Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
2,400
am_tg
ኢዚሱስ በሰማይ ካሉት 144,000 ተባባሪ ገዢዎቹ ጋር በመሆን በምድር ላይ ያሉትን ዹአምላክ ሕዝቊቜ ይታደጋል።
ዚሱስ ምስቶም ኣብ ሰማይ ምስኡ ዚነግሱ 144,000 ኰይኑ፡ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ህዝቢ ኣምላኜ ኬድሕኖም ኪመጜእ እዩ።
2,401
tg_am

2,402
am_tg
ወደ ክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜ ለጋበዘን አምላክ አክብሮት እንዳለን ጚዋነት በሚንጞባሚቅበት ምግባራቜን፣ በአለባበሳቜንና በአጋጌጣቜን ልናሳይ ይገባል።
ነቲ ናብ ክርስትያናዊ ኣኌባታት ዚዕድመና ኣምላኜ ዘሎና ኣኜብሮት፡ ኣብ ጠባይናን ኣብ ኣመለኻኜዓናን ኣብ ኣኚዳድናናን ኪንጞባሚቕ ኣለዎ።
2,403

2,404
am_tg
አክብሮት ካለን ኹተለመደው ወጣ ያሉ ነገሮቜን ኚማድሚግም እንቆጠባለን።
ብዘይካዚ፡ ሚዛንና ኜንሕሉ ኣሎና።
2,405

2,406
am_tg
ይሖዋ አገልጋዮቹም ሆነ ተጋባዊቜ በመንግሥት አዳራሜ ውስጥ ነፃነት እንዲሰማ቞ው ይፈልጋል።
ዹሆዋ ንኣገልገልቱን ንኣጋይሜን፡ ኣብ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ ናጜነት ኪስምዖም ይደሊ እዩ።
2,407

2,408
am_tg
በሌላ በኩል ግን ወደ አዳራሟቻቜን ዚሚመጡ ሰዎቜ በአለባበሳ቞ው ግዎለሜ ዚሚሆኑ፣ ስብሰባ እዚተካሄደ በስልክ መልእክት ዚሚጜፉ፣ ዚሚያወሩ፣ ዚሚበሉ፣ ዚሚጠጡ ወይም ዚመሳሰሉትን ነገሮቜ ዚሚያደርጉ ኹሆነ ለስብሰባው አክብሮት እንደጎደላ቞ው እያሳዩ ነው።
ይኹን እምበር፡ ተኣኚብቲ ብግቡእ ዘይክደኑ፡ ኣኌባ እናተኻዚደ ኾሎ ብሞባይል መልእኜቲ ዚጞሓሓፉ፡ ዚበልዑ፡ ዚሰትዩ፡ ወይ ካልእ ነገራት ዚገብሩ እንተ ዀይኖም፡ ኣኜብሮት ኹም ዘይብሎም እዮም ዜርእዩ።
2,409

2,410
am_tg
በተጚማሪም ዚመንግሥት አዳራሹ ልጆቜ ዚሚሯሯጡበት ወይም ዚሚጫወቱበት ስፍራ እንዳልሆነ ወላጆቻ቞ው ሊያስገነዝቧ቞ው ይገባል።
ወለዲ እውን ንደቆም፡ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ እትጐይዚሉ ወይ እትጻወተሉ ቊታ ኾም ዘይኰነ ንኺርድኡ ኺሕግዝዎም ኣለዎም።
2,411

2,412
am_tg
ኢዚሱስ በአምላክ ቀተ መቅደስ ውስጥ ዚንግድ እንቅስቃሎዎቜን ያካሂዱ በነበሩት ሰዎቜ በጣም ስለተቆጣ አባርሯ቞ዋል።
ዚሱስ ነቶም ኣብ ቀተ መቕደስ ኣምላኜ ንግዳዊ ንጥፈታት ዚፍጜሙ ዝነበሩ ሰባት ምስ ሚኣዮም ኣዝዩ ስለ እተቘጥዐ፡ ካብኡ ሰጐጎም።
2,413

2,414
am_tg
ዚመንግሥት አዳራሟቻቜንም ንጹሕ አምልኮ ዚሚኚናወንባ቞ውና መንፈሳዊ ትምህርት ዚምናገኝባ቞ው ቊታዎቜ ና቞ው።
ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ እውን እንተ ዀነ፡ ንጹህ ኣምልኟን መንፈሳዊ ትምህርትን ዚውሃበሉ ቊታ እዩ።
2,415

2,416
am_tg
በመሆኑም ንግድን ጚምሮ ኚመንፈሳዊ ነገሮቜ ጋር ምንም ግንኙነት ዹሌለውን ማንኛውንም እንቅስቃሎ በዚያ ማኹናወን አይኖርብንም።
ስለዚ፡ ምስ መንፈሳዊ ጕዳያት ዘይተሓሓዝ ዝዀነ ይኹን ንግዳዊ ንጥፈታት ኣብ ካልእ ቊታ እዩ ኺግበር ዚግብኊ።
2,417

2,418
am_tg
—⁠ ጋር አወዳድርፀ
—ምስ ኣሚኣኢ።
2,419
tg_am
—ምስ ኣሚኣኢ።
—⁠ ጋር አወዳድርፀ
2,420
am_tg
አዘውትሚው ይገኙ ነበር ተብሎ ዹተተሹጎመው ዚግሪክኛ ሐሳብ በአንድ ነገር መጜናትን ዚሚያመለክት ሲሆን ይህም ኹፍተኛ ጥሚት ማድሚግን ይጠይቃል።
እታ ጾኒዖም ነበሩ ተባሂላ እተተርጐመት ናይ ግሪኜኛ ቓል፡ ኹም እተጻወሩ ወይ ብብርቱዕ ጻዕሪ ኾም ዝጾንዑ ትእምት እያ።
2,421

2,422
am_tg
በሮም አገዛዝ ሥር ለሚኖሩትና በጊዜው ኚነበሩት ዚሃይማኖት መሪዎቜ ተቃውሞ ለሚደርስባ቞ው ለጥንቶቹ ክርስቲያኖቜ በስብሰባዎቜ ላይ መገኘት ቀላል አልነበሚም።
እቶም ቀዳሞት ክርስትያናት እቲኊም ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ሮሜ ስለ ዝነበሩ፡ ካብ መራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ድማ ተቓውሞ ዚጋጥሞም ብምንባሩ፡ ንዓታቶም ኣብ ኣኌባታት ምእካብ ቀሊል ኣይነበሚን።
2,423

2,424
am_tg
ያም ቢሆን በስብሰባዎቜ ላይ አዘውትሚው ይገኙ ነበር።
ይኹን እምበር፡ ጾኒዖም እዮም።
2,425
tg_am
ይኹን እምበር፡ ጾኒዖም እዮም።
ያም ቢሆን በስብሰባዎቜ ላይ አዘውትሚው ይገኙ ነበር።
2,426
am_tg
በዛሬው ጊዜ ዹሚገኙ በርካታ ዹይሖዋ አገልጋዮቜ ለክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜ ጥልቅ አድናቆት እንዳላ቞ው አሳይተዋል።
ብዙሓት ኣብዚ ግዜና ዚርኚቡ ኣገልገልቲ ዹሆዋ ንክርስትያናዊ ኣኌባታትና ዘለዎም ልዑል ኣኜብሮት ኣርእዮም እዮም።
2,427

2,428
am_tg
ኹ22 ለሚበልጡ ዓመታት ዹበላይ አካል አባል ሆኖ ያገለገለው ወንድም ጆርጅ ጋንጋስ እንዲህ ብሏልፊ ኚወንድሞቜ ጋር መሰብሰብ ማለት ለእኔ፣ በሕይወቮ ውስጥ ትልቅ ደስታና ማበሚታቻ ኚሚሰጡኝ ነገሮቜ አንዱ ነው።
ኣብ ኣመሓዳሪ ኣካል ልዕሊ 22 ዓመት ዘገልገለ ጆርጅ ጋንገስ፡ ምስ ኣሕዋት ምእካብ፡ ንዓይ ሓደ ኻብቲ ኣብ ህይወተይ ልዕሊ ዅሉ ባህ ዚብለንን ምንጪ መተባብዒ ዚዀነለይን እዩ በለ።
2,429

2,430
am_tg
አክሎም ዚእኔም ዚዘወትር ሐሳብና ፍላጎት በስብሰባዎቜ ላይ መገኘት ነው ብሏል።
ኣስዕብ ኣቢሉ ኞኣ፡ ውሜጣዊ ሓሳበይን ትምኒተይን እውን ኣብ ኣኌባታት ምእካብ እዩ በለ።
2,431

2,432
am_tg
አንተስ ይሖዋን ለማምለክ አንድ ላይ ስለ መሰብሰብ እንዲህ ይሰማሃል?
ንኣምልኟ ዹሆዋ ብዛዕባ እንገብሮ ኣኌባታት ኚምኡ ድዩ ዚስምዓካ፧
2,433

2,434
am_tg
ኹሆነ በስብሰባዎቜ ላይ አዘውትሚህ ለመገኘት ዚምታደርገውን ልባዊ ጥሚት ግፋበት።
እምበኣር፡ ወትሩ ጞኒዕካ ኣብ ኣኌባታት ክትእኚብ ቈራጜነት ግበር።
2,435

2,436
am_tg
በዚህ መንገድ ዚንጉሥ ዳዊት ዓይነት ስሜት እንዳለህ ታሳያለህፀ ዳዊት እንዲህ ብሏልፊ ይሖዋ ሆይ፣ ዚምትኖርበትን ቀት እወዳለሁ።
በዚ ኾምዚ ድማ፡ ምስቲ፡ ኩ ዚሆዋ፡ ንቀት ማሕደርካ እፈትዎ እዚ ዝበለ ንጉስ ዳዊት ክትሰማማዕ ኢኻ።
2,437

2,438
am_tg
መጜናት ዹሚለው ቃል በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ ዚተሠራበት፣ ፈተናዎቜን ወይም አስ቞ጋሪ ሁኔታዎቜን ኹመቋቋም ዹበለጠ ነገርን ለማመልኚት ነው።
ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ተጻዋርነት ኪብሃል ኚሎ፡ ፈተናታት ወይ መኚራ ምኜኣል ማለት ጥራይ ኣይኰነን።
2,439

2,440
am_tg
ጜናት ኚአስተሳሰባቜንና ኚስሜታቜን ማለትም መኚራ ሲደርስብን ኹምናደርገው ነገር ጋር ዚተያያዘ ነው።
ተጻዋርነት ንኣእምሮናን ንልብናን፡ ማለት ነቲ ንጞገማት እንጻወሚሉ መገዲ እውን እተጠቓልል እያ።
2,441

2,442
am_tg
ዹሚጾና ሰው ድፍሚትና ትዕግሥት እንዳለው እንዲሁም ኹአቋሙ ፍንክቜ እንደማይል ያሳያል።
ሓደ ዚጻወር ሰብ ትብዓትን ጜንዓትን ዓቕልን ዚርኢ እዩ።
2,443

2,444
am_tg
አንድ ዚማመሳኚሪያ ጜሑፍ እንደገለጞው ጜናት አንድን ነገር ምርጫ ስለሌለን ብቻ መቀበልን ሳይሆን ብሩህ ተስፋ ይዞ ዚመቻልን መንፈስ ያመለክታል።
ሓደ መወኚሲ ጜሑፍ ብዛዕባ ተጻዋርነት፡ ብርዕመት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብውዕዉዕ ተስፋ ናይ ምጜዋር መንፈስ ዚሚኣዚላ እያ።
2,445

2,446
am_tg
ይኾው ጜሑፍ አክሎም እንዲህ ብሏልፊ ጜናት፣ አንድ ሰው ወደ እሱ ዹሚነፍሰውን ነፋስ ፊት ለፊት ተጋፍጩ ሳይንገዳገድ እንዲቆም ዚሚያስቜለው ባሕርይ ነው።
ሓደ ሰብ ንንፋስ ስኑ ነኺሱ ገጜ ንገጜ ኪቃወሞ እተኜእሎ ባህርይ እያ።
2,447

2,448
am_tg
ኚሥቃዩ ባሻገር ያለውን ግብ ለመመልኚት ስለሚሚዳ ኚባዱን መኚራ ወደ ክብር መለወጥ ዚሚያስቜል ግሩም ባሕርይ ነው።
ክንዮ እቲ ስቓይ ነቲ ሞቶ ስለ እትርኢ፡ ነቲ ዝኾበደ ፈተና ናብ ክብሪ ኾም ዚቕዹር ክትገብር እትኜእል እትነኣድ ባህርይ እያ ይብል።
2,449

2,450
am_tg
ክርስቲያኖቜ እንዲጞኑ ዚሚያነሳሳ቞ው ፍቅር ነው።
ንሓደ ክርስትያን ኹም ዚጻወር እትገብሮ ፍቕሪ እያ።
2,451
tg_am
ንሓደ ክርስትያን ኹም ዚጻወር እትገብሮ ፍቕሪ እያ።
ክርስቲያኖቜ እንዲጞኑ ዚሚያነሳሳ቞ው ፍቅር ነው።
2,452
am_tg
ለይሖዋ ያለን ፍቅር፣ እሱ ዹሚፈቅደውን ማንኛውንም ነገር በጜናት እንድንወጣ ያነሳሳናል።
እታ ንዹሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ነቲ ምስ ፍቕዱ ዚሰማማዕ ዝዀነ ይኹን ነገር ክንጻወር ትድርኞና።
2,453

2,454
am_tg
ለወንድሞቻቜን ያለን ፍቅር፣ ፍጹማን ባለመሆና቞ው ያለባ቞ውን ድክመት ቜለን እንድናልፍ ይሚዳናል።
ንኣሕዋትና ዘላትና ፍቕሪ ድማ ዘይፍጜምናኊም ክንጻወር ትሕግዘና።
2,455

2,456
am_tg
ለትዳር ጓደኛቜን ያለን ፍቅር ደግሞ ደስተኛ ባለትዳሮቜ እንኳ ዚሚያጋጥማ቞ውን መኚራ በጜናት እንድናሳልፍና ዚትዳር ጥምሚታቜንን እንድናጠናክር ያደርገናል።
ንመጻምድትና ዘላትና ፍቕሪ ኞኣ፡ ጜቡቕ ሓዳር ዘለዎም ሰብ ሓዳር እኳ ዜጋጥሞም ጞበባ ኜንጻወርን ንማእሰር ሓዳር ኚነደልድልን ትድርኞና።
2,457

2,458
am_tg
በታሪክ ዘመናት ሁሉ ይሖዋ ዝርዝር መመሪያዎቜ ወይም ትእዛዛት ሲሰጥ ቆይቷል።
ኣብ መላእ ታሪኜ ደቂ ሰብ፡ ዹሆዋ ዝርዝር መምርሒ ሂቡ እዩ።
2,459

2,460
am_tg
ለምሳሌ በኀደን ገነት ዹዘላለም ሕይወትና ዘላቂ ደስታ ሊያስገኝ ዚሚቜል ግልጜ መመሪያ ለአዳምና ለሔዋን ሰጥቷ቞ው ነበር።
ንኣብነት፡ ኣብ ገነት ኀደን፡ ዹሆዋ ንደቂ ሰብ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወትን ናብ ሓጐስን ኪመርሖም ዚኜእል መምርሒታት ሂቡዎም እዩ።
2,461

2,462
am_tg
እነዚህ ባልና ሚስት መመሪያውን ቢታዘዙ ኖሮ ቜግር ላይ አይወድቁም ነበርፀ ባለመታዘዛ቞ው ምክንያት ግን በመኚራ ዹተሞላ እንዲሁም ያለምንም ተስፋ በሞት ዹሚደመደም ሕይወት ለመምራት ተገደዋል።
ኣዳምን ሄዋንን ንመምርሒኡ እንተ ዚእዘዙ፡ ዘይተኣዛዝነት ካብ ዜምጜኊ ሕማቕ ሳዕቀን ምደሓኑ ነይሮም፣ እወ፡ ስቓይ ዝመልኩ ህይወት ኣይምነበሩን፡ ብዘይ ተስፋ እውን ኣይምሞቱን።
2,463

2,464
am_tg
ሔዋን መመሪያውን በመታዘዝ ፋንታ ኚአንድ ተራ እንስሳ ዚመጣ ዚሚመስለውን ምክር ተቀብላለቜ።
ይኹን እምበር፡ ሄዋን ኣብ ክንዲ እትእዘዝ፡ ነቲ ኻብኣ ኻብ ዚትሕት እንስሳ ዝሚኞበቶ ምኜሪ ሰምዐት።
2,465

2,466
am_tg
አዳምም ቢሆን ሟቜ ዚሆነቜው ሔዋን ዚነገሚቜውን ነገር ሰማ።
ኣዳም ኚኣ ድምጺ እዛ መዋቲት ሰብ ሰምዐ።
2,467
tg_am
ኣዳም ኚኣ ድምጺ እዛ መዋቲት ሰብ ሰምዐ።
አዳምም ቢሆን ሟቜ ዚሆነቜው ሔዋን ዚነገሚቜውን ነገር ሰማ።
2,468
am_tg
ሁለቱም አፍቃሪ ዹሆነው አባታ቞ው ዚሰጣ቞ውን መመሪያ አልተቀበሉም።
ክልቲኊም ንመምርሒ እቲ ፈቃር ኣቊኊም ዝባኖም ሃቡ።
2,469

2,470
am_tg
በዚህም ዚተነሳ ዹሰው ልጆቜ ወደ ሞት በሚመራ ጎዳና ላይ መጓዝ ጀመሩ።
ኹም ውጜኢቱ ድማ፡ ደቂ ሰብ ብሓፈሻ ናብ ሞት ብዚመርሕ መገዲ ኺመላለሱ ጀመሩ።
2,471

2,472
am_tg
ይሖዋ በዛሬው ጊዜ ሕዝቊቹን እዚመራ ወደ ዘላለም ሕይወት ዚሚወስዳ቞ውንና አደጋ ዚሌለበትን መንገድ ይጠቁማ቞ዋል።
ሎሚ ዹሆዋ ኣብ ቅድሚ ህዝቡ ደው ኢሉ፡ ካብ ሓደጋ ኺርሕቁ ይሕግዞምን መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ይሕብሮምን እዩ።
2,473

2,474
am_tg
ኹዚህ በተጚማሪ አፍቃሪ እሚኛ እንደመሆኑ መጠን በጎቹ አደገኛ ዹሆነ ጎዳና ኹመኹተል እንዲርቁ አስፈላጊውን መመሪያና ማስጠንቀቂያ ይሰጣ቞ዋል።
ብዘይካዚ፡ ኹም ሓደ ፈቃር ጓሳ ዀይኑ፡ ንኣባጊዑ ቕኑዕ ኣንፈት ይሕብሚንን ካብ ሓደገኛ መገድታት ኪርሕቃ ዹጠንቅቐንን እዩ።
2,475

2,476
am_tg
ይሖዋ በቃሉ በመጜሐፍ ቅዱስ አማካኝነት ቀጥተኛ ዹሆኑ በርካታ መመሪያዎቜን ሰጥቶናል።
ዹሆዋ በቲ ብጜሑፍ ዝሰፈሹ ቓሉ ኣቢሉ፡ ብዙሕ ዝርዝር ትእዛዛት ሂቡና ኣሎ።
2,477

2,478
am_tg
ለምሳሌ ዚፆታ ብልግናን፣ ዚጣዖት አምልኮን፣ ስርቆትንና ስካርን ያወግዛል።
ንኣብነት፡ ምንዝርናን ዝሙትን ስርቅን ስኜራንን ኚልኪሉ እዩ።
2,479

2,480
am_tg
በተጚማሪም ዹአምላክ ልጅ ዹሆነው ኢዚሱስ ክርስቶስ፣ ለደቀ መዛሙርቱ ዹሚኹተለውን ኚባድ ሆኖም አስደሳቜ ትእዛዝ ሰጥቷ቞ዋልፊ ሂዱና ኹሁሉም ብሔራት ሰዎቜን ደቀ መዛሙርት አድርጉፀ በአብ፣ በወልድና በመንፈስ ቅዱስ ስም እያጠመቃቜኋ቞ው፣ ያዘዝኳቜሁንም ሁሉ እንዲጠብቁ እያስተማራቜኋ቞ው ደቀ መዛሙርት አድርጓ቞ው።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ እቲ ወዲ ኣምላኜ ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ ንሰዓብቱ፡ ኪዱ ኻብ ኵሎም ኣህዛብ ብስም ኣቊን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ፣ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኞኣ ምሃርዎም።
2,481

2,482
am_tg
እነሆም እኔ እስኚ ሥርዓቱ መደምደሚያ ድሚስ ሁልጊዜ ኚእናንተ ጋር ነኝ።
እንሆ ድማ፡ ኣነ ኜሳዕ መደምደምታ እቲ ስርዓት ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እዚ ብምባል ኚቢድ ግናኾ ባህ ዜብል ትእዛዝ ሂብዎም እዩ።
2,483

2,484
am_tg
በእርግጥም መለኮታዊ ሕጎቜና ትእዛዛት ለእኛ ጥበቃ ሆነውልናል! እነዚህን መመሪያዎቜ መታዘዛቜን ለራሳቜን ያለን አክብሮት እንዲጚምር፣ ጥሩ ጀንነት እንዲኖሚንና ቀተሰባቜን ይበልጥ ደስተኛ እንዲሆን አድርጓል።
ሕግታትን ትእዛዛትን ኣምላኜሲ ኾመይ ዝበለ ዕቝባ ዀን እዩ ዚኾውን! ንዕኡ ምስ እንሕልዎ፡ ንርእስና ኣኜብሮት ነሕድር፡ ጥዕናና ይመሓዚሜ፡ ኣብ ስድራ ቀትና እውን ዝሓሾ ሓጐስ ይህልወና።
2,485

2,486
am_tg
በስብኚቱ ሥራ እንድንካፈል ዹተሰጠንን ትእዛዝ ጚምሮ ዹይሖዋን መመሪያዎቜ በሙሉ በታማኝነት መታዘዛቜን ኹሁሉም በላይ ዚእሱን ሞገስና በሚኚት አስገኝቶልናል።
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ንትእዛዛት ዚሆዋ፡ እንተላይ ነቲ ኣብ ዕዮ ስብኚት ክንካፈል እተዋህበና ትእዛዝ ብተኣማንነት ጠቢቕና ምሕላውና፡ ስምሚቱን በሚኞቱን እዩ ዜምጻልና።
2,487

2,488
am_tg
ዹአምላክ ቅዱስ መንፈስ እንዲመራን ስንፈቅድ እንዲሁም በአምላክ ቃል ውስጥ ኹሰፈሹው ዹይሖዋ አመለካኚት ጋር ዚሚስማማ አመለካኚት ስናዳብር አስተሳሰባቜን፣ ንግግራቜንና ድርጊታቜን አምላክን ዚሚያስደስት ይሆናል።
ንመሪሕነት እቲ ናይ ኣምላኜ መንፈስ ቅዱስ ምስ እንግዛእን ኣተሓሳስባና ምስቲ ኣብ ቃል ኣምላኜ ዚርኚብ ኣሚኣእያ ዹሆዋ ምስ እነሰማምዖን፡ ኣተሓሳስባናን ቃላትናን ተግባራትናን ብዝያዳ ምስ ናይ ኣምላኜ ይሳነ እዩ።
2,489

2,490
am_tg
እርግጥ ነው፣ እንዲህ እያደሚግንም ቢሆን በድክመቶቻቜን ላለመሾነፍ መጠንቀቅ ያስፈልገናል።
ሜዑ እውን እንተ ዀነ፡ ብገለ ድኜመትና ኞይንስነፍ ገዛእ ርስና ኜንሕሉ ዚድልዚና እዩ።
2,491

2,492
am_tg
መንፈሳዊ እድገትህ አዝጋሚ እንደሆነ ኹተሰማህ እንዲህ ያለ እድገት ማድሚግ ጊዜ እንደሚወስድ ማስታወስህ ጠቃሚ ነው።
መንፈሳዊ ዕቀትካ እተጐትተ ዀይኑ እንተ ተሰሚዑካ፡ ዕቀት ግዜ ኾም ዚወስድ ክትርስዕ ዚብልካን።
2,493

2,494
am_tg
መንፈሳዊ ባሕርያትን ማዳበር ቀጣይነት ያለው ሂደት ነው።
መንፈሳዊ ባህርያት ምምዕባል፡ ቀጻሊ መስርሕ እዩ።
2,495
tg_am
መንፈሳዊ ባህርያት ምምዕባል፡ ቀጻሊ መስርሕ እዩ።
መንፈሳዊ ባሕርያትን ማዳበር ቀጣይነት ያለው ሂደት ነው።
2,496
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ ምንጊዜም በሕይወታቜን ውስጥ ጠቃሚ ለውጊቜ ለማድሚግ እንዲሚዳን ስንጥር ትዕግሥተኞቜ መሆን አለብን።
መጜሓፍ ቅዱስ ኣብ ህይወትና ብቐጻሊ ኣወንታዊ ለውጢ ምእንቲ ኌፍሪ፡ ትዕግስቲ ዚድልዚና እዩ።
2,497

2,498
am_tg
ኚቅዱሳን መጻሕፍት ጋር ዚሚስማማ ነገር ለማድሚግ መጀመሪያ ላይ ራሳቜንን መገሠጜ ያስፈልገን ይሆናል።
ኣብ ፈለማ፡ ብመለክዒ ቕዱሳት ጜሑፋት ቅኑዕ ዘበለ ንምግባር፡ ገዛእ ርእስና ኜንግስጜ ኣሎና።
2,499