Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
57,400 | am_tg | በመጨረሻም ከሦስት ቀን በኋላ ቤተ መቅደሱ ውስጥ በመምህራን መካከል ተቀምጦ ሲያዳምጣቸውና ሲጠይቃቸው አገኙት። | ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኸኣ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ፡ ኣብ ማእከል መምህራን ተቐሚጡ እናሰምዖምን እናሓተቶምን ረኸብዎ። |
57,401 | tg_am | ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኸኣ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ፡ ኣብ ማእከል መምህራን ተቐሚጡ እናሰምዖምን እናሓተቶምን ረኸብዎ። | በመጨረሻም ከሦስት ቀን በኋላ ቤተ መቅደሱ ውስጥ በመምህራን መካከል ተቀምጦ ሲያዳምጣቸውና ሲጠይቃቸው አገኙት። |
57,402 | am_tg | በዚያ የነበሩት ሰዎችም ሁሉ በመረዳት ችሎታውና በመልሱ ተደንቀው ያዳምጡት ነበር። | ዝሰምዕዎ ዘበሉ ድማ፡ ብምስትውዓሉን ብምላሹን የስተንክሩ ነበሩ። |
57,403 | tg_am | ዝሰምዕዎ ዘበሉ ድማ፡ ብምስትውዓሉን ብምላሹን የስተንክሩ ነበሩ። | በዚያ የነበሩት ሰዎችም ሁሉ በመረዳት ችሎታውና በመልሱ ተደንቀው ያዳምጡት ነበር። |
57,404 | am_tg | ወላጆቹም ባዩት ጊዜ ተገረሙ፤ እናቱም “ልጄ፣ ምነው እንዲህ አደረግከን? እኔና አባትህ እኮ በጣም ተጨንቀን ስንፈልግህ ነበር” አለችው። | ወለዱ ምስ ረኣይዎ ድማ ተገረሙ፣ ኣዲኡ ኸኣ፡ “ወደየ፡ ስለምንታይ ከምዚ ጌርካና፧ እንሆ፡ ኣቦኻን ኣነን ተሻቒልና ኽንደልየካ ጸኒሕና” በለቶ። |
57,405 | tg_am | ወለዱ ምስ ረኣይዎ ድማ ተገረሙ፣ ኣዲኡ ኸኣ፡ “ወደየ፡ ስለምንታይ ከምዚ ጌርካና፧ እንሆ፡ ኣቦኻን ኣነን ተሻቒልና ኽንደልየካ ጸኒሕና” በለቶ። | ወላጆቹም ባዩት ጊዜ ተገረሙ፤ እናቱም “ልጄ፣ ምነው እንዲህ አደረግከን? እኔና አባትህ እኮ በጣም ተጨንቀን ስንፈልግህ ነበር” አለችው። |
57,406 | am_tg | እሱ ግን “ለምን ፈለጋችሁኝ? በአባቴ ቤት መሆን እንደሚገባኝ አታውቁም?” አላቸው። | ንሱ ግና፡ “ንምንታይ እሞ ትደልዩኒ፧ ኣብ ቤት ኣቦይ ክኸውን ከም ዚግብኣኒዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧” በሎም። |
57,407 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ንምንታይ እሞ ትደልዩኒ፧ ኣብ ቤት ኣቦይ ክኸውን ከም ዚግብኣኒዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧” በሎም። | እሱ ግን “ለምን ፈለጋችሁኝ? በአባቴ ቤት መሆን እንደሚገባኝ አታውቁም?” አላቸው። |
57,408 | am_tg | እነሱ ግን ምን እያላቸው እንዳለ አልገባቸውም። | ንሳቶም ግና ነቲ ዝበሎም ዘረባ ኣይተረድእዎን። |
57,409 | tg_am | ንሳቶም ግና ነቲ ዝበሎም ዘረባ ኣይተረድእዎን። | እነሱ ግን ምን እያላቸው እንዳለ አልገባቸውም። |
57,410 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ አብሯቸው ወደ ናዝሬት ተመለሰ፤ እንደ ወትሮውም ይገዛላቸው ነበር። እናቱም የተባሉትን ነገሮች ሁሉ በልቧ ትይዝ ነበር። | ምሳታቶም ወሪዱ ናብ ናዝሬት መጸ፡ ይእዘዞም እውን ነበረ። ኣዲኡ ድማ ነዚ ዅሉ እተባህለ ነገር ኣብ ልባ ተዋህልሎ ነበረት። |
57,411 | tg_am | ምሳታቶም ወሪዱ ናብ ናዝሬት መጸ፡ ይእዘዞም እውን ነበረ። ኣዲኡ ድማ ነዚ ዅሉ እተባህለ ነገር ኣብ ልባ ተዋህልሎ ነበረት። | ከዚያም ኢየሱስ አብሯቸው ወደ ናዝሬት ተመለሰ፤ እንደ ወትሮውም ይገዛላቸው ነበር። እናቱም የተባሉትን ነገሮች ሁሉ በልቧ ትይዝ ነበር። |
57,412 | am_tg | ኢየሱስም በአካልና በጥበብ እያደገ እንዲሁም በአምላክና በሰው ፊት ይበልጥ ሞገስ እያገኘ ሄደ። | የሱስ ከኣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ብጥበብን ብኣካልን ብሞገስን ይዓቢ ነበረ። |
57,413 | tg_am | የሱስ ከኣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ብጥበብን ብኣካልን ብሞገስን ይዓቢ ነበረ። | ኢየሱስም በአካልና በጥበብ እያደገ እንዲሁም በአምላክና በሰው ፊት ይበልጥ ሞገስ እያገኘ ሄደ። |
57,414 | am_tg | ከዚህ በኋላ ጌታ ሌሎች 70 ሰዎችን ሾመ፤ እሱ ሊሄድበት ወዳሰበው ከተማና ቦታ ሁሉ ቀድመውት እንዲሄዱም ሁለት ሁለት አድርጎ ላካቸው። | ድሕርዚ፡ ጐይታ፡ ካልኦት 70 መዘዘ፣ በብኽልተ ገይሩ ኸኣ ናብቲ ንሱ ዚኸዶ ዘበለ ኸተማን ቦታን ቀቅድሚኡ ለኣኾም። |
57,415 | tg_am | ድሕርዚ፡ ጐይታ፡ ካልኦት 70 መዘዘ፣ በብኽልተ ገይሩ ኸኣ ናብቲ ንሱ ዚኸዶ ዘበለ ኸተማን ቦታን ቀቅድሚኡ ለኣኾም። | ከዚህ በኋላ ጌታ ሌሎች 70 ሰዎችን ሾመ፤ እሱ ሊሄድበት ወዳሰበው ከተማና ቦታ ሁሉ ቀድመውት እንዲሄዱም ሁለት ሁለት አድርጎ ላካቸው። |
57,416 | am_tg | ከዚያም እንዲህ አላቸው፦ “አዎ፣ አዝመራው ብዙ ነው፤ ሠራተኞቹ ግን ጥቂት ናቸው። ስለዚህ የመከሩ ሥራ ኃላፊ ወደ መከሩ፣ ሠራተኞች እንዲልክ ለምኑት። | ከምዚ ድማ በሎም፦ “እቲ እኽልስ ብዙሕ እዩ፣ ዓየይቲ ግና ሒደት እዮም። ስለዚ፡ ነቲ ጐይታ እኽሊ፡ ናብ እኽሉ ዓየይቲ ኺልእኽ ለምንዎ። |
57,417 | tg_am | ከምዚ ድማ በሎም፦ “እቲ እኽልስ ብዙሕ እዩ፣ ዓየይቲ ግና ሒደት እዮም። ስለዚ፡ ነቲ ጐይታ እኽሊ፡ ናብ እኽሉ ዓየይቲ ኺልእኽ ለምንዎ። | ከዚያም እንዲህ አላቸው፦ “አዎ፣ አዝመራው ብዙ ነው፤ ሠራተኞቹ ግን ጥቂት ናቸው። ስለዚህ የመከሩ ሥራ ኃላፊ ወደ መከሩ፣ ሠራተኞች እንዲልክ ለምኑት። |
57,418 | am_tg | እንግዲህ ሂዱ! እነሆ፣ በተኩላዎች መካከል እንዳሉ በጎች እልካችኋለሁ። | ኪዱ። እንሆ፡ ከም ዕያውቲ ናብ መንጎ ተዃሉ እልእከኩም ኣለኹ። |
57,419 | tg_am | ኪዱ። እንሆ፡ ከም ዕያውቲ ናብ መንጎ ተዃሉ እልእከኩም ኣለኹ። | እንግዲህ ሂዱ! እነሆ፣ በተኩላዎች መካከል እንዳሉ በጎች እልካችኋለሁ። |
57,420 | am_tg | የገንዘብ ኮሮጆ ወይም የምግብ ከረጢት ወይም ትርፍ ጫማ አትያዙ፤ በመንገድም ላይ ቆማችሁ ከማንም ጋር ሰላምታ አትለዋወጡ። | ማሕፉዳ ዀነ፡ ለቘታ ስንቂ ዀነ፡ ኣሳእን ኰነ ኣይትማልኡ፣ ኣብ መገዲ ድማ ንሓደ እኳ ሰላም ኣይትበሉ። |
57,421 | tg_am | ማሕፉዳ ዀነ፡ ለቘታ ስንቂ ዀነ፡ ኣሳእን ኰነ ኣይትማልኡ፣ ኣብ መገዲ ድማ ንሓደ እኳ ሰላም ኣይትበሉ። | የገንዘብ ኮሮጆ ወይም የምግብ ከረጢት ወይም ትርፍ ጫማ አትያዙ፤ በመንገድም ላይ ቆማችሁ ከማንም ጋር ሰላምታ አትለዋወጡ። |
57,422 | am_tg | ወደ ማንኛውም ቤት ስትገቡ በቅድሚያ ‘ሰላም ለዚህ ቤት ይሁን’ በሉ። | ኣብ እትኣትውዋ ቤት፡ ቅድም፡ ‘ነዛ ቤት እዚኣ ሰላም ይኹን’ በሉ። |
57,423 | tg_am | ኣብ እትኣትውዋ ቤት፡ ቅድም፡ ‘ነዛ ቤት እዚኣ ሰላም ይኹን’ በሉ። | ወደ ማንኛውም ቤት ስትገቡ በቅድሚያ ‘ሰላም ለዚህ ቤት ይሁን’ በሉ። |
57,424 | am_tg | በዚያም ሰላም ወዳድ ሰው ካለ ሰላማችሁ ያርፍበታል። ሰላም ወዳድ ሰው ከሌለ ግን ሰላማችሁ ወደ እናንተ ይመለሳል። | ኣብኣ ፈታው ሰላም እንተሎ፡ ሰላምኩም ኣብኡ ኺሓድር እዩ። እንተ ዘየልቦ ግና፡ ሰላምኩም ኪምለሰኩም እዩ። |
57,425 | tg_am | ኣብኣ ፈታው ሰላም እንተሎ፡ ሰላምኩም ኣብኡ ኺሓድር እዩ። እንተ ዘየልቦ ግና፡ ሰላምኩም ኪምለሰኩም እዩ። | በዚያም ሰላም ወዳድ ሰው ካለ ሰላማችሁ ያርፍበታል። ሰላም ወዳድ ሰው ከሌለ ግን ሰላማችሁ ወደ እናንተ ይመለሳል። |
57,426 | am_tg | ለሠራተኛ ደሞዙ ስለሚገባውያቀረቡላችሁን ነገር እየበላችሁና እየጠጣችሁ በዚያው ቤት ቆዩ። ከአንዱ ቤት ወደ ሌላው ቤት አትዘዋወሩ። | ንዓያዪ ዓስቡ ይግብኦ እዩ እሞ፡ ኣብታ ቤት ዝሃቡኹም እናበላዕኩምን እናሰተኹምን ተቐመጡ። ካብ ቤት ናብ ቤት ኣይትሕለፉ። |
57,427 | tg_am | ንዓያዪ ዓስቡ ይግብኦ እዩ እሞ፡ ኣብታ ቤት ዝሃቡኹም እናበላዕኩምን እናሰተኹምን ተቐመጡ። ካብ ቤት ናብ ቤት ኣይትሕለፉ። | ለሠራተኛ ደሞዙ ስለሚገባውያቀረቡላችሁን ነገር እየበላችሁና እየጠጣችሁ በዚያው ቤት ቆዩ። ከአንዱ ቤት ወደ ሌላው ቤት አትዘዋወሩ። |
57,428 | am_tg | “በተጨማሪም ወደ ማንኛውም ከተማ ስትገቡ ሰዎቹ ከተቀበሏችሁ ያቀረቡላችሁን ብሉ፤ | “ኣብ እትኣትውዋ ኸተማ እውን፡ እንተ ተቐቢሎምኹም፡ ዝቐረቡልኩም ብልዑ፡ |
57,429 | tg_am | “ኣብ እትኣትውዋ ኸተማ እውን፡ እንተ ተቐቢሎምኹም፡ ዝቐረቡልኩም ብልዑ፡ | “በተጨማሪም ወደ ማንኛውም ከተማ ስትገቡ ሰዎቹ ከተቀበሏችሁ ያቀረቡላችሁን ብሉ፤ |
57,430 | am_tg | እንዲሁም በዚያ ያሉትን በሽተኞች ፈውሱ፤ ደግሞም ‘የአምላክ መንግሥት ወደ እናንተ ቀርቧል’ በሏቸው። | ኣብኣ ንዘለዉ ሕሙማት ኣሕውዩ፡ ‘መንግስቲ ኣምላኽ ናባኻትኩም ቀሪባ ኣላ’ ኸኣ በልዎም። |
57,431 | tg_am | ኣብኣ ንዘለዉ ሕሙማት ኣሕውዩ፡ ‘መንግስቲ ኣምላኽ ናባኻትኩም ቀሪባ ኣላ’ ኸኣ በልዎም። | እንዲሁም በዚያ ያሉትን በሽተኞች ፈውሱ፤ ደግሞም ‘የአምላክ መንግሥት ወደ እናንተ ቀርቧል’ በሏቸው። |
57,432 | am_tg | ሆኖም ወደ ማንኛውም ከተማ ስትገቡ ሰዎቹ ካልተቀበሏችሁ ወደ አውራ ጎዳናዎች ወጥታችሁ እንዲህ በሉ፦ | ኣብታ እትኣትውዋ ኸተማ እንተ ዘይተቐቢሎምኹም ግና፡ ናብ ጐደናኣ ወጺእኩም፡ |
57,433 | tg_am | ኣብታ እትኣትውዋ ኸተማ እንተ ዘይተቐቢሎምኹም ግና፡ ናብ ጐደናኣ ወጺእኩም፡ | ሆኖም ወደ ማንኛውም ከተማ ስትገቡ ሰዎቹ ካልተቀበሏችሁ ወደ አውራ ጎዳናዎች ወጥታችሁ እንዲህ በሉ፦ |
57,434 | am_tg | ‘በእግራችን ላይ ያለውን የከተማችሁን አቧራ እንኳ ሳይቀር አራግፈንላችሁ እንሄዳለን። ይሁንና የአምላክ መንግሥት እንደቀረበ እወቁ።’ | ‘እቲ ኻብ ከተማኹም ኣብ ኣእጋርና ዝለገበ ደሮና እኳ ንነግፈልኩም ኣለና። መንግስቲ ኣምላኽ ናባኻትኩም ከም ዝቐረበት ግና፡ እዚ ፍለጡ’ በሉ። |
57,435 | tg_am | ‘እቲ ኻብ ከተማኹም ኣብ ኣእጋርና ዝለገበ ደሮና እኳ ንነግፈልኩም ኣለና። መንግስቲ ኣምላኽ ናባኻትኩም ከም ዝቐረበት ግና፡ እዚ ፍለጡ’ በሉ። | ‘በእግራችን ላይ ያለውን የከተማችሁን አቧራ እንኳ ሳይቀር አራግፈንላችሁ እንሄዳለን። ይሁንና የአምላክ መንግሥት እንደቀረበ እወቁ።’ |
57,436 | am_tg | እላችኋለሁ፦ በዚያ ቀን ከዚያች ከተማ ይልቅ ለሰዶም ይቀልላታል። | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ ነታ ኸተማ እቲኣ፡ ንሶዶም ኪቐልል እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ። |
57,437 | tg_am | በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ ነታ ኸተማ እቲኣ፡ ንሶዶም ኪቐልል እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ። | እላችኋለሁ፦ በዚያ ቀን ከዚያች ከተማ ይልቅ ለሰዶም ይቀልላታል። |
57,438 | am_tg | “ወዮልሽ ኮራዚን! ወዮልሽ ቤተሳይዳ! በእናንተ ውስጥ የተደረጉት ተአምራት በጢሮስና በሲዶና ተደርገው ቢሆን ኖሮ ገና ድሮ ማቅ ለብሰውና አመድ ላይ ተቀምጠው ንስሐ በገቡ ነበር። | “ወይለኺ ኰራዚን! ወይለኺ ቤት-ሳይዳ! እቲ ኣባኻትክን እተገብረ ግብርታት ሓይሊ ኣብ ጢሮስን ሲዶንን ተገይሩ እንተ ዚኸውንሲ፡ ማቕ ተኸዲነን፡ ኣብ ሓምዅሽቲ ድማ ተቐሚጠን፡ ቀደም ምተነስሓ ነይረን። |
57,439 | tg_am | “ወይለኺ ኰራዚን! ወይለኺ ቤት-ሳይዳ! እቲ ኣባኻትክን እተገብረ ግብርታት ሓይሊ ኣብ ጢሮስን ሲዶንን ተገይሩ እንተ ዚኸውንሲ፡ ማቕ ተኸዲነን፡ ኣብ ሓምዅሽቲ ድማ ተቐሚጠን፡ ቀደም ምተነስሓ ነይረን። | “ወዮልሽ ኮራዚን! ወዮልሽ ቤተሳይዳ! በእናንተ ውስጥ የተደረጉት ተአምራት በጢሮስና በሲዶና ተደርገው ቢሆን ኖሮ ገና ድሮ ማቅ ለብሰውና አመድ ላይ ተቀምጠው ንስሐ በገቡ ነበር። |
57,440 | am_tg | ስለዚህ በፍርድ ወቅት ከእናንተ ይልቅ ለጢሮስና ለሲዶና ይቀልላቸዋል። | ስለዚ፡ ብፍርዲ፡ ካብ ንዓኻትክን ንጢሮስን ንሲዶንን ኪቐልል እዩ። |
57,441 | tg_am | ስለዚ፡ ብፍርዲ፡ ካብ ንዓኻትክን ንጢሮስን ንሲዶንን ኪቐልል እዩ። | ስለዚህ በፍርድ ወቅት ከእናንተ ይልቅ ለጢሮስና ለሲዶና ይቀልላቸዋል። |
57,442 | am_tg | አንቺም ቅፍርናሆም ወደ ሰማይ ከፍ የምትዪ ይመስልሻል? በፍጹም! ወደ መቃብር ትወርጃለሽ! | ኣቲ ቅፍርናሆም፡ ክሳብ ሰማይዶ ልዕል ክትብሊ ኢኺ፧ ክሳብ መቓብር እባ ኽትወርዲ ኢኺ! |
57,443 | tg_am | ኣቲ ቅፍርናሆም፡ ክሳብ ሰማይዶ ልዕል ክትብሊ ኢኺ፧ ክሳብ መቓብር እባ ኽትወርዲ ኢኺ! | አንቺም ቅፍርናሆም ወደ ሰማይ ከፍ የምትዪ ይመስልሻል? በፍጹም! ወደ መቃብር ትወርጃለሽ! |
57,444 | am_tg | “እናንተን የሚሰማ ሁሉ እኔንም ይሰማል። እናንተን የማይቀበል ሁሉ ደግሞ እኔንም አይቀበልም። ከዚህም በላይ እኔን የማይቀበል ሁሉ የላከኝንም አይቀበልም።” | “እቲ ንዓኻትኩም ዚሰምዓኩም፡ ንዓይ እውን ይሰምዓኒ። እቲ ንዓኻትኩም ዚንዕቀኩም፡ ንዓይ እውን ይንዕቀኒ። እቲ ንዓይ ዚንዕቀኒ ኸኣ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚንዕቆ።” |
57,445 | tg_am | “እቲ ንዓኻትኩም ዚሰምዓኩም፡ ንዓይ እውን ይሰምዓኒ። እቲ ንዓኻትኩም ዚንዕቀኩም፡ ንዓይ እውን ይንዕቀኒ። እቲ ንዓይ ዚንዕቀኒ ኸኣ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚንዕቆ።” | “እናንተን የሚሰማ ሁሉ እኔንም ይሰማል። እናንተን የማይቀበል ሁሉ ደግሞ እኔንም አይቀበልም። ከዚህም በላይ እኔን የማይቀበል ሁሉ የላከኝንም አይቀበልም።” |
57,446 | am_tg | ከዚያም 70ዎቹ ደስ እያላቸው ተመልሰው “ጌታ ሆይ፣ አጋንንት እንኳ በስምህ ተገዙልን” አሉት። | እቶም 70 ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣጋንንቲ እኳ ብስምካ ተገዚኦምልና” እናበሉ ብሓጐስ ተመልሱ። |
57,447 | tg_am | እቶም 70 ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣጋንንቲ እኳ ብስምካ ተገዚኦምልና” እናበሉ ብሓጐስ ተመልሱ። | ከዚያም 70ዎቹ ደስ እያላቸው ተመልሰው “ጌታ ሆይ፣ አጋንንት እንኳ በስምህ ተገዙልን” አሉት። |
57,448 | am_tg | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “ሰይጣን እንደ መብረቅ ከሰማይ ሲወድቅ አየሁ። | ንሱ ድማ፡ “ሰይጣን ድሮ ኸም በርቂ ኻብ ሰማይ ወዲቑ ርእየዮ። |
57,449 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ሰይጣን ድሮ ኸም በርቂ ኻብ ሰማይ ወዲቑ ርእየዮ። | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “ሰይጣን እንደ መብረቅ ከሰማይ ሲወድቅ አየሁ። |
57,450 | am_tg | እነሆ፣ እባቦችንና ጊንጦችን እንድትረግጡ እንዲሁም የጠላትን ኃይል ሁሉ እንድትቋቋሙ ሥልጣን ሰጥቻችኋለሁ፤ የሚጎዳችሁም አንዳች ነገር አይኖርም። | እንሆ፡ ተመንን ዕንቅርቢትን ክትረግጹ፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ሓይሊ ጸላኢ ኽትስልጥኑ ስልጣን ሂበኩም ኣለኹ፣ ዚጐድኣኩም ከኣ ከቶ የልቦን። |
57,451 | tg_am | እንሆ፡ ተመንን ዕንቅርቢትን ክትረግጹ፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ሓይሊ ጸላኢ ኽትስልጥኑ ስልጣን ሂበኩም ኣለኹ፣ ዚጐድኣኩም ከኣ ከቶ የልቦን። | እነሆ፣ እባቦችንና ጊንጦችን እንድትረግጡ እንዲሁም የጠላትን ኃይል ሁሉ እንድትቋቋሙ ሥልጣን ሰጥቻችኋለሁ፤ የሚጎዳችሁም አንዳች ነገር አይኖርም። |
57,452 | am_tg | ይሁን እንጂ መናፍስት ስለተገዙላችሁ በዚህ ደስ አይበላችሁ፤ ከዚህ ይልቅ ስማችሁ በሰማያት ስለተጻፈ ደስ ይበላችሁ።” | ግናኸ፡ ስምኩም ኣብ ሰማያት ስለ እተጻሕፈ ደኣ ተሓጐሱ እምበር፡ መናፍስቲ ስለ እተገዝኡልኩም፡ በዚ ኣይትተሓጐሱ” በሎም። |
57,453 | tg_am | ግናኸ፡ ስምኩም ኣብ ሰማያት ስለ እተጻሕፈ ደኣ ተሓጐሱ እምበር፡ መናፍስቲ ስለ እተገዝኡልኩም፡ በዚ ኣይትተሓጐሱ” በሎም። | ይሁን እንጂ መናፍስት ስለተገዙላችሁ በዚህ ደስ አይበላችሁ፤ ከዚህ ይልቅ ስማችሁ በሰማያት ስለተጻፈ ደስ ይበላችሁ።” |
57,454 | am_tg | በዚያን ሰዓት ኢየሱስ በመንፈስ ቅዱስ ሐሴት አድርጎ እንዲህ አለ፦ “የሰማይና የምድር ጌታ አባት ሆይ፣ እነዚህን ነገሮች ከጥበበኞችና ከአዋቂዎች ሰውረህ ለትናንሽ ልጆች ስለገለጥክላቸው በይፋ አወድስሃለሁ። አዎ፣ አባት ሆይ፣ ይህ የአንተ ፈቃድ ነውና። | በታ ሰዓት እቲኣ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ባህ በሎ፡ ከምዚ እውን በለ፦ “ኦ ኣቦይ፡ ጐይታ ሰማይን ምድርን፡ ነዚ ነገራት እዚ ኻብ ጥበበኛታትን ኣስተውዓልትን ስለ ዝሓባእካዮ፡ ንሕጻናት ከኣ ስለ ዝገለጽካዮ፡ ብግህዶ እውድሰካ ኣለኹ። እወ፡ ኦ ኣቦይ፡ እዚ ዝዀነ፡ ስለ ዝሰመርካዮ እዩ። |
57,455 | tg_am | በታ ሰዓት እቲኣ፡ ብመንፈስ ቅዱስ ባህ በሎ፡ ከምዚ እውን በለ፦ “ኦ ኣቦይ፡ ጐይታ ሰማይን ምድርን፡ ነዚ ነገራት እዚ ኻብ ጥበበኛታትን ኣስተውዓልትን ስለ ዝሓባእካዮ፡ ንሕጻናት ከኣ ስለ ዝገለጽካዮ፡ ብግህዶ እውድሰካ ኣለኹ። እወ፡ ኦ ኣቦይ፡ እዚ ዝዀነ፡ ስለ ዝሰመርካዮ እዩ። | በዚያን ሰዓት ኢየሱስ በመንፈስ ቅዱስ ሐሴት አድርጎ እንዲህ አለ፦ “የሰማይና የምድር ጌታ አባት ሆይ፣ እነዚህን ነገሮች ከጥበበኞችና ከአዋቂዎች ሰውረህ ለትናንሽ ልጆች ስለገለጥክላቸው በይፋ አወድስሃለሁ። አዎ፣ አባት ሆይ፣ ይህ የአንተ ፈቃድ ነውና። |
57,456 | am_tg | ሁሉንም ነገር አባቴ ሰጥቶኛል፤ ከአብ በስተቀር ወልድ ማን እንደሆነ የሚያውቅ የለም፤ እንዲሁም ከወልድና ወልድ ሊገልጥለት ከሚፈቅድ በስተቀር አብ ማን እንደሆነ የሚያውቅ የለም።” | ኵሉ ኻብ ኣቦይ ተዋሂቡኒ ኣሎ፣ ወዲ መን ምዃኑ ኸኣ ብዘይካ ኣቦ፡ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን፣ ኣቦ መን ምዃኑ እውን ብዘይካ ወድን ወዲ ኺገልጸሉ ዚደልን፡ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን።” |
57,457 | tg_am | ኵሉ ኻብ ኣቦይ ተዋሂቡኒ ኣሎ፣ ወዲ መን ምዃኑ ኸኣ ብዘይካ ኣቦ፡ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን፣ ኣቦ መን ምዃኑ እውን ብዘይካ ወድን ወዲ ኺገልጸሉ ዚደልን፡ ሓደ እኳ ዚፈልጦ የልቦን።” | ሁሉንም ነገር አባቴ ሰጥቶኛል፤ ከአብ በስተቀር ወልድ ማን እንደሆነ የሚያውቅ የለም፤ እንዲሁም ከወልድና ወልድ ሊገልጥለት ከሚፈቅድ በስተቀር አብ ማን እንደሆነ የሚያውቅ የለም።” |
57,458 | am_tg | ከዚያም ብቻቸውን በነበሩበት ጊዜ ለደቀ መዛሙርቱ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ አሁን የምታዩትን ነገር የሚያዩ ዓይኖች ደስተኞች ናቸው። | ናብቶም ደቀ መዛሙርቲ ግልጽ ኢሉ ኸኣ ንበይኖም፡ “ነዚ እትርእይዎ ዘለኹም ዚርእያ ኣዒንቲ ሕጉሳት እየን። |
57,459 | tg_am | ናብቶም ደቀ መዛሙርቲ ግልጽ ኢሉ ኸኣ ንበይኖም፡ “ነዚ እትርእይዎ ዘለኹም ዚርእያ ኣዒንቲ ሕጉሳት እየን። | ከዚያም ብቻቸውን በነበሩበት ጊዜ ለደቀ መዛሙርቱ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ አሁን የምታዩትን ነገር የሚያዩ ዓይኖች ደስተኞች ናቸው። |
57,460 | am_tg | እላችኋለሁ፣ ብዙ ነቢያትና ነገሥታት እናንተ አሁን የምታዩትን ነገር ለማየት ተመኝተው ነበር፤ ግን አላዩም፤ አሁን የምትሰሙትን ነገር ለመስማት ተመኝተው ነበር፤ ግን አልሰሙም።” | ብዙሓት ነብያትን ነገስታትን ነዚ እትርእይዎ ዘለኹም ኪርእዩ ተመንዮምሲ ኣይረኣይዎን፣ ነዚ እትሰምዕዎ ዘለኹም ከኣ ኪሰምዑ ተመንዮም እውን ኣይሰምዕዎን፡ እብለኩም ኣለኹ” በሎም። |
57,461 | tg_am | ብዙሓት ነብያትን ነገስታትን ነዚ እትርእይዎ ዘለኹም ኪርእዩ ተመንዮምሲ ኣይረኣይዎን፣ ነዚ እትሰምዕዎ ዘለኹም ከኣ ኪሰምዑ ተመንዮም እውን ኣይሰምዕዎን፡ እብለኩም ኣለኹ” በሎም። | እላችኋለሁ፣ ብዙ ነቢያትና ነገሥታት እናንተ አሁን የምታዩትን ነገር ለማየት ተመኝተው ነበር፤ ግን አላዩም፤ አሁን የምትሰሙትን ነገር ለመስማት ተመኝተው ነበር፤ ግን አልሰሙም።” |
57,462 | am_tg | እነሆም አንድ ሕግ አዋቂ ኢየሱስን ሊፈትነው ተነስቶ “መምህር፣ የዘላለም ሕይወት ለማግኘት ምን ማድረግ አለብኝ?” አለው። | እንሆ ኸኣ፡ ሓደ ፈላጥ ሕጊ ኺፍትኖ ተንሲኡ፡ “መምህር፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧” በሎ። |
57,463 | tg_am | እንሆ ኸኣ፡ ሓደ ፈላጥ ሕጊ ኺፍትኖ ተንሲኡ፡ “መምህር፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧” በሎ። | እነሆም አንድ ሕግ አዋቂ ኢየሱስን ሊፈትነው ተነስቶ “መምህር፣ የዘላለም ሕይወት ለማግኘት ምን ማድረግ አለብኝ?” አለው። |
57,464 | am_tg | ኢየሱስም “በሕጉ ላይ የተጻፈው ምንድን ነው? አንተስ ምን ትረዳለህ?” አለው። | ንሱ ድማ፡ “ኣብ ሕጊ እንታይ ጽሑፍ ኣሎ፧ ከመይከ ተንብብ፧” በሎ። |
57,465 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ኣብ ሕጊ እንታይ ጽሑፍ ኣሎ፧ ከመይከ ተንብብ፧” በሎ። | ኢየሱስም “በሕጉ ላይ የተጻፈው ምንድን ነው? አንተስ ምን ትረዳለህ?” አለው። |
57,466 | am_tg | እሱም መልሶ “‘አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህ፣ በሙሉ ኃይልህና በሙሉ አእምሮህ ውደድ’፤ እንዲሁም ‘ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ’” አለው። | ንሱ ኸኣ፡ “‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ሓይልኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ኣፍቅሮ፡’ ድማ፡ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ’” ኢሉ መለሰሉ። |
57,467 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን ብምሉእ ሓይልኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን ኣፍቅሮ፡’ ድማ፡ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ’” ኢሉ መለሰሉ። | እሱም መልሶ “‘አምላክህን ይሖዋን በሙሉ ልብህ፣ በሙሉ ነፍስህ፣ በሙሉ ኃይልህና በሙሉ አእምሮህ ውደድ’፤ እንዲሁም ‘ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ’” አለው። |
57,468 | am_tg | ኢየሱስም “በትክክል መልሰሃል፤ ዘወትር ይህን አድርግ፤ ሕይወትም ታገኛለህ” አለው። | ንሱ ድማ፡ “ቅኑዕ መሊስካ፣ ከምኡ ግበር እሞ፡ ህይወት ክትረክብ ኢኻ” በሎ። |
57,469 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ቅኑዕ መሊስካ፣ ከምኡ ግበር እሞ፡ ህይወት ክትረክብ ኢኻ” በሎ። | ኢየሱስም “በትክክል መልሰሃል፤ ዘወትር ይህን አድርግ፤ ሕይወትም ታገኛለህ” አለው። |
57,470 | am_tg | ሰውየው ግን ጻድቅ መሆኑን ለማሳየት ፈልጎ ኢየሱስን “ለመሆኑ ባልንጀራዬ ማን ነው?” አለው። | ንሱ ግና ርእሱ ኼጽድቕ ደልዩ፡ ንየሱስ፡ “ብጻየይከ መን ኰን እዩ፧” በሎ። |
57,471 | tg_am | ንሱ ግና ርእሱ ኼጽድቕ ደልዩ፡ ንየሱስ፡ “ብጻየይከ መን ኰን እዩ፧” በሎ። | ሰውየው ግን ጻድቅ መሆኑን ለማሳየት ፈልጎ ኢየሱስን “ለመሆኑ ባልንጀራዬ ማን ነው?” አለው። |
57,472 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አለው፦ “አንድ ሰው ከኢየሩሳሌም ወደ ኢያሪኮ ሲወርድ በዘራፊዎች እጅ ወደቀ፤ እነሱም ከገፈፉትና ከደበደቡት በኋላ በሞትና በሕይወት መካከል ጥለውት ሄዱ። | የሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ “ሓደ ሰብኣይ ካብ የሩሳሌም ናብ ያሪኮ ኺወርድ ከሎ፡ ኣብ ኢድ ከተርቲ ወደቐ፣ ንሳቶም ከኣ ገፈፍዎን ከትከትዎን፡ ኣይምዉት ኣይስሩር ገይሮም ከኣ ገዲፎምዎ ኸዱ። |
57,473 | tg_am | የሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ “ሓደ ሰብኣይ ካብ የሩሳሌም ናብ ያሪኮ ኺወርድ ከሎ፡ ኣብ ኢድ ከተርቲ ወደቐ፣ ንሳቶም ከኣ ገፈፍዎን ከትከትዎን፡ ኣይምዉት ኣይስሩር ገይሮም ከኣ ገዲፎምዎ ኸዱ። | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አለው፦ “አንድ ሰው ከኢየሩሳሌም ወደ ኢያሪኮ ሲወርድ በዘራፊዎች እጅ ወደቀ፤ እነሱም ከገፈፉትና ከደበደቡት በኋላ በሞትና በሕይወት መካከል ጥለውት ሄዱ። |
57,474 | am_tg | እንደ አጋጣሚ አንድ ካህን በዚያ መንገድ ሲወርድ ሰውየውን አየውና ራቅ ብሎ አልፎት ሄደ። | ብኣጋጣሚ፡ ሓደ ኻህን በታ መገዲ እቲኣ ወረደ፣ ምስ ረኣዮ ግና፡ ብመንጽሩ ሓለፈ። |
57,475 | tg_am | ብኣጋጣሚ፡ ሓደ ኻህን በታ መገዲ እቲኣ ወረደ፣ ምስ ረኣዮ ግና፡ ብመንጽሩ ሓለፈ። | እንደ አጋጣሚ አንድ ካህን በዚያ መንገድ ሲወርድ ሰውየውን አየውና ራቅ ብሎ አልፎት ሄደ። |
57,476 | am_tg | በተመሳሳይም አንድ ሌዋዊ እዚያ ቦታ ሲደርስ አየውና ገለል ብሎ አልፎት ሄደ። | ከምኡ ድማ፡ ሓደ ሌዋዊ ናብታ ቦታ እቲኣ ምስ መጸን ምስ ረኣዮን፡ ብመንጽሩ ሓለፈ። |
57,477 | tg_am | ከምኡ ድማ፡ ሓደ ሌዋዊ ናብታ ቦታ እቲኣ ምስ መጸን ምስ ረኣዮን፡ ብመንጽሩ ሓለፈ። | በተመሳሳይም አንድ ሌዋዊ እዚያ ቦታ ሲደርስ አየውና ገለል ብሎ አልፎት ሄደ። |
57,478 | am_tg | ሆኖም አንድ ሳምራዊ በዚያ መንገድ ሲጓዝ ሰውየው ወዳለበት ቦታ ደረሰ፤ ባየውም ጊዜ በጣም አዘነለት። | ሓደ ሳምራዊ ሓላፍ መገዲ ግና ናብኡ መጸ፣ ምስ ረኣዮ ኸኣ ደንገጸሉ። |
57,479 | tg_am | ሓደ ሳምራዊ ሓላፍ መገዲ ግና ናብኡ መጸ፣ ምስ ረኣዮ ኸኣ ደንገጸሉ። | ሆኖም አንድ ሳምራዊ በዚያ መንገድ ሲጓዝ ሰውየው ወዳለበት ቦታ ደረሰ፤ ባየውም ጊዜ በጣም አዘነለት። |
57,480 | am_tg | ስለሆነም ወደ ሰውየው ቀርቦ በቁስሎቹ ላይ ዘይትና የወይን ጠጅ አፍስሶ በጨርቅ አሰረለት። ከዚያም በራሱ አህያ ላይ ካስቀመጠው በኋላ ወደ አንድ የእንግዶች ማረፊያ በመውሰድ ተንከባከበው። | ናብኡ ቐሪቡ ኸኣ ዘይትን ወይንን ኣፍሲሱ፡ ኣቝሳሉ ዘነነሉ። ኣብ እንስሳኡ ኣወጢሑ እውን፡ ናብ መሕደር ኣጋይሽ ወሲዱ፡ ተኸናኸኖ። |
57,481 | tg_am | ናብኡ ቐሪቡ ኸኣ ዘይትን ወይንን ኣፍሲሱ፡ ኣቝሳሉ ዘነነሉ። ኣብ እንስሳኡ ኣወጢሑ እውን፡ ናብ መሕደር ኣጋይሽ ወሲዱ፡ ተኸናኸኖ። | ስለሆነም ወደ ሰውየው ቀርቦ በቁስሎቹ ላይ ዘይትና የወይን ጠጅ አፍስሶ በጨርቅ አሰረለት። ከዚያም በራሱ አህያ ላይ ካስቀመጠው በኋላ ወደ አንድ የእንግዶች ማረፊያ በመውሰድ ተንከባከበው። |
57,482 | am_tg | በማግስቱ ሁለት ዲናር አውጥቶ ለእንግዶች ማረፊያ ቤቱ ባለቤት ሰጠውና ‘ይህን ሰው አስታመው፤ ከዚህ በላይ የምታወጣውን ተጨማሪ ወጪ ሁሉ ስመለስ እከፍልሃለሁ’ አለው። | ንጽብሒቱ ድማ፡ ክልተ ዲናር ኣውጺኡ፡ ነቲ ሓላው መሕደር ኣጋይሽ ሃቦ እሞ፡ ‘ተኸናኸኖ፣ ዝያዳ እዚ እተውጽኦ ዘበለ እውን፡ ምስ ተመለስኩ ክኸፍለካ እየ’ በሎ። |
57,483 | tg_am | ንጽብሒቱ ድማ፡ ክልተ ዲናር ኣውጺኡ፡ ነቲ ሓላው መሕደር ኣጋይሽ ሃቦ እሞ፡ ‘ተኸናኸኖ፣ ዝያዳ እዚ እተውጽኦ ዘበለ እውን፡ ምስ ተመለስኩ ክኸፍለካ እየ’ በሎ። | በማግስቱ ሁለት ዲናር አውጥቶ ለእንግዶች ማረፊያ ቤቱ ባለቤት ሰጠውና ‘ይህን ሰው አስታመው፤ ከዚህ በላይ የምታወጣውን ተጨማሪ ወጪ ሁሉ ስመለስ እከፍልሃለሁ’ አለው። |
57,484 | am_tg | ታዲያ ከእነዚህ ሦስት ሰዎች መካከል በዘራፊዎች እጅ ለወደቀው ሰው ባልንጀራ ሆኖ የተገኘው የትኛው ይመስልሃል?” | ነቲ ኣብ ኢድ ከተርቲ ዝወደቐስ፡ ካብዞም ሰለስተ፡ ብጻይ ዝዀኖ ኣየናዮም ይመስለካ፧” |
57,485 | tg_am | ነቲ ኣብ ኢድ ከተርቲ ዝወደቐስ፡ ካብዞም ሰለስተ፡ ብጻይ ዝዀኖ ኣየናዮም ይመስለካ፧” | ታዲያ ከእነዚህ ሦስት ሰዎች መካከል በዘራፊዎች እጅ ለወደቀው ሰው ባልንጀራ ሆኖ የተገኘው የትኛው ይመስልሃል?” |
57,486 | am_tg | እሱም “ምሕረት በማሳየት የረዳው ነው” አለ። ከዚያም ኢየሱስ “አንተም ሂድና እንዲሁ አድርግ” አለው። | ንሱ ድማ፡ “እቲ ምሕረት ዝገበረሉ” በለ። የሱስ ከኣ፡ “ንስኻ እውን ኪድ እሞ፡ ከምኡ ግበር” በሎ። |
57,487 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “እቲ ምሕረት ዝገበረሉ” በለ። የሱስ ከኣ፡ “ንስኻ እውን ኪድ እሞ፡ ከምኡ ግበር” በሎ። | እሱም “ምሕረት በማሳየት የረዳው ነው” አለ። ከዚያም ኢየሱስ “አንተም ሂድና እንዲሁ አድርግ” አለው። |
57,488 | am_tg | እየተጓዙም ሳሉ ወደ አንድ መንደር ገባ። በዚያም ማርታ የምትባል አንዲት ሴት በቤቷ በእንግድነት ተቀበለችው። | ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ናብ ሓንቲ ቝሸት ኣተወ። ማርታ ዝስማ ሰበይቲ ድማ፡ ኣብ ቤታ ተቐበለቶ። |
57,489 | tg_am | ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ናብ ሓንቲ ቝሸት ኣተወ። ማርታ ዝስማ ሰበይቲ ድማ፡ ኣብ ቤታ ተቐበለቶ። | እየተጓዙም ሳሉ ወደ አንድ መንደር ገባ። በዚያም ማርታ የምትባል አንዲት ሴት በቤቷ በእንግድነት ተቀበለችው። |
57,490 | am_tg | እሷም ማርያም የምትባል እህት ነበረቻት፤ ማርያምም በጌታ እግር ሥር ተቀምጣ የሚናገረውን ታዳምጥ ነበር። | ማርያም እትብሃል ሓብቲ ድማ ነበረታ፣ ንሳ ኸኣ ኣብ እግሪ ጐይታ ተቐሚጣ፡ ዘረባኡ ትሰምዕ ነበረት። |
57,491 | tg_am | ማርያም እትብሃል ሓብቲ ድማ ነበረታ፣ ንሳ ኸኣ ኣብ እግሪ ጐይታ ተቐሚጣ፡ ዘረባኡ ትሰምዕ ነበረት። | እሷም ማርያም የምትባል እህት ነበረቻት፤ ማርያምም በጌታ እግር ሥር ተቀምጣ የሚናገረውን ታዳምጥ ነበር። |
57,492 | am_tg | ማርታ ግን በብዙ ሥራ ተጠምዳ ትባክን ነበር። በመሆኑም ወደ እሱ መጥታ “ጌታ ሆይ፣ እህቴ ሥራውን ሁሉ ለእኔ ጥላ ስትቀመጥ ምንም ግድ አይሰጥህም? መጥታ እንድታግዘኝ ንገራት እንጂ” አለችው። | ማርታ ግና ብዙሕ ኣብ ምግልጋል ኣስጊላ ነበረት። ቀሪባ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ሓብተይ ሓዲጋትኒ በይነይ ከገልግልዶ ግዲ የብልካን ኢኻ፧ መጺኣ ኽትሕግዘኒ እባ ንገራ” በለቶ። |
57,493 | tg_am | ማርታ ግና ብዙሕ ኣብ ምግልጋል ኣስጊላ ነበረት። ቀሪባ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ሓብተይ ሓዲጋትኒ በይነይ ከገልግልዶ ግዲ የብልካን ኢኻ፧ መጺኣ ኽትሕግዘኒ እባ ንገራ” በለቶ። | ማርታ ግን በብዙ ሥራ ተጠምዳ ትባክን ነበር። በመሆኑም ወደ እሱ መጥታ “ጌታ ሆይ፣ እህቴ ሥራውን ሁሉ ለእኔ ጥላ ስትቀመጥ ምንም ግድ አይሰጥህም? መጥታ እንድታግዘኝ ንገራት እንጂ” አለችው። |
57,494 | am_tg | ጌታም መልሶ እንዲህ አላት፦ “ማርታ፣ ማርታ፣ ስለ ብዙ ነገር ትጨነቂያለሽ፤ ደግሞም ትጠበቢያለሽ። | ጐይታ ኸኣ፡ “ማርታ፡ ማርታ፡ ብብዙሕ ነገር ትጭነቕን ትሽገርን ኣለኺ። |
57,495 | tg_am | ጐይታ ኸኣ፡ “ማርታ፡ ማርታ፡ ብብዙሕ ነገር ትጭነቕን ትሽገርን ኣለኺ። | ጌታም መልሶ እንዲህ አላት፦ “ማርታ፣ ማርታ፣ ስለ ብዙ ነገር ትጨነቂያለሽ፤ ደግሞም ትጠበቢያለሽ። |
57,496 | am_tg | ይሁንና የሚያስፈልገው ጥቂት ወይም አንድ ነገር ብቻ ነው። ማርያም በበኩሏ ጥሩ የሆነውን ድርሻ መርጣለች፤ ይህም ከእሷ አይወሰድም።” | እቲ ዜድሊ ግና፡ ሒደት ወይ ሓደ ጥራይ እዩ። ማርያምሲ ጽቡቕ ግደ ሓርያ ኣላ፣ ካብኣ ኸኣ ኣይኪውሰድን እዩ” በላ። |
57,497 | tg_am | እቲ ዜድሊ ግና፡ ሒደት ወይ ሓደ ጥራይ እዩ። ማርያምሲ ጽቡቕ ግደ ሓርያ ኣላ፣ ካብኣ ኸኣ ኣይኪውሰድን እዩ” በላ። | ይሁንና የሚያስፈልገው ጥቂት ወይም አንድ ነገር ብቻ ነው። ማርያም በበኩሏ ጥሩ የሆነውን ድርሻ መርጣለች፤ ይህም ከእሷ አይወሰድም።” |
57,498 | am_tg | ከዚያም ለደቀ መዛሙርቱ እንዲህ አላቸው፦ “አንድ ሀብታም ሰው አንድ መጋቢ ነበረው፤ ይህ ሰው፣ መጋቢው ንብረቱን እያባከነበት እንዳለ የሚገልጽ ክስ ደረሰው። | ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ኣመሓዳሪ ቤት ዝነበሮ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ፣ ገንዘቡ ይዘርወሉ ኸም ዘሎ ድማ ተነግሮ። |
57,499 | tg_am | ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ኣመሓዳሪ ቤት ዝነበሮ ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ፣ ገንዘቡ ይዘርወሉ ኸም ዘሎ ድማ ተነግሮ። | ከዚያም ለደቀ መዛሙርቱ እንዲህ አላቸው፦ “አንድ ሀብታም ሰው አንድ መጋቢ ነበረው፤ ይህ ሰው፣ መጋቢው ንብረቱን እያባከነበት እንዳለ የሚገልጽ ክስ ደረሰው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.