Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
56,900
am_tg
ኢየሱስም ወደ ኢየሩሳሌም እየተጓዘ ሳለ በየከተማውና በየመንደሩ እያስተማረ ያልፍ ነበር።
ናብ የሩሳሌም ኪጕዓዝ ከሎ ድማ፡ ኣብ ከከተማን ኣብ ቈቍሸትን እናመሃረ ይሓልፍ ነበረ።
56,901
tg_am

56,902
am_tg
በዚህ ጊዜ አንድ ሰው “ጌታ ሆይ፣ የሚድኑት ጥቂቶች ናቸው?” ሲል ጠየቀው። እሱም እንዲህ አላቸው፦
ሓደ ሰብኣይ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ እቶም ዚድሕኑ ሒደት ድዮም፧” በሎ። ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦
56,903

56,904
am_tg
“በጠባቡ በር ለመግባት ከፍተኛ ተጋድሎ አድርጉ፤ እላችኋለሁ፦ ብዙዎች ለመግባት ይፈልጋሉ፤ ነገር ግን አይችሉም።
“እብለኩም ኣለኹ፡ ብዙሓት ኪኣትዉ እናደለዩስ፡ ስለ ዘይኰነሎም፡ በታ ጸባብ ኣፍ ደገ ንምእታው ተጋደሉ።
56,905

56,906
am_tg
የቤቱ ባለቤት ተነስቶ አንዴ በሩን ከዘጋው በኋላ ውጭ ቆማችሁ ‘ጌታ ሆይ፣ ክፈትልን’ እያላችሁ በሩን ብታንኳኩ ‘ከየት እንደመጣችሁ አላውቅም’ ብሎ ይመልስላችኋል።
ብዓል ቤት ተንሲኡ ማዕጾኡ ምስ ሸጐረ፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢልኩም፡ ‘ጐይታይ፡ ኣርሕወልና’ እናበልኩም ክትኵሕኵሑ ኢኹም። ንሱ ግና፡ ‘ካበይ ምዃንኩም ኣይፈልጥን እየ’ ኢሉ ኺምልሰልኩም እዩ።
56,907

56,908
am_tg
በዚህ ጊዜ ‘አብረንህ እኮ በልተናል፤ ደግሞም ጠጥተናል፤ በአውራ ጎዳናዎቻችንም አስተምረሃል’ ማለት ትጀምራላችሁ።
ሽዑ፡ ‘ኣብ ቅድሜኻ በሊዕናን ሰቲናን፡ ንስኻ እውን ኣብ ጐደናታትና ምሂርካ’ ምባል ክትጅምሩ ኢኹም።
56,909

56,910
am_tg
እሱ ግን ‘ከየት እንደመጣችሁ አላውቅም። እናንተ ክፉ አድራጊዎች ሁሉ፣ ከእኔ ራቁ!’ ይላችኋል።
ንሱ ግና፡ ‘ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ካበይ ምዃንኩም ኣይፈልጥን እየ። ካባይ ርሓቑ!’ ኺብለኩም እዩ።
56,911

56,912
am_tg
አብርሃምን፣ ይስሐቅን፣ ያዕቆብንና ነቢያትን ሁሉ በአምላክ መንግሥት ውስጥ ስታዩና እናንተ ግን በውጭ ተጥላችሁ ስትቀሩ በዚያ ታለቅሳላችሁ፤ ጥርሳችሁንም ታፋጫላችሁ።
ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን ንዅሎም ነብያትን ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ምስ ረኣኹምዎም፡ ንስኻትኩም ግና ናብ ወጻኢ ምስ ተደርበኹም፡ ኣብኡ ኽትበኽዩን ኣስናንኩም ክትሕርቅሙን ኢኹም።
56,913

56,914
am_tg
በተጨማሪም ሰዎች ከምሥራቅና ከምዕራብ እንዲሁም ከሰሜንና ከደቡብ መጥተው በአምላክ መንግሥት በማዕድ ይቀመጣሉ።
ካብ ምብራቕን ካብ ምዕራብን ካብ ሰሜንን ካብ ደቡብን ድማ ኪመጹ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ እውን ኣብ መኣዲ ኪቕመጡ እዮም።
56,915

56,916
am_tg
ደግሞም ከኋለኞች መካከል ፊተኞች የሚሆኑ፣ ከፊተኞች መካከልም ኋለኞች የሚሆኑ አሉ።”
እንሆ ኸኣ፡ ቀዳሞት ዚዀኑ ዳሕሮት ኣለዉ፡ ዳሕሮት ዚዀኑ ቐዳሞት እውን ኣለዉ።”
56,917

56,918
am_tg
በዚያን ጊዜ አንዳንድ ፈሪሳውያን መጥተው “ሄሮድስ ሊገድልህ ስለሚፈልግ ከዚህ ውጣና ሂድ” አሉት።
በታ ሰዓት እቲኣ፡ ገለ ፈሪሳውያን መጺኦም፡ “ሄሮድስ ኪቐትለካ ይደሊ ስለ ዘሎ፡ ውጻእ፡ ካብዚ እውን ኪድ” በልዎ።
56,919

56,920
am_tg
እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ሄዳችሁ ያንን ቀበሮ ‘ዛሬና ነገ አጋንንትን አስወጣለሁ እንዲሁም ሰዎችን እፈውሳለሁ፤ በሦስተኛውም ቀን ሥራዬን አጠናቅቃለሁ’ በሉት።
ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ኬድኩም ነቲ ወኻርያ፡ ‘እንሆ፡ ሎምን ጽባሕን ኣጋንንቲ አውጽእን ሕሙማት አሕውን ኣለኹ፣ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ ክውድእ እየ’ በልዎ።
56,921

56,922
am_tg
ይሁንና ነቢይ ከኢየሩሳሌም ውጭ ሊገደል ስለማይችል ዛሬና ነገ እንዲሁም ከነገ ወዲያ ጉዞዬን መቀጠል አለብኝ።
ነብዪ ብዘይካ ኣብ የሩሳሌም ኣብ ወጻኢ ኪቕተል ዘይከውን ስለ ዝዀነ ግና፡ ሎምን ጽባሕን ድሕሪ ጽባሕን ክኸይድ ይግብኣኒ እዩ።
56,923

56,924
am_tg
ኢየሩሳሌም፣ ኢየሩሳሌም፣ ነቢያትን የምትገድል፤ ወደ እሷ የተላኩትንም በድንጋይ የምትወግር፤ ዶሮ ጫጩቶቿን በክንፎቿ ሥር እንደምትሰበስብ እኔም ልጆችሽን ለመሰብሰብ ስንት ጊዜ ፈለግኩ! እናንተ ግን አልፈለጋችሁም።
የሩሳሌም፡ የሩሳሌም፡ ኣቲ ንነብያት እትቐትልን ናብኣ ንእተላእኩ ብዳርባ እምኒ እትጭፍጭፍን፡ ከምቲ ደርሆ ንጨቓዊታ ኣብ ትሕቲ ኣኽናፋ እትእክቦም፡ ክንደይ ሳዕ ኰን እየ ንደቅኺ ኽእክቦም ዝደለኹ! ንስኻትኩም ግና ኣቢኹም።
56,925

56,926
am_tg
እነሆ፣ ቤታችሁ ለእናንተ የተተወ ይሆናል። እላችኋለሁ፣ ‘በይሖዋ ስም የሚመጣ የተባረከ ነው!’ እስክትሉ ድረስ ፈጽሞ አታዩኝም።”
እንሆ፡ ቤትኩም ክትጥንጠነልኩም እያ። እብለኩም ኣለኹ፡ ‘ብስም የሆዋ ዚመጽእ ብሩኽ እዩ!’ ክሳዕ እትብሉ፡ ከቶ ኣይክትርእዩንን ኢኹም።”
56,927

56,928
am_tg
ኢየሱስ ቀና ብሎ ሲመለከት ሀብታሞች በመዋጮ ሣጥኖቹ ውስጥ መባቸውን ሲከቱ አየ።
ኣዒንቱ ኣልዒሉ፡ ሃብታማት መባኦም ኣብቲ መመጽወቲ ኼውድቑ ረኣየ።
56,929

56,930
am_tg
ከዚያም አንዲት ድሃ መበለት በጣም አነስተኛ ዋጋ ያላቸው ሁለት ትናንሽ ሳንቲሞች ስትከት አይቶ
ሓንቲ ድኻ መበለት ከኣ፡ ዚረብሕ ዋጋ ዘይብለን ክልተ ሰናቲም ከተውድቕ ከላ ረኣየ
56,931

56,932
am_tg
እንዲህ አለ፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ከሁሉ የበለጠ የሰጠችው ይህች ድሃ መበለት ነች።
እሞ፡ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እዛ ድኻ መበለት እዚኣ፡ ካብ ናይ ኵላቶም ዚበዝሕ እያ ኣውዲቓ።
56,933

56,934
am_tg
ሁሉም መባ የሰጡት ከትርፋቸው ነውና፤ እሷ ግን በድሃ አቅሟ ያላትን መተዳደሪያ ሁሉ ሰጥታለች።”
ኵላቶምሲ ኻብ ተረፎም እዮም መባእ ኣውዲቖም፡ ንሳ ግና ካብ ስእነታ፡ ኵሉ መነባብሮኣ እያ ኣውዲቓ” በለ።
56,935

56,936
am_tg
በኋላም አንዳንዶች ቤተ መቅደሱ ውብ በሆኑ ድንጋዮችና ለአምላክ በተሰጡ ስጦታዎች እንዴት እንዳጌጠ በተናገሩ ጊዜ
ገሊኦም ከኣ ብዛዕባ ቤተ መቕደስ፡ ብጽቡቕ ኣእማንን ብወፈያን ተሰሊሙ ኸም ዘሎ ኺዛረቡ ኸለዉ፡
56,937

56,938
am_tg
“ይህ የምታዩት ነገር ሁሉ የሚፈርስበት ጊዜ ይመጣል፤ እንዲህ ድንጋይ በድንጋይ ላይ እንደተነባበረ አይኖርም” አለ።
ንሱ፡ “እዚ እትርእይዎ ዘለኹም፡ እምኒ ኣብ ልዕሊ እምኒ ተነቢሩ ኸይፈረሰ ዘይተርፈለን መዓልትታት ኪመጻ እየን” በሎም።
56,939

56,940
am_tg
እነሱም “መምህር፣ እነዚህ ነገሮች በእርግጥ የሚፈጸሙት መቼ ነው? እነዚህ ነገሮች የሚፈጸሙበትን ጊዜ የሚጠቁመው ምልክትስ ምንድን ነው?” ሲሉ ጠየቁት።
ንሳቶም ከኣ፡ “መምህር፡ እዚ መዓስ ኰን ኪኸውን እዩ፧ እዚ መዓስ ከም ዚኸውን ዚሕብር ምልክትከ እንታይ እዩ፧” ኢሎም ሓተትዎ።
56,941

56,942
am_tg
እሱም እንዲህ አለ፦ “እንዳያሳስቷችሁ ተጠንቀቁ፤ ብዙዎች ‘እኔ እሱ ነኝ’ እንዲሁም ‘ጊዜው ቀርቧል’ እያሉ በስሜ ይመጣሉና። እነሱን አትከተሉ።
ንሱ ኸኣ፡ “‘ኣነ እየ’ ድማ ‘ግዜኡ ቐሪቡ እዩ’ እናበሉ ብዙሓት ብስመይ ኪመጹ እዮም እሞ፡ ከይትስሕቱ ተጠንቀቑ። ኣይትስዓብዎም።
56,943

56,944
am_tg
በተጨማሪም ስለ ጦርነትና ብጥብጥ ስትሰሙ አትሸበሩ። በመጀመሪያ እነዚህ ነገሮች መፈጸም አለባቸውና፤ ፍጻሜው ግን ወዲያው አይመጣም።”
ውግእን ህውከትን ምስ ሰማዕኩም፡ ኣይትሸበሩ። እዚ ቕድም ኪኸውን ኣለዎ፣ ግናኸ መወዳእታ ብኡብኡ ኣይከውንን እዩ” በሎም።
56,945

56,946
am_tg
ከዚያም እንዲህ አላቸው፦ “ሕዝብ በሕዝብ ላይ፣ መንግሥትም በመንግሥት ላይ ይነሳል።
ሽዑ፡ ከምዚ በሎም፦ “ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ፡ መንግስቲ ድማ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኺልዓል እዩ።
56,947

56,948
am_tg
ታላላቅ የምድር ነውጦች ይከሰታሉ፤ በተለያየ ስፍራም የምግብ እጥረትና ቸነፈር ይሆናል፤ ደግሞም የሚያስፈሩ ነገሮች እንዲሁም ከሰማይ ታላላቅ ምልክቶች ይታያሉ።
ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኪኸውን፡ ኣብ በቦታኡ እውን ጥሜትን ለበዳን ኪኸውን እዩ፣ መፍርህታትን ካብ ሰማይ ዓበይቲ ትእምርትታትን ኪኸውን እዩ።
56,949

56,950
am_tg
“እነዚህ ሁሉ ነገሮች ከመፈጸማቸው በፊት ግን ሰዎች ይይዟችኋል፤ ስደት ያደርሱባችኋል እንዲሁም ለምኩራብና ለወህኒ ቤት አሳልፈው ይሰጧችኋል። በስሜም ምክንያት በነገሥታትና በገዢዎች ፊት ያቀርቧችኋል።
“ቅድሚ እዚ ዅሉ ግና፡ ኪሕዙኹምን ኪሰጕጉኹምን፡ ናብ ምኵራባትን ኣብያተ ማእሰርትን ከኣ ኣሕሊፎም ኪህቡኹም እዮም። ምእንቲ ስመይ፡ ኣብ ቅድሚ ነገስታትን ሹማምንትን ክትቀርቡ ኢኹም።
56,951

56,952
am_tg
ይህም ለመመሥከር የሚያስችል አጋጣሚ ይከፍትላችኋል።
እዚ ድማ ክትምስክሩ ኬኽእለኩም እዩ።
56,953
tg_am
እዚ ድማ ክትምስክሩ ኬኽእለኩም እዩ።
ይህም ለመመሥከር የሚያስችል አጋጣሚ ይከፍትላችኋል።
56,954
am_tg
የምትሰጡትን መልስ አስቀድማችሁ መዘጋጀት እንደማያስፈልጋችሁ ልብ በሉ፤
እምበኣር፡ ከመይ ከም እትማጐቱ፡ ኣቐዲምኩም ከይትሓስቡ፡ ኣብ ልብኹም ኣንብርዎ፣
56,955

56,956
am_tg
ተቃዋሚዎቻችሁ ሁሉ በአንድነት ሆነው ሊቋቋሙት ወይም ሊከራከሩት የማይችሉት አንደበትና ጥበብ እሰጣችኋለሁና።
ከመይሲ፡ ኵሎም ተጻረርትኹም ብሓባር ኪቃወምዎ ወይ ኪከራኸርዎ ዘይክእሉ ኣፍን ጥበብን ክህበኩም እየ።
56,957

56,958
am_tg
ከዚህም በተጨማሪ ወላጆቻችሁ፣ ወንድሞቻችሁ፣ ዘመዶቻችሁና ጓደኞቻችሁ እንኳ አሳልፈው ይሰጧችኋል፤ አንዳንዶቻችሁንም ይገድላሉ፤
ወለድን ኣሕዋትን ኣዝማድን ኣዕሩኽን እውን ኣሕሊፎም ኪህቡኹም፡ ንገለ ኻባኻትኩም ከኣ ኪቐትሉ እዮም፣
56,959

56,960
am_tg
በስሜ የተነሳም ሰዎች ሁሉ ይጠሏችኋል።
ስለ ስመይ ከኣ፡ ብዅሉ ኽትጽልኡ ኢኹም።
56,961
tg_am
ስለ ስመይ ከኣ፡ ብዅሉ ኽትጽልኡ ኢኹም።
በስሜ የተነሳም ሰዎች ሁሉ ይጠሏችኋል።
56,962
am_tg
ይሁን እንጂ ከራሳችሁ ፀጉር አንዷ እንኳ አትጠፋም።
ግናኸ፡ ካብ ርእስኹም ሓንቲ ጸጕሪ እኳ ኣይክትጠፍእን እያ።
56,963
tg_am
ግናኸ፡ ካብ ርእስኹም ሓንቲ ጸጕሪ እኳ ኣይክትጠፍእን እያ።
ይሁን እንጂ ከራሳችሁ ፀጉር አንዷ እንኳ አትጠፋም።
56,964
am_tg
ከጸናችሁ ሕይወታችሁን ታተርፋላችሁ።
ንህይወትኩም ብተጻዋርነትኩም ከተድሕንዋ ኢኹም።
56,965
tg_am
ንህይወትኩም ብተጻዋርነትኩም ከተድሕንዋ ኢኹም።
ከጸናችሁ ሕይወታችሁን ታተርፋላችሁ።
56,966
am_tg
“ይሁንና ኢየሩሳሌም በጦር ሠራዊት ተከባ ስታዩ መጥፊያዋ እንደቀረበ እወቁ።
“ግናኸ፡ የሩሳሌም ብሰራዊት ተኸቢባ ምስ ረኣኹም፡ ሽዑ ጥፍኣታ ኸም ዝቐረበ ፍለጡ።
56,967

56,968
am_tg
በዚህ ጊዜ በይሁዳ ያሉ ወደ ተራሮች ይሽሹ፤ በከተማዋ ውስጥ ያሉም ከዚያ ይውጡ፤ በገጠር ያሉም ወደ እሷ አይግቡ፤
ሽዑ፡ እቶም ኣብ ይሁዳ ዘለዉ ናብ ኣኽራን ይህደሙ፣ ኣብ ውሽጣ ዘለዉ ኸኣ ካብኣ ይውጽኡ፣ እቶም ኣብ ሃገረ ሰብ ዘለዉ እውን ናብኣ ኣይእተዉ፣
56,969

56,970
am_tg
ምክንያቱም የተጻፈው ነገር ሁሉ ይፈጸም ዘንድ ይህ የፍትሕ እርምጃ የሚወሰድበት ጊዜ ነው።
እቲ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸምሲ፡ እዚኣተን ፍትሒ ዚወጸለን መዓልትታት እየን።
56,971

56,972
am_tg
በእነዚያ ቀናት ለነፍሰ ጡሮችና ለሚያጠቡ ወዮላቸው! ምክንያቱም በምድሪቱ ላይ ታላቅ መከራ፣ በዚህ ሕዝብም ላይ ቁጣ ይመጣል።
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ንጥኑሳትን ንዜጥብዋን ወይለአን። ከመይሲ፡ ኣብታ ምድሪ ብርቱዕ ጭንቂ፡ ኣብዚ ህዝቢ እዚ ድማ ቍጥዓ ኪኸውን እዩ።
56,973

56,974
am_tg
በሰይፍ ስለትም ይወድቃሉ፤ ተማርከውም ወደየአገሩ ይወሰዳሉ፤ የተወሰኑት የአሕዛብ ዘመናት እስኪፈጸሙ ድረስም ኢየሩሳሌም በአሕዛብ ትረገጣለች።
ብስሕለት ሰይፊ ኺወድቁ፡ ናብ ኵሎም ኣህዛብ እውን ኪማረኹ እዮም፣ ምዱብ ግዜያት ኣህዛብ ክሳዕ ዚፍጸም፡ የሩሳሌም ብኣህዛብ ክትርገጽ እያ።
56,975

56,976
am_tg
“እንዲሁም በፀሐይ፣ በጨረቃና በከዋክብት ላይ ምልክቶች ይታያሉ፤ በምድርም ላይ ሕዝቦች ከባሕሩ ድምፅና ነውጥ የተነሳ የሚያደርጉት ጠፍቷቸው ይጨነቃሉ።
“ኣብ ጸሓይን ወርሕን ከዋኽብትን ከኣ፡ ትእምርቲ ኪኸውን እዩ፣ ኣብ ምድሪ እውን ኣህዛብ ብሰንኪ ደሃይ ባሕርን ነውጹን መዋጽኦ ብዘይምፍላጦም፡ ኪጭነቑ እዮም።
56,977

56,978
am_tg
የሰማያት ኃይላት ስለሚናወጡ ሰዎች ከፍርሃትና በዓለም ላይ የሚመጡትን ነገሮች ከመጠበቅ የተነሳ ይዝለፈለፋሉ።
ሓይልታት ሰማያት ኪናወጹ እዮም እሞ፡ ብፍርህን ብትጽቢት እቲ ኣብ ዓለም ዚመጽእን፡ ሰባት ውኖኦም ኪጠፍኦም እዩ።
56,979

56,980
am_tg
ከዚያም የሰው ልጅ በኃይልና በታላቅ ክብር በደመና ሲመጣ ያዩታል።
ሽዑ፡ ወዲ ሰብ ብሓይልን ብዓብዪ ኽብርን ብደበና ኺመጽእ ከሎ፡ ኪርእይዎ እዮም።
56,981

56,982
am_tg
ሆኖም እነዚህ ነገሮች መከሰት ሲጀምሩ መዳናችሁ እየቀረበ ስለሆነ ቀጥ ብላችሁ ቁሙ፤ ራሳችሁንም ቀና አድርጉ።”
እዚ ኪኸውን ምስ ጀመረ ግና፡ ድሕነትኩም ስለ ዝቐረበ፡ ቅንዕ በሉ፡ ርእስኹም እውን ኣልዕሉ።”
56,983

56,984
am_tg
ከዚያም እንዲህ ሲል አንድ ምሳሌ ነገራቸው፦ “የበለስ ዛፍንና ሌሎች ዛፎችን ሁሉ ተመልከቱ።
ከምዚ ኢሉ ድማ ሓንቲ ምሳሌ መሰለሎም፦ “ንኦም በለስን ንዅሉ ኣእዋምን ተመልከቱ፦
56,985

56,986
am_tg
ዛፎቹ ሲያቆጠቁጡ ራሳችሁ አይታችሁ በጋ እንደቀረበ ታውቃላችሁ።
ኪጥጥዕ ምስ ረኣኹም፡ ሓጋይ ከም ዝቐረበ ባዕልኻትኩም ትፈልጡ ኢኹም።
56,987

56,988
am_tg
በተመሳሳይ እናንተም እነዚህ ነገሮች ሲፈጸሙ ስታዩ የአምላክ መንግሥት እንደቀረበ እርግጠኞች ሁኑ።
ከምኡ ድማ፡ ንስኻትኩም እዚ ኪኸውን ምስ ረኣኹም፡ መንግስቲ ኣምላኽ ምቕራባ ፍለጡ።
56,989

56,990
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ እነዚህ ነገሮች ሁሉ እስኪፈጸሙ ድረስ ይህ ትውልድ ፈጽሞ አያልፍም።
ኵሉ ኽሳዕ ዚኸውን፡ እዚ ወለዶ እዚ ኸቶ ኣይኪሓልፍን እዩ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ።
56,991

56,992
am_tg
ሰማይና ምድር ያልፋሉ፤ ቃሌ ግን ፈጽሞ አያልፍም።
ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ከቶ ኣይኪሓልፍን እዩ።
56,993
tg_am
ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ፡ ቃለይ ግና ከቶ ኣይኪሓልፍን እዩ።
ሰማይና ምድር ያልፋሉ፤ ቃሌ ግን ፈጽሞ አያልፍም።
56,994
am_tg
“ይሁንና ከልክ በላይ በመብላትና በመጠጣት እንዲሁም ስለ ኑሮ በመጨነቅ ልባችሁ ሸክም እንዳይበዛበት ለራሳችሁ ተጠንቀቁ፤ አለዚያ ያ ቀን ድንገት ሳታስቡት
“ምብዛሕ ብልዕን ምብዛሕ መስተን ጭንቀት ናብራን ንልብኹም ከይከብዶ እሞ፡ ብሃንደበት ከኣ እታ መዓልቲ እቲኣ ኸም መፈንጠራ ብድንገት ከይትመጸኩምሲ፡ ንርእስኹም ተጠንቀቑ።
56,995

56,996
am_tg
እንደ ወጥመድ ይመጣባችኋል። ይህ በመላው ምድር በሚኖሩ ሁሉ ላይ ይደርስባቸዋልና።
ኣብ ኵሎም እቶም ኣብ ገጽ ብዘላ ምድሪ ዚነብሩስ፡ ክትመጽእ እያ።
56,997

56,998
am_tg
እንግዲያው መፈጸማቸው ከማይቀረው ከእነዚህ ሁሉ ነገሮች ማምለጥና በሰው ልጅ ፊት መቆም እንድትችሉ ሁልጊዜ ምልጃ እያቀረባችሁ ዘወትር ነቅታችሁ ጠብቁ።”
እምበኣር፡ ካብ ኵሉ እዚ ኪኸውን ዘለዎ ነገራት ምእንቲ ኸተምልጡን ኣብ ቅድሚ ወዲ ሰብ ምእንቲ ኽትቈሙን፡ ኵሉ ሳዕ እናተማህለልኩም ንቕሑ።”
56,999