Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
53,900
am_tg
ወዲያውኑም ከመካከላቸው አንዱ ሮጦ በመሄድ ሰፍነግ ወስዶ የኮመጠጠ የወይን ጠጅ ውስጥ ከነከረ በኋላ በመቃ ላይ አድርጎ እንዲጠጣ ሰጠው።
ብኡብኡ፡ ሓደ ኻባታቶም ጐይዩ፡ ሰፍነግ ወሲዱ፡ ኣብ መጺጽ ወይኒ ኣሊኹ፡ ብሻምብቆ ገይሩ ኺሰትዮ ሃቦ።
53,901
tg_am

53,902
am_tg
የቀሩት ግን “ተወው! ኤልያስ መጥቶ ያድነው እንደሆነ እንይ” አሉ።
እቶም ዝተረፉ ግና፡ “ሕደግዎ! ኤልያስ ኬድሕኖ ዚመጽእ እንተ ዀይኑ እስከ ንርአ” በሉ።
53,903

53,904
am_tg
ኢየሱስ ዳግመኛ በታላቅ ድምፅ ጮኾ መንፈሱን ሰጠ።
የሱስ ከም ብሓድሽ፡ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨርሐ፡ መንፈሱ ኣሕሊፉ ድማ ሃበ።
53,905

53,906
am_tg
በዚያን ጊዜ የቤተ መቅደሱ መጋረጃ ከላይ እስከ ታች ለሁለት ተቀደደ፤ ምድርም ተናወጠች፤ ዓለቶችም ተሰነጣጠቁ።
እንሆ ድማ፡ መጋረጃ መቕደስ ካብ ላዕሊ ኽሳብ ታሕቲ ኣብ ክልተ ተተርተረ፣ ምድሪ ኣንቀጥቀጠት፣ ኣኻውሕ ከኣ ተጨድዱ።
53,907

53,908
am_tg
መቃብሮችም ተከፈቱ፤ በሞት ካንቀላፉት ቅዱሳን ሰዎች መካከልም የብዙዎቹ አስከሬኖች ወጡ፤
መቓብራት እውን ተኸፍቱ፣ ሬሳታት ብዙሓት ደቂሶም ዝነበሩ ቕዱሳት ተንስኡ፣
53,909

53,910
am_tg
ብዙ ሰዎችም አዩአቸው። (ኢየሱስ ከተነሳ በኋላ ሰዎች ከመቃብር ስፍራው ወጥተው ወደ ቅድስቲቱ ከተማ ገቡ።)
(ድሕሪ ትንሳኤኡ፡ ሰባት ካብቲ መቓብራት ናብታ ቕድስቲ ኸተማ ኣተዉ፣) ንብዙሓት ከኣ ተራእዩ።
53,911

53,912
am_tg
ሆኖም መኮንኑና አብረውት ኢየሱስን ይጠብቁ የነበሩት ሰዎች የምድር ነውጡንና የተከሰቱትን ነገሮች ሲመለከቱ እጅግ ፈርተው “ይህ በእርግጥ የአምላክ ልጅ ነበር” አሉ።
እቲ ሓለቓ ሚእትን እቶም ምስኡ ንየሱስ ዚሕልዉ ዝነበሩን ግና፡ ነቲ ምንቅጥቃጥ ምድርን ነቲ ዝዀነ ነገራትን ምስ ረኣዩ፡ “እዚ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ እዩ ነይሩ” እናበሉ ኣዝዮም ፈርሁ።
53,913

53,914
am_tg
ኢየሱስን ለማገልገል ከገሊላ ጀምሮ አብረውት የነበሩ ብዙ ሴቶችም እዚያ ሆነው ከሩቅ ይመለከቱ ነበር፤
ንየሱስ ኬገልግላኦ ኢለን ካብ ገሊላ ዘሰነያኦ ብዙሓት ኣንስቲ ርሕቕ ኢለን ይርእያ ነበራ፣
53,915

53,916
am_tg
ከእነሱም መካከል መግደላዊቷ ማርያም፣ የያዕቆብና የዮሳ እናት ማርያም እንዲሁም የዘብዴዎስ ልጆች እናት ይገኙ ነበር።
ካባታተን ከኣ ማርያም መግደላዊትን ማርያም ኣደ ያእቆብን ዮሴን ኣደ ደቂ ዘብዴዎስን ነበራ።
53,917

53,918
am_tg
ቀኑ በመገባደድ ላይ ሳለ የአርማትያስ ሰው የሆነ ዮሴፍ የሚባል አንድ ሀብታም መጣ፤ እሱም የኢየሱስ ደቀ መዝሙር ነበር።
ኣጋ ምሸት ምስ ኰነ ድማ፡ ዮሴፍ ዝስሙ ወደ መዝሙር የሱስ ዝዀነ ሃብታም ብዓል ኣርማትያስ መጸ።
53,919

53,920
am_tg
ይህ ሰው ወደ ጲላጦስ ሄዶ የኢየሱስን አስከሬን ለመውሰድ ጠየቀ። ጲላጦስም እንዲሰጠው አዘዘ።
ንሱ ናብ ጲላጦስ ቀሪቡ፡ ሬሳ የሱስ ለመነ። ሽዑ፡ ጲላጦስ ኪውሃቦ ኣዘዘ።
53,921

53,922
am_tg
ከዚያም ዮሴፍ አስከሬኑን ወስዶ በንጹሕ በፍታ ገነዘው፤
ዮሴፍ ከኣ ነቲ ሬሳ ወሲዱ፡ ብጽሩይ ቅጭን በፍታ ገነዞ፣
53,923
tg_am
ዮሴፍ ከኣ ነቲ ሬሳ ወሲዱ፡ ብጽሩይ ቅጭን በፍታ ገነዞ፣
ከዚያም ዮሴፍ አስከሬኑን ወስዶ በንጹሕ በፍታ ገነዘው፤
53,924
am_tg
ከዓለት ፈልፍሎ በሠራው በራሱ አዲስ መቃብር ውስጥም አኖረው። ከዚያም አንድ ትልቅ ድንጋይ አንከባሎ የመቃብሩን ደጃፍ ዘጋውና ሄደ።
ኣብ ከውሒ ኣብ ዘውቀሮ ሓድሽ መቓብር ድማ ኣንበሮ። ዓብዪ እምኒ ኣንከባሊሉ ነቲ ኣፍ መቓብር ምስ ዓጸዎ ኸኣ፡ ከደ።
53,925

53,926
am_tg
በዚህ ጊዜ መግደላዊቷ ማርያምና ሌላዋ ማርያም ከመቃብሩ ፊት ለፊት እዚያው ተቀምጠው ነበር።
ማርያም መግደላዊትን እታ ኻልአይቲ ማርያምን ግና፡ ኣብ መንጽር እቲ መቓብር ተቐሚጠን ነበራ።
53,927

53,928
am_tg
እነዚህ ነገሮች የተከናወኑት ለሰንበት ዝግጅት በሚደረግበት ቀን ነበር። በማግስቱም የካህናት አለቆችና ፈሪሳውያን አንድ ላይ ተሰብስበው ጲላጦስ ፊት ቀረቡና
ንጽብሒቱ፡ ድሕሪ እታ መዓልቲ ምድላው፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ ተኣከቡ፣
53,929

53,930
am_tg
እንዲህ አሉ፦ “ክቡር ሆይ፣ ያ አስመሳይ በሕይወት ሳለ ‘ከሦስት ቀን በኋላ እነሳለሁ’ ብሎ የተናገረው ትዝ አለን።
ከምዚ ድማ በሉ፦ “ጐይታና፡ እቲ መስሓቲ ብህይወቱ ኸሎ፡ ‘ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኽትንስእ እየ’ ኸም ዝበለ ዘኪርና።
53,931

53,932
am_tg
ስለዚህ ደቀ መዛሙርቱ መጥተው እንዳይሰርቁትና ለሕዝቡ ‘ከሞት ተነስቷል!’ እንዳይሉ እስከ ሦስተኛው ቀን ድረስ መቃብሩ እንዲጠበቅ ትእዛዝ ስጥልን። አለዚያ ይህ የኋለኛው ማታለያ ከፊተኛው የከፋ ይሆናል።”
ስለዚ፡ ደቀ መዛሙርቱ መጺኦም ከይሰርቅዎ እሞ፡ ንህዝቢ፡ ‘ካብ ምዉታት ተንሲኡ’ ኸይብሉስ፡ ካብቲ ቐዳማይ ከኣ ዳሕራይ ስሕተት ከይገድድሲ፡ እቲ መቓብር ክሳዕ ሳልሰይቲ መዓልቲ ብጽኑዕ ኪሕሎ ኣዝዝ።”
53,933

53,934
am_tg
ጲላጦስም “ጠባቂዎች መውሰድ ትችላላችሁ። ሄዳችሁ በምታውቁት መንገድ አስጠብቁ” አላቸው።
ጲላጦስ ከኣ፡ “ሓለውቲ እነዉልኩም። ከም እትፈልጥዎ ጌርኩም ብጽኑዕ ሓልዉ” በሎም።
53,935

53,936
am_tg
ስለዚህ ሄደው ድንጋዩ ላይ ማኅተም በማድረግ መቃብሩን አሸጉ፤ ጠባቂም አቆሙ።
ከይዶም ከኣ፡ ነቲ እምኒ ብምሕታምን ሓለውቲ ብምግባርን፡ ነቲ መቓብር ብጽኑዕ ሓለውዎ።
53,937

53,938
am_tg
በንጉሥ ሄሮድስ ዘመን ኢየሱስ በይሁዳ በምትገኘው በቤተልሔም ከተወለደ በኋላ ኮከብ ቆጣሪዎች ከምሥራቅ ወደ ኢየሩሳሌም መጥተው፣
ብዘመን ንጉስ ሄሮድስ፡ የሱስ ኣብ ቤት-ልሄም ናይ ይሁዳ ምስ ተወልደ፡ እንሆ፡ ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ኻብ ምብራቕ ናብ የሩሳሌም መጹ፡
53,939

53,940
am_tg
“የተወለደው የአይሁዳውያን ንጉሥ የሚገኘው የት ነው? በምሥራቅ ሳለን ኮከቡን በማየታችን ልንሰግድለት መጥተናል” አሉ።
“እቲ እተወልደ ንጉስ ኣይሁድ ኣበይ ኣሎ፧ ኰዀቡ ኣብ ምብራቕ ርኢና፡ ክንሰግደሉ መጺእና” ድማ በሉ።
53,941

53,942
am_tg
ንጉሥ ሄሮድስና መላው የኢየሩሳሌም ሕዝብ ይህን ሲሰሙ ተሸበሩ።
ንጉስ ሄሮድስ ነዚ ምስ ሰምዐ፡ ተሸበረ፣ ኵላ የሩሳሌም እውን ምስኡ ተሸበረት።
53,943

53,944
am_tg
ንጉሡም የሕዝቡን የካህናት አለቆችና ጸሐፍት በሙሉ ሰብስቦ ክርስቶስ የት እንደሚወለድ ጠየቃቸው።
ንዅሎም ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍቲ ህዝብን ኣኪቡ ድማ፡ ክርስቶስ ኣበይ ከም ዚውለድ ሓተቶም።
53,945

53,946
am_tg
እነሱም እንዲህ አሉት፦ “በይሁዳ በምትገኘው በቤተልሔም ነው፤ ምክንያቱም ነቢዩ እንዲህ ብሎ ጽፏል፦
ንሳቶም ከኣ፡ “ኣብ ቤት-ልሄም ናይ ይሁዳ እዩ፣ ከመይሲ፡ ብነብዪ ኸምዚ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ፦
53,947

53,948
am_tg
‘በይሁዳ ምድር የምትገኚው አንቺ ቤተልሔም ሆይ፣ ለሕዝቤ ለእስራኤል እረኛ የሚሆን ገዢ ከአንቺ ስለሚወጣ በይሁዳ ገዢዎች ዘንድ ከሁሉ የተናቅሽ ከተማ አትሆኚም።’”
‘ኣቲ ቤት-ልሄም ናይ ምድሪ ይሁዳ፡ ካባኺ ንህዝበይ እስራኤል ዚጓሲ ሹም ኪወጽእ እዩ እሞ፡ ኣብ መንጎ ሹማምንቲ ይሁዳ ኸቶ ኣይትንእስን ኢኺ’” በልዎ።
53,949

53,950
am_tg
ከዚያም ሄሮድስ ኮከብ ቆጣሪዎቹን በድብቅ ጠርቶ ኮከቡ የታየበትን ጊዜ በትክክል አረጋገጠ።
ድሕሪኡ፡ ሄሮድስ ነቶም ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ብሕቡእ ጸዊዑ፡ ካባታቶም እቲ ኰዀብ እተራእየሉ ግዜ ኣርጊጹ ፈለጠ።
53,951

53,952
am_tg
ኮከብ ቆጣሪዎቹንም “ሄዳችሁ ሕፃኑን በደንብ ፈልጉ፤ ባገኛችሁትም ጊዜ እኔም ሄጄ እንድሰግድለት መጥታችሁ ንገሩኝ” ብሎ ወደ ቤተልሔም ላካቸው።
ናብ ቤት-ልሄም ኪሰድዶም ከሎ ድማ፡ “ኬድኩም ብዛዕባ እቲ ሕጻን ኣጸቢቕኩም መርምሩ፣ ምስ ረኸብኩምዎ፡ ኣነ እውን ከይደ ምእንቲ ኽሰግደሉ፡ ንገሩኒ” በሎም።
53,953

53,954
am_tg
እነሱም ንጉሡ የነገራቸውን ከሰሙ በኋላ ጉዟቸውን ቀጠሉ፤ እነሆም፣ በምሥራቅ ሳሉ ያዩት ኮከብ ሕፃኑ ባለበት ቦታ እስከቆመበት ጊዜ ድረስ ከፊት ከፊታቸው ይሄድ ነበር።
ንሳቶም ከኣ ነቲ ንጉስ ምስ ሰምዕዎ፡ ከዱ፣ እንሆ፡ እቲ ኣብ ምብራቕ ከለዉ ዝረኣይዎ ኰዀብ ድማ፡ ኣብ ልዕሊ እታ እቲ ሕጻን ዘለዋ ቦታ መጺኡ ደው ክሳዕ ዚብል መርሖም።
53,955

53,956
am_tg
ኮከቡ መቆሙን ሲያዩ በጣም ተደሰቱ።
ነቲ ኰዀብ ምስ ረኣይዎ፡ ኣዝዩ ብዙሕ ሓጐስ ተሓጐሱ።
53,957
tg_am
ነቲ ኰዀብ ምስ ረኣይዎ፡ ኣዝዩ ብዙሕ ሓጐስ ተሓጐሱ።
ኮከቡ መቆሙን ሲያዩ በጣም ተደሰቱ።
53,958
am_tg
ወደ ቤት ሲገቡም ሕፃኑን ከእናቱ ከማርያም ጋር አዩት፤ ተንበርክከውም ሰገዱለት። ዕቃ መያዣቸውንም ከፍተው ወርቅ፣ ነጭ ዕጣንና ከርቤ በስጦታ መልክ አቀረቡለት።
ናብ ቤት ምስ ኣተዉ ኸኣ፡ ነቲ ሕጻን ምስ ማርያም ኣዲኡ ረኣይዎ እሞ፡ ፍግም ኢሎም ሰገዱሉ። መዛግብቶም ከፊቶም ድማ፡ ህያባት ወርቅን ጻዕዳ ዕጣንን ከርበን ሃብዎ።
53,959

53,960
am_tg
ይሁንና ወደ ሄሮድስ ተመልሰው እንዳይሄዱ በሕልም መለኮታዊ ማስጠንቀቂያ ስለተሰጣቸው በሌላ መንገድ አድርገው ወደ አገራቸው ሄዱ።
ናብ ሄሮድስ ከይምለሱ፡ ብሕልሚ መለኮታዊ መጠንቀቕታ ስለ እተዋህቦም ግና፡ ብኻልእ መገዲ ናብ ሃገሮም ተመልሱ።
53,961

53,962
am_tg
እነሱ ከሄዱ በኋላ የይሖዋ መልአክ ለዮሴፍ በሕልም ተገልጦ “ሄሮድስ ሕፃኑን አፈላልጎ ሊገድለው ስላሰበ ተነስ፣ ሕፃኑንና እናቱን ይዘህ ወደ ግብፅ ሽሽ፤ እኔ እስካሳውቅህም ድረስ እዚያው ቆይ” አለው።
ንሳቶም ምስ ተመልሱ፡ እንሆ፡ መልኣኽ የሆዋ ንዮሴፍ ብሕልሚ ተራእዮ እሞ፡ “ሄሮድስ ነዚ ሕጻን ኪቐትሎ ይደሊ ኣሎ እሞ፡ ተንስእ፡ ነዚ ሕጻንን ንኣዲኡን ሒዝካ ናብ ግብጺ ህደም፣ ክሳዕ ዝነግረካ ድማ ኣብኡ ጽናሕ” በሎ።
53,963

53,964
am_tg
ስለዚህ ዮሴፍ ተነሳ፤ ሕፃኑንና የሕፃኑን እናት ይዞ በሌሊት ወደ ግብፅ ሄደ።
ዮሴፍ ከኣ ተንሲኡ ብለይቲ ነቲ ሕጻንን ንኣዲኡን ሒዙ ናብ ግብጺ ኸደ።
53,965

53,966
am_tg
ሄሮድስ እስኪሞት ድረስ እዚያው ቆየ። በመሆኑም ይሖዋ “ልጄን ከግብፅ ጠራሁት” ብሎ በነቢዩ አማካኝነት የተናገረው ቃል ተፈጸመ።
እቲ የሆዋ ብነብይኡ ኣቢሉ፡ “ንወደይ ካብ ግብጺ ጸዊዐዮ” ዝበሎ ምእንቲ ኺፍጸም ድማ፡ ሄሮድስ ክሳዕ ዚመውት ኣብኡ ጸንሐ።
53,967

53,968
am_tg
ከዚያም ሄሮድስ ኮከብ ቆጣሪዎቹ እንዳታለሉት ሲያውቅ በጣም ተናደደ፤ ኮከቡ የታየበትን ጊዜ በተመለከተ ከኮከብ ቆጣሪዎቹ ባገኘው መረጃ መሠረት ሰዎች ልኮ በቤተልሔምና በአካባቢዋ ሁሉ የሚገኙትን ሁለት ዓመትና ከዚያ በታች የሆኑትን ወንዶች ልጆች በሙሉ አስገደለ።
ድሕሪኡ፡ ሄሮድስ በቶም ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ኸም እተታለለ ምስ ፈለጠ፡ ኣመና ነደረ፣ ብመሰረት እቲ ኻብቶም ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ኣርጊጹ ዝፈለጦ ግዜ፡ ኣብ ቤት-ልሄምን ኣብ ኵሉ ጐደቦታታን ንዝጸንሑ፡ ደቂ ኽልተ ዓመትን ካብኡ ንታሕትን ዘበሉ ዅሎም ኣወዳት ልኢኹ ኣቕተለ።
53,969

53,970
am_tg
በዚህ ጊዜ፣ ነቢዩ ኤርምያስ የተናገረው የሚከተለው ቃል ተፈጸመ፦
ሽዑ፡ እቲ ብነብዪ ኤርምያስ ተባሂሉ ዝነበረ ኸምዚ ዚብል ትንቢት ተፈጸመ፦
53,971

53,972
am_tg
“የለቅሶና የዋይታ ድምፅ በራማ ተሰማ። ራሔል ስለ ልጆቿ አለቀሰች፤ ልጆቿ ስለሌሉ ልትጽናና አልቻለችም።”
“ኣብ ራማ ድምጺ ብኽያትን ዋይዋይታን ተሰሚዑ። ራሄል ንደቃ በኽያትሎም፣ ስለ እተወድኡ ድማ፡ ምጽንናዕ ኣብያ።”
53,973

53,974
am_tg
ሄሮድስ ከሞተ በኋላ የይሖዋ መልአክ በግብፅ ለዮሴፍ በሕልም ተገልጦ
ሄሮድስ ምስ ሞተ፡ እንሆ፡ መልኣኽ የሆዋ ንዮሴፍ፡ ኣብ ግብጺ ብሕልሚ ተራእዮ፣
53,975

53,976
am_tg
“ተነስ፣ የሕፃኑን ሕይወት ለማጥፋት የሚፈልጉት ሰዎች ስለሞቱ ሕፃኑንና እናቱን ይዘህ ወደ እስራኤል ምድር ተመለስ” አለው።
“ህይወት እዚ ሕጻን እዚ ዚደልዩ ሞይቶም እዮም እሞ፡ ተንስእ፡ ነዚ ሕጻንን ንኣዲኡን ሒዝካ፡ ናብ ምድሪ እስራኤል ኪድ” ድማ በሎ።
53,977

53,978
am_tg
ዮሴፍም ተነሳ፤ ሕፃኑንና የሕፃኑን እናት ይዞ ወደ እስራኤል ምድር ተመለሰ።
ንሱ ኸኣ ተንሲኡ ነቲ ሕጻንን ንኣዲኡን ሒዙ ናብ ምድሪ እስራኤል ኣተወ።
53,979

53,980
am_tg
ሆኖም አርኬላዎስ በአባቱ በሄሮድስ ፋንታ ይሁዳን እየገዛ እንዳለ በመስማቱ ወደዚያ መሄድ ፈራ። በተጨማሪም በሕልም መለኮታዊ ማስጠንቀቂያ ስለተሰጠው ወደ ገሊላ ምድር ሄደ።
ኣርኬላዎስ ኣብ ክንዲ ኣቦኡ ሄሮድስ ኣብ ይሁዳ ኸም ዝነገሰ ምስ ሰምዐ ግና፡ ናብቲ ቦታ ምኻድ ፈርሀ። ብሕልሚ መለኮታዊ መጠንቀቕታ ስለ እተዋህቦ እውን፡ ናብ ምድሪ ገሊላ ኸደ።
53,981

53,982
am_tg
ደግሞም “የናዝሬት ሰው ይባላል” ተብሎ በነቢያት የተነገረው ይፈጸም ዘንድ ናዝሬት ወደምትባል ከተማ መጥቶ መኖር ጀመረ።
እቲ ብነብያት፡ “ናዝሬታዊ ኺብሃል እዩ” እተባህለ ምእንቲ ኺፍጸም ከኣ፡ ናዝሬት ናብ እትብሃል ከተማ መጺኡ ተቐመጠ።
53,983

53,984
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ 12ቱን ደቀ መዛሙርት ጠርቶ ርኩሳን መናፍስትን እንዲያዝዙ ሥልጣን ሰጣቸው፤ ይህን ያደረገውም ርኩሳን መናፍስትን እንዲያስወጡ እንዲሁም ማንኛውንም ዓይነት በሽታና ማንኛውንም ዓይነት ሕመም እንዲፈውሱ ነው።
ን12 ደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ ኸኣ፡ ርኹሳት መናፍስቲ ኼውጽኡን ኵሉ ሕማምን ኵሉ ድናሰን ኬሕውዩን ስልጣን ሃቦም።
53,985

53,986
am_tg
የ12ቱ ሐዋርያት ስም የሚከተለው ነው፦ በመጀመሪያ፣ ጴጥሮስ የተባለው ስምዖንና ወንድሙ እንድርያስ፣ የዘብዴዎስ ልጅ ያዕቆብና ወንድሙ ዮሐንስ፣
ስማት እቶም 12 ሃዋርያት እዚ እዩ፦ ቀዳማይ፡ እቲ ጴጥሮስ ተባሂሉ ዘሎ ስምኦንን ሓዉ እንድርያስን፡ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡
53,987

53,988
am_tg
ፊልጶስና በርቶሎሜዎስ፣ ቶማስና ቀረጥ ሰብሳቢው ማቴዎስ፣ የእልፍዮስ ልጅ ያዕቆብ፣ ታዴዎስ፣
ፊልጶስን በርተሎሜዎስን፡ ቶማስን ማቴዎስ እቲ ኣካብ ቀረጽን፡ ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን ታዴዎስን፡
53,989

53,990
am_tg
ቀነናዊው ስምዖንና በኋላ ኢየሱስን የከዳው የአስቆሮቱ ይሁዳ።
ስምኦን እቲ ቐነናውን እቲ ደሓር ኣሕሊፉ ዝሃቦ ይሁዳ ኣስቆሮታውን።
53,991

53,992
am_tg
ኢየሱስ እነዚህን 12ቱን የሚከተለውን መመሪያ በመስጠት ላካቸው፦ “ወደ አሕዛብ አትሂዱ፤ ወደ ማንኛውም የሳምራውያን ከተማም አትግቡ፤
የሱስ ነዞም 12፡ ከምዚ ዚብል ትእዛዝ ሂቡ ለኣኾም፦ “ናብ መገዲ ኣህዛብ ኣይትኺዱ፡ ናብ ዝዀነት ከተማ ሳምራውያን ድማ ኣይትእተዉ፣
53,993

53,994
am_tg
ከዚህ ይልቅ ከእስራኤል ቤት ወደጠፉት በጎች ብቻ ሂዱ።
ኣብ ክንዳኡስ፡ ናብተን ጥፉኣት ኣባጊዕ ቤት እስራኤል ኪዱ።
53,995
tg_am
ኣብ ክንዳኡስ፡ ናብተን ጥፉኣት ኣባጊዕ ቤት እስራኤል ኪዱ።
ከዚህ ይልቅ ከእስራኤል ቤት ወደጠፉት በጎች ብቻ ሂዱ።
53,996
am_tg
በምትሄዱበት ጊዜም ‘መንግሥተ ሰማያት ቀርቧል’ ብላችሁ ስበኩ።
ክትከዱ ኸለኹም፡ ‘መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ’ እናበልኩም ስበኹ።
53,997

53,998
am_tg
የታመሙትን ፈውሱ፤ የሞቱትን አስነሱ፤ የሥጋ ደዌ ያለባቸውን አንጹ፤ አጋንንትንም አስወጡ። በነፃ እንደተቀበላችሁ በነፃ ስጡ።
ሕሙማት ኣሕውዩ፡ ምዉታት ኣተንስኡ፡ ድዉያት ኣንጽሁ፡ ኣጋንንቲ ኣውጽኡ። ብናጻ ተቐቢልኩም ኢኹም እሞ፡ ብናጻ ሃቡ።
53,999