Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
54,300
am_tg
ሆኖም መልአኩ ሴቶቹን እንዲህ አላቸው፦ “አትፍሩ፤ በእንጨት ላይ የተሰቀለውን ኢየሱስን እየፈለጋችሁ እንደሆነ አውቃለሁ።
እቲ መልኣኽ ነተን ኣንስቲ፡ “ነቲ እተሰቕለ የሱስ ትደልያኦ ኸም ዘለኽን እፈልጥ ኣለኹ እሞ፡ ኣይትፍርሃ።
54,301
tg_am

54,302
am_tg
አስቀድሞ እንደተናገረው ከሞት ስለተነሳ እዚህ የለም። ኑና አስከሬኑ አርፎበት የነበረውን ስፍራ እዩ።
ከምቲ ዝበሎ ተንሲኡ እዩ እሞ፡ ኣብዚ የሎን። ነታ ተነቢሩላ ዝነበረ ቦታ ንዕነ ርኣያኣ።
54,303

54,304
am_tg
ስለሆነም ፈጥናችሁ ሂዱና ለደቀ መዛሙርቱ ከሞት እንደተነሳ ንገሯቸው፤ ‘እነሆ፣ ቀድሟችሁ ወደ ገሊላ ይሄዳል። እዚያም ታዩታላችሁ’ በሏቸው። እነሆ ነግሬአችኋለሁ።”
ቀልጢፍክን ኬድክን ከኣ፡ ካብ ምዉታት ከም ዝተንስአ ንደቀ መዛሙርቱ ንገራኦም፣ እንሆ ድማ፡ ናብ ገሊላ ኪቕድመኩም እዩ። ኣብኡ ኽትርእይዎ ኢኹም። እንሆ፡ ነጊረክን ኣለኹ” በለን።
54,305

54,306
am_tg
ስለዚህ ሴቶቹ በፍርሃትና በታላቅ ደስታ ተውጠው ከመታሰቢያ መቃብሩ በፍጥነት በመውጣት ወሬውን ለደቀ መዛሙርቱ ለመንገር እየሮጡ ሄዱ።
ካብቲ መቓብር ብፍርህን ብዓብዪ ሓጐስን ቀልጢፈን ከዳ፣ ንደቀ መዛሙርቱ ኺነግራኦም ድማ ጐየያ።
54,307

54,308
am_tg
ወዲያውም ኢየሱስ አገኛቸውና “ሰላም ለእናንተ ይሁን!” አላቸው። እነሱም ወደ እሱ ቀረቡና እግሩን ይዘው ሰገዱለት።
እንሆ ድማ፡ የሱስ ተጓነፈን፡ “ሰላም!” ከኣ በለን። ንሳተን ድማ ቀሪበን እግሩ ሒዘን ሰገዳሉ።
54,309

54,310
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ “አትፍሩ! ሂዱና ወደ ገሊላ እንዲሄዱ ለወንድሞቼ ንገሯቸው፤ እዚያም ያዩኛል” አላቸው።
ሽዑ፡ የሱስ፡ “ኣይትፍርሃ! ኪዳ፡ ንኣሕዋተይ ናብ ገሊላ ኪኸዱ ንገራኦም፣ ኣብኡ ኸኣ ኪርእዩኒ እዮም” በለን።
54,311

54,312
am_tg
ሴቶቹ በመንገድ ላይ ሳሉ ከጠባቂዎቹ አንዳንዶቹ ወደ ከተማ ሄደው የሆነውን ነገር ሁሉ ለካህናት አለቆቹ ነገሯቸው።
ኪኸዳ ኸለዋ ድማ፡ ገለ ኻብቶም ሓለውቲ ናብ ከተማ ኣትዮም፡ እቲ ዝዀነ ዅሉ ንሊቃውንቲ ኻህናት ነገርዎም።
54,313

54,314
am_tg
የካህናት አለቆቹም ከሽማግሌዎቹ ጋር ተሰብስበው ከተማከሩ በኋላ ለወታደሮቹ በርከት ያሉ የብር ሳንቲሞች በመስጠት
ንሳቶም ምስ ዓበይቲ ተኣኪቦም ምስ ተማኸሩ ኸኣ፡ ነቶም ወተሃደራት ብዙሕ ብሩር ሂቦም፡
54,315

54,316
am_tg
እንዲህ አሏቸው፦ “‘ሌሊት ተኝተን ሳለ ደቀ መዛሙርቱ መጥተው አስከሬኑን ሰረቁት’ በሉ።
“‘ደቂስና ኸለና፡ ብለይቲ ደቀ መዛሙርቱ መጺኦም ሰሪቖምዎ’ በሉ።
54,317

54,318
am_tg
አትጨነቁ፤ ወሬው ወደ አገረ ገዢው ጆሮ ከደረሰ ሁኔታውን እናስረዳዋለን።”
እዚ ናብ እዝኒ እቲ ሹም እንተ በጺሑ ኸኣ፡ ንሕና ኸነረድኦ ኢና እሞ፡ በዚ ኣይትጨነቑ” በልዎም።
54,319

54,320
am_tg
እነሱም የብር ሳንቲሞቹን ተቀብለው እንደታዘዙት አደረጉ፤ ይህም ታሪክ እስከ ዛሬ ድረስ በአይሁዳውያን ዘንድ በስፋት ይወራል።
ነቲ ብሩር ወሲዶም ከኣ፡ ከምቲ ዝበልዎም ገበሩ፣ እዚ ዘረባ እዚ ድማ ኣብ ኣይሁድ ክሳዕ ሎሚ ይውረ ኣሎ።
54,321

54,322
am_tg
ይሁንና የኢየሱስ 11 ደቀ መዛሙርት ከእሱ ጋር ለመገናኘት በገሊላ ወደሚገኘው፣ እሱ ወደነገራቸው ተራራ ሄዱ።
እቶም 11 ደቀ መዛሙርቲ ግና፡ ናብቲ የሱስ ኪራኸቡሉ ዝበሎም ኣብ ገሊላ ዚርከብ ከረን ከዱ፣
54,323

54,324
am_tg
ባዩትም ጊዜ ሰገዱለት፤ አንዳንዶች ግን ተጠራጠሩ።
ምስ ረኣይዎ ድማ፡ ሰገዱሉ፣ ገሊኣቶም ግና ተጠራጠሩ።
54,325
tg_am
ምስ ረኣይዎ ድማ፡ ሰገዱሉ፣ ገሊኣቶም ግና ተጠራጠሩ።
ባዩትም ጊዜ ሰገዱለት፤ አንዳንዶች ግን ተጠራጠሩ።
54,326
am_tg
ኢየሱስም ቀረበና እንዲህ አላቸው፦ “ሥልጣን ሁሉ በሰማይና በምድር ተሰጥቶኛል።
የሱስ ቀሪቡ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ኵሉ ስልጣን ተዋሂቡኒ ኣሎ።
54,327

54,328
am_tg
ስለዚህ ሂዱና ከሁሉም ብሔራት ሰዎችን ደቀ መዛሙርት አድርጉ፤ በአብ፣ በወልድና በመንፈስ ቅዱስ ስም እያጠመቃችኋቸው፣
ስለዚ፡ ኪዱ ኻብ ኵሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ፣
54,329

54,330
am_tg
ያዘዝኳችሁንም ሁሉ እንዲጠብቁ እያስተማራችኋቸው ደቀ መዛሙርት አድርጓቸው። እነሆም እኔ እስከ ሥርዓቱ መደምደሚያ ድረስ ሁልጊዜ ከእናንተ ጋር ነኝ።”
ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ ምሃርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መደምደምታ እቲ ስርዓት ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ።”
54,331

54,332
am_tg
በተጨማሪም ኢየሱስ እንዲህ ሲል በምሳሌ ነገራቸው፦
ከም ብሓድሽ፡ የሱስ ከምዚ ኢሉ ብምሳሌታት ተዛረቦም፦
54,333
tg_am
ከም ብሓድሽ፡ የሱስ ከምዚ ኢሉ ብምሳሌታት ተዛረቦም፦
በተጨማሪም ኢየሱስ እንዲህ ሲል በምሳሌ ነገራቸው፦
54,334
am_tg
“መንግሥተ ሰማያት ለልጁ ሠርግ ከደገሰ ንጉሥ ጋር ሊመሳሰል ይችላል።
“መንግስተ ሰማያት ንወዱ መርዓ ዝገበረ ንጉስ ትመስል።
54,335

54,336
am_tg
ንጉሡም ወደ ሠርጉ የተጋበዙትን እንዲጠሩ ባሪያዎቹን ላከ፤ ተጋባዦቹ ግን ለመምጣት ፈቃደኛ አልሆኑም።
ነቶም ናብቲ መርዓ እተዓደሙ ኺጽውዑ ድማ፡ ባሮቱ ለኣኸ፣ ንሳቶም ግና ምምጻእ ኣበዩ።
54,337

54,338
am_tg
በድጋሚ ሌሎች ባሪያዎች ልኮ ‘ተጋባዦቹን “የምሳ ግብዣ አዘጋጅቻለሁ፤ ሰንጋዎቼና የሰቡት ፍሪዳዎቼ ታርደዋል፤ ሁሉም ነገር ዝግጁ ነው። ወደ ሠርጉ ኑ” በሏቸው’ አለ።
ከም ብሓድሽ፡ ‘ነቶም ዕዱማት፡ “እንሆ፡ ምሳሕ ኣዳልየ ኣለኹ፣ ኣብዑረይን ስቡሓተይን ተሓሪዶም፡ ኵሉ ኸኣ ተዳልዩ ኣሎ። ናብ መርዓ ንዑ” በልዎም’ ኢሉ ኻልኦት ባሮት ለኣኸ።
54,339

54,340
am_tg
እነሱ ግን ግብዣውን ችላ በማለት አንዱ ወደ እርሻው፣ ሌላው ወደ ንግዱ ሄደ፤
ንሳቶም ግና ሸለል ኢሎም፡ ሓደ ናብ ግራቱ፡ ሓደ ኸኣ ናብ ንግዱ ኸዱ፣
54,341

54,342
am_tg
ሌሎቹ ደግሞ ባሪያዎቹን ይዘው ካንገላቷቸው በኋላ ገደሏቸው።
እቶም ዝተረፉ ኸኣ፡ ነቶም ባሮቱ ሒዞም ገፍዕዎምን ቀተልዎምን።
54,343
tg_am
እቶም ዝተረፉ ኸኣ፡ ነቶም ባሮቱ ሒዞም ገፍዕዎምን ቀተልዎምን።
ሌሎቹ ደግሞ ባሪያዎቹን ይዘው ካንገላቷቸው በኋላ ገደሏቸው።
54,344
am_tg
“ንጉሡም እጅግ ተቆጣ፤ ወታደሮቹንም ልኮ እነዚያን ነፍሰ ገዳዮች ገደለ እንዲሁም ከተማቸውን አቃጠለ።
“እቲ ንጉስ ተቘጥዐ፣ ሰራዊቱ ልኢኹ ድማ፡ ነቶም ቀተልቲ ነፍሲ ቐተሎም፡ ከተማኦም እውን ኣንደደ።
54,345

54,346
am_tg
ከዚያም ባሪያዎቹን እንዲህ አላቸው፦ ‘ሠርጉ ተደግሷል፤ የተጋበዙት ግን የሚገባቸው ሆነው አልተገኙም።
ሽዑ ንባሮቱ፡ ‘መርዓስ ተዳልዩ እዩ፣ እቶም ዕዱማት ግና ብቑዓት ኣይኰኑን።
54,347

54,348
am_tg
ስለዚህ በየአውራ ጎዳናው ሂዱና ያገኛችሁትን ሰው ሁሉ ወደ ሠርጉ ጥሩ።’
እምበኣር፡ ካብ ከተማ ናብ ዜውጽእ መገድታት ኬድኩም፡ ንዝረኸብኩምዎ ዘበለ ናብ መርዓ ዓድሙ’ በሎም።
54,349

54,350
am_tg
በዚህ መሠረት ባሪያዎቹ ወደ አውራ ጎዳናዎች ሄደው ክፉውንም ጥሩውንም፣ ያገኙትን ሰው ሁሉ ሰበሰቡ፤ የሠርጉ አዳራሽም በተጋባዦች ተሞላ።
እቶም ባሮት ከኣ፡ ናብ መገድታት ወጺኦም፡ ንዝረኸብዎ ዘበለ፡ ንእኩያትን ንሕያዎትን ኣከብዎም፣ እቲ ኣዳራሽ መርዓ ድማ፡ በቶም ኣብ መኣዲ እተቐመጡ መልአ።
54,351

54,352
am_tg
“ንጉሡ እንግዶቹን ለማየት ሲገባ የሠርግ ልብስ ያልለበሰ አንድ ሰው አየ።
“እቲ ንጉስ ነቶም ኣጋይሽ ኪምርምር ምስ መጸ፡ ክዳን መርዓ ዘይተኸድነ ሰብ ረኣየ።
54,353

54,354
am_tg
በዚህ ጊዜ ‘ወዳጄ ሆይ፣ የሠርግ ልብስ ሳትለብስ እንዴት እዚህ ልትገባ ቻልክ?’ አለው። ሰውየውም የሚለው ጠፋው።
ስለዚ፡ ‘ዓርከይ፡ ብዘይ ክዳን መርዓስ ከመይ ጌርካ ናብዚ ኣቲኻ፧’ በሎ። ንሱ ግና ኣጽቀጠ።
54,355

54,356
am_tg
ከዚያም ንጉሡ አገልጋዮቹን ‘እጁንና እግሩን አስራችሁ በውጭ ወዳለው ጨለማ ጣሉት። እዚያም ሆኖ ያለቅሳል፤ ጥርሱንም ያፋጫል’ አላቸው።
ሽዑ፡ እቲ ንጉስ ንገላዉኡ፡ ‘ኢዱን እግሩን ኣሲርኩም ናብቲ ኣብ ወጻኢ ዘሎ ጸልማት ደርብይዎ። ኣብኡ ኸኣ ኪበክን ኣስናኑ ኺሕርቅምን እዩ’ በሎም።
54,357

54,358
am_tg
“የተጠሩት ብዙዎች፣ የተመረጡት ግን ጥቂቶች ናቸውና።”
“ዕዱማትሲ ብዙሓት እዮም፡ ሕሩያት ግና ሒደት እዮም።”
54,359
tg_am
“ዕዱማትሲ ብዙሓት እዮም፡ ሕሩያት ግና ሒደት እዮም።”
“የተጠሩት ብዙዎች፣ የተመረጡት ግን ጥቂቶች ናቸውና።”
54,360
am_tg
ከዚያም ፈሪሳውያን ሄደው በንግግሩ ሊያጠምዱት ሴራ ጠነሰሱ።
ድሕርዚ፡ ፈሪሳውያን ከይዶም፡ ብዘረባኡ ምእንቲ ኺጠልፍዎ ውዲት ኣለሙ።
54,361

54,362
am_tg
ስለዚህ ደቀ መዝሙሮቻቸውን ከሄሮድስ ሥርወ መንግሥት ደጋፊዎች ጋር ወደ እሱ በመላክ እንዲህ አሉት፦ “መምህር፣ አንተ እውነተኛ እንደሆንክና የአምላክን መንገድ በትክክል እንደምታስተምር እንዲሁም ለመወደድ ብለህ ምንም ነገር እንደማታደርግ፣ የሰውንም ውጫዊ ማንነት አይተህ እንደማትፈርድ እናውቃለን።
ደቀ መዛሙርቶም ምስ ሄሮድሳውያን ገይሮም ከኣ፡ ከምዚ ኢሎም ለኣኹሉ፦ “መምህር፡ ሓቀኛ ምዃንካን መገዲ ኣምላኽ ብሓቂ ኸም እትምህርን ንፈልጥ ኢና፣ ደጋዊ ትርኢት ሰብ ርኢኻ ስለ ዘይተዳሉ ድማ፡ ኣይዓጅበካን እዩ።
54,363

54,364
am_tg
እስቲ ንገረን፣ ምን ይመስልሃል? ለመሆኑ ለቄሳር ግብር መክፈል ይገባል ወይስ አይገባም?”
እምበኣር፡ እንታይ ይመስለካ፧ ንቄሳር ግብሪ ምሃብሲ ተፈቒዱ ድዩ ወይስ ኣይፋልን፧ እስከ ንገረና።”
54,365

54,366
am_tg
ኢየሱስ ግን ክፋታቸውን አውቆ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ ግብዞች፣ ለምን ትፈትኑኛላችሁ?
የሱስ ግና ክፍኣቶም ፈሊጡ፡ “ኣቱም ግቡዛት፡ ስለምንታይ ትፍትኑኒ ኣለኹም፧
54,367

54,368
am_tg
እስቲ ለግብር የሚከፈለውን ሳንቲም አሳዩኝ።” እነሱም አንድ ዲናር አመጡለት።
ሰልዲ ግብሪ እስከ ኣርእዩኒ” በሎም። ንሳቶም ከኣ ዲናር ኣምጽኡሉ።
54,369

54,370
am_tg
እሱም “ይህ ምስልና የተቀረጸው ጽሑፍ የማን ነው?” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “እዚ ምስልን ጽሕፈትን ናይ መን እዩ፧” በሎም።
54,371
tg_am
ንሱ ድማ፡ “እዚ ምስልን ጽሕፈትን ናይ መን እዩ፧” በሎም።
እሱም “ይህ ምስልና የተቀረጸው ጽሑፍ የማን ነው?” አላቸው።
54,372
am_tg
እነሱም “የቄሳር” አሉ። እሱም “እንግዲያው የቄሳር የሆነውን ለቄሳር፣ የአምላክ የሆነውን ደግሞ ለአምላክ ስጡ” አላቸው።
ንሳቶም፡ “ናይ ቄሳር” በልዎ። ሽዑ ንሱ፡ “እምበኣር፡ ናይ ቄሳር ንቄሳር፡ ናይ ኣምላኽ እውን ንኣምላኽ ሃቡ” በሎም።
54,373

54,374
am_tg
ይህን ሲሰሙ ተደነቁ፤ ከዚያም ትተውት ሄዱ።
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ተገረሙ፡ ሓዲጎምዎ ድማ ከዱ።
54,375
tg_am
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ተገረሙ፡ ሓዲጎምዎ ድማ ከዱ።
ይህን ሲሰሙ ተደነቁ፤ ከዚያም ትተውት ሄዱ።
54,376
am_tg
በዚያኑ ዕለት፣ በትንሣኤ የማያምኑት ሰዱቃውያን መጥተው እንዲህ ሲሉ ጠየቁት፦
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ እቶም ትንሳኤ የልቦን ዚብሉ ሰዱቃውያን ናብኡ መጺኦም ከምዚ ኢሎም ሓተትዎ፦
54,377

54,378
am_tg
“መምህር፣ ሙሴ ‘አንድ ሰው ልጅ ሳይወልድ ቢሞት ወንድሙ የሟቹን ሚስት ማግባትና ለወንድሙ ዘር መተካት አለበት’ ብሏል።
“መምህር፡ ሙሴ፡ ‘ሰብኣይ ውሉዳት ዘይብሉ እንተ ሞይቱ፡ ሓዉ ነታ ሰበይቱ ይውረሳ እሞ፡ ንሓዉ ዘርኢ የተንስኣሉ’ ኢሉ እዩ።
54,379

54,380
am_tg
በእኛ ዘንድ ሰባት ወንድማማቾች ነበሩ። የመጀመሪያው ሚስት አግብቶ ልጅ ሳይወልድ በመሞቱ ወንድሙ የሟቹን ሚስት አገባ።
እምበኣር፡ ምሳና ሸውዓተ ኣሕዋት ነበሩ። እቲ ቐዳማይ ምስ ተመርዓወ፡ ሞተ፣ ውሉድ ስለ ዘይነበሮ፡ ሰበይቱ ንሓዉ ሓደጋ።
54,381

54,382
am_tg
ሁለተኛውም ሆነ ሦስተኛው እስከ ሰባተኛው ድረስ ልጅ ሳይወልዱ ሞቱ።
እቲ ኻልኣይን እቲ ሳልሳይን፡ ክሳዕ እቲ ሻውዓይ እውን ከምኡ ኣጋጠሞም።
54,383

54,384
am_tg
በመጨረሻም ሴትየዋ ሞተች።
ድሕሪ ዅላቶም፡ እታ ሰበይቲ ሞተት።
54,385
tg_am
ድሕሪ ዅላቶም፡ እታ ሰበይቲ ሞተት።
በመጨረሻም ሴትየዋ ሞተች።
54,386
am_tg
እንግዲህ ሁሉም ስላገቧት በትንሣኤ ከሰባቱ ለየትኛው ሚስት ትሆናለች?”
እሞ ደኣ፡ ንዅላቶም ሰበይቲ ዀይናቶም ነይራ እያ እሞ፡ ብትንሳኤ ሰበይቲ መኖም ክትከውን እያ፧”
54,387

54,388
am_tg
ኢየሱስ እንዲህ ብሎ መለሰላቸው፦ “እናንተ ቅዱሳን መጻሕፍትንም ሆነ የአምላክን ኃይል ስለማታውቁ ተሳስታችኋል፤
የሱስ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ቅዱሳት ጽሑፋት ኰነ ሓይሊ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጥኩም ትጋገዩ ኣለኹም፣
54,389

54,390
am_tg
ምክንያቱም በትንሣኤ ጊዜ ወንዶችም አያገቡም ሴቶችም አይዳሩም፤ ከዚህ ይልቅ በሰማይ እንዳሉ መላእክት ይሆናሉ።
ብትንሳኤስ ኣብ ሰማይ ከም ዘለዉ መላእኽቲ ደኣ እዮም ዚዀኑ እምበር፡ ኣይምርዓዉ ኣየመርዕዉ።
54,391

54,392
am_tg
የሙታንን ትንሣኤ በተመለከተ አምላክ እንዲህ ሲል ለእናንተ የተናገረውን አላነበባችሁም?
ብዛዕባ ትንሳኤ ምዉታት ግና፡ ኣምላኽ ከምዚ ኸም ዝበለኩምዶ ኣየንበብኩምን ኢኹም፧
54,393

54,394
am_tg
‘እኔ የአብርሃም አምላክ፣ የይስሐቅ አምላክና የያዕቆብ አምላክ ነኝ’ ብሏል። እሱ የሕያዋን እንጂ የሙታን አምላክ አይደለም።”
‘ኣነ ኣምላኽ ኣብርሃምን ኣምላኽ ይስሃቅን ኣምላኽ ያእቆብን እየ’ ኢሉ እዩ። ንሱ ኣምላኽ ህያዋን እዩ እምበር፡ ኣምላኽ ምዉታትሲ ኣይኰነን።”
54,395

54,396
am_tg
ሕዝቡ ይህን ሲሰሙ በትምህርቱ ተደነቁ።
እቶም ህዝቢ፡ እዚ ሰሚዖም ብትምህርቱ ተገረሙ።
54,397
tg_am
እቶም ህዝቢ፡ እዚ ሰሚዖም ብትምህርቱ ተገረሙ።
ሕዝቡ ይህን ሲሰሙ በትምህርቱ ተደነቁ።
54,398
am_tg
ፈሪሳውያን፣ ኢየሱስ ሰዱቃውያንን ዝም እንዳሰኛቸው ሲሰሙ ተሰብስበው መጡ።
ፈሪሳውያን፡ ንሱ ንሰዱቃውያን ኣፎም ከም ዘትሓዞም ምስ ሰምዑ፡ ብሓደ ተኣኪቦም መጹ።
54,399