Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
57,700
am_tg
መቋቋም የማይችል ከሆነ ሊገጥመው የሚመጣው ንጉሥ ገና ሩቅ ሳለ አምባሳደሮች ልኮ እርቅ ለመፍጠር ይደራደራል።
እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ሓደ ገና ርሑቕ ከሎ፡ ልኡኻት ልኢኹ ዕርቂ ይልምኖ።
57,701
tg_am

57,702
am_tg
እንደዚሁም ከእናንተ መካከል ያለውን ንብረት ሁሉ የማይሰናበት ፈጽሞ ደቀ መዝሙሬ ሊሆን አይችልም።
ከምኡ ድማ፡ ዋላ ሓደ ኻባኻትኩም፡ ኵሉ ንብረቱ ኸይቀበጸ፡ ወደ መዝሙረይ ኪኸውን ኣይክእልን እዩ።
57,703

57,704
am_tg
“ጨው ጥሩ ነገር እንደሆነ የታወቀ ነው። ሆኖም ጨው ራሱ የጨውነት ጣዕሙን ቢያጣ ጨውነቱን በምን መመለስ ይቻላል?
“ጨውሲ ጽቡቕ እዩ። ጨው መቐረቱ እንተ ኣጥፊኡ ግና፡ ብምንታይ ይምቅር፧
57,705

57,706
am_tg
እንዲህ ያለ ጨው ለአፈር የሚሰጠው ጥቅም የለም፤ ማዳበሪያም ሊሆን አይችልም። በመሆኑም ሰዎች ወደ ውጭ ይጥሉታል። ስለዚህ የሚሰማ ጆሮ ያለው ይስማ።”
ናብ ወጻኢ ይድርብይዎ እምበር፡ ንመሬት ኰነ ንድዅዒ ኣይጠቅምን እዩ። ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።”
57,707

57,708
am_tg
ፋሲካ የሚባለው የቂጣ በዓል የሚከበርበት ጊዜ ተቃርቦ ነበር።
ፋስጋ ዚብሃል በዓል ቅጫ ድማ ይቐርብ ነበረ።
57,709
tg_am
ፋስጋ ዚብሃል በዓል ቅጫ ድማ ይቐርብ ነበረ።
ፋሲካ የሚባለው የቂጣ በዓል የሚከበርበት ጊዜ ተቃርቦ ነበር።
57,710
am_tg
የካህናት አለቆችና ጸሐፍትም ሕዝቡን ይፈሩ ስለነበር እሱን የሚገድሉበትን ከሁሉ የተሻለ መንገድ እየፈለጉ ነበር።
ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ከኣ ነቶም ህዝቢ ፈሪሆምዎም ነበሩ እሞ፡ ንዕኡ ዜጥፍኡሉ መገዲ ይደልዩ ነበሩ።
57,711

57,712
am_tg
ከዚያም ከአሥራ ሁለቱ አንዱ ሆኖ በተቆጠረውና አስቆሮቱ ተብሎ በሚጠራው በይሁዳ ሰይጣን ገባበት፤
ሰይጣን ከኣ ናብቲ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ እተቘጽረ ኣስቆሮታዊ ዚብሃል ይሁዳ ኣተወ፣
57,713

57,714
am_tg
ይሁዳም ወደ ካህናት አለቆችና ወደ ቤተ መቅደሱ ሹሞች ሄዶ ኢየሱስን ለእነሱ አሳልፎ መስጠት ስለሚችልበት መንገድ ተነጋገረ።
ንሱ እውን ከይዱ፡ ምስ ሊቃውንቲ ኻህናትን ኣሕሉቕ ቤተ መቕደስን ከመይ ገይሩ ኣሕሊፉ ኸም ዚህቦም ተዛራረበ።
57,715

57,716
am_tg
እነሱም በጉዳዩ ተደስተው የብር ገንዘብ ሊሰጡት ተስማሙ።
ንሳቶም ከኣ ደስ ኢልዎም ገንዘብ ብሩር ኪህብዎ ተሰማምዑ።
57,717
tg_am
ንሳቶም ከኣ ደስ ኢልዎም ገንዘብ ብሩር ኪህብዎ ተሰማምዑ።
እነሱም በጉዳዩ ተደስተው የብር ገንዘብ ሊሰጡት ተስማሙ።
57,718
am_tg
እሱም በዚህ ተስማምቶ ሕዝብ በሌለበት እሱን አሳልፎ መስጠት የሚችልበትን ምቹ አጋጣሚ ይፈልግ ጀመር።
ንሱ እውን ተሰማምዖም፣ ህዝቢ ኣብ ዘይብሉ ኣሕሊፉ ኺህቦ ኸኣ፡ ምሹእ ኣጋጣሚ ይደሊ ነበረ።
57,719

57,720
am_tg
የቂጣ በዓል የሚከበርበት ቀን ደረሰ፤ በዚህ ዕለት የፋሲካ መሥዋዕት ይቀርብ ነበር፤
እታ መስዋእቲ ፋስጋ ኺሓርዱላ ዚግባእ ቀዳመይቲ መዓልቲ በዓል ቅጫ ድማ በጽሐት፣
57,721

57,722
am_tg
ስለዚህ ኢየሱስ “ሄዳችሁ ፋሲካን እንድንበላ አዘጋጁልን” ብሎ ጴጥሮስንና ዮሐንስን ላካቸው።
የሱስ ከኣ ንጴጥሮስን ንዮሃንስን፡ “ኪዱ፡ ክንበልዕሲ ፋስጋ ኣዳልዉልና” ኢሉ ለኣኾም።
57,723

57,724
am_tg
እነሱም “የት እንድናዘጋጅ ትፈልጋለህ?” አሉት።
ንሳቶም ከኣ፡ “ኣበይ ከነዳሉ ትደሊ፧” በልዎ።
57,725
tg_am
ንሳቶም ከኣ፡ “ኣበይ ከነዳሉ ትደሊ፧” በልዎ።
እነሱም “የት እንድናዘጋጅ ትፈልጋለህ?” አሉት።
57,726
am_tg
እሱም እንዲህ አላቸው፦ “ወደ ከተማው ስትገቡ የውኃ እንስራ የተሸከመ ሰው ታገኛላችሁ። እሱን ተከትላችሁ ወደሚገባበት ቤት ሂዱ።
ንሱ ድማ፡ “እንሆ፡ ናብ ከተማ ምስ ኣቶኹም፡ ዕትሮ ማይ እተሰከመ ሰብ ኪረኽበኩም እዩ። ናብታ ዚኣትዋ ቤት ስዓብዎ።
57,727

57,728
am_tg
የቤቱንም ባለቤት ‘መምህሩ “ከደቀ መዛሙርቴ ጋር ፋሲካን የምበላበት የእንግዳ ማረፊያ የት ነው?” ብሎሃል’ በሉት።
ነቲ ብዓል ቤት ከኣ፡ ‘መምህርሲ፡ “እታ ምስ ደቀ መዛሙርተይ ፋስጋ ዝበልዓላ ቤት ኣጋይሽ ኣበይ እያ፧” ይብለካ ኣሎ’ በልዎ።
57,729

57,730
am_tg
ሰውየውም የተሰናዳ ሰፊ ሰገነት ያሳያችኋል፤ በዚያ አዘጋጁ።”
ንሱ ድማ ኣብ ደርቢ እተነጽፈ ኣዳራሽ ኬርእየኩም እዩ። ኣብኡ ኣዳልዉ” በሎም።
57,731

57,732
am_tg
እነሱም ሄዱ፤ እንዳላቸውም ሆኖ አገኙት፤ ለፋሲካ በዓሉም ዝግጅት አደረጉ።
ከይዶም ከኣ ከምቲ ዝበሎም ረኸቡ፣ ንፋስጋ ዚኸውን እውን ኣዳለዉ።
57,733

57,734
am_tg
ሰዓቱ በደረሰ ጊዜም ከሐዋርያቱ ጋር በማዕድ ተቀመጠ።
እታ ሰዓት ምስ ኣኸለት፡ ምስቶም ሃዋርያት ኣብ መኣዲ ተቐመጠ።
57,735
tg_am
እታ ሰዓት ምስ ኣኸለት፡ ምስቶም ሃዋርያት ኣብ መኣዲ ተቐመጠ።
ሰዓቱ በደረሰ ጊዜም ከሐዋርያቱ ጋር በማዕድ ተቀመጠ።
57,736
am_tg
እንዲህም አላቸው፦ “መከራ ከመቀበሌ በፊት ይህን ፋሲካ አብሬያችሁ ለመብላት በጣም ስመኝ ነበር፤
ከምዚ ድማ በሎም፦ “መከራ ቕድሚ ምጽጋበይ፡ እዚ ፋስጋ እዚ ምሳኻትኩም ክበልዕ ብዙሕ ሃረር ኢለ ኣለኹ፣
57,737

57,738
am_tg
እላችኋለሁና፣ የዚህ ፋሲካ ትርጉም በአምላክ መንግሥት ፍጻሜውን እስኪያገኝ ድረስ ፋሲካን ዳግመኛ አልበላም።”
እዚ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ዚፍጸምሲ፡ ደጊም እዚ ኣይክበልዕን እየ፡ እብለኩም ኣለኹ።”
57,739

57,740
am_tg
ከዚያም ጽዋ ተቀብሎ አምላክን ካመሰገነ በኋላ እንዲህ አለ፦ “እንኩ፣ ይህን ጽዋ እየተቀባበላችሁ ጠጡ፤
ጽዋእ ተቐቢሉ ድማ፡ ኣመስጊኑ፡ “ነዚኣ ውሰድዋ እሞ፡ ተኻፈልዋ፣
57,741

57,742
am_tg
እላችኋለሁና፣ ከአሁን ጀምሮ የአምላክ መንግሥት እስኪመጣ ድረስ ከዚህ ወይን ዳግመኛ አልጠጣም።”
ካብ ሕጂ ንደሓር፡ መንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ እትመጽእሲ፡ ካብ ፍረ ወይኒ ኣይክሰትን እየ፡ እብለኩም ኣለኹ” በለ።
57,743

57,744
am_tg
በተጨማሪም ቂጣ አንስቶ አመሰገነ፣ ከቆረሰውም በኋላ ሰጣቸውና “ይህ ስለ እናንተ የሚሰጠውን ሥጋዬን ያመለክታል። ይህን ሁልጊዜ ለመታሰቢያዬ አድርጉት” አላቸው።
እንጌራ ኣልዒሉ ድማ ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ “እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ ስጋይ ማለት እዩ። እዚ ንመዘከርታይ ኪኸውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ኢሉ ሃቦም።
57,745

57,746
am_tg
በተጨማሪም ራት ከበሉ በኋላ ጽዋውን አንስቶ ልክ እንደዚሁ አደረገ፤ እንዲህም አለ፦ “ይህ ጽዋ ስለ እናንተ በሚፈሰው ደሜ አማካኝነት የሚመሠረተውን አዲሱን ቃል ኪዳን ያመለክታል።
ከምኡ ድማ፡ ድሕሪ ድራር ነታ ጽዋእ ኣልዒሉ ኸምዚ በሎም፦ “እዛ ጽዋእ እዚኣ፡ እቲ ምእንታኹም ብዚፈስስ ደመይ ዚግበር ሓድሽ ኪዳን ማለት እያ።
57,747

57,748
am_tg
“ነገር ግን አሳልፎ የሚሰጠኝ ሰው እጅ ከእኔ ጋር በማዕድ ነው።
“ኢድ እቲ ኣሕሊፉ ዚህበኒ ግና፡ ኣብ መኣዲ ምሳይ እንሃ።
57,749

57,750
am_tg
እርግጥ የሰው ልጅ አስቀድሞ በተወሰነው መሠረት ይሄዳል፤ አሳልፎ ለሚሰጠው ለዚያ ሰው ግን ወዮለት!”
ወዲ ሰብ ከምቲ እተመደበሉ ኪኸይድ እዩ፣ እቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ሰብ ግና ወይለኡ!”
57,751

57,752
am_tg
ስለዚህ ከመካከላቸው በእርግጥ ይህን የሚያደርገው ማን ሊሆን እንደሚችል እርስ በርሳቸው ይነጋገሩ ጀመር።
መን ካባታቶም እዚ ኸም ዚገብር ከኣ፡ ኪመያየጡ ጀመሩ።
57,753

57,754
am_tg
ደግሞም ‘ከመካከላችን ታላቅ የሆነው ማን ነው?’ በሚል በመካከላቸው የጦፈ ክርክር ተነሳ።
ግናኸ፡ መኖም ዝዓበየ ኸም ዝዀነ እውን፡ ኣብ መንጎኦም ብርቱዕ ክርክር ኰነ።
57,755

57,756
am_tg
እሱ ግን እንዲህ አላቸው፦ “የአሕዛብ ነገሥታት በእነሱ ላይ ሥልጣናቸውን ያሳያሉ፤ እንዲሁም በሕዝባቸው ላይ ሥልጣን ያላቸው ሰዎች በጎ አድራጊዎች ተብለው ይጠራሉ።
ንሱ ግና ከምዚ በሎም፦ “ንኣህዛብ፡ ነገስታቶም እዮም ዚገዝእዎም፣ ሰበ ስልጣናቶም ከኣ ገበርቲ ሰናይ ይብሃሉ።
57,757

57,758
am_tg
እናንተ ግን እንዲህ አትሁኑ። ከዚህ ይልቅ ከእናንተ መካከል ታላቅ የሆነ እንደ ታናሽ ይሁን፤ አመራር የሚሰጥም እንደ አገልጋይ ይሁን።
ንስኻትኩም ግና ከምኡ ኣይትኹኑ። እቲ ኣባኻትኩም ዝዓበየ ኸም ዝነኣሰ፡ እቲ ዚመርሕ እውን ከም ኣገልጋሊ ይኹን።
57,759

57,760
am_tg
ለመሆኑ በማዕድ ከተቀመጠና ቆሞ ከሚያገለግል ማን ይበልጣል? በማዕድ የተቀመጠው አይደለም? እኔ ግን በመካከላችሁ ያለሁት እንደ አገልጋይ ሆኜ ነው።
ኣየናዮም ይዓቢ፧ እቲ ኣብ መኣዲ ዚቕመጥዶ ወይስ እቲ ዜገልግል፧ እቲ ኣብ መኣዲ ዚቕመጥ ደይኰነን፧ ኣነ ግና ኣብ መንጎኹም ከም ኣገልጋሊ እየ።
57,761

57,762
am_tg
“ይሁን እንጂ እናንተ በፈተናዎቼ ከጎኔ ሳትለዩ ቆይታችኋል፤
“ንስኻትኩም ግና ብፈተናይ ምሳይ ዝጸናዕኩም ኢኹም፣
57,763
tg_am
“ንስኻትኩም ግና ብፈተናይ ምሳይ ዝጸናዕኩም ኢኹም፣
“ይሁን እንጂ እናንተ በፈተናዎቼ ከጎኔ ሳትለዩ ቆይታችኋል፤
57,764
am_tg
አባቴ ከእኔ ጋር ቃል ኪዳን እንዳደረገ ሁሉ እኔም ከእናንተ ጋር ለመንግሥት ቃል ኪዳን አደርጋለሁ፤
ከምቲ ኣቦይ ምሳይ ኪዳን ዝገበረ፡ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ኪዳን መንግስቲ እገብር ኣለኹ፣
57,765

57,766
am_tg
ይኸውም በመንግሥቴ ከማዕዴ እንድትበሉና እንድትጠጡ እንዲሁም በዙፋን ተቀምጣችሁ በ12ቱ የእስራኤል ነገዶች ላይ እንድትፈርዱ ነው።
እዚ ድማ ኣብ መንግስተይ፡ ኣብ መኣደይ ምእንቲ ኽትበልዑን ክትሰትዩን፡ ኣብ ዝፋናት ተቐሚጥኩም ከኣ ን12 ነገዳት እስራኤል ምእንቲ ኽትፈርዱ እዩ።
57,767

57,768
am_tg
“ስምዖን፣ ስምዖን፣ ሰይጣን ሁላችሁንም እንደ ስንዴ ያበጥራችሁ ዘንድ ጥያቄ አቅርቧል።
“ስምኦን፡ ስምኦን፡ እንሆ፡ ሰይጣን ከም ስርናይ ኪሓሕየኩም ሓቲቱ እዩ።
57,769

57,770
am_tg
እኔ ግን እምነትህ እንዳይጠፋ ስለ አንተ ምልጃ አቀረብኩ፤ አንተም በተመለስክ ጊዜ ወንድሞችህን አበርታ።”
ኣነ ግና፡ እምነትካ ኸይትጠፍእ፡ ምእንታኻ ተማህሊለ፣ ንስኻ ድማ ምስ ተመለስካ፡ ንኣሕዋትካ ኣበራትዓዮም።”
57,771

57,772
am_tg
በዚህ ጊዜ ጴጥሮስ “ጌታ ሆይ፣ እኔ ከአንተ ጋር ወደ ወህኒ ለመውረድም ሆነ ለመሞት ዝግጁ ነኝ” አለው።
ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣነስ ናብ ማእሰርቲ ዀነ ናብ ሞት፡ ምሳኻ ክኸይድ ተዳልየ ኣለኹ” በሎ።
57,773

57,774
am_tg
እሱ ግን “ጴጥሮስ ሆይ፣ እውነት እልሃለሁ፣ ዛሬ ዶሮ ከመጮኹ በፊት፣ አላውቀውም ብለህ ሦስት ጊዜ ትክደኛለህ” አለው።
ንሱ ግና፡ “ጴጥሮስ፡ ‘ኣይፈልጦን እየ’ ኢልካ ሰለስተ ሳዕ ክሳዕ እትኽሕደኒ፡ ሎሚ ደርሆ ኣይኪንቁን እዩ፡ እብለካ ኣለኹ” በሎ።
57,775

57,776
am_tg
በተጨማሪም እንዲህ አላቸው፦ “ያለገንዘብ ኮሮጆ፣ ያለምግብ ከረጢትና ያለትርፍ ጫማ በላክኋችሁ ጊዜ የጎደለባችሁ ነገር ነበር?” እነሱም “ምንም አልጎደለብንም” አሉ።
“ብዘይ ማሕፉዳን ለቘታ ስንቅን ኣሳእንን ምስ ሰደድኩኹም፡ ገለዶ ጐዲሉኩም እዩ፧” እውን በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ገለ እኳ” በሉ።
57,777

57,778
am_tg
በዚህ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “አሁን ግን የገንዘብ ኮሮጆ ያለው ኮሮጆውን ይያዝ፤ የምግብ ከረጢት ያለውም እንዲሁ፤ ሰይፍ የሌለው ደግሞ መደረቢያውን ሸጦ ሰይፍ ይግዛ።
ከምዚ ድማ በሎም፦ “ሕጂ ግና ማሕፉዳ ዘለዎ ይማላእ፡ ለቘታ ስንቂ እውን ከምኡ፣ ሰይፊ ዘይብሉ ኸኣ ክዳኑ ሸይጡ ይዓድግ።
57,779

57,780
am_tg
ይህን የምላችሁ ‘ከዓመፀኞች ጋር ተቆጠረ’ ተብሎ የተጻፈው በእኔ ላይ መፈጸም ስላለበት ነው። ስለ እኔ የተነገረው ነገር ፍጻሜውን እያገኘ ነውና።”
እቲ፡ ‘ምስ ጠሓስቲ ሕጊ ተቘጺሩ’ ዚብል ጽሑፍሲ ኣባይ ኪፍጸም ኣለዎ። እቲ ብዛዕባይ እተባህለስ፡ ይፍጸም ኣሎ።”
57,781

57,782
am_tg
እነሱም “ጌታ ሆይ፣ ይኸው ሁለት ሰይፎች አሉ” አሉት። እሱም “በቂ ነው” አላቸው።
ንሳቶም ከኣ፡ “ጐይታይ፡ እንሆ፡ ኣብዚ ኽልተ ሰይፊ ኣሎ” በልዎ። ንሱ ድማ፡ “ይኣክል” በሎም።
57,783

57,784
am_tg
ከዚያ ወጥቶም እንደ ልማዱ ወደ ደብረ ዘይት ተራራ ሄደ፤ ደቀ መዛሙርቱም ተከተሉት።
ወጺኡ ኸኣ ከም ልማዱ ናብ ደብረ ዘይቲ ኸደ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ እውን ሰዓብዎ።
57,785

57,786
am_tg
እዚያም በደረሱ ጊዜ “ወደ ፈተና እንዳትገቡ ተግታችሁ ጸልዩ” አላቸው።
ናብታ ቦታ ምስ በጽሐ፡ “ናብ ፈተና ኸይትኣትዉስ፡ ብቐጻሊ ጸልዩ” በሎም።
57,787

57,788
am_tg
እሱም የድንጋይ ውርወራ ያህል ከእነሱ በመራቅ ተንበርክኮ መጸለይ ጀመረ፤
ንሱ ባዕሉ ኸኣ፡ ካባታቶም ዳርባ እምኒ ዚኣክል ርሒቑ ተምበርኪኹ ኸምዚ ኢሉ ጸለየ፦
57,789

57,790
am_tg
እንዲህም አለ፦ “አባት ሆይ፣ ፈቃድህ ከሆነ ይህን ጽዋ ከእኔ አርቅ። ይሁንና የእኔ ሳይሆን የአንተ ፈቃድ ይፈጸም።”
“ኣቦ፡ እንተ ፈቲኻስ፡ ነዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ኣልግሳ። ግናኸ፡ ከም ፍቓድካ እምበር፡ ከም ፍቓደይ ኣይኹን።”
57,791

57,792
am_tg
ከዚያም አንድ መልአክ ከሰማይ ተገልጦለት አበረታታው።
ካብ ሰማይ ከኣ መልኣኽ ተራእዮ፡ ኣበርትዖ እውን።
57,793
tg_am
ካብ ሰማይ ከኣ መልኣኽ ተራእዮ፡ ኣበርትዖ እውን።
ከዚያም አንድ መልአክ ከሰማይ ተገልጦለት አበረታታው።
57,794
am_tg
ሆኖም በከፍተኛ ጭንቀት ተውጦ ከበፊቱ ይበልጥ አጥብቆ መጸለዩን ቀጠለ፤ ላቡም መሬት ላይ እንደሚንጠባጠብ ደም ሆኖ ነበር።
ብዙሕ ይሳቐ ብምንባሩ ኸኣ፡ ብዝያዳ ኣጽኒዑ ይጽሊ ነበረ፣ ረሃጹ ድማ ከም ነጥቢ ደም ናብ ምድሪ ይነጥብ ነበረ።
57,795

57,796
am_tg
ከጸለየም በኋላ ወደ ደቀ መዛሙርቱ ሲሄድ ከሐዘን የተነሳ ደክሟቸው ስለነበር ሲያንቀላፉ አገኛቸው።
ካብ ጸሎት ተንሲኡ፡ ናብቶም ደቀ መዛሙርቲ ምስ ከደ ኸኣ፡ ካብ ጓሂ እተላዕለ ብምድካሞም ተታኺሶም ረኸቦም።
57,797

57,798
am_tg
እሱም “ለምን ትተኛላችሁ? ተነሱ፤ ደግሞም ወደ ፈተና እንዳትገቡ ተግታችሁ ጸልዩ” አላቸው።
ንሱ ድማ፡ “ስለምንታይ እትድቅሱ፧ ናብ ፈተና ኸይትኣትዉስ፡ ተንሲእኩም ብቐጻሊ ጸልዩ” በሎም።
57,799