Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
57,100
am_tg
ሆኖም ሕዝቡ ይህን ስላወቁ ተከተሉት። እሱም በደግነት ተቀብሎ ስለ አምላክ መንግሥት ይነግራቸው ጀመር፤ ፈውስ የሚያስፈልጋቸውንም ፈወሳቸው።
እቶም ህዝቢ ግና፡ ፈሊጦም ሰዓብዎ። ብጽቡቕ ተቐቢሉ ኸኣ፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ተዛረቦም፣ ኪሓውዩ ዜድልዮም እውን ኣሕወዮም።
57,101
tg_am

57,102
am_tg
ቀኑም መምሸት ሲጀምር አሥራ ሁለቱ ሐዋርያት ወደ እሱ መጥተው “ያለንበት ስፍራ ገለል ያለ ስለሆነ ሕዝቡ በአካባቢው ወዳሉት መንደሮችና ገጠሮች ሄደው ማደሪያና ምግብ እንዲፈልጉ አሰናብታቸው” አሉት።
መዓልቲ ኽትዓርብ ጀመረት። እቶም ዓሰርተው ክልተ ኸኣ መጺኦም፡ “ኣብዚ ኣብ ጽምዊ ቦታ ኢና ዘለና እሞ፡ እዞም ህዝቢ ኣብ ከባቢና ናብ ዘሎ ኣቝሻትን ገጠርን ከይዶም መሕደርን ዚብላዕን ኪረኽቡስ፡ ኣሰናብቶም” በልዎ።
57,103

57,104
am_tg
እሱ ግን “እናንተ የሚበሉት ነገር ስጧቸው” አላቸው። እነሱም “ሄደን ለዚህ ሁሉ ሕዝብ የሚሆን ምግብ ካልገዛን በስተቀር ከአምስት ዳቦና ከሁለት ዓሣ ሌላ ምንም የለንም” አሉት።
ንሱ ግና፡ “ንስኻትኩም ዚብላዕ ሃብዎም” በሎም። ንሳቶም ድማ፡ “ንሕና ኼድና ንዅሉ እዚ ህዝቢ ዚብላዕ ክንዕድግ እንተ ዘይኰይኑ፡ ምሳና ዘሎስ ካብ ሓሙሽተ እንጌራን ክልተ ዓሳን ኣይበዝሕን እዩ” በሉ።
57,105

57,106
am_tg
በዚያም 5,000 ያህል ወንዶች ነበሩ። እሱ ግን ደቀ መዛሙርቱን “ሕዝቡን በሃምሳ በሃምሳ ከፋፍላችሁ አስቀምጧቸው” አላቸው።
ኣስታት 5,000 ሰብኡት ከኣ ይዀኑ ነበሩ። ንሱ ግና ንደቀ መዛሙርቱ፡ “በብሓምሳ ጌርኩም ኣቐምጥዎም” በሎም።
57,107

57,108
am_tg
እነሱም በታዘዙት መሠረት ሕዝቡ እንዲቀመጥ አደረጉ።
ንሳቶም ከኣ ከምቲ ዝበሎም ገበሩ፡ ንዅላቶም እውን ኣቐመጥዎም።
57,109
tg_am
ንሳቶም ከኣ ከምቲ ዝበሎም ገበሩ፡ ንዅላቶም እውን ኣቐመጥዎም።
እነሱም በታዘዙት መሠረት ሕዝቡ እንዲቀመጥ አደረጉ።
57,110
am_tg
ከዚያም አምስቱን ዳቦና ሁለቱን ዓሣ ይዞ ወደ ሰማይ ቀና በማለት ባረከ። ቆርሶም ለሕዝቡ እንዲያቀርቡ ለደቀ መዛሙርቱ ሰጣቸው።
ነተን ሓሙሽተ እንጌራን ክልተ ዓሳን ኣልዒሉ፡ ናብ ሰማይ ጠሚቱ ባረኸ። ቈሪሱ ድማ ነቶም ህዝቢ ምእንቲ ኬቕርቡሎም፡ ንደቀ መዛሙርቱ ሃቦም።
57,111

57,112
am_tg
ሁሉም በልተው ጠገቡ፤ የተረፈውንም ቁርስራሽ ሰበሰቡ፤ ቁርስራሹም 12 ቅርጫት ሙሉ ሆነ።
ኵላቶም ድማ በሊዖም ጸገቡ፣ ዝተረፈ ኸኣ 12 መሶብ ቍርስራስ ኣልዓሉ።
57,113

57,114
am_tg
በኋላም ብቻውን ሆኖ እየጸለየ ሳለ ደቀ መዛሙርቱ ወደ እሱ መጡ፤ እሱም “ሕዝቡ እኔን ማን ይሉኛል?” ሲል ጠየቃቸው።
ጸኒሑ፡ በይኑ ኺጽሊ ኸሎ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ናብኡ መጹ፣ ንሱ እውን፡ “ህዝቢ መን እዩ ይብለኒ ኣሎ፧” ኢሉ ሓተቶም።
57,115

57,116
am_tg
እነሱም መልሰው “አንዳንዶች መጥምቁ ዮሐንስ፣ ሌሎች ኤልያስ፣ ሌሎች ደግሞ ከጥንት ነቢያት አንዱ ተነስቷል ይላሉ” አሉት።
ንሳቶም ድማ፡ “ዮሃንስ መጥምቕ፡ ካልኦት ከኣ ኤልያስ፡ ካልኦት እውን ሓደ ኻብ ናይ ጥንቲ ነብያት ተንሲኡ ይብሉ” ኢሎም መለሱሉ።
57,117

57,118
am_tg
እሱም “እናንተስ ስለ እኔ ማንነት ምን ትላላችሁ?” አላቸው። ጴጥሮስም መልሶ “የአምላክ መሲሕ ነህ” አለው።
ንሱ ድማ፡ “ንስኻትኩምከ መን እዩ ትብሉኒ፧” በሎም። ጴጥሮስ ከኣ፡ “እቲ ናይ ኣምላኽ ቅቡእ” ኢሉ መለሰሉ።
57,119

57,120
am_tg
ከዚያም ይህን ለማንም እንዳይናገሩ አጥብቆ አስጠነቀቃቸው፤
ንሱ ድማ ብጽኑዕ ተዛረቦም፡ እዚ ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ኸኣ ኣዘዞም፣
57,121

57,122
am_tg
ቀጥሎም “የሰው ልጅ ብዙ መከራ መቀበሉ፣ እንዲሁም በሽማግሌዎች፣ በካህናት አለቆችና በጸሐፍት ተቀባይነት ማጣቱ ብሎም መገደሉና በሦስተኛው ቀን መነሳቱ አይቀርም” አላቸው።
“ወዲ ሰብ ብዓበይትን ብሊቃውንቲ ኻህናትን ብጸሓፍትን ብዙሕ መከራ ኺጸግብ፡ ኪነዓቕ፡ ኪቕተል፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ እውን ኪትንስእ እዩ” ድማ በሎም።
57,123

57,124
am_tg
ከዚያም ለሁሉም እንዲህ ሲል ተናገረ፦ “ሊከተለኝ የሚፈልግ ማንም ቢኖር ራሱን ይካድ፤ የራሱን የመከራ እንጨት በየዕለቱ ይሸከም፤ ያለማቋረጥም ይከተለኝ።
ንዅላቶም ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ኪስዕበኒ ዚደሊ ዘበለ፡ ርእሱ ቐቢጹ፡ መዓልቲ መዓልቲ ጕንዲ ስቅያቱ ኣልዒሉ፡ ብቐጻሊ ይስዓበኒ።
57,125

57,126
am_tg
ሕይወቱን ማዳን የሚፈልግ ሁሉ ያጣታልና፤ ለእኔ ሲል ሕይወቱን የሚያጣ ሁሉ ግን ያድናታል።
ንህይወቱ ኼድሕና ዚደሊ ዘበለስ፡ ኬጥፍኣ እዩ፣ ንህይወቱ ምእንታይ ዜጥፍኣ ዘበለ ግና፡ ንሱ ኺረኽባ እዩ።
57,127

57,128
am_tg
ደግሞስ አንድ ሰው ዓለምን ሁሉ የራሱ ቢያደርግ፣ ነገር ግን ሕይወቱን ቢያጣ ወይም ለጉዳት ቢዳረግ ምን ይጠቅመዋል?
ሰብ ምሉእ ዓለም ረቢሑስ፡ ርእሱ እንተ ኣጥፊኡ ወይስ እንተ ጐዲኡ እንታይ ይጠቕሞ፧
57,129

57,130
am_tg
በእኔና በቃሌ የሚያፍር ሁሉ የሰው ልጅም በክብሩ እንዲሁም በአብና በቅዱሳን መላእክት ክብር ሲመጣ ያፍርበታል።
ብኣይን ብቓለይን ዚሓፍር ዘበለስ፡ ወዲ ሰብ ብኽብሩን ብኽብሪ ኣቦኡን ብኽብሪ ቕዱሳት መላእኽትን ምስ መጸ፡ ብእኡ ኺሓፍር እዩ።
57,131

57,132
am_tg
እውነት እላችኋለሁ፣ እዚህ ከቆሙት መካከል አንዳንዶች የአምላክን መንግሥት እስኪያዩ ድረስ ፈጽሞ ሞትን አይቀምሱም።”
ግናኸ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ገለ ኻብዞም ኣብዚኣ ደው ኢሎም ዘለዉ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ዚርእይዋ፡ ሞት ኣይኪጥዕሙን እዮም።”
57,133

57,134
am_tg
በመሆኑም ይህን ከተናገረ ከስምንት ቀን ያህል በኋላ ጴጥሮስን፣ ዮሐንስንና ያዕቆብን ይዞ ለመጸለይ ወደ ተራራ ወጣ።
ካብዚ ዘረባ እዚ ድሕሪ ሸሞንተ መዓልቲ ኣቢሉ ድማ፡ ንጴጥሮስን ንዮሃንስን ንያእቆብን ወሲዱ፡ ኪጽሊ ናብ ከረን ደየበ።
57,135

57,136
am_tg
እየጸለየም ሳለ የፊቱ መልክ ተለወጠ፤ ልብሱም ነጭ ሆኖ አንጸባረቀ።
ኪጽሊ ኸሎ ኸኣ፡ ትርኢት ገጹ ተለወጠ፡ ክዳኑ እውን ብርቕርቕ ዚብል ጻዕዳ ዀነ።
57,137

57,138
am_tg
እነሆም ሁለት ሰዎች ይኸውም ሙሴና ኤልያስ ከእሱ ጋር ይነጋገሩ ነበር።
እንሆ ድማ፡ ክልተ ሰባት ምስኡ ይዛራረቡ ነበሩ፣ ንሳቶም ከኣ ሙሴን ኤልያስን ነበሩ።
57,139

57,140
am_tg
እነሱም በክብር ተገልጠው፣ በኢየሩሳሌም ስለሚፈጸመውና ከዚህ ዓለም ተለይቶ ስለሚሄድበት ሁኔታ ይነጋገሩ ጀመር።
ንሳቶም ብኽብሪ ተራእዩ፣ ብዛዕባ እቲ ኣብ የሩሳሌም ኪፍጽሞ ዘለዎ ምኻዱ ድማ ይዛራረቡ ነበሩ።
57,141

57,142
am_tg
በዚህ ጊዜ ጴጥሮስና አብረውት የነበሩት እንቅልፍ ተጫጭኗቸው ነበር፤ ሙሉ በሙሉ ሲነቁ ግን የኢየሱስን ክብር እንዲሁም አብረውት የቆሙትን ሁለት ሰዎች አዩ።
ጴጥሮስን እቶም ምስኡ ዝነበሩን ከኣ ድቃስ ከቢድዎም ነበረ፣ ምስ ተበራበሩ ግና፡ ክብሩን ምስኡ ደው ዝበሉ ኽልተ ሰብኡትን ረኣዩ።
57,143

57,144
am_tg
ሰዎቹ ከኢየሱስ ተለይተው ሲሄዱ ጴጥሮስ ኢየሱስን “መምህር፣ እዚህ መሆን ለእኛ መልካም ነው። ስለዚህ አንድ ለአንተ፣ አንድ ለሙሴና አንድ ለኤልያስ ሦስት ድንኳኖች እንትከል” አለው፤ ምን እየተናገረ እንዳለ አላስተዋለም ነበር።
እዚኣቶም ካብኡ ኺፍለዩ ኸለዉ፡ ጴጥሮስ ንየሱስ፡ “መምህር፡ ንዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ። እምበኣር፡ ሰለስተ ድንኳን ንትከል። ሓደ ንዓኻ፡ ሓደ ንሙሴ፡ ሓደ ድማ ንኤልያስ” በሎ። ዚብሎ እውን ኣይፈልጥን ነበረ።
57,145

57,146
am_tg
ይህን እየተናገረ ሳለ ግን ደመና መጥቶ ጋረዳቸው። ደመናው ሲሸፍናቸው ፍርሃት አደረባቸው።
ንሱ ኺዛረብ ከሎ ኸኣ፡ ደበና መጺኡ ኣጐልበቦም። ናብቲ ደበና ኺኣትዉ ኸለዉ፡ ፈርሁ።
57,147

57,148
am_tg
ከዚያም ከደመናው “የመረጥኩት ልጄ ይህ ነው። እሱን ስሙት” የሚል ድምፅ መጣ።
ካብቲ ደበና ድማ፡ “እቲ እተሓርየ ወደይ እዚ እዩ። ንዕኡ ስምዕዎ” ዚብል ድምጺ መጸ።
57,149

57,150
am_tg
ድምፁም በተሰማ ጊዜ ኢየሱስን ብቻውን ሆኖ አዩት። እነሱም ዝም አሉ፤ ያዩትንም ነገር በዚያን ወቅት ለማንም አልተናገሩም።
እቲ ድምጺ ኺመጽእ ከሎ ኸኣ፡ የሱስ በይኑ ተረኽበ። ንሳቶም ግና ስቕ በሉ፣ በተን መዓልትታት እቲአን ድማ ብዛዕባ እቲ ዝረኣይዎ ነገር፡ ንሓደ እኳ ኣይነገሩን።
57,151

57,152
am_tg
በማግስቱ ከተራራው ሲወርዱ እጅግ ብዙ ሕዝብ ከኢየሱስ ጋር ተገናኘ።
ንጽብሒቱ፡ ካብ ከረን ምስ ወረዱ፡ ብዙሕ ህዝቢ ረኸቦ።
57,153

57,154
am_tg
እነሆም ከሕዝቡ መካከል አንድ ሰው ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ አለ፦ “መምህር፣ ልጄን እንድታይልኝ እለምንሃለሁ፤ ምክንያቱም ያለኝ ልጅ አንድ እሱ ብቻ ነው።
እንሆ ኸኣ፡ ካብቶም ህዝቢ ሓደ ሰብኣይ ከምዚ ኢሉ ጨርሐ፦ “መምህር፡ ንሱ ሓደ ውሉደይ እዩ እሞ፡ ንወደይ ክትርእየለይ እልምነካ ኣለኹ።
57,155

57,156
am_tg
እነሆም፣ ርኩስ መንፈስ ይይዘውና በድንገት ይጮኻል፤ ጥሎም በአፉ አረፋ እያስደፈቀ ያንፈራግጠዋል፤ ጉዳት ካደረሰበትም በኋላ በስንት መከራ ይለቀዋል።
እንሆ ድማ፡ መንፈስ ይሕዞ፡ ብሃንደበት ይጭድር፡ እናኣዕፈረ የንፈርፍሮ፡ ከይጐድአ ኸኣ ኣይሓድጎን።
57,157

57,158
am_tg
ደቀ መዛሙርትህ እንዲያስወጡት ለመንኳቸው፤ እነሱ ግን አልቻሉም።”
ንደቀ መዛሙርትኻ ኼውጽእዎ ለሚነዮምሲ፡ ኣይከኣሉን።”
57,159

57,160
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “እምነት የለሽና ጠማማ ትውልድ ሆይ፣ እስከ መቼ ከእናንተ ጋር መቆየትና እናንተን መታገሥ ሊኖርብኝ ነው? እስቲ ልጅህን ወደዚህ አምጣው” አለ።
የሱስ ድማ፡ “ኣታ ዘይኣምንን ቄናንን ወለዶ፡ ክሳዕ መዓስ እየ ምሳኻትኩም ክነብርን ክዕገሰኩምን፧ ንወድኻ ናብዚ ኣምጽኣዮ” ኢሉ መለሰ።
57,161

57,162
am_tg
ሆኖም ወደ እሱ እየመጣ ሳለ ጋኔኑ መሬት ላይ ጥሎ በኃይል አንፈራገጠው። ይሁንና ኢየሱስ ርኩሱን መንፈስ ገሠጸውና ልጁን ፈወሰው፤ ከዚያም ለአባቱ መልሶ ሰጠው።
ግናኸ፡ ኪመጽእ ከሎ እኳ፡ እቲ መንፈስ ናብ ምድሪ ኣውደቖን ኣንፈርፈሮን። የሱስ ግና ነቲ ርኹስ መንፈስ ገኒሑ፡ ነቲ ወዲ ኣሕወዮ፡ ንኣቦኡ እውን ሃቦ።
57,163

57,164
am_tg
በዚህ ጊዜ ሁሉም በአምላክ ታላቅ ኃይል ተደነቁ። ሰዎቹ ኢየሱስ ባደረገው ነገር ሁሉ እየተደነቁ ሳሉ ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦
ኵላቶም ድማ በቲ ዓብዪ ሓይሊ ኣምላኽ ተገረሙ። ኵላቶም በቲ ዝገበሮ ዅሉ ኺግረሙ ኸለዉ ኸኣ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡
57,165

57,166
am_tg
“ይህን የምነግራችሁን ቃል በጥሞና አዳምጡ፤ ደግሞም አስታውሱ፤ የሰውን ልጅ ለሰዎች አሳልፈው ይሰጡታልና።”
“ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሰባት ኣሕሊፍካ ኺውሃብ እዩ እሞ፡ ነዘን ቃላት እዚአን ተጠንቂቕኩም ስምዕወንን ዘክርወንን” በሎም።
57,167

57,168
am_tg
እነሱ ግን የነገራቸው ነገር አልገባቸውም። እንዲያውም እንዳያስተውሉት ነገሩ ተሰውሮባቸው ነበር፤ ስለዚህ ጉዳይ እንዳይጠይቁትም ፈሩ።
ንሳቶም ግና ነዚ ዘረባ እዚ ኣይተረድእዎን። ከይግንዘብዎ ተሰዊርዎም ነበረ፡ ብዛዕባ እዚ ዘረባ እዚ ኸይሓትትዎ እውን ፈርሁ።
57,169

57,170
am_tg
ከዚህ በኋላ ከመካከላቸው ማን እንደሚበልጥ እርስ በርሳቸው ይከራከሩ ጀመር።
ካባታቶም መን ከም ዚዓቢ ኸኣ ኣብ መንጎኦም ክርክር ኰነ።
57,171

57,172
am_tg
ኢየሱስ የልባቸውን ሐሳብ ስላወቀ አንድ ትንሽ ልጅ አምጥቶ አጠገቡ አቆመ፤
የሱስ ድማ ሓሳብ ልቦም ፈሊጡ፡ ቈልዓ ወሰደ እሞ፡ ኣብ ጥቓኡ ደው ኣቢሉ፡
57,173

57,174
am_tg
ከዚያም እንዲህ አላቸው፦ “ይህን ልጅ በስሜ የሚቀበል ሁሉ እኔንም ይቀበላል፤ እኔንም የሚቀበል ሁሉ የላከኝንም ይቀበላል። ምክንያቱም ታላቅ የሚባለው ራሱን ከሁላችሁ እንደሚያንስ አድርጎ የሚቆጥር ነው።”
“እቲ ነዚ ቘልዓ እዚ ብስመይ ዚቕበሎ ዘበለ፡ ንዓይ ይቕበለኒ፣ እቲ ንዓይ ዚቕበለኒ ዘበለ ኸኣ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እውን ይቕበሎ። እቲ ኣብ መንጎ ዅላትኩም ርእሱ ዜንእስ፡ ንሱ እዩ ዓብዪ” በሎም።
57,175

57,176
am_tg
ዮሐንስም “መምህር፣ አንድ ሰው በስምህ አጋንንት ሲያስወጣ አየን፤ ይሁንና ከእኛ ጋር ሆኖ አንተን ስለማይከተል ልንከለክለው ሞከርን” አለው።
ዮሃንስ ከኣ፡ “መምህር፡ ሓደስ ብስምካ ኣጋንንቲ ኼውጽእ ርኢናዮ፣ ምሳና ስለ ዘይሰዓበ ኸኣ፡ ክንክልክሎ ፈቲንና” ኢሉ መለሰሉ።
57,177

57,178
am_tg
ኢየሱስ ግን “የማይቃወማችሁ ሁሉ ከእናንተ ጋር ስለሆነ አትከልክሉት” አለው።
የሱስ ግና፡ “ዘይጻረረኩም ዘበለ፡ ምሳኻትኩም እዩ እሞ፡ ክትክልክልዎ ኣይትፈትኑ” በሎ።
57,179

57,180
am_tg
ኢየሱስ የሚያርግበት ጊዜ ሲቃረብ ወደ ኢየሩሳሌም ለመሄድ ቆርጦ ተነሳ።
ዚዓርገሉ ግዜ ምስ ቀረበ፡ ናብ የሩሳሌም ንምኻድ ቈሪጹ ገጹ መለሰ።
57,181

57,182
am_tg
ስለዚህ አስቀድሞ መልእክተኞች ላከ። እነሱም ሄደው ለእሱ የሚያስፈልገውን ነገር ለማዘጋጀት ወደ አንድ የሳምራውያን መንደር ገቡ።
ቀቅድሚኡ ኸኣ፡ ልኡኻት ሰደደ። ከይዶም ድማ፡ ኬዳልዉሉ ኣብ ሓንቲ ቝሸት ሳምራውያን ኣተዉ።
57,183

57,184
am_tg
ሕዝቡ ግን ወደ ኢየሩሳሌም ለመሄድ ቆርጦ እንደተነሳ ስላወቁ አልተቀበሉትም።
ንሳቶም ግና፡ ናብ የሩሳሌም ንምኻድ ቈሪጹ ስለ ዝነበረ፡ ኣይተቐበልዎን።
57,185

57,186
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ ያዕቆብና ዮሐንስ ይህን ባዩ ጊዜ “ጌታ ሆይ፣ እሳት ከሰማይ ወርዶ እንዲያጠፋቸው እንድናዝ ትፈልጋለህ?” አሉት።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ዝዀኑ ያእቆብን ዮሃንስን ነዚ ምስ ረኣዩ፡ “ጐይታይ፡ ሓዊ ኻብ ሰማይ ወሪዱ ኼጥፍኦም ክንእዝዝዶ ትደሊ ኢኻ፧” በሉ።
57,187

57,188
am_tg
እሱ ግን ዞር ብሎ ገሠጻቸው።
ንሱ ግና፡ ምልስ ኢሉ ገንሖም።
57,189
tg_am
ንሱ ግና፡ ምልስ ኢሉ ገንሖም።
እሱ ግን ዞር ብሎ ገሠጻቸው።
57,190
am_tg
ስለዚህ ወደ ሌላ መንደር ሄዱ።
ናብ ካልእ ቍሸት እውን ከዱ።
57,191
tg_am
ናብ ካልእ ቍሸት እውን ከዱ።
ስለዚህ ወደ ሌላ መንደር ሄዱ።
57,192
am_tg
በመንገድ እየተጓዙም ሳሉ አንድ ሰው “ወደምትሄድበት ሁሉ እከተልሃለሁ” አለው።
ኣብ መገዲ ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ሓደ፡ “ናብ እትኸዶ ዘበለ ኽስዕበካ እየ” በሎ።
57,193

57,194
am_tg
ኢየሱስ ግን “ቀበሮዎች ጉድጓድ፣ የሰማይ ወፎችም ጎጆ አላቸው፤ የሰው ልጅ ግን ራሱን እንኳ የሚያሳርፍበት ቦታ የለውም” አለው።
የሱስ ግና፡ “ንወኻሩ ጕድጓድ፡ ንኣዕዋፍ ሰማይ ከኣ ሰፈር ኣለወን፣ ንወዲ ሰብ ግና ርእሱ ዜጸግዓሉ እኳ የብሉን” በሎ።
57,195

57,196
am_tg
ከዚያም ሌላውን “ተከታዬ ሁን” አለው። ሰውየውም “ጌታ ሆይ፣ በመጀመሪያ ሄጄ አባቴን እንድቀብር ፍቀድልኝ” አለው።
ንሓደ ኻልእ ከኣ፡ “ሰዓብየይ ኩን” በሎ። ንሱ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ቅድም ከይደ ንኣቦይ ክቐብሮ ፍቐደለይ” በሎ።
57,197

57,198
am_tg
እሱ ግን “ሙታን ሙታናቸውን እንዲቀብሩ ተዋቸው፤ አንተ ግን ሄደህ የአምላክን መንግሥት በየቦታው አውጅ” አለው።
ንሱ ግና፡ “ምዉታት ንምዉታቶም ይቕበርዎም፣ ንስኻ ግና ኬድካ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ኣውጅ” በሎ።
57,199