Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
57,200 | am_tg | አንድ ሌላ ሰው ደግሞ “ጌታ ሆይ፣ እኔ እከተልሃለሁ፤ በመጀመሪያ ግን ቤተሰቤን እንድሰናበት ፍቀድልኝ” አለው። | ሓደ ኻልእ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ክስዕበካ እየ፣ ግናኸ፡ ቅድም ንቤተ ሰበይ ክሰናበት ፍቐደለይ” በሎ። |
57,201 | tg_am | ሓደ ኻልእ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ክስዕበካ እየ፣ ግናኸ፡ ቅድም ንቤተ ሰበይ ክሰናበት ፍቐደለይ” በሎ። | አንድ ሌላ ሰው ደግሞ “ጌታ ሆይ፣ እኔ እከተልሃለሁ፤ በመጀመሪያ ግን ቤተሰቤን እንድሰናበት ፍቀድልኝ” አለው። |
57,202 | am_tg | ኢየሱስም “ዕርፍ ጨብጦ በኋላው ያሉትን ነገሮች የሚመለከት ሰው ለአምላክ መንግሥት የሚገባ አይደለም” አለው። | የሱስ ግና፡ “ዕርፊ ብኢዱ ሒዙ ንድሕሪት ዚርኢ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይበቅዕን እዩ” በሎ። |
57,203 | tg_am | የሱስ ግና፡ “ዕርፊ ብኢዱ ሒዙ ንድሕሪት ዚርኢ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይበቅዕን እዩ” በሎ። | ኢየሱስም “ዕርፍ ጨብጦ በኋላው ያሉትን ነገሮች የሚመለከት ሰው ለአምላክ መንግሥት የሚገባ አይደለም” አለው። |
57,204 | am_tg | ይሁን እንጂ በሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን፣ ያዘጋጇቸውን ጥሩ መዓዛ ያላቸው ቅመሞች ይዘው ጠዋት በማለዳ ወደ መቃብሩ ሄዱ። | ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ግና፡ ነቲ ዘዳለዋኦ ሽቱ ሒዘን፡ ኣንጊሀን ናብቲ መቓብር ከዳ። |
57,205 | tg_am | ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን ግና፡ ነቲ ዘዳለዋኦ ሽቱ ሒዘን፡ ኣንጊሀን ናብቲ መቓብር ከዳ። | ይሁን እንጂ በሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን፣ ያዘጋጇቸውን ጥሩ መዓዛ ያላቸው ቅመሞች ይዘው ጠዋት በማለዳ ወደ መቃብሩ ሄዱ። |
57,206 | am_tg | ሆኖም ድንጋዩ ከመቃብሩ ተንከባሎ አገኙት፤ | እቲ እምኒ ኸኣ ካብቲ መቓብር ተንከባሊሉ ረኸባኦ፣ |
57,207 | tg_am | እቲ እምኒ ኸኣ ካብቲ መቓብር ተንከባሊሉ ረኸባኦ፣ | ሆኖም ድንጋዩ ከመቃብሩ ተንከባሎ አገኙት፤ |
57,208 | am_tg | ወደ ውስጥ ሲገቡም የጌታ ኢየሱስን አስከሬን አላገኙም። | ምስ ኣተዋ ድማ፡ ሬሳ ጐይታና የሱስ ኣይረኸባን። |
57,209 | tg_am | ምስ ኣተዋ ድማ፡ ሬሳ ጐይታና የሱስ ኣይረኸባን። | ወደ ውስጥ ሲገቡም የጌታ ኢየሱስን አስከሬን አላገኙም። |
57,210 | am_tg | በሁኔታው ግራ ተጋብተው እያሉ የሚያንጸባርቅ ልብስ የለበሱ ሁለት ሰዎች ድንገት አጠገባቸው ቆሙ። | በዚ ደንጽዩወን ከሎ፡ እንሆ፡ ብርቕርቕ ዚብል ክዳን እተኸድኑ ኽልተ ሰብኡት ኣብ ጥቓአን ደው በሉ። |
57,211 | tg_am | በዚ ደንጽዩወን ከሎ፡ እንሆ፡ ብርቕርቕ ዚብል ክዳን እተኸድኑ ኽልተ ሰብኡት ኣብ ጥቓአን ደው በሉ። | በሁኔታው ግራ ተጋብተው እያሉ የሚያንጸባርቅ ልብስ የለበሱ ሁለት ሰዎች ድንገት አጠገባቸው ቆሙ። |
57,212 | am_tg | ሴቶቹ ፈርተው ወደ መሬት አቀርቅረው ሳሉ ሰዎቹ እንዲህ አሏቸው፦ “ሕያው የሆነውን ለምን ከሙታን መካከል ትፈልጉታላችሁ? | ፈሪሀን ገጸን ናብ ምድሪ ምስ ኣድነና ኸኣ፡ “ስለምንታይ ነቲ ህያው ኣብ መንጎ ምዉታት ትደልያኦ ኣለኽን፧ |
57,213 | tg_am | ፈሪሀን ገጸን ናብ ምድሪ ምስ ኣድነና ኸኣ፡ “ስለምንታይ ነቲ ህያው ኣብ መንጎ ምዉታት ትደልያኦ ኣለኽን፧ | ሴቶቹ ፈርተው ወደ መሬት አቀርቅረው ሳሉ ሰዎቹ እንዲህ አሏቸው፦ “ሕያው የሆነውን ለምን ከሙታን መካከል ትፈልጉታላችሁ? |
57,214 | am_tg | እሱ እዚህ የለም፤ ከሞት ተነስቷል። ገና በገሊላ በነበረበት ጊዜ ምን እንዳላችሁ አስታውሱ፤ | ኣብዚ የሎን፡ ተንሲኡ እዩ። ኣብ ገሊላ ኸሎ፡ እንታይ ከም እተዛረበ ዘክራ፣ |
57,215 | tg_am | ኣብዚ የሎን፡ ተንሲኡ እዩ። ኣብ ገሊላ ኸሎ፡ እንታይ ከም እተዛረበ ዘክራ፣ | እሱ እዚህ የለም፤ ከሞት ተነስቷል። ገና በገሊላ በነበረበት ጊዜ ምን እንዳላችሁ አስታውሱ፤ |
57,216 | am_tg | ‘የሰውን ልጅ ለኃጢአተኞች አሳልፈው ሊሰጡት፣ በእንጨት ላይ ሊሰቀልና በሦስተኛው ቀን ሊነሳ ይገባል’ ብሎ ነበር።” | ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሓጥኣን ሰባት ኣሕሊፍካ ኺውሃብን ኪስቀልን ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኺትንስእን ምዃኑ ተዛሪቡ ነይሩ” በልወን። |
57,217 | tg_am | ወዲ ሰብ ኣብ ኢድ ሓጥኣን ሰባት ኣሕሊፍካ ኺውሃብን ኪስቀልን ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኺትንስእን ምዃኑ ተዛሪቡ ነይሩ” በልወን። | ‘የሰውን ልጅ ለኃጢአተኞች አሳልፈው ሊሰጡት፣ በእንጨት ላይ ሊሰቀልና በሦስተኛው ቀን ሊነሳ ይገባል’ ብሎ ነበር።” |
57,218 | am_tg | በዚህ ጊዜ ሴቶቹ የተናገረውን ቃል አስታወሱ፤ | ንሳተን ከኣ ነቲ ዘረባኡ ዘከራኦ፣ |
57,219 | tg_am | ንሳተን ከኣ ነቲ ዘረባኡ ዘከራኦ፣ | በዚህ ጊዜ ሴቶቹ የተናገረውን ቃል አስታወሱ፤ |
57,220 | am_tg | ከዚያም መቃብሩ ካለበት ስፍራ ተመልሰው እነዚህን ነገሮች በሙሉ ለአሥራ አንዱና ለቀሩት ሁሉ ነገሯቸው። | ካብቲ መቓብር ተመሊሰን ድማ፡ እዚ ዅሉ ነቶም ዓሰርተው ሓደን ንዅሎም ካልኦትን ነገራኦም። |
57,221 | tg_am | ካብቲ መቓብር ተመሊሰን ድማ፡ እዚ ዅሉ ነቶም ዓሰርተው ሓደን ንዅሎም ካልኦትን ነገራኦም። | ከዚያም መቃብሩ ካለበት ስፍራ ተመልሰው እነዚህን ነገሮች በሙሉ ለአሥራ አንዱና ለቀሩት ሁሉ ነገሯቸው። |
57,222 | am_tg | እነሱም መግደላዊቷ ማርያም፣ ዮሐናና የያዕቆብ እናት ማርያም ነበሩ። ከእነሱ ጋር የነበሩት ሌሎቹ ሴቶችም እነዚህን ነገሮች ለሐዋርያት ነገሯቸው። | ንሳተን፡ ማርያም መግደላዊትን ዮሃናን ማርያም ኣደ ያእቆብን ነበራ። ምሳታተን ዝነበራ ኻልኦት ኣንስቲ እውን፡ እዚ ንሃዋርያት ይነግራኦም ነበራ። |
57,223 | tg_am | ንሳተን፡ ማርያም መግደላዊትን ዮሃናን ማርያም ኣደ ያእቆብን ነበራ። ምሳታተን ዝነበራ ኻልኦት ኣንስቲ እውን፡ እዚ ንሃዋርያት ይነግራኦም ነበራ። | እነሱም መግደላዊቷ ማርያም፣ ዮሐናና የያዕቆብ እናት ማርያም ነበሩ። ከእነሱ ጋር የነበሩት ሌሎቹ ሴቶችም እነዚህን ነገሮች ለሐዋርያት ነገሯቸው። |
57,224 | am_tg | ይሁን እንጂ እንዲሁ የሚቀባጥሩ ስለመሰላቸው ሴቶቹ የሚናገሩትን አላመኗቸውም። | እዚ ዘረባ እዚ ግና፡ ሃተውቀጠው ኰይኑ ተራእዮም፡ ኣይኣመንወንን ከኣ። |
57,225 | tg_am | እዚ ዘረባ እዚ ግና፡ ሃተውቀጠው ኰይኑ ተራእዮም፡ ኣይኣመንወንን ከኣ። | ይሁን እንጂ እንዲሁ የሚቀባጥሩ ስለመሰላቸው ሴቶቹ የሚናገሩትን አላመኗቸውም። |
57,226 | am_tg | ጴጥሮስ ግን ተነስቶ ወደ መቃብሩ ሮጠ፤ ጎንበስ ብሎም ወደ ውስጥ ሲመለከት በፍታውን ብቻ አየ። በሆነውም ነገር እየተገረመ ከዚያ ሄደ። | ጴጥሮስ ግና ተንሲኡ ናብቲ መቓብር ጐየየ፣ ድንን ኢሉ ኸኣ፡ በፍታ ጥራይ ረኣየ። በቲ ዝዀነ ብልቡ እናተገረመ እውን ከደ። |
57,227 | tg_am | ጴጥሮስ ግና ተንሲኡ ናብቲ መቓብር ጐየየ፣ ድንን ኢሉ ኸኣ፡ በፍታ ጥራይ ረኣየ። በቲ ዝዀነ ብልቡ እናተገረመ እውን ከደ። | ጴጥሮስ ግን ተነስቶ ወደ መቃብሩ ሮጠ፤ ጎንበስ ብሎም ወደ ውስጥ ሲመለከት በፍታውን ብቻ አየ። በሆነውም ነገር እየተገረመ ከዚያ ሄደ። |
57,228 | am_tg | ይሁንና በዚያው ቀን ከመካከላቸው ሁለቱ ከኢየሩሳሌም አሥራ አንድ ኪሎ ሜትር ያህል ርቃ ወደምትገኝ ኤማሁስ ወደምትባል መንደር እየተጓዙ ነበር፤ | እንሆ ኸኣ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ክልተ ኻባታቶም ካብ የሩሳሌም 11 ኪሎ ሜተር ኣቢላ ናብ እትርሕቕ ኤማሁስ እትብሃል ቍሸት ይኸዱ ነበሩ፣ |
57,229 | tg_am | እንሆ ኸኣ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ክልተ ኻባታቶም ካብ የሩሳሌም 11 ኪሎ ሜተር ኣቢላ ናብ እትርሕቕ ኤማሁስ እትብሃል ቍሸት ይኸዱ ነበሩ፣ | ይሁንና በዚያው ቀን ከመካከላቸው ሁለቱ ከኢየሩሳሌም አሥራ አንድ ኪሎ ሜትር ያህል ርቃ ወደምትገኝ ኤማሁስ ወደምትባል መንደር እየተጓዙ ነበር፤ |
57,230 | am_tg | እነሱም ስለሆነው ነገር ሁሉ እርስ በርሳቸው እየተነጋገሩ ነበር። | ብዛዕባ እቲ ዝዀነ ዅሉ ኸኣ፡ ይዛራረቡ ነበሩ። |
57,231 | tg_am | ብዛዕባ እቲ ዝዀነ ዅሉ ኸኣ፡ ይዛራረቡ ነበሩ። | እነሱም ስለሆነው ነገር ሁሉ እርስ በርሳቸው እየተነጋገሩ ነበር። |
57,232 | am_tg | ስለዚህ ጉዳይ እየተነጋገሩና እየተወያዩ ሳሉም ኢየሱስ ራሱ ቀርቦ አብሯቸው መሄድ ጀመረ፤ | ብዛዕባ እዚ ኺዛራረቡን ኪመያየጡን ከለዉ ድማ፡ የሱስ ባዕሉ ቐሪቡ ምሳታቶም ከደ፣ |
57,233 | tg_am | ብዛዕባ እዚ ኺዛራረቡን ኪመያየጡን ከለዉ ድማ፡ የሱስ ባዕሉ ቐሪቡ ምሳታቶም ከደ፣ | ስለዚህ ጉዳይ እየተነጋገሩና እየተወያዩ ሳሉም ኢየሱስ ራሱ ቀርቦ አብሯቸው መሄድ ጀመረ፤ |
57,234 | am_tg | ሆኖም ማንነቱን እንዳይለዩ ዓይናቸው ተጋርዶ ነበር። | ኣዒንቶም ግና ኬለልያኦ ኣይከኣላን። |
57,235 | tg_am | ኣዒንቶም ግና ኬለልያኦ ኣይከኣላን። | ሆኖም ማንነቱን እንዳይለዩ ዓይናቸው ተጋርዶ ነበር። |
57,236 | am_tg | እሱም “እየተጓዛችሁ እንዲህ እርስ በርስ የምትወያዩበት ጉዳይ ምንድን ነው?” አላቸው። በዚህ ጊዜ በሐዘን እንደተዋጡ ባሉበት ቆሙ። | ንሱ ድማ፡ “እናኸድኩም እትዛራረቡሉ ዘለኹም ዘረባስ እንታይ እዩ፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ ገጾም ብጕሁዩ ደው በሉ። |
57,237 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “እናኸድኩም እትዛራረቡሉ ዘለኹም ዘረባስ እንታይ እዩ፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ ገጾም ብጕሁዩ ደው በሉ። | እሱም “እየተጓዛችሁ እንዲህ እርስ በርስ የምትወያዩበት ጉዳይ ምንድን ነው?” አላቸው። በዚህ ጊዜ በሐዘን እንደተዋጡ ባሉበት ቆሙ። |
57,238 | am_tg | ቀለዮጳ የተባለውም መልሶ “በኢየሩሳሌም ውስጥ ለብቻህ የምትኖር እንግዳ ሰው ነህ እንዴ? ሰሞኑን በዚያ የተፈጸመውን ነገር አታውቅም ማለት ነው?” አለው። | ሓደ ቀለዮጳ ዝስሙ ድማ፡ “በዘን መዓልትታት እዚአን ኣብ የሩሳሌም ዝዀነ ነገር ዘይትፈልጥሲ፡ ኣብኣ በይንኻ እትቕመጥ ጋሻ ዲኻ፧” ኢሉ መለሰሉ። |
57,239 | tg_am | ሓደ ቀለዮጳ ዝስሙ ድማ፡ “በዘን መዓልትታት እዚአን ኣብ የሩሳሌም ዝዀነ ነገር ዘይትፈልጥሲ፡ ኣብኣ በይንኻ እትቕመጥ ጋሻ ዲኻ፧” ኢሉ መለሰሉ። | ቀለዮጳ የተባለውም መልሶ “በኢየሩሳሌም ውስጥ ለብቻህ የምትኖር እንግዳ ሰው ነህ እንዴ? ሰሞኑን በዚያ የተፈጸመውን ነገር አታውቅም ማለት ነው?” አለው። |
57,240 | am_tg | እሱም “ምን ተፈጸመ?” አላቸው። እነሱም እንዲህ አሉት፦ “በአምላክና በሰው ሁሉ ፊት በሥራም ሆነ በቃል ኃያል ነቢይ ከሆነው ከናዝሬቱ ኢየሱስ ጋር በተያያዘ የተፈጸመው ነገር ነዋ! | ንሱ ኸኣ “እንታይ እዩ፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ድማ ከምዚ በልዎ፦ “እዚ ናይ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ነገር፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኵሉ ህዝብን ብግብርን ብቓልን ብርቱዕ ዝነበረ ነብዪ፣ |
57,241 | tg_am | ንሱ ኸኣ “እንታይ እዩ፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ድማ ከምዚ በልዎ፦ “እዚ ናይ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ነገር፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኵሉ ህዝብን ብግብርን ብቓልን ብርቱዕ ዝነበረ ነብዪ፣ | እሱም “ምን ተፈጸመ?” አላቸው። እነሱም እንዲህ አሉት፦ “በአምላክና በሰው ሁሉ ፊት በሥራም ሆነ በቃል ኃያል ነቢይ ከሆነው ከናዝሬቱ ኢየሱስ ጋር በተያያዘ የተፈጸመው ነገር ነዋ! |
57,242 | am_tg | የካህናት አለቆቻችንና ገዢዎቻችን ለሞት ፍርድ አሳልፈው ሰጡት፤ እንዲሁም በእንጨት ላይ ቸነከሩት። | ሊቃውንቲ ኻህናትናን ኣሕሉቕናን ከመይ ገይሮም ንፍርዲ ሞት ኣሕሊፎም ከም ዝሃብዎን ከም ዝሰቐልዎን፣ |
57,243 | tg_am | ሊቃውንቲ ኻህናትናን ኣሕሉቕናን ከመይ ገይሮም ንፍርዲ ሞት ኣሕሊፎም ከም ዝሃብዎን ከም ዝሰቐልዎን፣ | የካህናት አለቆቻችንና ገዢዎቻችን ለሞት ፍርድ አሳልፈው ሰጡት፤ እንዲሁም በእንጨት ላይ ቸነከሩት። |
57,244 | am_tg | እኛ ግን ይህ ሰው እስራኤልን ነፃ ያወጣል ብለን ተስፋ አድርገን ነበር። ከዚህም በላይ ይህ ነገር ከተፈጸመ እነሆ ዛሬ ሦስተኛ ቀኑ ነው። | ንሕና ግና፡ እቲ ንእስራኤል ዜድሕን ንሱ ኸም ዝዀነ ተስፋ ንገብር ኔርና። ኣብ ርእሲ እዚ ዅሉ ኸኣ፡ እዚ ኻብ ዚኸውን፡ ሎሚ ሳልሰይቲ መዓልቲ እያ። |
57,245 | tg_am | ንሕና ግና፡ እቲ ንእስራኤል ዜድሕን ንሱ ኸም ዝዀነ ተስፋ ንገብር ኔርና። ኣብ ርእሲ እዚ ዅሉ ኸኣ፡ እዚ ኻብ ዚኸውን፡ ሎሚ ሳልሰይቲ መዓልቲ እያ። | እኛ ግን ይህ ሰው እስራኤልን ነፃ ያወጣል ብለን ተስፋ አድርገን ነበር። ከዚህም በላይ ይህ ነገር ከተፈጸመ እነሆ ዛሬ ሦስተኛ ቀኑ ነው። |
57,246 | am_tg | ደግሞም ከእኛው መካከል አንዳንድ ሴቶች በማለዳ ወደ መቃብሩ ሄደው ስለነበር የሚያስገርም ነገር ነገሩን፤ | ግናኸ፡ ካባታትና ገለ ኣንስቲ ኣስተንኪረናና፣ ኣንጊሀን ናብቲ መቓብር ከይደን ነይረን፣ |
57,247 | tg_am | ግናኸ፡ ካባታትና ገለ ኣንስቲ ኣስተንኪረናና፣ ኣንጊሀን ናብቲ መቓብር ከይደን ነይረን፣ | ደግሞም ከእኛው መካከል አንዳንድ ሴቶች በማለዳ ወደ መቃብሩ ሄደው ስለነበር የሚያስገርም ነገር ነገሩን፤ |
57,248 | am_tg | አስከሬኑንም ባጡ ጊዜ ተመልሰው መጥተው በተአምር የተገለጡላቸውንና እሱ ሕያው እንደሆነ የነገሯቸውን መላእክት እንዳዩ ነገሩን። | ሬሳኡ ምስ ሰኣና ኸኣ፡ ህያው ምዃኑ ዝነገርወን መላእኽቲ ብራእይ ከም ዝረኣያ መጺአን ነጊረናና። |
57,249 | tg_am | ሬሳኡ ምስ ሰኣና ኸኣ፡ ህያው ምዃኑ ዝነገርወን መላእኽቲ ብራእይ ከም ዝረኣያ መጺአን ነጊረናና። | አስከሬኑንም ባጡ ጊዜ ተመልሰው መጥተው በተአምር የተገለጡላቸውንና እሱ ሕያው እንደሆነ የነገሯቸውን መላእክት እንዳዩ ነገሩን። |
57,250 | am_tg | ከዚያም ከእኛ መካከል አንዳንዶች ወደ መቃብሩ ሄደው ነበር፤ እነሱም ሴቶቹ እንደተናገሩት ሆኖ አገኙት፤ እሱን ግን አላዩትም።” | ገለ ኻብቶም ምሳና ዝነበሩ ናብቲ መቓብር ከይዶም፣ ከምቲ እተን ኣንስቲ ዝበላኦ ዀይኑ ኸኣ ረኺቦምዎ፣ ንዕኡ ግና ኣይረኣይዎን።” |
57,251 | tg_am | ገለ ኻብቶም ምሳና ዝነበሩ ናብቲ መቓብር ከይዶም፣ ከምቲ እተን ኣንስቲ ዝበላኦ ዀይኑ ኸኣ ረኺቦምዎ፣ ንዕኡ ግና ኣይረኣይዎን።” | ከዚያም ከእኛ መካከል አንዳንዶች ወደ መቃብሩ ሄደው ነበር፤ እነሱም ሴቶቹ እንደተናገሩት ሆኖ አገኙት፤ እሱን ግን አላዩትም።” |
57,252 | am_tg | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ ማስተዋል የጎደላችሁና ነቢያት የተናገሩትን ሁሉ ከማመን ልባችሁ የዘገየ! | ንሱ ድማ፡ “ኣቱም ንዅሉ እቲ ነብያት እተዛረብዎ ንምእማን ልቦም ዝድንጉይ ዓያሹ! |
57,253 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ኣቱም ንዅሉ እቲ ነብያት እተዛረብዎ ንምእማን ልቦም ዝድንጉይ ዓያሹ! | እሱም እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ ማስተዋል የጎደላችሁና ነቢያት የተናገሩትን ሁሉ ከማመን ልባችሁ የዘገየ! |
57,254 | am_tg | ክርስቶስ እነዚህን መከራዎች መቀበልና ክብር ማግኘት አይገባውም?” | ክርስቶስ እዚ መከራ እዚ ኺጸግብን ናብ ክብሩ ኺኣቱን ናይ ግዲ ደይኰነን፧” በሎም። |
57,255 | tg_am | ክርስቶስ እዚ መከራ እዚ ኺጸግብን ናብ ክብሩ ኺኣቱን ናይ ግዲ ደይኰነን፧” በሎም። | ክርስቶስ እነዚህን መከራዎች መቀበልና ክብር ማግኘት አይገባውም?” |
57,256 | am_tg | ከዚያም ከሙሴና ከነቢያት ሁሉ ጀምሮ ስለ እሱ በቅዱሳን መጻሕፍት ሁሉ የተጻፈውን በሚገባ አብራራላቸው። | ካብ ሙሴን ካብ ኵሎም ነብያትን ጀሚሩ ኸኣ፡ እቲ ብዛዕባኡ ኣብ ኵሉ ቕዱሳት ጽሑፋት ዘሎ ተርጐመሎም። |
57,257 | tg_am | ካብ ሙሴን ካብ ኵሎም ነብያትን ጀሚሩ ኸኣ፡ እቲ ብዛዕባኡ ኣብ ኵሉ ቕዱሳት ጽሑፋት ዘሎ ተርጐመሎም። | ከዚያም ከሙሴና ከነቢያት ሁሉ ጀምሮ ስለ እሱ በቅዱሳን መጻሕፍት ሁሉ የተጻፈውን በሚገባ አብራራላቸው። |
57,258 | am_tg | በመጨረሻም ወደሚሄዱበት መንደር ተቃረቡ፤ ይሁንና እሱ አልፎ የሚሄድ ይመስል ነበር። | ናብታ ዚኸድዋ ዝነበሩ ቝሸት ምስ ቀረቡ ኸኣ፡ ሓሊፉ ኸም ዚኸይድ መሰለ። |
57,259 | tg_am | ናብታ ዚኸድዋ ዝነበሩ ቝሸት ምስ ቀረቡ ኸኣ፡ ሓሊፉ ኸም ዚኸይድ መሰለ። | በመጨረሻም ወደሚሄዱበት መንደር ተቃረቡ፤ ይሁንና እሱ አልፎ የሚሄድ ይመስል ነበር። |
57,260 | am_tg | እነሱ ግን “ቀኑ እየተገባደደና ምሽቱ እየተቃረበ ስለሆነ እኛ ጋ እደር” ብለው አጥብቀው ለመኑት። እሱም እነሱ ጋ ለማደር ገባ። | ንሳቶም ግና፡ “መስዩ እዩ፡ መዓልቲ እውን ዳርጋ ዓሪባ እያ እሞ፡ ምሳና ሕደር” ኢሎም ግዲ በልዎ። ንሱ ድማ ምሳታቶም ኪሓድር ኣተወ። |
57,261 | tg_am | ንሳቶም ግና፡ “መስዩ እዩ፡ መዓልቲ እውን ዳርጋ ዓሪባ እያ እሞ፡ ምሳና ሕደር” ኢሎም ግዲ በልዎ። ንሱ ድማ ምሳታቶም ኪሓድር ኣተወ። | እነሱ ግን “ቀኑ እየተገባደደና ምሽቱ እየተቃረበ ስለሆነ እኛ ጋ እደር” ብለው አጥብቀው ለመኑት። እሱም እነሱ ጋ ለማደር ገባ። |
57,262 | am_tg | ከእነሱ ጋር እየበላ ሳለም ዳቦውን አንስቶ ባረከ፤ ቆርሶም ይሰጣቸው ጀመር። | ምሳታቶም ኣብ መኣዲ ምስ ተቐመጠ፡ እንጌራ ኣልዒሉ፡ ባሪኹ፡ ቈሪሱ ሃቦም። |
57,263 | tg_am | ምሳታቶም ኣብ መኣዲ ምስ ተቐመጠ፡ እንጌራ ኣልዒሉ፡ ባሪኹ፡ ቈሪሱ ሃቦም። | ከእነሱ ጋር እየበላ ሳለም ዳቦውን አንስቶ ባረከ፤ ቆርሶም ይሰጣቸው ጀመር። |
57,264 | am_tg | በዚህ ጊዜ ዓይናቸው ሙሉ በሙሉ ተከፈተና ማን መሆኑን በሚገባ አወቁ፤ እሱ ግን ከአጠገባቸው ተሰወረ። | ሽዑ፡ ኣዒንቶም ተኸፍታ እሞ፡ ኣለለይዎ፣ ንሱ ግና ካባታቶም ተሰወረ። |
57,265 | tg_am | ሽዑ፡ ኣዒንቶም ተኸፍታ እሞ፡ ኣለለይዎ፣ ንሱ ግና ካባታቶም ተሰወረ። | በዚህ ጊዜ ዓይናቸው ሙሉ በሙሉ ተከፈተና ማን መሆኑን በሚገባ አወቁ፤ እሱ ግን ከአጠገባቸው ተሰወረ። |
57,266 | am_tg | እነሱም እርስ በርሳቸው “በመንገድ ላይ ሲያነጋግረንና ቅዱሳን መጻሕፍትን በሚገባ ሲገልጥልን ልባችን እንደ እሳት ይቃጠልብን አልነበረም?” ተባባሉ። | ንሓድሕዶም ከኣ፡ “ኣብ መገዲ ኺዛረበናን ነቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ብንጹር ኪገልጸልናን ከሎዶ ግዳ ልብና ኣብ ውሽጥና ይነድድ ኣይነበረን፧” ተባሃሃሉ። |
57,267 | tg_am | ንሓድሕዶም ከኣ፡ “ኣብ መገዲ ኺዛረበናን ነቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ብንጹር ኪገልጸልናን ከሎዶ ግዳ ልብና ኣብ ውሽጥና ይነድድ ኣይነበረን፧” ተባሃሃሉ። | እነሱም እርስ በርሳቸው “በመንገድ ላይ ሲያነጋግረንና ቅዱሳን መጻሕፍትን በሚገባ ሲገልጥልን ልባችን እንደ እሳት ይቃጠልብን አልነበረም?” ተባባሉ። |
57,268 | am_tg | በዚያኑም ሰዓት ተነስተው ወደ ኢየሩሳሌም ተመለሱ፤ አሥራ አንዱንና ከእነሱ ጋር የነበሩትንም አንድ ላይ ተሰብስበው አገኟቸው፤ | በታ ሰዓት እቲኣ ተንሲኦም ናብ የሩሳሌም ተመልሱ፣ ነቶም ዓሰርተው ሓደን ነቶም ምሳታቶም ዝነበሩን ከኣ ተኣኪቦም ረኸብዎም፣ |
57,269 | tg_am | በታ ሰዓት እቲኣ ተንሲኦም ናብ የሩሳሌም ተመልሱ፣ ነቶም ዓሰርተው ሓደን ነቶም ምሳታቶም ዝነበሩን ከኣ ተኣኪቦም ረኸብዎም፣ | በዚያኑም ሰዓት ተነስተው ወደ ኢየሩሳሌም ተመለሱ፤ አሥራ አንዱንና ከእነሱ ጋር የነበሩትንም አንድ ላይ ተሰብስበው አገኟቸው፤ |
57,270 | am_tg | እነሱም “ጌታ በእርግጥ ተነስቷል፤ ለስምዖንም ተገልጦለታል!” ይሉ ነበር። | “ጐይታ ብሓቂ ተንሲኡ፡ ንስምኦን እውን ተራእይዎ” ኺብሉ ኸኣ ጸንሕዎም። |
57,271 | tg_am | “ጐይታ ብሓቂ ተንሲኡ፡ ንስምኦን እውን ተራእይዎ” ኺብሉ ኸኣ ጸንሕዎም። | እነሱም “ጌታ በእርግጥ ተነስቷል፤ ለስምዖንም ተገልጦለታል!” ይሉ ነበር። |
57,272 | am_tg | ሁለቱ ደግሞ በመንገድ ላይ ያጋጠማቸውን ነገርና ዳቦውን በቆረሰበት ጊዜ እንዴት እንዳወቁት ተረኩላቸው። | ንሳቶም ድማ፡ እቲ ኣብ መገዲ ዝዀነን እንጌራ ምስ ቈረሰ ብኸመይ ከም ዘለለይዎን፡ ነገርዎም። |
57,273 | tg_am | ንሳቶም ድማ፡ እቲ ኣብ መገዲ ዝዀነን እንጌራ ምስ ቈረሰ ብኸመይ ከም ዘለለይዎን፡ ነገርዎም። | ሁለቱ ደግሞ በመንገድ ላይ ያጋጠማቸውን ነገርና ዳቦውን በቆረሰበት ጊዜ እንዴት እንዳወቁት ተረኩላቸው። |
57,274 | am_tg | እነዚህን ነገሮች እየተነጋገሩ ሳለ እሱ ራሱ በመካከላቸው ቆመ፤ ከዚያም “ሰላም ለእናንተ ይሁን” አላቸው። | እዚ ኺዛራረቡ ኸለዉ ኸኣ፡ ንሱ ባዕሉ ኣብ ማእከሎም ደው በለ፣ “ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን” ድማ በሎም። |
57,275 | tg_am | እዚ ኺዛራረቡ ኸለዉ ኸኣ፡ ንሱ ባዕሉ ኣብ ማእከሎም ደው በለ፣ “ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን” ድማ በሎም። | እነዚህን ነገሮች እየተነጋገሩ ሳለ እሱ ራሱ በመካከላቸው ቆመ፤ ከዚያም “ሰላም ለእናንተ ይሁን” አላቸው። |
57,276 | am_tg | እነሱ ግን ከመደንገጣቸውና ከመፍራታቸው የተነሳ መንፈስ ያዩ መሰላቸው። | ተሸቢሮምን ፈሪሆምን ስለ ዝነበሩ ግና፡ መንፈስ ዝረኣዩ መሰሎም። |
57,277 | tg_am | ተሸቢሮምን ፈሪሆምን ስለ ዝነበሩ ግና፡ መንፈስ ዝረኣዩ መሰሎም። | እነሱ ግን ከመደንገጣቸውና ከመፍራታቸው የተነሳ መንፈስ ያዩ መሰላቸው። |
57,278 | am_tg | በዚህ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “ለምን ትረበሻላችሁ? ለምንስ በልባችሁ ውስጥ ጥርጣሬ ያድራል? | ንሱ ኸኣ፡ “ስለምንታይ እትርበሹ፧ ስለምንታይከ ኣብ ልብኹም ጥርጣረ ዚፍጠር፧ |
57,279 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ስለምንታይ እትርበሹ፧ ስለምንታይከ ኣብ ልብኹም ጥርጣረ ዚፍጠር፧ | በዚህ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “ለምን ትረበሻላችሁ? ለምንስ በልባችሁ ውስጥ ጥርጣሬ ያድራል? |
57,280 | am_tg | እኔ ራሴ መሆኔን እንድታውቁ እጆቼንና እግሮቼን ተመልከቱ፤ ደግሞም ዳስሳችሁኝ እዩ፤ መንፈስ በእኔ ላይ እንደምታዩት ሥጋና አጥንት የለውምና።” | ኣነ ባዕለይ ምዃነይ፡ ኣእዳወይን ኣእጋረይን ርኣዩ፣ መንፈስሲ ኸምዚ ኣባይ እትርእይዎ ዘለኹም ስጋን ዓጽምን የብሉን እሞ፡ ኣረምስሱንን ርኣዩንን” በሎም። |
57,281 | tg_am | ኣነ ባዕለይ ምዃነይ፡ ኣእዳወይን ኣእጋረይን ርኣዩ፣ መንፈስሲ ኸምዚ ኣባይ እትርእይዎ ዘለኹም ስጋን ዓጽምን የብሉን እሞ፡ ኣረምስሱንን ርኣዩንን” በሎም። | እኔ ራሴ መሆኔን እንድታውቁ እጆቼንና እግሮቼን ተመልከቱ፤ ደግሞም ዳስሳችሁኝ እዩ፤ መንፈስ በእኔ ላይ እንደምታዩት ሥጋና አጥንት የለውምና።” |
57,282 | am_tg | ይህን እያለም እጆቹንና እግሮቹን አሳያቸው። | እዚ ኢሉ ኸኣ፡ ኣእዳዉን ኣእጋሩን ኣርኣዮም። |
57,283 | tg_am | እዚ ኢሉ ኸኣ፡ ኣእዳዉን ኣእጋሩን ኣርኣዮም። | ይህን እያለም እጆቹንና እግሮቹን አሳያቸው። |
57,284 | am_tg | እነሱ ግን በጣም ከመደሰታቸው የተነሳ ለማመን ተቸግረው በነገሩ እየተገረሙ ሳሉ “የሚበላ ነገር አላችሁ?” አላቸው። | ካብ ሓጐስ እተላዕለ ምእማን ስኢኖም ኪግረሙ ኸለው፡ ንሱ፡ “ገለ ዚብላዕዶ ኣብዚ ኣሎኩም፧” በሎም። |
57,285 | tg_am | ካብ ሓጐስ እተላዕለ ምእማን ስኢኖም ኪግረሙ ኸለው፡ ንሱ፡ “ገለ ዚብላዕዶ ኣብዚ ኣሎኩም፧” በሎም። | እነሱ ግን በጣም ከመደሰታቸው የተነሳ ለማመን ተቸግረው በነገሩ እየተገረሙ ሳሉ “የሚበላ ነገር አላችሁ?” አላቸው። |
57,286 | am_tg | እነሱም የተጠበሰ ቁራሽ ዓሣ ሰጡት፤ | ንሳቶም ከኣ ምቃል ጥቡስ ዓሳ ሃብዎ፣ |
57,287 | tg_am | ንሳቶም ከኣ ምቃል ጥቡስ ዓሳ ሃብዎ፣ | እነሱም የተጠበሰ ቁራሽ ዓሣ ሰጡት፤ |
57,288 | am_tg | እሱም ተቀብሎ በፊታቸው በላ። | ንሱ ድማ ተቐቢሉ ኣብ ቅድሚኦም በልዐ። |
57,289 | tg_am | ንሱ ድማ ተቐቢሉ ኣብ ቅድሚኦም በልዐ። | እሱም ተቀብሎ በፊታቸው በላ። |
57,290 | am_tg | ከዚያም እንዲህ አላቸው፦ “ከእናንተ ጋር በነበርኩበት ጊዜ ‘በሙሴ ሕግ፣ በነቢያትና በመዝሙራት ስለ እኔ የተጻፉት ነገሮች ሁሉ መፈጸም አለባቸው’ ብዬ የነገርኳችሁ ቃሌ ይህ ነው።” | ንሱ ኸኣ፡ “እዚ እቲ ምሳኻትኩም ከለኹ፡ ኣብ ሕጊ ሙሴን ኣብ ነብያትን ኣብ መዝሙራትን ብዛዕባይ እተጻሕፈ ዅሉ ኺፍጸም ከም ዚግባእ ዝነገርኩኹም ቃለይ እዩ” በሎም። |
57,291 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “እዚ እቲ ምሳኻትኩም ከለኹ፡ ኣብ ሕጊ ሙሴን ኣብ ነብያትን ኣብ መዝሙራትን ብዛዕባይ እተጻሕፈ ዅሉ ኺፍጸም ከም ዚግባእ ዝነገርኩኹም ቃለይ እዩ” በሎም። | ከዚያም እንዲህ አላቸው፦ “ከእናንተ ጋር በነበርኩበት ጊዜ ‘በሙሴ ሕግ፣ በነቢያትና በመዝሙራት ስለ እኔ የተጻፉት ነገሮች ሁሉ መፈጸም አለባቸው’ ብዬ የነገርኳችሁ ቃሌ ይህ ነው።” |
57,292 | am_tg | ከዚያም የቅዱሳን መጻሕፍትን ትርጉም መረዳት እንዲችሉ አእምሯቸውን ከፈተላቸው፤ | ሽዑ፡ ነቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ኬስተውዕልዎ፡ ኣእምሮኦም ኣጸቢቑ ኸፈተሎም፣ |
57,293 | tg_am | ሽዑ፡ ነቲ ቕዱሳት ጽሑፋት ኬስተውዕልዎ፡ ኣእምሮኦም ኣጸቢቑ ኸፈተሎም፣ | ከዚያም የቅዱሳን መጻሕፍትን ትርጉም መረዳት እንዲችሉ አእምሯቸውን ከፈተላቸው፤ |
57,294 | am_tg | እንዲህም አላቸው፦ “እንደሚከተለው ተብሎ ተጽፏል፤ ክርስቶስ መከራ ይቀበላል፤ በሦስተኛውም ቀን ከሞት ይነሳል፤ | “ከምዚ ተባሂሉ ተጻሒፉ እዩ፦ ክርስቶስ መከራ ኺጸግብ፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ካብ ምዉታት ኪትንስእ፡ |
57,295 | tg_am | “ከምዚ ተባሂሉ ተጻሒፉ እዩ፦ ክርስቶስ መከራ ኺጸግብ፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ድማ ካብ ምዉታት ኪትንስእ፡ | እንዲህም አላቸው፦ “እንደሚከተለው ተብሎ ተጽፏል፤ ክርስቶስ መከራ ይቀበላል፤ በሦስተኛውም ቀን ከሞት ይነሳል፤ |
57,296 | am_tg | በስሙም የኃጢአት ይቅርታ የሚያስገኝ ንስሐ ከኢየሩሳሌም አንስቶ ለብሔራት ሁሉ ይሰበካል። | ብስሙ ኸኣ ንሕድገት ሓጢኣት ዚኸውን ንስሓ ኻብ የሩሳሌም ጀሚሩ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ኪስበኽ እዩ፣ |
57,297 | tg_am | ብስሙ ኸኣ ንሕድገት ሓጢኣት ዚኸውን ንስሓ ኻብ የሩሳሌም ጀሚሩ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ኪስበኽ እዩ፣ | በስሙም የኃጢአት ይቅርታ የሚያስገኝ ንስሐ ከኢየሩሳሌም አንስቶ ለብሔራት ሁሉ ይሰበካል። |
57,298 | am_tg | እናንተም ለእነዚህ ነገሮች ምሥክር ትሆናላችሁ። | ንስኻትኩም ናይዚ መሰኻኽር ክትኰኑ ኢኹም። |
57,299 | tg_am | ንስኻትኩም ናይዚ መሰኻኽር ክትኰኑ ኢኹም። | እናንተም ለእነዚህ ነገሮች ምሥክር ትሆናላችሁ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.