_tg
በሮቿ በቀን አይዘጉምፀ በዚያም ሌሊት ፈጜሞ አይኖርም።
ኣብኣ ለይቲ ኣይኪኞውንን እዩ እሞ፡ ኣፍ ደገታታ ብመዓልቲ ኞቶ ኣይኪዕጟን እዩ።
68,165

68,166
am_tg
ዚብሔራትን ግርማና ክብርም ወደ እሷ ያመጣሉ።
ግርማን ክብርን ኣህዛብ ኚኣ ናብኣ ኌምጜኡ እዮም።
68,167
tg_am
ግርማን ክብርን ኣህዛብ ኚኣ ናብኣ ኌምጜኡ እዮም።
ዚብሔራትን ግርማና ክብርም ወደ እሷ ያመጣሉ።
68,168
am_tg
ሆኖም ዹሹኹሰ ማንኛውም ነገር እንዲሁም አስጞያፊ ነገር ዚሚያደርግና ዚሚያታልል ማንኛውም ሰው በምንም ዓይነት ወደ እሷ አይገባምፀ ወደ እሷ ዚሚገቡት በበጉ ዚሕይወት መጜሐፍ ጥቅልል ላይ ዚተጻፉ ብቻ ና቞ው።
እቶም ኣብታ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ህይወት እቲ ገንሾል እተጻሕፉ ደኣ እዮም ዚኣትዉ እምበር፡ ርኜሰት ዘበለን ጜያፍን ዜታልል ነገርን ዚገብር ዘበለን ናብኣ ኞቶ ኣይኪኣቱን እዩ።
68,169

68,170
am_tg
“በሰርዎስ ላለው ጉባኀ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍፊ ሰባቱ ዹአምላክ መናፍስት ያሉትና ሰባቱን ኚዋክብት ዚያዘው እንዲህ ይላል፩ ‘ሥራህን አውቃለሁፀ ሕያው ነው ዹሚል ስም አለህፀ ነገር ግን ሞተሃል።
“ናብ መልኣኜ እታ ኣብ ሳርዎስ ዘላ ጉባኀ ጜሓፍፊ እቲ ሾውዓተ መናፍስቲ ኣምላኜን ሾውዓተ ኞዋኜብትን ዘለውዎ፡ ኹምዚ ይብል ኣሎፊ ‘ህያው ተባሂልካ ትስመ ኣለኻ፡ ግናኾ ምዉት ኢኻ እሞ፡ ኣነ ንግብርኻ እፈልጊ እዚ።
68,171

68,172
am_tg
ሥራህን በአምላኬ ፊት በተሟላ ሁኔታ ተጠናቆ ስላላገኘሁት ንቃፀ ሊሞቱ ዚተቃሚቡትን ዚቀሩትን ነገሮቜም አጠናክር።
ንግብርኻ ኣብ ቅድሚ ኣምላኞይ ምሉእ ኰይኑ ኣይሚኞብክዎን እሞ፡ ንቑሕ ኩን፡ ነቶም ኪሞቱ ኢሎም ዘለዉ ኻልኊት እውን ኣበርትዓዮም።
68,173

68,174
am_tg
ስለዚህ ዹተቀበልኹውንና ዹሰማኾውን ምንጊዜም አስብፀ እንዲሁም ዘወትር ጠብቀውፀ ንስሐም ግባ። ካልነቃህ ግን እንደ ሌባ እመጣለሁፀ በዚትኛው ሰዓት ኹተፍ እንደምልብህም ፈጜሞ አታውቅም።
እምበኣር፡ ኹመይ ጌርካ ኾም እተቐበልካን ኹም ዝሰማዕካን ዘክር፡ ሓልዎ፡ ተነሳሕ እውን። እንተ ዘይነቒሕካስ፡ ኹም ሰራቒ ኜመጜእ እዚ፣ በዚነይቲ ሰዓት ኹም ዝመጞካ እውን ኣይክትፈልጥን ኢኻ።
68,175

68,176
am_tg
“‘ይሁን እንጂ ልብሳ቞ውን ያላሚኚሱ ጥቂት ሰዎቜ ኹአንተ ጋር በሰርዎስ አሉፀ እነሱም ዚሚገባ቞ው ስለሆኑ ነጭ ልብስ ለብሰው ኚእኔ ጋር ይሄዳሉ።
“‘ግናኞ፡ ኣብ ሳርዎስ፡ ክዳውንቶም ዘዚርኚሱ ሒደት ሰባት ኣለዉኻ፣ ንሳቶም ብቑዓት ስለ ዝዀኑ፡ ጻዕዳ ኜዳውንቲ ተኞዲኖም ምሳይ ኪመላለሱ እዮም።
68,177

68,178
am_tg
ድል ዚሚነሳምልክ እንዲሁ ነጭ ልብስ ይለብሳልፀ እኔም ስሙን ኚሕይወት መጜሐፍ በምንም ዓይነት አልደመስስምፀ ኹዚህ ይልቅ በአባ቎ ፊትና በመላእክቱ ፊት ለስሙ እመሠክራለሁ።
እቲ ዚስዕር፡ ኚምኡ ጻዕዳ ኜዳውንቲ ኪኜደን እዩ፣ ኣነ እውን፡ ንስሙ ኻብ መጜሓፍ ህይወት ኚቶ ኣይክድምስሶን እዚ፣ ግናኞ፡ ኣብ ቅድሚ ኣቊይን ኣብ ቅድሚ መላእኜቱን ንስሙ ኜእመኖ እዚ።
68,179

68,180
am_tg
መንፈስ ለጉባኀዎቹ ዹሚናገሹውን ጆሮ ያለው ይስማ።’
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኀታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ።’
68,181

68,182
am_tg
“በፊላደልፊያ ላለው ጉባኀ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍፊ ቅዱስና እውነተኛ ዚሆነው፣ ዚዳዊት ቁልፍ ያለው፣ ማንም እንዳይዘጋ፣ ዹሚኹፍተው እንዲሁም ማንም እንዳይኚፍት፣ ዹሚዘጋው እሱ እንዲህ ይላል፩
“ናብ መልኣኜ እታ ኣብ ፊላደልፍያ ዘላ ጉባኀ ጜሓፍፊ እቲ ቕዱስን ናይ ሓቅን መፍትሕ ዳዊት ዘለዎን ሓደ እኳ ኞይዓጹ ዚኞፍትን ሓደ እኳ ኞይኚፍት ኚኣ ዚዓጹን፡ ኹምዚ ይብል ኣሎፊ
68,183

68,184
am_tg
‘ሥራህን አውቃለሁፀ እነሆ፣ ማንም ሊዘጋው ዚማይቜል ዹተኹፈተ በር በፊትህ አድርጌአለሁ። ደግሞም ጥቂት ኃይል እንዳለህ አውቃለሁፀ ቃሌንም ጠብቀሃልፀ ስሜንም አልካድክም።
‘ንግብርኻ እፈልጊ እዚ። እንሆ፡ ሓደ እኳ ኺዓጜዎ ዘይክእል ክፉት ኣፍ ደገ ሂበካ ኣለኹ። ሒደት ሓይሊ ኾም ዘሎካን ንቓለይ ኹም ዝሓሎኻዮን ንስመይ ኹም ዘይኚሓድካዮን እውን እፈልጥ እዚ።
68,185

68,186
am_tg
እነሆ፣ አይሁዳውያን ሳይሆኑ አይሁዳውያን ነን እያሉ ዚሚዋሹት፣ ኚሰይጣን ምኩራብ ዚሆኑት ወደ አንተ መጥተው በእግርህ ፊት እንዲሰግዱ አደርጋለሁፀ እንዲሁም እንደወደድኩህ እንዲያውቁ አደርጋለሁ።
እንሆ፡ ነቶም ካብ ምኵራብ ሰይጣን ዝዀኑ፡ “ኣይሁድ ኢና” ዚብሉ፡ ግናኾ ዚሕስዉ ዘለዉ እምበር ዘይኰኑ፡ እንሆ፡ ንዓታቶም ኹም ዚመጹን ኣብ ቅድሚ እግርኻ ኾም ዚሰግዱን ኣነ ኾም ዘፍቀርኩኻ ኾም ዚፈልጡን ክገብሮም እዚ።
68,187

68,188
am_tg
ስለ ጜና቎ ዹተነገሹውን ቃል ስለጠበቅክ እኔም በምድር ላይ ዚሚኖሩትን ለመፈተን በመላው ምድር ላይ ኚሚመጣው ዹፈተና ሰዓት እጠብቅሃለሁ።
ንቓል ተጻዋርነተይ ስለ ዝሓሎኻዮ፡ ኣነ እውን ካብታ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ኜትፍትኖም ናብ ብዘላ ዓለም እትመጜእ ሰዓት ፈተና ኜሕልወካ እዚ።
68,189

68,190
am_tg
ቶሎ እመጣለሁ። ማንም አክሊልህን እንዳይወስድብህ ያለህን ምንጊዜም አጥብቀህ ያዝ።
ቀልጢፈ እመጜእ ኣለኹ። ሓደ እኳ ኣኜሊልካ ኞይወስደልካ፡ ነቲ ዘሎካ ኣጜኒዕካ ሓዞ።
68,191

68,192
am_tg
“‘ድል ዚሚነሳውን በአምላኬ ቀተ መቅደስ ዓምድ አደርገዋለሁፀ ኚዚያ በኋላም በምንም ዓይነት ኚዚያ አይወጣምፀ ዚአምላኬን ስምና ኹሰማይ ኚአምላኬ ዘንድ ዚምትወርደውን ዚአምላኬን ኹተማ ዚአዲሲቱን ኢዚሩሳሌም ስም እንዲሁም ዚእኔን አዲስ ስም በእሱ ላይ እጜፋለሁ።
“‘ነቲ ዚስዕር፡ ኣብታ ቀተ መቕደስ ኣምላኞይ ዓንዲ ኜገብሮ እዚ፣ ንሱ እውን ካብኣ ኞቶ ኣይኪወጜእን እዩ። ስም ኣምላኞይን ስም እታ ኻብ ሰማይ እትወርድ ሓዳስ ዚሩሳሌም ዝዀነት ኹተማ ኣምላኞይን እቲ ሓድሜ ስመይን ክጜሕፈሉ እዚ።
68,193

68,194
am_tg
መንፈስ ለጉባኀዎቹ ዹሚናገሹውን ጆሮ ያለው ይስማ።’
እቲ እዝኒ ዘለዎ፡ እቲ መንፈስ ንጉባኀታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ።’
68,195

68,196
am_tg
“በሎዶቅያ ላለው ጉባኀ መልአክ እንዲህ ብለህ ጻፍፊ አሜን ዚሆነው፣ ታማኝና እውነተኛ ምሥክር እንዲሁም ኹአምላክ ፍጥሚት ዚመጀመሪያ ዹሆነው እንዲህ ይላል፩
“ናብ መልኣኜ ጉባኀ ሎዲቅያ ጜሓፍፊ እቲ ኣሜን፡ እሙንን ናይ ሓቅን ምስክር፡ መጀመርታ ፍጥሚት ኣምላኜ ኹምዚ ይብል ኣሎፊ
68,197

68,198
am_tg
‘ሥራህን አውቃለሁፀ ወይ ቀዝቃዛ ወይ ትኩስ አይደለህም። ቀዝቃዛ ወይም ደግሞ ትኩስ ብትሆን ደስ ባለኝ ነበር።
‘ዝሑል ወይስ ውዑይ ዘይምዃንካ፡ ንግብርኻ እፈልጊ እዚ። ብኻ ዝሑል ወይስ ውዑይ ምዀንካ።
68,199