Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
54,200
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፣ ክፉን ሰው አትቃወሙት፤ ከዚህ ይልቅ ቀኝ ጉንጭህን በጥፊ ለሚመታህ ሌላኛውን ደግሞ አዙርለት።
ኣነ ግና፡ እብለኩም ኣለኹ፦ ንእኩይ ኣይትቃወምዎ፣ የግዳስ፡ የማነይቲ ምዕጕርትኻ ንዚጸፍዓካ ዘበለ፡ እታ ኻልአይቲ ምለሰሉ።
54,201
tg_am

54,202
am_tg
አንድ ሰው ፍርድ ቤት ሊያቀርብህና እጀ ጠባብህን ሊወስድ ቢፈልግ መደረቢያህንም ጨምረህ ስጠው፤
ሓደ ሰብ ኪኸስሰካን ቀምሽካ ኺወስድን እንተ ደልዩ፡ ክዳንካ እውን ሕደገሉ፣
54,203

54,204
am_tg
እንዲሁም አንድ ባለሥልጣን አንድ ኪሎ ሜትር እንድትሄድ ቢያስገድድህ ሁለት ኪሎ ሜትር አብረኸው ሂድ።
ሓደ ብዓል ስልጣን ከተገልግሎ ኢሉ ሓደ ምዕራፍ ምስኡ ኽትከይድ እንተ ገዲዱካ፡ ክልተ ምዕራፍ ምስኡ ኺድ።
54,205

54,206
am_tg
ለሚለምንህ ስጥ፤ ሊበደርህ የሚፈልገውንም ሰው ፊት አትንሳው።
ንዚልምነካ ሃቦ፣ ካባኻ ኺልቃሕ ንዚደሊ እውን ኣይትኽልኣዮ።
54,207
tg_am
ንዚልምነካ ሃቦ፣ ካባኻ ኺልቃሕ ንዚደሊ እውን ኣይትኽልኣዮ።
ለሚለምንህ ስጥ፤ ሊበደርህ የሚፈልገውንም ሰው ፊት አትንሳው።
54,208
am_tg
“‘ባልንጀራህን ውደድ፤ ጠላትህን ጥላ’ እንደተባለ ሰምታችኋል።
“‘ብጻይካ ኣፍቅር፡ ጸላኢኻ ድማ ጽላእ’ ከም እተባህለ ሰሚዕኩም ኣለኹም።
54,209

54,210
am_tg
እኔ ግን እላችኋለሁ፦ ጠላቶቻችሁን ውደዱ እንዲሁም ስደት ለሚያደርሱባችሁ ጸልዩ፤
ኣነ ግና፡ እብለኩም ኣለኹ፦ ጸላእትኹም ኣፍቅሩ፡ ምእንቲ እቶም ዚሰጕጉኹም እውን ጸልዩ፣
54,211

54,212
am_tg
ይህን ብታደርጉ በሰማያት ላለው አባታችሁ ልጆች ትሆናላችሁ፤ እሱ በክፉዎችም ሆነ በጥሩ ሰዎች ላይ ፀሐዩን ያወጣልና፤ በጻድቃንም ሆነ ጻድቃን ባልሆኑ ሰዎች ላይ ዝናብ ያዘንባል።
ውሉዳት እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቦኹም ከኣ ክትኰኑ ኢኹም፣ ንሱ ንእኩያትን ንሕያዎትን ጸሓዩ የብርቕ፡ ንጻድቃንን ንሓጥኣንን ከኣ ዝናም የዝንም እዩ።
54,213

54,214
am_tg
የሚወዷችሁን ብቻ ብትወዱ ምን ብድራት ታገኛላችሁ? ቀረጥ ሰብሳቢዎችስ የሚያደርጉት ይህንኑ አይደለም?
ነቶም ዜፍቅሩኹም እንተ ኣፍቂርኩም፡ እንታይ ዓስቢ ኣሎኩም፧ ኣከብቲ ቐረጽከ ኸምኡ ይገብሩዶ የለዉን፧
54,215

54,216
am_tg
ደግሞስ ወንድሞቻችሁን ብቻ ሰላም ብትሉ ምን የተለየ ነገር ታደርጋላችሁ? አሕዛብስ የሚያደርጉት ይህንኑ አይደለም?
ንኣሕዋትኩም ጥራይ ሰላም እንተ ኢልኩምከ፡ እንታይ ሓለፋ ጌርኩም፧ ኣህዛብከ ኸምኡ ይገብሩዶ የለዉን፧
54,217

54,218
am_tg
በሰማይ ያለው አባታችሁ ፍጹም እንደሆነ እናንተም ፍጹማን ሁኑ።
እምበኣር፡ ከምቲ ሰማያዊ ኣቦኹም ፍጹም ዝዀነ፡ ንስኻትኩም እውን ፍጹማት ኩኑ።
54,219

54,220
am_tg
በዚያን ጊዜ የአውራጃ ገዢ የነበረው ሄሮድስ ስለ ኢየሱስ ሲሰማ
በቲ ግዜ እቲ፡ ሄሮድስ እቲ ገዛኢ ኣውራጃ፡ ወረ የሱስ ሰምዐ።
54,221
tg_am
በቲ ግዜ እቲ፡ ሄሮድስ እቲ ገዛኢ ኣውራጃ፡ ወረ የሱስ ሰምዐ።
በዚያን ጊዜ የአውራጃ ገዢ የነበረው ሄሮድስ ስለ ኢየሱስ ሲሰማ
54,222
am_tg
አገልጋዮቹን “ይህ መጥምቁ ዮሐንስ ነው። ከሞት ተነስቷል ማለት ነው፤ እነዚህን ተአምራት መፈጸም የቻለውም ለዚህ ነው” አላቸው።
ንገላዉኡ ኸኣ፡ “እዚ ዮሃንስ መጥምቕ እዩ። ንሱ ኻብ ምዉታት ተንሲኡ ኣሎ፣ ስለዚ ድማ እዩ ብእኡ ግብርታት ሓይሊ ዚግበር ዘሎ” በሎም።
54,223

54,224
am_tg
ሄሮድስ የወንድሙ የፊልጶስ ሚስት በሆነችው በሄሮድያዳ ምክንያት ዮሐንስን ይዞ በሰንሰለት በማሰር ወህኒ አስገብቶት ነበር።
ሄሮድስሲ ንዮሃንስ፡ ብሰሪ ሄሮድያዳ ሰበይቲ ፊልጶስ ሓዉ፡ ሒዙ ኣሲሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣእትይዎ ነበረ።
54,225

54,226
am_tg
ዮሐንስ ሄሮድስን “እሷን እንድታገባ ሕግ አይፈቅድልህም” ይለው ነበር።
ምኽንያቱ፡ ዮሃንስ፡ “ናትካ ኽትገብራ ኣይተፈቕደልካን” ይብሎ ነበረ።
54,227

54,228
am_tg
ሄሮድስ ሊገድለው ይፈልግ የነበረ ቢሆንም ሕዝቡ እንደ ነቢይ ይመለከተው ስለነበር ሕዝቡን ፈራ።
ይኹን እምበር፡ ኪቐትሎ ይደሊ እኳ እንተ ነበረ፡ እቶም ህዝቢ ኸም ነብዪ ይርእይዎ ስለ ዝነበሩ፡ ፈርሆም።
54,229

54,230
am_tg
ሆኖም የሄሮድስ ልደት በተከበረበት ዕለት የሄሮድያዳ ልጅ በግብዣው ላይ በመጨፈር ሄሮድስን እጅግ ደስ አሰኘችው፤
ሄሮድስ ዕለተ ልደቱ ኼብዕል ከሎ፡ ጓል ሄሮድያዳ ኣብኡ ሳዕስዐት፡ ንሄሮድስ ከኣ ብዙሕ ኣሐጐሰቶ።
54,231

54,232
am_tg
በመሆኑም የጠየቀችውን ሁሉ ሊሰጣት በመሐላ ቃል ገባላት።
ስለዚ ድማ፡ ዝደለየቶ ዘበለ ኺህባ ብማሕላ ኣተስፈዋ።
54,233
tg_am
ስለዚ ድማ፡ ዝደለየቶ ዘበለ ኺህባ ብማሕላ ኣተስፈዋ።
በመሆኑም የጠየቀችውን ሁሉ ሊሰጣት በመሐላ ቃል ገባላት።
54,234
am_tg
ከዚያም እናቷ በሰጠቻት ምክር መሠረት “የመጥምቁ ዮሐንስን ራስ በዚህ ሳህን ስጠኝ” አለችው።
ንሳ እውን ከምቲ ኣዲኣ ዝበለታ፡ “ርእሲ ዮሃንስ መጥምቕ፡ ኣብ ሸሓኒ ጌርካ ኣብዚ ሃበኒ” በለቶ።
54,235

54,236
am_tg
ንጉሡ ቢያዝንም ስለ መሐላውና አብረውት ይበሉ ስለነበሩት ሲል የዮሐንስ ራስ እንዲሰጣት አዘዘ።
እቲ ንጉስ ዋላ እኳ እንተ ጐሃየ፡ ስለቲ ማሕላኡን ስለቶም ምስኡ ኣብ መኣዲ ተቐሚጦም ዝነበሩን ኢሉ፡ ኪውሃባ ኣዘዘ።
54,237

54,238
am_tg
ሰው ልኮም የዮሐንስን ራስ በወህኒ ቤት አስቆረጠ።
ልኢኹ ድማ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ፡ ርእሲ ዮሃንስ ኣሰየፈ።
54,239
tg_am
ልኢኹ ድማ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ፡ ርእሲ ዮሃንስ ኣሰየፈ።
ሰው ልኮም የዮሐንስን ራስ በወህኒ ቤት አስቆረጠ።
54,240
am_tg
ራሱን በሳህን አምጥተው ለልጅቷ ሰጧት፤ እሷም ለእናቷ ሰጠቻት።
እታ ርእሱ ኣብ ሸሓኒ ተገይራ ነታ ጓል ተዋህበታ፣ ንሳ ድማ ናብ ኣዲኣ ወሰደታ።
54,241

54,242
am_tg
በኋላም የዮሐንስ ደቀ መዛሙርት መጡና አስከሬኑን ወስደው ቀበሩት፤ ከዚያም መጥተው ለኢየሱስ ነገሩት።
ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ መጺኦም፡ ሬሳኡ ወሲዶም ቀበርዎ፣ ከይዶም ድማ ንየሱስ ነገርዎ።
54,243

54,244
am_tg
ኢየሱስ ይህን ሲሰማ ብቻውን ለመሆን በጀልባ ተሳፍሮ ገለል ወዳለ ስፍራ ሄደ። ሕዝቡ ግን መሄዱን ሰምተው ከየከተማው እየወጡ በእግር ተከተሉት።
የሱስ፡ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ብሕት ኪብል ኢሉ፡ ካብኡ ብጃልባ ነቒሉ ናብ ጽምዊ ቦታ ኸደ። እቶም ህዝቢ ግና ብዛዕባ እዚ ሰሚዖም፡ ካብ ከተማታት ብእግሪ ሰዓብዎ።
54,245

54,246
am_tg
ኢየሱስ ወደ ባሕሩ ዳርቻ ሲመጣ እጅግ ብዙ ሕዝብ ተመለከተና በጣም አዘነላቸው፤ በመካከላቸው የነበሩትንም ሕመምተኞች ፈወሰ።
ካብ ጃልባ ምስ ወረደ፡ ብዙሕ ህዝቢ ረኣየ እሞ ደንገጸሎም፡ ሕሙማቶም እውን ኣሕወየ።
54,247

54,248
am_tg
በመሸ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ ወደ እሱ ቀርበው “ቦታው ገለል ያለ ነው፤ ሰዓቱ ደግሞ ገፍቷል፤ ስለዚህ ሕዝቡ ወደ መንደሮቹ ሄደው ምግብ እንዲገዙ አሰናብታቸው” አሉት።
ኣጋ ምሸት ምስ ኰነ ግና፡ ደቀ መዛሙርቱ ናብኡ ቐሪቦም፡ “እዛ ቦታ እዚኣ ጽምውቲ እያ፡ ግዜ ድማ ከይዱ እዩ እሞ፡ ነዞም ህዝቢ ናብ ኣቝሻት ከይዶም ዚብላዕ ኪዕድጉ ኣሰናብቶም” በልዎ።
54,249

54,250
am_tg
ይሁን እንጂ ኢየሱስ “መሄድ አያስፈልጋቸውም፤ እናንተ የሚበሉት ነገር ስጧቸው” አላቸው።
የሱስ ግና፡ “ኪኸዱ ኣየድልዮምን እዩ፣ ንስኻትኩም ዚብላዕ ሃብዎም” በሎም።
54,251

54,252
am_tg
እነሱም “ከአምስት ዳቦና ከሁለት ዓሣ በስተቀር እዚህ ምንም ነገር የለንም” አሉት።
ንሳቶም ከኣ፡ “ኣብዚ ብዘይካ ሓሙሽተ እንጌራን ክልተ ዓሳን፡ ገለ እኳ የብልናን” በልዎ።
54,253

54,254
am_tg
እሱም “ያለውን ወደ እኔ አምጡት” አላቸው።
ንሱ እውን፡ “ናባይ ኣምጽእዎ” በሎም።
54,255
tg_am
ንሱ እውን፡ “ናባይ ኣምጽእዎ” በሎም።
እሱም “ያለውን ወደ እኔ አምጡት” አላቸው።
54,256
am_tg
ሕዝቡንም ሣሩ ላይ እንዲቀመጡ አዘዘ። ከዚያም አምስቱን ዳቦና ሁለቱን ዓሣ ይዞ ወደ ሰማይ ቀና በማለት ባረከ፤ ዳቦውን ከቆረሰ በኋላም ለደቀ መዛሙርቱ ሰጠ፤ እነሱ ደግሞ ለሕዝቡ ሰጡ።
ነቶም ህዝቢ ኸኣ ኣብ ሳዕሪ ኪቕመጡ ኣዘዞም። ነተን ሓሙሽተ እንጌራን ክልተ ዓሳን ኣልዒሉ ድማ ናብ ሰማይ ጠመተ እሞ ባሪኹ፡ ነተን እንጌራ ቘሪሱ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ሃቦም፣ ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ ነቶም ህዝቢ ሃብዎም።
54,257

54,258
am_tg
ሁሉም በልተው ጠገቡ፤ ከዚያም የተረፈውን ቁርስራሽ ሰበሰቡ፤ ቁርስራሹም 12 ቅርጫት ሙሉ ሆነ።
ኵላቶም ድማ በሊዖም ጸገቡ፣ እቲ ዝተረፈ ቝርስራስ ድማ፡ 12 መሶብ መሊኦም ኣልዓሉ።
54,259

54,260
am_tg
የበሉትም ከሴቶችና ከትናንሽ ልጆች ሌላ 5,000 ወንዶች ነበሩ።
እቶም ዝበልዑ ኸኣ፡ ብዘይ ኣንስትን ቈልዑን፡ ኣስታት 5,000 ሰብኡት ነበሩ።
54,261

54,262
am_tg
ወዲያውም፣ እሱ ሕዝቡን እያሰናበተ ሳለ ደቀ መዛሙርቱን ጀልባ ተሳፍረው ቀድመውት ወደ ማዶ እንዲሻገሩ ነገራቸው።
ብኡብኡ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ናብ ጃልባ ኸም ዚድይቡ፡ ነቶም ህዝቢ ኽሳዕ ዜሰናብቶም ድማ፡ ናብ ስግር ከም ዚቕድምዎ ገበረ።
54,263

54,264
am_tg
ሕዝቡን ካሰናበተ በኋላ ለመጸለይ ብቻውን ወደ ተራራ ወጣ። በመሸም ጊዜ በዚያ ብቻውን ነበር።
ነቶም ህዝቢ ኣሰናቢቱ ኸኣ፡ ኪጽሊ ኢሉ በይኑ ናብ ከረን ደየበ። ምስ መሰየ፡ ኣብኡ በይኑ ነበረ።
54,265

54,266
am_tg
በዚህ ጊዜ ጀልባው በመቶዎች የሚቆጠሩ ሜትሮች ከየብስ ርቆ የነበረ ሲሆን ነፋሱ ወደ እነሱ ይነፍስ ስለነበር ማዕበሉ በጣም አስቸገራቸው።
ሽዑ፡ እታ ጃልባ ኻብ ምድሪ ኣማእታት ሜተራት ርሒቓ ነበረት፣ ንፋስ ኣንጻሮም ብምንባሩ ድማ፡ ምስ ማዕበል ትቃለስ ነበረት።
54,267

54,268
am_tg
ሆኖም ኢየሱስ በአራተኛው ክፍለ ሌሊት በባሕሩ ላይ እየተራመደ ወደ እነሱ መጣ።
ንሱ ግና ብባሕረ ባሕሪ እናኸደ፡ ኣብ ራብዓይ ክፋል ሓለዋ ለይቲ ናባታቶም በጽሐ።
54,269

54,270
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ በባሕሩ ላይ ሲራመድ ባዩት ጊዜ ደንግጠው “ምትሃት ነው!” አሉ። በፍርሃት ተውጠውም ጮኹ።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ ብባሕረ ባሕሪ ኪኸይድ ምስ ረኣይዎ፡ “ምትሃት እዩ!” እናበሉ ተረበሹ፣ ብፍርሂ ድማ ኣእወዩ።
54,271

54,272
am_tg
ሆኖም ኢየሱስ ወዲያውኑ “አይዟችሁ! እኔ ነኝ፤ አትፍሩ” አላቸው።
የሱስ ግና ብኡብኡ፡ “ኣጆኹም፡ ኣነ እየ፣ ኣይትፍርሁ” ኢሉ ተዛረቦም።
54,273

54,274
am_tg
ጴጥሮስም መልሶ “ጌታ ሆይ፣ አንተ ከሆንክ በውኃው ላይ እየተራመድኩ ወደ አንተ እንድመጣ እዘዘኝ” አለው።
ጴጥሮስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ እንተ ዄንካስ፡ ብማየ ማይ ክመጸካ ኣዝዘኒ” ኢሉ መለሰሉ።
54,275

54,276
am_tg
እሱም “ና!” አለው። በዚህ ጊዜ ጴጥሮስ ከጀልባው ላይ ወርዶ በውኃው ላይ እየተራመደ ወደ ኢየሱስ አመራ።
ንሱ ድማ፡ “ንዓ!” በሎ። ሽዑ ጴጥሮስ ካብታ ጃልባ ወሪዱ፡ ብማየ ማይ ናብ የሱስ ከደ።
54,277

54,278
am_tg
ሆኖም አውሎ ነፋሱን ሲያይ ፈራ። መስጠም ሲጀምርም “ጌታ ሆይ፣ አድነኝ!” ብሎ ጮኸ።
ህቦብላ ንፋስ ምስ ረኣየ ግና፡ ፈርሀ። ኪጥሕል ምስ ጀመረ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ኣድሕነኒ!” ኢሉ ኣእወየ።
54,279

54,280
am_tg
ወዲያው ኢየሱስ እጁን ዘርግቶ ያዘውና “አንተ እምነት የጎደለህ! ለምን ተጠራጠርክ?” አለው።
የሱስ ብኡብኡ ኢዱ ዘርጊሑ ሓዞ እሞ፡ “ኣታ ጐደሎ ዝእምነቱ፡ ስለምንታይ ተጠራጢርካ፧” በሎ።
54,281

54,282
am_tg
ጀልባው ላይ ከወጡ በኋላ አውሎ ነፋሱ ጸጥ አለ።
ናብታ ጃልባ ምስ ደየቡ፡ እቲ ህቦብላ ንፋስ ሃድአ።
54,283
tg_am
ናብታ ጃልባ ምስ ደየቡ፡ እቲ ህቦብላ ንፋስ ሃድአ።
ጀልባው ላይ ከወጡ በኋላ አውሎ ነፋሱ ጸጥ አለ።
54,284
am_tg
ከዚያም በጀልባው ውስጥ ያሉት “አንተ በእርግጥ የአምላክ ልጅ ነህ” ብለው ሰገዱለት።
ሽዑ፡ እቶም ኣብታ ጃልባ ዝነበሩ፡ “ንስኻ ብሓቂ ወዲ ኣምላኽ ኢኻ” እናበሉ ሰገዱሉ።
54,285

54,286
am_tg
ባሕሩንም ተሻግረው ጌንሴሬጥ ወደተባለ ቦታ ደረሱ።
ተሳጊሮም ከኣ፡ ናብ ምድሪ ጌንሳሬጥ መጹ።
54,287
tg_am
ተሳጊሮም ከኣ፡ ናብ ምድሪ ጌንሳሬጥ መጹ።
ባሕሩንም ተሻግረው ጌንሴሬጥ ወደተባለ ቦታ ደረሱ።
54,288
am_tg
በዚያ የሚኖሩ ሰዎች ኢየሱስ መሆኑን ሲያውቁ በዙሪያው ወዳለው አካባቢ ሁሉ መልእክት ላኩ፤ ሰዎችም የታመሙትን ሁሉ ወደ እሱ አመጡ።
እቶም ሰብ እቲ ዓዲ ምስ ኣለለይዎ፡ ናብ ኵሉ እቲ ጐደቦታት ለኣኹ፣ ኵሎም ሕሙማት ድማ ኣምጽኡሉ።
54,289

54,290
am_tg
የልብሱን ዘርፍ ብቻ እንኳ ለመንካት ይማጸኑት ነበር፤ የነኩትም ሁሉ ሙሉ በሙሉ ተፈወሱ።
ዘፈር ክዳኑ ኺትንክዩ ጥራይ ለመንዎ፣ ኵሎም እቶም ዝተንከዩ ኸኣ ምሉእ ብምሉእ ሓወዩ።
54,291

54,292
am_tg
ከሰንበት ቀን በኋላ በሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን ጎህ ሲቀድ መግደላዊቷ ማርያምና ሌላዋ ማርያም መቃብሩን ለማየት መጡ።
ድሕሪ ሰንበት፡ ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ኪወግሕ ከሎ፡ ማርያም መግደላዊትን እታ ኻልአይቲ ማርያምን ነቲ መቓብር ኪርእያ መጻ።
54,293

54,294
am_tg
እነሆም የይሖዋ መልአክ ከሰማይ ስለወረደ ታላቅ የምድር መናወጥ ተከሰተ፤ መልአኩም መጥቶ ድንጋዩን አንከባለለውና በላዩ ተቀመጠ።
እንሆ ድማ፡ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዀነ፣ መልኣኽ የሆዋስ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡ መጺኡ ነቲ እምኒ ኣንከባሊልዎ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ ተቐሚጡ ነበረ።
54,295

54,296
am_tg
መልኩ እንደ መብረቅ ያበራ ነበር፤ ልብሱም እንደ በረዶ ነጭ ነበር።
ትርኢቱ ኸም በርቂ፡ ክዳኑ ድማ ጻዕዳ ኸም ውርጪ ነበረ።
54,297

54,298
am_tg
ጠባቂዎቹ እሱን ከመፍራታቸው የተነሳ ተንቀጠቀጡ፤ እንደ በድንም ሆኑ።
እቶም ሓለውቲ ንዕኡ ፈሪሆም፡ ራዕራዕ በሉ፡ ከም ምዉታት እውን ኰኑ።
54,299