Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
54,600 | am_tg | ሆኖም ኢየሱስ ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “የዚህ ዓለም ገዢዎች በሕዝባቸው ላይ ሥልጣናቸውን እንደሚያሳዩ፣ ታላላቅ ሰዎችም በኃይል እንደሚገዟቸው ታውቃላችሁ። | የሱስ ግና ናብኡ ጸዊዑ፡ ከምዚ በሎም፦ “ንኣህዛብ፡ ኣሕሉቖም ከም ዚገዝእዎም፡ ዓበይቶም ድማ ኣብ ልዕሊኦም ከም ዚስልጥኑ ትፈልጡ ኢኹም። |
54,601 | tg_am | የሱስ ግና ናብኡ ጸዊዑ፡ ከምዚ በሎም፦ “ንኣህዛብ፡ ኣሕሉቖም ከም ዚገዝእዎም፡ ዓበይቶም ድማ ኣብ ልዕሊኦም ከም ዚስልጥኑ ትፈልጡ ኢኹም። | ሆኖም ኢየሱስ ወደ እሱ ጠርቶ እንዲህ አላቸው፦ “የዚህ ዓለም ገዢዎች በሕዝባቸው ላይ ሥልጣናቸውን እንደሚያሳዩ፣ ታላላቅ ሰዎችም በኃይል እንደሚገዟቸው ታውቃላችሁ። |
54,602 | am_tg | በእናንተ መካከል ግን እንዲህ መሆን የለበትም፤ ከመካከላችሁ ታላቅ መሆን የሚፈልግ ሁሉ አገልጋያችሁ ሊሆን ይገባል፤ | ኣባኻትኩም ግና ከምኡ ኣይኹን፣ የግዳስ፡ ካባኻትኩም ዓብዪ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ፡ ኣገልጋሊኹም ይኹን፣ |
54,603 | tg_am | ኣባኻትኩም ግና ከምኡ ኣይኹን፣ የግዳስ፡ ካባኻትኩም ዓብዪ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ፡ ኣገልጋሊኹም ይኹን፣ | በእናንተ መካከል ግን እንዲህ መሆን የለበትም፤ ከመካከላችሁ ታላቅ መሆን የሚፈልግ ሁሉ አገልጋያችሁ ሊሆን ይገባል፤ |
54,604 | am_tg | እንዲሁም ከመካከላችሁ ፊተኛ መሆን የሚፈልግ ሁሉ ባሪያችሁ ሊሆን ይገባል። | ካባኻትኩም ቀዳማይ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ ድማ፡ ባርያኹም ይኹን። |
54,605 | tg_am | ካባኻትኩም ቀዳማይ ኪኸውን ዚደሊ ዘበለ ድማ፡ ባርያኹም ይኹን። | እንዲሁም ከመካከላችሁ ፊተኛ መሆን የሚፈልግ ሁሉ ባሪያችሁ ሊሆን ይገባል። |
54,606 | am_tg | የሰው ልጅም የመጣው ለማገልገልና በብዙ ሰዎች ምትክ ሕይወቱን ቤዛ አድርጎ ለመስጠት እንጂ እንዲገለገል አይደለም።” | ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ ኬገልግልን ህይወቱ ምእንቲ ብዙሓት በጃ ኼሕልፍን እምበር፡ ኪግልገል ኢሉ ኣይመጸን።” |
54,607 | tg_am | ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ ኬገልግልን ህይወቱ ምእንቲ ብዙሓት በጃ ኼሕልፍን እምበር፡ ኪግልገል ኢሉ ኣይመጸን።” | የሰው ልጅም የመጣው ለማገልገልና በብዙ ሰዎች ምትክ ሕይወቱን ቤዛ አድርጎ ለመስጠት እንጂ እንዲገለገል አይደለም።” |
54,608 | am_tg | ከኢያሪኮ ወጥተው እየሄዱ ሳሉ እጅግ ብዙ ሕዝብ ተከተለው። | ካብ ያሪኮ ኺወጹ ኸለዉ ኸኣ፡ ብዙሕ ህዝቢ ሰዓቦ። |
54,609 | tg_am | ካብ ያሪኮ ኺወጹ ኸለዉ ኸኣ፡ ብዙሕ ህዝቢ ሰዓቦ። | ከኢያሪኮ ወጥተው እየሄዱ ሳሉ እጅግ ብዙ ሕዝብ ተከተለው። |
54,610 | am_tg | በዚህ ጊዜ መንገድ ዳር የተቀመጡ ሁለት ዓይነ ስውሮች ኢየሱስ በዚያ እያለፈ መሆኑን ሲሰሙ “ጌታ ሆይ፣ የዳዊት ልጅ፣ ምሕረት አድርግልን!” እያሉ ጮኹ። | እንሆ ድማ፡ ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጦም ዝነበሩ ኽልተ ዕዉራት፡ የሱስ ይሓልፍ ከም ዘሎ ምስ ሰምዑ፡ “ጐይታይ፡ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረና!” እናበሉ ጨርሑ። |
54,611 | tg_am | እንሆ ድማ፡ ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጦም ዝነበሩ ኽልተ ዕዉራት፡ የሱስ ይሓልፍ ከም ዘሎ ምስ ሰምዑ፡ “ጐይታይ፡ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረና!” እናበሉ ጨርሑ። | በዚህ ጊዜ መንገድ ዳር የተቀመጡ ሁለት ዓይነ ስውሮች ኢየሱስ በዚያ እያለፈ መሆኑን ሲሰሙ “ጌታ ሆይ፣ የዳዊት ልጅ፣ ምሕረት አድርግልን!” እያሉ ጮኹ። |
54,612 | am_tg | ሆኖም ሕዝቡ ዝም እንዲሉ ገሠጿቸው፤ እነሱ ግን “ጌታ ሆይ፣ የዳዊት ልጅ፣ ምሕረት አድርግልን!” እያሉ ይበልጥ ድምፃቸውን ከፍ አድርገው ጮኹ። | እቶም ህዝቢ ድማ ስቕ ኪብሉ ገንሕዎም፣ ንሳቶም ግና፡ “ጐይታይ፡ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረና!” እናበሉ ኣዝዮም ጨርሑ። |
54,613 | tg_am | እቶም ህዝቢ ድማ ስቕ ኪብሉ ገንሕዎም፣ ንሳቶም ግና፡ “ጐይታይ፡ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረና!” እናበሉ ኣዝዮም ጨርሑ። | ሆኖም ሕዝቡ ዝም እንዲሉ ገሠጿቸው፤ እነሱ ግን “ጌታ ሆይ፣ የዳዊት ልጅ፣ ምሕረት አድርግልን!” እያሉ ይበልጥ ድምፃቸውን ከፍ አድርገው ጮኹ። |
54,614 | am_tg | ኢየሱስም ቆም ብሎ ጠራቸውና “ምን እንዳደርግላችሁ ትፈልጋላችሁ?” አላቸው። | የሱስ ከኣ ደው ኢሉ ጸውዖም፡ “እንታይ ክገብረልኩም ትደልዩ፧” ድማ በሎም። |
54,615 | tg_am | የሱስ ከኣ ደው ኢሉ ጸውዖም፡ “እንታይ ክገብረልኩም ትደልዩ፧” ድማ በሎም። | ኢየሱስም ቆም ብሎ ጠራቸውና “ምን እንዳደርግላችሁ ትፈልጋላችሁ?” አላቸው። |
54,616 | am_tg | እነሱም “ጌታ ሆይ፣ ዓይናችንን አብራልን” አሉት። | ንሳቶም ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣዒንትና ኪኽፈታ” በልዎ። |
54,617 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣዒንትና ኪኽፈታ” በልዎ። | እነሱም “ጌታ ሆይ፣ ዓይናችንን አብራልን” አሉት። |
54,618 | am_tg | ኢየሱስም በጣም አዘነላቸውና ዓይኖቻቸውን ዳሰሰ፤ ወዲያውኑም ማየት ቻሉ፤ ከዚያም ተከተሉት። | የሱስ ከኣ ደንጊጹሎም ኣዒንቶም ተንከየ፣ ብኡብኡ እውን ረኣዩ፡ ሰዓብዎ ድማ። |
54,619 | tg_am | የሱስ ከኣ ደንጊጹሎም ኣዒንቶም ተንከየ፣ ብኡብኡ እውን ረኣዩ፡ ሰዓብዎ ድማ። | ኢየሱስም በጣም አዘነላቸውና ዓይኖቻቸውን ዳሰሰ፤ ወዲያውኑም ማየት ቻሉ፤ ከዚያም ተከተሉት። |
54,620 | am_tg | በዚያን ጊዜ ኢየሱስ በሰንበት ቀን በእህል እርሻ መካከል አለፈ። ደቀ መዛሙርቱም ተርበው ስለነበር እሸት እየቀጠፉ መብላት ጀመሩ። | በቲ እዋን እቲ፡ የሱስ ብሰንበት፡ ብማእከል ዝሩእ ግራውቲ ሓለፈ። ደቀ መዛሙርቱ ድማ ስለ ዝጠመዩ፡ ሰዊት ቀንጢቦም ኪበልዑ ጀመሩ። |
54,621 | tg_am | በቲ እዋን እቲ፡ የሱስ ብሰንበት፡ ብማእከል ዝሩእ ግራውቲ ሓለፈ። ደቀ መዛሙርቱ ድማ ስለ ዝጠመዩ፡ ሰዊት ቀንጢቦም ኪበልዑ ጀመሩ። | በዚያን ጊዜ ኢየሱስ በሰንበት ቀን በእህል እርሻ መካከል አለፈ። ደቀ መዛሙርቱም ተርበው ስለነበር እሸት እየቀጠፉ መብላት ጀመሩ። |
54,622 | am_tg | ፈሪሳውያን ይህን ባዩ ጊዜ “ተመልከት! ደቀ መዛሙርትህ በሰንበት ቀን በሕግ የተከለከለ ነገር እያደረጉ ነው” አሉት። | ፈሪሳውያን ነዚ ርእዮም፡ “እንሆ፡ ደቀ መዛሙርትኻ ብሰንበት ኪግበር ዘይተፈቕደ ይገብሩ ኣለዉ” በልዎ። |
54,623 | tg_am | ፈሪሳውያን ነዚ ርእዮም፡ “እንሆ፡ ደቀ መዛሙርትኻ ብሰንበት ኪግበር ዘይተፈቕደ ይገብሩ ኣለዉ” በልዎ። | ፈሪሳውያን ይህን ባዩ ጊዜ “ተመልከት! ደቀ መዛሙርትህ በሰንበት ቀን በሕግ የተከለከለ ነገር እያደረጉ ነው” አሉት። |
54,624 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ዳዊት እሱና ከእሱ ጋር የነበሩት ሰዎች በተራቡ ጊዜ ምን እንዳደረገ አላነበባችሁም? | ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ዳዊት፡ ንሱን ምስኡ ዝነበሩን ምስ ጠመዩ፡ እንታይ ከም ዝገበረዶ ኣየንበብኩምን፧ |
54,625 | tg_am | ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎም፦ “ዳዊት፡ ንሱን ምስኡ ዝነበሩን ምስ ጠመዩ፡ እንታይ ከም ዝገበረዶ ኣየንበብኩምን፧ | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ዳዊት እሱና ከእሱ ጋር የነበሩት ሰዎች በተራቡ ጊዜ ምን እንዳደረገ አላነበባችሁም? |
54,626 | am_tg | ወደ አምላክ ቤት ገብቶ ከካህናት በስተቀር እሱም ሆነ ከእሱ ጋር የነበሩት ሰዎች እንዲበሉ ያልተፈቀደውን በአምላክ ፊት የቀረበ ኅብስት አልበሉም? | ከመይ ኢሉ ናብ ቤት ኣምላኽ ከም ዝኣተወ፡ ካህናት ጥራይ ደኣ እምበር፡ ንሱ ዀነ እቶም ምስኡ ዝነበሩ ኺበልዕዎ ዘይተፈቕደሎም እንጌራ መባእ ከም ዝበልዐዶ ኣየንበብኩምን፧ |
54,627 | tg_am | ከመይ ኢሉ ናብ ቤት ኣምላኽ ከም ዝኣተወ፡ ካህናት ጥራይ ደኣ እምበር፡ ንሱ ዀነ እቶም ምስኡ ዝነበሩ ኺበልዕዎ ዘይተፈቕደሎም እንጌራ መባእ ከም ዝበልዐዶ ኣየንበብኩምን፧ | ወደ አምላክ ቤት ገብቶ ከካህናት በስተቀር እሱም ሆነ ከእሱ ጋር የነበሩት ሰዎች እንዲበሉ ያልተፈቀደውን በአምላክ ፊት የቀረበ ኅብስት አልበሉም? |
54,628 | am_tg | ደግሞስ ካህናት የሰንበትን ሕግ እንደሚተላለፉና ይህም እንደ በደል እንደማይቆጠርባቸው በሕጉ ላይ አላነበባችሁም? | ወይስ ብሰናብቲ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ዚዓይዩ ኻህናት ንሰንበት ከም ዚስዕርዋን በደል ከም ዘይኰኖምንሲ፡ ኣብ ሕጊዶ ኣየንበብኩምን፧ |
54,629 | tg_am | ወይስ ብሰናብቲ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ዚዓይዩ ኻህናት ንሰንበት ከም ዚስዕርዋን በደል ከም ዘይኰኖምንሲ፡ ኣብ ሕጊዶ ኣየንበብኩምን፧ | ደግሞስ ካህናት የሰንበትን ሕግ እንደሚተላለፉና ይህም እንደ በደል እንደማይቆጠርባቸው በሕጉ ላይ አላነበባችሁም? |
54,630 | am_tg | እኔ ግን እላችኋለሁ፣ ከቤተ መቅደሱ የሚበልጥ እዚህ አለ። | ኣነ ግና፡ ካብ ቤተ መቕደስ ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ፡ እብለኩም ኣለኹ። |
54,631 | tg_am | ኣነ ግና፡ ካብ ቤተ መቕደስ ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ፡ እብለኩም ኣለኹ። | እኔ ግን እላችኋለሁ፣ ከቤተ መቅደሱ የሚበልጥ እዚህ አለ። |
54,632 | am_tg | ይሁንና ‘እኔ የምፈልገው ምሕረትን እንጂ መሥዋዕትን አይደለም’ የሚለውን ቃል ትርጉም ተረድታችሁ ቢሆን ኖሮ ምንም በደል ባልሠሩት ላይ ባልፈረዳችሁ ነበር። | ግናኸ፡ ‘መስዋእቲ ዘይኰነስ፡ ምሕረት እየ ዝደሊ’ ዚብል እንታይ ማለት ምዃኑ እንተ ትፈልጡስ፡ ነዞም ዘይበደሉ ኣይምዀነንኩምዎምን ኔርኩም። |
54,633 | tg_am | ግናኸ፡ ‘መስዋእቲ ዘይኰነስ፡ ምሕረት እየ ዝደሊ’ ዚብል እንታይ ማለት ምዃኑ እንተ ትፈልጡስ፡ ነዞም ዘይበደሉ ኣይምዀነንኩምዎምን ኔርኩም። | ይሁንና ‘እኔ የምፈልገው ምሕረትን እንጂ መሥዋዕትን አይደለም’ የሚለውን ቃል ትርጉም ተረድታችሁ ቢሆን ኖሮ ምንም በደል ባልሠሩት ላይ ባልፈረዳችሁ ነበር። |
54,634 | am_tg | የሰው ልጅ የሰንበት ጌታ ነውና።” | ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ ጐይታ ሰንበት እዩ።” |
54,635 | tg_am | ከመይሲ፡ ወዲ ሰብ ጐይታ ሰንበት እዩ።” | የሰው ልጅ የሰንበት ጌታ ነውና።” |
54,636 | am_tg | ከዚያ ስፍራ ከሄደ በኋላ ወደ ምኩራባቸው ገባ፤ | ካብኡ ምስ ሓለፈ፡ ናብ ምኵራቦም ከደ። |
54,637 | tg_am | ካብኡ ምስ ሓለፈ፡ ናብ ምኵራቦም ከደ። | ከዚያ ስፍራ ከሄደ በኋላ ወደ ምኩራባቸው ገባ፤ |
54,638 | am_tg | በዚያም እጁ የሰለለ አንድ ሰው ነበር። እነሱም ኢየሱስን መክሰስ ፈልገው “በሰንበት መፈወስ በሕግ ተፈቅዷል?” ሲሉ ጠየቁት። | እንሆ ድማ፡ ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ኣብኡ ነበረ። ምእንቲ ኪኸስስዎ ኸኣ፡ “ብሰንበት ምሕዋይዶ ተፈቒዱ እዩ፧” ኢሎም ሓተትዎ። |
54,639 | tg_am | እንሆ ድማ፡ ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ኣብኡ ነበረ። ምእንቲ ኪኸስስዎ ኸኣ፡ “ብሰንበት ምሕዋይዶ ተፈቒዱ እዩ፧” ኢሎም ሓተትዎ። | በዚያም እጁ የሰለለ አንድ ሰው ነበር። እነሱም ኢየሱስን መክሰስ ፈልገው “በሰንበት መፈወስ በሕግ ተፈቅዷል?” ሲሉ ጠየቁት። |
54,640 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ከእናንተ መካከል አንድ በግ ያለው ሰው ቢኖርና በሰንበት ቀን ጉድጓድ ውስጥ ቢገባበት በጉን ጎትቶ የማያወጣው ይኖራል? | ንሱ ድማ፡ “ካባኻትኩምከ ሓንቲ በጊዕ ዘላቶ እሞ፡ ብሰንበት ኣብ ጕድጓድ እንተ ወዲቓ፡ ዘይሕዛን ዘየውጽኣን ሰብ ኣሎዶ፧ |
54,641 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ካባኻትኩምከ ሓንቲ በጊዕ ዘላቶ እሞ፡ ብሰንበት ኣብ ጕድጓድ እንተ ወዲቓ፡ ዘይሕዛን ዘየውጽኣን ሰብ ኣሎዶ፧ | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ከእናንተ መካከል አንድ በግ ያለው ሰው ቢኖርና በሰንበት ቀን ጉድጓድ ውስጥ ቢገባበት በጉን ጎትቶ የማያወጣው ይኖራል? |
54,642 | am_tg | ታዲያ ሰው ከበግ እጅግ አይበልጥም? ስለዚህ በሰንበት መልካም ነገር ማድረግ ተፈቅዷል።” | ካብ በጊዕሲ ሰብዶ ኣዝዩ ኣይበልጽን! እምበኣር፡ ብሰንበት ጽቡቕ ምግባር ተፈቒዱ እዩ” በሎም። |
54,643 | tg_am | ካብ በጊዕሲ ሰብዶ ኣዝዩ ኣይበልጽን! እምበኣር፡ ብሰንበት ጽቡቕ ምግባር ተፈቒዱ እዩ” በሎም። | ታዲያ ሰው ከበግ እጅግ አይበልጥም? ስለዚህ በሰንበት መልካም ነገር ማድረግ ተፈቅዷል።” |
54,644 | am_tg | ከዚያም ሰውየውን “እጅህን ዘርጋ” አለው። ሰውየውም እጁን ዘረጋ፤ እጁም እንደ ሌላኛው እጁ ደህና ሆነለት። | ሽዑ፡ ነቲ ሰብኣይ፡ “ኢድካ ዘርግሕ” በሎ። ንሱ ድማ ዘርግሓ፣ ሓውያ እውን ከምታ ኻልአይታ ዀነት። |
54,645 | tg_am | ሽዑ፡ ነቲ ሰብኣይ፡ “ኢድካ ዘርግሕ” በሎ። ንሱ ድማ ዘርግሓ፣ ሓውያ እውን ከምታ ኻልአይታ ዀነት። | ከዚያም ሰውየውን “እጅህን ዘርጋ” አለው። ሰውየውም እጁን ዘረጋ፤ እጁም እንደ ሌላኛው እጁ ደህና ሆነለት። |
54,646 | am_tg | ፈሪሳውያኑ ግን ወጥተው እሱን ለመግደል አሴሩ። | እቶም ፈሪሳውያን ግና ምስ ወጹ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚቐትልዎ ውዲት ኣለሙ። |
54,647 | tg_am | እቶም ፈሪሳውያን ግና ምስ ወጹ፡ ከመይ ገይሮም ከም ዚቐትልዎ ውዲት ኣለሙ። | ፈሪሳውያኑ ግን ወጥተው እሱን ለመግደል አሴሩ። |
54,648 | am_tg | ኢየሱስም ይህን ሲያውቅ አካባቢውን ለቆ ሄደ። ብዙ ሰዎችም ተከትለውት ሄዱ፤ እሱም የታመሙትን ሁሉ ፈወሳቸው፤ | የሱስ ነዚ ፈሊጡ፡ ካብኡ ኣልገሰ። ብዙሓት ከኣ ሰዓብዎ፣ ንዅላቶም እውን ኣሕወዮም። |
54,649 | tg_am | የሱስ ነዚ ፈሊጡ፡ ካብኡ ኣልገሰ። ብዙሓት ከኣ ሰዓብዎ፣ ንዅላቶም እውን ኣሕወዮም። | ኢየሱስም ይህን ሲያውቅ አካባቢውን ለቆ ሄደ። ብዙ ሰዎችም ተከትለውት ሄዱ፤ እሱም የታመሙትን ሁሉ ፈወሳቸው፤ |
54,650 | am_tg | ሆኖም የእሱን ማንነት ለሌሎች እንዳይገልጹ በጥብቅ አዘዛቸው፤ | ከየግህድዎ ግና ብጽኑዕ ኣዘዞም። |
54,651 | tg_am | ከየግህድዎ ግና ብጽኑዕ ኣዘዞም። | ሆኖም የእሱን ማንነት ለሌሎች እንዳይገልጹ በጥብቅ አዘዛቸው፤ |
54,652 | am_tg | ይህን ያደረገው በነቢዩ ኢሳይያስ እንዲህ ተብሎ የተነገረው ይፈጸም ዘንድ ነው፦ | እዚ ኸኣ፡ እቲ ብነብዪ ኢሳይያስ ከምዚ ዚስዕብ እተባህለ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ፦ |
54,653 | tg_am | እዚ ኸኣ፡ እቲ ብነብዪ ኢሳይያስ ከምዚ ዚስዕብ እተባህለ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ፦ | ይህን ያደረገው በነቢዩ ኢሳይያስ እንዲህ ተብሎ የተነገረው ይፈጸም ዘንድ ነው፦ |
54,654 | am_tg | “እነሆ፣ የምወደውና ደስ የምሰኝበት የመረጥኩት አገልጋዬ! መንፈሴን በእሱ ላይ አደርጋለሁ፤ ፍትሕ ምን ማለት እንደሆነም ለብሔራት ያሳውቃል። | “እንሆ፡ ዝሓረኽዎ ጊልያይ፡ ዝሰምሮ ፍቑረይ! መንፈሰይ ኣብኡ ኸሕድር እየ፣ ንሱ ድማ ንኣህዛብ ፍትሒ ኼነጽረሎም እዩ። |
54,655 | tg_am | “እንሆ፡ ዝሓረኽዎ ጊልያይ፡ ዝሰምሮ ፍቑረይ! መንፈሰይ ኣብኡ ኸሕድር እየ፣ ንሱ ድማ ንኣህዛብ ፍትሒ ኼነጽረሎም እዩ። | “እነሆ፣ የምወደውና ደስ የምሰኝበት የመረጥኩት አገልጋዬ! መንፈሴን በእሱ ላይ አደርጋለሁ፤ ፍትሕ ምን ማለት እንደሆነም ለብሔራት ያሳውቃል። |
54,656 | am_tg | አይጨቃጨቅም ወይም አይጮኽም፤ በአውራ ጎዳናዎችም ላይ ድምፁን የሚሰማ አይኖርም። | ኣይኪከራኸርን፡ ኣይኪጭድርን፡ ኣብ ጐደናታት እውን ብዋላ ሓደ ድምጹ ኣይኪስማዕን እዩ። |
54,657 | tg_am | ኣይኪከራኸርን፡ ኣይኪጭድርን፡ ኣብ ጐደናታት እውን ብዋላ ሓደ ድምጹ ኣይኪስማዕን እዩ። | አይጨቃጨቅም ወይም አይጮኽም፤ በአውራ ጎዳናዎችም ላይ ድምፁን የሚሰማ አይኖርም። |
54,658 | am_tg | ፍትሕን በአስተማማኝ ሁኔታ እስኪያሰፍን ድረስ፣ የተቀጠቀጠን ሸምበቆ አይሰብርም፤ የሚጨስንም የጧፍ ክር አያጠፋም። | ፍትሒ ናብ ዓወት ክሳዕ ዜብጽሕ፡ ጭፍሉቕ ሻምብቆ ኣይኪሰብርን፡ ዚተክኽ ፈትሊ መብራህቲ እውን ኣይኬጥፍእን እዩ። |
54,659 | tg_am | ፍትሒ ናብ ዓወት ክሳዕ ዜብጽሕ፡ ጭፍሉቕ ሻምብቆ ኣይኪሰብርን፡ ዚተክኽ ፈትሊ መብራህቲ እውን ኣይኬጥፍእን እዩ። | ፍትሕን በአስተማማኝ ሁኔታ እስኪያሰፍን ድረስ፣ የተቀጠቀጠን ሸምበቆ አይሰብርም፤ የሚጨስንም የጧፍ ክር አያጠፋም። |
54,660 | am_tg | በእርግጥም ብሔራት በስሙ ተስፋ ያደርጋሉ።” | እወ፡ ኣህዛብ ብስሙ ተስፋ ኺገብሩ እዮም።” |
54,661 | tg_am | እወ፡ ኣህዛብ ብስሙ ተስፋ ኺገብሩ እዮም።” | በእርግጥም ብሔራት በስሙ ተስፋ ያደርጋሉ።” |
54,662 | am_tg | ከጊዜ በኋላም፣ ጋኔን የያዘው ዓይነ ስውርና ዱዳ ሰው ወደ እሱ አመጡ፤ እሱም ፈወሰው፤ ዱዳውም መናገርና ማየት ቻለ። | ድሕርዚ፡ ጋኔን ዝሓደሮ ዕዉርን ዓባስን ኣምጽኡሉ፣ ንሱ ድማ ኣሕወዮ፣ እቲ ዓባስ ከኣ ኪዛረብን ኪርእን ከኣለ። |
54,663 | tg_am | ድሕርዚ፡ ጋኔን ዝሓደሮ ዕዉርን ዓባስን ኣምጽኡሉ፣ ንሱ ድማ ኣሕወዮ፣ እቲ ዓባስ ከኣ ኪዛረብን ኪርእን ከኣለ። | ከጊዜ በኋላም፣ ጋኔን የያዘው ዓይነ ስውርና ዱዳ ሰው ወደ እሱ አመጡ፤ እሱም ፈወሰው፤ ዱዳውም መናገርና ማየት ቻለ። |
54,664 | am_tg | ሕዝቡም ሁሉ በጣም ተደንቀው “ይህ የዳዊት ልጅ ይሆን እንዴ?” ይሉ ጀመር። | ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ኣስተንከሩ፣ “እዝስ እቲ ወዲ ዳዊት ደዀን ይኸውን፧” ከኣ በሉ። |
54,665 | tg_am | ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ኣስተንከሩ፣ “እዝስ እቲ ወዲ ዳዊት ደዀን ይኸውን፧” ከኣ በሉ። | ሕዝቡም ሁሉ በጣም ተደንቀው “ይህ የዳዊት ልጅ ይሆን እንዴ?” ይሉ ጀመር። |
54,666 | am_tg | ፈሪሳውያን ይህን ሲሰሙ “ይህ ሰው በአጋንንት አለቃ በብዔልዜቡል ካልሆነ በስተቀር አጋንንትን ሊያስወጣ አይችልም” አሉ። | እቶም ፈሪሳውያን ግና ነዚ ምስ ሰምዑ፡ “እዚ፡ ብዘይካ ብብኤል-ዜቡል እቲ ሓለቓ ኣጋንንቲ፡ ንኣጋንንቲ ኣየውጽኦምን እዩ” በሉ። |
54,667 | tg_am | እቶም ፈሪሳውያን ግና ነዚ ምስ ሰምዑ፡ “እዚ፡ ብዘይካ ብብኤል-ዜቡል እቲ ሓለቓ ኣጋንንቲ፡ ንኣጋንንቲ ኣየውጽኦምን እዩ” በሉ። | ፈሪሳውያን ይህን ሲሰሙ “ይህ ሰው በአጋንንት አለቃ በብዔልዜቡል ካልሆነ በስተቀር አጋንንትን ሊያስወጣ አይችልም” አሉ። |
54,668 | am_tg | ኢየሱስም ሐሳባቸውን አውቆ እንዲህ አላቸው፦ “እርስ በርሱ የሚከፋፈል መንግሥት ሁሉ ይጠፋል፤ እንዲሁም እርስ በርሱ የሚከፋፈል ከተማ ወይም ቤት ሁሉ ጸንቶ አይቆምም። | ንሱ ግና ሓሳባቶም ፈሊጡ፡ ከምዚ በሎም፦ “ንሓድሕዳ እተኸፋፈለት ኵላ መንግስቲ ትጠፍእ፣ ንሓድሕዳ እተኸፋፈለት ኵላ ኸተማ ወይ ቤት እውን ኣይትቐውምን። |
54,669 | tg_am | ንሱ ግና ሓሳባቶም ፈሊጡ፡ ከምዚ በሎም፦ “ንሓድሕዳ እተኸፋፈለት ኵላ መንግስቲ ትጠፍእ፣ ንሓድሕዳ እተኸፋፈለት ኵላ ኸተማ ወይ ቤት እውን ኣይትቐውምን። | ኢየሱስም ሐሳባቸውን አውቆ እንዲህ አላቸው፦ “እርስ በርሱ የሚከፋፈል መንግሥት ሁሉ ይጠፋል፤ እንዲሁም እርስ በርሱ የሚከፋፈል ከተማ ወይም ቤት ሁሉ ጸንቶ አይቆምም። |
54,670 | am_tg | በተመሳሳይም ሰይጣን ሰይጣንን የሚያስወጣ ከሆነ እርስ በርሱ ተከፋፍሏል ማለት ነው፤ ይህ ከሆነ ታዲያ መንግሥቱ እንዴት ጸንቶ ሊቆም ይችላል? | ከምኡ ድማ፡ ሰይጣን ንሰይጣን ዜውጽኦ እንተ ዀይኑ፡ ንሓድሕዱ ተኸፋፊሉ ማለት እዩ፣ መንግስቱ ደኣ እሞ ኸመይ ኢላ ትቐውም፧ |
54,671 | tg_am | ከምኡ ድማ፡ ሰይጣን ንሰይጣን ዜውጽኦ እንተ ዀይኑ፡ ንሓድሕዱ ተኸፋፊሉ ማለት እዩ፣ መንግስቱ ደኣ እሞ ኸመይ ኢላ ትቐውም፧ | በተመሳሳይም ሰይጣን ሰይጣንን የሚያስወጣ ከሆነ እርስ በርሱ ተከፋፍሏል ማለት ነው፤ ይህ ከሆነ ታዲያ መንግሥቱ እንዴት ጸንቶ ሊቆም ይችላል? |
54,672 | am_tg | በተጨማሪም እኔ አጋንንትን የማስወጣው በብዔልዜቡል ከሆነ፣ ልጆቻችሁ የሚያስወጧቸው ታዲያ በማን ነው? ልጆቻችሁ ፈራጆች የሚሆኑባችሁ ለዚህ ነው። | ብተወሳኺ፡ ኣነ ንኣጋንንቲ ብብኤል-ዜቡል ዘውጽኦም እንተ ዀይነ፡ ደቅኹም ደኣ ብመን እዮም ዜውጽእዎም፧ ስለዚ ኸኣ እዮም ንሳቶም ፈራዶኹም ዚዀኑ። |
54,673 | tg_am | ብተወሳኺ፡ ኣነ ንኣጋንንቲ ብብኤል-ዜቡል ዘውጽኦም እንተ ዀይነ፡ ደቅኹም ደኣ ብመን እዮም ዜውጽእዎም፧ ስለዚ ኸኣ እዮም ንሳቶም ፈራዶኹም ዚዀኑ። | በተጨማሪም እኔ አጋንንትን የማስወጣው በብዔልዜቡል ከሆነ፣ ልጆቻችሁ የሚያስወጧቸው ታዲያ በማን ነው? ልጆቻችሁ ፈራጆች የሚሆኑባችሁ ለዚህ ነው። |
54,674 | am_tg | ሆኖም አጋንንትን የማስወጣው በአምላክ መንፈስ ከሆነ የአምላክ መንግሥት ሳታስቡት ደርሶባችኋል ማለት ነው። | ኣነ ንኣጋንንቲ ብመንፈስ ኣምላኽ ዘውጽኦም እንተ ዀይነ ግና፡ መንግስቲ ኣምላኽ ደበኽ ኢላትኩም ኣላ። |
54,675 | tg_am | ኣነ ንኣጋንንቲ ብመንፈስ ኣምላኽ ዘውጽኦም እንተ ዀይነ ግና፡ መንግስቲ ኣምላኽ ደበኽ ኢላትኩም ኣላ። | ሆኖም አጋንንትን የማስወጣው በአምላክ መንፈስ ከሆነ የአምላክ መንግሥት ሳታስቡት ደርሶባችኋል ማለት ነው። |
54,676 | am_tg | ደግሞስ አንድ ሰው በቅድሚያ ሰውየውን ሳያስር ወደ አንድ ብርቱ ሰው ቤት ገብቶ እንዴት ንብረቱን ሊወስድ ይችላል? ቤቱን መዝረፍ የሚችለው እንዲህ ካደረገ ብቻ ነው። | ወይስ ነቲ ሓያል ከይኣሰረ፡ ናብ ቤት ሓያል ኣትዩ ኣቕሑኡ ኺምንዝዕ ዚኽእል መን ኣሎ፧ ድሕሪኡ እዩ ቤቱ ዚብዝብዝ። |
54,677 | tg_am | ወይስ ነቲ ሓያል ከይኣሰረ፡ ናብ ቤት ሓያል ኣትዩ ኣቕሑኡ ኺምንዝዕ ዚኽእል መን ኣሎ፧ ድሕሪኡ እዩ ቤቱ ዚብዝብዝ። | ደግሞስ አንድ ሰው በቅድሚያ ሰውየውን ሳያስር ወደ አንድ ብርቱ ሰው ቤት ገብቶ እንዴት ንብረቱን ሊወስድ ይችላል? ቤቱን መዝረፍ የሚችለው እንዲህ ካደረገ ብቻ ነው። |
54,678 | am_tg | ከእኔ ጎን ያልቆመ ሁሉ ይቃወመኛል፤ ከእኔ ጋር የማይሰበስብም ሁሉ ይበትናል። | እቲ ምሳይ ዘይኰነ ይጻረረኒ፣ እቲ ምሳይ ዘይእክብ ከኣ ይዘሩ። |
54,679 | tg_am | እቲ ምሳይ ዘይኰነ ይጻረረኒ፣ እቲ ምሳይ ዘይእክብ ከኣ ይዘሩ። | ከእኔ ጎን ያልቆመ ሁሉ ይቃወመኛል፤ ከእኔ ጋር የማይሰበስብም ሁሉ ይበትናል። |
54,680 | am_tg | “ስለሆነም እላችኋለሁ፣ ሰዎች የሚሠሩት ኃጢአትና የሚሳደቡት ስድብ ሁሉ ይቅር ይባልላቸዋል፤ መንፈስ ቅዱስን የሰደበ ግን ይቅር አይባልለትም። | “ስለዚ እብለኩም ኣለኹ፡ ኵሉ ሓጢኣትን ጸርፍን ንሰብ ኪሕደገሉ እዩ፣ ኣብ ልዕሊ መንፈስ ዚዝረብ ጸርፊ ግና ኣይኪሕደግን እዩ። |
54,681 | tg_am | “ስለዚ እብለኩም ኣለኹ፡ ኵሉ ሓጢኣትን ጸርፍን ንሰብ ኪሕደገሉ እዩ፣ ኣብ ልዕሊ መንፈስ ዚዝረብ ጸርፊ ግና ኣይኪሕደግን እዩ። | “ስለሆነም እላችኋለሁ፣ ሰዎች የሚሠሩት ኃጢአትና የሚሳደቡት ስድብ ሁሉ ይቅር ይባልላቸዋል፤ መንፈስ ቅዱስን የሰደበ ግን ይቅር አይባልለትም። |
54,682 | am_tg | ለምሳሌ በሰው ልጅ ላይ ክፉ ቃል የሚናገር ሁሉ ይቅርታ ይደረግለታል፤ በመንፈስ ቅዱስ ላይ ክፉ ቃል የሚናገር ሁሉ ግን በዚህም ሆነ በሚመጣው ሥርዓት ይቅርታ አይደረግለትም። | ንኣብነት፡ ኣንጻር ወዲ ሰብ ገለ ቓል ዚዛረብ ዘበለ ኺሕደገሉ እዩ፣ ኣንጻር መንፈስ ቅዱስ ዚዛረብ ዘበለ ግና፡ ኣብዚ ስርዓት ኰነ፡ ኣብቲ ዚመጽእ ኰነ፡ ኣይኪሕደገሉን እዩ። |
54,683 | tg_am | ንኣብነት፡ ኣንጻር ወዲ ሰብ ገለ ቓል ዚዛረብ ዘበለ ኺሕደገሉ እዩ፣ ኣንጻር መንፈስ ቅዱስ ዚዛረብ ዘበለ ግና፡ ኣብዚ ስርዓት ኰነ፡ ኣብቲ ዚመጽእ ኰነ፡ ኣይኪሕደገሉን እዩ። | ለምሳሌ በሰው ልጅ ላይ ክፉ ቃል የሚናገር ሁሉ ይቅርታ ይደረግለታል፤ በመንፈስ ቅዱስ ላይ ክፉ ቃል የሚናገር ሁሉ ግን በዚህም ሆነ በሚመጣው ሥርዓት ይቅርታ አይደረግለትም። |
54,684 | am_tg | “መልካም ዛፍ ካላችሁ መልካም ፍሬ ያፈራል፤ የበሰበሰ ዛፍ ካላችሁ ደግሞ የበሰበሰ ፍሬ ያፈራል፤ ዛፍ የሚታወቀው በፍሬው ነውና። | “ኦም ብፍሪኡ ይፍለጥ እዩ እሞ፡ ወይ ነቲ ኦም ጽቡቕ ግበርዎ፡ ፍሪኡ ድማ ጽቡቕ ይኸውን፣ ወይ ነቲ ኦም ሕማቕ ግበርዎ፡ ፍሪኡ ድማ ሕማቕ ይኸውን። |
54,685 | tg_am | “ኦም ብፍሪኡ ይፍለጥ እዩ እሞ፡ ወይ ነቲ ኦም ጽቡቕ ግበርዎ፡ ፍሪኡ ድማ ጽቡቕ ይኸውን፣ ወይ ነቲ ኦም ሕማቕ ግበርዎ፡ ፍሪኡ ድማ ሕማቕ ይኸውን። | “መልካም ዛፍ ካላችሁ መልካም ፍሬ ያፈራል፤ የበሰበሰ ዛፍ ካላችሁ ደግሞ የበሰበሰ ፍሬ ያፈራል፤ ዛፍ የሚታወቀው በፍሬው ነውና። |
54,686 | am_tg | እናንተ የእፉኝት ልጆች፣ ክፉዎች ሆናችሁ ሳለ እንዴት መልካም ነገር ልትናገሩ ትችላላችሁ? አንደበት የሚናገረው በልብ ውስጥ የሞላውን ነውና። | ኣቱም ውሉዳት ኣፍዑት፡ እኩያት ክነስኹም፡ ከመይ ኢልኩም ጽቡቕ ምዝራብ ክትክእሉ፧ ኣፍሲ ኻብ ምልኣት ልቢ እዩ ዚዛረብ። |
54,687 | tg_am | ኣቱም ውሉዳት ኣፍዑት፡ እኩያት ክነስኹም፡ ከመይ ኢልኩም ጽቡቕ ምዝራብ ክትክእሉ፧ ኣፍሲ ኻብ ምልኣት ልቢ እዩ ዚዛረብ። | እናንተ የእፉኝት ልጆች፣ ክፉዎች ሆናችሁ ሳለ እንዴት መልካም ነገር ልትናገሩ ትችላላችሁ? አንደበት የሚናገረው በልብ ውስጥ የሞላውን ነውና። |
54,688 | am_tg | ጥሩ ሰው በልቡ ካከማቸው መልካም ነገር ጥሩ ነገር ያወጣል፤ ክፉ ሰው ደግሞ በልቡ ካከማቸው መጥፎ ነገር ክፉ ነገር ያወጣል። | ሕያዋይ ሰብ ካብ ጽቡቕ መዝገቡ፡ ጽቡቕ የውጽእ፣ እኩይ ሰብ ግና፡ ካብ እኩይ መዝገቡ፡ እከይ የውጽእ። |
54,689 | tg_am | ሕያዋይ ሰብ ካብ ጽቡቕ መዝገቡ፡ ጽቡቕ የውጽእ፣ እኩይ ሰብ ግና፡ ካብ እኩይ መዝገቡ፡ እከይ የውጽእ። | ጥሩ ሰው በልቡ ካከማቸው መልካም ነገር ጥሩ ነገር ያወጣል፤ ክፉ ሰው ደግሞ በልቡ ካከማቸው መጥፎ ነገር ክፉ ነገር ያወጣል። |
54,690 | am_tg | ነገር ግን እላችኋለሁ፣ ሰዎች ለሚናገሩት ከንቱ ቃል ሁሉ በፍርድ ቀን ይጠየቁበታል፤ | ሰባት ብዛዕባ ዅሉ እቲ ዚዛረብዎ ዘይጠቅም ዘረባ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ጸብጻብ ኪህቡሉ እዮም፡ እብለኩም ኣለኹ፣ |
54,691 | tg_am | ሰባት ብዛዕባ ዅሉ እቲ ዚዛረብዎ ዘይጠቅም ዘረባ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ጸብጻብ ኪህቡሉ እዮም፡ እብለኩም ኣለኹ፣ | ነገር ግን እላችኋለሁ፣ ሰዎች ለሚናገሩት ከንቱ ቃል ሁሉ በፍርድ ቀን ይጠየቁበታል፤ |
54,692 | am_tg | ከቃልህ የተነሳ ጻድቅ ትባላለህና፤ ከቃልህም የተነሳ ትኮነናለህ።” | ከመይሲ፡ ብቓልካ ኢኻ እትጸድቕ፡ ብቓልካ ኢኻ እውን እትዅነን።” |
54,693 | tg_am | ከመይሲ፡ ብቓልካ ኢኻ እትጸድቕ፡ ብቓልካ ኢኻ እውን እትዅነን።” | ከቃልህ የተነሳ ጻድቅ ትባላለህና፤ ከቃልህም የተነሳ ትኮነናለህ።” |
54,694 | am_tg | ከዚያም ከጸሐፍትና ከፈሪሳውያን አንዳንዶቹ “መምህር፣ ምልክት እንድታሳየን እንፈልጋለን” አሉት። | ሽዑ፡ ገለ ኻብ ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ “መምህር፡ ካባኻ ትእምርቲ ንደሊ ኣለና” ኢሎም መለሱሉ። |
54,695 | tg_am | ሽዑ፡ ገለ ኻብ ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ “መምህር፡ ካባኻ ትእምርቲ ንደሊ ኣለና” ኢሎም መለሱሉ። | ከዚያም ከጸሐፍትና ከፈሪሳውያን አንዳንዶቹ “መምህር፣ ምልክት እንድታሳየን እንፈልጋለን” አሉት። |
54,696 | am_tg | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “ክፉና አመንዝራ ትውልድ ሁልጊዜ ምልክት ማየት ይፈልጋል፤ ሆኖም ከነቢዩ ዮናስ ምልክት በስተቀር ምንም ምልክት አይሰጠውም። | ንሱ ግና ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “እኩይን ዘማውን ወለዶ ትእምርቲ ይደሊ፣ ብዘይካ ትእምርቲ ነብዪ ዮናስ ግና፡ ትእምርቲ ኣይኪውሃቦን እዩ። |
54,697 | tg_am | ንሱ ግና ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “እኩይን ዘማውን ወለዶ ትእምርቲ ይደሊ፣ ብዘይካ ትእምርቲ ነብዪ ዮናስ ግና፡ ትእምርቲ ኣይኪውሃቦን እዩ። | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “ክፉና አመንዝራ ትውልድ ሁልጊዜ ምልክት ማየት ይፈልጋል፤ ሆኖም ከነቢዩ ዮናስ ምልክት በስተቀር ምንም ምልክት አይሰጠውም። |
54,698 | am_tg | ዮናስ በትልቅ ዓሣ ሆድ ውስጥ ሦስት ቀንና ሦስት ሌሊት እንደነበረ ሁሉ የሰው ልጅም በምድር ልብ ውስጥ ሦስት ቀንና ሦስት ሌሊት ይቆያል። | ከምቲ ዮናስ ኣብ ከብዲ ዓብዪ ዓሳ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ዝገበረ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኣብ ውሽጢ ምድሪ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ኪገብር እዩ። |
54,699 | tg_am | ከምቲ ዮናስ ኣብ ከብዲ ዓብዪ ዓሳ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ዝገበረ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኣብ ውሽጢ ምድሪ ሰለስተ መዓልትን ሰለስተ ለይትን ኪገብር እዩ። | ዮናስ በትልቅ ዓሣ ሆድ ውስጥ ሦስት ቀንና ሦስት ሌሊት እንደነበረ ሁሉ የሰው ልጅም በምድር ልብ ውስጥ ሦስት ቀንና ሦስት ሌሊት ይቆያል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.