Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
54,000
am_tg
ወርቅ ወይም ብር አሊያም መዳብ በመቀነታችሁ አትያዙ፤
ወርቂ ዀነ፡ ብሩር ኰነ፡ ነሓሲ ዀነ፡ ኣብ ቅናውትኹም ኣይትሓዙ።
54,001
tg_am

54,002
am_tg
ወይም ለጉዞ የምግብ ከረጢት ወይም ሁለት ልብስ ወይም ትርፍ ጫማ ወይም በትር አትያዙ፤ ለሠራተኛ ምግቡ ይገባዋልና።
ንዓያዪ ምግቡ ይግብኦ እዩ እሞ፡ ንመገዲ ለቘታ ስንቂ፡ ወይ ክልተ ቐምሽ፡ ወይ ኣሳእን ወይ በትሪ ኣይትሓዙ።
54,003

54,004
am_tg
“በምትገቡበት ማንኛውም ከተማ ወይም መንደር መልእክቱን መስማት የሚገባውን ሰው ፈልጉ፤ እስክትወጡም ድረስ እዚያው ቆዩ።
“ኣብ እትኣትውዎ ዘበለ ኸተማ ወይ ቍሸት፡ ኣብኡ እቲ ዚግብኦ መን ምዃኑ ድለዩ፣ ክሳዕ እትወጹ እውን ኣብኡ ተቐመጡ።
54,005

54,006
am_tg
ወደ ቤትም ስትገቡ ቤተሰቡን ሰላም በሉ።
ናብ ቤት ክትኣትዉ ኸለኹም፡ ሰላም በሉ።
54,007
tg_am
ናብ ቤት ክትኣትዉ ኸለኹም፡ ሰላም በሉ።
ወደ ቤትም ስትገቡ ቤተሰቡን ሰላም በሉ።
54,008
am_tg
ቤቱ የሚገባው ሆኖ ከተገኘ ሰላማችሁ ይድረሰው፤ የማይገባው ከሆነ ግን ሰላማችሁ ወደ እናንተ ይመለስ።
እታ ቤት ዚግብኣ እንተ ዀይና፡ ሰላምኩም ይሕደራ፣ ዘይግብኣ እንተ ዀይና ግና፡ ሰላምኩም ናባኻትኩም ይመለስ።
54,009

54,010
am_tg
የሚቀበላችሁ ወይም ቃላችሁን የሚሰማ ሰው ካጣችሁ ከዚያ ቤት ወይም ከተማ ስትወጡ፣ የእግራችሁን አቧራ አራግፉ።
እንተ ዘይተቐቢሎምኹም፡ ወይ ቃልኩም እንተ ዘይሰሚዖም፡ ካብታ ቤት እቲኣ ወይ ካብታ ኸተማ እቲኣ ወጺእኩም፡ ደሮና ኣእጋርኩም ንገፉ።
54,011

54,012
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ በፍርድ ቀን ከዚያች ከተማ ይልቅ ለሰዶምና ለገሞራ ይቀልላቸዋል።
ብመዓልቲ ፍርዲ፡ ካብ ነታ ኸተማ እቲኣ፡ ንምድሪ ሶዶምን ጎሞራን ኪቐልል እዩ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
54,013

54,014
am_tg
“እነሆ፣ በተኩላዎች መካከል እንዳሉ በጎች እልካችኋለሁ፤ ስለዚህ እንደ እባብ ጠንቃቆች፣ እንደ ርግብ የዋሆች ሁኑ።
“እንሆ፡ ከም ኣባጊዕ ናብ መንጎ ተዃሉ እሰድደኩም ኣለኹ፣ እምበኣር፡ ጥንቁቓት ከም ተመን፡ ገርህታት ከኣ ከም ርግቢ ኹኑ።
54,015

54,016
am_tg
ሰዎች ለፍርድ ሸንጎ አሳልፈው ይሰጧችኋል፤ በምኩራቦቻቸውም ይገርፏችኋል፤ ስለዚህ ራሳችሁን ከእነሱ ጠብቁ።
ካብ ሰብ ተጠንቀቑ፣ ንሳቶም ናብ ኣብያተ ፍርዲ ኣሕሊፎም ኪህቡኹምን ኣብ ምኵራባቶም ኪገርፉኹምን እዮም።
54,017

54,018
am_tg
ደግሞም በእኔ ምክንያት በገዢዎችና በነገሥታት ፊት ያቀርቧችኋል፤ በዚያ ጊዜ ለእነሱም ሆነ ለአሕዛብ መመሥከር ትችላላችሁ።
ንዓታቶምን ንኣህዛብን ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን፡ ምእንታይ ኣብ ቅድሚ ሹማምንትን ነገስታትን ክትቀርቡ ኢኹም።
54,019

54,020
am_tg
ይሁን እንጂ አሳልፈው ሲሰጧችሁ እንዴት ወይም ምን ብለን እንመልሳለን? ብላችሁ አትጨነቁ፤ የምትናገሩት ነገር በዚያኑ ሰዓት ይሰጣችኋልና፤
ኣሕሊፎም ምስ ዚህቡኹም ግና፡ እንታይ ከም እትዛረቡ በታ ሰዓት እቲኣ ኺውሃበኩም እዩ እሞ፡ ከመይ ወይስ እንታይ ከም እትዛረቡ ኣይትጨነቑ።
54,021

54,022
am_tg
በምትናገሩበት ጊዜ ብቻችሁን አይደላችሁም፤ ይልቁንም በእናንተ የሚናገረው የአባታችሁ መንፈስ ነው።
ከመይሲ፡ መንፈስ ኣቦኹም ደኣ እዩ ብኣኻትኩም ኣቢሉ ዚዛረብ እምበር፡ ንስኻትኩም ኣይኰንኩምን እትዛረቡ።
54,023

54,024
am_tg
በተጨማሪም ወንድም ወንድሙን፣ አባትም ልጁን ለሞት አሳልፎ ይሰጣል፤ ልጆችም በወላጆቻቸው ላይ ይነሳሉ፤ ደግሞም ያስገድሏቸዋል።
ሓው ንሓዉ፡ ኣቦ ኸኣ ንውሉዱ ንሞት ኣሕሊፉ ኺህብ እዩ፣ ውሉዳት ኣብ ልዕሊ ወለዶም ኪልዓሉን ኬቕትልዎምን እዮም።
54,025

54,026
am_tg
በስሜ የተነሳም ሰዎች ሁሉ ይጠሏችኋል፤ እስከ መጨረሻው የጸና ግን ይድናል።
ስለ ስመይ ከኣ፡ ብዅሉ ኽትጽልኡ ኢኹም፣ እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ።
54,027

54,028
am_tg
በአንድ ከተማ ስደት ሲያደርሱባችሁ ወደ ሌላ ከተማ ሽሹ፤ እውነት እላችኋለሁ፣ የሰው ልጅ እስከሚመጣ ድረስ የእስራኤልን ከተሞችና መንደሮች ፈጽሞ አታዳርሱም።
ካብ ሓንቲ ኸተማ እንተ ሰጒጎምኹም፡ ናብ ካልእ ህደሙ፣ ወዲ ሰብ ክሳዕ ዚመጽእ፡ ንኸተማታት እስራኤል ዜርኩም ከቶ ኣይክትውድእወንን ኢኹም፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
54,029

54,030
am_tg
“ተማሪ ከአስተማሪው፣ ባሪያም ከጌታው አይበልጥም።
“ወደ መዝሙር ካብ መምህሩ፡ ባርያ እውን ካብ ጐይታኡ ኣይበልጽን እዩ።
54,031

54,032
am_tg
ተማሪ እንደ አስተማሪው፣ ባሪያም እንደ ጌታው ከሆነ በቂ ነው። ሰዎች የቤቱን ጌታ ብዔልዜቡል ካሉት ቤተሰቦቹንማ እንዴት ከዚህ የከፋ አይሏቸው!
ወደ መዝሙር ከም መምህሩ፡ ባርያ እውን ከም ጐይታኡ እንተ ዀይኑ፡ ይኣኽሎ። ንብዓል ቤት ብኤል-ዜቡል ካብ በልዎ፡ ንቤተ ሰቡ ግዳ ኽንደይ ኣብዚሖም ዘይብልዎም፧
54,033

54,034
am_tg
ስለዚህ አትፍሯቸው፤ የተሸፈነ ሁሉ መገለጡ፣ ሚስጥር የሆነም ሁሉ መታወቁ አይቀርም።
እምበኣር፡ ዘይቅላዕ ክዱን፡ ዘይፍለጥ ድማ ሕቡእ የልቦን እሞ፡ ኣይትፍርህዎም።
54,035

54,036
am_tg
በጨለማ የነገርኳችሁን በብርሃን ተናገሩ፤ በሹክሹክታ የሰማችሁትንም በይፋ ስበኩ።
ኣብ ጸልማት ዝነገርኩኹም፡ ኣብ ብርሃን ተዛረብዎ፣ ብሕሹዅሹዅ ዝሰማዕክምዎ፡ ኣብ ናሕስታት ኴንኩም ስበኽዎ።
54,037

54,038
am_tg
ሥጋን የሚገድሉትን ነፍስን ግን መግደል የማይችሉትን አትፍሩ፤ ከዚህ ይልቅ ነፍስንም ሆነ ሥጋን በገሃነም ሊያጠፋ የሚችለውን ፍሩ።
ነቶም ንስጋ ዚቐትሉ፡ ንነፍሲ ግና ኪቐትሉ ዘይክእሉ ኣይትፍርህዎም፣ የግዳስ፡ ነቲ ንነፍስን ንስጋን ኣብ ገሃነም ኬጥፍእ ዚኽእል ፍርህዎ።
54,039

54,040
am_tg
ሁለት ድንቢጦች የሚሸጡት አነስተኛ ዋጋ ባላት ሳንቲም አይደለም? ሆኖም ከእነሱ አንዷም እንኳ አባታችሁ ሳያውቅ መሬት ላይ አትወድቅም።
ክልተ ጨራሩ ብዘይትረብሕ ሳንቲም ደይኰናን ዚሽየጣ፧ ሓንቲ ኻባታተን እኳ፡ ኣቦኹም ከይፈለጠ ኣብ ምድሪ ኣይትወድቕን እያ።
54,041

54,042
am_tg
የራሳችሁ ፀጉር እንኳ አንድ ሳይቀር ተቆጥሯል።
ኵለን ጸጕሪ ርእስኹም እኳ ተቘጺረን እየን።
54,043
tg_am
ኵለን ጸጕሪ ርእስኹም እኳ ተቘጺረን እየን።
የራሳችሁ ፀጉር እንኳ አንድ ሳይቀር ተቆጥሯል።
54,044
am_tg
ስለዚህ አትፍሩ፤ እናንተ ከብዙ ድንቢጦች የላቀ ዋጋ አላችሁ።
እምበኣር፡ ንስኻትኩም ካብ ብዙሓት ጨራሩ ትበልጹ ኢኹም እሞ፡ ኣይትፍርሁ።
54,045

54,046
am_tg
“እንግዲያው በሰዎች ፊት ለሚመሠክርልኝ ሁሉ እኔም በሰማያት ባለው አባቴ ፊት እመሠክርለታለሁ።
“ስለዚ፡ ኣብ ቅድሚ ሰባት ንዚእመነለይ ኵሉ፡ ኣነ ኸኣ ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ክእመነሉ እየ።
54,047

54,048
am_tg
በሰዎች ፊት የሚክደኝን ሁሉ ግን እኔም በሰማያት ባለው አባቴ ፊት እክደዋለሁ።
ኣብ ቅድሚ ሰባት ንዚኽሕደኒ ዘበለ ግና፡ ኣነ እውን ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ክኽሕዶ እየ።
54,049

54,050
am_tg
በምድር ላይ ሰላም ለማስፈን የመጣሁ አይምሰላችሁ፤ የመጣሁት ሰይፍን እንጂ ሰላምን ለማምጣት አይደለም።
ኣብ ምድሪ ሰላም ከምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም፣ ሰላም ዘይኰነስ፡ ሰይፊ ኸምጽእ እየ መጺአ።
54,051

54,052
am_tg
እኔ የመጣሁት ወንድ ልጅን ከአባቱ፣ ሴት ልጅን ከእናቷ እንዲሁም ምራትን ከአማቷ ለመለያየት ነው።
ከመይሲ፡ ወዲ ኻብ ኣቦኡ፡ ጓል ካብ ኣዲኣ፡ ሰበይቲ ወዲ ኻብ ሓማታ ኽፈላሊ እየ መጺአ።
54,053

54,054
am_tg
በእርግጥም የሰው ጠላቶቹ የገዛ ቤተሰቦቹ ይሆናሉ።
ንሰብ ከኣ ቤተ ሰቡ ጸላእቱ ኪዀኑ እዮም።
54,055
tg_am
ንሰብ ከኣ ቤተ ሰቡ ጸላእቱ ኪዀኑ እዮም።
በእርግጥም የሰው ጠላቶቹ የገዛ ቤተሰቦቹ ይሆናሉ።
54,056
am_tg
ከእኔ ይልቅ አባቱን ወይም እናቱን የሚወድ ሁሉ ለእኔ ሊሆን አይገባም፤ ከእኔ ይልቅ ወንድ ልጁን ወይም ሴት ልጁን የሚወድ ሁሉ ለእኔ ሊሆን አይገባም።
እቲ ኻባይ ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ ዜፍቅር፡ ንዓይ ኣይበቅዕን እዩ፣ እቲ ኻባይ ንወዱ ወይ ንጓሉ ዜፍቅር እውን፡ ንዓይ ኣይበቅዕን እዩ።
54,057

54,058
am_tg
የመከራውን እንጨት የማይቀበልና የማይከተለኝ ሁሉ ለእኔ ሊሆን አይገባውም።
ጕንዲ ስቅያቱ ተቐቢሉ ዘይስዕበኒ ዘበለ፡ ንዓይ ኣይበቅዕን እዩ።
54,059

54,060
am_tg
ነፍሱን ለማዳን የሚሞክር ሁሉ ያጣታል፤ ነፍሱን ስለ እኔ አሳልፎ የሚሰጥ ሁሉ ግን ያገኛታል።
እቲ ንነፍሱ ዚረኽባ ኼጥፍኣ እዩ፣ እቲ ንነፍሱ ምእንታይ ዜጥፍኣ ኸኣ፡ ኪረኽባ እዩ።
54,061

54,062
am_tg
“እናንተን የሚቀበል ሁሉ እኔን ይቀበላል፤ እኔን የሚቀበል ሁሉ ደግሞ የላከኝን ይቀበላል።
“እቲ ንዓኻትኩም ዚቕበለኩም፡ ንዓይ እውን ይቕበለኒ፣ እቲ ንዓይ ዚቕበለኒ ኸኣ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እውን ይቕበሎ።
54,063

54,064
am_tg
ነቢይን ስለ ነቢይነቱ የሚቀበል ሁሉ የነቢይን ዋጋ ያገኛል፤ ጻድቅን ስለ ጻድቅነቱ የሚቀበል ሁሉ የጻድቅን ዋጋ ያገኛል።
እቲ ንነብዪ፡ ነብዪ ብምዃኑ ዚቕበሎ፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፣ እቲ ንጻድቕ፡ ጻድቕ ብምዃኑ ዚቕበሎ ኸኣ፡ ዓስቢ ጻድቕ ይቕበል።
54,065

54,066
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ የእኔ ደቀ መዝሙር በመሆኑ ምክንያት ከእነዚህ ከትናንሾቹ ለአንዱ አንድ ብርጭቆ ቀዝቃዛ ውኃ የሚሰጥ ሁሉ በምንም ዓይነት ዋጋውን አያጣም።”
ንሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ፡ ወደ መዝሙር ብምዃኑ ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ እኳ ዜስቲ ዘበለ፡ ዓስቡ ኸቶ ኣይኪስእንን እዩ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።”
54,067

54,068
am_tg
ከዚያም ፈሪሳውያንና ሰዱቃውያን ወደ እሱ መጡ፤ ሊፈትኑትም ፈልገው ከሰማይ ምልክት እንዲያሳያቸው ጠየቁት።
ፈሪሳውያንን ሰዱቃውያንን ኪፍትንዎ ናብኡ ቐሪቦም፡ ካብ ሰማይ ትእምርቲ ኼርእዮም ሓተትዎ።
54,069

54,070
am_tg
እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “ሲመሽ ‘ሰማዩ ስለ ቀላ ብራ ይሆናል’ ትላላችሁ፤
ንሱ ግና ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ምስ መሰየ፡ ‘ሰማይ ቀዪሑ ኣሎ እሞ፡ ጻሕያ ኪኸውን እዩ’ ትብሉ፣
54,071

54,072
am_tg
ጠዋት ላይ ደግሞ ‘ሰማዩ ቢቀላም ደመና ስለሆነ ዛሬ ብርድ ይሆናል፣ ዝናብም ይዘንባል’ ትላላችሁ። የሰማዩን መልክ በማየት መተርጎም ትችላላችሁ፤ የዘመኑን ምልክት ግን መተርጎም አትችሉም።
ምስ ወግሐ፡ ‘እቲ እተደባነወ ሰማይ ቀዪሑ ኣሎ እሞ፡ ሎሚ ዝናም ኪዘንም እዩ’ ትብሉ። ትርኢት ሰማይ ብኸመይ ከም እተለልዩ ትፈልጡ፣ ምልክት ግዜያት ግና ከተለልዩ ኣይትኽእሉን።
54,073

54,074
am_tg
ክፉና አመንዝራ ትውልድ ሁልጊዜ ምልክት ማየት ይፈልጋል፤ ሆኖም ከዮናስ ምልክት በስተቀር ምንም ምልክት አይሰጠውም።” ይህን ከተናገረ በኋላ ትቷቸው ሄደ።
እኩይን ዘማውን ወለዶ ትእምርቲ ይደሊ፣ ብዘይካ ትእምርቲ ዮናስ ግና፡ ትእምርቲ ኣይኪውሃቦን እዩ።” ሓዲግዎም ከኣ ከደ።
54,075

54,076
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ወደ ባሕሩ ማዶ ተሻገሩ፤ በዚህ ጊዜ ዳቦ መያዝ ረስተው ነበር።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ናብ ስግር ሰገሩ፣ ምምላእ እንጌራ ኸኣ ረስዑ።
54,077

54,078
am_tg
ኢየሱስ “ተጠንቀቁ፣ ከፈሪሳውያንና ከሰዱቃውያን እርሾ ተጠበቁ” አላቸው።
የሱስ ከኣ፡ “ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያንን ሰዱቃውያንን ተጠንቀቑን ተሓለዉን” በሎም።
54,079

54,080
am_tg
እነሱም እርስ በርሳቸው “ዳቦ ስላልያዝን ይሆናል” ይባባሉ ጀመር።
ንሳቶም ድማ፡ “እንጌራ ስለ ዘይተማላእና እዩ” እናበሉ ተዛራረቡ።
54,081

54,082
am_tg
ኢየሱስም ይህን አውቆ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ እምነት የጎደላችሁ! ዳቦ ስላልያዝን ነው ብላችሁ ለምን እርስ በርሳችሁ ትነጋገራላችሁ?
የሱስ ነዚ ፈሊጡ፡ ከምዚ በሎም፦ “ኣቱም ጐደሎ ዝእምነቶም፡ ስለምንታይ እንጌራ ስለ ዘይብልኩም ትዛራረቡ ኣለኹም፧
54,083

54,084
am_tg
አሁንም ነጥቡ አልገባችሁም? ወይስ አምስቱ ዳቦ ለ5,000ዎቹ ሰዎች በቅቶ ከዚያ የተረፈውን ምን ያህል ቅርጫት እንደሰበሰባችሁ አታስታውሱም?
እቲ ሓሙሽተ እንጌራ ን5,000 ኣኺሉስ ክንደይ መሶብ ከም ዘልዓልኩምዶ ገና ኣይተስተውዕሉን ወይ ኣይትዝክሩን ኢኹም፧
54,085

54,086
am_tg
ወይስ ሰባቱ ዳቦ ለ4,000ዎቹ ሰዎች በቅቶ ከዚያ የተረፈውን በትላልቅ ቅርጫት ምን ያህል እንደሰበሰባችሁ ትዝ አይላችሁም?
ወይስ እቲ ሸውዓተ እንጌራ ን4,000 ኣኺሉስ ክንደይ ዓብዪ መሶብ ኢኹም ዘልዓልኩም፧
54,087

54,088
am_tg
ታዲያ የነገርኳችሁ ስለ ዳቦ እንዳልሆነ እንዴት አታስተውሉም? እንግዲህ ከፈሪሳውያንና ከሰዱቃውያን እርሾ ተጠንቀቁ።”
ብዛዕባ እንጌራ ኸም ዘይተዛረብኩኹም ከመይ ዘይተስተውዕሉ፧ ግናኸ ኻብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያንን ሰዱቃውያንን ተሓለዉ።”
54,089

54,090
am_tg
በዚህ ጊዜ ተጠንቀቁ ያላቸው ከዳቦ እርሾ ሳይሆን ከፈሪሳውያንና ከሰዱቃውያን ትምህርት እንደሆነ ገባቸው።
ሽዑ፡ ካብ ማይ ብሑቝ እንጌራ ዘይኰነስ፡ ካብ ትምህርቲ ፈሪሳውያንን ሰዱቃውያንን ኪሕለዉ ኸም ዝበሎም ኣስተውዓሉ።
54,091

54,092
am_tg
ኢየሱስ ወደ ቂሳርያ ፊልጵስዩስ አካባቢ በመጣ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱን “ሰዎች፣ የሰውን ልጅ ማን ነው ይሉታል?” ሲል ጠየቃቸው።
የሱስ ናብ ዞባ ቂሳርያ ናይ ፊልጶስ ምስ መጸ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ሰባት ንወዲ ሰብ መን እዩ ይብልዎ ኣለዉ፧” ኢሉ ሓተቶም።
54,093

54,094
am_tg
እነሱም “አንዳንዶች መጥምቁ ዮሐንስ፣ ሌሎች ኤልያስ፣ ሌሎች ደግሞ ኤርምያስ ወይም ከነቢያት አንዱ ነው ይላሉ” አሉት።
ንሳቶም ድማ፡ “ገሊኣቶም ዮሃንስ መጥምቕ፡ ካልኦት ኤልያስ፡ ካልኦት ከኣ ኤርምያስ ወይ ሓደ ኻብ ነብያት ይብሉ” በልዎ።
54,095

54,096
am_tg
እሱም “እናንተስ ስለ እኔ ማንነት ምን ትላላችሁ?” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ፧” በሎም።
54,097
tg_am
ንሱ ድማ፡ “ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ፧” በሎም።
እሱም “እናንተስ ስለ እኔ ማንነት ምን ትላላችሁ?” አላቸው።
54,098
am_tg
ስምዖን ጴጥሮስም “አንተ ክርስቶስ፣ የሕያው አምላክ ልጅ ነህ” ብሎ መለሰለት።
ስምኦን ጴጥሮስ፡ “ንስኻ ክርስቶስ ወዲ ህያው ኣምላኽ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ።
54,099