Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,300
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ክርስቲያን ሜማግሌዎቜ እንዲያሟሉ ዚሚጠበቁባ቞ውን ቅዱስ ጜሑፋዊ ብቃቶቜ እንመልኚት።
ንኣብነት፡ ብዛዕባ እቲ ክርስትያን ሜማግለታት ኬማልእዎ ዘለዎም ቅዱስ ጜሑፋዊ ብቕዓታት እሞ ሕሰብ።
2,301
tg_am

2,302
am_tg
አብዛኞቻቜን ዚጉባኀ ሜማግሌዎቜ ስላልሆንን ይህ ጥቅስ በሕይወታቜን ውስጥ ልንጠቀምበት ዚምንቜል ትምህርት እንዳልያዘ ይሰማን ይሆናል።
መብዛሕትና ሜማግለታት ኮንና ስለ ዘይነገልግል፡ ነዚ ሓበሬታ እዚ ኣብ ህይወትና ብዙሕ ኹም ዘይንጥቀመሉ ንሓስብ ንኞውን።
2,303

2,304
am_tg
ይሁንና ኹዚህ ጥቅስ ሁላቜንም ዚተለያዩ ጥቅሞቜ ልናገኝ እንደምንቜል እንገነዘባለን።
እዚ ብቕዓታት እዚ ግና ብብዙሕ መገዲ ኺጠቕመና ይኜእል እዩ።
2,305

2,306
am_tg
‘ዹሰው ልጅ፣ በሕይወት ለመኖር ዚሚያስፈልጉት ነገሮቜ ጥቂት ሲሆኑ ዹሚፈልጋቾው ነገሮቜ ግን ስፍር ቁጥር ዹላቾውም ሲባል እንሰማለን።
ንሰብ ዜድልዮ ነገራት ሒደት እዩ፣ ሰብ ዚደልዮ ነገራት ግና መወዳእታ ዚብሉን ይብሃል እዩ።
2,307

2,308
am_tg
ብዙዎቜ፣ በሚያስፈልጓ቞ው ቁሳዊ ነገሮቜና እነሱ በሚፈልጓቾው ነገሮቜ መካኚል ያለውን ልዩነት ዚሚያስተውሉ አይመስልም።
ብዙሓት ኣብ መንጎ እቲ ዜድልዮም ነገራትን ዚደልይዎ ነገራትን ዘሎ ፍልልይ ኣይርኣዮምን እዩ።
2,309

2,310
am_tg
ይሁንና ልዩነቱ ምንድን ነው?
እሞኞ ኣብ መንጎኡ እንታይ ፍልልይ ኣሎ፧
2,311
tg_am
እሞኞ ኣብ መንጎኡ እንታይ ፍልልይ ኣሎ፧
ይሁንና ልዩነቱ ምንድን ነው?
2,312
am_tg
ዚሚያስፈልገን ነገር ዚሚባለው በሕይወት ለመኖር ዚግድ አስፈላጊ ዹሆነ ነገር ነው።
ዜድልዚካ ነገራት ኪብሃል ኚሎ፡ ብህይወት ንምንባር ናይ ግድን ኪማልኣልካ ዘለዎ ነገራት እዩ።
2,313

2,314
am_tg
ምግብ፣ ልብስና መጠለያ ለሰው ልጅ አስፈላጊ ዹሆኑ መሠሚታዊ ነገሮቜ ና቞ው።
ምግብን ክዳንን መጜለልን ዜድልዚካ ነገራት ኪብሃል ይኚኣል እዩ።
2,315

2,316
am_tg
ዹምንፈልገው ነገር ዚሚባለው ግን ቢኖሚን ደስ ዹሚለን ሆኖም ለዕለት ተዕለት ሕይወታቜን ዚግድ አስፈላጊ ያልሆነ ነገር ነው።
እትደልዮ ነገራት ግና ኪህልወካ እትብህጎ ዀይኑ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ናይ ግድን ዚድልዚካ ማለት ኣይኰነን።
2,317

2,318
am_tg
ሰዎቜ ዚሚፈልጉት ነገር፣ እንደሚኖሩበት አካባቢ ሊለያይ ይቜላል።
ሰባት ዚደልይዎ ነገር ኚኚምቲ ዚነብሩሉ ብዙሕ ኪፈላለ ይኜእል እዩ።
2,319

2,320
am_tg
በማደግ ላይ ባሉ አገሮቜ ዚሚኖሩ ብዙ ሰዎቜ ዚሚፈልጉት ሞባይል ስልክ፣ ሞተር ብስክሌት ወይም አነስ ያለ መሬት መግዛት ሊሆን ይቜላል።
ኣብተን ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ሃገራት ዚነብሩ ብዙሓት ሰባት ሞባይል ተሌፎን፡ ሞተር ብሜክለታ፡ ወይ ንእሜቶ መሬት ንምዕዳግ ገንዘብ ይደልዩ ይዀኑ።
2,321

2,322
am_tg
በበለጾጉ አገሮቜ ዚሚኖሩ ሰዎቜ ደግሞ ውድ ዹሆኑ ልብሶቜ፣ ትልቅ ቀት ወይም ውድ መኪና መግዛት ይፈልጋሉ።
ኣብ ሃብታማት ሃገራት ዚነብሩ ኞኣ፡ ብዙሕ ክቡር ክዳውንቲ፡ ዓብዪ ገዛ፡ ወይ ክብርቲ ማኪና ይደልዩ ይዀኑ።
2,323

2,324
am_tg
ዹምንኖሹው ዚትም ይሁን ዚት፣ አደገኛ በሆነው ዹፍቅሹ ንዋይ ወጥመድ ልንወድቅ እንቜላለንፀ ይህ ደግሞ ዚመግዛት አቅሙ ቢኖሚንም ባይኖሚንም፣ ዹምንገዛው ነገር ቢያስፈልገንም ባያስፈልገንም ተጚማሪ ቁሳዊ ነገሮቜን ዚመመኘት አባዜ እንዲጠናወተን ሊያደርግ ይቜላል።
ዝዀነ ዀይኑ ግና፡ ዜድልዚና ይኹን ኣይኹን ወይ ንምዕዳጉ ዓቕሚ ይሃልወና ኣይሃልወና ብዘዚገድስ፡ መፈንጠራ ፍቕሹ ንዋይ፡ ማለት ዝያዳ ነገራት ኪህልወና ምድላይ ኣብ ሓደጋ ኌእትወና ይኜእል እዩ።
2,325

2,326
am_tg
ሐዋርያው ጎጥሮስ፣ ክርስቲያኖቜ ሰይጣን ዚሚያመጣባ቞ውን አስ቞ጋሪ ሁኔታዎቜ በጜናት እንዲወጡ ለማበሚታታት ኹላይ ያለውን ጜፏል።
ሃዋርያ ጎጥሮስ፡ ክርስትያናት ነቲ ሰይጣን ኣባታቶም ዜምጜኊ ጞገማት ኺጻወሩ ንምትብባዕ ነዚ ቓላት እዚ ጞሓፈሎም።
2,327

2,328
am_tg
ዚጞኑት ዹአምላክ አገልጋዮቜ ዚተዉት ምሳሌ ጜኑ አቋማቜንን መጠበቅ ዚምንቜለው እንዎት እንደሆነ ያስተምሚናልፀ ሊሳካልን እንደሚቜል ማሚጋገጫ ይሰጠናልፀ እንዲሁም ታማኞቜ ኹሆንን ሜልማት እንደምናገኝ ያስታውሰናል።
ተመክሮታት እቶም እተጻወሩ፡ ኹመይ ጌርና ኾም እንጞንዕ ይምህሚና፡ እሙናት ኮንና ምምልላስና ዓስቢ ኾም ዜምጜኣልና ኞኣ ዚዘኻኜሚና እዩ።
2,329

2,330
am_tg
ኚእውነተኛው አምልኮ ጠላቶቜ፣ መራራ ተቃውሞ ሌላው ቀርቶ ስደት እዚደሚሰብህ ነው?
ካብ ጞላእቲ ናይ ሓቂ ኣምልኟ ኞቢድ ተቓውሞ ወይ መስጐጕቲ ዚጋጥመካ ይህሉ ይኞውን።
2,331

2,332
am_tg
ያሉብህ ኚባድ ኃላፊነቶቜ ኹአቅምህ በላይ እንደሆኑ ዹሚሰማህ ዚጉባኀ ሜማግሌ ወይም ዚወሚዳ ዹበላይ ተመልካቜ ነህ?
ወይ ድማ ሓላፍነታት ዝኞበደካ ሜማግለ ጉባኀ ወይ ሓላው ወሚዳ ኢኻ።
2,333

2,334
am_tg
ኹሆነ ጳውሎስ በተወው ምሳሌ ላይ አሰላስል።
ብዛዕባ እቲ ጳውሎስ ዝሓደጎ ኣብነት ኣስተንትን።
2,335
tg_am
ብዛዕባ እቲ ጳውሎስ ዝሓደጎ ኣብነት ኣስተንትን።
ኹሆነ ጳውሎስ በተወው ምሳሌ ላይ አሰላስል።
2,336
am_tg
ጳውሎስ ብዙ ውጫዊ ቜግሮቜ ዚደሚሱበት ይኾውም ጚካኝ አሳዳጆቜ ያስጚነቁት ኹመሆኑም ሌላ ዚጉባኀዎቜ ሐሳብ በዚዕለቱ ጫና ይፈጥርበት ነበር።
ሕሱማት ሰጐጕቲ ዘውሚዱሉ ብዙሕ ካብ ወጻኢ ዚመጜእ ነገራት ተጻዊሩ፡ በቲ ምእንቲ ጉባኀታት ዚጭነቖ ጭንቀት ድማ መዓልቲ መዓልቲ ተሚቢጹ እዩ።
2,337

2,338
am_tg
ይህ ሁሉ ቢደርስበትም ተስፋ አልቆሚጠምፀ ዹተወው ምሳሌም ለሌሎቜ ዚብርታት ምንጭ ነው።
ኰይኑ ግና፡ ኣይተሓለለን፡ ኣብነቱ ድማ ንኻልኊት ኬበርትዕ ይኜእል እዩ።
2,339

2,340
am_tg
አንተም አስ቞ጋሪ ሁኔታዎቜን በጜናት ስትቋቋም ዹአንተ ምሳሌነት ሌሎቜም እንዲጞኑ እንደሚያበሚታታ቞ው አስታውስ።
ንስኻ እውን ጞገማት ክትጻወር ኚለኻ፡ ኣብነትካ ንኻልኊት ኪጻወሩ ኾም ዜተባብዖም ዘክር።
2,341

2,342
am_tg
ቅቡዓን ክርስቲያኖቜ በሰማይ ኚክርስቶስ ጋር ዙፋን ላይ ተቀምጠው በሚገዙበት ጊዜ ይሖዋ ምን ዓይነት አስደናቂ ነገሮቜ እንደሚሰጣ቞ው መገመት ያዳግታል።
ነቲ ቕቡኣት ክርስትያናት ኣብ ሰማይ ምስ ክርስቶስ ኪገዝኡ ኣብ ዝፋናት ምስ ተቐመጡ ዚቕበልዎ ዹሆዋ ዘዳለወሎም ዜደንቕ ነገራት፡ ሕጂ ኜንግምቶ ኣይንኜእልን ኢና።
2,343

2,344
am_tg
ቅቡዓኑ አዲሲቱ ኢዚሩሳሌም ይኾውም ዚክርስቶስ ሙሜራ ይሆናሉ።
ንሳቶም፡ ሓዳስ ዚሩሳሌም፡ ማለት መርዓት ክርስቶስ ኪዀኑ እዮም።
2,345

2,346
am_tg
እነዚህ ቅቡዓን፣ ታዛዥ ዹሆኑ ዹሰው ልጆቜ ኚኃጢአትና ኚሞት ባርነት ነፃ ወጥተው ወደ ፍጜምና እንዲደርሱ በመርዳት ኚኢዚሱስ ጋር ሆነው ሕዝቊቜን ይፈውሳሉ።
ምስ ዚሱስ ሓቢሮም ድማ ንእዙዛት ደቂ ሰብ ናብቲ ኻብ ባርነት ሓጢኣትን ሞትን ናጻ ዚዀኑሉ ዅነታት ብምምራሕን ናብ ፍጜምና ኾም ዚበጜሑ ብምግባርን ፈውሲ ኣህዛብ ኬምጜኡ እዮም።
2,347

2,348
am_tg
ዹይሖዋ ጾጋ በምድር ላይ ኚሚገለጜባ቞ው አስደናቂ መንገዶቜ አንዱ በመቃብር ያሉ ሰዎቜ ኚሞት መነሳታ቞ው ይሆናል።
ሓደ ኻብቲ ኣብ ምድሪ ዚርአ ዝዓበዹ መግለጺታት እቲ ዜደንቕ ጾጋ ዚሆዋ፡ ሰባት ካብ መቓብር ኪትንስኡ ኾለዉ ምዃኑ ርዱእ እዩ።
2,349

2,350
am_tg
ክርስቶስ መሥዋዕት ሆኖ ኚመሞቱ በፊት በነበሩት ዘመናት ዚሞቱ ታማኝ ወንዶቜና ሎቶቜ እንዲሁም በመጚሚሻዎቹ ቀናት በታማኝነት ዚሚያንቀላፉ ሌሎቜ በጎቜ ሁሉ ትንሣኀ አግኝተው ይሖዋን ማገልገላቾውን ይቀጥላሉ።
ኵሎም እቶም ቅድሚ መስዋእታዊ ሞት ክርስቶስ ዝሞቱ ጥንቲ ዝነበሩ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ኰኑ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ብተኣማንነት ዚሞቱ ኻልኊት ኣባጊዕ ብቐጻሊ ንዹሆዋ ምእንቲ ኌገልግልዎ ኺትንስኡ እዮም።
2,351

2,352
am_tg
ይሖዋ፣ ፍጥሚታቱ እሱ ዹሚፈልገውን እንዲሆኑም ያደርጋል።
ዹሆዋ ንፍጥሚቱ፡ ዝደለዮ ኾም ዚዀኑ እውን ይገብሮም እዩ።
2,353
tg_am
ዹሆዋ ንፍጥሚቱ፡ ዝደለዮ ኾም ዚዀኑ እውን ይገብሮም እዩ።
ይሖዋ፣ ፍጥሚታቱ እሱ ዹሚፈልገውን እንዲሆኑም ያደርጋል።
2,354
am_tg
አምላክ ኚስሙ ትርጉም ጋር በሚስማማ መንገድ ኖኅን መርኚብ ሠሪ፣ ባስልኀልን ዚተዋጣለት ዚእጅ ጥበብ ባለሙያ፣ ጌድዮንን ኃያል ተዋጊ እንዲሁም ጳውሎስን ዚአሕዛብ ሐዋርያ አድርጓ቞ዋል።
ምስ ትርጉም ስሙ ብምስምማዕ፡ ኣምላኜ ንኖህ ሰራሕ መርኚብ፡ ንበሳልኀል ክኢላ ኢደ ጥበበኛ፡ ንጊዮዎን ዕዉት ተዋጋኢ፡ ንጳውሎስ ኚኣ ሃዋርያ ኣህዛብ ኹም ዚኾውን ገይርዎ እዩ።
2,355

2,356
am_tg
በእርግጥም ዹአምላክ ሕዝቊቜ መለኮታዊው ስም ትልቅ ትርጉም እንዳለው ይገነዘባሉ።
እወ፡ ስም ኣምላኜ ንህዝቡ ዓብዪ ትርጉም ኣለዎ።
2,357

2,358
am_tg
ዚአዲስ ዓለም ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትርጉም ኮሚ቎ም ቢሆን መለኮታዊውን ስም ኚመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ በማውጣት ለአምላክ ስም አክብሮት እንደጎደለው ዚሚያሳይ ድርጊት አይፈጜምም።
ኮሚተ ትርጉም መጜሓፍ ቅዱስ ሓዳስ ዓለም ድማ ነቲ ስም እቲ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ብዘይምእታው ኣገዳስነቱ ኌትሕቶ ኞቶ ኣይደልን እዩ።
2,359

2,360
am_tg
ኹ130 በሚበልጡ ቋንቋዎቜ ዹተዘጋጁ አዲስ ዓለም ትርጉም መጜሐፍ ቅዱሶቜ ዹአምላክ ስም በቅዱስ ጜሑፉ ውስጥ በትክክለኛው ቊታ ላይ እንዲገባ በማድሚግ ለስሙ አክብሮት አሳይተዋል።
ብልዕሊ 130 ቋንቋ እተተርጐመ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ንስም ኣምላኜ ኣብቲ ኣብ ቅዱሳት ጜሑፋት ዚርኹበሉ ቊታታት ብምእታው ዚኜብሮ እዩ።
2,361

2,362
am_tg
ኹዚህ በተቃራኒ በአሁኑ ጊዜ ያሉ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ተርጓሚዎቜ መለኮታዊውን ስም በማውጣት በምትኩ ጌታ ዹሚለውን ማዕሹግ ወይም በአካባቢው ዚሚታወቀውን አምላክ መጠሪያ ዚማስገባት ልማድ አላ቞ው።
ብኣንጻሩ ግና፡ ንመለኮታዊ ስም፡ ጐይታ ብዚብል ወይ ብኻልእ ስም እቲ ኣብቲ ዓዲ ዚፍለጥ ኣምላኜ ናይ ምትካእ ዝንባለ ኣብ ካልእ ትርጉማት መጜሓፍ ቅዱስ ይርአ ኣሎ።
2,363

2,364
am_tg
ዹይሖዋ ምሥክሮቜ ዹበላይ አካል፣ ዹአምላክን ስም ዚሚያስኚብር ዚመጜሐፍ ቅዱስ ትርጉም በተቻለ መጠን ለብዙ ሰዎቜ እንዲደርስ ለማድሚግ ቅድሚያ ዚሰጠበት ዋነኛ ምክንያት ይህ ነው።
ኣመሓዳሪ ኣካል ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ብእተኻእለ መጠን ንብዙሓት ሰባት ስም ኣምላኜ ዜኜብር መጜሓፍ ቅዱስ ኪዳለወሎም ቀዳምነት ሂቡ ዚዓይዹሉ ዘሎ ቐንዲ ምኜንያት ኚኣ እዚ እዩ።
2,365

2,366
am_tg
ሌሎቜ ባኚናወኑት ነገር መደሰት ሌላው ቀርቶ በተወሰነ መጠን በራሳቜን መኩራት እንኳ ስህተት አይደለም።
ካልኊት ሰባት ብዝዓዚይዎ ነገራት ጜቡቕ ኪስምዓናን ብሚዛናዊ መገዲ ብገዛእ ርእስና ኜንኰርዕን ንኜእል ኢና።
2,367

2,368
am_tg
በቀተሰባቜን፣ በባሕላቜን ወይም ባደግንበት አካባቢ ማፈር አይኖርብንም።
ብስድራ ቀትና፡ ብባህልና፡ ወይ ኚኣ በቲ ዝዓበናሉ ኞባቢ እውን ኣይንሓፍርን ኢና።
2,369

2,370
am_tg
በሌላ በኩል ግን ኚሌሎቜ ጋር ያለንን ግንኙነትም ሆነ ኹይሖዋ ጋር ያለንን ወዳጅነት ቀስ ቀስ ዚሚያበላሜ ኩራት አለ።
ብኣንጻሩ ግና፡ ነቲ ምስ ካልኊት ሰባት ዘሎና ርክብን ነቲ ምስ ዹሆዋ ዘሎና ዕርክነትን ኪጐድኊ ዚኜእል ኵርዓት ወይ ትዕቢት ኣሎ።
2,371

2,372
am_tg
እንዲህ ያለው ኩራት አስፈላጊ ዹሆነ ምክር ሲሰጠን በትሕትና ኹመቀበል ይልቅ ቅር እንድንሰኝ ወይም ምክሩን እንዳንቀበል ሊያደርገን ይቜላል።
እዚ ትዕቢት እዚ፡ ነቲ ዚውሃበና ምኜሪ ብትሕትና ኣብ ክንዲ እንቕበሎ፡ ኹም እንጞልኊን ኹም እንነጜጎን እዩ ዚገብሚና።
2,373

2,374
am_tg
ይህ ዓይነቱ ኩራት ራስን ኚሚገባው በላይ ኹፍ አድርጎ መመልኚት ዹሚል ፍቺ ተሰጥቶታልፀ ወይም ደግሞ ኚሌሎቜ ዚተሻሉ እንደሆኑ ዹሚሰማቾው ሰዎቜ ብዙውን ጊዜ እንዲህ ለማሰብ ዚሚያበቃ ምክንያት ባይኖራ቞ውም ዚሚያሳዩት ዚትዕቢት ዝንባሌ ተብሎ ሊገለጜ ይቜላል።
እዚ ኞኣ፡ መን ኹማይ ምባል ወይ ኚኣ ዝዀነ ይኹን ምኜንያት ዘይብሎም ክነሶም፡ ካብ ካልኊት ኹም ዚበልጹ ዀይኑ ዚስምዖም ሰባት ዜርእይዎ ናይ ትዕቢት ኣሚኣእያ ዚመልክት።
2,375

2,376
am_tg
ይሖዋ ኹልክ ያለፈ ኩራትን ይጠላል።
ዹሆዋ ንትዕቢተኛታት ይጾልኩም እዩ።
2,377
tg_am
ዹሆዋ ንትዕቢተኛታት ይጾልኩም እዩ።
ይሖዋ ኹልክ ያለፈ ኩራትን ይጠላል።
2,378
am_tg
ሰይጣን ግን እንዲህ ያለው አስተሳሰብ ዚእሱን ዚእብሪት ዝንባሌ ዚሚያንጞባርቅ በመሆኑ ሰዎቜ ሲታበዩ ማዚት ያስደስተዋል።
ሰይጣን ግና፡ ሰባት ብትዕቢት ኪንፍሑ ኞለዉ፡ ነቲ ናቱ ትዕቢት ዜንጞባርቕ ስለ ዝዀነ ባህ እዩ ዚብሎ።
2,379

2,380
am_tg
እንደ ናምሩድ፣ ፈርዖንና አቢሎሎም ያሉት ሰዎቜ በመታበይ ተገቢ ያልሆነ ኩራት ሲያሳዩ ምንኛ ፈንጥዞ ይሆን!—⁠ፀ
ሰይጣን በቶም ግዳያት ትዕቢት ዝዀኑ ኾም እኒ ኒምሮድን ፈርኩንን ኣቀሎሎምን ዝኣመሰሉ ሰባት ኣመና ተሓጒሱ እዩ።
2,381

2,382
am_tg
ጎግ፣ ቀሪዎቹ ዹ144,000 አባላት ወደ ሰማይ ኚመወሰዳ቞ው ትንሜ ቀደም ብሎ በአምላክ ሕዝቊቜ ላይ ጥቃት ይሰነዝራል።
ተሹፍ እቶም 144,000 ናብ ሰማይ ቀቅድሚ ምኻዶም፡ ጎግ ኣብ ህዝቢ ኣምላኜ መጥቃዕቲ ኾም ዚጅምር ርኢና ኔርና ኢና።
2,383

2,384
am_tg
ታዲያ ይህ ጥቃት ምን ያስኚትላል?
እዚ መጥቃዕቲ እዚ እንታይ እዩ ዜለዓዕል፧
2,385
tg_am
እዚ መጥቃዕቲ እዚ እንታይ እዩ ዜለዓዕል፧
ታዲያ ይህ ጥቃት ምን ያስኚትላል?
2,386
am_tg
በምድር ላይ ያሉት ዹአምላክ ሕዝቊቜ ለጥቃት ዚተጋለጡ ይመስላሉ።
ኣብ ምድሪ፡ ህዝቢ ኣምላኜ ኣደዳ መጥቃዕቲ ዚዀኑ እዩ ዚመስል።
2,387

2,388
am_tg
እነዚህ ዹአምላክ ሕዝቊቜ በንጉሥ ኢዮሳፍጥ ዘመን ዹተሰጠውን መመሪያ ይታዘዛሉፊ እናንተ ይህን ጊርነት መዋጋት አያስፈልጋቜሁም።
ንሳቶም ነቲ ኾምዚ ዚስዕብ ዚብል ኣብ መዓልትታት ንጉስ ዮሳፋጥ እተዋህበ መምርሒ ኺእዘዝዎ እዮምፊ ኣብዚ ውግእ እዚ ኜትዋግኡ ኣይኬድልዚኩምን እዩ።
2,389

2,390
am_tg
ቊታ ቊታቜሁን ይዛቜሁ ዝም ብላቜሁ ቁሙፀ ይሖዋ ለእናንተ ሲል ዚሚወስደውን ዚማዳን እርምጃ ተመልኚቱ።
ቊታኹም ሒዝኩም ደው በሉ እሞ፡ እቲ ዹሆዋ ምእንታኹም ዚገብሮ ድሕነት ርኣዩ።
2,391

2,392
am_tg
ይሁዳና ኢዚሩሳሌም ሆይ፣ አትፍሩ ወይም አትሞበሩ።
ኩ ይሁዳን ዚሩሳሌምን፡ ኣይትፍርሁን ኣይትሞበሩን።
2,393
tg_am
ኩ ይሁዳን ዚሩሳሌምን፡ ኣይትፍርሁን ኣይትሞበሩን።
ይሁዳና ኢዚሩሳሌም ሆይ፣ አትፍሩ ወይም አትሞበሩ።
2,394
am_tg
በሰማይ ግን ሁኔታው ኹዚህ ዹተለዹ ነው።
ኣብ ሰማይ ግና፡ ካልእ ነገር እዩ ኺፍጞም።
2,395
tg_am
ኣብ ሰማይ ግና፡ ካልእ ነገር እዩ ኺፍጞም።
በሰማይ ግን ሁኔታው ኹዚህ ዹተለዹ ነው።
2,396
am_tg
ቅቡዓን በሙሉ ወደ ሰማይ ኚሄዱ በኋላ ዹአምላክ ሕዝቊቜ ጠላቶቜ ስለሚያደርጉት ነገር ሲናገር እንዲህ ይላል፩ እነዚህ ኹበጉ ጋር ይዋጋሉፀ ሆኖም በጉ ዚጌቶቜ ጌታና ዚነገሥታት ንጉሥ ስለሆነ ድል ይነሳ቞ዋል።
ነቲ ዅሎም ቅቡኣት ናብ ሰማይ ዚውሰዱሉ ግዜ ኣመልኪታ ብዛዕባ ጞላእቲ ህዝቢ ኣምላኜ ኹምዚ ትብልፊ እዚኣቶም ምስቲ ገንሾል ኪዋግኡ እዮም፣ እቲ ገንሾል ግና ጐይታ ጐይተትን ንጉሰ ነገስትን ስለ ዝዀነ፡ ኪስዕሮም እዩ።
2,397

2,398
am_tg
ኚእሱ ጋር ያሉት ዚተጠሩት፣ ዚተመሚጡትና ዚታመኑትም ድል ያደርጋሉ።
እቶም ምስኡ ዘለዉ ጜዉዓትን ሕሩያትን እሙናትን እውን ኪስዕሩ እዮም።
2,399