Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
57,500
am_tg
ስለዚህ መጋቢውን ጠራውና ‘ይህ ስለ አንተ የምሰማው ነገር ምንድን ነው? ከዚህ በኋላ ቤቱን ማስተዳደር ስለማትችል በመጋቢነት ስትሠራበት የነበረውን የሒሳብ መዝገብ አስረክበኝ’ አለው።
ጸዊዑ ኸኣ፡ ‘እዚ ብዛዕባኻ ዝሰምዖ ዘለኹ እንታይ እዩ፧ ደጊም ቤተይ ከተመሓድር ኣይትኽእልን ኢኻ እሞ፡ ጸብጻብ ኣመሓዳድራኻ ሃበኒ’ በሎ።
57,501
tg_am

57,502
am_tg
በዚህ ጊዜ መጋቢው በልቡ እንዲህ አለ፦ ‘ጌታዬ የመጋቢነት ኃላፊነቴን ሊወስድብኝ ነው፤ ታዲያ ምን ባደርግ ይሻላል? እንዳልቆፍር አቅም የለኝም፤ እንዳልለምን ያሳፍረኛል።
እቲ ኣመሓዳሪ ቤት ከኣ ብልቡ፡ ‘ጐይታይ ካብዛ ቤት ናይ ምምሕዳር ሓላፍነተይ ኬውርደኒ እዩ እሞ፡ እንታይ ክገብር እየ፧ ከይባሩ፡ ጕልበት የብለይን፣ ከይልምን ከኣ እሓፍር።
57,503

57,504
am_tg
ቆይ፣ ምን እንደማደርግ አውቃለሁ! ከመጋቢነት ኃላፊነቴ ስነሳ ሰዎች በቤታቸው እንዲቀበሉኝ አንድ ነገር አደርጋለሁ።’
ካብ ሓላፍነተይ ምስ ወረድኩ፡ ኣብ ኣባይቶም ምእንቲ ኪቕበሉንስ፡ እንታይ ከም ዝገብር ፈሊጠ ኣለኹ’ በለ።
57,505

57,506
am_tg
ከዚያም ከጌታው የተበደሩትን ሰዎች አንድ በአንድ በመጥራት የመጀመሪያውን ‘ከጌታዬ የተበደርከው ምን ያህል ነው?’ አለው።
ነቶም ሰብ ዕዳ ጐይታኡ ንነፍሲ ወከፎም ጸዊዑ፡ ነቲ ቐዳማይ፡ ‘ጐይታይ ክንደይ ይእውደካ፧’ በሎ።
57,507

57,508
am_tg
እሱም ‘አንድ መቶ የባዶስ መስፈሪያ የወይራ ዘይት’ ሲል መለሰለት። መጋቢውም ‘የውል ሰነድህ ይኸውልህ፤ ቁጭ በልና ቶሎ ብለህ 50 ብለህ ጻፍ’ አለው።
ንሱ ኸኣ፡ ‘100 ባት ዘይቲ ኣውልዕ’ ኢሉ መለሰ። ንሱ ድማ፡ ‘ጽሑፍ ውዕልካ እንካ፡ ተቐመጥ እሞ፡ ቀልጢፍካ 50 ኢልካ ጽሓፍ’ በሎ።
57,509

57,510
am_tg
ቀጥሎም ሌላውን ‘አንተስ፣ የተበደርከው ምን ያህል ነው?’ አለው። እሱም ‘አንድ መቶ የቆሮስ መስፈሪያ ስንዴ’ አለው። መጋቢውም ‘የውል ሰነድህ ይኸውልህ፤ 80 ብለህ ጻፍ’ አለው።
ድሕሪኡ፡ ንሓደ ኻልእ፡ ‘ንስኻኸ ኽንደይ ትእወድ፧’ በሎ። ንሱ ኸኣ፡ ‘100 ቆሮስ ስርናይ’ በሎ። ንሱ ድማ፡ ‘ጽሑፍ ውዕልካ እንካ፡ 80 ኢልካ ጽሓፍ’ በሎ።
57,511

57,512
am_tg
ጌታውም መጋቢው ዓመፀኛ ቢሆንም እንኳ አርቆ በማሰብ ባደረገው ነገር አደነቀው፤ ምክንያቱም የዚህ ሥርዓት ልጆች በእነሱ ትውልድ ካሉት ሰዎች ጋር ባላቸው ግንኙነት ረገድ ከብርሃን ልጆች ይበልጥ ብልሆች ናቸው።
እቲ ኣመሓዳሪ ቤት ዓማጺ እኳ እንተ ዀነ፡ ስለ እተጣበበ፡ ጐይታኡ ነኣዶ። ደቂ እዚ ስርዓት እዝስ፡ ኣብ ወለዶኦም ካብ ደቂ ብርሃን ንላዕሊ ይጣበቡ እዮም።
57,513

57,514
am_tg
“ደግሞም እላችኋለሁ፦ በዓመፅ ሀብት ለራሳችሁ ወዳጆች አፍሩ፤ እነሱም የዓመፅ ሀብት ሲያልቅ በዘላለማዊ መኖሪያ ይቀበሏችኋል።
“እብለኩም ኣለኹ፦ ምስ ተወድኣኩም፡ ኣብ ናይ ዘለኣለም መንበሪ ምእንቲ ኪቕበሉኹምሲ፡ ብገንዘብ ዓመጻ ኣዕሩኽ ግበሩ።
57,515

57,516
am_tg
በትንሽ ነገር ታማኝ የሆነ ሰው በብዙ ነገርም ታማኝ ነው፤ በትንሽ ነገር ታማኝ ያልሆነ ሰው ደግሞ በብዙ ነገርም ታማኝ አይሆንም።
ብንእሽቶ እሙን ዝዀነ፡ ብብዙሕ እውን እሙን እዩ፣ እቲ ብንእሽቶ ዚዕምጽ ድማ፡ ብብዙሕ እውን ዓማጺ እዩ።
57,517

57,518
am_tg
ስለዚህ በዓመፅ ሀብት ታማኝ ሆናችሁ ካልተገኛችሁ እውነተኛውን ሀብት ማን በአደራ ይሰጣችኋል?
እምበኣር፡ ብገንዘብ ዓመጻ እሙናት እንተ ዘይኴንኩም፡ ነቲ ናይ ሓቂ ደኣ መን ብሕድሪ ኺህበኩም እዩ፧
57,519

57,520
am_tg
የሌላ ሰው በሆነው ነገር ታማኝ ሆናችሁ ካልተገኛችሁ ለእናንተ የታሰበውን ማን ይሰጣችኋል?
ብናይ እማትኩም እሙናት እንተ ዘይኴንኩምሲ፡ ናትኩም ደኣ መን ኪህበኩም እዩ፧
57,521

57,522
am_tg
ለሁለት ጌቶች ባሪያ መሆን የሚችል አገልጋይ የለም፤ አንዱን ጠልቶ ሌላውን ይወዳል ወይም አንዱን ደግፎ ሌላውን ይንቃል። ለአምላክም ለሀብትም በአንድ ጊዜ ባሪያ መሆን አትችሉም።”
ንኽልተ ጐይተት ኪግዛእ ዚኽእል ጊልያ የልቦን፣ ወይ ነቲ ሓደ ጸሊኡ፡ ነቲ ሓደ ይፈቱ፣ ወይ ከኣ ናብቲ ሓደ ለጊቡ፡ ነቲ ሓደ ይንዕቕ። ንኣምላኽን ንገንዘብን ክትግዝኡ ኣይትኽእሉን ኢኹም።”
57,523

57,524
am_tg
ገንዘብ ወዳድ የሆኑት ፈሪሳውያን ይህን ሁሉ ሲናገር ሰምተው ያፌዙበት ጀመር።
እቶም ገንዘብ ዚፈትዉ ዝነበሩ ፈሪሳውያን ከኣ፡ ነዚ ዅሉ ይሰምዕዎ ነበሩ እሞ፡ ኣናሸውዎ።
57,525

57,526
am_tg
በመሆኑም ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ በሰዎች ፊት ጻድቅ መስላችሁ ትቀርባላችሁ፤ አምላክ ግን ልባችሁን ያውቃል። በሰዎች ፊት ከፍ ተደርጎ የሚታየው ነገር በአምላክ ፊት አስጸያፊ ነውና።
ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንስኻትኩም ኣብ ቅድሚ ሰብ ርእስኹም እተጽድቑ ኢኹም፡ ኣምላኽ ግና ንልብኹም ይፈልጦ እዩ። እቲ ኣብ ቅድሚ ሰብ ልዑል ዝዀነስ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጽዩፍ እዩ።
57,527

57,528
am_tg
“ሕጉም ሆነ የነቢያት ቃል እስከ ዮሐንስ ድረስ ሲነገሩ ቆይተዋል። ከዚያን ጊዜ አንስቶ የአምላክ መንግሥት ምሥራች እየታወጀ ነው፤ የተለያዩ ዓይነት ሰዎችም ወደዚያ ለመግባት ከፍተኛ ተጋድሎ እያደረጉ ነው።
“ሕግን ነብያትን ክሳዕ ዮሃንስ እዩ ነይሩ። ካብ ሽዑ ኣትሒዙ፡ መንግስቲ ኣምላኽ ትብሰር ኣላ፣ ኵሎም ዓይነት ሰባት ድማ ይጋደሉላ ኣለዉ።
57,529

57,530
am_tg
እንደ እውነቱ ከሆነ ከሕጉ የአንዷ ፊደል ጭረት ሳትፈጸም ከምትቀር ሰማይና ምድር ቢያልፉ ይቀላል።
ካብ ሕጊ ሓንቲ ሕንጻጽ ከይተፈጸመት ካብ እትሓልፍ፡ ሰማይን ምድርን ኪሓልፍ ይቐልል።
57,531

57,532
am_tg
“ሚስቱን ፈቶ ሌላ የሚያገባ ሁሉ ያመነዝራል፤ ባሏ የፈታትንም ሴት የሚያገባ ሁሉ ያመነዝራል።
“ሰበይቱ ፈቲሑ ኻልእ ዚምርዖ ዅሉ ይዝሙ፣ ካብ ሰብኣያ እተፈትሐት ዚምርዖ ድማ ይዝሙ።
57,533

57,534
am_tg
“አንድ ሀብታም ሰው ነበር፤ ይህ ሰው ሐምራዊ ልብስና በፍታ ይለብስ የነበረ ከመሆኑም በላይ ዕለት ተዕለት በደስታና በቅንጦት ይኖር ነበር።
“ጁዅ ዝሕብሩ ኽዳንን በፍታን ዚኽደን፡ መዓልቲ መዓልቲ ኸኣ እናኣጋየጸ ዚሕጐስ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ።
57,535

57,536
am_tg
ይሁን እንጂ እዚህ ሰው ደጃፍ ላይ እያመጡ የሚያስቀምጡት መላ ሰውነቱን ቁስል የወረሰው አልዓዛር የሚባል አንድ ለማኝ ነበር፤
ኣብ ኣፍ ደጊኡ ዜንብርዎ ብቝስሊ እተወርሰ ኣልኣዛር ዝስሙ ለማኒ እውን ነበረ።
57,537

57,538
am_tg
እሱም ከሀብታሙ ማዕድ የሚወድቀውን ፍርፋሪ በልቶ ለመጥገብ ይመኝ ነበር። ውሾችም ሳይቀር እየመጡ ቁስሉን ይልሱ ነበር።
ንሱ ድማ ካብቲ ኻብ መኣዲ እቲ ሃብታም ዚወድቕ ርፍራፍ፡ ከብዱ ኺመልእ ሃረር ይብል ነበረ። ኣኽላባት እናመጹ ኸኣ ቍስሉ ይልሕሱሉ ነበሩ።
57,539

57,540
am_tg
ከጊዜ በኋላ ለማኙ ሞተ፤ መላእክትም ወደ አብርሃም እቅፍ ወሰዱት። “ሀብታሙም ሰው ሞተና ተቀበረ።
ሓደ ግዜ፡ እቲ ለማኒ ሞተ፡ ብመላእኽቲ ኸኣ ናብ ጐድኒ ኣብርሃም ተወስደ። “እቲ ሃብታም ድማ ሞተ፡ ተቐብረ እውን።
57,541

57,542
am_tg
በመቃብርም ሆኖ እየተሠቃየ ሳለ አሻቅቦ ሲመለከት ከሩቅ አብርሃምንና በእቅፉ ያለውን አልዓዛርን አየ።
ኣብ መቓብር እናተሳቐየ ኣዒንቱ ኣልዒሉ፡ ንኣብርሃም ብርሑቕ፡ ንኣልኣዛር እውን ኣብ ጐድኑ ረኣዮ።
57,543

57,544
am_tg
በዚህ ጊዜ ድምፁን ከፍ አድርጎ ‘አብርሃም አባት ሆይ፣ በዚህ የሚንቀለቀል እሳት እየተሠቃየሁ ስለሆነ እባክህ ራራልኝና አልዓዛር የጣቱን ጫፍ ውኃ ውስጥ ነክሮ ምላሴን እንዲያቀዘቅዝልኝ ላከው’ አለ።
ጸዊዑ ኸኣ፡ ‘ኦ ኣቦይ ኣብርሃም፡ በዚ ሃልሃልታ እዚ እሳቐ ኣለኹ እሞ፡ ምሓረኒ፡ ጫፍ ኣጻብዑ ኣብ ማይ ጠሚዑ ልሳነይ ኬዝሕለለይ ከኣ ንኣልኣዛር ስደደለይ’ በሎ።
57,545

57,546
am_tg
አብርሃም ግን እንዲህ አለው፦ ‘ልጄ ሆይ፣ አንተ በሕይወት ዘመንህ መልካም ነገሮችን ሁሉ እንደተቀበልክ፣ አልዓዛር ግን መጥፎ ነገሮች እንደደረሱበት አስታውስ። አሁን ግን እሱ እዚህ ሲጽናና አንተ ትሠቃያለህ።
ኣብርሃም ግና፡ ‘ወደይ፡ ንስኻስ ኣብ ህይወትካ ጽቡቕ ከም ዝረኸብካ፡ ኣልኣዛር ግና ሕማቕ ከም ዝረኸበ ዘክር። ሕጂ ግና ንሱ ኣብዚ ይጸናናዕ ኣሎ፡ ንስኻ ግና ትሳቐ ኣለኻ።
57,547

57,548
am_tg
ከዚህ ሁሉ በተጨማሪ ከእኛ ወደ እናንተ መሻገር የሚፈልጉ መሻገር እንዳይችሉ እንዲሁም ሰዎች ከእናንተ ወደ እኛ እንዳይሻገሩ በእኛና በእናንተ መካከል ትልቅ ገደል ተደርጓል።’
ምስናይ እዚ ዅሉ ድማ፡ እቶም ካብዚ ናባኻትኩም ኪሓልፉ ዚደልዩ ኸይክእሉ፡ ካብኡ እውን ናባና ኸይሳገሩስ፡ ኣብ መንጎናን ኣብ መንጎኹምን ዓብዪ ጋግ ተገይሩ ኣሎ’ በሎ።
57,549

57,550
am_tg
በዚህ ጊዜ ሀብታሙ ሰው እንዲህ አለ፦ ‘አባት ሆይ፣ እንደዚያ ከሆነ አልዓዛርን ወደ አባቴ ቤት እንድትልከው እለምንሃለሁ፤
ንሱ ኸኣ፡ ‘እምበኣር፡ ኦ ኣቦይ፡ ንዕኡ ናብ ቤት ኣቦይ ክትልእኮ እልምነካ ኣለኹ፣
57,551

57,552
am_tg
አምስት ወንድሞች አሉኝና፤ እነሱም ወደዚህ የሥቃይ ስፍራ እንዳይገቡ በሚገባ ይመሥክርላቸው።’
ሓሙሽተ ኣሕዋት ኣለዉኒ እሞ፡ ንሳቶም እውን ናብዛ ቦታ ስቓይ እዚኣ ኸይመጹስ፡ ኣጸቢቑ ይመስክረሎም’ በሎ።
57,553

57,554
am_tg
አብርሃም ግን ‘ሙሴና ነቢያት አሉላቸው፤ እነሱን ይስሙ’ አለው።
ኣብርሃም ግና፡ ‘ሙሴን ነብያትን ኣለውዎም፣ ንዓታቶም ይስምዕዎም’ በሎ።
57,555

57,556
am_tg
እሱም ‘አይ፣ እንደሱ አይደለም፤ አብርሃም አባት ሆይ፣ አንድ ሰው ከሞት ተነስቶ ወደ እነሱ ቢሄድ ንስሐ ይገባሉ’ አለ።
ንሱ ኸኣ፡ ‘ኣይፋልን፡ ኣቦይ ኣብርሃም፡ ካብ ምዉታት ሓደ እንተ ኸይድዎምሲ፡ ኪንስሑ እዮም’ በሎ።
57,557

57,558
am_tg
አብርሃም ግን ‘ሙሴንና ነቢያትን የማይሰሙ ከሆነ አንድ ሰው ከሞት ቢነሳም አምነው አይቀበሉም’ አለው።”
ንሱ ግና፡ ‘ንሙሴን ንነብያትን እንተ ዘይሰሚዖምዎምሲ፡ ካብ ምዉታት ሓደ እንተ ተንሲኡ እውን ኣይኪኣምኑን እዮም’ በሎ።”
57,559

57,560
am_tg
አንድ ቀን ኢየሱስ በጌንሴሬጥ ሐይቅ ዳርቻ ቆሞ የአምላክን ቃል ሲያስተምር ብዙ ሰዎች ተሰብስበው ያዳምጡት ነበር፤ ከዚያም ሰዎቹ እየተገፋፉ ያጨናንቁት ጀመር።
ሓደ እዋን፡ እቶም ህዝቢ እናደፍእዎ ቓል ኣምላኽ ኪሰምዑ ኸለዉ፡ ንሱ ኣብ ጥቓ ቐላይ ጌንሳሬጥ ደው ኢሉ ነበረ።
57,561

57,562
am_tg
በዚህ ጊዜ ሁለት ጀልባዎች በሐይቁ ዳርቻ ቆመው ተመለከተ፤ ዓሣ አጥማጆቹ ግን ከጀልባዎቹ ላይ ወርደው መረቦቻቸውን እያጠቡ ነበር።
ኣብ ገምገም እቲ ቐላይ ከኣ፡ ክልተ ጃልባ ደው ኢለን ረኣየ፣ እቶም ገፈፍቲ ዓሳ ድማ፡ ካባታተን ወሪዶም መርበቦም ይሓጽቡ ነበሩ።
57,563

57,564
am_tg
ኢየሱስም አንደኛዋ ጀልባ ላይ ወጣ፤ የጀልባዋ ባለቤት የሆነውን ስምዖንንም ከየብስ ጥቂት ፈቀቅ እንዲያደርጋት ጠየቀው። ከዚያም ጀልባዋ ላይ ተቀምጦ ሕዝቡን ያስተምር ጀመር።
ናብ ሓንቲ ኻብተን ጃለቡ፡ ናብ ናይ ስምኦን ደዪቡ ኸኣ፡ ካብ ምድሪ ቝሩብ ኬርሕቓ ሓተቶ። ኣብታ ጃልባ ተቐሚጡ ድማ፡ ነቶም ህዝቢ መሃሮም።
57,565

57,566
am_tg
ንግግሩን በጨረሰ ጊዜ ስምዖንን “ጥልቅ ወደሆነው አካባቢ ፈቀቅ በልና መረቦቻችሁን ጥላችሁ አጥምዱ” አለው።
ዘረባኡ ምስ ወድአ፡ ንስምኦን፡ “ናብ ዓሚቝ ርሓቕ እሞ፡ ምእንቲ ኽትገፍፉ መርበብኩም ኣውርዱ” በሎ።
57,567

57,568
am_tg
ሆኖም ስምዖን መልሶ “መምህር፣ ሌሊቱን ሙሉ ስንደክም አድረን ምንም አልያዝንም፤ አንተ ካልክ ግን መረቦቹን እጥላለሁ” አለው።
ስምኦን ከኣ፡ “መምህር፡ ምሉእ ለይቲ ጽዒርና፡ ዋላ ሓንቲ ኣይሓዝናን፣ ብቓልካ ግና ነዚ መርበብ ከውርዶ እየ” ኢሉ መለሰ።
57,569

57,570
am_tg
እንደተባሉት ባደረጉም ጊዜ እጅግ ብዙ ዓሣ ያዙ። እንዲያውም መረቦቻቸው መበጣጠስ ጀመሩ።
እዚ ምስ ገበሩ፡ ኣዝዩ ብዙሕ ዓሳ ሓዙ፣ መርበቦም እውን ተቐድደ።
57,571

57,572
am_tg
በመሆኑም በሌላኛው ጀልባ ላይ የነበሩትን የሥራ ባልደረቦቻቸውን መጥተው እንዲያግዟቸው በምልክት ጠሯቸው፤ እነሱም መጡ፤ ሁለቱንም ጀልባዎች በዓሣ ሞሏቸው፤ ከዚህም የተነሳ ጀልባዎቹ መስጠም ጀመሩ።
ነቶም ኣብታ ኻልአይቲ ጃልባ ዝነበሩ መሻርኽቶም ከኣ መጺኦም ኪድግፍዎም ኣመልከትዎም፣ ንሳቶም መጺኦም ድማ፡ ንኽልቲአን ጃለቡ ጥቓ ምጥሓል ክሳዕ ዚቐርባ መልእወን።
57,573

57,574
am_tg
ስምዖን ጴጥሮስ ይህን ባየ ጊዜ በኢየሱስ እግር ሥር ተንበርክኮ “ጌታ ሆይ፣ እኔ ኃጢአተኛ ስለሆንኩ ከእኔ ራቅ” አለው።
ስምኦን ጴጥሮስ፡ እዚ ምስ ረኣየ፡ “ጐይታይ፡ ኣነ ሓጥእ ሰብ እየ እሞ፡ ካባይ ርሓቕ” እናበለ ኣብ ብርኪ የሱስ ተደፍአ።
57,575

57,576
am_tg
ይህን ያለው እሱና ከእሱ ጋር የነበሩት ሁሉ ከያዙት ዓሣ ብዛት የተነሳ በጣም ስለተደነቁ ነው፤
ከመይሲ፡ በቲ ዝሓዝዎ ዓሳ፡ ንሱን እቶም ምስኡ ዝነበሩን ኣዝዮም ተደሚሞም ነበሩ፣
57,577

57,578
am_tg
የስምዖን የሥራ ባልደረቦች የሆኑት የዘብዴዎስ ልጆች ያዕቆብና ዮሐንስም በጣም ተደንቀው ነበር። ኢየሱስ ግን ስምዖንን “አይዞህ አትፍራ፤ ከአሁን ጀምሮ ሰውን የምታጠምድ ትሆናለህ” አለው።
ሰብ ብርኩ ዝነበሩ ያእቆብን ዮሃንስን ደቂ ዘብዴዎስ እውን ከምኡ። የሱስ ግና ንስምኦን፡ “ደጊም ኣይትፍራህ። ካብ ሕጂ ሰባት ብህይወቶም ከለዉ ኽትገፍፍ ኢኻ” በሎ።
57,579

57,580
am_tg
ስለዚህ ጀልባዎቹን መልሰው ወደ የብስ ካስጠጉ በኋላ ሁሉን ነገር ትተው ተከተሉት።
ነተን ጃለቡ ናብ ምድሪ መሊሶም ከኣ፡ ንዅሉ ሓዲጎም ሰዓብዎ።
57,581

57,582
am_tg
በሌላ ጊዜ ደግሞ በአንድ ከተማ ውስጥ በነበረበት ጊዜ መላ ሰውነቱን የሥጋ ደዌ የወረሰው ሰው በዚያ ነበር። ሰውየውም ኢየሱስን ባየው ጊዜ በግንባሩ ተደፍቶ “ጌታ ሆይ፣ ብትፈልግ እኮ ልታነጻኝ ትችላለህ” ሲል ለመነው።
ካልእ እዋን፡ ኣብ ሓንቲ ኻብተን ከተማታት ከሎ፡ እንሆ፡ ደዌ ዝመልኦ ሰብኣይ ኣብኣ ነበረ። ንሱ ንየሱስ ምስ ረኣዮ፡ ብገጹ ተደፊኡ፡ “ጐይታይ፡ እንተ ደሊኻስ፡ ከተንጽሃኒ ትኽእል ኢኻ” እናበለ ለመኖ።
57,583

57,584
am_tg
ኢየሱስም እጁን ዘርግቶ ዳሰሰውና “እፈልጋለሁ! ንጻ” አለው። ወዲያውኑ የሥጋ ደዌው ለቀቀው።
ንሱ ኸኣ፡ “እደሊ እየ። ንጻህ” እናበለ ኢዱ ዘርጊሑ ተንከዮ። ብኡብኡ ድማ፡ ደዌኡ ጠፍአ።
57,585

57,586
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ ሰውየውን ለማንም እንዳይናገር አዘዘው፤ “ነገር ግን ሄደህ ራስህን ለካህን አሳይ፤ ሙሴ ባዘዘው መሠረት ስለ መንጻትህ መባ አቅርብ፤ ካህናቱም ማስረጃውን ይመለከታሉ” አለው።
ነቲ ሰብኣይ ንሓደ እኳ ኸይነግር ኣዘዞ፣ “ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ ስለ ምንጻህካ፡ ከምቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መስዋእቲ ኣቕርብ” ከኣ በሎ።
57,587

57,588
am_tg
ሆኖም ስለ እሱ የሚወራው ወሬ ይበልጥ እየተሰራጨ ሄደ፤ በጣም ብዙ ሰዎችም የሚናገረውን ለመስማትና ከበሽታቸው ለመፈወስ ይሰበሰቡ ነበር።
ወሪኡ ግና ብዝያዳ ተዘርግሐ፣ ብዙሓት ህዝቢ ኸኣ ኪሰምዕዎን ካብ ሕማሞም ኪሓውዩን ይእከቡ ነበሩ።
57,589

57,590
am_tg
ይሁን እንጂ ኢየሱስ ብዙ ጊዜ ጭር ወዳሉ ስፍራዎች በመሄድ ይጸልይ ነበር።
ንሱ ግና፡ ናብ በረኻ ይኸይድን ይጽልን ነበረ።
57,591

57,592
am_tg
አንድ ቀን ኢየሱስ እያስተማረ ሳለ ከገሊላ፣ ከይሁዳ መንደሮች ሁሉ እንዲሁም ከኢየሩሳሌም የመጡ ፈሪሳውያንና የሕጉ መምህራን በዚያ ተቀምጠው ነበር፤ ሰዎችንም ለመፈወስ የሚያስችለው የይሖዋ ኃይል ከኢየሱስ ጋር ነበር።
በተን መዓልትታት እቲአን ኪምህር ከሎ፡ ካብ ኵሉ ኣቝሻት ገሊላን ይሁዳን የሩሳሌምን ዝመጹ ፈሪሳውያንን መምህራን ሕግን ኣብኡ ተቐሚጦም ነበሩ፣ ምእንቲ ኼሕዊ እውን፡ ሓይሊ የሆዋ ምስኡ ነበረ።
57,593

57,594
am_tg
በዚያን ጊዜም አንድ ሽባ ሰው በቃሬዛ የተሸከሙ ሰዎች መጡ፤ ሽባውን ወደ ውስጥ ለማስገባትና ኢየሱስ ፊት ለማስቀመጥ ጥረት አደረጉ።
እንሆ ድማ፡ ልሙስ ሰብኣይ ብቓሬዛ ዝጾሩ ሰባት መጹ፣ ኣእትዮም ኣብ ቅድሚኡ ኼንብርዎ ኸኣ ይደልዩ ነበሩ።
57,595

57,596
am_tg
ከሕዝቡም ብዛት የተነሳ መግቢያ ስላላገኙ ጣራው ላይ ወጥተው ጡቡን ካነሱ በኋላ የተኛበትን ቃሬዛ አሾልከው፣ ሽባውን ኢየሱስ ፊት በነበሩት ሰዎች መካከል አወረዱት።
ብሰንኪ እቲ ህዝቢ ኼእትውዎ ስለ ዘይከኣሉ ድማ፡ ናብ ናሕሲ ደዪቦም፡ ብመንጎ እቲ ዘፍረስዎ ሕጡብ፡ ምስ ቃሬዛኡ ናብ መንጎ እቶም ኣብ ቅድሚ የሱስ ዝነበሩ ኣውረድዎ።
57,597

57,598
am_tg
ኢየሱስም እምነታቸውን በማየት “አንተ ሰው፣ ኃጢአትህ ይቅር ተብሎልሃል” አለው።
ንሱ እምነቶም ምስ ረኣየ ድማ፡ “ኣታ ሰብኣይ፡ ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ እዩ” በሎ።
57,599