Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
57,600
am_tg
በዚህ ጊዜ ጸሐፍትና ፈሪሳውያን “አምላክን የሚዳፈረው ይሄ ማን ነው? ከአምላክ በቀር ኃጢአትን ማን ይቅር ሊል ይችላል?” ይባባሉ ጀመር።
ጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ድማ፡ “እዚ ጸርፊ ዚዛረብ ዘሎ መን እዩ፧ ብዘይካ ኣምላኽ በይኑኸ፡ መን ሓጢኣት ኪሓድግ ይኽእል፧” ኢሎም ኪሓስቡ ጀመሩ።
57,601
tg_am

57,602
am_tg
ኢየሱስ ግን ሐሳባቸውን ተረድቶ እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “በልባችሁ የምታስቡት ምንድን ነው?
የሱስ ግና ሓሳባቶም ኣስተውዒሉ፡ “ብልብኹም እንታይ ትሓስቡ ኣለኹም፧
57,603

57,604
am_tg
‘ኃጢአትህ ይቅር ተብሏል’ ከማለትና ‘ተነስተህ ሂድ’ ከማለት የቱ ይቀላል?
ኣየናይ ይቐልል፧ ‘ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ’ ምባልዶ፡ ወይስ፡ ‘ተንስእ እሞ ኺድ’ ምባል፧
57,605

57,606
am_tg
ይሁንና የሰው ልጅ በምድር ላይ ኃጢአትን ይቅር የማለት ሥልጣን እንዳለው ታውቁ ዘንድ . . .” አላቸውና ሽባውን “ተነስ፣ ቃሬዛህን ተሸከምና ወደ ቤትህ ሂድ” አለው።
ወዲ ሰብ ኣብ ምድሪ ሓጢኣት ኪሓድግ ስልጣን ከም ዘለዎ ምእንቲ ኽትፈልጡ ግና፡—” ኢሉ ነቲ ልሙስ፡ “ተንስእ፡ ቃሬዛኻ ኣልዒልካ ናብ ቤትካ ኺድ፡ እብለካ ኣለኹ” በሎ።
57,607

57,608
am_tg
በዚህ ጊዜ ሰውየው በፊታቸው ተነስቶ ተኝቶበት የነበረውን ቃሬዛ ተሸከመና አምላክን እያመሰገነ ወደ ቤቱ ሄደ።
ብኡብኡ ኣብ ቅድሚኦም ተንሲኡ፡ ነታ ደቂሱላ ዝነበረ ኣልዒሉ፡ ንኣምላኽ እናኣሞገሶ ናብ ቤቱ ኸደ።
57,609

57,610
am_tg
ይህን ሲያዩ ሁሉም በአድናቆት ተውጠው አምላክን ማመስገን ጀመሩ፤ ታላቅ ፍርሃትም አድሮባቸው “ዛሬ የሚያስደንቅ ነገር አየን!” አሉ።
ኵላቶም ተደመሙ፡ ንኣምላኽ ኣሞገስዎ፡ “ሎምስ ግሩም ነገር ርኢና!” እናበሉ ኸኣ ፍርሃት መልኦም።
57,611

57,612
am_tg
ይህ ከሆነም በኋላ ኢየሱስ ወጥቶ ሲሄድ ሌዊ የሚባል ቀረጥ ሰብሳቢ በቀረጥ መሰብሰቢያው ቦታ ተቀምጦ አየና “ተከታዬ ሁን” አለው።
ድሕርዚ ድማ ምስ ወጸ፡ ሌዊ ዝስሙ ኣካብ ቀረጽ ኣብ መደበር ቀረጽ ተቐሚጡ ረኣየ እሞ፡ ንዕኡ፡ “ሰዓብየይ ኩን” በሎ።
57,613

57,614
am_tg
እሱም ሁሉንም ነገር እርግፍ አድርጎ በመተው ተነስቶ ይከተለው ጀመር።
ንሱ ኸኣ ንዅሉ ሓዲጉ፡ ተንሲኡ ሰዓቦ።
57,615

57,616
am_tg
ከዚያም ሌዊ በቤቱ ለኢየሱስ ትልቅ ግብዣ አደረገ፤ በግብዣውም ላይ ብዙ ቀረጥ ሰብሳቢዎችና ሌሎች ሰዎች ከእነሱ ጋር ይበሉ ነበር።
ሌዊ ድማ ኣብ ቤቱ ዓብዪ ድግስ ገበረሉ፣ ብዙሓት ኣከብቲ ቐረጽን ካልኦት ምሳታቶም ዝነበሩን እውን ኣብቲ መኣዲ ተቐሚጦም ነበሩ።
57,617

57,618
am_tg
ፈሪሳውያንና ከእነሱ ወገን የሆኑ ጸሐፍት ይህን ባዩ ጊዜ “ከቀረጥ ሰብሳቢዎችና ከኃጢአተኞች ጋር የምትበሉትና የምትጠጡት ለምንድን ነው?” በማለት በደቀ መዛሙርቱ ላይ ማጉረምረም ጀመሩ።
ፈሪሳውያንን ጸሓፍትን ድማ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ስለምንታይ ኢኹም ምስ ኣከብቲ ቐረጽን ሓጥኣንን እትበልዑን እትሰትዩን፧” እናበሉ ኣጕረምረሙሎም።
57,619

57,620
am_tg
ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “ሐኪም የሚያስፈልጋቸው ሕመምተኞች እንጂ ጤነኞች አይደሉም።
የሱስ ከኣ፡ “ሓኪም ንሕሙማት ደኣ እምበር፡ ንጥዑያት ኣየድልዮምን እዩ።
57,621

57,622
am_tg
እኔ የመጣሁት ኃጢአተኞች ንስሐ እንዲገቡ ለመጥራት እንጂ ጻድቃንን ለመጥራት አይደለም።”
ኣነ ንጻድቃን ዘይኰነስ፡ ንሓጥኣን እየ ናብ ንስሓ ኽጽውዕ መጺአ” ኢሉ መለሰሎም።
57,623

57,624
am_tg
እነሱም “የዮሐንስ ደቀ መዛሙርት አዘውትረው ይጾማሉ፤ እንዲሁም ምልጃ ያቀርባሉ፤ የፈሪሳውያን ደቀ መዛሙርትም እንዲሁ ያደርጋሉ፤ የአንተ ደቀ መዛሙርት ግን ይበላሉ፣ ይጠጣሉ” አሉት።
ንሳቶም ድማ፡ “ደቀ መዛሙርቲ ዮሃንስ ብተደጋጋሚ ይጾሙን ይምህለሉን፣ ደቀ መዛሙርቲ ፈሪሳውያን እውን ከምኡ፣ ደቀ መዛሙርትኻ ግና ይበልዑን ይሰትዩን” በልዎ።
57,625

57,626
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “ሙሽራው ከእነሱ ጋር እያለ የሙሽራው ጓደኞች እንዲጾሙ ልታደርጓቸው ትችላላችሁ?
የሱስ ከኣ፡ “ንኣዕሩኽ መርዓዊ፡ መርዓዊ ምሳታቶም ከሎ፡ ከተጹምዎም ትኽእሉ ዲኹም፧
57,627

57,628
am_tg
ሆኖም ሙሽራው ከእነሱ የሚወሰድበት ጊዜ ይመጣል፤ በዚያን ጊዜ ይጾማሉ።”
መርዓዊ ኻባታቶም ዚውሰደለን መዓልትታት ግና ኪመጻ እየን፣ ሽዑ፡ በተን መዓልትታት እቲአን ኪጾሙ እዮም” በሎም።
57,629

57,630
am_tg
በተጨማሪም እንዲህ ሲል አንድ ምሳሌ ነገራቸው፦ “ከአዲስ ልብስ ላይ ቁራጭ ጨርቅ ወስዶ በአሮጌ ልብስ ላይ የሚጥፍ ሰው የለም። እንዲህ ቢያደርግ ግን አዲሱ ቁራጭ ጨርቅ ተቦጭቆ ይነሳል፤ ከአዲሱ ልብስ የተቆረጠው ጨርቅ ከአሮጌው ልብስ ጋር አይስማማም።
ከምዚ ኢሉ ድማ ምሳሌ መሰለሎም፦ “ካብ ሓድሽ ክዳን ቈሪጹ ኣብ ብላይ ክዳን ዚልግብ ሓደ እኳ የልቦን። እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ሓድሽ ነቲ ብላይ ይቐድዶ፡ እቲ ሓድሽ ቍራጽ ድማ ምስቲ ብላይ ኣይላገብን።
57,631

57,632
am_tg
ደግሞም ባረጀ አቁማዳ አዲስ የወይን ጠጅ የሚያስቀምጥ ሰው የለም። እንዲህ ቢያደርግ ግን አዲሱ የወይን ጠጅ አቁማዳውን ያፈነዳዋል፤ ወይኑ ይፈስሳል፤ አቁማዳውም ከጥቅም ውጭ ይሆናል።
ሓድሽ ወይኒ ኣብ ኣረገውቲ ኣሕርብቲ ዜዕርቕ እውን፡ ሓደ እኳ የልቦን። እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ሓድሽ ወይኒ ነቲ ኣሕርብቲ ይቐድዶ፡ እቲ ወይኒ ይፈስስ፡ እቲ ኣሕርብቲ ኸኣ ይበላሾ።
57,633

57,634
am_tg
ስለዚህ አዲስ የወይን ጠጅ በአዲስ አቁማዳ መቀመጥ አለበት።
ሓድሽ ወይኒ ግና፡ ኣብ ሓደስቲ ኣሕርብቲ ኺዕረቕ ኣለዎ።
57,635
tg_am
ሓድሽ ወይኒ ግና፡ ኣብ ሓደስቲ ኣሕርብቲ ኺዕረቕ ኣለዎ።
ስለዚህ አዲስ የወይን ጠጅ በአዲስ አቁማዳ መቀመጥ አለበት።
57,636
am_tg
አሮጌ የወይን ጠጅ ከጠጣ በኋላ አዲሱን የሚፈልግ የለም፤ ምክንያቱም ‘አሮጌው ግሩም ነው’ ይላል።”
ከራሚ ወይኒ ዝሰተየ፡ ‘ከራሚ ጥዑም እዩ’ ይብል እምበር፡ ሓድሽ ወይኒ ኣይደልን እዩ።”
57,637

57,638
am_tg
በሌላ ወቅት ኢየሱስ በአንድ የሰንበት ቀን ከፈሪሳውያን መሪዎች ወደ አንዱ ቤት ምግብ ሊበላ በገባ ጊዜ በቤቱ ውስጥ ያሉት ሰዎች በትኩረት ይከታተሉት ነበር።
ሓደ እዋን፡ ብሰንበት ናብ ቤት ሓደ ኻብ ኣሕሉቕ ፈሪሳውያን ኪበልዕ ምስ ኣተወ፡ ንሳቶም ይከታተልዎ ነበሩ።
57,639

57,640
am_tg
በዚያም ሰውነት የሚያሳብጥ በሽታ የያዘው አንድ ሰው ከፊት ለፊቱ ነበር።
እንሆ ኸኣ፡ ኣካላቱ ዝሓበጠ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚኡ ነበረ።
57,641

57,642
am_tg
ኢየሱስም ሕግ አዋቂዎችንና ፈሪሳውያንን “በሰንበት መፈወስ በሕግ ተፈቅዷል ወይስ አልተፈቀደም?” ሲል ጠየቃቸው።
የሱስ ነቶም ፈለጥቲ ሕግን ፈሪሳውያንን፡ “ብሰንበት ምሕዋይሲ ተፈቒዱ ድዩ ኣይፋልን፧” ኢሉ ሓተቶም።
57,643

57,644
am_tg
እነሱ ግን ዝም አሉ። በዚህ ጊዜ በሰውየው ላይ እጁን ጭኖ ፈወሰውና አሰናበተው።
ንሳቶም ግና ኣጽቀጡ። ንሱ ድማ ሒዙ ኣሕወዮ፡ ሰደዶ እውን።
57,645

57,646
am_tg
ከዚያም “ከእናንተ መካከል ልጁ ወይም በሬው በሰንበት ቀን የውኃ ጉድጓድ ውስጥ ቢወድቅ ወዲያውኑ ጎትቶ የማያወጣው ማን ነው?” አላቸው።
“ካባኻትኩምከ ወዱ ወይ ብዕራዩ ናብ ዒላ እንተ ወዲቑ፡ ብኡብኡ ብመዓልቲ ሰንበት ዘየውጽኦ መን ኣሎ፧” ድማ በሎም።
57,647

57,648
am_tg
እነሱም ለዚህ መልስ ሊሰጡ አልቻሉም።
ነዚ ኸኣ ኪምልሱሉ ኣይከኣሉን።
57,649
tg_am
ነዚ ኸኣ ኪምልሱሉ ኣይከኣሉን።
እነሱም ለዚህ መልስ ሊሰጡ አልቻሉም።
57,650
am_tg
ኢየሱስ የተጋበዙት ሰዎች ለራሳቸው የክብር ቦታ ሲመርጡ ተመልክቶ እንዲህ ሲል አንድ ምሳሌ ነገራቸው፦
እቶም ዕዱማት ምርኡይ ቦታ ይሓርዩ ኸም ዘለዉ ምስ ረኣየ ድማ፡ ከምዚ ኢሉ ምሳሌ መሰለሎም፦
57,651

57,652
am_tg
“አንድ ሰው ወደ ሠርግ ሲጠራህ በክብር ቦታ አትቀመጥ። ምናልባት ከአንተ የበለጠ የተከበረ ሰው ተጠርቶ ሊሆን ይችላል።
“ሓደ ናብ መርዓ ምስ ዚዕድመካ፡ ኣብ ምርኡይ ቦታ ኣይትቀመጥ። ምናልባት ካባኻ ዚኸብር ዓዲሙ እንተ ኣልዩ፡
57,653

57,654
am_tg
በመሆኑም ሁለታችሁንም የጋበዘው ሰው መጥቶ ‘ቦታውን ለዚህ ሰው ልቀቅለት’ ይልሃል። በዚህ ጊዜ እያፈርክ ወደ ዝቅተኛው ቦታ ትሄዳለህ።
እቲ ንኽልቴኹም ዝዓደመኩም መጺኡ፡ ‘እዛ ቦታ እዚኣ ነዚ ሕደገሉ’ ኺብለካ እዩ። ሽዑ፡ እናሓፈርካ ናብታ ዝተሓተት ቦታ ኽትወርድ ትጅምር።
57,655

57,656
am_tg
አንተ ግን ስትጋበዝ ሄደህ በዝቅተኛው ስፍራ ተቀመጥ፤ የጋበዘህም ሰው ሲመጣ ‘ወዳጄ ሆይ፣ ወደ ላይ ከፍ በል’ ይልሃል። በዚህ ጊዜ አብረውህ በተጋበዙት ሰዎች ሁሉ ፊት ክብር ታገኛለህ።
ግናኸ፡ ምስ ተዓደምካ፡ እቲ ዝዓደመካ መጺኡ፡ ‘ዓርከይ፡ ናብ ዝለዓለ ኺድ’ ምእንቲ ኺብለካ፡ ኬድካ ኣብታ ዝተሓተት ቦታ ተቐመጥ። ሽዑ፡ ኣብ ቅድሚ ዅሎም መተዓድምትኻ ኽትከብር ኢኻ።
57,657

57,658
am_tg
ራሱን ከፍ ከፍ የሚያደርግ ሁሉ ዝቅ ይደረጋልና፤ ራሱን ዝቅ የሚያደርግ ሁሉ ደግሞ ከፍ ይደረጋል።”
ርእሱ ዜልዕል ኵሉ ኺትሕት፡ ርእሱ ዜትሕት ከኣ ኪልዕል እዩ።”
57,659

57,660
am_tg
ቀጥሎ ደግሞ የጋበዘውን ሰው እንዲህ አለው፦ “የምሳ ወይም የራት ግብዣ በምታደርግበት ጊዜ ጓደኞችህን ወይም ወንድሞችህን ወይም ዘመዶችህን ወይም ሀብታም ጎረቤቶችህን አትጥራ። አለዚያ እነሱም ሊጋብዙህና ብድር ሊመልሱልህ ይችላሉ።
ነቲ ዝዓደሞ ሰብኣይ ድማ ከምዚ በሎ፦ “ምሳሕ ወይ ድራር ምስ እትገብር፡ ኣዕሩኽካ፡ ወይ ኣሕዋትካ፡ ወይ ኣዝማድካ፡ ወይ ሃብታማት ጐረባብትኻ ኣይትዓድም። እንተ ዘይኰነስ፡ መሊሶም እንተ ዓዲሞምኻ፡ ክትፍደ ኢኻ።
57,661

57,662
am_tg
ሆኖም ግብዣ በምታደርግበት ጊዜ ድሆችን፣ ሽባዎችን፣ አንካሶችንና ዓይነ ስውራንን ጥራ፤
ድግስ ምስ እትገብርሲ፡ ድኻታትን ቈራያትን ሓንካሳትን ዕዉራትን ዓድም፣
57,663

57,664
am_tg
ብድር ሊመልሱልህ ስለማይችሉ ደስተኛ ትሆናለህ። ምክንያቱም በጻድቃን ትንሣኤ ብድራት ይመለስልሃል።”
ዚፈድዩኻ ስለ ዘይብሎም፡ ሕጉስ ክትከውን ኢኻ። ከመይሲ፡ ብትንሳኤ ጻድቃን ክትፍደ ኢኻ።”
57,665

57,666
am_tg
ከተጋበዙት መካከል አንዱ ይህን ሲሰማ “በአምላክ መንግሥት፣ ከማዕድ የሚበላ ደስተኛ ነው” አለው።
ሓደ ኻብቶም መተዓድምቱ እዚ ምስ ሰምዐ፡ “እቲ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ዚበልዕ ሕጉስ እዩ” በሎ።
57,667

57,668
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “አንድ ሰው ትልቅ የራት ግብዣ አዘጋጅቶ ብዙ ሰዎች ጠራ።
ንሱ ኸኣ ከምዚ በሎ፦ “ሓደ ሰብኣይ ዓብዪ ድራር ገበረ፣ ንብዙሓት እውን ዓደመ።
57,669

57,670
am_tg
የራት ግብዣው ሰዓት በደረሰ ጊዜ የተጋበዙትን ሰዎች ‘አሁን ሁሉም ነገር ስለተዘጋጀ ኑ’ ብሎ እንዲጠራቸው ባሪያውን ላከ።
ሰዓት ድራር ምስ ኣኸለ ድማ፡ ነቶም ዕዱማት፡ ‘ኵሉ ተዳልዩ ኣሎ እሞ፡ ንዑ’ ኺብሎም ባርያኡ ለኣኸ።
57,671

57,672
am_tg
ይሁን እንጂ ሁሉም ሰበብ ያቀርቡ ጀመር። የመጀመሪያው ‘እርሻ ስለገዛሁ ሄጄ ማየት አለብኝ፤ ስለዚህ እባክህ ይቅርታ አድርግልኝ’ አለው።
ኵላቶም ግና ተመሳሳሊ መመኽነይታ ኬቕርቡ ጀመሩ። እቲ ቐዳማይ፡ ‘ግራት ዓዲገ ኣለኹ፡ ወፊረ ኽርእያ ድማ ኣሎኒ፣ ከተመኻንየለይ እልምነካ ኣለኹ’ በሎ።
57,673

57,674
am_tg
ሌላውም ‘አምስት ጥማድ በሬዎች ገዝቻለሁ፤ ልፈትናቸው ስለሆነ እባክህ ይቅርታ አድርግልኝ’ አለ።
ካልእ ከኣ፡ ‘ሓሙሽተ ጽምዲ ብዕራይ ዓዲገ ኣለኹ፡ ክፍትኖም ከኣ ክኸይድ እየ፣ ከተመኻንየለይ እልምነካ ኣለኹ’ በለ።
57,675

57,676
am_tg
ሌላኛው ደግሞ ‘ገና ማግባቴ ስለሆነ መምጣት አልችልም’ አለ።
ካልእ ድማ፡ ‘ተመርዕየ ኣለኹ፣ ስለዚ፡ ክመጽእ ኣይክእልን እየ’ በለ።
57,677

57,678
am_tg
ባሪያውም መጥቶ ለጌታው ይህን ነገረው። በዚህ ጊዜ የቤቱ ጌታ ተቆጣ፤ ከዚያም ባሪያውን ‘ፈጥነህ ወደ ከተማው አውራ ጎዳናዎችና ስላች መንገዶች ሄደህ ድሆችን፣ ሽባዎችን፣ ዓይነ ስውራንንና አንካሶችን ወደዚህ አምጣቸው’ አለው።
እቲ ባርያ መጺኡ፡ እዚ ንጐይታኡ ነገሮ። ሽዑ፡ እቲ ብዓል ቤት ተቘጢዑ፡ ንባርያኡ፡ ‘ናብ ጐደናታትን መተሓላለፊታትን ከተማ ቐልጢፍካ ውጻእ፣ ድኻታትን ቈራያትን ዕዉራትን ሓንካሳትን ከኣ ናብዚ ኣእቱ’ በሎ።
57,679

57,680
am_tg
በኋላም ባሪያው ‘ጌታዬ፣ ያዘዝከው ተፈጽሟል፤ ያም ሆኖ አሁንም ቦታ አለ’ አለው።
ደሓር እቲ ባርያ፡ ‘ጐይታይ፡ ከምቲ ዝኣዘዝካዮ ዀይኑ፡ ገና ድማ ቦታ ኣሎ’ በሎ።
57,681

57,682
am_tg
በመሆኑም ጌታው ባሪያውን እንዲህ አለው፦ ‘ቤቴ እንዲሞላ ወደ ጎዳናዎችና ወደ ስላች መንገዶች ሄደህ ያገኘሃቸውን ሰዎች በግድ አምጥተህ አስገባ።
እቲ ጐይታ ኸኣ ነቲ ባርያ፡ ‘ናብ ጐደናታትን ናብ መገድታትን ውጻእ እሞ፡ ቤተይ ምእንቲ ኽትመልእሲ፡ ኪኣትዉ ግዲ በሎም።
57,683

57,684
am_tg
እላችኋለሁ፣ ከእነዚያ ከተጋበዙት ሰዎች መካከል አንዳቸውም ያዘጋጀሁትን ራት አይቀምሱም።’”
ካብቶም ተዓዲሞም ዝነበሩ ሰብኡት ሓደ እኳ ንድራረይ ኣይኪጥዕሞን እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ’ በሎ።”
57,685

57,686
am_tg
ከዚያም እጅግ ብዙ ሕዝብ አብሮት እየተጓዘ ሳለ ወደ እነሱ ዞሮ እንዲህ አላቸው፦
ብዙሓት ህዝቢ ድማ ምስኡ ይኸዱ ነበሩ፣ ንሱ ኸኣ ግልጽ ኢሉ ኸምዚ በሎም፦
57,687

57,688
am_tg
“ወደ እኔ የሚመጣ ሁሉ አባቱን፣ እናቱን፣ ሚስቱን፣ ልጆቹን፣ ወንድሞቹንና እህቶቹን ሌላው ቀርቶ የገዛ ራሱን ሕይወት እንኳ የማይጠላ ከሆነ ደቀ መዝሙሬ ሊሆን አይችልም።
“ናባይ ዚመጽእ እንተ ኣልዩ እሞ፡ ኣቦኡን ኣዲኡን ሰበይቱን ደቁን ኣሕዋቱን ኣሓቱን፡ ህይወቱ እውን ከይተረፈት እንተ ዘይጸሊኡ፡ ወደ መዝሙረይ ኪኸውን ኣይክእልን እዩ።
57,689

57,690
am_tg
የራሱን የመከራ እንጨት ተሸክሞ የማይከተለኝ ሁሉ ደቀ መዝሙሬ ሊሆን አይችልም።
ጕንዲ ስቅያቱ ጾይሩ ዘይስዕበኒ ዘበለ፡ ወደ መዝሙረይ ኪኸውን ኣይክእልን እዩ።
57,691

57,692
am_tg
ለምሳሌ ከእናንተ መካከል፣ ግንብ ለመገንባት ፈልጎ ለመጨረስ የሚያስችል በቂ ገንዘብ እንዳለው ለማወቅ በመጀመሪያ ተቀምጦ ወጪውን የማያሰላ ማን ነው?
መን ካባኻትኩምከ እዩ ግምቢ ኺሃንጽ ዚደሊ እሞ፡ ንምውዳኡ ዚኣክል እንተ ኣልይዎ፡ ቅድም ተቐሚጡ ዘይጽብጽብ፧
57,693

57,694
am_tg
እንዲህ ካላደረገ ግን መሠረቱን ከጣለ በኋላ ፍጻሜ ላይ ማድረስ ሊያቅተውና የሚያዩት ሰዎች ሁሉ ሊያፌዙበት ይችላሉ፤
እንተ ዘይኰነስ፡ መሰረት ሰሪቱ፡ ምውዳኡ ይስእን ይኸውን፣ ዝረኣይዎ ዘበሉ ኸኣ፡ ከምዚ እናበሉ ኼላግጹሉ ይጅምሩ፦
57,695

57,696
am_tg
‘ይህ ሰው መገንባት ጀምሮ ነበር፤ መጨረስ ግን አቃተው’ ይሉታል።
‘እዚ ሰብኣይ እዚ ምህናጽ ጀሚሩስ፡ ምውዳኡ ስኢኑ።’
57,697

57,698
am_tg
ወይም ደግሞ አንድ ንጉሥ ሌላን ንጉሥ ጦርነት ለመግጠም በሚነሳበት ጊዜ 20,000 ሠራዊት አስከትቶ የመጣበትን ንጉሥ በ10,000 ሠራዊት ሊቋቋመው ይችል እንደሆነ ለማወቅ በቅድሚያ ተቀምጦ አይማከርም?
ወይስ ኣየናይ ንጉስ እዩ ምስ ካልእ ንጉስ ኪዋጋእ ዚኸይድ እሞ፡ ነቲ ብ20,000 ዚመጾስ ብ10,000 ወተሃደራት ኪገጥመሉ ዚኽእል እንተ ዀይኑ፡ ቅድም ተቐሚጡ ዘይመክር፧
57,699