Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
54,100
am_tg
ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አለው፦ “የዮናስ ልጅ ስምዖን፣ ይህን የገለጠልህ ሥጋና ደም ሳይሆን በሰማያት ያለው አባቴ ስለሆነ ደስ ይበልህ።
የሱስ ከኣ መሊሱ ኸምዚ በሎ፦ “ስምኦን ወዲ ዮናስ፡ ነዝስ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦይ ደኣ እምበር፡ ስጋን ደምን ኣይገለጸልካን እሞ፡ ሕጉስ ኢኻ።
54,101
tg_am

54,102
am_tg
ደግሞም እልሃለሁ፦ አንተ ጴጥሮስ ነህ፤ በዚህች ዓለት ላይ ጉባኤዬን እገነባለሁ፤ የመቃብር በሮችም አያሸንፏትም።
ኣነ ኸኣ እብለካ ኣለኹ፦ ንስኻ ጴጥሮስ ኢኻ፣ ንጉባኤይ ከኣ ኣብዛ ኸውሒ እዚኣ ኽሃንጻ እየ፣ ኣፍ ደገታት መቓብር እውን ኣይኪሕይልዋን እዮም።
54,103

54,104
am_tg
የመንግሥተ ሰማያትን ቁልፎች እሰጥሃለሁ፤ በምድር የምታስረው ሁሉ ቀድሞውኑ በሰማያት የታሰረ ይሆናል፤ እንዲሁም በምድር የምትፈታው ሁሉ ቀድሞውኑ በሰማያት የተፈታ ይሆናል።”
መፋትሕ መንግስተ ሰማያት ክህበካ እየ፣ ኣብ ምድሪ እትኣስሮ ዘበለ፡ ኣብ ሰማያት ድሮ እሱር ኪኸውን እዩ፣ ኣብ ምድሪ እትፈትሖ ዘበለ ድማ፡ ኣብ ሰማያት ድሮ ፍቱሕ ኪኸውን እዩ።”
54,105

54,106
am_tg
ከዚያም ደቀ መዛሙርቱን እሱ ክርስቶስ መሆኑን ለማንም እንዳይናገሩ አጥብቆ አዘዛቸው።
ድሕርዚ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ብጽኑዕ ኣዘዞም።
54,107

54,108
am_tg
ከዚያን ጊዜ አንስቶ፣ ኢየሱስ ወደ ኢየሩሳሌም መሄድ እንዳለበት እንዲሁም በሽማግሌዎች፣ በካህናት አለቆችና በጸሐፍት እጅ ከባድ መከራ ይቀበልና ይገደል ዘንድ እንደሚገባው ብሎም በሦስተኛው ቀን እንደሚነሳ ለደቀ መዛሙርቱ ይገልጽላቸው ጀመር።
ካብ ሽዑ ንደሓር፡ የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ፡ ናብ የሩሳሌም ኪኸይድ፡ ብዓበይትን ብሊቃውንቲ ኻህናትን ብጸሓፍትን ብዙሕ መከራ ኺጸግብ፡ ኪቕተል፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ እውን ኪትንስእ ከም ዚግብኦ፡ ኪገልጸሎም ጀመረ።
54,109

54,110
am_tg
በዚህ ጊዜ ጴጥሮስ ኢየሱስን ለብቻው በመውሰድ “ጌታ ሆይ፣ በራስህ ላይ እንዲህ አትጨክን፤ በምንም ዓይነት እንዲህ ያለ ነገር አይደርስብህም” እያለ ይገሥጸው ጀመር።
ጴጥሮስ ከኣ ንበይኑ ገይሩ፡ “ጐይታይ፡ ንርእስኻ እባ ሕለየላ፣ እዝስ ኣይብጻሕካ” ኢሉ ኺገንሖ ጀመረ።
54,111

54,112
am_tg
እሱ ግን ጀርባውን በመስጠት ጴጥሮስን “ወደ ኋላዬ ሂድ፣ ሰይጣን! የሰውን እንጂ የአምላክን ሐሳብ ስለማታስብ እንቅፋት ሆነህብኛል” አለው።
ንሱ ግና ንጴጥሮስ ዝባኑ እናሃቦ፡ “ናብ ድሕረይ ኪድ፡ ሰይጣን! ናይ ሰብ እምበር፡ ናይ ኣምላኽ ኣይትሓስብን ኢኻ እሞ፡ ንዓይ መዐንቀፊ ኢኻ” በሎ።
54,113

54,114
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ “ሊከተለኝ የሚፈልግ ማንም ቢኖር ራሱን ይካድ፤ የራሱን የመከራ እንጨት ይሸከም፤ ያለማቋረጥም ይከተለኝ።
ድሕርዚ፡ የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ኸምዚ በሎም፦ “ኪስዕበኒ ዚደሊ ዘበለ፡ ርእሱ ቐቢጹ፡ ጕንዲ ስቅያቱ ኣልዒሉ፡ ብቐጻሊ ይስዓበኒ።
54,115

54,116
am_tg
ሕይወቱን ማዳን የሚፈልግ ሁሉ ያጣታልና፤ ለእኔ ሲል ሕይወቱን የሚያጣ ሁሉ ግን ያገኛታል።
ንህይወቱ ኼድሕና ዚደሊ ዘበለስ፡ ኬጥፍኣ እዩ፣ ንህይወቱ ምእንታይ ዜጥፍኣ ዘበለ ግና፡ ኪረኽባ እዩ።
54,117

54,118
am_tg
ደግሞስ አንድ ሰው ዓለምን ሁሉ የራሱ ቢያደርግ፣ ሕይወቱን ግን ቢያጣ ምን ይጠቅመዋል? ወይስ ሰው ለሕይወቱ ምትክ የሚሆን ምን ነገር ሊሰጥ ይችላል?
ሰብ ምሉእ ዓለም ረቢሑስ፡ ህይወቱ እንተ ኣጥፊኡ እንታይ ይጠቕሞ፧ ወይስ ሰብ ኣብ ክንዲ ህይወቱ እንታይ ይህብ፧
54,119

54,120
am_tg
የሰው ልጅ ከመላእክቱ ጋር በአባቱ ክብር ይመጣልና፤ ከዚያም ለእያንዳንዱ እንደ ምግባሩ ይከፍለዋል።
ወዲ ሰብሲ ብኽብሪ ኣቦኡ ምስ መላእኽቱ ኺመጽእ እዩ፣ ሽዑ ድማ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኺፈድዮ እዩ።
54,121

54,122
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ እዚህ ከቆሙት መካከል አንዳንዶች የሰው ልጅ በመንግሥቱ ሲመጣ እስኪያዩ ድረስ ፈጽሞ ሞትን አይቀምሱም።”
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ገለ ኻብዞም ኣብዚኣ ደው ኢሎም ዘለዉ፡ ንወዲ ሰብ ብመንግስቱ ኺመጽእ ከሎ ኽሳዕ ዚርእይዎ፡ ሞት ኣይኪጥዕሙን እዮም።”
54,123

54,124
am_tg
ሕዝቡንም ባየ ጊዜ ወደ ተራራ ወጣ፤ በዚያ ከተቀመጠ በኋላም ደቀ መዛሙርቱ ወደ እሱ መጡ።
ህዝቢ ምስ ረኣየ፡ ናብ ከረን ደየበ፣ ምስ ተቐመጠ ኸኣ፡ ደቀ መዛሙርቱ ናብኡ መጹ።
54,125

54,126
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ መናገር ጀመረ፤ እንዲህም ሲል አስተማራቸው፦
ሽዑ፡ ኣፉ ኸፊቱ፡ ከምዚ እናበለ መሃሮም፦
54,127
tg_am
ሽዑ፡ ኣፉ ኸፊቱ፡ ከምዚ እናበለ መሃሮም፦
ከዚያም ኢየሱስ መናገር ጀመረ፤ እንዲህም ሲል አስተማራቸው፦
54,128
am_tg
“መንፈሳዊ ነገሮችን የተጠሙ ደስተኞች ናቸው፤ መንግሥተ ሰማያት የእነሱ ነውና።
“መንፈሳዊ ነገራት ዚሃርፉ፡ መንግስተ ሰማያት ናታቶም እያ እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
54,129

54,130
am_tg
“የሚያዝኑ ደስተኞች ናቸው፤ መጽናኛ ያገኛሉና።
“ዚሓዝኑ፡ ኪጸናንዑ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
54,131
tg_am
“ዚሓዝኑ፡ ኪጸናንዑ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
“የሚያዝኑ ደስተኞች ናቸው፤ መጽናኛ ያገኛሉና።
54,132
am_tg
“ገሮች ደስተኞች ናቸው፤ ምድርን ይወርሳሉና።
“ልኡማት ንምድሪ ኺወርስዋ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
54,133
tg_am
“ልኡማት ንምድሪ ኺወርስዋ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
“ገሮች ደስተኞች ናቸው፤ ምድርን ይወርሳሉና።
54,134
am_tg
“ጽድቅን የሚራቡና የሚጠሙ ደስተኞች ናቸው፤ ይጠግባሉና።
“ጽድቂ ዚጠምዩን ዚጸምኡን፡ ኪጸግቡ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
54,135

54,136
am_tg
“መሐሪዎች ደስተኞች ናቸው፤ ምሕረት ይደረግላቸዋልና።
“መሓርቲ ኺምሓሩ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
54,137
tg_am
“መሓርቲ ኺምሓሩ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
“መሐሪዎች ደስተኞች ናቸው፤ ምሕረት ይደረግላቸዋልና።
54,138
am_tg
“ልባቸው ንጹሕ የሆነ ደስተኞች ናቸው፤ አምላክን ያያሉና።
“ጽሩይ ዝልቦም፡ ንኣምላኽ ኪርእይዎ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
54,139

54,140
am_tg
“ሰላም ፈጣሪዎች ደስተኞች ናቸው፤ የአምላክ ልጆች ይባላሉና።
“ገበርቲ ሰላም፡ ውሉዳት ኣምላኽ ኪብሃሉ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
54,141

54,142
am_tg
“ለጽድቅ ሲሉ ስደት የሚደርስባቸው ደስተኞች ናቸው፤ መንግሥተ ሰማያት የእነሱ ነውና።
“ምእንቲ ጽድቂ ዚስጐጉ፡ መንግስተ ሰማያት ናታቶም እያ እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።
54,143

54,144
am_tg
“በእኔ ምክንያት ሰዎች ሲነቅፏችሁ፣ ስደት ሲያደርሱባችሁና ክፉውን ሁሉ በውሸት ሲያስወሩባችሁ ደስተኞች ናችሁ።
“ምእንታይ ምስ ዚጸርፉኹምን ምስ ዚሰጕጉኹምን ክፉእ ዘበለ ብሓሶት ምስ ዚዛረቡልኩምን፡ ሕጉሳት ኢኹም።
54,145

54,146
am_tg
በሰማያት የሚጠብቃችሁ ሽልማት ታላቅ ስለሆነ ሐሴት አድርጉ፤ በደስታም ፈንጥዙ፤ ከእናንተ በፊት የነበሩትን ነቢያት እንደዚሁ ስደት አድርሰውባቸው ነበርና።
ቅድሜኹም ንዝነበሩ ነብያት እውን ከምኡ ሰጒጎምዎም እዮም እሞ፡ ኣብ ሰማያት ዓስብኹም ብዙሕ ስለ ዝዀነ፡ ተሓጐሱ፡ ባህ እውን ይበልኩም።
54,147

54,148
am_tg
“እናንተ የምድር ጨው ናችሁ፤ ሆኖም ጨው የጨውነት ጣዕሙን ቢያጣ ጨውነቱን እንዴት መልሶ ሊያገኝ ይችላል? ከዚህ በኋላ ወደ ውጭ ተጥሎ በሰው ከመረገጥ በቀር ለምንም ነገር አያገለግልም።
“ንስኻትኩም ጨው ምድሪ ኢኹም፣ ጨው መቐረቱ እንተ ኣጥፊኡ ግና፡ ብኸመይ ጨዋም ይኸውን፧ ብሰብ ኪርገጽ ናብ ግዳም ኪድርበ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኣይጠቅምን እዩ።
54,149

54,150
am_tg
“እናንተ የዓለም ብርሃን ናችሁ። በተራራ ላይ ያለች ከተማ ልትሰወር አትችልም።
“ንስኻትኩም ብርሃን ዓለም ኢኹም። ኣብ ከረን እተደኰነት ከተማ ኽትክወል ኣይትኽእልን እያ።
54,151

54,152
am_tg
ሰዎች መብራት አብርተው እንቅብ አይደፉበትም፤ ከዚህ ይልቅ በመቅረዝ ላይ ያስቀምጡታል፤ በቤት ውስጥ ላሉትም ሁሉ ያበራል።
መብራህቲ ኣብሪሆም ኣብ ትሕቲ ኸፈር ዘይኰነስ፡ ኣብ ቀዋሚ ቐንዴል እዮም ዚሰቕልዎ፣ ኣብ ቤት ንዘሎ ዅሉ ድማ የብርህ።
54,153

54,154
am_tg
በተመሳሳይም ሰዎች መልካም ሥራችሁን አይተው በሰማያት ያለውን አባታችሁን እንዲያከብሩ ብርሃናችሁ በሰው ፊት ይብራ።
ከምኡ ኸኣ፡ ነቲ ሰናይ ግብርኹም ርእዮም፡ ኣብ ሰማያት ንዘሎ ኣቦኹም ምእንቲ ኼሞግስዎ፡ ብርሃንኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ይብራህ።
54,155

54,156
am_tg
“ሕጉን ወይም የነቢያትን ቃል ልሽር እንደመጣሁ አድርጋችሁ አታስቡ። ልፈጽም እንጂ ልሽር አልመጣሁም።
“ንሕጊ ዀነ ንነብያት ክስዕር ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም። ክፍጽም ደኣ እምበር፡ ክስዕር ኣይመጻእኩን።
54,157

54,158
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ ሰማይና ምድር ቢያልፉ እንኳ እነዚህ ሁሉ ነገሮች እስኪከናወኑ ድረስ ከሕጉ አነስተኛዋ ፊደል ወይም የአንዷ ፊደል ጭረት ሳትፈጸም አትቀርም።
ሰማይን ምድርን እኳ እንተ ዚሓልፍ፡ ኵሉ ኽሳዕ ዚፍጸም፡ ካብ ሕጊ ሓንቲ ንእሽቶ ፊደል ወይ ሓንቲ ሕንጻጽ ፊደል እኳ ኣይክትሓልፍን እያ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
54,159

54,160
am_tg
በመሆኑም አነስተኛ ከሆኑት ከእነዚህ ትእዛዛት አንዷን የሚጥስና ሌሎች ሰዎችም እንዲህ እንዲያደርጉ የሚያስተምር ሰው ሁሉ በመንግሥተ ሰማያት ታናሽ ይባላል። እነዚህን ትእዛዛት የሚያከብርና የሚያስተምር ሰው ግን በመንግሥተ ሰማያት ታላቅ ይባላል።
እምበኣር፡ ሓንቲ ኻብዘን ንኣሽቱ ትእዛዛት ዚጥሕስ፡ ንሰብ ከኣ ከምኡ ዚምህር ዘበለ፡ ምስ መንግስተ ሰማያት ብእተተሓሓዘ ንእሽቶ ኺብሃል እዩ። እናገበረ ዚምህር ዘበለ ግና፡ ምስ መንግስተ ሰማያት ብእተተሓሓዘ ዓብዪ ኺብሃል እዩ።
54,161

54,162
am_tg
ጽድቃችሁ ከጸሐፍትና ከፈሪሳውያን ጽድቅ ካልበለጠ በምንም ዓይነት ወደ መንግሥተ ሰማያት እንደማትገቡ ልነግራችሁ እወዳለሁ።
ጽድቅኹም ካብ ናይ ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን እንተ ዘይበዚሑስ፡ ናብ መንግስተ ሰማያት ከቶ ኣይክትኣትዉን ኢኹም፡ እብለኩም ኣለኹ።
54,163

54,164
am_tg
“በጥንት ዘመን ለነበሩት ‘አትግደል፤ ሰው የገደለ ሁሉ ግን በፍርድ ቤት ይጠየቃል’ እንደተባለ ሰምታችኋል።
“ነቶም ቀዳሞት፡ ‘ዚቐትል ዘበለ ብቤት ፍርዲ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ እሞ፡ ኣይትቕተል’ ከም እተባህሎም ሰሚዕኩም ኣለኹም።
54,165

54,166
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፣ በወንድሙ ላይ ተቆጥቶ ቁጣው የማይበርድለት ሁሉ በፍርድ ቤት ይጠየቃል፤ ወንድሙንም ጸያፍ በሆነ ቃል የሚያጥላላ ሁሉ በከፍተኛ ፍርድ ቤት ይጠየቃል፤ ‘አንተ የማትረባ ጅል’ የሚለው ደግሞ ለእሳታማ ገሃነም ሊዳረግ ይችላል።
ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፡ ብሓዉ ተቘጢዑ ዚነብር ዘበለ ብቤት ፍርዲ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ፣ ንሓዉ ብሕማቕ ቃል ዜዋርዶ ዘበለ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ተሓታቲ ኪኸውን እዩ፣ ‘ኣታ ዘይትረብሕ ዓሻ’ ዚብሎ ዘበለ ኸኣ፡ ንገሃነም ሓዊ ኺፍረዶ ይኽእል እዩ።
54,167

54,168
am_tg
“እንግዲያው መባህን ወደ መሠዊያው ባመጣህ ጊዜ ወንድምህ በአንተ ቅር የተሰኘበት ነገር እንዳለ ትዝ ካለህ
“እምበኣር፡ መባእካ ናብ መሰውኢ እንተ ኣምጺእካ፡ ኣብኡ ኸኣ ሓውካ ጕህዩልካ ኸም ዘሎ እንተ ዘኪርካ፡
54,169

54,170
am_tg
መባህን በመሠዊያው ፊት ትተህ ሂድ። በመጀመሪያ ከወንድምህ ጋር ታረቅ፤ ከዚያም ተመልሰህ መባህን አቅርብ።
መባእካ ኣብኡ ኣብ ቅድሚ እቲ መሰውኢ ሓዲግካ ኺድ። ቅድም፡ ምስ ሓውካ ተዓረቕ፣ ድሕሪኡ፡ ተመሊስካ መባእካ ኣቕርብ።
54,171

54,172
am_tg
“ክስ ከመሠረተብህ ባላጋራ ጋር ወደ ፍርድ ቤት እየሄዳችሁ ሳለ ፈጥነህ ታረቅ፤ አለዚያ ባላጋራህ ለዳኛው፣ ዳኛው ደግሞ ለፍርድ ቤቱ ዘብ አሳልፎ ይሰጥህና እስር ቤት ልትገባ ትችላለህ።
“ነቲ ምስ መባእስትኻ ዘሎካ ነገር ገና ምስኡ ኣብ መገዲ ኸለኻ፡ ቀልጢፍካ ኣደቅሶ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ መባእስትኻ ንፈራዲ፡ እቲ ፈራዲ እውን ንጊልያኡ ኣሕሊፉ ኺህበካ እዩ፣ ንስኻ እውን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኽትድርበ ኢኻ።
54,173

54,174
am_tg
እውነት እልሃለሁ፣ የመጨረሻዋን ሳንቲምህን ከፍለህ እስክትጨርስ ድረስ ፈጽሞ ከዚያ አትወጣም።
እታ ናይ መወዳእታ ሳንቲም ክሳዕ እትኸፍል፡ ካብኡ ኣይክትወጽእን ኢኻ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ።
54,175

54,176
am_tg
“‘አታመንዝር’ እንደተባለ ሰምታችኋል።
“‘ኣይትዘሙ’ ኸም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም።
54,177
tg_am
“‘ኣይትዘሙ’ ኸም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም።
“‘አታመንዝር’ እንደተባለ ሰምታችኋል።
54,178
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፣ አንዲትን ሴት በፍትወት ስሜት የሚመለከት ሁሉ በዚያን ጊዜ በልቡ ከእሷ ጋር አመንዝሯል።
ኣነ ግና፡ ንሰበይቲ ብፍትወት ዚጥምታ ዅሉ፡ ብልቡ ድሮ ምስኣ ዘምዩ እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ።
54,179

54,180
am_tg
ስለዚህ ቀኝ ዓይንህ ቢያሰናክልህ አውጥተህ ጣለው። መላ ሰውነትህ ወደ ገሃነም ከሚወረወር ከሰውነትህ ክፍሎች አንዱን ብታጣ ይሻልሃል።
የማነይቲ ዓይንኻ እንተ ኣስሒታትካ፡ ጐጥጒጥካ ደርብያ። ብዘሎ ሰብነትካ ናብ ገሃነም ካብ ዚድርበ፡ ሓንቲ ኣካልካ እንተ ጠፍአት ይሕሸካ።
54,181

54,182
am_tg
እንዲሁም ቀኝ እጅህ ቢያሰናክልህ ቆርጠህ ጣለው። መላ ሰውነትህ ወደ ገሃነም ከሚጣል ከሰውነትህ ክፍሎች አንዱን ብታጣ ይሻልሃል።
የማነይቲ ኢድካ እንተ ኣስሒታትካ እውን፡ ቈሪጽካ ደርብያ። ብዘሎ ሰብነትካ ኣብ ገሃነም ካብ ዚኣቱ፡ ሓንቲ ኣካልካ እንተ ጠፍአት ይሕሸካ።
54,183

54,184
am_tg
“በተጨማሪም ‘ሚስቱን የሚፈታ ሁሉ የፍቺ የምሥክር ወረቀት ይስጣት’ ተብሏል።
“ብተወሳኺ፡ ‘ንሰበይቱ ዚፈትሓ ዘበለ፡ ጽሑፍ መፍትሒኣ ይሃባ’ ተባሂሉ እዩ።
54,185

54,186
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፣ በፆታ ብልግና ምክንያት ካልሆነ በስተቀር ሚስቱን የሚፈታ ሁሉ ምንዝር ለመፈጸም እንድትጋለጥ ያደርጋታል፤ እንዲሁም በዚህ መንገድ የተፈታችን ሴት የሚያገባ ሁሉ ያመነዝራል።
ኣነ ግና፡ ብዘይካ ብምኽንያት ምንዝርና ንሰበይቱ ዚፈትሓ ዅሉ፡ ንዝሙት የቃልዓ፣ ፍትሕቲ ዚምርዖ ዘበለ ድማ ይዝሙ፡ እብለኩም ኣለኹ።
54,187

54,188
am_tg
“ከዚህም ሌላ በጥንት ዘመን ለነበሩት ‘በከንቱ አትማል፤ ይልቁንም ለይሖዋ የተሳልከውን ፈጽም’ እንደተባለ ሰምታችኋል።
“ነቶም ቀዳሞት፡ ‘መብጽዓኻ ንየሆዋ ሃብ ደኣ እምበር፡ ብኸንቱ ኣይትምሓል’ ከም እተባህሎም እውን ሰሚዕኩም ኣለኹም።
54,189

54,190
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፣ ፈጽሞ አትማሉ። በሰማይም ቢሆን አትማሉ፤ የአምላክ ዙፋን ነውና፤
ኣነ ግና፡ እብለኩም ኣለኹ፦ ከቶ ኣይትምሓሉ፣ ብሰማይ ኰነ፡ ዝፋን ኣምላኽ እዩ እሞ፡
54,191

54,192
am_tg
በምድርም ቢሆን አትማሉ፤ የእግሩ ማሳረፊያ ነችና፤ በኢየሩሳሌምም ቢሆን አትማሉ፤ የታላቁ ንጉሥ ከተማ ነችና።
ብምድሪ ዀነ፡ ድኳ እግሩ እያ እሞ፡ ብየሩሳሌም ኰነ፡ ከተማ እቲ ዓብዪ ንጉስ እያ እሞ፡ ከቶ ኣይትምሓሉ።
54,193

54,194
am_tg
በራስህም ቢሆን አትማል፤ ከፀጉርህ አንዷን እንኳ ነጭ ወይም ጥቁር ማድረግ አትችልምና።
ሓንቲ ጸጕሪ ኸተጻዕድዉ ወይ ከተጸልሙ ኣይትኽእሉን ኢኹም እሞ፡ ብርእስኹም እውን ኣይትምሓሉ።
54,195

54,196
am_tg
ቃላችሁ ‘አዎ’ ከሆነ አዎ ይሁን፤ ‘አይደለም’ ከሆነ አይደለም ይሁን፤ ከዚህ ውጭ የሆነ ግን ከክፉው ነው።
‘እወ’ ዝበልኩምዎ፡ እወ፡ ‘ኣይፋል’ ዝበልኩምዎ ድማ፡ ኣይፋል ይኹን። ካብዚ ዝሓለፈ፡ ካብቲ እኩይ እዩ።
54,197

54,198
am_tg
“‘ዓይን ስለ ዓይን፣ ጥርስ ስለ ጥርስ’ እንደተባለ ሰምታችኋል።
“‘ኣብ ክንዲ ዓይኒ፡ ዓይኒ፣ ኣብ ክንዲ ስኒ፡ ስኒ’ ኸም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም።
54,199