Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
57,800
am_tg
ገና እየተናገረ ሳለ ብዙ ሰዎች መጡ፤ ከአሥራ ሁለቱ አንዱ የሆነው ይሁዳ የተባለውም ሰው ይመራቸው ነበር፤ ሊስመውም ወደ ኢየሱስ ተጠጋ።
ንሱ ገና ኺዛረብ ከሎ፡ እንሆ፡ ህዝቢ መጸ፣ እቲ ይሁዳ ዚብሃል ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ ድማ ቀቅድሚኦም ይኸይድ ነበረ፣ ንየሱስ እውን ኪስዕሞ ቐረበ።
57,801
tg_am

57,802
am_tg
ኢየሱስ ግን “ይሁዳ፣ የሰውን ልጅ በመሳም አሳልፈህ ትሰጣለህ?” አለው።
የሱስ ግና፡ “ይሁዳ፡ ንወዲ ሰብ ብምስዓም ኣሕሊፍካዶ ትህቦ ኣለኻ፧” በሎ።
57,803

57,804
am_tg
በዙሪያው የነበሩትም አዝማሚያውን ሲያዩ “ጌታ ሆይ፣ በሰይፍ እንምታቸው?” አሉት።
እቶም ኣብ ዙርያኡ ዝነበሩ፡ እቲ ዚኸውን ዘሎ ምስ ረኣዩ፡ “ጐይታይ፡ ብሰይፊዶ ኽንወቅዕ፧” በልዎ።
57,805

57,806
am_tg
እንዲያውም ከመካከላቸው አንዱ የሊቀ ካህናቱን ባሪያ መትቶ ቀኝ ጆሮውን ቆረጠው።
ሓደ ኻባታቶም እሞ ኸኣ ንባርያ ሊቀ ኻህናት ወቒዑ የማነይቲ እዝኑ ቘረጾ።
57,807

57,808
am_tg
ኢየሱስ ግን መልሶ “ተዉ!” አለ። ጆሮውንም ዳሶ ፈወሰው።
የሱስ ግና፡ “ይኣክል” ኢሉ መለሰ። እዝኑ ተንክዩ እውን ኣሕወዮ።
57,809

57,810
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ እሱን ለመያዝ የመጡትን የካህናት አለቆች፣ የቤተ መቅደሱን ሹሞችና ሽማግሌዎች እንዲህ አላቸው፦ “ወንበዴ የምትይዙ ይመስል ሰይፍና ቆመጥ ይዛችሁ መጣችሁ?
ሽዑ፡ የሱስ ነቶም ናብኡ ዝመጹ ሊቃውንቲ ኻህናትን ኣሕሉቕ ቤተ መቕደስን ዓበይትን፡ “ከም ንኸታሪዶ ኣስያፍን ኣባትርን ሒዝኩም መጺእኩም፧
57,811

57,812
am_tg
በየዕለቱ በቤተ መቅደስ አብሬያችሁ ሳለሁ እኔን ለመያዝ እጃችሁን አላነሳችሁብኝም። ይሁንና ይህ የእናንተ ሰዓትና ጨለማ የሚነግሥበት ሰዓት ነው።”
መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ምሳኻትኩም ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡ ክትሕዙኒ ኢልኩም ኣእዳውኩም ኣይዘርጋሕኩምን። እዚኣ ግና ሰዓትኩምን ስልጣን ጸልማትን እያ” በሎም።
57,813

57,814
am_tg
ከዚያም ሰዎቹ ይዘው ወሰዱትና ወደ ሊቀ ካህናቱ ቤት አመጡት፤ ጴጥሮስም በርቀት ይከተል ነበር።
ሒዞም ከኣ ወሰድዎ፡ ናብ ቤት ሊቀ ኻህናት እውን ኣምጽእዎ፣ ጴጥሮስ ድማ ርሕቕ ኢሉ ይስዕቦ ነበረ።
57,815

57,816
am_tg
በግቢው መካከል እሳት አንድደው አንድ ላይ ተቀምጠው ሳለ ጴጥሮስም ከእነሱ ጋር ተቀመጠ።
ኣብ ማእከል እቲ ኣጸድ ሓዊ ኣንዲዶም ብሓባር ተቐሚጦም ከለዉ፡ ጴጥሮስ ኣብ መንጎኦም ተቐሚጡ ነበረ።
57,817

57,818
am_tg
ይሁንና አንዲት አገልጋይ እሳቱ አጠገብ ተቀምጦ ሲሞቅ አየችውና ትኩር ብላ ከተመለከተችው በኋላ “ይህ ሰውም ከእሱ ጋር ነበር” አለች።
ሓንቲ ገረድ ከኣ ጥቓ እቲ ሓዊ ተቐሚጡ ምስ ረኣየቶ፡ ጠሚታቶ፡ “እዚ እውን ምስኡ ነይሩ እዩ” በለት።
57,819

57,820
am_tg
እሱ ግን “አንቺ ሴት፣ እኔ አላውቀውም” ሲል ካደ።
ንሱ ግና፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ ኣይፈልጦን እየ” ኢሉ ኸሓደ።
57,821
tg_am
ንሱ ግና፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ ኣይፈልጦን እየ” ኢሉ ኸሓደ።
እሱ ግን “አንቺ ሴት፣ እኔ አላውቀውም” ሲል ካደ።
57,822
am_tg
ከጥቂት ጊዜ በኋላ አንድ ሌላ ሰው አየውና “አንተም ከእነሱ አንዱ ነህ” አለው። ጴጥሮስ ግን “አንተ ሰው፣ አይደለሁም” አለ።
ድሕሪ ሓጺር ግዜ፡ ሓደ ኻልእ ርእይዎ፡ “ንስኻ እውን ሓደ ኻባታቶም ኢኻ” በሎ። ጴጥሮስ ግና፡ “ኣታ ሰብኣይ፡ ኣይኰንኩን” በለ።
57,823

57,824
am_tg
አንድ ሰዓት ያህል ካለፈ በኋላ ደግሞ አንድ ሌላ ሰው “ይህ ሰው፣ የገሊላ ሰው ስለሆነ በእርግጥ ከእሱ ጋር ነበር!” በማለት አጥብቆ ይናገር ጀመር።
ድሕሪ ሓደ ሰዓት ኣቢሉ፡ ሓደ ኻልእ፡ “ገሊላዊ እዩ እሞ፡ እዚ እውን ብሓቂ ምስኡ ነይሩ እዩ” ኢሉ ኣትሪሩ ተዛረበ።
57,825

57,826
am_tg
ጴጥሮስ ግን “አንተ ሰው፣ ምን እንደምታወራ አላውቅም” አለ። ገና እየተናገረም ሳለ ዶሮ ጮኸ።
ጴጥሮስ ግና፡ “ኣታ ሰብኣይ፡ እዚ እትብሎ ዘለኻ ኣይፈልጦን እየ” በለ። ገና ኺዛረብ ከሎ ኸኣ፡ ብቕጽበት ደርሆ ነቀወ።
57,827

57,828
am_tg
በዚህ ጊዜ ጌታ ዞር ብሎ ጴጥሮስን ትክ ብሎ አየው፤ ጴጥሮስም “ዛሬ ዶሮ ሳይጮኽ ሦስት ጊዜ ትክደኛለህ” በማለት ጌታ የተናገረውን ቃል አስታወሰ።
ጐይታ ድማ ግልጽ ኢሉ ንጴጥሮስ ጠመቶ፣ ጴጥሮስ ከኣ፡ “ሎሚ ደርሆ ኸይነቀወ፡ ሰለስተ ሳዕ ክትክሕደኒ ኢኻ” ኢሉ ጐይታ እተዛረቦ ዘከረ።
57,829

57,830
am_tg
ከዚያም ወደ ውጭ ወጥቶ ምርር ብሎ አለቀሰ።
ናብ ወጻኢ ኸይዱ እውን፡ ኣምሪሩ በኸየ።
57,831
tg_am
ናብ ወጻኢ ኸይዱ እውን፡ ኣምሪሩ በኸየ።
ከዚያም ወደ ውጭ ወጥቶ ምርር ብሎ አለቀሰ።
57,832
am_tg
ኢየሱስን የያዙት ሰዎችም እየመቱት ያሾፉበት ጀመር፤
እቶም ንየሱስ ዝሓዝዎ ሰብኡት ድማ፡ እናወቕዑ ኣላገጹሉ፣
57,833
tg_am
እቶም ንየሱስ ዝሓዝዎ ሰብኡት ድማ፡ እናወቕዑ ኣላገጹሉ፣
ኢየሱስን የያዙት ሰዎችም እየመቱት ያሾፉበት ጀመር፤
57,834
am_tg
ፊቱንም ከሸፈኑት በኋላ “እስቲ ትንቢት ተናገር! የመታህ ማን ነው?” እያሉ ይጠይቁት ነበር።
ገጹ ምስ ኣጐልበብዎ ኸኣ፡ “እስከ ተነበ! መን እዩ ወቒዑካ፧” ኢሎም ይሓትትዎ ነበሩ።
57,835

57,836
am_tg
በእሱም ላይ ሌላ ብዙ የስድብ ቃል ይሰነዝሩ ነበር።
ብዙሕ ካልእ ጸርፊ እውን ጸረፍዎ።
57,837
tg_am
ብዙሕ ካልእ ጸርፊ እውን ጸረፍዎ።
በእሱም ላይ ሌላ ብዙ የስድብ ቃል ይሰነዝሩ ነበር።
57,838
am_tg
በነጋም ጊዜ የካህናት አለቆችንና ጸሐፍትን ጨምሮ የሕዝቡ ሽማግሌዎች ጉባኤ አንድ ላይ ተሰበሰበ፤ ኢየሱስንም ወደ ሳንሄድሪን ሸንጎ አዳራሻቸው አምጥተው እንዲህ አሉት፦
መዓልቲ ምስ ኰነ፡ ዓበይቲ ህዝቢ፡ ማለት ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ተኣከቡ፣ ናብ ዋዕላኦም ወሲዶም፡
57,839

57,840
am_tg
“አንተ ክርስቶስ ከሆንክ ንገረን።” እሱ ግን እንዲህ አላቸው፦ “ብነግራችሁም እንኳ ፈጽሞ አታምኑም።
“ክርስቶስ እንተ ዄንካ፡ ንገረና” በልዎ። ንሱ ኸኣ፡ “እንተ ነጊረኩም እኳ፡ ከቶ ኣይትኣምኑን ኢኹም።
57,841

57,842
am_tg
ብጠይቃችሁም አትመልሱም።
እንተ ሓቲተኩም ድማ፡ ከቶ ኣይትምልሱን ኢኹም።
57,843
tg_am
እንተ ሓቲተኩም ድማ፡ ከቶ ኣይትምልሱን ኢኹም።
ብጠይቃችሁም አትመልሱም።
57,844
am_tg
ያም ሆነ ይህ ከአሁን ጀምሮ የሰው ልጅ በኃያሉ አምላክ ቀኝ ይቀመጣል።”
ካብ ሕጂ ንደሓር ግና፡ ወዲ ሰብ ኣብ የማን ሓይሊ ኣምላኽ ኪቕመጥ እዩ” በሎም።
57,845

57,846
am_tg
በዚህ ጊዜ ሁሉም “ስለዚህ የአምላክ ልጅ ነህ ማለት ነው?” አሉት። እሱም “የአምላክ ልጅ መሆኔን እናንተው ራሳችሁ እየተናገራችሁ ነው” አላቸው።
ኵላቶም ከኣ፡ “እምበኣር፡ ንስኻስ ወዲ ኣምላኽ ኢኻ፧” በልዎ። ንሱ ድማ፡ “ንስኻትኩም እኳ ትብሉ ኣለኹም” በሎም።
57,847

57,848
am_tg
እነሱም “ከዚህ በላይ ምን ማስረጃ ያስፈልገናል? እኛ ራሳችን ከገዛ አፉ ሰምተነዋል” አሉ።
ንሳቶም ከኣ፡ “ንሕና ባዕላትና ኻብ ኣፉ ኻብ ሰማዕና፡ ደጊም ንምንታይ ምስክር የድልየና፧” በሉ።
57,849

57,850
am_tg
አንድ ቀን ቀራጮችና ኃጢአተኞች ሁሉ ኢየሱስን ለመስማት በዙሪያው ተሰበሰቡ።
ኵሎም ኣከብቲ ቐረጽን ሓጥኣንን ኪሰምዕዎ ናብኡ ቐረቡ።
57,851

57,852
am_tg
ፈሪሳውያንና ጸሐፍትም “ይህ ሰው ኃጢአተኞችን ይቀበላል፤ ከእነሱም ጋር ይበላል” እያሉ አጉረመረሙ።
ፈሪሳውያንን ጸሓፍትን ድማ፡ “እዝስ ንሓጥኣን ይቕበል፡ ምሳታቶም እውን ይበልዕ” ኢሎም ኣዕዘምዘሙ።
57,853

57,854
am_tg
በዚህ ጊዜ የሚከተለውን ምሳሌ ነገራቸው፦
ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ እዛ ምሳሌ እዚኣ መሰለሎም፦
57,855
tg_am
ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ እዛ ምሳሌ እዚኣ መሰለሎም፦
በዚህ ጊዜ የሚከተለውን ምሳሌ ነገራቸው፦
57,856
am_tg
“ከእናንተ መካከል 100 በጎች ያሉት ሰው አንዷ ብትጠፋበት 99ኙን በምድረ በዳ ትቶ የጠፋችውን እስኪያገኝ ድረስ አይፈልግም?
“ካባኻትኩምከ 100 ኣባጊዕ ዘለዋኦ እሞ ሓንቲ ኻባታተን ምስ ጠፍኣቶስ፡ ነተን 99 ኣብ በረኻ ሓዲጉ፡ ክሳዕ ዚረኽባ ነታ ዝጠፍአት ኪደሊ ዘይከይድ እንታዋይ ሰብ እዩ፧
57,857

57,858
am_tg
በሚያገኛትም ጊዜ ደስ ብሎት በጫንቃው ላይ ይሸከማታል።
ምስ ረኸባ ኸኣ፡ ተሓጒሱ ኣብ መንኵቡ ይሕንግራ።
57,859
tg_am
ምስ ረኸባ ኸኣ፡ ተሓጒሱ ኣብ መንኵቡ ይሕንግራ።
በሚያገኛትም ጊዜ ደስ ብሎት በጫንቃው ላይ ይሸከማታል።
57,860
am_tg
ቤት ሲደርስም ጓደኞቹንና ጎረቤቶቹን በአንድነት ጠርቶ ‘የጠፋችውን በጌን ስላገኘኋት የደስታዬ ተካፋዮች ሁኑ’ ይላቸዋል።
ናብ ቤቱ ምስ ተመልሰ ድማ፡ ንኣዕሩኹን ንጐረባብቱን ብሓባር ጸዊዑ፡ ‘እታ ዝጠፍኣትኒ በጊዐይ ስለ ዘረኸብኩዋ፡ ምሳይ ተሓጐሱ’ ይብሎም።
57,861

57,862
am_tg
እላችኋለሁ፣ ልክ እንደዚሁ ንስሐ መግባት ከማያስፈልጋቸው 99 ጻድቃን ይልቅ ንስሐ በሚገባ አንድ ኃጢአተኛ በሰማይ ታላቅ ደስታ ይሆናል።
ከምኡ ኸኣ፡ ንስሓ ኻብ ዘየድልዮም 99 ጻድቃንሲ፡ ብሓደ ዚንሳሕ ሓጥእ ኣብ ሰማይ ዝያዳ ሓጐስ ኪኸውን እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ።
57,863

57,864
am_tg
“ወይም ደግሞ አሥር ድራክማ ሳንቲሞች ያሏት አንዲት ሴት አንዱ ድራክማ ቢጠፋባት መብራት አብርታ ቤቷን በመጥረግ እስክታገኘው ድረስ በደንብ አትፈልገውም?
“ወይስ ዓሰርተ ድራክማ ዘለዋ እሞ፡ ሓንቲ ድራክማ እንተ ጠፊኣታ፡ መብራህቲ ዘይተብርህ፡ ቤታ እውን ዘይትዅስትር፡ ክሳዕ እትረኽባ ኸኣ ኣጸቢቓ ዘይትደሊ እንታወይቲ ሰበይቲ እያ፧
57,865

57,866
am_tg
ሳንቲሙን ባገኘችው ጊዜም ጓደኞቿንና ጎረቤቶቿን በአንድነት ጠርታ ‘የጠፋብኝን ድራክማ ሳንቲም ስላገኘሁት የደስታዬ ተካፋዮች ሁኑ’ ትላቸዋለች።
ምስ ረኸበታ ድማ፡ ንኣዳኖታታን ንጐረባብታን ጸዊዓ፡ ‘እታ ዝጠፍኣትኒ ድራክማይ ስለ ዝረኸብክዋ፡ ምሳይ ተሓጐሳ’ ትብለን።
57,867

57,868
am_tg
እላችኋለሁ፣ ልክ እንደዚሁ ንስሐ በሚገባ በአንድ ኃጢአተኛ በአምላክ መላእክት ዘንድ ደስታ ይሆናል።”
ከምኡ ኸኣ፡ ብሓደ ዚንሳሕ ሓጥእ ኣብ መንጎ መላእኽቲ ኣምላኽ ሓጐስ ይኸውን እዩ፡ እብለኩም ኣለኹ።”
57,869

57,870
am_tg
ከዚያም እንዲህ አለ፦ “አንድ ሰው ሁለት ልጆች ነበሩት።
ከምዚ ድማ በለ፦ “ሓደ ሰብኣይ፡ ክልተ ደቂ ነበርዎ።
57,871
tg_am
ከምዚ ድማ በለ፦ “ሓደ ሰብኣይ፡ ክልተ ደቂ ነበርዎ።
ከዚያም እንዲህ አለ፦ “አንድ ሰው ሁለት ልጆች ነበሩት።
57,872
am_tg
ታናሽየውም ልጅ አባቱን ‘አባቴ ሆይ፣ ከንብረትህ ድርሻዬን ስጠኝ’ አለው። በመሆኑም አባትየው ንብረቱን ለልጆቹ አካፈላቸው።
እቲ ንእሽቶ ኸኣ ንኣቦኡ፡ ‘ኣቦይ፡ ካብዚ ጥሪት፡ እቲ ዚብጽሓኒ ግደ ሃበኒ’ በሎ። ንሱ ድማ ገንዘቡ መቐሎም።
57,873

57,874
am_tg
ከጥቂት ቀንም በኋላ ታናሽየው ልጅ ያለውን ነገር ሁሉ ሰብስቦ ወደ ሩቅ አገር ተጓዘ፤ በዚያም ልቅ የሆነ ሕይወት በመኖር ንብረቱን አባከነ።
ድሕሪ ሒደት መዓልትታት ከኣ፡ እቲ ንእሽቶ ወዲ ዘለዎ ዅሉ ኣኪቡ፡ ናብ ርሑቕ ሃገር ከደ፣ ኣብኡ ድማ ነቲ ጥሪቱ ብዝርጋን ዘረዎ።
57,875

57,876
am_tg
ያለውን ሁሉ ከጨረሰ በኋላ በዚያ አገር በሙሉ ከባድ ረሃብ ተከሰተ፤ በዚህ ጊዜ ችግር ላይ ወደቀ።
ዘለዎ ዅሉ ምስ ወድአ፡ ኣብ ምልእቲ እታ ሃገር ብርቱዕ ጥሜት ኰነ፣ ንሱ ኸኣ ኪስእን ጀመረ።
57,877

57,878
am_tg
ከችግሩም የተነሳ ከዚያ አገር ሰዎች ወደ አንዱ ሄዶ የሙጥኝ አለ፤ ሰውየውም አሳማ እንዲጠብቅለት ወደ ሜዳ ላከው።
ከይዱ ምስ ሓደ ኻብ ደቂ እታ ሃገር ተጸግዐ፣ ንሱ ኸኣ፡ ሓሰማታት ኪጓሲ ኢሉ፡ ናብ መሬቱ ሰደዶ።
57,879

57,880
am_tg
እሱም አሳማዎቹ የሚመገቡትን ምግብ በልቶ ለመጥገብ ይመኝ ነበር፤ ነገር ግን የሚሰጠው አልነበረም።
ካብቲ ሓሰማታት ዚበልዓኦ ቛርፍ ከብዱ ኺመልእ ድማ ሃረር ይብል ነበረ፣ ዚህቦ ግና ሓደ እኳ ኣይረኸበን።
57,881

57,882
am_tg
“ወደ ልቦናው ሲመለስ ግን እንዲህ አለ፦ ‘ስንቶቹ የአባቴ ቅጥር ሠራተኞች ምግብ ተርፏቸው እኔ እዚህ በረሃብ ልሞት ነው!
“ናብ ልቡ ምስ ተመልሰ ኸኣ፡ ‘ኣነ ኣብዚ ብጥሜት ክመውት ከለኹ፡ ክንደይ ዕሱባት ኣቦይ እንጌራ ይተርፎም ኣሎ!
57,883

57,884
am_tg
ተነስቼ ወደ አባቴ በመሄድ እንዲህ እለዋለሁ፦ “አባቴ ሆይ፣ በአምላክና በአንተ ላይ በደል ፈጽሜአለሁ።
ተንሲአ ደኣ ናብ ኣቦይ ክኸይድ እሞ፡ “ኣቦይ፡ ኣብ ቅድሚ ሰማይን ኣብ ቅድሜኻን ሓጢአ እየ።
57,885

57,886
am_tg
ከእንግዲህ ልጅህ ተብዬ ልጠራ አይገባኝም። ከቅጥር ሠራተኞችህ እንደ አንዱ አድርገኝ።”’
ደጊም ወድኻ ኽብሃል ኣይበቅዕን እየ። ከም ሓደ ኻብ ዕሱባትካ ግበረኒ” ኽብሎ’ በለ።
57,887

57,888
am_tg
ስለዚህ ተነስቶ ወደ አባቱ ሄደ። ገና ሩቅ ሳለም አባቱ አየው፤ በዚህ ጊዜ አንጀቱ ተላወሰ፤ እየሮጠ ሄዶም አንገቱ ላይ ተጠምጥሞ ሳመው።
ተንሲኡ ኸኣ ናብ ኣቦኡ ኸደ። ኣቦኡ ድማ፡ ገና ርሑቕ ከሎ ረኣዮ እሞ ደንገጸሉ፣ ጐይዩ ኸኣ፡ ሓኒቑ ሰዓሞ።
57,889

57,890
am_tg
ከዚያም ልጁ ‘አባቴ ሆይ፣ በአምላክና በአንተ ላይ በደል ፈጽሜአለሁ። ከእንግዲህ ልጅህ ተብዬ ልጠራ አይገባኝም’ አለው።
እቲ ወዲ ድማ፡ ‘ኣቦይ፡ ኣብ ቅድሚ ሰማይን ኣብ ቅድሜኻን ሓጢአ እየ። ደጊም ወድኻ ኽብሃል ኣይበቅዕን እየ’ በሎ።
57,891

57,892
am_tg
አባትየው ግን ባሪያዎቹን እንዲህ አላቸው፦ ‘ቶሎ በሉ! ምርጥ የሆነውን ልብስ አምጥታችሁ አልብሱት፤ ለእጁ ቀለበት፣ ለእግሩም ጫማ አድርጉለት።
ኣቦኡ ግና ንባሮቱ፡ ‘ቀልጥፉ! ወለል ዚብል ብሉጽ ክዳን ኣምጺእኩም ክደንዎ፣ ቀለቤት ኣብ ኢዱ፡ ኣሳእን እውን ኣብ ኣእጋሩ ኣእትዉሉ።
57,893

57,894
am_tg
የሰባውንም ጥጃ አምጥታችሁ እረዱ፤ እንብላ፤ እንደሰት።
ስቡሕ ምራኽ ኣምጺእኩም ከኣ ሕረዱ፡ ንብላዕ፡ ንተሓጐስ፣
57,895
tg_am
ስቡሕ ምራኽ ኣምጺእኩም ከኣ ሕረዱ፡ ንብላዕ፡ ንተሓጐስ፣
የሰባውንም ጥጃ አምጥታችሁ እረዱ፤ እንብላ፤ እንደሰት።
57,896
am_tg
ይህ ልጄ ሞቶ ነበርና፤ አሁን ግን ሕያው ሆኗል። ጠፍቶ ነበር፤ ተገኝቷል።’ ከዚያም ይደሰቱ ጀመር።
እዚ ወደይሲ ሞይቱ ነይሩ፡ ከም ብሓድሽ ህያው ኰይኑ፣ ጠፊኡ ነይሩ እውን፡ ተረኺቡ እዩ’ በሎም። ኪሕጐሱ ድማ ጀመሩ።
57,897

57,898
am_tg
“በዚህ ጊዜ ታላቁ ልጅ በእርሻ ቦታ ነበር፤ ተመልሶ መጥቶ ወደ ቤት በተቃረበ ጊዜ የሙዚቃና የጭፈራ ድምፅ ሰማ።
“እቲ ዓብዪ ወዱ ኸኣ ናብ ግራት ወፊሩ ነበረ፣ ተመሊሱ ናብ ጥቓ ቤት ምስ ቀረበ ድማ፡ ሙዚቃን ጓይላን ሰምዐ።
57,899