Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
54,500
am_tg
በመጨረሻም ሕዝቡን ካሰናበተ በኋላ ጀልባ ተሳፍሮ ወደ መጌዶን ክልል መጣ።
ነቶም ህዝቢ ምስ ኣሰናበተ ኸኣ፡ ናብ ጃልባ ደዪቡ፡ ናብ ዞባ መገዳን መጸ።
54,501
tg_am

54,502
am_tg
ከዚህ በኋላ ኢየሱስ፣ ዲያብሎስ ይፈትነው ዘንድ መንፈስ ወደ ምድረ በዳ መራው።
ድሕርዚ፡ የሱስ ብድያብሎስ ኪፍተን፡ ብመንፈስ ናብ በረኻ ተመርሐ።
54,503

54,504
am_tg
እሱም 40 ቀንና 40 ሌሊት ከጾመ በኋላ ተራበ።
40 መዓልትን 40 ለይትን ምስ ጾመ፡ ጠመየ።
54,505
tg_am
40 መዓልትን 40 ለይትን ምስ ጾመ፡ ጠመየ።
እሱም 40 ቀንና 40 ሌሊት ከጾመ በኋላ ተራበ።
54,506
am_tg
ፈታኙም ቀርቦ “የአምላክ ልጅ ከሆንክ እስቲ እነዚህ ድንጋዮች ዳቦ እንዲሆኑ እዘዝ” አለው።
እቲ ፈታኒ መጺኡ ድማ፡ “ወዲ ኣምላኽ እንተ ዄንካስ፡ ነዚ ኣእማን እንጌራ ኪኸውን በል” በሎ።
54,507

54,508
am_tg
እሱ ግን “‘ሰው ከይሖዋ አፍ በሚወጣ ቃል ሁሉ እንጂ በምግብ ብቻ አይኖርም’ ተብሎ ተጽፏል” ሲል መለሰ።
ንሱ ግና፡ “‘ሰብ ካብ ኣፍ የሆዋ ብዚወጽእ ኵሉ ቓል እምበር፡ ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ” ኢሉ መለሰ።
54,509

54,510
am_tg
ከዚያም ዲያብሎስ ወደ ቅድስቲቱ ከተማ ከወሰደው በኋላ በቤተ መቅደሱ አናት ላይ አቁሞ
ሽዑ፡ ድያብሎስ ናብታ ቕድስቲ ኸተማ ወሲዱ፡ ኣብ ላዕለዋይ ጫፍ መንደቕ ቤተ መቕደስ ደው ኣቢሉ፡
54,511

54,512
am_tg
እንዲህ አለው፦ “የአምላክ ልጅ ከሆንክ እስቲ ራስህን ወደ ታች ወርውር፤ እንዲህ ተብሎ ተጽፏልና፦ ‘መላእክቱን ስለ አንተ ያዛል።’ እንዲሁም ‘እግርህን እንቅፋት እንዳይመታው በእጃቸው ያነሱሃል።’”
“‘ንመላእኽቱ ኺእዝዘልካ እዩ፡’ ድማ ‘እግርኻ ብእምኒ ምእንቲ ኸይትዕንቀፍ፡ ብኣእዳዎም ኪጾሩኻ እዮም’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ እሞ፡ ወዲ ኣምላኽ እንተ ዄንካስ፡ ጽደፍ” በሎ።
54,513

54,514
am_tg
ኢየሱስም “‘አምላክህን ይሖዋን አትፈታተነው’ ተብሎም ተጽፏል” አለው።
የሱስ ከኣ፡ “‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣይትፈትኖ’ ዚብል ጽሑፍ እውን ኣሎ” በሎ።
54,515

54,516
am_tg
እንደገናም ዲያብሎስ በጣም ረጅም ወደሆነ ተራራ ወስዶ የዓለምን መንግሥታት ሁሉና ክብራቸውን አሳየው።
ከም ብሓድሽ፡ ድያብሎስ ናብ ኣዝዩ ነዊሕ ከረን ወሲዱ፡ ኵለን መንግስትታት ዓለምን ክብረንን ኣርኣዮ።
54,517

54,518
am_tg
ከዚያም “አንድ ጊዜ ተደፍተህ ብታመልከኝ እነዚህን ሁሉ እሰጥሃለሁ” አለው።
“ፍግም ኢልካ እንተ ሰጊድካለይ፡ እዚ ዅሉ ኽህበካ እየ” ድማ በሎ።
54,519

54,520
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ “አንተ ሰይጣን፣ ከፊቴ ራቅ! ‘ይሖዋ አምላክህን ብቻ አምልክ፤ ለእሱም ብቻ ቅዱስ አገልግሎት አቅርብ’ ተብሎ ተጽፏልና” አለው።
ሽዑ፡ የሱስ፡ “‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣምልኮ፡ ንዕኡ ንበይኑ ድማ ኣገልግሎ’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ እሞ፡ ኪድ፡ ሰይጣን!” በሎ።
54,521

54,522
am_tg
ከዚያም ዲያብሎስ ትቶት ሄደ፤ እነሆም፣ መላእክት መጥተው ያገለግሉት ጀመር።
ድሕርዚ፡ ድያብሎስ ሓደጎ፣ እንሆ ድማ፡ መላእኽቲ መጺኦም ኣገልገልዎ።
54,523

54,524
am_tg
ኢየሱስ፣ ዮሐንስ እንደታሰረ በሰማ ጊዜ ወደ ገሊላ ሄደ።
ብዛዕባ ማእሰርቲ ዮሃንስ ምስ ሰምዐ፡ ናብ ገሊላ ኸደ።
54,525
tg_am
ብዛዕባ ማእሰርቲ ዮሃንስ ምስ ሰምዐ፡ ናብ ገሊላ ኸደ።
ኢየሱስ፣ ዮሐንስ እንደታሰረ በሰማ ጊዜ ወደ ገሊላ ሄደ።
54,526
am_tg
ከዚያም ከናዝሬት ወጥቶ በዛብሎንና በንፍታሌም አውራጃዎች፣ በባሕሩ አጠገብ ወደምትገኘው ወደ ቅፍርናሆም መጥቶ መኖር ጀመረ፤
ካብ ናዝሬት ምስ ሓለፈ ድማ፡ ኣብ ኣውራጃታት ዛብሎንን ንፍታሌምን፡ ኣብታ ኣብ ጥቓ ባሕሪ እትርከብ ቅፍርናሆም መጺኡ ተቐመጠ።
54,527

54,528
am_tg
ይህም የሆነው በነቢዩ ኢሳይያስ የተነገረው የሚከተለው ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው፦
እዚ ድማ፡ እቲ ብነብዪ ኢሳይያስ ከምዚ ዝበሎ ምእንቲ ኺፍጸም ኰነ፦
54,529

54,530
am_tg
“ከዮርዳኖስ በስተ ምዕራብ ወደ ባሕሩ በሚወስደው መንገድ አጠገብ ያላችሁ የዛብሎን ምድር፣ የንፍታሌም ምድርና የአሕዛብ ገሊላ ሆይ!
“ኦ ምድሪ ዛብሎንን ምድሪ ንፍታሌምን፡ መገዲ ባሕሪ፡ ስግር ዮርዳኖስ፡ ናይ ኣህዛብ ገሊላ፡
54,531

54,532
am_tg
በጨለማ ውስጥ ያሉ ሰዎች ታላቅ ብርሃን አዩ፤ ሞት በሰዎች ላይ ባጠላበት ምድር ላሉም ብርሃን ወጣላቸው።”
ኣብ ጸልማት ዚቕመጥ ህዝቢ ዓብዪ ብርሃን ርእዩ፡ ኣብ ዞባ ጽላሎት ሞት ንዚቕመጡ እውን ብርሃን ወጺኡሎም።”
54,533

54,534
am_tg
ከዚያን ጊዜ አንስቶ ኢየሱስ “መንግሥተ ሰማያት ስለቀረበ ንስሐ ግቡ” እያለ ይሰብክ ጀመር።
ካብቲ ግዜ እቲ ኣትሒዙ፡ የሱስ፡ “መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ እሞ፡ ተነስሑ” እናበለ ኺሰብኽ ጀመረ።
54,535

54,536
am_tg
በገሊላ ባሕር አጠገብ ሲሄድ ሁለቱን ወንድማማቾች ማለትም ጴጥሮስ ተብሎ የሚጠራውን ስምዖንን እና ወንድሙን እንድርያስን አያቸው፤ እነሱም ዓሣ አጥማጆች ስለነበሩ መረባቸውን ወደ ባሕሩ እየጣሉ ነበር።
ብጥቓ ባሕሪ ገሊላ ኪኸይድ ከሎ፡ ክልተ ኣሕዋት፡ ጴጥሮስ እተባህለ ስምኦንን ሓዉ እንድርያስን ገፈፍቲ ዓሳ ነበሩ እሞ፡ መርበቦም ናብ ባሕሪ ኺድርብዩ ኸለዉ ረኣየ።
54,537

54,538
am_tg
እሱም “ኑ፣ ተከተሉኝ፤ ሰው አጥማጆች አደርጋችኋለሁ” አላቸው።
“ኣነ ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ እሞ፡ ስዓቡኒ” ድማ በሎም።
54,539
tg_am
“ኣነ ገፈፍቲ ሰብ ክገብረኩም እየ እሞ፡ ስዓቡኒ” ድማ በሎም።
እሱም “ኑ፣ ተከተሉኝ፤ ሰው አጥማጆች አደርጋችኋለሁ” አላቸው።
54,540
am_tg
እነሱም ወዲያውኑ መረቦቻቸውን ትተው ተከተሉት።
ብኡብኡ መርበቦም ሓዲጎም ሰዓብዎ።
54,541
tg_am
ብኡብኡ መርበቦም ሓዲጎም ሰዓብዎ።
እነሱም ወዲያውኑ መረቦቻቸውን ትተው ተከተሉት።
54,542
am_tg
ከዚያ እልፍ እንዳለ ሌሎች ሁለት ወንድማማቾችን ማለትም የዘብዴዎስን ልጅ ያዕቆብንና ወንድሙን ዮሐንስን አያቸው። እነሱም ከአባታቸው ከዘብዴዎስ ጋር በጀልባ ላይ ሆነው መረቦቻቸውን እየጠገኑ ነበር፤ ኢየሱስም ጠራቸው።
ካብኡ ምስ ሓለፈ እውን፡ ክልተ ኻልኦት ኣሕዋት፡ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡ ምስ ኣቦኦም ዘብዴዎስ ኣብ ጃልባ ዀይኖም፡ መርበቦም ኬዐርዩ ረኣየ እሞ፡ ጸውዖም።
54,543

54,544
am_tg
እነሱም ወዲያውኑ ጀልባዋንና አባታቸውን ትተው ተከተሉት።
ንሳቶም ከኣ ብኡብኡ ነታ ጃልባን ንኣቦኦምን ሓዲጎም ሰዓብዎ።
54,545
tg_am
ንሳቶም ከኣ ብኡብኡ ነታ ጃልባን ንኣቦኦምን ሓዲጎም ሰዓብዎ።
እነሱም ወዲያውኑ ጀልባዋንና አባታቸውን ትተው ተከተሉት።
54,546
am_tg
ከዚያም በምኩራቦቻቸው እያስተማረና የመንግሥቱን ምሥራች እየሰበከ እንዲሁም በሕዝቡ መካከል ያለውን ማንኛውንም ዓይነት በሽታና ማንኛውንም ዓይነት ሕመም እየፈወሰ በመላዋ ገሊላ ተዘዋወረ።
ድሕርዚ፡ ኣብ ምኵራባቶም እናመሃረን ብስራት መንግስቲ እናሰበኸን ኣብ ህዝቢ ዘሎ ዅሉ ሕማምን ድናሰን እናኣሕወየን ኣብ ብዘላ ገሊላ ዞረ።
54,547

54,548
am_tg
ስለ እሱም የተወራው ወሬ በመላዋ ሶርያ ተዳረሰ፤ ሰዎችም በተለያየ በሽታና ከባድ ሕመም የሚሠቃዩትን፣ ጋኔን የያዛቸውን፣ የሚጥል በሽታ ያለባቸውንና ሽባዎችን ሁሉ ወደ እሱ አመጡ፤ እሱም ፈወሳቸው።
ወሪኡ ኸኣ ናብ ኵላ ሶርያ ተዘርግሐ፣ ንሳቶም ድማ ኵሎም ሕሙማት፡ እተፈላለየ ሕማምን ቃንዛን ዘለዎምን ኣጋንንቲ ዝሓደርዎምን ሕማም ምንፍርፋር ዘለዎምን ልሙሳትን ኣምጽኡሉ፣ ንሱ ድማ ኣሕወዮም።
54,549

54,550
am_tg
ከዚህም የተነሳ ከገሊላ፣ ከዲካፖሊስ፣ ከኢየሩሳሌም፣ ከይሁዳና ከዮርዳኖስ ማዶ የመጡ እጅግ ብዙ ሰዎች ተከተሉት።
ካብ ገሊላን ደካጶሊስን የሩሳሌምን ይሁዳን ካብ ስግር ዮርዳኖስን ከኣ፡ ብዙሕ ህዝቢ ሰዓቦ።
54,551

54,552
am_tg
“መንግሥተ ሰማያት በወይን እርሻው ላይ የሚሠሩ ሠራተኞችን ለመቅጠር ማልዶ ከወጣ የእርሻ ባለቤት ጋር ይመሳሰላል።
“መንግስተ ሰማያት፡ ንኣታኽልቲ ወይኑ ሰብ ውዕለት ኪቘጽር ኣንጊሁ ዝወጸ ብዓል ቤት ትመስል።
54,553

54,554
am_tg
በቀን አንድ ዲናር ሊከፍላቸው ከተዋዋለ በኋላ ሠራተኞቹን ወደ ወይን እርሻው ላካቸው።
ምስቶም ሰብ ውዕለት ንመዓልቲ ብሓደ ዲናር ምስ ተሰማምዐ፡ ናብ ኣታኽልቲ ወይኑ ሰደዶም።
54,555

54,556
am_tg
በሦስት ሰዓት ገደማም ወጥቶ በገበያ ቦታ ሥራ ፈተው የቆሙ ሌሎች ሰዎች አየ፤
ኣብ ሳልሰይቲ ሰዓት ኣቢሉ ምስ ወጸ፡ ካልኦት ስራሕ ዘይብሎም ኣብ ዕዳጋ ደው ኢሎም ረኣየ፣
54,557

54,558
am_tg
እነዚህንም ሰዎች ‘እናንተም ወደ ወይኑ እርሻ ሂዱ፤ ተገቢውንም ክፍያ እከፍላችኋለሁ’ አላቸው።
ንዓታቶም ከኣ፡ ‘ንስኻትኩም እውን ናብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺዱ እሞ፡ ዚግባእ ዘበለ ኽህበኩም እየ’ በሎም።
54,559

54,560
am_tg
እነሱም ሄዱ። ዳግመኛም በስድስት ሰዓትና በዘጠኝ ሰዓት ገደማ ወጥቶ እንዲሁ አደረገ።
ንሳቶም ድማ ከዱ። ከም ብሓድሽ፡ ኣብ ሻድሸይቲ ሰዓትን ኣብ ታሽዐይቲ ሰዓትን ኣቢሉ ወጺኡ፡ ከምኡ ገበረ።
54,561

54,562
am_tg
በመጨረሻም በ11 ሰዓት ገደማ ወጥቶ ቆመው የነበሩ ሌሎች ሰዎች አገኘና ‘ቀኑን ሙሉ ሥራ ፈታችሁ እዚህ የቆማችሁት ለምንድን ነው?’ አላቸው።
ኣብ መበል 11 ሰዓት ኣቢሉ ወጺኡ፡ ካልኦት ደው ኢሎም ረኸበ፣ ‘ምሉእ መዓልቲ ብዘይ ስራሕ ስለምንታይ ኣብዚ ደው እትብሉ፧’ በሎም።
54,563

54,564
am_tg
እነሱም ‘የሚቀጥረን ሰው ስላጣን ነው’ ሲሉ መለሱለት። እሱም ‘እናንተም ወደ ወይኑ እርሻ ሄዳችሁ ሥሩ’ አላቸው።
ንሳቶም ከኣ፡ ‘ዋላ ሓደ ስለ ዘይቈጸረና’ በልዎ። ንሱ ድማ፡ ‘ንስኻትኩም እውን ናብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ኺዱ’ በሎም።
54,565

54,566
am_tg
“በመሸም ጊዜ የወይኑ እርሻ ባለቤት የሠራተኞቹን ተቆጣጣሪ ‘ሠራተኞቹን ጠርተህ በመጨረሻ ከተቀጠሩት አንስቶ በመጀመሪያ እስከተቀጠሩት ድረስ ደሞዛቸውን ክፈላቸው’ አለው።
“ምስ መሰየ፡ እቲ ብዓል ኣታኽልቲ ወይኒ ነቲ ዝመዘዞ ሰብ፡ ‘ነቶም ሰብ ውዕለት ጸዊዕካ፡ ካብቶም ዳሕሮት ጀሚርካ ኽሳዕ እቶም ቀዳሞት ውዕለቶም ሃቦም’ በሎ።
54,567

54,568
am_tg
በ11 ሰዓት የተቀጠሩት ሰዎች መጥተው እያንዳንዳቸው አንድ ዲናር ተቀበሉ።
እቶም ሰብ መበል 11 ሰዓት ምስ መጹ፡ ነፍሲ ወከፎም ደዲናር ተቐበሉ።
54,569

54,570
am_tg
በመሆኑም በመጀመሪያ የተቀጠሩት ሲመጡ እነሱ የበለጠ የሚከፈላቸው መስሏቸው ነበር፤ ነገር ግን እነሱም የተከፈላቸው አንድ አንድ ዲናር ነበር።
ስለዚ፡ እቶም ቀዳሞት ምስ መጹ፡ ዝያዳ ዚቕበሉ መሰሎም። ግናኸ፡ ንሳቶም እውን ደዲናር ተቐበሉ።
54,571

54,572
am_tg
ክፍያውን ሲቀበሉ በእርሻው ባለቤት ላይ ማጉረምረም ጀመሩ፤
ምስ ተቐበሉ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ብዓል ቤት ኣጕረምረሙ፣
54,573
tg_am
ምስ ተቐበሉ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ብዓል ቤት ኣጕረምረሙ፣
ክፍያውን ሲቀበሉ በእርሻው ባለቤት ላይ ማጉረምረም ጀመሩ፤
54,574
am_tg
እንዲህም አሉት፦ ‘እነዚህ በመጨረሻ የተቀጠሩት ሰዎች አንድ ሰዓት ብቻ ነው የሠሩት፤ ያም ሆኖ አንተ ቀኑን ሙሉ ስንደክምና በፀሐይ ስንቃጠል ከዋልነው ከእኛ ጋር እኩል አደረግካቸው!’
‘እዞም ዳሕሮት ሓንቲ ሰዓት እዮም ሰሪሖም፣ ምሳና ድኻም መዓልትን ሃሩርን ምስ ዝጾርና ግና ኣደላዲልካዮም’ ድማ በልዎ።
54,575

54,576
am_tg
እሱ ግን ከመካከላቸው ለአንዱ እንዲህ አለው፦ ‘የኔ ወንድም፣ ምንም የበደልኩህ ነገር የለም። የተስማማነው አንድ ዲናር እንድከፍልህ ነው፣ አይደለም እንዴ?
ንሱ ግና ንሓደ ኻባታቶም፡ ‘ዓርከይ፡ ኣይዓመጽኩኻን። ብሓደ ዲናርዶ ኣይተሰማማዕካንን፧
54,577

54,578
am_tg
ስለዚህ ድርሻህን ይዘህ ሂድ። በመጨረሻ ለተቀጠሩት ለእነዚህ ሰዎችም ለአንተ የሰጠሁትን ያህል መስጠት ፈለግኩ።
ዚብጽሓካ ደኣ ሒዝካ ኺድ። ነዚ ዳሕራይ ክንዲ እቲ ናትካ ኽህቦ እደሊ እየ።
54,579

54,580
am_tg
በገዛ ገንዘቤ የፈለግኩትን የማድረግ መብት የለኝም? ወይስ እኔ ደግ በመሆኔ ዓይንህ ተመቀኘ?’
ብገንዘበይ ዝደለኽዎ ኽገብር መሰልዶ የብለይን እዩ፧ ወይስ ኣነ ሕያዋይ ስለ ዝዀንኩዶ ዓይንኻ ቐናእ እያ፧’ ኢሉ መለሰሉ።
54,581

54,582
am_tg
ስለሆነም ኋለኞች ፊተኞች፣ ፊተኞች ደግሞ ኋለኞች ይሆናሉ።”
በዚ ኸምዚ፡ እቶም ዳሕሮት ቀዳሞት ኪዀኑ እዮም፣ እቶም ቀዳሞት ከኣ ዳሕሮት ኪዀኑ እዮም።”
54,583

54,584
am_tg
ወደ ኢየሩሳሌም እየወጡ ሳሉ ኢየሱስ 12ቱን ደቀ መዛሙርት ለብቻቸው ነጥሎ ወሰዳቸው፤ በመንገድ ላይ ሳሉም እንዲህ አላቸው፦
የሱስ ናብ የሩሳሌም ኪድይብ ከሎ፡ ነቶም 12 ደቀ መዛሙርቲ ንበይኖም ወሲዱ፡ ኣብ መገዲ ኸምዚ በሎም፦
54,585

54,586
am_tg
“እነሆ፣ ወደ ኢየሩሳሌም እየወጣን ነው፤ የሰው ልጅ ለካህናት አለቆችና ለጸሐፍት አልፎ ይሰጣል። እነሱም ሞት ይፈርዱበታል፤
“እንሆ፡ ናብ የሩሳሌም ንድይብ ኣለና፣ ወዲ ሰብ ከኣ ንሊቃውንቲ ኻህናትን ንጸሓፍትን ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ። ንሳቶም እውን ንሞት ኪፈርድዎ እዮም።
54,587

54,588
am_tg
እንዲሁም እንዲያፌዙበት፣ እንዲገርፉትና በእንጨት ላይ እንዲሰቅሉት ለአሕዛብ አሳልፈው ይሰጡታል፤ እሱም በሦስተኛው ቀን ይነሳል።”
ኬላግጹሉን ኪገርፍዎን ኪሰቕልዎን ኢሎም ከኣ ንኣህዛብ ኣሕሊፎም ኪህብዎ እዮም፣ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ኪትንስእ እዩ።”
54,589

54,590
am_tg
ከዚያም የዘብዴዎስ ሚስት ከልጆቿ ጋር ወደ እሱ ቀርባ እየሰገደች አንድ ነገር እንዲያደርግላት ለመነችው።
ድሕርዚ፡ ኣደ ደቂ ዘብዴዎስ ምስ ደቃ ናብኡ ቐረበት እሞ፡ እናሰገደትሉ ሓደ ነገር ለመነቶ።
54,591

54,592
am_tg
እሱም “ምንድን ነው የፈለግሽው?” አላት። እሷም መልሳ “በመንግሥትህ እነዚህን ሁለቱን ልጆቼን፣ አንዱን በቀኝህ አንዱን ደግሞ በግራህ አስቀምጥልኝ” አለችው።
ንሱ ኸኣ፡ “እንታይ ትደልዪ፧” በላ። ንሳ ድማ፡ “እዞም ክልተ ደቀይ፡ ኣብ መንግስትኻ፡ ሓደ ኣብ የማንካ፡ ሓደ ኣብ ጸጋምካ ኪቕመጡ፡ በል” ኢላ መለሰትሉ።
54,593

54,594
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “የምትለምኑትን አታውቁም። እኔ በቅርቡ የምጠጣውን ጽዋ ልትጠጡ ትችላላችሁ?” አላቸው። እነሱም “እንችላለን” አሉት።
የሱስ ግና መሊሱ፡ “እትልምንዎ ኣይትፈልጡን ኢኹም። እታ ኣነ ኽሰትያ ኢለ ዘለኹ ጽዋእ ክትሰትዩ ትኽእሉዶ፧” በለ። ንሳቶም ከኣ፡ “ንኽእል” በልዎ።
54,595

54,596
am_tg
እሱም “በእርግጥ የእኔን ጽዋ ትጠጣላችሁ፤ በቀኜ ወይም በግራዬ መቀመጥ ግን አባቴ ላዘጋጀላቸው የሚሰጥ እንጂ በእኔ ፈቃድ የሚሆን አይደለም” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “ጽዋአይሲ ኽትሰትዩ ኢኹም፣ ኣብ የማነይን ኣብ ጸጋመይን ምቕማጥ ግና፡ ነቶም ኣቦይ ዘዳለወሎም ደኣ እዩ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን ዝህቦ” በሎም።
54,597

54,598
am_tg
የቀሩት አሥሩ ይህን ሲሰሙ በሁለቱ ወንድማማቾች ላይ ተቆጡ።
እቶም ዝተረፉ ዓሰርተ ብዛዕባ እዚ ምስ ሰምዑ፡ በቶም ክልተ ኣሕዋት ተቘጥዑ።
54,599