Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,400
am_tg
በተጚማሪም ጎሚቀቶቻቜን አሊያም አብሚውን ዚሚሠሩ ወይም ዚሚማሩ ሰዎቜ ኚእኛ ዹተለዹ ዜግነት፣ ዘርና ዚቆዳ ቀለም ያላ቞ውን ሰዎቜ ዚሚያንቋሜሜ ነገር ሲናገሩ እንሰማ ይሆናል።
ብዘይካዚ፡ ጐሚባብትና፡ መሳርሕትና፡ ወይ መማህርትና፡ ካልእ ዓሌት፡ ቀቢላ፡ ወይ ሕብሪ ቘርበት ንዘለዎም ሰባት ኬቈናጜቡ ንሰምዕ ኢና።
3,401
tg_am

3,402
am_tg
ላይ ዚተዘሚዘሩት ታማኝ ዹአምላክ አገልጋዮቜ በሞት ያንቀላፉት፣ ተስፋ ዚተሰጠበት ዘር ማለትም ኢዚሱስ ክርስቶስ በሰማይ ሕይወት ለማግኘት ዚሚያስቜል መንገድ ኚመክፈቱ በፊት ነው።
ኣብ መጜሓፍ እብራውያን፡ ኣብ ምዕራፍ 11 እተዘርዘሩ እሙናት ሰባት እቲ ተስፋ እተገብሚሉ ዘርኢ ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ ሰማያዊ ህይወት ዚርኹበሉ መገዲ ቕድሚ ምኜፋቱ እዮም ሞይቶም።
3,403

3,404
am_tg
ያም ቢሆን ኚሞት ተነስተው ገነት በሆነቜ ምድር ላይ ለዘላለም ይኖራሉፀ በዚያም ፍጹም ሕይወት ያገኛሉ።
ኰይኑ ግና፡ ኣብታ ገነት እትኞውን ምድሪ ተንሲኊም ፍጹም ህይወት ኪሚኜቡ እዮም።
3,405

3,406
am_tg
በቅድመ ክርስትና ዘመን ስለኖሩ አንዳንድ ዹአምላክ አገልጋዮቜ ሲናገር እንዲህ ይላል፩ እነዚህ ሁሉ ዚተስፋውን ቃል ፍጻሜ ባያዩም እምነታ቞ውን እንደጠበቁ ሞቱፀ ሆኖም ኚሩቅ አይተው በደስታ ተቀበሉት።
ብዛዕባ እቶም ቅድሚ ክርስትና ዝነበሩ እሙናት ሰባት ክትገልጜ ኚላ፡ ኵሎም እዚኣቶም ነቲ ተስፋታት እኳ እንተ ዘይሚኞብዎ፡ ካብ ርሑቕ ርእዮም ግና ተቐቢሎምዎ እዮም ትብል።
3,407

3,408
am_tg
ኚእነዚህ መካኚል አንዱ አብርሃም ነው።
ሓደ ኻብዚኣቶም ኣብርሃም እዩ።
3,409
tg_am
ሓደ ኻብዚኣቶም ኣብርሃም እዩ።
ኚእነዚህ መካኚል አንዱ አብርሃም ነው።
3,410
am_tg
ይሁንና አብርሃም፣ ተስፋ ዚተሰጠበት ዘር በሚያመጣው አዲስ ዓለም ውስጥ ዹሚኖሹው አስደሳቜ ሕይወት በአእምሮው ቁልጭ ብሎ ይታዚው ነበር?
ኣብርሃም ብዛዕባ እቲ ኣብ ትሕቲ እቲ ተስፋ እተገብሚሉ ዘርኢ ዚርኚብ ዜሐጕስ ህይወት እንታይ ኣሚኣእያ ነይርዎ፧
3,411

3,412
am_tg
ኢዚሱስ ለተቃዋሚዎቹ ዹተናገሹው ሐሳብ ለዚህ ጥያቄ ግልጜ መልስ ይሰጠናልፀ አባታቜሁ አብርሃም ቀኔን እንደሚያይ ተስፋ በማድሚግ እጅግ ተደሰተፀ አይቶትም ደስ ተሰኘ ብሎ ነበር።
ዚሱስ ተጻሚርቱ ንዚሓተትዎ ሕቶ ኺምልስ ኚሎ፡ ኣቊኹም ኣብርሃም መዓልተይ ኪርኢ ተስፋ ምስ ገበሚ፡ ባህ ኢልዎ፣ ርእይዋ ድማ ተሓጒሱ ኢሉ ኣሎ።
3,413

3,414
am_tg
ሣራ፣ ይስሐቅ፣ ያዕቆብና ሌሎቜ በርካታ ዹአምላክ አገልጋዮቜም አምላክ ንድፍ ያወጣላትንና ዚገነባትን ኹተማ ይኾውም ወደፊት ዹሚቋቋመውን ዹአምላክ መንግሥት በጉጉት ይጠባበቁ ነበር።
ሳራን ይስሃቅን ያእቆብን ኣብታ ኣምላኜ ዝነዳፊኣን ዝሃናጺኣን እትመጜእ መንግስቲ ዘተኰሩ ሓያሎ ኻልኊትን እውን ኚምኡ ዓይነት ስምዒት እዩ ነይርዎም።
3,415

3,416
am_tg
ኖኅና ሊስቱ ወንዶቜ ልጆቹ ኚአንድ በላይ ባያገቡም በጥንት ዘመን ብዙ ሚስቶቜን ማግባት ዹተለመደ ነበር።
ኖህን ሰለስተ ደቁን ሓሓንቲ ሰበይቲ እኳ እንተ ነበራኊም፡ ብዘመነ ኣበው ግና ድርብ መውስቊ ኺገብሩ፡ ማለት ገሊኩም ሰብኡት ብዙሓት ኣንስቲ ኺገብሩ ጀመሩ።
3,417

3,418
am_tg
በብዙ ባሕሎቜ ውስጥ ዚፆታ ብልግና በጣም ዚተስፋፋ ኹመሆንም አልፎ በአንዳንድ ሃይማኖታዊ ሥርዓቶቜ ውስጥ እንኳ ተካትቶ ነበር።
ኣብ ሓያሎ ባህልታት፡ ምንዝርና ኾም ሓደ ልሙድ ክፍሊ ህይወቶም ኰነ፣ ሓሉፍ ሓሊፉ እውን ኣብ ሃይማኖታዊ ልምድታቶም ተኣታተወ።
3,419

3,420
am_tg
አብራም አብርሃም እና ሚስቱ ሊራ ሣራ አምላክ በሰጣ቞ው መመሪያ መሠሚት ወደ ኹነዓን በሄዱበት ወቅት ዚጋብቻ ዝግጅትን ዚሚያቃልሉ ልማዶቜ በዚያ አካባቢ ተስፋፍተው ነበር።
ኣብራምን ኣብርሃም ሰበይቱ ሳራይን ሳራ ንኣምላኜ ተኣዚዞም ናብ ኚነኣን ኣብ ዝገዓዙሉ እዋን፡ እታ ሃገር ንመውስቊ ብዜበላሹ ብዙሕ ልምድታት መሊኣ ነበሚት።
3,421

3,422
am_tg
ዚሰዶምና ዚገሞራ ነዋሪዎቜ ልቅ ዹሆነ ዚፆታ ብልግና ይፈጜሙ ወይም እንዲህ ያለውን ድርጊት በ቞ልታ ያልፉ ስለነበር ይሖዋ እነዚህ ኚተሞቜ እንዲጠፉ ወሰነ።
ነበርቲ ሶዶምን ጎሞራን ብዕሉጋት ወይ ንብዕሉግ ተግባራት ዕሜሜ ዚብሉ ብምንባሮም፡ ዹሆዋ ነተን ኚተማታት እቲአን ኣጥፍአን።
3,423

3,424
am_tg
አብርሃም በቀተሰቡ ላይ ዚራስነት ሥልጣኑን በአግባቡ ይጠቀምበት ዹነበሹ ሲሆን ሣራም ለባሏ በመገዛት ሚገድ ግሩም ምሳሌ ነቜ።
ይኹን እምበር፡ ኣብርሃም ንቀተ ሰቡ ብግቡእ ዚመሓድር ነበሚ፣ ሳራ እውን ንርእስነት ሰብኣያ ተገዛኢት ብምዃን ሰናይ ኣብነት ሓደገት።
3,425

3,426
am_tg
አብርሃም፣ ልጁ ይስሐቅ ይሖዋን ዚምታመልክ ሎት እንዲያገባ አድርጓል።
ስለዚ፡ ኣብርሃም ንወዱ ይስሃቅ፡ ንዹሆዋ እተምልኜ ሰበይቲ ኣመርዓዎ።
3,427

3,428
am_tg
ይስሐቅም ለልጁ ለያዕቆብ እንዲህ ያደሚገ ሲሆን ኹጊዜ በኋላ 12ቱ ዚእስራኀል ነገዶቜ ዚተገኙት ኚያዕቆብ ወንዶቜ ልጆቜ ነው።
እቲ ንኣቊታት 12 ነገዳት እስራኀል ዝወለደ ያእቆብ ወዲ ይስሃቅ እውን ብተመሳሳሊ መገዲ ንናይ ሓቂ ኣምልኟ ይሕለቕ ነበሚ።
3,429

3,430
am_tg
እንላለን።
’—።
3,431
tg_am
’—።
እንላለን።
3,432
am_tg
እስራኀላውያን ኚግብፅ ባርነት በተአምራዊ መንገድ ነፃ ኚወጡ ብዙም ሳይቆይ አማሌቃውያን ጥቃት ሰነዘሩባ቞ው።
እስራኀላውያን ካብ ባርነት ግብጺ ብተኣምራዊ መገዲ ሓራ ድሕሪ ምውጻኊም ነዊሕ ኚይጞንሑ፡ ኣማሌቃውያን ኣጥቅዕዎም።
3,433

3,434
am_tg
ደፋር ዹሆነው ኢያሱ ዹሙሮን አመራር በመኹተል እስራኀላውያንን እዚመራ ለጊርነት ዘመተ።
እቲ ተባዕ ዝነበሹ እያሱ፡ መምርሒ ሙሮ ብምስዓብ ንእስራኀላውያን ናብ ውግእ መርሖም።
3,435

3,436
am_tg
በዚህ ጊዜ ሙሎ፣ ኚአሮንና ኹሁር ጋር በመሆን በአቅራቢያው ወደሚገኝና ጩር ሜዳውን ለማዚት ወደሚያስቜል ኮሚብታ ወጣ።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ሙሮ ነቲ ዓውዲ ውግእ ምእንቲ ኺርእይዎ፡ ንኣሮንን ንሑርን ኣብ ጥቓኊም ናብ ዝነበሹ ዅርባ ሒዝዎም ኚደ።
3,437

3,438
am_tg
ሙሮ ይህን ያደሚገው እስራኀላውያን ድል እንዲቀዳጁ ዚሚያስቜላ቞ውን ስልት ለመጠቀም ስላሰበ ነው።
ሙሮ ነቲ እተዋህቊ ስልቲ ተግበሮ፣ እዚ ኞኣ ናብ ዓወት መርሖም።
3,439

3,440
am_tg
በመሆኑም ሙሮ ዚእውነተኛውን አምላክ በትር በእጆቹ ወደ ላይ ኹፍ አድርጎ ያዘ።
ንሱ ንኣእዳዉን ንበትሪ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኜን ናብ ሰማይ ኣልዓለ።
3,441

3,442
am_tg
እሱ እጆቹን እስካላወሚደ ድሚስ እስራኀላውያን በአማሌቃውያን ላይ እንዲያይሉና ድል እንዲያደርጓ቞ው ይሖዋ ይሚዳ቞ው ነበር።
ሙሮ ኞምኡ ኺገብር ኚሎ፡ ዹሆዋ ንኣእዳው እስራኀላውያን ኣኜእሎ ብምሃብ ንኣማሌቃውያን ኹም ዚስዕርዎም ይገብር ነበሚ።
3,443

3,444
am_tg
ይሁንና ሙሮ እጆቹ ሲዝሉ ወደ ታቜ ያወርዳ቞ው ነበርፀ በዚህ ጊዜ አማሌቃውያን ያይሉባ቞ዋል።
ኣእዳው ሙሮ ኺርብርባን ኪሕለላን ኹለዋ ግና፡ ኣማሌቃውያን ይስዕሩ ነበሩ።
3,445

3,446
am_tg
አሮንና ሁር ይህን ሲመለኚቱ ቆራጥ እርምጃ በመውሰድ ድንጋይ ወስደው ኹሙሮ ሥር አስቀመጡለትፀ እሱም በድንጋዩ ላይ ተቀመጠ።
ኣሮንን ሑርን ቈራጜ ስጕምቲ ብምውሳድ፡ እምኒ ወሲዶም ኣብ ትሕቲ ሙሮ ኣንበሩ እሞ፡ ኣብኡ ተቐመጠ።
3,447

3,448
am_tg
ኚዚያም አሮንና ሁር አንዱ በአንደኛው በኩል፣ ሌላው ደግሞ በሌላኛው በኩል ሆነው እጆቹን ደገፉለትፀ በመሆኑም ፀሐይ እስኚምትጠልቅበት ጊዜ ድሚስ እጆቹ ባሉበት ጞኑ።
ሜዑ፡ ኣሮንን ሑርን፡ ሓደ በዚ፡ ሓደ በቲ ዀይኖም፡ ንኣእዳዉ ደገፍወን፣ ጾሓይ ክሳዕ እትዓርብ ኚኣ ኣእዳዉ ጞንዓ።
3,449

3,450
am_tg
እስራኀላውያን፣ አምላክ በኃያል እጁ ስለደገፋ቞ው በውጊያው ድል አደሚጉ።
እወ፡ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኜ ንእስራኀላውያን ኣብቲ ውግእ ኪስዕሩ ሓጊዛቶም እያ።
3,451

3,452
am_tg
ይህን ልመና ስናቀርብ ዚዕለት ምግቀን ብቻ ሳይሆን ዚዕለት ምግባቜንን ማለት እንዳለብን ልብ በል።
እዚ ልመና እዚ፡ ናይ ዕለት እንጌራይ ኢልካ ዘይኰነስ፡ ናይ ዕለት እንጌራና ኢልካ ዚቐርብ ልመና ምዃኑ ኣስተብህል።
3,453

3,454
am_tg
በአፍሪካ ዚሚያገለግል ቪክቶር ዚተባለ ዚወሚዳ ዹበላይ ተመልካቜ ስለዚህ ጉዳይ ሲገልጜ እንዲህ ብሏልፊ እኔና ባለቀ቎ ዹምንበላውን ምግብ ኚዚት እንደምናገኝ ወይም ዚቀት ኪራይ ማን እንደሚኚፍልልን መጹነቅ ስለማያስፈልገን ይሖዋን ብዙ ጊዜ ኚልቀ አመሰግነዋለሁ።
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዚነብር ቪክቶር ዝስሙ ሓላው ወሚዳ፡ ኣነን ሰበይተይን ብዛዕባ ዕለታዊ ምግብና ወይ ክራይ ገዛና ኣዚና ዘይጭነቕ ብምዃንና፡ ንዹሆዋ ብተደጋጋሚ ኻብ ልበይ አመስግኖ እዚ።
3,455

3,456
am_tg
ወንድሞቻቜን ዚሚያስፈልገንን ነገር በዚዕለቱ በደግነት ይሰጡናል።
ኣሕዋትና ብለውሃት ተደሪኟም በብመዓልቱ ይኹናኾኑና እዮም።
3,457

3,458
am_tg
በሌላ በኩል ደግሞ እኛን ዚሚንኚባኚቡን ወንድሞቜ ዚሚያጋጥሟ቞ውን ዚኢኮኖሚ ቜግሮቜ መቋቋም እንዲቜሉ ይሖዋ እንዲሚዳ቞ው እጞልያለሁ።
ኰይኑ ግና፡ እቶም ዚሕግዙና ኣሕዋት ነቲ ዜጋጥሞም ቍጠባዊ ጞቕጢ ምእንቲ ኪኜእልዎ እውን እጜሊ እዚ በለ።
3,459

3,460
am_tg
እኛም ለብዙ ቀን ዹሚሆን ምግብ ይኖሹን ይሆናልፀ ያም ቢሆን ድሃ ዹሆኑ ወይም አደጋ በደሚሰበት አካባቢ ዚሚኖሩ ወንድሞቻቜንን ማሰብ አለብን።
ንብዙሕ መዓልትታት ዚኾውን እኹል ምግቢ እንተ ኣልዩና፡ ብዛዕባ እቶም ኣብ ድኜነት ዚነብሩ ወይ ኚኣ ብባህርያዊ ሓደጋ እተጐድኡ ኣሕዋትና ኜንሓስብ ንኜእል ኢና።
3,461

3,462
am_tg
ስለ እነሱ ኹመጾለይም አልፈን ኚጞሎታቜን ጋር ዚሚስማማ እርምጃ መውሰድ ይኖርብናል።
ነቶም ኣሕዋትና ኜንጜልዚሎም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ምስ ጞሎትና ብዚሰማማዕ መገዲ እውን ስጕምቲ ኜንወስድ ኣሎና።
3,463

3,464
am_tg
ለምሳሌ፣ ያለንን ነገር እርዳታ ለሚያስፈልጋ቞ው ዚእምነት ባልንጀሮቻቜን ማካፈል እንቜላለን።
ንኣብነት፡ ነቶም እተሞገሩ ኣመንቲ ዝዀኑ ብጟትና ኻብቲ ዘሎና ኜንመቕሎም ንኜእል ኢና።
3,465

3,466
am_tg
በተጚማሪም ለዓለም አቀፉ ሥራ ዹምናደርገው መዋጮ እንደማይባክን እርግጠኛ በመሆን አዘውትሚን ዚገንዘብ መዋጮ ዚማድሚግ አጋጣሚ አለን።
ነቲ ዓለምለኻዊ ዕዮ እንገብሮ ውጜኢት ኣብ ጜቡቕ መዓላ ኾም ዚውዕል ስለ እንፈልጥ እውን፡ ኣዘውቲርና ውጜኢት ንገብር ኢና።
3,467

3,468
am_tg
እኛም እንደ ጳውሎስ በስብኚቱ ሥራ ኚተጠመድን ይሖዋ ዚሚያስፈልጉንን ሌሎቜ ነገሮቜ በሙሉ እንደሚሰጠን መተማመን እንቜላለን።
ንሕና እውን ኹም ጳውሎስ፡ ኣብ ዕዮ ስብኚት ትሑዛት ክንኹውን ኚለና፡ ዹሆዋ ኻልእ ዜድልዚና ነገራት ኹም ዚውስኞልና ንተኣማመን ኢና።
3,469

3,470
am_tg
ዚመንግሥቱ ሰባኪዎቜ እንደመሆናቜን መጠን ምሥራቹን በአደራ ተቀብለናልፀ እንዲሁም ይሖዋ ኚእሱ ጋር አብሚን ዚምንሠራ እንደሆንን አድርጎ ይመለኚተናል።
ሰበኜቲ መንግስቲ ኣምላኜ ስለ ዝዀንና፡ እቲ ብስራት ሕድሪ ተዋሂቡናን ዹሆዋ ኾም መዓይይቱ ገይሩ ይርእዚናን እዩ።
3,471

3,472
am_tg
በአምላክ ሥራ በተቻለን መጠን ንቁ ተሳትፎ ማድሚጋቜን ቜግሮቻቜን እስኪቃለሉ ድሚስ መጠበቅ ቀላል እንዲሆንልን ያደርጋል።
ስለዚ፡ ኣብ ዕዮ ኣምላኜ ብእተኻእለና መጠን ንጡፋት እንተ ዄንና፡ ካብ ስቓይና ዕሚፍቲ እንሚኜበሉ ግዜ ኣይኪነውሓናን እዩ።
3,473

3,474
am_tg
እንግዲያው ዹቀሹውን ጊዜ ኹአምላክ ጋር ያለንን ዝምድና ለማጠናኹር እንጠቀምበት።
ሃዹ እምበኣር፡ ነቲ ምስ ዹሆዋ ዘሎና ርክብ ሎሚ ነደልድሎ።
3,475

3,476
am_tg
ዚሚያስጚንቀን ሁኔታ ሲያጋጥመን ይህን ወደ ይሖዋ ይበልጥ ለመቅሚብ እንደሚያስቜል አጋጣሚ አድርገን እንመልኚተው።
ዜጹንቕ ኵነታት ኬጋጥመና ኞሎ፡ ነቲ ዅነታት ተጠቒምና ንዹሆዋ ብዝያዳ ንቕሚቊ።
3,477

3,478
am_tg
በእርግጥም፣ ዹአምላክን ቃል በጥልቀት ዚምናጠና፣ አዘውትሚን ዹምንጾልይ እንዲሁም በመንፈሳዊ እንቅስቃሎዎቜ ዚምንጠመድ ኹሆነ ይሖዋ አሁን ያሉብንንም ሆነ ወደፊት ሊያጋጥሙን ዚሚቜሉትን ተፈታታኝ ሁኔታዎቜ እንድንወጣ ሊሚዳን እንደሚቜልና ይህንንም እንደሚያደርግ መተማመን እንቜላለን።
እወ፡ ንቓል ኣምላኜ ብዕምቈት ብምጜናዕን ኣዘውቲርና ብምጜላይን ምሉእ ኣቓልቊና ኣብ መንፈሳዊ ንጥፈታት ብምግባርን፡ ዹሆዋ ነዚ ሕጂ ዘለናዮ ዅነታት ኰነ ነቲ ኣብ መጻኢ ኌጋጥመና ዚኜእል ዝዀነ ይኹን ነገራት ንኜንዋጜኣሉ ኾም ዚሕግዘና ንተኣማመን።
3,479

3,480
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ፣ አምላክ ለመላው ዹሰው ዘር ዹላኹውን መልእክት ዚያዘ መሆኑን እንደምታምን ጥርጥር ዚለውም።
መጜሓፍ ቅዱስ ንደቂ ሰብ ብሓፈሻ ዚኾውን መልእኜቲ ኣምላኜ ዝሓዘ ምዃኑ ትፈልጥ ኢኻ።
3,481

3,482
am_tg
ይሁን እንጂ መጜሐፍ ቅዱስ፣ አንተ በግልህ ወደ ይሖዋ እንዎት መቅሚብ እንደምትቜል ዚሚገልጜ ሐሳብስ ይዟል?
ኰይኑ ግና፡ መጜሓፍ ቅዱስ፡ ብኞመይ ብደሚጃ ውልቀ ሰብ ንዹሆዋ ኜንቀርቊ ኾም እንኜእል ይገልጜ ድዩ፧
3,483

3,484
am_tg
በሚገባ።
እወ፡ ይገልጜ እዩ።
3,485
tg_am
እወ፡ ይገልጜ እዩ።
በሚገባ።
3,486
am_tg
እንዲህ ዹምንለው ለምንድን ነው?
ብኞመይ፧
3,487
tg_am
ብኞመይ፧
እንዲህ ዹምንለው ለምንድን ነው?
3,488
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስን አዘውትሚህ ስታነብና ስታጠና፣ ለመልእክቱ ምን ምላሜ እንደምትሰጥና እንዎት ተግባራዊ እንደምታደርገው ቆም ብለህ አስብፀ ይህን ማድሚግህ ይሖዋ በቃሉ አማካኝነት እንዲያነጋግርህ እንደፈቀድክ ያሳያል።
ንመጜሓፍ ቅዱስ ኣዘውቲርካ ኞተንብቊን ኚተጜንዖን ኚለኻ፡ ነቲ ዚብሎ ኣስተብህለሉ፣ ብኞመይ ኣብ ኵነታትካ ኜትትግብሮ ኾም እትኜእል ድማ ሕሰብ፣ ኚምኡ እንተ ጌርካ፡ ዹሆዋ ብቓሉ ገይሩ ንኺዛሚበካ ትፈቕደሉ ኣለኻ ማለት እዩ።
3,489

3,490
am_tg
ይህ ደግሞ ኚእሱ ጋር ዹጠበቀ ግንኙነት እንዲኖርህ ያደርጋል።
እዚ ኞኣ ምስኡ ብዝያዳ ንኜትቀራሚብ ኪሕግዘካ እዩ።
3,491
tg_am
እዚ ኞኣ ምስኡ ብዝያዳ ንኜትቀራሚብ ኪሕግዘካ እዩ።
ይህ ደግሞ ኚእሱ ጋር ዹጠበቀ ግንኙነት እንዲኖርህ ያደርጋል።
3,492
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ኢዚሱስ በምድር ላይ ለራሳቜሁ ሀብት አታኚማቹ በማለት ዹሰጠውን ምክር ካነበብክ በኋላ አሰላስልበት።
ንኣብነት፡ ነቲ፡ ኣብ ምድሪ መዛግብቲ ኣይትኣክቡ ዚብል ቃላት ዚሱስ ኣንብቊ እሞ ኣስተንትነሉ።
3,493

3,494
am_tg
አሁንም ቢሆን ሕይወትህ ኹአምላክ መንግሥት ጋር በተያያዙ ጉዳዮቜ ላይ ያተኮሚ ኹሆነ ይሖዋ እንደሚደሰትብህ ይሰማሃል።
ህይወትካ ድሮ ኣብ ዕዮ መንግስቲ ኣምላኜ ዘተኰሹ እንተ ዀይኑ፡ ንቓላት ዚሱስ ኚተንብብ ኚለኻ፡ ዹሆዋ ይንእደካ ኾም ዘሎ ዀይኑ ኺስምዓካ እዩ።
3,495

3,496
am_tg
በሌላ በኩል ግን ሕይወትህን ቀላል ማድሚግና ኚመንግሥቱ ጋር በተያያዙ ጉዳዮቜ ላይ ይበልጥ ማተኮር እንደሚያስፈልግህ ኚተሰማህ፣ ይሖዋ ወደ እሱ መቅሚብ እንድትቜል በግለሰብ ደሹጃ ልትሠራበት ዚሚገባውን ነገር እንደጠቆመህ አድርገህ ልትወስደው ይገባል።
ኰይኑ ግና፡ ንህይወትካ ብዝያዳ ዝቐለለ ኜትገብሮን ኣብ ዕዮ መንግስቲ ኣምላኜ ብዝያዳ ኞተተኵርን ኹም እትኜእል እንተ ተገንዚብካ፡ ዹሆዋ ናብኡ ምእንቲ ኜትቀርብ፡ ብደሚጃ ውልቀ ሰብ ክትዓይዚሉ ዚግባእ ነጥቢ እዩ ዚሕብሚካ ዘሎ።
3,497

3,498
am_tg
እንዎት?
ብኞመይ፧
3,499
tg_am
ብኞመይ፧
እንዎት?