Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
57,900
am_tg
ስለዚህ ከአገልጋዮቹ አንዱን ጠርቶ ነገሩ ምን እንደሆነ ጠየቀው።
ንሓደ ኻብቶም ገላዉ ጸዊዑ፡ እዚ እንታይ ምዃኑ ሓተቶ።
57,901
tg_am

57,902
am_tg
አገልጋዩም ‘ወንድምህ መጥቷል፤ በደህና ስለመጣም አባትህ የሰባውን ጥጃ አርዶለታል’ አለው።
ንሱ ኸኣ፡ ‘ሓውካ መጺኡ፡ ኣቦኻ ድማ ብደሓኑ ስለ ዝረኸቦ፡ ስቡሕ ምራኽ ሓሪዱሉ’ በሎ።
57,903

57,904
am_tg
እሱ ግን ተቆጣ፤ ወደ ቤት ለመግባትም አሻፈረኝ አለ። ከዚያም አባቱ ወጥቶ ይለምነው ጀመር።
ንሱ ግና ኰረየ፡ ምእታው እውን ኣበየ። ኣቦኡ ኸኣ ወጺኡ ለመኖ።
57,905

57,906
am_tg
እሱም መልሶ አባቱን እንዲህ አለው፦ ‘እነሆ፣ እኔ ስንት ዓመት ሙሉ እንደ ባሪያ ሳገለግልህ ኖርኩ፤ መቼም ቢሆን ከትእዛዝህ ዝንፍ ብዬ አላውቅም፤ አንተ ግን ከጓደኞቼ ጋር እንድደሰት አንዲት የፍየል ጠቦት እንኳ ሰጥተኸኝ አታውቅም።
ንሱ ድማ ንኣቦኡ፡ ‘እንሆ፡ ክንድዚ ዚኣክል ዓመታት ተገዚአካ፡ ካብ ትእዛዝካ እውን ከቶ ኣይሓለፍኩን፣ ግናኸ፡ ንዓይሲ ምስ ኣዕሩኸይ ዝሕጐሰሉ ማሕስእ እኳ ኣይሃብካንን።
57,907

57,908
am_tg
ሆኖም ሀብትህን ከዝሙት አዳሪዎች ጋር ያወደመው ይህ ልጅህ ገና ከመምጣቱ የሰባውን ጥጃ አረድክለት።’
እዚ ንገንዘብካ ምስ ኣመናዝር በሊዑ ዝወድአ ወድኻ ምጽእ ምስ በለ ግና፡ ስቡሕ ምራኽ ሓሪድካሉ’ ኢሉ መለሰሉ።
57,909

57,910
am_tg
በዚህ ጊዜ አባቱ እንዲህ አለው፦ ‘ልጄ፣ አንተ ሁልጊዜ ከእኔ ጋር ነህ፤ ደግሞም የእኔ የሆነው ሁሉ የአንተ ነው።
ንሱ ኸኣ፡ ‘ወደየ፡ ንስኻስ ኵሉ ሳዕ ምሳይ ኣለኻ፡ ናተይ ዘበለ ድማ ናትካ እዩ።
57,911

57,912
am_tg
ሆኖም ይህ ወንድምህ ሞቶ ነበር፤ አሁን ግን ሕያው ሆኗል፤ ጠፍቶ ነበር፤ ተገኝቷል። ስለዚህ ልንደሰትና ሐሴት ልናደርግ ይገባል።’”
እዚ ሓውካ ግና ሞይቱ ነይሩ፡ ህያው ኰይኑ፣ ጠፊኡ ነይሩ እውን፡ ተረኺቡ እዩ እሞ፡ ክንሕጐስን ባህ ኪብለናን ይግብኣና እዩ’ በሎ።”
57,913

57,914
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ በመንፈስ ቅዱስ ተሞልቶ ከዮርዳኖስ ተመለሰ፤ በምድረ በዳም ሳለ መንፈስ ይመራው ነበር፤
የሱስ መንፈስ ቅዱስ መሊእዎ፡ ካብ ዮርዳኖስ ተመልሰ፣ ብመንፈስ ናብ በረኻ ተመሪሑ ኸኣ፡
57,915

57,916
am_tg
በዚያም 40 ቀን ቆየ፤ ዲያብሎስም ፈተነው። በእነዚህም ቀናት ምንም ስላልበላ መጨረሻ ላይ ተራበ።
ብድያብሎስ እናተፈተነ 40 መዓልቲ ጸንሐ። በተን መዓልትታት እቲአን፡ ገለ እኳ ኣይበልዐን፣ ምስ ተወድኣ ኸኣ ጠመየ።
57,917

57,918
am_tg
በዚህ ጊዜ ዲያብሎስ “የአምላክ ልጅ ከሆንክ እስቲ ይህ ድንጋይ ዳቦ እንዲሆን እዘዝ” አለው።
ድያብሎስ ድማ፡ “ወዲ ኣምላኽ እንተ ዄንካስ፡ ነዚ እምኒ እንጌራ ኪኸውን በል” በሎ።
57,919

57,920
am_tg
ኢየሱስ ግን “‘ሰው በምግብ ብቻ አይኖርም’ ተብሎ ተጽፏል” ሲል መለሰለት።
የሱስ ግና፡ “‘ሰብ ብእንጌራ ጥራይ ኣይነብርን’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ” ኢሉ መለሰሉ።
57,921

57,922
am_tg
ቀጥሎም ዲያብሎስ ወደ አንድ ከፍ ያለ ቦታ አወጣውና የዓለምን መንግሥታት ሁሉ በቅጽበት አሳየው።
ኣደዪቡ ድማ፡ ኵለን መንግስትታት ዓለም ብቕጽበት ኣርኣዮ።
57,923

57,924
am_tg
ከዚያም እንዲህ አለው፦ “ይህ ሁሉ ሥልጣንና የእነዚህ መንግሥታት ክብር ተሰጥቶኛል፤ እኔ ደግሞ ለፈለግኩት መስጠት ስለምችል ለአንተ እሰጥሃለሁ።
ድያብሎስ ከኣ፡ “እዚ ዅሉ ስልጣንን ክብረንን ንዓይ ስለ እተዋህበኒ፡ ኣነ ኸኣ ንዝደለኹ ስለ ዝህቦ፡ ንዓኻ ኽህበካ እየ።
57,925

57,926
am_tg
ስለዚህ አንድ ጊዜ በፊቴ ተደፍተህ ብታመልከኝ ይህ ሁሉ የአንተ ይሆናል።”
ስለዚ፡ እንተ ሰጊድካለይ፡ እዚ ዅሉ ናትካ ኪኸውን እዩ” በሎ።
57,927

57,928
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “‘ይሖዋ አምላክህን ብቻ አምልክ፤ ለእሱም ብቻ ቅዱስ አገልግሎት አቅርብ’ ተብሎ ተጽፏል” አለው።
የሱስ ድማ፡ “‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣምልኮ፡ ንዕኡ ንበይኑ ድማ ኣገልግሎ’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ” በሎ።
57,929

57,930
am_tg
ከዚያም ወደ ኢየሩሳሌም ከወሰደው በኋላ በቤተ መቅደሱ አናት ላይ አቁሞ እንዲህ አለው፦ “የአምላክ ልጅ ከሆንክ እስቲ ራስህን ወደ ታች ወርውር፤
ናብ የሩሳሌም ወሲዱ ኸኣ፡ ኣብ ላዕለዋይ ጫፍ መንደቕ ቤተ መቕደስ ደው ኣቢሉ፡ “ወዲ ኣምላኽ እንተ ዄንካስ፡ ካብዚ ጽደፍ፣
57,931

57,932
am_tg
እንዲህ ተብሎ ተጽፏልና፦ ‘አንተን እንዲጠብቁ መላእክቱን ስለ አንተ ያዛል።’
ከመይሲ፡ ከምዚ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ፦ ‘ምእንቲ ኺሕልዉኻ፡ ንመላእኽቱ ኺእዝዘልካ እዩ፡’
57,933

57,934
am_tg
እንዲሁም ‘እግርህን እንቅፋት እንዳይመታው በእጃቸው ያነሱሃል።’”
ድማ ‘እግርኻ ብእምኒ ምእንቲ ኸይትዕንቀፍ፡ ብኣእዳዎም ኪጾሩኻ እዮም’” በሎ።
57,935

57,936
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “‘አምላክህን ይሖዋን አትፈታተነው’ ተብሏል” አለው።
የሱስ ከኣ፡ “‘ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣይትፈትኖ’ ተባሂሉ እዩ” ኢሉ መለሰሉ።
57,937

57,938
am_tg
ዲያብሎስም ፈተናውን ሁሉ ከጨረሰ በኋላ ሌላ አመቺ ጊዜ እስኪያገኝ ድረስ ትቶት ሄደ።
ድያብሎስ ኵሉ ፈተናኡ ምስ ወድአ ድማ፡ ምሹእ ግዜ ኽሳዕ ዚረክብ ሓደጎ።
57,939

57,940
am_tg
ከዚህ በኋላ ኢየሱስ በመንፈስ ኃይል ወደ ገሊላ ተመለሰ። ዝናውም በዙሪያው ባለ አገር ሁሉ ተሰራጨ።
የሱስ ድማ ብሓይሊ መንፈስ ናብ ገሊላ ተመልሰ። ዝናኡ እውን ኣብ ኵሉ እቲ ጐደቦታት ተዘርግሐ።
57,941

57,942
am_tg
በተጨማሪም በምኩራቦቻቸው ማስተማር ጀመረ፤ ሕዝቡም ሁሉ ያከብረው ነበር።
ንሱ ኸኣ ኣብ ምኵራባቶም መሃረ፣ ኵላቶም እውን የኽብርዎ ነበሩ።
57,943

57,944
am_tg
ከዚያም ወዳደገበት ቦታ ወደ ናዝሬት መጣ፤ እንደ ልማዱም በሰንበት ቀን ወደ ምኩራብ ገባ፤ ሊያነብም ተነስቶ ቆመ።
ናብታ ዝዓበየላ፡ ናብ ናዝሬት ድማ መጸ፣ ብመዓልቲ ሰንበት ከኣ ከምቲ ልማዱ ናብ ምኵራብ ኣተወ፡ ኬንብብ እውን ተንስአ።
57,945

57,946
am_tg
የነቢዩ ኢሳይያስ ጥቅልልም ተሰጠው፤ ጥቅልሉንም ተርትሮ እንዲህ ተብሎ የተጻፈበትን ቦታ አገኘ፦
ጥቕልልቲ መጽሓፍ ነብዪ ኢሳይያስ ድማ ተዋህቦ፣ ነታ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ቀልዓ እሞ፡ ከምዚ ዚብል እተጻሕፎ ኽፍሊ ረኸበ፦
57,947

57,948
am_tg
“የይሖዋ መንፈስ በእኔ ላይ ነው፤ ምክንያቱም ለድሆች ምሥራች እንድናገር ቀብቶኛል። ለተማረኩት ነፃነትን፣ ለታወሩትም ማየትን እንዳውጅ፣ የተጨቆኑትን ነፃ እንዳወጣ
“ንድኻታት ከበስሮም ስለ ዝቐብኣኒ፡ መንፈስ የሆዋ ኣብ ልዕለይ እዩ። ንምሩኻት ምውጻእ ሓራ፡ ንዕዉራት ድማ ምርኣይ ክእውጅ፡ ንግፉዓት ሓራ ኸውጽእ፡
57,949

57,950
am_tg
እንዲሁም የይሖዋን ሞገስ ስለሚያገኙበት ዓመት እንድሰብክ ልኮኛል።”
ቅብልቲ ዓመት የሆዋ ኽሰብኽ ልኢኹኒ።”
57,951

57,952
am_tg
ከዚያም ጥቅልሉን ጠቅልሎ ለአገልጋዩ መልሶ ሰጠውና ተቀመጠ፤ በምኩራቡ ውስጥ ያሉት ሰዎችም ሁሉ ትኩር ብለው ይመለከቱት ነበር።
ነታ መጽሓፍ ጠቕሊሉ ኸኣ፡ ነቲ ኣገልጋሊ ሂብዎ ተቐመጠ፣ ኣዒንቲ ዅሎም እቶም ኣብታ ምኵራብ ዝነበሩ ድማ፡ ናብኡ ይጥምታ ነበራ።
57,953

57,954
am_tg
እሱም “ይህ አሁን የሰማችሁት የቅዱሳን መጻሕፍት ቃል ዛሬ ተፈጸመ” አላቸው።
ሽዑ፡ “እዚ ዝሰማዕኩምዎ ቕዱስ ጽሑፍ እዚ፡ ሎሚ ተፈጺሙ” ኺብሎም ጀመረ።
57,955

57,956
am_tg
ሁሉም ስለ እሱ መልካም ነገር ይናገሩ ጀመር፤ ከአፉ በሚወጡት የሚማርኩ ቃላትም በመደነቅ “ይህ የዮሴፍ ልጅ አይደለም እንዴ?” ይሉ ነበር።
ኵላቶም ከኣ መስከሩሉ፡ በቲ ኻብ ኣፉ ዚወጽእ ጥዑም ዘረባ ድማ ተገረሙ፡ “እዝስ ወዲ ዮሴፍ ደይኰነን፧” ከኣ ይብሉ ነበሩ።
57,957

57,958
am_tg
በዚህ ጊዜ እንዲህ አላቸው፦ “‘አንተ ሐኪም፣ እስቲ ራስህን አድን’ የሚለውን አባባል እንደምትጠቅሱብኝ ጥርጥር የለውም። ‘በቅፍርናሆም እንደተደረገ የሰማነውን ነገር እዚህ በራስህ አገርም አድርግ’ ትሉኛላችሁ።”
ንሱ ድማ፡ “‘ሓኪም ንርእስኻ ኣሕዊ’ ዚብል ምስላ ኸም እትምስሉለይ፡ ‘እቲ ኣብ ቅፍርናሆም ከም ዝዀነ ዝሰማዕናዮ፡ ኣብዚ ኣብ ዓድኻ እውን ግበር’ ድማ ከም እትብሉኒ ርግጸኛ እየ” በሎም።
57,959

57,960
am_tg
እንዲህም አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ነቢይ በገዛ አገሩ ተቀባይነት አያገኝም።
ከምዚ ኸኣ በሎም፦ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ዓዱ ተቐባልነት ዚረክብ ነብዪ የልቦን።
57,961

57,962
am_tg
እውነቱን ልንገራችሁ፦ ለምሳሌ በኤልያስ ዘመን ሰማይ ለሦስት ዓመት ከስድስት ወር በተዘጋና በምድሪቱ ሁሉ ላይ ጽኑ ረሃብ በተከሰተ ጊዜ በእስራኤል ብዙ መበለቶች ነበሩ።
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፦ ብዘመን ኤልያስ፡ ሰማይ ሰለስተ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ኣብ እተዓጽወሉ እሞ፡ ኣብ ኵላ እታ ምድሪ ዓብዪ ጥሜት ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ኣብ እስራኤል ብዙሓት መበለታት ነይረን እየን።
57,963

57,964
am_tg
ሆኖም ኤልያስ በሲዶና አገር በሰራፕታ ትኖር ወደነበረች አንዲት መበለት ተላከ እንጂ ከእነዚህ ሴቶች ወደ አንዷም አልተላከም።
ኤልያስ ግና ኣብ ሰራጵታ ናይ ሲዶን ናብ ዝነበረት መበለት ጥራይ እምበር፡ ናብ ሓንቲ ኻባታተንሲ ኣይተላእከን።
57,965

57,966
am_tg
በተጨማሪም በነቢዩ ኤልሳዕ ዘመን በእስራኤል ብዙ የሥጋ ደዌ በሽተኞች ነበሩ፤ ሆኖም ከሶርያዊው ከንዕማን በስተቀር ከእነሱ መካከል አንድም ሰው አልነጻም።”
ብግዜ ነብዪ ኤልሳእ እውን፡ ኣብ እስራኤል ብዙሓት ድዉያት ነይሮም እዮም፣ ግናኸ፡ ንእማን እቲ ሶርያዊ ጥራይ እምበር፡ ካባታቶምሲ ሓደ እኳ ኣይነጽሀን።”
57,967

57,968
am_tg
በምኩራቡ ውስጥ የነበሩት ሁሉ ይህን ሲሰሙ እጅግ ተቆጡ፤
ኵሎም እቶም ኣብታ ምኵራብ ነዚ ዝሰምዑ፡ ኣዝዮም ተቘጥዑ፣
57,969
tg_am
ኵሎም እቶም ኣብታ ምኵራብ ነዚ ዝሰምዑ፡ ኣዝዮም ተቘጥዑ፣
በምኩራቡ ውስጥ የነበሩት ሁሉ ይህን ሲሰሙ እጅግ ተቆጡ፤
57,970
am_tg
ተነስተውም እያጣደፉ ከከተማው አስወጡት፤ ቁልቁል ገፍትረው ሊጥሉትም ፈልገው ከተማቸው ወደምትገኝበት ተራራ አፋፍ ወሰዱት።
ተንሲኦም ከኣ ካብታ ኸተማ ቐልጢፎም ኣውጽእዎ፣ ቍልቁል ኬጽድፍዎ ኢሎም ከኣ፡ ናብ ገምገም እቲ ኸተማኦም እተሰርሓትሉ ኸረን ወሰድዎ።
57,971

57,972
am_tg
እሱ ግን በመካከላቸው ሰንጥቆ ሄደ።
ንሱ ግና ብማእከሎም ሓሊፉ ኸደ።
57,973
tg_am
ንሱ ግና ብማእከሎም ሓሊፉ ኸደ።
እሱ ግን በመካከላቸው ሰንጥቆ ሄደ።
57,974
am_tg
ከዚያም በገሊላ ምድር ወደምትገኘው ወደ ቅፍርናሆም ከተማ ሄደ። እዚያም በሰንበት ሕዝቡን ያስተምር ነበር፤
ናብ ቅፍርናሆም፡ ከተማ ገሊላ ድማ ወረደ። ብሰንበት እውን ይምህሮም ነበረ፣
57,975

57,976
am_tg
በሥልጣን ይናገር ስለነበረም ሕዝቡ በትምህርት አሰጣጡ እጅግ ተደነቁ።
ዘረባኡ ብስልጣን ስለ ዝነበረ ኸኣ፡ ብኣመሃህራኡ ተገረሙ።
57,977

57,978
am_tg
በምኩራቡም ውስጥ ርኩስ መንፈስ ማለትም ጋኔን ያደረበት አንድ ሰው ነበር፤ ሰውየውም በታላቅ ድምፅ እንዲህ ሲል ጮኸ፦
ኣብታ ምኵራብ ድማ፡ ጋኔን፡ ማለት ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብኣይ ነበረ፣ ዓው ብዝበለ ድምጺ ኸኣ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦
57,979

57,980
am_tg
“እንዴ! የናዝሬቱ ኢየሱስ፣ እኛ ከአንተ ጋር ምን ጉዳይ አለን? የመጣኸው ልታጠፋን ነው? ማን እንደሆንክ በሚገባ አውቃለሁ፤ አንተ የአምላክ ቅዱስ አገልጋይ ነህ።”
“ኣየ፡ ኣታ ናዝሬታዊ የሱስ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎና፧ ከተጥፍኣናዶ መጺእካ፧ መን ምዃንካ ብልክዕ ፈሊጠካ ኣለኹ፣ ናይ ኣምላኽ ቅዱስ ኢኻ።”
57,981

57,982
am_tg
ሆኖም ኢየሱስ “ዝም በል፤ ከእሱም ውጣ!” ብሎ ገሠጸው። ጋኔኑም ሰውየውን በሕዝቡ ፊት ከጣለው በኋላ ምንም ሳይጎዳው ለቆት ወጣ።
የሱስ ግና፡ “ስቕ በል፡ ካብኡ እውን ውጻእ!” ኢሉ ገንሖ። እቲ ጋኔን ነቲ ሰብኣይ ኣብ ማእከሎም ምስ ደርበዮ፡ ከይጐድኦ ኻብኡ ወጸ።
57,983

57,984
am_tg
በዚህ ጊዜ ሁሉም በመገረም “እንዴ! ይህ ምን ዓይነት አነጋገር ነው? ርኩሳን መናፍስትን በሥልጣንና በኃይል ያዛል፤ እነሱም ታዘው ይወጣሉ!” ሲሉ እርስ በርሳቸው ይነጋገሩ ጀመር።
ኵላቶም ድማ ተደመሙ፡ ንሓድሕዶም ከኣ፡ “ንርኹሳት መናፍስቲ ብስልጣንን ብሓይልን ይእዝዞም፡ ንሳቶም ከኣ ይወጹ እዮም እሞ፡ እዝስ እንታይ ዓይነት ዘረባ እዩ፧” እናበሉ ተዛራረቡ።
57,985

57,986
am_tg
ስለ ኢየሱስ የሚወራው ወሬም በዙሪያው ባለው አገር ሁሉ ተዳረሰ።
ወሪኡ ድማ ናብ ኵሉ መኣዝን እቲ ጐደቦታት ተዘርግሐ።
57,987

57,988
am_tg
ኢየሱስ ከምኩራቡ ከወጣ በኋላ ወደ ስምዖን ቤት ገባ። የስምዖንም አማት ኃይለኛ ትኩሳት ይዟት እየተሠቃየች ነበር፤ እነሱም እንዲረዳት ለመኑት።
ካብታ ምኵራብ ተንሲኡ፡ ናብ ቤት ስምኦን ኣተወ። ሓማት ስምኦን ከኣ ብርቱዕ ረስኒ ነበራ፣ ኪረድኣ እውን ለመንዎ።
57,989

57,990
am_tg
እሱም አጠገቧ ቆመና ጎንበስ ብሎ ትኩሳቱን ገሠጸው፤ ትኩሳቱም ለቀቃት። ወዲያውም ተነስታ ታገለግላቸው ጀመር።
ኣብ ልዕሊኣ ደው ኢሉ፡ ነቲ ረስና ገንሖ፡ ሓደጋ ድማ። ብቕጽበት ተንሲኣ እውን ኣገልገለቶም።
57,991

57,992
am_tg
ፀሐይ ስትጠልቅም ሰዎች በተለያየ በሽታ የተያዙ ሕመምተኞቻቸውን ወደ እሱ አመጡ። እሱም በእያንዳንዳቸው ላይ እጁን በመጫን ፈወሳቸው።
ጸሓይ ክትዓርብ ከላ ኸኣ፡ ኵሎም እቶም እተፈላለየ ሕማም ዝሓመሙ ሰባት ዘለውዎም፡ ናብኡ ኣምጽእዎም። ንሱ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፎም ኣእዳዉ ኣንቢሩ ኣሕወዮም።
57,993

57,994
am_tg
አጋንንትም “አንተ የአምላክ ልጅ ነህ” እያሉና እየጮኹ ከብዙ ሰዎች ወጡ። እሱ ግን ገሠጻቸው፤ ክርስቶስ መሆኑንም አውቀው ስለነበር እንዳይናገሩ ከለከላቸው።
ኣጋንንቲ እውን፡ “ንስኻ ወዲ ኣምላኽ ኢኻ” ኢሎም እናጨደሩ ኻብ ብዙሓት ወጹ። ግናኸ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ይፈልጡ ስለ ዝነበሩ፡ እናገንሐ፡ ኪዛረቡ ኣይፈቕደሎምን ነበረ።
57,995

57,996
am_tg
በነጋም ጊዜ ወጥቶ ገለል ወዳለ ስፍራ ሄደ። ሕዝቡ ግን ፈልገው ፈላልገው ያለበት ቦታ ድረስ መጡ፤ እንዳይሄድባቸውም ለመኑት።
ምስ ወግሐ ግና፡ ወጺኡ ናብ ጽምዊ ቦታ ኸደ። እቶም ህዝቢ ኸኣ ደለይዎ፡ ናብታ ዘለዋ መጺኦም እውን፡ ካባታቶም ከይከይድ ኪሕዝዎ ፈተኑ።
57,997

57,998
am_tg
እሱ ግን “ለሌሎች ከተሞችም የአምላክን መንግሥት ምሥራች ማወጅ አለብኝ፤ ምክንያቱም የተላክሁት ለዚህ ዓላማ ነው” አላቸው።
ንሱ ግና፡ “ስለዚ እየ እተለኣኽኩ እሞ፡ ንኻልኦት ከተማታት እውን ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ከበስረን ይግብኣኒ እዩ” በሎም።
57,999