Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
54,800
am_tg
በገበያ ቊታም ሰዎቜ እጅ እንዲነሷ቞ው ይፈልጋሉ እንዲሁም ሚቢ ተብለው መጠራት ይሻሉ።
ኣብ ዕዳጋ ሰላምታ ኺውሃቊምን መምህር ተባሂሎም ኪጜውዑን ይደልዩ።
54,801
tg_am

54,802
am_tg
እናንተ ግን መምህራቜሁ አንድ ስለሆነ ሚቢ ተብላቜሁ አትጠሩፀ እናንተ ሁላቜሁም ወንድማማ቟ቜ ናቜሁ።
ንስኻትኩም ግና፡ መምህርኩም ሓደ እዩ እሞ፡ መምህር ኣይትበሃሉ፣ ንስኻትኩምሲ ዅላትኩም ኣሕዋት ኢኹም።
54,803

54,804
am_tg
በተጚማሪም አባታቜሁ አንድ እሱም በሰማይ ያለው ብቻ ስለሆነ በምድር ላይ ማንንም አባት ብላቜሁ አትጥሩ።
ኣቊኹም እውን ሓደ፡ ንሱ ድማ ሰማያዊ እዩ እሞ፡ ኣብ ምድሪ ንሓደ እኳ ኣቊይ ኣይትበሉ።
54,805

54,806
am_tg
እንዲሁም መሪያቜሁ አንድ እሱም ክርስቶስ ስለሆነ መሪ ተብላቜሁ አትጠሩ።
መራሒኹም ሓደ፡ ንሱ ኞኣ ክርስቶስ እዩ እሞ፡ መራሕቲ እውን ኣይትበሃሉ።
54,807

54,808
am_tg
ይልቁንም ኚመካኚላቜሁ ታላቅ ዹሆነው ዚእናንተ አገልጋይ መሆን ይገባዋል።
እቲ ኻባኻትኩም ዝዓበዚስ፡ ኣገልጋሊኹም ይኹን።
54,809

54,810
am_tg
ራሱን ኹፍ ኹፍ ዚሚያደርግ ሁሉ ዝቅ ይደሚጋልፀ ራሱን ዝቅ ዚሚያደርግ ሁሉ ደግሞ ኹፍ ይደሚጋል።
ርእሱ ዜልዕል ዘበለ ኺትሕት፡ ርእሱ ዜትሕት ዘበለ ኞኣ ኪልዕል እዩ።
54,811

54,812
am_tg
“እናንተ ግብዞቜ ጞሐፍትና ፈሪሳውያን፣ ሰዎቜ ወደ መንግሥተ ሰማያት እንዳይገቡ በሩን ስለምትዘጉ ወዮላቜሁ! እናንተ ራሳቜሁ አትገቡምፀ ለመግባት ዚሚመጡትንም እንዳይገቡ ትኚለክላላቜሁ።
“ኣቱም ግቡዛት ጞሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ መንግስተ ሰማያት ንሰባት ትዓጜዉሎም፣ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ኣይትኣትዉን፡ ነቶም ኪኣትዉ ዚደልዩ እውን ኣይትፈቕዱሎምን ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም።
54,813

54,814
am_tg
“እናንተ ግብዞቜ ጞሐፍትና ፈሪሳውያን፣ አንድን ሰው ወደ ይሁዲነት ለመለወጥ በባሕርና በዚብስ ስለምትጓዙና ሰውዹው በተለወጠ ጊዜ ኚእናንተ ይባስ ሁለት እጥፍ ለገሃነም ዚተገባ እንዲሆን ስለምታደርጉት ወዮላቜሁ!
“ኣቱም ግቡዛት ጞሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ ሓደ ጵሮሎሊት ክትገብሩ ባሕርን ምድርን ትዞሩ፡ ምስ ኰነ ኞኣ ዕጜፍኹም ወዲ ገሃነም ትገብርዎ ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም።
54,815

54,816
am_tg
“‘አንድ ሰው በቀተ መቅደሱ ቢምል ምንም አይደለምፀ በቀተ መቅደሱ ውስጥ ባለው ወርቅ ቢምል ግን መሐላውን ዹመጠበቅ ግዎታ አለበት’ ዚምትሉ እናንተ ዕውር መሪዎቜ ወዮላቜሁ!
“ኣቱም ‘ብቀተ መቕደስ ዚምሕል፡ ግዎታ ዚብሉን፣ ብወርቂ ቀተ መቕደስ ዚምሕል ግና፡ ግዎታ ኣለዎ’ እትብሉ ዕዉራት መራሕቲ፡ ወይለኹም።
54,817

54,818
am_tg
እናንተ ሞኞቜና ዕውሮቜ! ለመሆኑ ኹወርቁና ወርቁ እንዲቀደስ ካደሚገው ቀተ መቅደስ ዚትኛው ይበልጣል?
ኣቱም ዓያሹን ዕዉራትን፡ ኣዚናይ ይዓቢ፡ እቲ ወርቂዶ ወይስ እታ ነቲ ወርቂ እትቕድሶ ቀተ መቕደስ፧
54,819

54,820
am_tg
ደግሞም ‘አንድ ሰው በመሠዊያው ቢምል ምንም አይደለምፀ በመሠዊያው ላይ ባለው መባ ቢምል ግን መሐላውን ዹመጠበቅ ግዎታ አለበት’ ትላላቜሁ።
‘ብመሰውኢ ዚምሕል፡ ግዎታ ዚብሉን፣ በቲ ኣብኡ ዘሎ መባእ ዚምሕል ግና፡ ግዎታ ኣለዎ’ እውን ትብሉ።
54,821

54,822
am_tg
እናንተ ዕውሮቜ! ለመሆኑ ኚመባውና መባው እንዲቀደስ ካደሚገው መሠዊያ ዚትኛው ይበልጣል?
ኣቱም ዕዉራት፡ ኣዚናይ ይዓቢ፡ እቲ መባእዶ ወይስ እቲ ነቲ መባእ ዚቕድሶ መሰውኢ፧
54,823

54,824
am_tg
ስለዚህ በመሠዊያው ዹሚምል ሁሉ በመሠዊያውና በላዩ ላይ ባለው ነገር ሁሉ ይምላልፀ
እምበኣር፡ እቲ ብመሰውኢ ዚምሕል፡ ብእኡን በቲ ኣብ ልዕሊኡ ዘሎን ይምሕል ኣሎ፣
54,825

54,826
am_tg
እንዲሁም በቀተ መቅደሱ ዹሚምል ሁሉ በቀተ መቅደሱና በዚያ በሚኖሹው ይምላልፀ
እቲ ብቀተ መቕደስ ዚምሕል ኚኣ፡ ብእኡን በቲ ኣብኡ ዚነብርን ይምሕል ኣሎ፣
54,827

54,828
am_tg
በሰማይ ዹሚምል ሁሉ ደግሞ በአምላክ ዙፋንና በዙፋኑ ላይ በተቀመጠው ይምላል።
እቲ ብሰማይ ዚምሕል ድማ፡ ብዝፋን ኣምላኜን በቲ ኣብኡ ዚቕመጥን ይምሕል ኣሎ።
54,829

54,830
am_tg
“እናንተ ግብዞቜ ጞሐፍትና ፈሪሳውያን ወዮላቜሁ! ኚኮሰሚት፣ ኚእንስላልና ኹኹሙን አሥራት ትሰጣላቜሁፀ ነገር ግን በሕጉ ውስጥ ዚሚገኙትን እንደ ፍትሕ፣ ምሕሚትና ታማኝነት ያሉ ይበልጥ አስፈላጊ ዹሆኑ ነገሮቜ ቜላ ትላላቜሁ። እነዚያን ቜላ ማለት ባይኖርባቜሁም እነዚህን ነገሮቜ ማድሚጋቜሁ አስፈላጊ ነው።
“ኣቱም ግቡዛት ጞሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ ካብ ናዕናዕን ካብ ሜላንን ካብ ካሙንን ዕሜር ትህቡ፣ ነቲ ኣብ ሕጊ ዘሎ ዝኾበደ ነገር፡ ማለት ፍትሕን ምሕሚትን ተኣማንነትን ግና ሾለል ትብሉ ኣለኹም እሞ፡ ወይለኹም። እዚ ኜትገብሩ ይግባእ፡ እቲ እውን ሾለል ክትብሉ ኣይግባእን።
54,831

54,832
am_tg
እናንተ ዕውር መሪዎቜ! ትንኝን አጥልላቜሁ ታወጣላቜሁፀ ግመልን ግን ትውጣላቜሁ!
ኣቱም ካብ መስተኹም ቃርማ እተጻርዩ፡ ገመል ኚኣ እትውሕጡ፡ ዕዉራት መራሕቲ!
54,833

54,834
am_tg
“እናንተ ግብዞቜ ጞሐፍትና ፈሪሳውያን ወዮላቜሁ! ጜዋውንና ሳህኑን ኹውጭ በኩል ታጞዳላቜሁፀ ውስጡ ግን ስግብግብነትና ራስ ወዳድነት ዚሞላበት ነው።
“ኣቱም ግቡዛት ጞሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ ዝባን ዋንጫን ጻሕልን ትሓጜቡ፣ ውሜጡ ግና ስስዐን ህርፋንን ዝመልአ እዩ እሞ፡ ወይለኹም።
54,835

54,836
am_tg
አንተ ዕውር ፈሪሳዊ፣ በመጀመሪያ ጜዋውንና ሳህኑን ኚውስጥ በኩል አጜዳፀ ኚዚያ በኋላ ኹውጭ በኩልም ንጹሕ ይሆናል።
ኣታ ዕዉር ፈሪሳዊ፡ እቲ ዋንጫን እቲ ጻሕልን ዝባኑ ጜሩይ ምእንቲ ኪኞውንሲ፡ ቅድም ውሜጡ ኣጜርዮ።
54,837

54,838
am_tg
“እናንተ ግብዞቜ ጞሐፍትና ፈሪሳውያን፣ ኹውጭ አምሹው ዚሚታዩ ኚውስጥ ግን በሙታን አፅምና በብዙ ዓይነት ርኩሰት ዹተሞሉ በኖራ ዚተቀቡ መቃብሮቜን ስለምትመስሉ ወዮላቜሁ!
“ኣቱም ግቡዛት ጞሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ ብወጻኢ ጜቡቕ ኰይኑ ዚርአ፡ ውሜጡ ግና ኣዕጜምቲ ምዉታትን ኵሉ ርኜሰትን ዝመልአ ብኖራ እተለቕለቐ መቓብራት ትመስሉ ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም።
54,839

54,840
am_tg
እናንተም ኹውጭ ስትታዩ ጻድቅ ትመስላላቜሁፀ ውስጣቜሁ ግን በግብዝነትና በዓመፅ ዹተሞላ ነው።
ንስኻትኩም እውን ኚምኡ ብላዕሊ ንሰብ ጻድቃን ትመስሉ፣ ውሜጥኹም ግና ግብዝናን ጥሕሰት ሕግን ዝመላእኩም ኢኹም።
54,841

54,842
am_tg
“እናንተ ግብዞቜ ጞሐፍትና ፈሪሳውያን፣ ዚነቢያትን መቃብር ስለምትገነቡና ዚጻድቃንን መቃብር ስለምታስጌጡ ወዮላቜሁ!
“ኣቱም ግቡዛት ጞሓፍትን ፈሪሳውያንን፡ መቓብር ነብያት ትሰርሑ፡ መቓብር ጻድቃን እውን ትስልሙ ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም።
54,843

54,844
am_tg
ደግሞም ‘በአባቶቻቜን ዘመን ኖሹን ቢሆን ኖሮ ዚነቢያትን ደም በማፍሰስ አንተባበራ቞ውም ነበር’ ትላላቜሁ።
‘ብዘመን ኣቊታትና እንተ ንነብር ኔርና፡ ኣብ ምፍሳስ ደም ነብያት ኣይምተኻፈልናን’ ድማ ትብሉ።
54,845

54,846
am_tg
በመሆኑም ዚነቢያት ገዳዮቜ ልጆቜ እንደሆናቜሁ በራሳቜሁ ላይ ትመሠክራላቜሁ።
እምበኣር፡ ደቂ እቶም ንነብያት ዝቐተሉ ምዃንኩም፡ ባዕላትኩም ትምስክሩ ኣለኹም።
54,847

54,848
am_tg
እንግዲያው አባቶቻቜሁ ዚጀመሩትን ተግባር ዳር አድርሱ።
ንስኻትኩም እውን መስፈር ኣቊታትኩም ምልኡ።
54,849
tg_am
ንስኻትኩም እውን መስፈር ኣቊታትኩም ምልኡ።
እንግዲያው አባቶቻቜሁ ዚጀመሩትን ተግባር ዳር አድርሱ።
54,850
am_tg
“እናንተ እባቊቜ፣ ዚእፉኝት ልጆቜ፣ ኹገሃነም ፍርድ እንዎት ታመልጣላቜሁ?
“ኣቱም ኣትማን፡ ውሉዳት ኣፍዑት፡ ኹመይ ጌርኩምኚ ኻብ ፍርዲ ገሃነም ኚተምልጡ፧
54,851

54,852
am_tg
ስለዚህ ነቢያትን፣ ጥበበኞቜንና ዚሕዝብ አስተማሪዎቜን ወደ እናንተ እልካለሁ። ኚእነሱም መካኚል አንዳንዶቹን ትገድላላቜሁ እንዲሁም በእንጚት ላይ ትሰቅላላቜሁፀ አንዳንዶቹን ደግሞ በምኩራቊቻቜሁ ትገርፋላቜሁፀ ኹኹተማ ወደ ኹተማም ታሳድዷ቞ዋላቜሁፀ
ስለዚ ድማ፡ ነብያትን ጥበበኛታትን መምህራንን እልእኚልኩም ኣለኹ። ንገሊኣቶም ክትቀትልዎምን ክትሰቕልዎምን፡ ንገሊኣቶም ኚኣ ኣብ ምኵራባትኩም ክትገርፍዎምን ካብ ኹተማ ናብ ኹተማ ኜትሰጕዎምን ኢኹም።
54,853

54,854
am_tg
በዚህም ምክንያት ኚጻድቁ ኚአቀል ደም ጀምሮ በመቅደሱና በመሠዊያው መካኚል እስኚገደላቜሁት እስኚ በራክዩ ልጅ እስኚ ዘካርያስ ደም ድሚስ በምድር ላይ ለፈሰሰው ዚጻድቃን ደም ሁሉ ተጠያቂ ትሆናላቜሁ።
ስለዚ፡ ካብ ደም ኣቀል እቲ ጻድቕ ጀሚሩ፡ ክሳዕ እቲ ኣብ መንጎ መቕደስን መሰውእን ዝቐተልኩምዎ ዘካርያስ ወዲ በራክያስ፡ ኣብ ምድሪ ዝፈሰሰ ዅሉ ጻድቕ ደም ኣብ ልዕሌኹም ኪበጜሕ እዩ።
54,855

54,856
am_tg
እውነት እላቜኋለሁ፣ እነዚህ ነገሮቜ ሁሉ በዚህ ትውልድ ላይ ይደርሳሉ።
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እዚ ዅሉ ነዚ ወለዶ እዚ ኺበጜሖ እዩ።
54,857

54,858
am_tg
“ኢዚሩሳሌም፣ ኢዚሩሳሌም፣ ነቢያትን ዚምትገድል! ወደ እሷ ዚተላኩትንም በድንጋይ ዚምትወግር! ዶሮ ጫጩቶቿን በክንፎቿ ሥር እንደምትሰበስብ እኔም ልጆቜሜን ለመሰብሰብ ስንት ጊዜ ፈለግኩ! እናንተ ግን አልፈለጋቜሁም።
“ዚሩሳሌም፡ ዚሩሳሌም፡ ኣቲ ንነብያት እትቐትልን ናብኣ ንእተላእኩ ብዳርባ እምኒ እትጭፍጭፍን፡ ኚምቲ ደርሆ ንጚቓዊታ ኣብ ትሕቲ ኣኜናፋ እትእክቊም፡ ክንደይ ሳዕ ኰን እዚ ንደቅኺ ኜእክቊም ዝደለኹ! ንስኻትኩም ግና ኣቢኹም።
54,859

54,860
am_tg
እነሆ፣ ቀታቜሁ ለእናንተ ዹተተወ ይሆናል።
እንሆ፡ ቀትኩም ክትጥንጠነልኩም እያ።
54,861
tg_am
እንሆ፡ ቀትኩም ክትጥንጠነልኩም እያ።
እነሆ፣ ቀታቜሁ ለእናንተ ዹተተወ ይሆናል።
54,862
am_tg
ስለዚህ እላቜኋለሁ፣ ‘በይሖዋ ስም ዚሚመጣ ዚተባሚኚ ነው!’ እስክትሉ ድሚስ ኚእንግዲህ ወዲህ ፈጜሞ አታዩኝም።”
እብለኩም ኣለኹ፡ ‘ብስም ዹሆዋ ዚመጜእ ብሩኜ እዩ!’ ክሳዕ እትብሉ፡ ካብ ሕጂ ንደሓር ኚቶ ኣይክትርእዩንን ኢኹም።”
54,863

54,864
am_tg
“ሰዎቜ እንዲያዩላቜሁ ብላቜሁ ዚጜድቅ ሥራቜሁን በእነሱ ፊት እንዳታደርጉ ተጠንቀቁፀ አለዚያ በሰማያት ካለው አባታቜሁ ምንም ብድራት አታገኙም።
“ብሰብ ምእንቲ ኜትርኣዩ ኢልኩም፡ ጜድቅኹም ኣብ ቅድሚ ሰብ ኚይትገብሩ ተጠንቀቑ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ኣቊኹም ዓስቢ ኣይኪህልወኩምን እዩ።
54,865

54,866
am_tg
በመሆኑም ምጜዋት በምትሰጡበት ጊዜ በሰዎቜ ዘንድ ለመኹበር ብለው በምኩራቊቜና በጎዳናዎቜ ላይ አስቀድመው መለኚት እንደሚያስነፉ ግብዞቜ አትሁኑ። እውነት እላቜኋለሁ፣ እነሱ ሙሉ ብድራታ቞ውን ተቀብለዋል።
ስለዚ፡ ክትምጜውት ኚለኻ፡ ኚምቲ እቶም ግቡዛት ብሰብ ምእንቲ ኺምጎሱ ኢሎም ኣብ ምኵራባትን ኣብ ጐደናታትን ዚገብርዎ፡ ኣቐዲምካ መለኞት ኣይትንፋሕ። ዓስቊም ብምሉኡ ሚኺቊም እዮም፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
54,867

54,868
am_tg
አንተ ግን ምጜዋት ስትሰጥ ቀኝ እጅህ ዚሚያደርገውን ግራ እጅህ አይወቅፀ
ንስኻ ኜትምጜውት ኚለኻ ግና፡ ዚማነይትኻ እትገብሮ ጞጋመይትኻ ኣይትፍለጊ፣
54,869

54,870
am_tg
ይህም ምጜዋትህ በስውር እንዲሆን ያስቜላል። በስውር ዚሚያይ አባትህም መልሶ ይኚፍልሃል።
በዚ ኾምዚ ምጜዋትካ ብሕቡእ ይኞውን። እቲ ብሕቡእ ዚርኢ ኣቊኻ ድማ ኪኜሕሰካ እዩ።
54,871

54,872
am_tg
“በተጚማሪም በምትጞልዩበት ጊዜ እንደ ግብዞቜ አትሁኑፀ እነሱ ሰዎቜ እንዲያዩአ቞ው በምኩራቊቜና በዚአውራ ጎዳናው ማዕዘኖቜ ላይ ቆመው መጾለይ ይወዳሉና። እውነት እላቜኋለሁ፣ እነሱ ሙሉ ብድራታ቞ውን ተቀብለዋል።
“ክትጜልዩ ኞለኹም እውን፡ ኚምቶም ግቡዛት ኣይትኹኑ፣ ንሳቶም ብሰብ ምእንቲ ኺሚኣዩ፡ ኣብ ምኵራባትን ኣብ መኣዝናት ጐደናታትን ደው ኢሎም ኪጜልዩ ይፈትዉ እዮም። ዓስቊም ብምሉኡ ሚኺቊም እዮም፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
54,873

54,874
am_tg
አንተ ግን ስትጞልይ ወደ ክፍልህ ግባፀ በርህንም ዘግተህ በስውር ወዳለው አባትህ ጞልይ። በስውር ዚሚያይ አባትህም መልሶ ይኚፍልሃል።
ንስኻ ኜትጜሊ ኞለኻ ግና፡ ናብ ብሑት ክፍልኻ እቶ፡ ማዕጟኻ ዓጺኻ ኞኣ፡ ናብቲ ብሕቡእ ዘሎ ኣቊኻ ጞሊ፣ እቲ ብሕቡእ ዚርኢ ኣቊኻ ድማ፡ ኪኜሕሰካ እዩ።
54,875

54,876
am_tg
በምትጞልዩበት ጊዜ አሕዛብ እንደሚያደርጉት አንድ ዓይነት ነገር ደጋግማቜሁ አታነብንቡፀ እነሱ ቃላት በማብዛት ጞሎታ቞ው ዹሚሰማላቾው ይመስላ቞ዋል።
ክትጜልዩ ኞለኹም፡ ኚምቲ ብምብዛሕ ቃላት ዚስምዑ ዚመስሎም ኣህዛብ ዚገብርዎ፡ ሕደ ቓላት ኣይትደጋግሙ።
54,877

54,878
am_tg
ስለዚህ እንደ እነሱ አትሁኑፀ አባታቜሁ ገና ሳትለምኑት ምን እንደሚያስፈልጋቜሁ ያውቃልና።
እምበኣር፡ ኣቊኹም ገና ኞይለመንኩምዎ ዜድልዚኩም ይፈልጥ እዩ እሞ፡ ኣይትምሰልዎም።
54,879

54,880
am_tg
“እንግዲያው እናንተ በዚህ መንገድ ጞልዩፊ “‘በሰማያት ዚምትኖር አባታቜን ሆይ፣ ስምህ ይቀደስ።
“ንስኻትኩምሲ ኾምዚ ኢልኩም ደኣ ጞልዩፊ “‘ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቊና፡ ስምካ ይቀደስ።
54,881

54,882
am_tg
መንግሥትህ ይምጣ። ፈቃድህ በሰማይ እዚተፈጞመ እንዳለ ሁሉ በምድርም ላይ ይፈጞም።
መንግስትኻ ትምጻእ። ፍቓድካ ኞምቲ ኣብ ሰማይ፡ ኚምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን።
54,883

54,884
am_tg
ዚዕለቱን ምግባቜንን ዛሬ ስጠንፀ
ናይ ዕለት እንጌራና ሎሚ ሃበና።
54,885
tg_am
ናይ ዕለት እንጌራና ሎሚ ሃበና።
ዚዕለቱን ምግባቜንን ዛሬ ስጠንፀ
54,886
am_tg
ዹበደሉንን ይቅር እንዳልን በደላቜንን ይቅር በለን።
ንሕና ንዝበደሉና ኾም ዝሓደግናሎም፡ በደልና ሕደገልና።
54,887
tg_am
ንሕና ንዝበደሉና ኾም ዝሓደግናሎም፡ በደልና ሕደገልና።
ዹበደሉንን ይቅር እንዳልን በደላቜንን ይቅር በለን።
54,888
am_tg
ኹክፉው አድነን እንጂ ወደ ፈተና አታግባን።’
ካብቲ እኩይ ኣድሕነና እምበር፡ ኣብ ፈተና ኣይተእትወና።’
54,889
tg_am
ካብቲ እኩይ ኣድሕነና እምበር፡ ኣብ ፈተና ኣይተእትወና።’
ኹክፉው አድነን እንጂ ወደ ፈተና አታግባን።’
54,890
am_tg
“ዚበደሏቜሁን ሰዎቜ ይቅር ካላቜሁ በሰማይ ያለው አባታቜሁ ይቅር ይላቜኋልፀ
“ንሰብ በደሎም እንተ ሓዲግኩምሎም፡ ንዓኻትኩም እውን ሰማያዊ ኣቊኹም ኪሓድገልኩም እዩ፣
54,891

54,892
am_tg
እናንተ ግን ዚበደሏቜሁን ሰዎቜ ይቅር ካላላቜሁ አባታቜሁም በደላቜሁን ይቅር አይላቜሁም።
ንሰብ በደሎም እንተ ዘይሓዲግኩምሎም ግና፡ ንዓኻትኩም እውን ኣቊኹም በደልኩም ኣይኪሓድገልኩምን እዩ።
54,893

54,894
am_tg
“በምትጟሙበት ጊዜ እንደ ግብዞቜ ፊታቜሁን አታጠውልጉፀ እነሱ መጟማ቞ው በሰው ዘንድ እንዲታወቅላ቞ው ፊታ቞ውን ያጠወልጋሉ። እውነት እላቜኋለሁ፣ እነሱ ሙሉ ብድራታ቞ውን ተቀብለዋል።
“ክትጟሙ ኞለኹም፡ እቶም ግቡዛት ጞወምቲ ምዃኖም ብሰብ ምእንቲ ኺርኣዩ ኢሎም ገጟም ዹጾምልዉ እዮም እሞ፡ ደጊም ኚማታቶም ገጜኩም ኣይተጞምልዉ። ዓስቊም ብምሉኡ ሚኺቊም እዮም፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
54,895

54,896
am_tg
አንተ ግን ስትጟም ራስህን ተቀባፀ ፊትህንም ታጠብፀ
ንስኻ ኜትጞውም ኚለኻ ግና፡ ርእስኻ ተለኞ፡ ገጜካ እውን ተሓጞብ፣
54,897

54,898
am_tg
እንዲህ ካደሚግክ ዚምትጟመው በሰው ለመታዚት ሳይሆን በስውር ላለው አባትህ ስትል ብቻ ይሆናል። በስውር ዚሚያይ አባትህም መልሶ ይኚፍልሃል።
ሜዑ፡ ጾዋሚ ምዃንካ፡ ብሰብ ዘይኰነስ፡ በቲ ብሕቡእ ዘሎ ኣቊኻ ኜትርአ ኢኻ፣ እቲ ብሕቡእ ዚርኢ ኣቊኻ ድማ ኪኜሕሰካ እዩ።
54,899