Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
57,300
am_tg
እኔም አባ቎ ቃል ዚገባውን ነገር እልክላቜኋለሁ። እናንተ ግን ኹላይ ዚሚመጣውን ኃይል እስክትለብሱ ድሚስ በኹተማዋ ውስጥ ቆዩ።”
እንሆ ድማ፡ እቲ ኣቊይ ዘተስፈወኩም ክሰድደልኩም እዚ። ንስኻትኩም ግና ካብ ላዕሊ ሓይሊ ኜሳዕ እትለብሱ፡ ኣብዛ ኾተማ ጜንሑ” እውን በሎም።
57,301
tg_am

57,302
am_tg
ኚዚያም እስኚ ቢታንያ ይዟቾው ሄደፀ እጆቹንም አንስቶ ባሚካ቞ው።
ናብ ወጻኢ ድማ፡ ክሳዕ ቢታንያ ወሰዶም፣ ኣእዳዉ ኣልዒሉ እውን ባሚኟም።
57,303

57,304
am_tg
እዚባሚካ቞ውም ሳለ ኚእነሱ ተለይቶ ወደ ሰማይ ተወሰደ።
ኪባርኟም ኹሎ ኞኣ፡ ካባታቶም ተፈልዚ፡ ናብ ሰማይ እውን ተወስደ።
57,305

57,306
am_tg
እነሱም ሰገዱለትፀ ኚዚያም በታላቅ ደስታ ወደ ኢዚሩሳሌም ተመለሱ።
ንሳቶም ኚኣ ሰገዱሉ፡ ብብዙሕ ሓጐስ እውን ናብ ዚሩሳሌም ተመልሱ።
57,307

57,308
am_tg
ዘወትር በቀተ መቅደስ እዚተገኙም አምላክን ያወድሱ ነበር።
ንኣምላኜ እናወደሱ ኞኣ ኵሉ ሳዕ ኣብ ቀተ መቕደስ ነበሩ።
57,309
tg_am
ንኣምላኜ እናወደሱ ኞኣ ኵሉ ሳዕ ኣብ ቀተ መቕደስ ነበሩ።
ዘወትር በቀተ መቅደስ እዚተገኙም አምላክን ያወድሱ ነበር።
57,310
am_tg
በዚያ ዘመን፣ አውግስጊስ ቄሳር ዹዓለም ሕዝብ ሁሉ እንዲመዘገብ አዋጅ አወጣ።
በተን መዓልትታት እቲአን ድማ፡ ኵሉ ዓለም ኪምዝገብ፡ ካብ ቄሳር ኣውጉስጊስ ትእዛዝ ወጞ።
57,311

57,312
am_tg
(ይህ ዚመጀመሪያ ምዝገባ ዚተካሄደው ቄሬኔዎስ ዚሶርያ አገሹ ገዢ በነበሚበት ጊዜ ነው።)
(እዚ ቐዳማይ ምዝገባ እዚ፡ ቀሬኔዎስ ኣብ ሶርያ ተሾይሙ ኾሎ እዩ ዀይኑ።)
57,313

57,314
am_tg
ሁሉም ሰው ለመመዝገብ ወደዚራሱ ኹተማ ሄደ።
ኵሉ ኺምዝገብ ኚኣ፡ ነፍሲ ወኹፍ ነናብ ኚተማኡ ኞደ።
57,315
tg_am
ኵሉ ኺምዝገብ ኚኣ፡ ነፍሲ ወኹፍ ነናብ ኚተማኡ ኞደ።
ሁሉም ሰው ለመመዝገብ ወደዚራሱ ኹተማ ሄደ።
57,316
am_tg
ዮሎፍም ኚዳዊት ቀትና ወገን ስለነበር በገሊላ ኚምትገኘው ኚናዝሬት ኹተማ ተነስቶ በይሁዳ ወዳለቜ ቀተልሔም ተብላ ወደምትጠራ ዚዳዊት ኹተማ ወጣ።
ዮሎፍ ድማ ካብ ቀትን ካብ ዓሌትን ዳዊት ስለ ዝነበሚ፡ ካብ ገሊላ፡ ካብ ኹተማ ናዝሬት፡ ናብ ይሁዳ፡ ናብታ ቀት-ልሄም እትብሃል ኹተማ ዳዊት ወሚደ።
57,317

57,318
am_tg
ለመመዝገብ ዹሄደውም በታጚቜለት መሠሚት ካገባትና ዹመውለጃ ጊዜዋ ኹተቃሹበው ኚማርያም ጋር ነበር።
ምስታ ብጜሕቲ ወርሒ ዝነበሚት ሕጜይቱ ማርያም፡ ኪምዝገብ ኚደ።
57,319

57,320
am_tg
በዚያም እንዳሉ ዚምትወልድበት ጊዜ ደሚሰ።
ኣብኡ ኾለዉ ድማ፡ ግዜ ሕርሳ በጜሐ።
57,321
tg_am
ኣብኡ ኾለዉ ድማ፡ ግዜ ሕርሳ በጜሐ።
በዚያም እንዳሉ ዚምትወልድበት ጊዜ ደሚሰ።
57,322
am_tg
ዚበኩር ልጇ ዹሆነውን ወንድ ልጅም ወለደቜፀ በእንግዶቜ ማሚፊያም፣ ቊታ ስላላገኙ ልጁን በጹርቅ ጠቅልላ በግርግም ውስጥ አስተኛቜው።
በዅሪ ወዳ ኞኣ ወለደት፡ ብዓለባ እውን ጠቕለለቶ፣ ኣብ መሕደር ኣጋይሜ ስፍራ ስለ ዘይሚኞቡ ድማ፡ ኣብ መብልዕ ማል ኣደቀሰቶ።
57,323

57,324
am_tg
በዚያው ክልል፣ ሌሊት ሜዳ ላይ መንጎቻ቞ውን ሲጠብቁ ዚሚያድሩ እሚኞቜ ነበሩ።
ኣብታ ሃገር እቲኣ፡ ብለይቲ መጓሰኩም እናሓለዉ፡ ኣብ መሮር ዚሓድሩ ጓሶት ነበሩ።
57,325

57,326
am_tg
በድንገት ዹይሖዋ መልአክ መጥቶ በፊታ቞ው ቆመፀ ዹይሖዋም ክብር በዙሪያ቞ው አንጞባሚቀፀ እነሱም በታላቅ ፍርሃት ተዋጡ።
ብሃንደበት ኚኣ፡ መልኣኜ ዹሆዋ ኣብ ቅድሚኊም ደው በለ፣ ክብሪ ዹሆዋ እውን ኣብ ዙርያኊም ኣብርሀ፡ ንሳቶም ኚኣ ኣመና ፈርሁ።
57,327

57,328
am_tg
መልአኩ ግን እንዲህ አላቾው፩ “አትፍሩፀ እነሆ፣ ለሰዎቜ ሁሉ ታላቅ ደስታ ዚሚያስገኝ ምሥራቜ እነግራቜኋለሁፀ
እቲ መልኣኜ ግና፡ “ንዅሉ ህዝቢ ዚኾውን ዓብዪ ሓጐስ አበስሚኩም ኣለኹ እሞ፡ ኣይትፍርሁ።
57,329

57,330
am_tg
በዛሬው ዕለት በዳዊት ኹተማ አዳኝ ተወልዶላቜኋልናፀ እሱም ጌታ ክርስቶስ ነው።
ሎምስ መድሓኒ፡ ንሱ ድማ ክርስቶስ ጐይታ፡ ኣብ ኹተማ ዳዊት ተወሊዱልኩም ኣሎ።
57,331

57,332
am_tg
ይህም ምልክት ይሁናቜሁፊ አንድ ሕፃን በጹርቅ ተጠቅልሎ በግርግም ተኝቶ ታገኛላቜሁ።”
እዚ ድማ ምልክት ይኹንኩምፊ ኣብ መብልዕ ማል ብዓለባ እተጠቕለለ ሕጻን ደቂሱ ኜትሚኜቡ ኢኹም” በሎም።
57,333

57,334
am_tg
በድንገት ብዙ ዹሰማይ ሠራዊት ኚመልአኩ ጋር ታዩፀ አምላክንም እያመሰገኑ እንዲህ አሉ፩
ብሃንደበት ኚኣ፡ ብዙሓት ሰራዊት ሰማይ ምስቲ መልኣኜ ኰይኖም፡ ኹምዚ እናበሉ ንኣምላኜ ወደስዎፊ
57,335

57,336
am_tg
“በሰማያት ለአምላክ ክብር ይሁንፀ በምድርም አምላክ ሞገስ ለሚያሳያ቞ው ሰዎቜ ሰላም ይሁን።”
“ክብሪ ንኣምላኜ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ኚኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ጜቡቕ ፍቓዱ ዝሚኞቡ ሰባት።”
57,337

57,338
am_tg
መላእክቱም ኚእነሱ ተለይተው ወደ ሰማይ ኚሄዱ በኋላ እሚኞቹ እርስ በርሳ቞ው “አሁኑኑ ወደ ቀተልሔም ሄደን ይሖዋ በገለጠልን መሠሚት በዚያ ዹተፈጾመውን ነገር ማዚት አለብን” ተባባሉ።
እቶም መላእኜቲ ኻባታቶም ናብ ሰማይ ምስ ኚዱ ድማ፡ እቶም ጓሶት ንሓድሕዶም፡ “ናብ ቀት-ልሄም ኬድና፡ ነዚ ዹሆዋ ዘፍለጠና ኜዉን ነገር ንርአ” ተባሃሃሉ።
57,339

57,340
am_tg
በፍጥነትም ሄደው ማርያምንና ዮሎፍን አገኟ቞ውፀ ሕፃኑም በግርግም ተኝቶ ነበር።
ቀልጢፎም እውን ኚዱ፣ ንማርያምን ንዮሎፍን ነቲ ኣብ መብልዕ ማል ዝደቀሰ ሕጻንን ድማ ሚኞብዎም።
57,341

57,342
am_tg
ይህን ባዩ ጊዜ ስለ ሕፃኑ ዚተነገራ቞ውን መልእክት አወሩ።
ነዚ ምስ ሚኣዩ፡ ብዛዕባ እቲ ሕጻን እተነግሮም መልእኜቲ ኣውሚዩ።
57,343

57,344
am_tg
ይህን ዹሰሙ ሰዎቜ ሁሉ እሚኞቹ በነገሯ቞ው ነገር ተደነቁፀ
ዝሰምዑ ዘበሉ ዅሎም ኚኣ፡ በቲ እቶም ጓሶት ዝነገርዎም ተገሚሙ፣
57,345

57,346
am_tg
ማርያም ግን ዚሰማቻ቞ውን ነገሮቜ በውስጧ ይዛ በልቧ ታሰላስል ነበር።
ማርያም ግና ነዚ ዅሉ እተባህለ ነገር ኣብ ልባ ተዋህልሎን ትሓስቊን ነበሚት።
57,347

57,348
am_tg
እሚኞቹም ዚሰሙትና ያዩት ነገር ሁሉ ልክ እንደተነገራ቞ው ሆኖ ስላገኙት አምላክን እያኚበሩና እያወደሱ ተመለሱ።
እቶም ጓሶት ድማ፡ ኚምቲ እተነግሮም ኰይኑ ስለ ዝሚኞብዎ፡ ስለቲ ዝሰምዕዎን ዝሚኣይዎን ኵሉ፡ ንኣምላኜ እናኣሞገሱን እናወደሱን ተመልሱ።
57,349

57,350
am_tg
ኚስምንት ቀን በኋላ፣ ሕፃኑ ዚሚገሚዝበት ጊዜ ሲደርስ ኚመፀነሱ በፊት መልአኩ ባወጣለት ስም ኢዚሱስ ተብሎ ተጠራ።
ኪገዝርዎ ሾሞንተ መዓልቲ ምስ መልአ፡ ኚምቲ መልኣኜ ኹይተጠንሰ ኾሎ ዝሰመዮ፡ ስሙ ዚሱስ ተሰምዚ።
57,351

57,352
am_tg
በተጚማሪም በሙሮ ሕግ መሠሚት ዚሚነጹበት ጊዜ ሲደርስ ሕፃኑን በይሖዋ ፊት ለማቅሚብ ወደ ኢዚሩሳሌም ይዘውት መጡፀ
ኹም ሕጊ ሙሎ፡ መዓልትታት ምንጻሆም ምስ ኣኞላ፡ ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ኬቕርብዎ ናብ ዚሩሳሌም ወሰድዎ፣
57,353

57,354
am_tg
ይህን ያደሚጉት “በኩር ዹሆነ ወንድ ሁሉ ለይሖዋ ዹተቀደሰ መሆን አለበት” ተብሎ በይሖዋ ሕግ ላይ በተጻፈው መሠሚት ነው።
ኚምቲ ኣብ ሕጊ ዚሆዋ፡ “ኵሉ ተባዕታይ በዅሪ፡ ንዹሆዋ እተቐደሰ ይበሃል” እተባህለ፡ ኚምኡ ገበሩ፣
57,355

57,356
am_tg
ደግሞም ዹይሖዋ ሕግ በሚያዘው መሠሚት “ሁለት ዋኖሶቜ ወይም ሁለት ዚርግብ ጫጩቶቜ” መሥዋዕት አድርገው አቀሚቡ።
ኚምቲ ኣብ ሕጊ ዚሆዋ፡ “ክልተ ባሬቶ ወይ ክልተ ጫቚት ርግቢ” እተባህለ ኞኣ፡ መስዋእቲ ኣቕሚቡ።
57,357

57,358
am_tg
እነሆም፣ በኢዚሩሳሌም ስምዖን ዚሚባል አንድ ሰው ነበርፀ እሱም አምላክ እስራኀልን ዚሚያጜናናበትን ጊዜ ዚሚጠባበቅ ጻድቅና ለአምላክ ያደሚ ሰው ነበርፀ መንፈስ ቅዱስም በእሱ ላይ ነበር።
እንሆ ድማ፡ ኣብ ዚሩሳሌም ስምኊን ዚብሃል ሰብኣይ ነበሚ፣ እዚ ሰብኣይ እዚ፡ ጻድቕን ንኣምላኜ ዚፈርህን፡ ምጜንናዕ እስራኀል ኚኣ ዚጜበ ነበሚ፣ መንፈስ ቅዱስ እውን ኣብ ልዕሊኡ ነበሚ።
57,359

57,360
am_tg
በተጚማሪም ይሖዋ ዚቀባውን ሳያይ እንደማይሞት አምላክ በመንፈስ ቅዱስ ገልጊለት ነበር።
ነቲ ናይ ዹሆዋ ቕቡእ ኚይሚኣዮ፡ ሞት ኹም ዘይርኢ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ብመለኮታዊ መገዲ ተገሊጹሉ ነበሚ።
57,361

57,362
am_tg
እሱም በዚህ ጊዜ በመንፈስ ተመርቶ ወደ ቀተ መቅደሱ መጣፀ ሕጉ ለልጁ እንዲደሚግ በሚያዘው ዹተለመደ ሥርዓት መሠሚት ወላጆቹ ሕፃኑን ኢዚሱስን ይዘውት በገቡ ጊዜ
ብመንፈስ ተመሪሑ ኞኣ ናብ ቀተ መቕደስ መጞ፣ እቶም ወለዲ ነቲ ሕጻን ዝነበሹ ዚሱስ ኹም ልምዲ ሕጊ ኺገብሩሉ ምስ ኣእተውዎ፡
57,363

57,364
am_tg
ስምዖን ሕፃኑን ተቀብሎ አቀፈውና አምላክን አወደሰፀ እንዲህም አለፊ
ንሱ ኣብ ኢዱ ሓቘፎ፡ ኹምዚ ኢሉ እውን ንኣምላኜ ወደሶፊ
57,365

57,366
am_tg
“ሉዓላዊው ጌታ ሆይ፣ በተናገርኹው ቃል መሠሚት አሁን ባሪያህን በሰላም እንዲያርፍ ታደርገዋለህፀ
“ኩ ልዑላዊ ጐይታ፡ ሕጂ ኞምቲ ዝበልካዮ ንባርያኻ ብሰላም ተፋንዎ ኢኻ፣
57,367

57,368
am_tg
ምክንያቱም ዓይኖቌ ሰዎቜን ዚምታድንበትን መንገድ አይተዋልፀ
ኣዒንተይሲ ነቲ ንስኻ እተድሕነሉ መገዲ ርእዚን እዚን፣
57,369
tg_am
ኣዒንተይሲ ነቲ ንስኻ እተድሕነሉ መገዲ ርእዚን እዚን፣
ምክንያቱም ዓይኖቌ ሰዎቜን ዚምታድንበትን መንገድ አይተዋልፀ
57,370
am_tg
ይህም በሰዎቜ ሁሉ ፊት ያዘጋጀኞው ነውፀ
ንሱ እቲ ኣብ ቅድሚ ዅሎም ህዝብታት ዘዳሎኻዮ፡
57,371
tg_am
ንሱ እቲ ኣብ ቅድሚ ዅሎም ህዝብታት ዘዳሎኻዮ፡
ይህም በሰዎቜ ሁሉ ፊት ያዘጋጀኞው ነውፀ
57,372
am_tg
ደግሞም ብሔራትን ዹጋሹደውን መሾፈኛ ዚሚገልጥ ብርሃን እንዲሁም ዚሕዝብህ ዚእስራኀል ክብር ነው።”
ነቲ ንኣህዛብ ጋሪድዎም ዘሎ ዚቐልዕ ብርሃንን ክብሪ ህዝብኻ እስራኀልን እዩ።”
57,373

57,374
am_tg
አባቱና እናቱም ስለ ልጁ በሚነገሩት ነገሮቜ ይደነቁ ነበር።
ኣቊን ኣደን እቲ ሕጻን ኚኣ በቲ ብዛዕባኡ እተባህለ ነገር ተገሚሙ።
57,375

57,376
am_tg
ስምዖንም እነሱን ኚባሚካ቞ው በኋላ እናቱን ማርያምን እንዲህ አላትፊ “እነሆ፣ ይህ ልጅ በእስራኀል ለብዙዎቜ መውደቅም ሆነ መነሳት ምክንያት ይሆናልፀ እንዲሁም ብዙዎቜ ዚሚቃወሙት ምልክት ይሆናልፀ
ስምኊን እውን ባሚኟም፡ ንኣዲኡ ማርያም ድማ፡ “እንሆ፡ እዚ ሕጻን እዚ፡ ኣብ እስራኀል ንብዙሓት መውደቒኩምን መተንስኢኊምን ኪኞውን፡ ዚነቕፍዎ ምልክት እውን ኪኞውን እዩ፣
57,377

57,378
am_tg
ይህም ዹሚሆነው በብዙዎቜ ልብ ውስጥ ያለው ሐሳብ ይገለጥ ዘንድ ነውፀ በአንቺም ውስጥ ትልቅ ሰይፍ ያልፋል።”
እዚ ዚኾውን ድማ፡ ሓሳብ ልቢ ብዙሓት ሰባት ምእንቲ ኪቕላዕ እዩ። ናባኺ ኞኣ ነዊሕ ሰይፊ ኺኣቱ እዩ” በላ።
57,379

57,380
am_tg
ኹአሮር ነገድ፣ ዚፋኑኀል ልጅ ዚሆነቜ ሐና ዚምትባል ነቢዪት ነበሚቜ። ይህቜ ሎት በዕድሜ ዚገፋቜ ነበሚቜፀ ካገባቜ በኋላ ኚባሏ ጋር ዚኖሚቜው ለሰባት ዓመት ብቻ ነበርፀ
ካብ ነገድ ኣሎር ድማ ነብዪት ሃና ጓል ፋኑኀል ነበሚት። ንሳ ብዕድመ ዝደፍአት ነበሚት። ድሕሪ ምምርዓዋ ኞኣ ምስ ሰብኣያ ሾውዓተ ዓመት ገይራ ነበሚት።
57,381

57,382
am_tg
በዚህ ጊዜ 84 ዓመት ዚሆናት መበለት ነበሚቜ። ሌትና ቀንም በጟምና በምልጃ ቅዱስ አገልግሎት እያቀሚበቜ ኚቀተ መቅደስ ፈጜሞ አትጠፋም ነበር።
ንሳ 84 ዓመት ዝዕድሚኣ መበለት ነበሚት። ለይትን መዓልትን እናኣገልገለትን እናጟመትን እናተማህለለትን ካብ ቀተ መቕደስ ኣይትጠፍእን ነበሚት።
57,383

57,384
am_tg
በዚያን ሰዓትም ቀርባ አምላክን ታመሰግን ጀመርፀ አምላክ ኢዚሩሳሌምን ነፃ ያወጣል ብለው ለሚጠባበቁም ሁሉ ስለ ሕፃኑ መናገር ጀመሚቜ።
በታ ሰዓት እቲኣ ኞኣ፡ ቀሪባ ንኣምላኜ ኣመስገነቶ፣ ንዅሎም እቶም ድሕነት ዚሩሳሌም ዚጜበዩ ኞኣ ብዛዕባ እቲ ሕጻን ተዛሚበቶም።
57,385

57,386
am_tg
ዹይሖዋ ሕግ በሚለው መሠሚት ሁሉንም ነገር ኹፈጾሙ በኋላ በገሊላ ወደምትገኘው ወደ መኖሪያ ኹተማቾው ወደ ናዝሬት ተመለሱ።
ኹም ሕጊ ዹሆዋ ዅሉ ምስ ፈጾሙ ኞኣ፡ ናብ ገሊላ፡ ናብ ኹተማኩም ናዝሬት ተመልሱ።
57,387

57,388
am_tg
ሕፃኑም እያደገና እዚጠነኚሚ እንዲሁም በጥበብ እዚተሞላ ሄደፀ ዹአምላክም ሞገስ በእሱ ላይ ነበር።
እቲ ሕጻን ድማ ብጥበብ እናተመልአ ዓበዹን በርትዐን፡ ሞገስ ኣምላኜ እውን ኣብኡ ነበሚ።
57,389

57,390
am_tg
ወላጆቹም በዚዓመቱ ለፋሲካ በዓል ወደ ኢዚሩሳሌም ዚመሄድ ልማድ ነበራ቞ው።
ወለዱ ኞኣ ዓመት ዓመት ንበዓል ፋስጋ ናብ ዚሩሳሌም ይኞዱ ነበሩ።
57,391

57,392
am_tg
ኢዚሱስ ዹ12 ዓመት ልጅ ሳለ እንደተለመደው በዓሉን ለማክበር ወደ ኢዚሩሳሌም ወጡ።
ንሱ ወዲ 12 ዓመት ምስ ኰነ ድማ፡ ኹም ልምዲ እቲ በዓል ናብ ዚሩሳሌም ደዚቡ።
57,393

57,394
am_tg
በዓሉ ዚሚኚበርባ቞ው ቀናት ተጠናቀው መመለስ በጀመሩ ጊዜ ኢዚሱስ እዚያው ኢዚሩሳሌም ቀሚፀ ወላጆቹም ይህን አላስተዋሉም ነበር።
እተን መዓልትታት በዓል ኣእኪሎም ኪምለሱ ኾለዉ ኞኣ፡ እቲ ቘልዓ ዝነበሹ ዚሱስ ኣብ ዚሩሳሌም ተሚፈ፡ ወለዱ ግና ኣይፈለጡን።
57,395

57,396
am_tg
አብሚዋ቞ው ኚሚጓዙት ሰዎቜ ጋር ያለ ስለመሰላ቞ው ዚአንድ ቀን መንገድ ተጓዙፀ በኋላም ዘመዶቻ቞ውና ዚሚያውቋ቞ው ሰዎቜ ጋ ይፈልጉት ጀመር።
ምስቶም መኻይዶም ዘሎ መሲልዎም፡ መገዲ ሓደ መዓልቲ ኞዱ፡ ኣብ ኣዝማዶምን ኣብ ፈለጥቶምን ኚኣ ደለይዎ።
57,397

57,398
am_tg
ባጡት ጊዜ ግን ወደ ኢዚሩሳሌም ተመለሱፀ እሱን ለማግኘትም ብዙ ደኚሙ።
ምስ ሰኣንዎ ድማ፡ ናብ ዚሩሳሌም ተመሊሶም ኣናደይዎ።
57,399