Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
3,500
am_tg
ኹይሖዋ ጋር ያለንን ዝምድና ኹፍ አድርገን ዚምንመለኚት ኹሆነ ዚምናስባ቞ውን ነገሮቜ ጚምሮ በመላ ሕይወታቜን አምላክን ለማስደሰት ጥሚት እናደርጋለን።
ነቲ ምስ ዹሆዋ ዘሎና ርክብ ኣኜቢርና ንርእዮ እንተ ዄንና፡ ብዅሉ መዳያት ህይወትና፡ እንተላይ ብሓሳባትና ኞነሐጕሶ ኜንጜዕር ኢና።
3,501
tg_am

3,502
am_tg
አእምሯቜን ንጹሕና በጎ በሆኑ እንዲሁም ምስጋና በሚገባ቞ው ነገሮቜ ላይ እንዲያተኩር በማድሚግ ንጹሕ ልብ እንዲኖሚን እንደምንፈልግ እናሳያለን።
ንጹህ ዘበለን ሕያውነት ዘበለን ዚንኣድ ዘበለን ንሓስብ እንተ ዄንና፡ ንጹህ ልቢ ኺህልወና ኢና እንምነ።
3,503

3,504
am_tg
ይሖዋ ፍጜምና ዚሚጎድለን መሆኑን ኚግምት እንደሚያስገባ ጥያቄ ዚለውም።
ዚሆዋ፡ ዘይፍጹማት ምዃንና ኣብ ግምት ዚእቱ እዩ።
3,505

3,506
am_tg
ተገቢ ያልሆኑ ምኞቶቜ በቀላሉ ሊያድሩብን እንደሚቜሉ ያውቃል።
ሕማቕ ትምኒት ክንምነ ኾም እንኜእል እውን ይፈልጥ እዩ።
3,507
tg_am
ሕማቕ ትምኒት ክንምነ ኾም እንኜእል እውን ይፈልጥ እዩ።
ተገቢ ያልሆኑ ምኞቶቜ በቀላሉ ሊያድሩብን እንደሚቜሉ ያውቃል።
3,508
am_tg
ያም ቢሆን መጥፎ ሐሳቊቜን ለማስወገድ ዚምንቜለውን ያህል ጥሚት ኚማድሚግ ይልቅ ዚምናሰላስልባ቞ው ኹሆነ ይሖዋ እንደሚያዝን እንገነዘባለን።
ይኹን እምበር፡ ሕማቕ ሓሳባት ምስ መጜኣና ኣብ ክንዲ እንነጜጎ፡ ሱር ኪሰድድ ንሓድጎ እንተ ዄንና፡ ዹሆዋ ኾም ዚጕሂ ንፈልጥ ኢና።
3,509

3,510
am_tg
በዚህ እውነታ ላይ ማተኮራቜን ሐሳባቜን ምንጊዜም ንጹሕ እንዲሆን ይበልጥ ጥሚት ለማድሚግ ያነሳሳናል።
ነዚ ኣርዚንና ምስ እንሓስበሉ፡ ንሓሳባትና ወትሩ ንጹህ ክንገብሮ ኜንቈርጜ ኢና።
3,511

3,512
am_tg
በይሖዋ ሙሉ በሙሉ እንደምንታመን ኚምናሳይባ቞ው መንገዶቜ አንዱ ርኩስ ሐሳቊቜን ለማስወገድ በምናደርገው ትግል እሱ እንዲሚዳን መጾለይ ነው።
ኣብ ዹሆዋ ምሉእ ብምሉእ ኹም እንውኚል እነሚእዚሉ ኣገዳሲ መገዲ፡ ብዛዕባ ርኹስ ነገራት ንኞይንሓስብ ኣብ እንገብሮ ቓልሲ ምእንቲ ኜንዕወት ናብኡ ብጞሎት ምቕራብ እዩ።
3,513

3,514
am_tg
በጞሎት አማካኝነት ወደ ይሖዋ ስንቀርብ እሱም ወደ እኛ ይቀርባል።
ንዹሆዋ ብጞሎት ምስ እንቐርቊ፡ ንሱ እውን ይቐርበና እዩ።
3,515

3,516
am_tg
ቅዱስ መንፈሱን በልግስና ስለሚሰጠን ዚብልግና ሐሳቊቜን ለማስወገድና ንጹሕ ሆነን ለመኖር ያደሚግነውን ቁርጥ ውሳኔ ያጠናክርልናል።
መንፈስ ቅዱሱ ብልግሲ ይህበና፡ ብዛዕባ ርኹስ ነገራት ንኞይንሓስብን ንጹሃት ኮንና ንኜንነብርን ንዝገበርናዮ ቘራጜነት ኚኣ ዚደልድለልና እዩ።
3,517

3,518
am_tg
አምላክ ታማኝ ለሆኑት ቅቡዓን በሰማይ ዚማይሞት ሕይወት፣ ታማኝ ለሆኑት ዚኢዚሱስ ሌሎቜ በጎቜ ደግሞ በምድር ላይ ዹዘላለም ሕይወት እንደሚሰጣ቞ው ቃል መግባቱ እንደሚያስደስተን ምንም ጥርጥር ዚለውም።
ኣምላኜ ንእሙናት ቅቡኣት ኣብ ሰማይ ዘይመውት ህይወት ኪህቊም፡ ነቶም እሙናት ዝዀኑ ኻልኊት ኣባጊዕ ዚሱስ ኚኣ ኣብ ምድሪ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህቊም ምትስፋዉ ንዅልና ኾም ዜሐጕሰና ፍሉጥ እዩ።
3,519

3,520
am_tg
በሰማይ ዚማይሞት ሕይወት ዚሚሰጣ቞ውም ሆነ በምድር ላይ ዘላለማዊ ሕይወት ዚሚያገኙት ሰዎቜ በዛሬው ጊዜ ያሉት መኚራዎቜ ወደፊት እንደማይደርሱባ቞ው ዚታወቀ ነው።
እቲ ኣብ ሰማይ ዚህሉ ዘይመውት ህይወት ኰነ እቲ ኣብ ምድሪ ዚህሉ ዘለኣለማዊ ህይወት በቲ ሎሚ ልሙድ ኰይኑ ዘሎ ስቓይ ኹም ዘይትንኚፍ ኚኣ ፍሉጥ እዩ።
3,521

3,522
am_tg
ይሖዋ፣ እስራኀላውያን በግብፅ በባርነት እያሉ ሥቃያ቞ውን እንደተሚዳላ቞ው ሁሉ እኛም ዚሚያጋጥመንን መኚራ በሚገባ ያውቃል።
ዹሆዋ ልክዕ ኚምቲ ንስቓይ እቶም ኣብ ግብጺ ባሮት ዝነበሩ እስራኀላውያን ዚፈልጩ ዝነበሹ እሞ፡ ኣብ ኵሉ ጭንቆም ዝጹነቖ ሎሚ እውን ነቲ እነሕልፎ ስቓይ ይፈልጩ እዩ።
3,523

3,524
am_tg
በእርግጥም ኚእስራኀላውያን ጋር በተያያዘ በጭንቃቾው ሁሉ እሱ ተጹነቀ ተብሎ ነበር።
እስራኀላውያን ካብ ግብጺ ምስ ወጹ ዘመናት ጞኒሑ፡ ኣይሁድ ነታ ዝፈሚሰት ቀተ መቕደስ እንደገና ኺሃንጜዋ ምስ ደለዩ፡ ጞላእቲ ስለ እተጻሚርዎም ፈርሁ።
3,525

3,526
am_tg
ኚዘመናት በኋላ ደግሞ አይሁዳውያን ቀተ መቅደሱን እንደገና ሲገነቡ ጠላቶቻ቞ው በሰነዘሩባ቞ው ተቃውሞ ዚተነሳ ፈርተው ነበርፀ ይሁንና አምላክ እናንተን ዚሚነካ ሁሉ ዹዓይኔን ብሌን ይነካል ብሏ቞ዋል።
ኣምላኜ ግና፡ ዚትንክዚኩም ዘበለ፡ መርዓት ዓይነይ እዩ ዚትንኪ በሎም።
3,527

3,528
am_tg
አንዲት እናት ለሕፃን ልጇ ጥልቅ ፍቅር እንዳላት ሁሉ ይሖዋም ለሕዝቡ ያለው ፍቅር ለእነሱ ሲል እርምጃ እንዲወስድ ይገፋፋዋል።
ልክዕ ኚምቲ ሓንቲ ኣደ ንውሉዳ እትርሕርሓሉ፡ ዹሆዋ ኣብ ክንዲ ህዝቡ ፍቕራዊ ተግባር ኪፍጜም ይድሚኜ እዩ።
3,529

3,530
am_tg
በሌላ አባባል ይሖዋ ራሱን በሌሎቜ ቊታ አድርጎ መመልኚት ይቜላልፀ ይህንን ቜሎታ ለእኛም ሰጥቶናል።
ብምሳልያዊ ኣዘራርባ፡ ዹሆዋ ንርእሱ ኣብ ቊታ ኻልኊት ኪገብር ይኜእል እዩ፣ እዚ ኜእለት እዚ ንዓና እውን ሂቡና እዩ።
3,531

3,532
am_tg
በስብሰባዎቻቜን ላይ ታላቁ አስተማሪያቜን ይሖዋ፣ በቃሉ በመጜሐፍ ቅዱስ አማካኝነት መመሪያ ይሰጠናል።
ኣብ ኣኌባና፡ እቲ ዓብዪ መምህርና ብቓሉ መጜሓፍ ቅዱስ ኣቢሉ ይምህሹና እዩ።
3,533

3,534
am_tg
በስብሰባዎቻቜን ላይ ዹሚገኙ ዚማያምኑ ሰዎቜ እንኳ አምላክ በእርግጥ በመካኚላቜሁ ነው ዹሚል መደምደሚያ ላይ ሊደርሱ ይቜላሉ።
ኣብ ኣኌባና እተኣኚቡ ዘይኣመንቲ እኳ፡ ኣምላኜ ብሓቂ ኣብ መንጎኹም እዩ ኢሎም ኪድምድሙ ይኜእሉ እዮም።
3,535

3,536
am_tg
ይሖዋ ስብሰባዎቜን በቅዱስ መንፈሱ ዚሚመራ ሲሆን መንፈሳዊ ትምህርት ዹሚሰጠን እሱ ነው።
ዹሆዋ ንኣኌባታትና ብመንፈስ ቅዱሱ ገይሩ ይባርኟ፡ ነቲ ቕዱስ ጜሑፋዊ ትምህርቲ ድማ ብንጥፈት ይመርሖ እዩ።
3,537

3,538
am_tg
በመሆኑም በስብሰባዎቻቜን ላይ ዹይሖዋን ድምፅ ዹምንሰማ ኹመሆኑም ሌላ ፍቅራዊ እንክብካቀ እንደሚያደርግልን እናስተውላለን።
እምበኣር፡ ኣብ ኣኌባታትና ድምጺ ዹሆዋ ንሰምዕ፡ ፍቕራዊ ሓልዮቱ ኞኣ ንርኢ ኢና።
3,539

3,540
am_tg
ይህም ወደ እሱ እንድንቀርብ ያደርገናል።
በዚ ኞምዚ፡ ንዕኡ ንቐርቩ ኢና።
3,541
tg_am
በዚ ኞምዚ፡ ንዕኡ ንቐርቩ ኢና።
ይህም ወደ እሱ እንድንቀርብ ያደርገናል።
3,542
am_tg
ኢዚሱስ ሁለት ወይም ሊስት ሆነው በስሜ በሚሰበሰቡበት በዚያ በመካኚላ቞ው እገኛለሁ ብሏል።
ሓደ ግዜ ዚሱስ፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ዀይኖም ብስመይ ኣብ እተኣኚቡሉ፡ ኣነ ኣብ ማእኚሎም እዚ በለ።
3,543

3,544
am_tg
ክርስቶስ ዚጉባኀው ራስ እንደመሆኑ መጠን ዹአምላክን ሕዝቊቜ ባቀፉት ጉባኀዎቜ መካኚል ይመላለሳል።
ክርስቶስ ርእሲ ጉባኀ ስለ ዝዀነ፡ ኣብ መንጎ ጉባኀታት ህዝቢ ኣምላኜ ይመላለስ እዩ።
3,545

3,546
am_tg
እስቲ አስበው! ይሖዋና ኢዚሱስ በክርስቲያናዊ ስብሰባዎቜ አማካኝነት ያበሚታቱናል።
ሕስብ እሞ ኣብሎ! ዹሆዋን ዚሱስን ኣብ ክርስትያናዊ ኣኌባታትና ብንጥፈት ዚበርትዑና እዮም።
3,547

3,548
am_tg
ነቅቶ ዹመጠበቅን አስፈላጊነት፣ በጥንት ዘመን ኚተሞቜን ይጠብቁ ኚነበሩ ጠባቂዎቜ መማር እንቜላለን።
ብዛዕባ ኣገዳስነት ንቕሓት፡ ብግዜ ጥንቲ ይኾውን ካብ ዝነበሹ ነገር ሓደ ትምህርቲ ኜንሚክብ ንኜእል ኢና።
3,549

3,550
am_tg
በዚያን ዘመን፣ እንደ ኢዚሩሳሌም ያሉ በርካታ ትላልቅ ኚተሞቜ ዙሪያ቞ው በሹጅም ቅጥር ይታጠር ነበር።
ብግዜ ጥንቲ፡ ኹም ዚሩሳሌም ዝኣመሰላ ሓያሎ ዓበይቲ ኞተማታት ብመካበብያ እተኞብባ እዚን ነይሚን።
3,551

3,552
am_tg
እንዲህ ያለው ቅጥር ወራሪዎቜ ኹተማዋን እንዳይደፍሯት ዹሚኹላኹል ኹመሆኑም ሌላ ጠባቂዎቹ ኚፍታ ላይ ሆነው አካባቢውን እንዲቃኙ ያስቜላ቞ዋል።
እቲ መካበብያ ድማ ካብ ወሚርቲ ዕቝባ ይዀነን ነይሩ እዩ፣ በሪኜ ብምዃኑ እውን ንኞባቢአን ኪቋመታ ይኜእላ ነይሹን እዚን።
3,553

3,554
am_tg
በኚተማዎቹ ቅጥሮቜና በሮቜ ላይ ሆነው ቀንና ሌሊት ዚሚጠብቁ ዘቊቜ ይመደቡ ነበር።
መዓልትን ለይትን ኣብ መካበብያን ኣብ ኣፍ ደገታትን ኰይኖም ዚሕልዉ ሓለውቲ እውን ነይሮም እዮም።
3,555

3,556
am_tg
እነዚህ ጠባቂዎቜ ኹተማዋ ላይ ጥቃት ሊሰነዘር እንደሆነ ዹሚጠቁም ነገር ኚርቀት ኚተመለኚቱ ዹኹተማዋን ነዋሪዎቜ ያስጠነቅቃሉ።
ንነበርቲ እታ ኾተማ ኞኣ ብዛዕባ ዚመጜእ ዝዀነ ይኹን ሓደጋ እዮም ዜንቅሕዎም ነይሮም።
3,557

3,558
am_tg
ጠባቂዎቹ ንቁ ሆነው አካባቢውን በትኩሚት መኚታተላ቞ው ዚሕይወትና ዚሞት ጉዳይ ነበር።
እቶም ሓለውቲ ምንቃሖምን ትኵራት ምዃኖምን ናይ ህይወትን ሞትን ጕዳይ እዩ ነይሩ።
3,559

3,560
am_tg
አይሁዳዊው ታሪክ ጾሐፊ ጆሎፈስ፣ ዚሮም ሠራዊት ኚኢዚሩሳሌም ቅጥር ጋር ተያይዞ ዚተሠራውን ዚአንቶኒያን ግንብ በ70 ዓ.ም. በቁጥጥር ሥር ሊያውል ዚቻለው በር ላይ ያሉት ጠባቂዎቜ ተኝተው ስለነበር እንደሆነ ገልጿል! ሮማውያን በአንቶኒያ ግንብ አልፈው በመግባት ቀተ መቅደሱን በእሳት አጋዩትፀ እንዲሁም ኹተማዋን አጠፏት።
ጆሰፈስ ዚብሃል ኣይሁዳዊ ጾሓፍ ታሪኜ፡ ብ70 ድ.ክ. ሓለውቲ ኣፍ ደገታት ግምቢ ኣንቶንያ ደቂሶም ብምንባሮም፡ ሓይልታት ሮሜ ነቲ ምስ መካበብያ ዚሩሳሌም ዝለገበ ግምቢ ኺቈጻጞርዎ ኾም ዝኞኣሉ ኣዘንትዩ እዩ።
3,561

3,562
am_tg
ይህም በአይሁድ ብሔር ላይ ዹደሹሰው ታላቅ መኚራ መደምደሚያ ሆነ።
እቶም ሮማውያን ካብኡ ናብታ ቀተ መቕደስ ጐይዮም ኣኣትዮም ብሓዊ ኣንደድዋ፣ እዚ ኞኣ መወዳእታ እቲ ኣብ ልዕሊ ዚሩሳሌምን ኣይሁድን ወሪዱ ዝነበሹ ብርቱዕ ጞበባ ዀነ።
3,563

3,564
am_tg
ኚፍጥሚት መጀመሪያ አንስቶ ዹዓላማ አንድነት በግልጜ ሲታይ ቆይቷል።
ካብ መጀመርታ ፍጥሚት ኣትሒዙ፡ ሓደ ዕላማ ንምውቃዕ ሓድነት ኣድላዪ እዩ ነይሩ።
3,565

3,566
am_tg
አባትና ልጅ አንድ ላይ በመሥራት ዛሬ ዚምናያ቞ውን ልዩ ልዩ ፍጥሚታት አስገኝተዋል።
ኣቊን ወድን ተሓባቢሮም ኚኣ፡ ነዚ ሎሚ እንርእዮ ዘለና በብዓይነቱ ህይወት ገይሮምዎ እዮም።
3,567

3,568
am_tg
ዹአምላክ ፍጥሚታትም እርስ በርስ ባላ቞ው ዚትብብር መንፈስ ይታወቃሉ።
እዚ ምትሕብባር እዚ ኣብ ግብርታት ኣምላኜ ቀጺሉ እዩ።
3,569

3,570
am_tg
ኖኅና ቀተሰቡ መርኚብ ሲሠሩ፣ በምድሚ በዳ ይጓዝ ዹነበሹው ዹአምላክ ሕዝብ ዚማደሪያውን ድንኳን ሲተክል፣ ሲያፈርስና ኚቊታ ቊታ ሲያጓጉዝ አልፎ ተርፎም መዘምራን በይሖዋ ቀተ መቅደስ በሙዚቃ መሣሪያዎቜ ታጅበው በኅብሚት እዚዘመሩ እሱን ሲያወድሱ አገልጋዮቹ አንድነት እንዳላ቞ው ታይቷል።
ብዘመን ኖህ ዝነበሚት መርኚብ ክትስራሕ ኚላ፡ ህዝቢ ኣምላኜ ኣብ በሚኻ ነቲ ማሕደር ኪተኜልዎን ኪበታትንዎን ኬግዕዝዎን ኚለዉ፡ ኚምኡ ድማ ኣብታ ቀተ መቕደስ ንውዳሰ ዹሆዋ ተባሂሉ ብሓባር ሙዚቃን መዝሙርን ኪቐርብ ኚሎ፡ ምትሕብባር ኣድልዩ እዩ።
3,571

3,572
am_tg
ዚእነዚህ ሁሉ ሥራዎቜ መሳካት በሰዎቹ መተባበር ላይ ዚተመካ ነበር።
ኣብ ኵሉ እዚ ጻዕርታት እዚ ኣሳልጊ ንምርካብ፡ ምትሕብባር ኣገዳስነት ኣለዎ።
3,573

3,574
am_tg
በኢዚሱስ ክርስቶስ ራስነት ሥር ዹነበሹው ዚጥንቱ ዚክርስቲያን ጉባኀም በኅብሚት በመሥራት ይታወቅ ነበር።
እታ ቐዳመይቲ ክርስትያናዊት ጉባኀ እውን ኣብ ትሕቲ እቲ ርእሳ ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ ኰይና፡ ብሓባር እያ እትዓዪ ነይራ።
3,575

3,576
am_tg
ሐዋርያው ጳውሎስ እንደገለጞው ቅቡዓን ክርስቲያኖቜ በግለሰብ ደሹጃ ልዩ ልዩ ስጊታዎቜ ዚነበሯ቞ው ኹመሆኑም ሌላ ልዩ ልዩ አገልግሎቶቜ እና ልዩ ልዩ ሥራዎቜ በማኹናወን ይሳተፉ ነበርፀ ይሁንና ሁሉም ዚአንድ አካል ክፍል ነበሩ።
ቅቡኣት ክርስትያናት ዝዀኑ ውልቀ ሰባት፡ በበይኑ ውህበት እኳ እንተ ነበሮም፡ ኣብ በበይኑ ኣገልግሎት ዚሳተፉን በበይኑ ተግባራት ዚገብሩን እውን እንተ ዀኑ፡ ኵላቶም ክፍሊ ሓደ ሰብነት ምዃኖም፡ ሃዋርያ ጳውሎስ ገሊጹ ኣሎ።
3,577

3,578
am_tg
በዕድሜ ትንሜ ሊባል ዚሚቜል ልጅ እንኳ ትክክለኛውን ነገር ማድሚግና ራሱን ለፈጣሪው መወሰን ምን ነገሮቜን እንደሚያካትት ሊገነዘብ ይቜላል።
ሓደ ሰብ ገና ብግዜ ንእስነቱ እውን እንተ ዀነ፡ ቅኑዕ ምግባርን ርእሱ ንፈጣሪኡ ምውፋይን እንታይ ማለት ምዃኑ ኌስተውዕል ይኜእል እዩ።
3,579

3,580
am_tg
በመሆኑም አንድ ወጣት በተወሰነ ደሹጃም ቢሆን ኹጎለመሰና ራሱን ለይሖዋ ኹወሰነ መጠመቁ አስፈላጊ ብሎም ተገቢ እርምጃ ነው።
ጥምቀት እምበኣር እኹል ብስለት ዘርኣዩን ርእሶም ንዹሆዋ ዝወፈዩን መንእሰያት ኪወስድዎ ዘለዎም ኣገዳስን ግቡእን ስጕምቲ እዩ።
3,581

3,582
am_tg
አንድ ሰው ጎለመሰ ሲባል ምን ማለት ነው?
ሓደ ሰብ ብሱል ዚኾውን ግና መዓስ እዩ፧
3,583
tg_am
ሓደ ሰብ ብሱል ዚኾውን ግና መዓስ እዩ፧
አንድ ሰው ጎለመሰ ሲባል ምን ማለት ነው?
3,584
am_tg
ጉልምስና ሲባል አካላዊ እድገት ማድሚግ ማለት ብቻ አይደለም።
ብስለት ካብ ኣካላዊ ዕቀት ንላዕሊ ዹጠቓልል እዩ።
3,585
tg_am
ብስለት ካብ ኣካላዊ ዕቀት ንላዕሊ ዹጠቓልል እዩ።
ጉልምስና ሲባል አካላዊ እድገት ማድሚግ ማለት ብቻ አይደለም።
3,586
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ እንደሚናገሚው ዚጎለመሱ ሰዎቜ ትክክልና ስህተት ዹሆነውን ነገር መለዚት እንዲቜሉ ዚማስተዋል ቜሎታ቞ውን በማሠራት አሠልጥነዋል።
ብሱላት ኪብሃሉ ዚኜእሉ ሰባት ቅኑዕን ጌጋን ንምፍላይ ብተመክሮ ልቩናኩም ዘሰልጠኑ ምዃኖም መጜሓፍ ቅዱስ ይሕብር እዩ።
3,587

3,588
am_tg
በመሆኑም ዚጎለመሱ ሰዎቜ በይሖዋ ዓይን ትክክል ዹሆነውን ነገር ዚሚያውቁ ኹመሆኑም በላይ እነዚህን ነገሮቜ ለመፈጾም ቁርጥ ውሳኔ አድርገዋል።
ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ዹሆዋ ቕኑዕ ዘበለ ይፈልጡ፡ ምስ ቅኑዕ ለጊቩም ኪመላለሱ ድማ ብልቊም ይውስኑ እዮም።
3,589

3,590
am_tg
ስለዚህ ስህተት ዹሆነውን ነገር ለማድሚግ በቀላሉ አይፈተኑምፀ እንዲሁም ትክክል ዹሆነውን ነገር ለመፈጾም ሁልጊዜ ጉትጎታ አያስፈልጋ቞ውም።
ኹም ውጜኢቱ ድማ፡ ብቐሊሉ ስሒቶም ጌጋ ኣይገብሩን እዮም፣ ቅኑዕ ንምግባር ኚኣ ወትሩ ኺትዅተኹ ዚብሎምን።
3,591

3,592
am_tg
በእርግጥም አንድ ዹተጠመቀ ወጣት ወላጆቹ ወይም ሌሎቜ አዋቂዎቜ በሌሉበት እንኳ ዹአምላክን መሥፈርቶቜ ይጠብቃል ብሎ ማሰቡ ምክንያታዊ ነው።
እምበኣር፡ ሓደ እተጠምቀ መንእሰይ፡ ዋላ እውን ወለዱ ወይ ካልኊት ዓበይቲ ሰባት ኣብ ዘይህልዉሉ እዋን፡ ንስርዓታት ኣምላኜ ኪድግፍ ትጜቢት ይግበሹሉ እዩ።
3,593

3,594
am_tg
ይሖዋን ዚሚያመልኚው ለይስሙላ አይደለም።
ንሕናኾ ኾመይ ኢና፧
3,595
tg_am
ንሕናኾ ኾመይ ኢና፧
ይሖዋን ዚሚያመልኚው ለይስሙላ አይደለም።
3,596
am_tg
አንድ ሰው ዚክርስቶስ ቅቡዕ ወንድም ቢሆንም እንኳ ለዚህ ግለሰብ ልዩ አክብሮት መስጠት ስህተት ነው።
ዋላ እውን ቅቡኣት ኣሕዋት ክርስቶስ ንዝዀኑ ሰባት ልዕል ምባል ጌጋ እዩ።
3,597

3,598
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ አመራር ዚሚሰጡትን ክርስቲያን ሜማግሌዎቜ በእምነታ቞ው እንድንመስላ቞ው ያበሚታታናልፀ ይሁንና ማንኛውንም ሰው እንደ መሪያቜን በማዚት ኹፍ ኹፍ እንድናደርግ ጚርሶ አያዘንም።
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ክርስትያን ሜማግለታት ኪገልጜ ኚሎ፡ ኣስኣሰር እምነት እቶም ዚመርሑና ኜንስዕብ እኳ እንተ ኣተባብዐ፡ ንዝዀነ ይኹን ሰብ ናብ ደሹጃ መራሒና ኞቶ ኜብ ኚይነብል ግና ይእዝዘና እዩ።
3,599