Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
54,400 | am_tg | ከእነሱም መካከል አንድ ሕግ አዋቂ እሱን ለመፈተን እንዲህ ሲል ጠየቀው፦ | ካባታቶም ሓደ ፈላጥ ሕጊ፡ ኪፍትኖ ኢሉ ኸምዚ ኢሉ ሓተቶ፦ |
54,401 | tg_am | ካባታቶም ሓደ ፈላጥ ሕጊ፡ ኪፍትኖ ኢሉ ኸምዚ ኢሉ ሓተቶ፦ | ከእነሱም መካከል አንድ ሕግ አዋቂ እሱን ለመፈተን እንዲህ ሲል ጠየቀው፦ |
54,402 | am_tg | “መምህር፣ ከሕጉ ውስጥ ከሁሉ የሚበልጠው ትእዛዝ የትኛው ነው?” | “መምህር፡ ኣብ ሕጊ ኣየነይቲ ትእዛዝ እያ ዝዓበየት፧” |
54,403 | tg_am | “መምህር፡ ኣብ ሕጊ ኣየነይቲ ትእዛዝ እያ ዝዓበየት፧” | “መምህር፣ ከሕጉ ውስጥ ከሁሉ የሚበልጠው ትእዛዝ የትኛው ነው?” |
54,404 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “‘አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህና በሙሉ አእምሮህ ውደድ።’ | ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎ፦ “‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ኣፍቅሮ።’ |
54,405 | tg_am | ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎ፦ “‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ኣፍቅሮ።’ | ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “‘አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህና በሙሉ አእምሮህ ውደድ።’ |
54,406 | am_tg | ይህ ከሁሉ የሚበልጠውና የመጀመሪያው ትእዛዝ ነው። | እዚኣ እታ ዓባይን ቀዳመይትን ትእዛዝ እያ። |
54,407 | tg_am | እዚኣ እታ ዓባይን ቀዳመይትን ትእዛዝ እያ። | ይህ ከሁሉ የሚበልጠውና የመጀመሪያው ትእዛዝ ነው። |
54,408 | am_tg | ሁለተኛውም ይህንኑ የሚመስል ሲሆን ‘ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ’ ይላል። | እታ እትመስላ ኻልአይታ እዚኣ እያ፦ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ።’ |
54,409 | tg_am | እታ እትመስላ ኻልአይታ እዚኣ እያ፦ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ።’ | ሁለተኛውም ይህንኑ የሚመስል ሲሆን ‘ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ’ ይላል። |
54,410 | am_tg | መላው ሕግም ሆነ የነቢያት ቃል በእነዚህ ሁለት ትእዛዛት ላይ የተመሠረቱ ናቸው።” | ብምሉኡ ሕግን ነብያትን ኣብዘን ክልተ ትእዛዛት እዚአን ተመስሪቱ ኣሎ።” |
54,411 | tg_am | ብምሉኡ ሕግን ነብያትን ኣብዘን ክልተ ትእዛዛት እዚአን ተመስሪቱ ኣሎ።” | መላው ሕግም ሆነ የነቢያት ቃል በእነዚህ ሁለት ትእዛዛት ላይ የተመሠረቱ ናቸው።” |
54,412 | am_tg | ፈሪሳውያን አንድ ላይ ተሰብስበው እንዳሉ ኢየሱስ እንዲህ ሲል ጠየቃቸው፦ | ፈሪሳውያን ተኣኪቦም ከለዉ፡ የሱስ ከምዚ ኢሉ ሓተቶም፦ |
54,413 | tg_am | ፈሪሳውያን ተኣኪቦም ከለዉ፡ የሱስ ከምዚ ኢሉ ሓተቶም፦ | ፈሪሳውያን አንድ ላይ ተሰብስበው እንዳሉ ኢየሱስ እንዲህ ሲል ጠየቃቸው፦ |
54,414 | am_tg | “ስለ መሲሑ ምን ትላላችሁ? የማን ልጅ ነው?” እነሱም “የዳዊት” አሉት። | “ብዛዕባ ክርስቶስ እንታይ ይመስለኩም፧ ወዲ መንከ እዩ፧” ንሳቶም፡ “ወዲ ዳዊት” በልዎ። |
54,415 | tg_am | “ብዛዕባ ክርስቶስ እንታይ ይመስለኩም፧ ወዲ መንከ እዩ፧” ንሳቶም፡ “ወዲ ዳዊት” በልዎ። | “ስለ መሲሑ ምን ትላላችሁ? የማን ልጅ ነው?” እነሱም “የዳዊት” አሉት። |
54,416 | am_tg | እሱም እንዲህ ሲል ጠየቃቸው፦ “ታዲያ ዳዊት በመንፈስ ተመርቶ እንዴት ጌታ ብሎ ይጠራዋል? | ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ሓተቶም፦ “ከመይ ኢሉ ደኣ እዩ ዳዊት ብመንፈስ ተመሪሑ፡ ‘ጐይታይ’ ዚብሎ፧ |
54,417 | tg_am | ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ሓተቶም፦ “ከመይ ኢሉ ደኣ እዩ ዳዊት ብመንፈስ ተመሪሑ፡ ‘ጐይታይ’ ዚብሎ፧ | እሱም እንዲህ ሲል ጠየቃቸው፦ “ታዲያ ዳዊት በመንፈስ ተመርቶ እንዴት ጌታ ብሎ ይጠራዋል? |
54,418 | am_tg | ምክንያቱም ዳዊት ‘ይሖዋ ጌታዬን፦ “ጠላቶችህን ከእግርህ በታች እስካደርግልህ ድረስ በቀኜ ተቀመጥ” አለው’ ሲል ተናግሯል። | ከመይሲ፡ ከምዚ ኢሉ እዩ፦ ‘የሆዋ ንጐይታይ፡ “ንጸላእትኻ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ” በሎ።’ |
54,419 | tg_am | ከመይሲ፡ ከምዚ ኢሉ እዩ፦ ‘የሆዋ ንጐይታይ፡ “ንጸላእትኻ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ” በሎ።’ | ምክንያቱም ዳዊት ‘ይሖዋ ጌታዬን፦ “ጠላቶችህን ከእግርህ በታች እስካደርግልህ ድረስ በቀኜ ተቀመጥ” አለው’ ሲል ተናግሯል። |
54,420 | am_tg | ታዲያ ዳዊት ጌታ ብሎ ከጠራው እንዴት ልጁ ይሆናል?” | እሞ ደኣ፡ ዳዊት፡ ‘ጐይታይ’ ካብ ዚብሎ፡ ከመይ ኢሉ ወዱ ይኸውን፧” |
54,421 | tg_am | እሞ ደኣ፡ ዳዊት፡ ‘ጐይታይ’ ካብ ዚብሎ፡ ከመይ ኢሉ ወዱ ይኸውን፧” | ታዲያ ዳዊት ጌታ ብሎ ከጠራው እንዴት ልጁ ይሆናል?” |
54,422 | am_tg | ከዚህ በኋላ አንዲት ቃል ሊመልስለት የቻለም ሆነ ከዚያ ቀን ጀምሮ ሊጠይቀው የደፈረ አንድም ሰው አልነበረም። | ሓደ እኳ ኺምልሰሉ ኢሉ ሓንቲ ቓል ኪዛረብ ኣይከኣለን፣ ካብታ መዓልቲ እቲኣ ንደሓር እውን፡ ሓደ እኳ ኺሓትቶ ዝደፈረ ኣይነበረን። |
54,423 | tg_am | ሓደ እኳ ኺምልሰሉ ኢሉ ሓንቲ ቓል ኪዛረብ ኣይከኣለን፣ ካብታ መዓልቲ እቲኣ ንደሓር እውን፡ ሓደ እኳ ኺሓትቶ ዝደፈረ ኣይነበረን። | ከዚህ በኋላ አንዲት ቃል ሊመልስለት የቻለም ሆነ ከዚያ ቀን ጀምሮ ሊጠይቀው የደፈረ አንድም ሰው አልነበረም። |
54,424 | am_tg | ከዚያም ከኢየሩሳሌም የመጡ ፈሪሳውያንና ጸሐፍት ወደ ኢየሱስ ቀርበው እንዲህ አሉት፦ | ድሕርዚ፡ ፈሪሳውያንን ጸሓፍትን ካብ የሩሳሌም ናብ የሱስ መጺኦም፡ |
54,425 | tg_am | ድሕርዚ፡ ፈሪሳውያንን ጸሓፍትን ካብ የሩሳሌም ናብ የሱስ መጺኦም፡ | ከዚያም ከኢየሩሳሌም የመጡ ፈሪሳውያንና ጸሐፍት ወደ ኢየሱስ ቀርበው እንዲህ አሉት፦ |
54,426 | am_tg | “ደቀ መዛሙርትህ የአባቶችን ወግ የሚጥሱት ለምንድን ነው? ለምሳሌ፣ ሊበሉ ሲሉ እጃቸውን አይታጠቡም።” | “ስለምንታይ እዮም ደቀ መዛሙርትኻ ስርዓት ቀዳሞት ዚጥሕሱ፧ ንኣብነት፡ ቅድሚ ምብላዖም ኣእዳዎም ኣይሕጸቡን እዮም፧” በልዎ። |
54,427 | tg_am | “ስለምንታይ እዮም ደቀ መዛሙርትኻ ስርዓት ቀዳሞት ዚጥሕሱ፧ ንኣብነት፡ ቅድሚ ምብላዖም ኣእዳዎም ኣይሕጸቡን እዮም፧” በልዎ። | “ደቀ መዛሙርትህ የአባቶችን ወግ የሚጥሱት ለምንድን ነው? ለምሳሌ፣ ሊበሉ ሲሉ እጃቸውን አይታጠቡም።” |
54,428 | am_tg | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ ለወጋችሁ ስትሉ የአምላክን ትእዛዝ የምትጥሱት ለምንድን ነው? | ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ስለምንታይ ግዳ ንስኻትኩም ምእንቲ ስርዓትኩም ኢልኩም ትእዛዝ ኣምላኽ እትጥሕሱ፧ |
54,429 | tg_am | ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ስለምንታይ ግዳ ንስኻትኩም ምእንቲ ስርዓትኩም ኢልኩም ትእዛዝ ኣምላኽ እትጥሕሱ፧ | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ ለወጋችሁ ስትሉ የአምላክን ትእዛዝ የምትጥሱት ለምንድን ነው? |
54,430 | am_tg | ለምሳሌ አምላክ ‘አባትህንና እናትህን አክብር’ እንዲሁም ‘አባቱን ወይም እናቱን የሚሳደብ ይገደል’ ብሏል። | ንኣብነት፡ ኣምላኽ፡ ‘ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡’ ከምኡ ድማ ‘ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ ሕማቕ ዚዛረብ ይቀተል’ ኢሉ እዩ። |
54,431 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣምላኽ፡ ‘ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡’ ከምኡ ድማ ‘ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ ሕማቕ ዚዛረብ ይቀተል’ ኢሉ እዩ። | ለምሳሌ አምላክ ‘አባትህንና እናትህን አክብር’ እንዲሁም ‘አባቱን ወይም እናቱን የሚሳደብ ይገደል’ ብሏል። |
54,432 | am_tg | እናንተ ግን እንዲህ ትላላችሁ፦ ‘ማንኛውም ሰው አባቱን ወይም እናቱን “እናንተን መጦር የምችልበት፣ ያለኝ ነገር ሁሉ ለአምላክ የተወሰነ ስጦታ ነው” ካለ | ንስኻትኩም ግና፡ ‘ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ፡ “እቲ ኻባይ እትረኽቦ ጥቕሚ፡ መባእ ገይረዮ እየ” ዚብል፡ |
54,433 | tg_am | ንስኻትኩም ግና፡ ‘ንኣቦኡ ወይ ንኣዲኡ፡ “እቲ ኻባይ እትረኽቦ ጥቕሚ፡ መባእ ገይረዮ እየ” ዚብል፡ | እናንተ ግን እንዲህ ትላላችሁ፦ ‘ማንኛውም ሰው አባቱን ወይም እናቱን “እናንተን መጦር የምችልበት፣ ያለኝ ነገር ሁሉ ለአምላክ የተወሰነ ስጦታ ነው” ካለ |
54,434 | am_tg | አባቱን የማክበር ግዴታ የለበትም።’ በመሆኑም ለወጋችሁ ስትሉ የአምላክን ቃል ሽራችኋል። | ንኣቦኡ ኬኽብሮ ኣይግደድን እዩ’ ትብሉ። እምበኣር፡ ምእንቲ ስርዓትኩም፡ ንቓል ኣምላኽ ከንቱ ጌርኩምዎ ኣለኹም። |
54,435 | tg_am | ንኣቦኡ ኬኽብሮ ኣይግደድን እዩ’ ትብሉ። እምበኣር፡ ምእንቲ ስርዓትኩም፡ ንቓል ኣምላኽ ከንቱ ጌርኩምዎ ኣለኹም። | አባቱን የማክበር ግዴታ የለበትም።’ በመሆኑም ለወጋችሁ ስትሉ የአምላክን ቃል ሽራችኋል። |
54,436 | am_tg | እናንተ ግብዞች፣ ኢሳይያስ እንዲህ በማለት ስለ እናንተ በትክክል ተንብዮአል፦ | ኣቱም ግቡዛት፡ ኢሳይያስ ከምዚ ብምባል ብዛዕባኹም ጽቡቕ እዩ ተነብዩ፦ |
54,437 | tg_am | ኣቱም ግቡዛት፡ ኢሳይያስ ከምዚ ብምባል ብዛዕባኹም ጽቡቕ እዩ ተነብዩ፦ | እናንተ ግብዞች፣ ኢሳይያስ እንዲህ በማለት ስለ እናንተ በትክክል ተንብዮአል፦ |
54,438 | am_tg | ‘ይህ ሕዝብ በከንፈሩ ያከብረኛል፤ ልቡ ግን ከእኔ እጅግ የራቀ ነው። | ‘እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ። |
54,439 | tg_am | ‘እዚ ህዝቢ እዚ ብኸናፍሩ የኽብረኒ፡ ልቡ ግና ካባይ ርሑቕ እዩ። | ‘ይህ ሕዝብ በከንፈሩ ያከብረኛል፤ ልቡ ግን ከእኔ እጅግ የራቀ ነው። |
54,440 | am_tg | የሚያስተምሩት የሰውን ሥርዓት ስለሆነ እኔን የሚያመልኩት በከንቱ ነው።’” | ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።’” |
54,441 | tg_am | ትምህርቲ ትእዛዛት ሰብ ስለ ዚምህሩ፡ ንኸንቱ የምልኹኒ።’” | የሚያስተምሩት የሰውን ሥርዓት ስለሆነ እኔን የሚያመልኩት በከንቱ ነው።’” |
54,442 | am_tg | ከዚያም ሕዝቡን ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “ስሙ፤ ደግሞም ይህን ቃል አስተውሉ፦ | ነቶም ህዝቢ ጸዊዑ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ስምዑን ኣስተውዕሉን፦ |
54,443 | tg_am | ነቶም ህዝቢ ጸዊዑ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ስምዑን ኣስተውዕሉን፦ | ከዚያም ሕዝቡን ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “ስሙ፤ ደግሞም ይህን ቃል አስተውሉ፦ |
54,444 | am_tg | ሰውን የሚያረክሰው ወደ አፉ የሚገባው አይደለም፤ ከዚህ ይልቅ የሚያረክሰው ከአፉ የሚወጣው ነው።” | ንሰብ ዜርክሶ፡ እቲ ኻብ ኣፍ ዚወጽእ ደኣ እዩ እምበር፡ እቲ ብኣፍ ዚኣቱስ ኣይኰነን ዜርክሶ።” |
54,445 | tg_am | ንሰብ ዜርክሶ፡ እቲ ኻብ ኣፍ ዚወጽእ ደኣ እዩ እምበር፡ እቲ ብኣፍ ዚኣቱስ ኣይኰነን ዜርክሶ።” | ሰውን የሚያረክሰው ወደ አፉ የሚገባው አይደለም፤ ከዚህ ይልቅ የሚያረክሰው ከአፉ የሚወጣው ነው።” |
54,446 | am_tg | ከዚያም ደቀ መዛሙርቱ ቀርበው “ፈሪሳውያን በተናገርከው ነገር ቅር እንደተሰኙ አውቀሃል?” አሉት። | ሽዑ፡ ደቀ መዛሙርቱ ቐሪቦም፡ “ፈሪሳውያን ንዘረባኻ ሰሚዖም ከም እተዓንቀፉስ ትፈልጥ ዲኻ፧” በልዎ። |
54,447 | tg_am | ሽዑ፡ ደቀ መዛሙርቱ ቐሪቦም፡ “ፈሪሳውያን ንዘረባኻ ሰሚዖም ከም እተዓንቀፉስ ትፈልጥ ዲኻ፧” በልዎ። | ከዚያም ደቀ መዛሙርቱ ቀርበው “ፈሪሳውያን በተናገርከው ነገር ቅር እንደተሰኙ አውቀሃል?” አሉት። |
54,448 | am_tg | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “የሰማዩ አባቴ ያልተከለው ተክል ሁሉ ይነቀላል። | ንሱ ግና፡ “ሰማያዊ ኣቦይ ዘይተኸሎ ዘበለ ተኽሊ ኺምንቈስ እዩ። |
54,449 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ሰማያዊ ኣቦይ ዘይተኸሎ ዘበለ ተኽሊ ኺምንቈስ እዩ። | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “የሰማዩ አባቴ ያልተከለው ተክል ሁሉ ይነቀላል። |
54,450 | am_tg | ተዉአቸው፤ እነሱ ዕውር መሪዎች ናቸው። ስለዚህ ዕውር ዕውርን ቢመራ ሁለቱም ጉድጓድ ውስጥ ይወድቃሉ።” | ሕደግዎም፡ ዕዉራት መራሕቲ እዮም። ዕዉር ንዕዉር እንተ መሪሕዎ፡ ክልቲኦም ኣብ ጕድጓድ ይወድቁ” ኢሉ መለሰ። |
54,451 | tg_am | ሕደግዎም፡ ዕዉራት መራሕቲ እዮም። ዕዉር ንዕዉር እንተ መሪሕዎ፡ ክልቲኦም ኣብ ጕድጓድ ይወድቁ” ኢሉ መለሰ። | ተዉአቸው፤ እነሱ ዕውር መሪዎች ናቸው። ስለዚህ ዕውር ዕውርን ቢመራ ሁለቱም ጉድጓድ ውስጥ ይወድቃሉ።” |
54,452 | am_tg | ጴጥሮስም መልሶ “ምሳሌውን አብራራልን” አለው። | ጴጥሮስ ድማ፡ “ነዛ ምሳሌ እዚኣ ተርጕመልና” በሎ። |
54,453 | tg_am | ጴጥሮስ ድማ፡ “ነዛ ምሳሌ እዚኣ ተርጕመልና” በሎ። | ጴጥሮስም መልሶ “ምሳሌውን አብራራልን” አለው። |
54,454 | am_tg | በዚህ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተም እስካሁን ማስተዋል ተስኗችኋል? | ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ንስኻትኩም እውንዶ ገና ኣይትርድኡን ኢኹም፧ |
54,455 | tg_am | ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ንስኻትኩም እውንዶ ገና ኣይትርድኡን ኢኹም፧ | በዚህ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተም እስካሁን ማስተዋል ተስኗችኋል? |
54,456 | am_tg | ወደ አፍ የሚገባ ሁሉ ወደ ሆድ እንደሚዘልቅና ከዚያም ወጥቶ ወደ ጉድጓድ እንደሚገባ አታውቁም? | ብኣፍ ዚኣቱ ዘበለ ናብ ከብዲ ኸም ዚወርድ እሞ፡ ንግዳም ከም ዚወጽእዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ |
54,457 | tg_am | ብኣፍ ዚኣቱ ዘበለ ናብ ከብዲ ኸም ዚወርድ እሞ፡ ንግዳም ከም ዚወጽእዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ | ወደ አፍ የሚገባ ሁሉ ወደ ሆድ እንደሚዘልቅና ከዚያም ወጥቶ ወደ ጉድጓድ እንደሚገባ አታውቁም? |
54,458 | am_tg | ይሁን እንጂ ከአፍ የሚወጣ ሁሉ ከልብ ይወጣል፤ ሰውንም የሚያረክሰው ይህ ነው። | እቲ ኻብ ኣፍ ዚወጽእ ግና፡ ካብ ልቢ እዩ ዚመጽእ እሞ፡ እዚ እዩ ንሰብ ዜርክሶ። |
54,459 | tg_am | እቲ ኻብ ኣፍ ዚወጽእ ግና፡ ካብ ልቢ እዩ ዚመጽእ እሞ፡ እዚ እዩ ንሰብ ዜርክሶ። | ይሁን እንጂ ከአፍ የሚወጣ ሁሉ ከልብ ይወጣል፤ ሰውንም የሚያረክሰው ይህ ነው። |
54,460 | am_tg | ለምሳሌ ከልብ ክፉ ሐሳብ፣ ግድያ፣ ምንዝር፣ የፆታ ብልግና፣ ሌብነት፣ በሐሰት መመሥከርና ስድብ ይወጣሉ። | ንኣብነት፡ ካብ ልቢ፡ ክፉእ ሓሳብ፡ ቅትለት፡ ዝሙት፡ ምንዝርና፡ ስርቂ፡ ምስክርነት ሓሶት፡ ጸርፊ ይወጽእ እዩ። |
54,461 | tg_am | ንኣብነት፡ ካብ ልቢ፡ ክፉእ ሓሳብ፡ ቅትለት፡ ዝሙት፡ ምንዝርና፡ ስርቂ፡ ምስክርነት ሓሶት፡ ጸርፊ ይወጽእ እዩ። | ለምሳሌ ከልብ ክፉ ሐሳብ፣ ግድያ፣ ምንዝር፣ የፆታ ብልግና፣ ሌብነት፣ በሐሰት መመሥከርና ስድብ ይወጣሉ። |
54,462 | am_tg | ሰውን የሚያረክሱት እነዚህ ነገሮች ናቸው፤ እጅን ሳይታጠቡ መብላት ግን ሰውን አያረክስም።” | እዚ እዩ ንሰብ ዜርክሶ እምበር፡ ብዘይተሓጽባ ኣእዳው ምብላዕሲ ንሰብ ኣየርክሶን እዩ።” |
54,463 | tg_am | እዚ እዩ ንሰብ ዜርክሶ እምበር፡ ብዘይተሓጽባ ኣእዳው ምብላዕሲ ንሰብ ኣየርክሶን እዩ።” | ሰውን የሚያረክሱት እነዚህ ነገሮች ናቸው፤ እጅን ሳይታጠቡ መብላት ግን ሰውን አያረክስም።” |
54,464 | am_tg | ኢየሱስ ከዚያ ወጥቶ ወደ ጢሮስና ሲዶና አካባቢ ሄደ። | የሱስ ካብኡ ነቒሉ ናብ ዞባታት ጢሮስን ሲዶንን ከደ። |
54,465 | tg_am | የሱስ ካብኡ ነቒሉ ናብ ዞባታት ጢሮስን ሲዶንን ከደ። | ኢየሱስ ከዚያ ወጥቶ ወደ ጢሮስና ሲዶና አካባቢ ሄደ። |
54,466 | am_tg | በዚያ ክልል የምትኖር አንዲት ፊንቄያዊት ሴት መጥታ “ጌታ ሆይ፣ የዳዊት ልጅ፣ ምሕረት አድርግልኝ። ልጄን ጋኔን ስለያዛት ክፉኛ እየተሠቃየች ነው” ብላ ጮኸች። | እንሆ ድማ፡ ካብቲ ዞባ እቲ ዝዀነት ሓንቲ ፊንቄኣዊት ሰበይቲ መጺኣ፡ “ጐይታይ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረኒ። ንጓለይ ጋኔን ብኽፉእ ሒዝዋ ኣሎ” እናበለት ጨርሐት። |
54,467 | tg_am | እንሆ ድማ፡ ካብቲ ዞባ እቲ ዝዀነት ሓንቲ ፊንቄኣዊት ሰበይቲ መጺኣ፡ “ጐይታይ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረኒ። ንጓለይ ጋኔን ብኽፉእ ሒዝዋ ኣሎ” እናበለት ጨርሐት። | በዚያ ክልል የምትኖር አንዲት ፊንቄያዊት ሴት መጥታ “ጌታ ሆይ፣ የዳዊት ልጅ፣ ምሕረት አድርግልኝ። ልጄን ጋኔን ስለያዛት ክፉኛ እየተሠቃየች ነው” ብላ ጮኸች። |
54,468 | am_tg | እሱ ግን ምንም መልስ አልሰጣትም። ስለዚህ ደቀ መዛሙርቱ ቀርበው “ይህች ሴት ከኋላችን እየተከተለች ስለምትጮኽ እባክህ አሰናብታት” እያሉ ይለምኑት ጀመር። | ንሱ ግና ሓንቲ ቓል እኳ ኣይመለሰላን። ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ ቀሪቦም፡ “እናጨርሐት ደድሕሬና ትመጽእ ኣላ እሞ፡ ኣፋንዋ” ኢሎም ለመንዎ። |
54,469 | tg_am | ንሱ ግና ሓንቲ ቓል እኳ ኣይመለሰላን። ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ ቀሪቦም፡ “እናጨርሐት ደድሕሬና ትመጽእ ኣላ እሞ፡ ኣፋንዋ” ኢሎም ለመንዎ። | እሱ ግን ምንም መልስ አልሰጣትም። ስለዚህ ደቀ መዛሙርቱ ቀርበው “ይህች ሴት ከኋላችን እየተከተለች ስለምትጮኽ እባክህ አሰናብታት” እያሉ ይለምኑት ጀመር። |
54,470 | am_tg | እሱም መልሶ “እኔ የተላክሁት ከእስራኤል ቤት ለጠፉት በጎች እንጂ ለሌላ ለማንም አይደለም” አለ። | ንሱ ግና፡ “ብዘይካ ናብተን ጥፉኣት ኣባጊዕ ቤት እስራኤል፡ ናብ ካልእ ኣይተልኣኽኩን” ኢሉ መለሰ። |
54,471 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ብዘይካ ናብተን ጥፉኣት ኣባጊዕ ቤት እስራኤል፡ ናብ ካልእ ኣይተልኣኽኩን” ኢሉ መለሰ። | እሱም መልሶ “እኔ የተላክሁት ከእስራኤል ቤት ለጠፉት በጎች እንጂ ለሌላ ለማንም አይደለም” አለ። |
54,472 | am_tg | ሴትየዋ ግን ቀርባ “ጌታ ሆይ፣ እርዳኝ!” እያለች ሰገደችለት። | እታ ሰበይቲ ግና ቀሪባ፡ “ጐይታይ፡ ርድኣኒ” እናበለት ሰገደትሉ። |
54,473 | tg_am | እታ ሰበይቲ ግና ቀሪባ፡ “ጐይታይ፡ ርድኣኒ” እናበለት ሰገደትሉ። | ሴትየዋ ግን ቀርባ “ጌታ ሆይ፣ እርዳኝ!” እያለች ሰገደችለት። |
54,474 | am_tg | እሱም መልሶ “የልጆችን ዳቦ ወስዶ ለቡችሎች መጣል ተገቢ አይደለም” አለ። | ንሱ ኸኣ፡ “እንጌራ ውሉዳት ኣልዒልካ ንዀራኹር ምድርባይ ግቡእ ኣይኰነን” ኢሉ መለሰ። |
54,475 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “እንጌራ ውሉዳት ኣልዒልካ ንዀራኹር ምድርባይ ግቡእ ኣይኰነን” ኢሉ መለሰ። | እሱም መልሶ “የልጆችን ዳቦ ወስዶ ለቡችሎች መጣል ተገቢ አይደለም” አለ። |
54,476 | am_tg | እሷም “አዎ ጌታ ሆይ፣ ግን እኮ ቡችሎችም ከጌቶቻቸው ማዕድ የሚወድቀውን ፍርፋሪ ይበላሉ” አለች። | ንሳ ግና፡ “እወ ጐይታይ፡ ኰራኹር እውን ካብ መኣዲ ጐይተቶም ዝወደቐ ርፍራፍ ይበልዑ እዮም” በለት። |
54,477 | tg_am | ንሳ ግና፡ “እወ ጐይታይ፡ ኰራኹር እውን ካብ መኣዲ ጐይተቶም ዝወደቐ ርፍራፍ ይበልዑ እዮም” በለት። | እሷም “አዎ ጌታ ሆይ፣ ግን እኮ ቡችሎችም ከጌቶቻቸው ማዕድ የሚወድቀውን ፍርፋሪ ይበላሉ” አለች። |
54,478 | am_tg | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ መልሶ “አንቺ ሴት፣ እምነትሽ ታላቅ ነው፤ በይ እንደ ፍላጎትሽ ይሁንልሽ” አላት። ልጇም ከዚያች ሰዓት ጀምሮ ተፈወሰች። | ሽዑ፡ የሱስ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ እምነትኪ ዓባይ እያ፣ ከም ዝደለኽዮ ይኹነልኪ” ኢሉ መለሰላ። ጓላ ድማ ካብታ ሰዓት እቲኣ ኣትሒዛ ሓወየት። |
54,479 | tg_am | ሽዑ፡ የሱስ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ እምነትኪ ዓባይ እያ፣ ከም ዝደለኽዮ ይኹነልኪ” ኢሉ መለሰላ። ጓላ ድማ ካብታ ሰዓት እቲኣ ኣትሒዛ ሓወየት። | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ መልሶ “አንቺ ሴት፣ እምነትሽ ታላቅ ነው፤ በይ እንደ ፍላጎትሽ ይሁንልሽ” አላት። ልጇም ከዚያች ሰዓት ጀምሮ ተፈወሰች። |
54,480 | am_tg | ኢየሱስ ከዚያ ተነስቶ ወደ ገሊላ ባሕር አቅራቢያ መጣ፤ ወደ ተራራ ወጥቶም ተቀመጠ። | የሱስ ካብኡ ነቒሉ፡ ናብ ጥቓ ባሕሪ ገሊላ መጸ፣ ናብ ከረን ደዪቡ ኸኣ፡ ኣብኡ ተቐመጠ። |
54,481 | tg_am | የሱስ ካብኡ ነቒሉ፡ ናብ ጥቓ ባሕሪ ገሊላ መጸ፣ ናብ ከረን ደዪቡ ኸኣ፡ ኣብኡ ተቐመጠ። | ኢየሱስ ከዚያ ተነስቶ ወደ ገሊላ ባሕር አቅራቢያ መጣ፤ ወደ ተራራ ወጥቶም ተቀመጠ። |
54,482 | am_tg | በዚህ ጊዜ እጅግ ብዙ ሰዎች አንካሶችን፣ ሽባዎችን፣ ዓይነ ስውሮችን፣ ዱዳዎችንና ሌሎች በርካታ ሕመምተኞችን ይዘው ወደ እሱ በመምጣት እግሩ ሥር አስቀመጧቸው፤ እሱም ፈወሳቸው። | ሽዑ፡ ብዙሓት ህዝቢ፡ ሓንካሳትን ቈራያትን ዕዉራትን ዓባሳትን ብዙሓት ካልኦትን ሒዞም ናብኡ ቐረቡ፣ ኣብ ጥቓ እግሩ ድማ ኣንበርዎም፣ ንሱ ኸኣ ኣሕወዮም። |
54,483 | tg_am | ሽዑ፡ ብዙሓት ህዝቢ፡ ሓንካሳትን ቈራያትን ዕዉራትን ዓባሳትን ብዙሓት ካልኦትን ሒዞም ናብኡ ቐረቡ፣ ኣብ ጥቓ እግሩ ድማ ኣንበርዎም፣ ንሱ ኸኣ ኣሕወዮም። | በዚህ ጊዜ እጅግ ብዙ ሰዎች አንካሶችን፣ ሽባዎችን፣ ዓይነ ስውሮችን፣ ዱዳዎችንና ሌሎች በርካታ ሕመምተኞችን ይዘው ወደ እሱ በመምጣት እግሩ ሥር አስቀመጧቸው፤ እሱም ፈወሳቸው። |
54,484 | am_tg | ሕዝቡም ዱዳዎች ሲናገሩ፣ ሽባዎች ሲፈወሱ፣ አንካሶች ሲራመዱና ዓይነ ስውሮች ሲያዩ ተመልክተው እጅግ ተደነቁ፤ የእስራኤልንም አምላክ አከበሩ። | እቶም ህዝቢ ድማ፡ ዓባሳት ኪዛረቡ፡ ቈራያት ኪሓውዩ፡ ሓንካሳት ኪኸዱ፡ ዕዉራት ኪርእዩ ምስ ረኣዩ፡ ተገረሙ እሞ፡ ንኣምላኽ እስራኤል ኣሞገስዎ። |
54,485 | tg_am | እቶም ህዝቢ ድማ፡ ዓባሳት ኪዛረቡ፡ ቈራያት ኪሓውዩ፡ ሓንካሳት ኪኸዱ፡ ዕዉራት ኪርእዩ ምስ ረኣዩ፡ ተገረሙ እሞ፡ ንኣምላኽ እስራኤል ኣሞገስዎ። | ሕዝቡም ዱዳዎች ሲናገሩ፣ ሽባዎች ሲፈወሱ፣ አንካሶች ሲራመዱና ዓይነ ስውሮች ሲያዩ ተመልክተው እጅግ ተደነቁ፤ የእስራኤልንም አምላክ አከበሩ። |
54,486 | am_tg | ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን ወደ እሱ ጠርቶ “እነዚህ ሰዎች ሦስት ቀን ሙሉ ከእኔ ጋር ስለቆዩና የሚበሉት ስለሌላቸው አዝንላቸዋለሁ። እንዲሁ ጦማቸውን ልሰዳቸው አልፈልግም፤ መንገድ ላይ ዝለው ሊወድቁ ይችላሉ” አላቸው። | የሱስ ግና ንደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ፡ “እዞም ህዝቢ እዚኦም ምሳይ ሰለስተ መዓልቲ ስለ ዝገበሩ፡ ዚብላዕ እውን ስለ ዘይብሎም፡ የደንግጹኒ ኣለዉ። ኣብ መገዲ ምእንቲ ኸይሕለሉ ጾሞም ከሰናብቶም ኣይደልን እየ” በሎም። |
54,487 | tg_am | የሱስ ግና ንደቀ መዛሙርቱ ጸዊዑ፡ “እዞም ህዝቢ እዚኦም ምሳይ ሰለስተ መዓልቲ ስለ ዝገበሩ፡ ዚብላዕ እውን ስለ ዘይብሎም፡ የደንግጹኒ ኣለዉ። ኣብ መገዲ ምእንቲ ኸይሕለሉ ጾሞም ከሰናብቶም ኣይደልን እየ” በሎም። | ኢየሱስ ደቀ መዛሙርቱን ወደ እሱ ጠርቶ “እነዚህ ሰዎች ሦስት ቀን ሙሉ ከእኔ ጋር ስለቆዩና የሚበሉት ስለሌላቸው አዝንላቸዋለሁ። እንዲሁ ጦማቸውን ልሰዳቸው አልፈልግም፤ መንገድ ላይ ዝለው ሊወድቁ ይችላሉ” አላቸው። |
54,488 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱ ግን “በዚህ ገለልተኛ ስፍራ ይህን ሁሉ ሕዝብ ሊያጠግብ የሚችል በቂ ዳቦ ከየት እናገኛለን?” አሉት። | እቶም ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ “ኣብዛ ጽምውቲ ቦታ ደኣ ንኽንድዚ ዚኣክል ህዝቢ ዜጽግብ እንጌራ ኻበይ ክንረክብ ኢና፧” በልዎ። |
54,489 | tg_am | እቶም ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ “ኣብዛ ጽምውቲ ቦታ ደኣ ንኽንድዚ ዚኣክል ህዝቢ ዜጽግብ እንጌራ ኻበይ ክንረክብ ኢና፧” በልዎ። | ደቀ መዛሙርቱ ግን “በዚህ ገለልተኛ ስፍራ ይህን ሁሉ ሕዝብ ሊያጠግብ የሚችል በቂ ዳቦ ከየት እናገኛለን?” አሉት። |
54,490 | am_tg | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ “ስንት ዳቦ አላችሁ?” አላቸው። እነሱም “ሰባት ዳቦና ጥቂት ትናንሽ ዓሣዎች” አሉት። | የሱስ ድማ፡ “ክንደይ እንጌራ ኣሎኩም፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ሸውዓተ፡ ሒደት ንኣሽቱ ዓሳ እውን” በልዎ። |
54,491 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ክንደይ እንጌራ ኣሎኩም፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ሸውዓተ፡ ሒደት ንኣሽቱ ዓሳ እውን” በልዎ። | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ “ስንት ዳቦ አላችሁ?” አላቸው። እነሱም “ሰባት ዳቦና ጥቂት ትናንሽ ዓሣዎች” አሉት። |
54,492 | am_tg | እሱም ሕዝቡ መሬት ላይ እንዲቀመጥ ካዘዘ በኋላ | ነቶም ህዝቢ ኣብ ምድሪ ኪቕመጡ ድሕሪ ምእዛዙ፡ |
54,493 | tg_am | ነቶም ህዝቢ ኣብ ምድሪ ኪቕመጡ ድሕሪ ምእዛዙ፡ | እሱም ሕዝቡ መሬት ላይ እንዲቀመጥ ካዘዘ በኋላ |
54,494 | am_tg | ሰባቱን ዳቦና ዓሣዎቹን ወሰደ፤ ካመሰገነ በኋላም ቆርሶ ለደቀ መዛሙርቱ ሰጣቸው፤ ደቀ መዛሙርቱ ደግሞ ለሕዝቡ ሰጡ። | ነተን ሸውዓተ እንጌራን ነቶም ዓሳን ኣልዒሉ፡ ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ሃቦም፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ድማ ነቶም ህዝቢ ሃብዎም። |
54,495 | tg_am | ነተን ሸውዓተ እንጌራን ነቶም ዓሳን ኣልዒሉ፡ ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ሃቦም፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ድማ ነቶም ህዝቢ ሃብዎም። | ሰባቱን ዳቦና ዓሣዎቹን ወሰደ፤ ካመሰገነ በኋላም ቆርሶ ለደቀ መዛሙርቱ ሰጣቸው፤ ደቀ መዛሙርቱ ደግሞ ለሕዝቡ ሰጡ። |
54,496 | am_tg | ሁሉም በልተው ጠገቡ፤ ከዚያም የተረፈውን ቁርስራሽ ሰበሰቡ፤ ቁርስራሹም ሰባት ትላልቅ ቅርጫት ሙሉ ሆነ። | ኵላቶም በሊዖም ጸገቡ፣ ዝተረፈ ቝርስራስ ድማ፡ ሸውዓተ ዓብዪ መሶብ መሊኦም ኣልዓሉ። |
54,497 | tg_am | ኵላቶም በሊዖም ጸገቡ፣ ዝተረፈ ቝርስራስ ድማ፡ ሸውዓተ ዓብዪ መሶብ መሊኦም ኣልዓሉ። | ሁሉም በልተው ጠገቡ፤ ከዚያም የተረፈውን ቁርስራሽ ሰበሰቡ፤ ቁርስራሹም ሰባት ትላልቅ ቅርጫት ሙሉ ሆነ። |
54,498 | am_tg | የበሉትም ከሴቶችና ከትናንሽ ልጆች ሌላ 4,000 ወንዶች ነበሩ። | እቶም ዝበልዑ ኸኣ፡ ብዘይ ኣንስትን ቈልዑን፡ 4,000 ሰብኡት ነበሩ። |
54,499 | tg_am | እቶም ዝበልዑ ኸኣ፡ ብዘይ ኣንስትን ቈልዑን፡ 4,000 ሰብኡት ነበሩ። | የበሉትም ከሴቶችና ከትናንሽ ልጆች ሌላ 4,000 ወንዶች ነበሩ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.