Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
54,700
am_tg
የነነዌ ሰዎች የዮናስን ስብከት ሰምተው ንስሐ ስለገቡ በፍርድ ወቅት ከዚህ ትውልድ ጋር ተነስተው ይኮንኑታል። ነገር ግን ከዮናስ የሚበልጥ እዚህ አለ።
ሰብ ነነዌ ብስብከት ዮናስ ተነሲሖም እዮም እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ምስ እዚ ወለዶ እዚ ኺትንስኡን ኪዅንንዎን እዮም። እንሆ ኸኣ፡ ካብ ዮናስ ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ።
54,701
tg_am

54,702
am_tg
የደቡብ ንግሥት የሰለሞንን ጥበብ ለመስማት ከምድር ዳርቻ ስለመጣች በፍርድ ወቅት ከዚህ ትውልድ ጋር ተነስታ ትኮንነዋለች። ነገር ግን ከሰለሞን የሚበልጥ እዚህ አለ።
ንግስቲ ደቡብ፡ ጥበብ ሰሎሞን ክትሰምዕ ኢላ ኻብ ወሰናት ምድሪ መጺኣ ነይራ እያ እሞ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ምስ እዚ ወለዶ እዚ ኽትትንስእን ክትኵንኖን እያ። እንሆ ኸኣ፡ ካብ ሰሎሞን ዚዓቢ ኣብዚ ኣሎ።
54,703

54,704
am_tg
“ርኩስ መንፈስ ከሰው ሲወጣ የሚያርፍበት ቦታ ፍለጋ ውኃ በሌለበት ስፍራ ይንከራተታል፤ ሆኖም የሚያርፍበት ቦታ አያገኝም።
“ርኹስ መንፈስ ካብ ሰብ ምስ ወጸ፡ መዕረፊ ደልዩ ብኣጻምእ ይሓልፍ፡ ኣይረክብን ከኣ።
54,705

54,706
am_tg
ከዚያም ‘ወደለቀቅኩት ቤቴ ተመልሼ እሄዳለሁ’ ይላል፤ ሲመለስም ቤቱ ባዶ ሆኖ፣ ጸድቶና አጊጦ ያገኘዋል።
ሽዑ፡ ‘ናብታ ዝወጻእኩላ ቤተይ ደኣ ኽምለስ’ ይብል፣ ናብኣ ምስ በጽሐ ድማ፡ ጥራያን ተዀስቲራን ተሰሊማን ይረኽባ።
54,707

54,708
am_tg
ከዚያም ሄዶ ከእሱ የከፉ ሌሎች ሰባት መናፍስት ይዞ ይመጣል፤ ገብተውም ይኖሩበታል፤ የዚያም ሰው የኋለኛው ሁኔታ ከቀድሞው የከፋ ይሆንበታል። ይህ ክፉ ትውልድም ተመሳሳይ ነገር ይደርስበታል።”
ድሕሪኡ፡ ከይዱ ኻብኡ ዝኸፍኡ ሸውዓተ ኻልኦት መናፍስቲ ይማላእ እሞ፡ ኣትዮም ኣብኣ ይነብሩ፣ ነቲ ሰብ እቲ ኸኣ፡ ካብ መጀመርታኡ፡ መወዳእታኡ ይገድዶ። ነዚ እኩይ ወለዶ እዚ እውን ከምኡ ኪዀኖ እዩ።”
54,709

54,710
am_tg
ኢየሱስ ለሕዝቡ እየተናገረ ሳለ እናቱና ወንድሞቹ ሊያነጋግሩት ፈልገው ውጭ ቆመው ነበር።
ገና ነቶም ህዝቢ ኺዛረቦም ከሎ፡ እንሆ፡ ኣዲኡን ኣሕዋቱን ኪዛረብዎ ደልዮም ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ነበሩ።
54,711

54,712
am_tg
ስለሆነም አንድ ሰው “እነሆ፣ እናትህና ወንድሞችህ ሊያነጋግሩህ ፈልገው ውጭ ቆመዋል” አለው።
ሓደ ኸኣ፡ “እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኪዛረቡኻ ደልዮም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ኣለዉ” በሎ።
54,713

54,714
am_tg
ኢየሱስም መልሶ ሰውየውን “እናቴ ማን ናት? ወንድሞቼስ እነማን ናቸው?” አለው።
ንሱ ግና ነቲ ዝነገሮ፡ “ኣደይ መን እያ፧ ኣሕዋተይከ መን እዮም፧” ኢሉ መለሰሉ።
54,715

54,716
am_tg
እጁንም ወደ ደቀ መዛሙርቱ ዘርግቶ እንዲህ አለ፦ “እናቴና ወንድሞቼ እነዚህ ናቸው!
ኢዱ ናብ ደቀ መዛሙርቱ ዘርጊሑ ኸኣ ከምዚ በለ፦ “ኣደይን ኣሕዋተይንሲ፡ እነዉ።
54,717

54,718
am_tg
በሰማይ ያለውን የአባቴን ፈቃድ የሚያደርግ ሁሉ ለእኔ ወንድሜ፣ እህቴና እናቴ ነውና።”
ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዚገብር ዘበለስ፡ ንሱ ሓወይን ሓብተይን ኣደይን እዩ።”
54,719

54,720
am_tg
በዚያን ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ ወደ ኢየሱስ ቀርበው “በመንግሥተ ሰማያት ከሁሉ የሚበልጠው ማን ነው?” አሉት።
በታ ሰዓት እቲኣ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ናብ የሱስ ቀሪቦም፡ “ኣብ መንግስተ ሰማያት መን ኰን ይዓቢ፧” በልዎ።
54,721

54,722
am_tg
ኢየሱስም አንድ ትንሽ ልጅ ጠርቶ በመካከላቸው በማቆም
ንቘልዓ ጸዊዑ ድማ፡ ኣብ ማእከሎም ደው ኣቢሉ፡
54,723
tg_am
ንቘልዓ ጸዊዑ ድማ፡ ኣብ ማእከሎም ደው ኣቢሉ፡
ኢየሱስም አንድ ትንሽ ልጅ ጠርቶ በመካከላቸው በማቆም
54,724
am_tg
እንዲህ አለ፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ካልተመለሳችሁና እንደ ልጆች ካልሆናችሁ በምንም ዓይነት ወደ መንግሥተ ሰማያት አትገቡም።
ከምዚ በሎም፦ “እንተ ዘይተመሊስኩም፡ ከም ቈልዑ እውን እንተ ዘይኴንኩም፡ ናብ መንግስተ ሰማያት ከቶ ኣይክትኣትዉን ኢኹም፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
54,725

54,726
am_tg
ስለዚህ በመንግሥተ ሰማያት ከሁሉ የሚበልጠው እንደዚህ ትንሽ ልጅ ራሱን ዝቅ የሚያደርግ ነው፤
እምበኣር፡ እቲ ኸምዚ ቘልዓ እዚ ርእሱ ዜትሕት ዘበለ፡ ንሱ ኣብ መንግስተ ሰማያት ይዓቢ፣
54,727

54,728
am_tg
እንዲሁም እንደዚህ ያለውን ትንሽ ልጅ በስሜ የሚቀበል ሁሉ እኔንም ይቀበላል።
እቲ ንኸምዚ ቘልዓ ዝኣመሰለ ብስመይ ዚቕበል ዘበለ ኸኣ፡ ንዓይ እውን ይቕበለኒ።
54,729

54,730
am_tg
ሆኖም በእኔ ከሚያምኑት ከእነዚህ ከትናንሾቹ አንዱን የሚያሰናክል ሁሉ የወፍጮ ድንጋይ በአንገቱ ታስሮ ጥልቅ ባሕር ውስጥ ቢሰጥም ይሻለዋል።
እቲ ንሓደ ኻብዞም ብኣይ ዚኣምኑ ንኣሽቱ ዚዕንቅፍ ዘበለ ግና፡ ብኣድጊ ዚዘውር መጥሓን ኣብ ክሳዱ ተኣሲሩ ኣብ ማእከል ባሕሪ ኺጥሕል ይሕሾ።
54,731

54,732
am_tg
“ይህ ዓለም ሰዎችን የሚያሰናክል ነገር ስለሚያስቀምጥ ወዮለት! እርግጥ ማሰናከያ መምጣቱ የማይቀር ነው፤ ነገር ግን በእሱ ጠንቅ ሌሎች እንዲሰናከሉ ለሚያደርግ ሰው ወዮለት!
“ብሰሪ መዐንቀፊታትሲ፡ ወይለኣ ዓለም! መዐንቀፊታት እኳ ምምጻኡ ዘይተርፍ እዩ፣ ነቲ ብሰሩ መዐንቀፊ ዚመጽእ ሰብ ግና ወይለኡ!
54,733

54,734
am_tg
እንግዲያው እጅህ ወይም እግርህ ቢያሰናክልህ ቆርጠህ ጣለው። ሁለት እጅ ወይም ሁለት እግር ኖሮህ ወደ ዘላለማዊ እሳት ከምትወረወር ጉንድሽ ወይም አንካሳ ሆነህ ሕይወት ብታገኝ ይሻልሃል።
እምበኣር፡ ኢድካ ወይ እግርኻ እንተ ኣስሒታትካ፡ ካባኻ ቘሪጽካ ደርብያ። ምስ ክልተ ኢድካ ወይ ምስ ክልተ እግርኻ ናብ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ኻብ እትድርበስ፡ ጐናይ ወይ ሓንካስ ኴንካ ናብ ህይወት ምእታው ይሕሸካ።
54,735

54,736
am_tg
እንዲሁም ዓይንህ ቢያሰናክልህ አውጥተህ ጣለው። ሁለት ዓይን ኖሮህ ወደ እሳታማ ገሃነም ከምትወረወር አንድ ዓይን ኖሮህ ሕይወት ብታገኝ ይሻልሃል።
ዓይንኻ እንተ ኣስሒታትካ እውን፡ ካባኻ ጐጥጒጥካ ደርብያ። ምስ ክልተ ዓይንኻ ናብ ገሃነም ሓዊ ኻብ እትድርበስ፡ ነቛር ኴንካ ናብ ህይወት ምእታው ይሕሸካ።
54,737

54,738
am_tg
በሰማይ ያሉት መልአኮቻቸው በሰማይ ባለው አባቴ ፊት ዘወትር ስለሚቀርቡ ከእነዚህ ከትናንሾቹ መካከል አንዱንም እንዳትንቁ ተጠንቀቁ።
ካብዞም ንኣሽቱ ንሓደ እኳ ኸይትንዕቁ ተጠንቀቑ፣ ከመይሲ፡ ኣብ ሰማይ ዘለዉ መላእኽቶም፡ ወትሩ ገጽ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ይርእዩ እዮም፡ እብለኩም ኣለኹ።
54,739

54,740
am_tg
“ምን ይመስላችኋል? አንድ ሰው 100 በጎች ቢኖሩትና ከእነሱ አንዷ ብትጠፋ 99ኙን በተራራ ላይ ትቶ የጠፋችውን ለመፈለግ አይሄድም?
“እንታይ ይመስለኩም፧ ሓደ ሰብ 100 ኣባጊዕ እንተ ኣልየናኦ እሞ ሓንቲ ኻባታተን እንተ ጠፊኣ፡ ነተን 99 ኣብ ኣኽራን ሓዲጉ፡ ነታ ሓንቲ ዝጠፍአት ኪደሊዶ ኣይከይድን፧
54,741

54,742
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ የጠፋችውን በግ ካገኛት፣ ካልጠፉት ከ99ኙ ይልቅ በእሷ ይበልጥ ይደሰታል።
እንተ ረኺብዋ ድማ፡ ካብቲ በተን 99 ዘይጠፍኣስ፡ ብእኣ ዝያዳ ይሕጐስ እዩ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
54,743

54,744
am_tg
በተመሳሳይም በሰማይ ያለው አባቴ ከእነዚህ ከትናንሾቹ መካከል አንዱም እንኳ እንዲጠፋ አይፈልግም።
ከምኡ ኸኣ፡ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ፡ ሓደ ኻብዞም ንኣሽቱ እኳ ኺጠፍእ ኣይደልን እዩ።
54,745

54,746
am_tg
“በተጨማሪም ወንድምህ ቢበድልህ አንተና እሱ ብቻችሁን ሆናችሁ ጥፋቱን በግልጽ ንገረው። ከሰማህ ወንድምህን ታተርፋለህ።
“ሓውካ እንተ በዲሉካ፡ ኪድ፡ ንስኻን ንሱን ኣብ በይንኹም በደሉ ንገሮ። እንተ ሰሚዑካ፡ ንሓውካ ረቢሕካዮ።
54,747

54,748
am_tg
የማይሰማህ ከሆነ ግን ማንኛውም ጉዳይ ሁለት ወይም ሦስት ምሥክሮች በሚሰጡት የምሥክርነት ቃል ስለሚጸና አንድ ወይም ሁለት ሰው ይዘህ ሂድ።
እንተ ዘይሰሚዑካ ግና፡ ኵሉ ነገር ብምስክርነት ክልተ ወይ ሰለስተ መሰኻኽር ምእንቲ ኺጸንዕ፡ ሓደ ወይ ክልተ ምሳኻ ውሰድ።
54,749

54,750
am_tg
እነሱንም ካልሰማ ለጉባኤ ተናገር። ጉባኤውንም እንኳ የማይሰማ ከሆነ እንደ አሕዛብና እንደ ቀረጥ ሰብሳቢ አድርገህ ቁጠረው።
ንዓታቶም እንተ ዘይሰሚዕዎም ከኣ፡ ንጉባኤ ንገራ። ነታ ጉባኤ እውን እንተ ዘይሰሚዕዋ ግና፡ ከም ካብ ኣህዛብን ከም ኣካብ ቀረጽን ቍጸሮ።
54,751

54,752
am_tg
“እውነት እላችኋለሁ፣ በምድር የምታስሩት ነገር ሁሉ ቀድሞውኑ በሰማያት የታሰረ ይሆናል፤ እንዲሁም በምድር የምትፈቱት ነገር ሁሉ ቀድሞውኑ በሰማያት የተፈታ ይሆናል።
“ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ምድሪ እትኣስርዎ ዘበለ፡ ኣብ ሰማይ ድሮ እሱር ኪኸውን እዩ፣ ኣብ ምድሪ እትፈትሕዎ ዘበለ ድማ፡ ኣብ ሰማይ ድሮ ፍቱሕ ኪኸውን እዩ።
54,753

54,754
am_tg
ደግሞም እውነት እላችኋለሁ፣ በምድር ላይ ከእናንተ መካከል ሁለታችሁ አንድ አስፈላጊ የሆነ ነገር ለመለመን ብትስማሙ በሰማይ ያለው አባቴ ያደርግላችኋል።
ደጊመ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ክልተ ኻባኻትኩም ኣብ ምድሪ ብዛዕባ ዚልምንዎ ዘበለ ጕዳይ እንተ ተሰማሚዖም፡ ሳላ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ኪዀነሎም እዩ።
54,755

54,756
am_tg
ሁለት ወይም ሦስት ሆነው በስሜ በሚሰበሰቡበት በዚያ በመካከላቸው እገኛለሁና።”
ከመይሲ፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ዀይኖም ብስመይ ኣብ እተኣከቡሉ፡ ኣነ ኣብ ማእከሎም እየ።”
54,757

54,758
am_tg
ከዚያም ጴጥሮስ ወደ ኢየሱስ ቀርቦ “ጌታ ሆይ፣ ወንድሜ ቢበድለኝ ስንት ጊዜ ይቅር ልበለው? እስከ ሰባት ጊዜ ይቅር ልበለው?” አለው።
ሽዑ፡ ጴጥሮስ መጺኡ፡ “ጐይታይ፡ ሓወይ እንተ በዲሉኒ፡ ክንደይ ሳዕ እየ ኽሓድገሉ፧ ክሳዕ ሸውዓተ ሳዕዶ፧” በሎ።
54,759

54,760
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “እስከ 77 ጊዜ እንጂ እስከ ሰባት ጊዜ ብቻ አልልህም።
የሱስ ከኣ ከምዚ በሎ፦ “ክሳዕ 77 ሳዕ እምበር፡ ክሳዕ ሸውዓተ ሳዕ ኣይብለካን።
54,761

54,762
am_tg
“ስለዚህ መንግሥተ ሰማያት ከባሪያዎቹ ጋር ሒሳብ መተሳሰብ ከፈለገ አንድ ንጉሥ ጋር ይመሳሰላል።
“ስለዚ፡ መንግስተ ሰማያት ምስ ባሮቱ ኺጸባጸብ ዝደለየ ንጉስ ትመስል።
54,763

54,764
am_tg
ሒሳቡን መተሳሰብ በጀመረ ጊዜም 10,000 ታላንት ዕዳ ያለበትን አንድ ሰው አቀረቡለት።
ኪጸባጸብ ምስ ጀመረ፡ 10,000 ታለንት ዕዳ ዘለዎ ኣምጽኡሉ።
54,765

54,766
am_tg
ሆኖም ሰውየው ዕዳውን የሚከፍልበት ምንም መንገድ ስላልነበረው ጌታው እሱም ሆነ ሚስቱ እንዲሁም ልጆቹና ያለው ንብረት ሁሉ ተሸጠው ዕዳው እንዲከፈል አዘዘ።
ዚኸፍሎ ስለ ዘይነበሮ ግና፡ ጐይታኡ፡ ንሱን ሰበይቱን ደቁን ዘለዎ ዅሉን ተሸይጡ፡ ኪኽፈል ኣዘዘ።
54,767

54,768
am_tg
ባሪያውም ወድቆ በመስገድ ‘ጌታዬ ሆይ፣ እባክህ ታገሠኝ፤ ያለብኝን ዕዳ ሁሉ እከፍልሃለሁ’ ሲል ለመነው።
እቲ ባርያ ኸኣ ፍግም ኢሉ፡ ‘ተዓገሰኒ፡ ኵሉ ክኸፍለካ እየ’ እናበለ ሰገደሉ።
54,769

54,770
am_tg
ጌታውም እጅግ አዘነለትና ለቀቀው፤ ዕዳውንም ሰረዘለት።
እቲ ጐይታ እቲ ባርያ፡ ስለ ዝደንገጸሉ፡ ፈትሖ፡ ዕዳኡ እውን ሰረዘሉ።
54,771

54,772
am_tg
ሆኖም ይህ ባሪያ ወጥቶ ከሄደ በኋላ 100 ዲናር ያበደረውን እንደ እሱ ያለ ባሪያ አግኝቶ ያዘውና አንገቱን አንቆ ‘ያለብህን ዕዳ ክፈለኝ’ አለው።
ግናኸ፡ እቲ ባርያ ምስ ወጸ፡ ንሓደ 100 ዲናር ዚእውዶ ኻብቶም ብጾቱ ባሮት ረኸበ፣ ሒዙ ኸኣ፡ ‘ዝእውደካ ዘበለ ኽፈለኒ’ እናበለ ሓነቖ።
54,773

54,774
am_tg
ባልንጀራው የሆነው ያ ባሪያም እግሩ ላይ ወድቆ ‘ወንድሜ ሆይ፣ እባክህ ታገሠኝ፤ እከፍልሃለሁ’ ብሎ ይለምነው ጀመር።
እቲ ብጻዩ ባርያ ድማ ፍግም ኢሉ፡ ‘ተዓገሰኒ፡ ክኸፍለካ እየ’ እናበለ ለመኖ።
54,775

54,776
am_tg
እሱ ግን ፈቃደኛ አልሆነም፤ ከዚህ ይልቅ ሄዶ ያለበትን ዕዳ እስኪከፍል ድረስ ወህኒ ቤት አሳሰረው።
ንሱ ግና ኣበዮ፣ ከይዱ ድማ፡ ዕዳኡ ኽሳዕ ዚኸፍል፡ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኸም ዚድርበ ገበሮ።
54,777

54,778
am_tg
ባልንጀሮቹ የሆኑ ባሪያዎች የሆነውን ነገር ባዩ ጊዜ እጅግ አዘኑ፤ ሄደውም የሆነውን ነገር ሁሉ ለጌታቸው ነገሩት።
እቶም ብጾቱ ባሮት ነቲ ዝዀነ ምስ ረኣዩ፡ ብዙሕ ጐሃዩ፣ ከይዶም ከኣ፡ እቲ ዝዀነ ዅሉ ንጐይታኦም ነገርዎ።
54,779

54,780
am_tg
በዚህ ጊዜ ጌታው አስጠራውና እንዲህ አለው፦ ‘አንተ ክፉ ባሪያ፣ ስለተማጸንከኝ ያን ሁሉ ዕዳ ተውኩልህ።
ሽዑ፡ ጐይታኡ ጸዊዑ፡ ‘ኣታ እኩይ ባርያ፡ ምስ ለመንካኒ፡ ኵሉ ዕዳኻ ሰሪዘልካ።
54,781

54,782
am_tg
ታዲያ እኔ ምሕረት እንዳደረግኩልህ ሁሉ አንተስ ባልንጀራህ ለሆነው ባሪያ ምሕረት ልታደርግለት አይገባም ነበር?’
ንስኻኸ ኸምቲ ዝመሓርኩኻ ንብጻይካ ኽትምሕሮዶ ኣይምተገብኣካን፧’ በሎ።
54,783

54,784
am_tg
ጌታውም በዚህ እጅግ ተቆጥቶ ያለበትን ዕዳ ሁሉ እስኪከፍል ድረስ ለወህኒ ቤት ጠባቂዎቹ አሳልፎ ሰጠው።
ጐይታኡ ተቘጢዑ ድማ፡ ኵሉ ዕዳኡ ኽሳዕ ዚኸፍል፡ ንሓለውቲ እሱራት ኣሕሊፉ ሃቦ።
54,785

54,786
am_tg
እናንተም እያንዳንዳችሁ ወንድማችሁን ከልባችሁ ይቅር ካላላችሁ በሰማይ ያለው አባቴ እንደዚሁ ያደርግባችኋል።”
ነፍሲ ወከፍኩም ንሓዉ ኻብ ልቡ ዘይሓድገሉ እንተ ዀይኑ፡ እቲ ሰማያዊ ኣቦይ ድማ ከምኡ ኺገብረኩም እዩ።”
54,787

54,788
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ ሕዝቡንና ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦
ድሕርዚ፡ የሱስ ነቶም ህዝብን ንደቀ መዛሙርቱን ከምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦
54,789

54,790
am_tg
“ጸሐፍትና ፈሪሳውያን በገዛ ሥልጣናቸው የሙሴን ቦታ ወስደዋል።
“ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ኣብ መንበር ሙሴ ተቐሚጦም ኣለዉ።
54,791
tg_am
“ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ኣብ መንበር ሙሴ ተቐሚጦም ኣለዉ።
“ጸሐፍትና ፈሪሳውያን በገዛ ሥልጣናቸው የሙሴን ቦታ ወስደዋል።
54,792
am_tg
ስለዚህ የሚነግሯችሁን ነገር ሁሉ አድርጉ፤ ጠብቁትም፤ ሆኖም የሚናገሩትን በተግባር ስለማያውሉ እነሱ የሚያደርጉትን አታድርጉ።
ስለዚ፡ ዚብሉኹም ኵሉ ግበሩን ሓልዉን፣ ግናኸ፡ ይብሉ ደኣ እምበር፡ ዚብልዎ ኣይገብሩን እዮም እሞ፡ ከም ግብሮም ኣይትግበሩ።
54,793

54,794
am_tg
ከባድ ሸክም አስረው በሰዎች ትከሻ ላይ ይጭናሉ፤ እነሱ ግን በጣታቸው እንኳ ለመንካት ፈቃደኞች አይደሉም።
ከቢድ ጾር ጠሚሮም ኣብ መንኵብ ሰብ ይጽዕኑ፣ ንሳቶም ባዕላቶም ግና ብኣጻብዖም ኪትንክይዎ ኣይደልዩን።
54,795

54,796
am_tg
ማንኛውንም ነገር የሚያደርጉት በሰዎች ለመታየት ብለው ነው፤ ለምሳሌ ትልቅ ክታብ ያስራሉ፤ የልብሳቸውንም ዘርፍ ያስረዝማሉ።
ኵሉ ግብሮም፡ ብሰብ ምእንቲ ኺርኣዩ ይገብሩ፣ ክታባቶም የግፍሑ፡ ዘፈር ክዳውንቶም እውን የንውሑ።
54,797

54,798
am_tg
በራት ግብዣ ላይ የክብር ቦታ ማግኘት፣ በምኩራብ ደግሞ ከፊት መቀመጥ ይወዳሉ፤
ኣብ ድራር ምርኡይ ቦታ፡ ኣብ ምኵራባት ከኣ ቀዳሞት መናብር ይደልዩ፣
54,799