Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
58,000 | am_tg | በመሆኑም በይሁዳ ምኩራቦች መስበኩን ቀጠለ። | ኣብ ምኵራባት ይሁዳ ኸኣ ይሰብኽ ነበረ። |
58,001 | tg_am | ኣብ ምኵራባት ይሁዳ ኸኣ ይሰብኽ ነበረ። | በመሆኑም በይሁዳ ምኩራቦች መስበኩን ቀጠለ። |
58,002 | am_tg | አንድ ቀን ኢየሱስ በቤተ መቅደሱ ውስጥ ሕዝቡን እያስተማረና ምሥራቹን እያወጀ ሳለ የካህናት አለቆችና ጸሐፍት ከሕዝቡ ሽማግሌዎች ጋር መጡ፤ | ብሓንቲ ኻብተን መዓልትታት እቲአን፡ ንህዝቢ ኣብ ቤተ መቕደስ ኪምህርን ኬበስርን ከሎ፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ምስ ዓበይቲ ዀይኖም መጹ፣ |
58,003 | tg_am | ብሓንቲ ኻብተን መዓልትታት እቲአን፡ ንህዝቢ ኣብ ቤተ መቕደስ ኪምህርን ኬበስርን ከሎ፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ምስ ዓበይቲ ዀይኖም መጹ፣ | አንድ ቀን ኢየሱስ በቤተ መቅደሱ ውስጥ ሕዝቡን እያስተማረና ምሥራቹን እያወጀ ሳለ የካህናት አለቆችና ጸሐፍት ከሕዝቡ ሽማግሌዎች ጋር መጡ፤ |
58,004 | am_tg | ከዚያም “እስቲ ንገረን፤ እነዚህን ነገሮች የምታደርገው በምን ሥልጣን ነው? ይህን ሥልጣን የሰጠህስ ማን ነው?” አሉት። | “በየናይ ስልጣን እዚ ትገብር ኣለኻ፧ ወይስ ነዚ ስልጣን እዚ ዝሃበካ መን እዩ፧ እስከ ንገረና” ድማ በልዎ። |
58,005 | tg_am | “በየናይ ስልጣን እዚ ትገብር ኣለኻ፧ ወይስ ነዚ ስልጣን እዚ ዝሃበካ መን እዩ፧ እስከ ንገረና” ድማ በልዎ። | ከዚያም “እስቲ ንገረን፤ እነዚህን ነገሮች የምታደርገው በምን ሥልጣን ነው? ይህን ሥልጣን የሰጠህስ ማን ነው?” አሉት። |
58,006 | am_tg | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “እኔም አንድ ጥያቄ እጠይቃችኋለሁ፤ እናንተም መልሱልኝ፦ | ንሱ ኸኣ፡ “ኣነ እውን ሕቶ ኽሓትተኩም እሞ፡ ንገሩኒ፦ |
58,007 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ኣነ እውን ሕቶ ኽሓትተኩም እሞ፡ ንገሩኒ፦ | እሱም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “እኔም አንድ ጥያቄ እጠይቃችኋለሁ፤ እናንተም መልሱልኝ፦ |
58,008 | am_tg | ዮሐንስ የማጥመቅ ሥልጣን ያገኘው ከአምላክ ነው ወይስ ከሰው?” | ጥምቀት ዮሃንስ ካብ ሰማይ ድያ ነይራ፡ ወይስ ካብ ሰብ፧” ኢሉ መለሰሎም። |
58,009 | tg_am | ጥምቀት ዮሃንስ ካብ ሰማይ ድያ ነይራ፡ ወይስ ካብ ሰብ፧” ኢሉ መለሰሎም። | ዮሐንስ የማጥመቅ ሥልጣን ያገኘው ከአምላክ ነው ወይስ ከሰው?” |
58,010 | am_tg | እነሱም እርስ በርሳቸው እንዲህ ተባባሉ፦ “‘ከአምላክ’ ብንል ‘ታዲያ ለምን አላመናችሁትም?’ ይለናል፤ | ንሳቶም ከኣ ከምዚ ኢሎም ሓሰቡ፦ “‘ካብ ሰማይ’ እንተ ኢልና፡ ‘ስለምንታይ ደኣ ዘይኣመንኩምዎ፧’ ኪብለና እዩ። |
58,011 | tg_am | ንሳቶም ከኣ ከምዚ ኢሎም ሓሰቡ፦ “‘ካብ ሰማይ’ እንተ ኢልና፡ ‘ስለምንታይ ደኣ ዘይኣመንኩምዎ፧’ ኪብለና እዩ። | እነሱም እርስ በርሳቸው እንዲህ ተባባሉ፦ “‘ከአምላክ’ ብንል ‘ታዲያ ለምን አላመናችሁትም?’ ይለናል፤ |
58,012 | am_tg | ‘ከሰው’ ብንል ደግሞ ሕዝቡ ሁሉ ዮሐንስ ነቢይ ነው ብለው ስለሚያምኑ በድንጋይ ይወግሩናል።” | ‘ካብ ሰብ’ እንተ ኢልና ግና፡ ብዘሎ እቲ ህዝቢ፡ ዮሃንስ ነብዪ ምዃኑ ይኣምን እዩ እሞ፡ ብዳርባ እምኒ ኪቐትለና እዩ።” |
58,013 | tg_am | ‘ካብ ሰብ’ እንተ ኢልና ግና፡ ብዘሎ እቲ ህዝቢ፡ ዮሃንስ ነብዪ ምዃኑ ይኣምን እዩ እሞ፡ ብዳርባ እምኒ ኪቐትለና እዩ።” | ‘ከሰው’ ብንል ደግሞ ሕዝቡ ሁሉ ዮሐንስ ነቢይ ነው ብለው ስለሚያምኑ በድንጋይ ይወግሩናል።” |
58,014 | am_tg | ስለዚህ ‘ከየት እንደሆነ አናውቅም’ ብለው መለሱለት። | ካበይ ምዃኑ ኸም ዘይፈልጡ ድማ መለሱሉ። |
58,015 | tg_am | ካበይ ምዃኑ ኸም ዘይፈልጡ ድማ መለሱሉ። | ስለዚህ ‘ከየት እንደሆነ አናውቅም’ ብለው መለሱለት። |
58,016 | am_tg | ኢየሱስም “እኔም እነዚህን ነገሮች በምን ሥልጣን እንደማደርግ አልነግራችሁም” አላቸው። | የሱስ ከኣ፡ “ኣነ እውን በየናይ ስልጣን እዚ ኸም ዝገብር ኣይነግረኩምን እየ” በሎም። |
58,017 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ኣነ እውን በየናይ ስልጣን እዚ ኸም ዝገብር ኣይነግረኩምን እየ” በሎም። | ኢየሱስም “እኔም እነዚህን ነገሮች በምን ሥልጣን እንደማደርግ አልነግራችሁም” አላቸው። |
58,018 | am_tg | ከዚያም ለሕዝቡ የሚከተለውን ምሳሌ ይነግራቸው ጀመር፦ “አንድ ሰው የወይን እርሻ አለማና ለገበሬዎች አከራየ፤ ወደ ሌላ አገር ሄዶም ረዘም ላለ ጊዜ ቆየ። | ነቶም ህዝቢ ኸኣ እዛ ምሳሌ እዚኣ ኺምስለሎም ጀመረ፦ “ሓደ ሰብኣይ ኣታኽልቲ ወይኒ ተኸለ፡ ንሓረስቶት ብመገስ ሂቡ ኸኣ ንነዊሕ እዋን ናብ ካልእ ሃገር ገሸ። |
58,019 | tg_am | ነቶም ህዝቢ ኸኣ እዛ ምሳሌ እዚኣ ኺምስለሎም ጀመረ፦ “ሓደ ሰብኣይ ኣታኽልቲ ወይኒ ተኸለ፡ ንሓረስቶት ብመገስ ሂቡ ኸኣ ንነዊሕ እዋን ናብ ካልእ ሃገር ገሸ። | ከዚያም ለሕዝቡ የሚከተለውን ምሳሌ ይነግራቸው ጀመር፦ “አንድ ሰው የወይን እርሻ አለማና ለገበሬዎች አከራየ፤ ወደ ሌላ አገር ሄዶም ረዘም ላለ ጊዜ ቆየ። |
58,020 | am_tg | ወቅቱ ሲደርስ ከወይኑ ፍሬ ድርሻውን እንዲልኩለት አንድ ባሪያ ወደ ገበሬዎቹ ላከ። ይሁንና ገበሬዎቹ ባሪያውን ከደበደቡት በኋላ ባዶ እጁን ሰደዱት። | ግዜኡ ምስ በጽሐ፡ ካብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ፍረ ኺህብዎ ኢሉ፡ ናብቶም ሓረስቶት፡ ባርያ ለኣኸ። እቶም ሓረስቶት ግና ወቒዖም ጥራይ ኢዱ ሰደድዎ። |
58,021 | tg_am | ግዜኡ ምስ በጽሐ፡ ካብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ፍረ ኺህብዎ ኢሉ፡ ናብቶም ሓረስቶት፡ ባርያ ለኣኸ። እቶም ሓረስቶት ግና ወቒዖም ጥራይ ኢዱ ሰደድዎ። | ወቅቱ ሲደርስ ከወይኑ ፍሬ ድርሻውን እንዲልኩለት አንድ ባሪያ ወደ ገበሬዎቹ ላከ። ይሁንና ገበሬዎቹ ባሪያውን ከደበደቡት በኋላ ባዶ እጁን ሰደዱት። |
58,022 | am_tg | እሱ ግን በድጋሚ ሌላ ባሪያ ወደ እነሱ ላከ። ይሄኛውንም ደብድበውና አዋርደው ባዶ እጁን ሰደዱት። | ከም ብሓድሽ ድማ ካልእ ባርያ ለኣኸ። ንዕኡ እውን ወቒዖምን ኣዋሪዶምን ጥራይ ኢዱ ሰደድዎ። |
58,023 | tg_am | ከም ብሓድሽ ድማ ካልእ ባርያ ለኣኸ። ንዕኡ እውን ወቒዖምን ኣዋሪዶምን ጥራይ ኢዱ ሰደድዎ። | እሱ ግን በድጋሚ ሌላ ባሪያ ወደ እነሱ ላከ። ይሄኛውንም ደብድበውና አዋርደው ባዶ እጁን ሰደዱት። |
58,024 | am_tg | አሁንም ሦስተኛ ባሪያ ላከ፤ እሱንም ካቆሰሉት በኋላ አውጥተው ጣሉት። | መሊሱ ኸኣ ሳልሳይ ለኣኸ፣ ንዕኡ እውን ኣቝሲሎም ሰጐጕዎ። |
58,025 | tg_am | መሊሱ ኸኣ ሳልሳይ ለኣኸ፣ ንዕኡ እውን ኣቝሲሎም ሰጐጕዎ። | አሁንም ሦስተኛ ባሪያ ላከ፤ እሱንም ካቆሰሉት በኋላ አውጥተው ጣሉት። |
58,026 | am_tg | በዚህ ጊዜ የወይን እርሻው ባለቤት ‘ምን ባደርግ ይሻላል? የምወደውን ልጄን እልካለሁ። መቼም እሱን ያከብሩታል’ አለ። | እቲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ ድማ፡ ‘እንታይ ደኣ ኽገብር እየ፧ ነዚ ፍቑር ወደይ ደኣ ኽልእኽ። ንዕኡስ ይሓፍርዎ ግዲ ይዀኑ’ በለ። |
58,027 | tg_am | እቲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ ድማ፡ ‘እንታይ ደኣ ኽገብር እየ፧ ነዚ ፍቑር ወደይ ደኣ ኽልእኽ። ንዕኡስ ይሓፍርዎ ግዲ ይዀኑ’ በለ። | በዚህ ጊዜ የወይን እርሻው ባለቤት ‘ምን ባደርግ ይሻላል? የምወደውን ልጄን እልካለሁ። መቼም እሱን ያከብሩታል’ አለ። |
58,028 | am_tg | ገበሬዎቹ ልጁን ባዩት ጊዜ እርስ በርሳቸው ‘ወራሹ ይሄ ነው። ርስቱ የእኛ እንዲሆን እንግደለው’ ተባባሉ። | እቶም ሓረስቶት ምስ ረኣይዎ፡ ንሓድሕዶም፡ ‘እዚ እቲ ወራሲ እዩ። ንዑ ንቕተሎ እሞ፡ ርስቱ ናትና ኪኸውን እዩ’ ተባሃሃሉ። |
58,029 | tg_am | እቶም ሓረስቶት ምስ ረኣይዎ፡ ንሓድሕዶም፡ ‘እዚ እቲ ወራሲ እዩ። ንዑ ንቕተሎ እሞ፡ ርስቱ ናትና ኪኸውን እዩ’ ተባሃሃሉ። | ገበሬዎቹ ልጁን ባዩት ጊዜ እርስ በርሳቸው ‘ወራሹ ይሄ ነው። ርስቱ የእኛ እንዲሆን እንግደለው’ ተባባሉ። |
58,030 | am_tg | ከዚያም ከወይን እርሻው ጎትተው በማውጣት ገደሉት። ታዲያ የወይኑ እርሻ ባለቤት ምን የሚያደርጋቸው ይመስላችኋል? | ካብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ናብ ወጻኢ ኣውጺኦም ድማ ቀተልዎ። እቲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ ደኣ እንታይ ኰን ኪገብሮም እዩ፧ |
58,031 | tg_am | ካብቲ ኣታኽልቲ ወይኒ ናብ ወጻኢ ኣውጺኦም ድማ ቀተልዎ። እቲ ዋና ኣታኽልቲ ወይኒ ደኣ እንታይ ኰን ኪገብሮም እዩ፧ | ከዚያም ከወይን እርሻው ጎትተው በማውጣት ገደሉት። ታዲያ የወይኑ እርሻ ባለቤት ምን የሚያደርጋቸው ይመስላችኋል? |
58,032 | am_tg | ይመጣና እነዚህን ገበሬዎች ይገድላል፤ የወይን እርሻውንም ለሌሎች ይሰጣል።” ሕዝቡም ይህን ሲሰሙ “ይህስ ከቶ አይሁን!” አሉ። | መጺኡ ነቶም ሓረስቶት ኪቐትሎም፡ ነቲ ኣታኽልቲ ወይኒ እውን ንኻልኦት ኪህቦ እዩ።” እዚ ምስ ሰምዑ፡ “እዝስ ኣይውረድ!” በሉ። |
58,033 | tg_am | መጺኡ ነቶም ሓረስቶት ኪቐትሎም፡ ነቲ ኣታኽልቲ ወይኒ እውን ንኻልኦት ኪህቦ እዩ።” እዚ ምስ ሰምዑ፡ “እዝስ ኣይውረድ!” በሉ። | ይመጣና እነዚህን ገበሬዎች ይገድላል፤ የወይን እርሻውንም ለሌሎች ይሰጣል።” ሕዝቡም ይህን ሲሰሙ “ይህስ ከቶ አይሁን!” አሉ። |
58,034 | am_tg | ኢየሱስም እነሱን ትኩር ብሎ በመመልከት እንዲህ አለ፦ “ታዲያ ‘ግንበኞች የናቁት ድንጋይ እሱ የማዕዘን ራስ ድንጋይ ሆነ’ ተብሎ የተጻፈው ትርጉሙ ምንድን ነው? | ንሱ ግና ጠመቶም እሞ፡ “‘እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን ኰይኑ ኣሎ’ ዚብል ጽሑፍ ደኣ እንታይ ማለት እዩ፧ |
58,035 | tg_am | ንሱ ግና ጠመቶም እሞ፡ “‘እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን ኰይኑ ኣሎ’ ዚብል ጽሑፍ ደኣ እንታይ ማለት እዩ፧ | ኢየሱስም እነሱን ትኩር ብሎ በመመልከት እንዲህ አለ፦ “ታዲያ ‘ግንበኞች የናቁት ድንጋይ እሱ የማዕዘን ራስ ድንጋይ ሆነ’ ተብሎ የተጻፈው ትርጉሙ ምንድን ነው? |
58,036 | am_tg | በዚህ ድንጋይ ላይ የሚወድቅ ሁሉ ይሰባበራል። ድንጋዩ የሚወድቅበት ሰው ሁሉ ደግሞ ይደቅቃል።” | እቲ ኣብቲ እምኒ እቲ ዚወድቕ ዅሉ ኺሰባበር እዩ። ንሱ ዚወድቆ ድማ ኪሕምሸሽ እዩ” በሎም። |
58,037 | tg_am | እቲ ኣብቲ እምኒ እቲ ዚወድቕ ዅሉ ኺሰባበር እዩ። ንሱ ዚወድቆ ድማ ኪሕምሸሽ እዩ” በሎም። | በዚህ ድንጋይ ላይ የሚወድቅ ሁሉ ይሰባበራል። ድንጋዩ የሚወድቅበት ሰው ሁሉ ደግሞ ይደቅቃል።” |
58,038 | am_tg | በዚህ ጊዜ ጸሐፍትና የካህናት አለቆች ይህን ምሳሌ የተናገረው እነሱን አስቦ እንደሆነ ስለተረዱ በዚያኑ ሰዓት ሊይዙት ፈለጉ፤ ሆኖም ሕዝቡን ፈሩ። | ጸሓፍትን ሊቃውንቲ ኻህናትን ከኣ፡ እዛ ምሳሌ እዚኣ ብዛዕባኦም ከም እተዛረባ ስለ ዝፈለጡ፡ በታ ሰዓት እቲኣ ኺሕዝዎ ደለዩ፣ ግናኸ ንህዝቢ ፈርሁ። |
58,039 | tg_am | ጸሓፍትን ሊቃውንቲ ኻህናትን ከኣ፡ እዛ ምሳሌ እዚኣ ብዛዕባኦም ከም እተዛረባ ስለ ዝፈለጡ፡ በታ ሰዓት እቲኣ ኺሕዝዎ ደለዩ፣ ግናኸ ንህዝቢ ፈርሁ። | በዚህ ጊዜ ጸሐፍትና የካህናት አለቆች ይህን ምሳሌ የተናገረው እነሱን አስቦ እንደሆነ ስለተረዱ በዚያኑ ሰዓት ሊይዙት ፈለጉ፤ ሆኖም ሕዝቡን ፈሩ። |
58,040 | am_tg | በቅርብ ሲከታተሉት ከቆዩ በኋላ በንግግሩ እንዲያጠምዱት ጻድቅ መስለው የሚቀርቡ ሰዎችን በድብቅ ቀጥረው ላኩ፤ ይህን ያደረጉት ለመንግሥትና ለአገረ ገዢው አሳልፈው ለመስጠት ነው። | ምስ ተኸታተልዎ ኸኣ፡ ብዘረባኡ ምእንቲ ኺሕዝዎ እሞ፡ ንመንግስትን ንስልጣን እቲ ሹምን ኣሕሊፎም ምእንቲ ኺህብዎ፡ ቅኑዓት ዚመስሉ ብሕቡእ ዓሲቦም ሰደዱ። |
58,041 | tg_am | ምስ ተኸታተልዎ ኸኣ፡ ብዘረባኡ ምእንቲ ኺሕዝዎ እሞ፡ ንመንግስትን ንስልጣን እቲ ሹምን ኣሕሊፎም ምእንቲ ኺህብዎ፡ ቅኑዓት ዚመስሉ ብሕቡእ ዓሲቦም ሰደዱ። | በቅርብ ሲከታተሉት ከቆዩ በኋላ በንግግሩ እንዲያጠምዱት ጻድቅ መስለው የሚቀርቡ ሰዎችን በድብቅ ቀጥረው ላኩ፤ ይህን ያደረጉት ለመንግሥትና ለአገረ ገዢው አሳልፈው ለመስጠት ነው። |
58,042 | am_tg | የተላኩትም ሰዎች እንዲህ ሲሉ ጠየቁት፦ “መምህር፣ አንተ ትክክለኛውን ነገር እንደምትናገርና እንደምታስተምር እንዲሁም እንደማታዳላ፣ ከዚህ ይልቅ የአምላክን መንገድ በእውነት እንደምታስተምር እናውቃለን፦ | ንሳቶም ድማ፡ “መምህር፡ መገዲ ኣምላኽ ብሓቂ ትምህር እምበር፡ ከም ዘይተዳሉን ብቕንዕና ኸም እትዛረብን ከም እትምህርን ንፈልጥ ኢና፦ |
58,043 | tg_am | ንሳቶም ድማ፡ “መምህር፡ መገዲ ኣምላኽ ብሓቂ ትምህር እምበር፡ ከም ዘይተዳሉን ብቕንዕና ኸም እትዛረብን ከም እትምህርን ንፈልጥ ኢና፦ | የተላኩትም ሰዎች እንዲህ ሲሉ ጠየቁት፦ “መምህር፣ አንተ ትክክለኛውን ነገር እንደምትናገርና እንደምታስተምር እንዲሁም እንደማታዳላ፣ ከዚህ ይልቅ የአምላክን መንገድ በእውነት እንደምታስተምር እናውቃለን፦ |
58,044 | am_tg | ለመሆኑ ለቄሳር ግብር መክፈል ይገባናል ወይስ አይገባንም?” | ንቄሳር ግብሪ ምሃብሲ ተፈቒዱልና ድዩ ወይስ ኣይፋልን፧” ኢሎም ሓተትዎ። |
58,045 | tg_am | ንቄሳር ግብሪ ምሃብሲ ተፈቒዱልና ድዩ ወይስ ኣይፋልን፧” ኢሎም ሓተትዎ። | ለመሆኑ ለቄሳር ግብር መክፈል ይገባናል ወይስ አይገባንም?” |
58,046 | am_tg | እሱ ግን ተንኮላቸው ገብቶት እንዲህ አላቸው፦ | ንሱ ግና ጕርሖም ፈሊጡ፡ |
58,047 | tg_am | ንሱ ግና ጕርሖም ፈሊጡ፡ | እሱ ግን ተንኮላቸው ገብቶት እንዲህ አላቸው፦ |
58,048 | am_tg | “እስቲ አንድ ዲናር አሳዩኝ። በላዩ ላይ ያለው ምስልና የተቀረጸው ጽሑፍ የማን ነው?” እነሱም “የቄሳር” አሉ። | “ዲናር ኣርእዩኒ። እዚ ምስልን ጽሕፈትን ናይ መን እዩ፧” በሎም። ንሳቶም፡ “ናይ ቄሳር” በልዎ። |
58,049 | tg_am | “ዲናር ኣርእዩኒ። እዚ ምስልን ጽሕፈትን ናይ መን እዩ፧” በሎም። ንሳቶም፡ “ናይ ቄሳር” በልዎ። | “እስቲ አንድ ዲናር አሳዩኝ። በላዩ ላይ ያለው ምስልና የተቀረጸው ጽሑፍ የማን ነው?” እነሱም “የቄሳር” አሉ። |
58,050 | am_tg | እሱም “እንግዲያው የቄሳር የሆነውን ለቄሳር፣ የአምላክ የሆነውን ደግሞ ለአምላክ ስጡ” አላቸው። | ንሱ ኸኣ፡ “እምበኣር፡ ናይ ቄሳር ንቄሳር፡ ናይ ኣምላኽ እውን ንኣምላኽ ሃቡ” በሎም። |
58,051 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “እምበኣር፡ ናይ ቄሳር ንቄሳር፡ ናይ ኣምላኽ እውን ንኣምላኽ ሃቡ” በሎም። | እሱም “እንግዲያው የቄሳር የሆነውን ለቄሳር፣ የአምላክ የሆነውን ደግሞ ለአምላክ ስጡ” አላቸው። |
58,052 | am_tg | እነሱም በሕዝቡ ፊት በንግግሩ ሊያጠምዱት አልቻሉም፤ ከዚህ ይልቅ በመልሱ በመገረም ዝም አሉ። | ኣብ ቅድሚ እቲ ህዝቢ በዚ ዘረባ እዚ ኺሕዝዎ ኣይከኣሉን እሞ፡ በቲ ምላሹ ተገሪሞም ኣጽቀጡ። |
58,053 | tg_am | ኣብ ቅድሚ እቲ ህዝቢ በዚ ዘረባ እዚ ኺሕዝዎ ኣይከኣሉን እሞ፡ በቲ ምላሹ ተገሪሞም ኣጽቀጡ። | እነሱም በሕዝቡ ፊት በንግግሩ ሊያጠምዱት አልቻሉም፤ ከዚህ ይልቅ በመልሱ በመገረም ዝም አሉ። |
58,054 | am_tg | ሆኖም በትንሣኤ ከማያምኑት ሰዱቃውያን መካከል አንዳንዶቹ መጥተው ጥያቄ አቀረቡለት፦ | ገለ ኻብቶም ትንሳኤ የልቦን ዚብሉ ሰዱቃውያን መጺኦም ከምዚ ኢሎም ሓተትዎ፦ |
58,055 | tg_am | ገለ ኻብቶም ትንሳኤ የልቦን ዚብሉ ሰዱቃውያን መጺኦም ከምዚ ኢሎም ሓተትዎ፦ | ሆኖም በትንሣኤ ከማያምኑት ሰዱቃውያን መካከል አንዳንዶቹ መጥተው ጥያቄ አቀረቡለት፦ |
58,056 | am_tg | “መምህር፣ ሙሴ ‘አንድ ሰው ሚስት አግብቶ ልጅ ሳይወልድ ቢሞት ወንድሙ ሚስትየዋን አግብቶ ለወንድሙ ዘር መተካት አለበት’ ብሎ ጽፎልናል። | “መምህር፡ ሙሴ፡ ‘ሓደ ሰብ ሰበይቲ ሓዲጉ፡ ውሉድ ግና ከይሓደገ እንተ ሞይቱ፡ ሓዉ ነታ ሰበይቲ ይውረሳ እሞ፡ ካብኣ ንሓዉ ዘርኢ የተንስኣሉ’ ኢሉ ጽሒፉልና። |
58,057 | tg_am | “መምህር፡ ሙሴ፡ ‘ሓደ ሰብ ሰበይቲ ሓዲጉ፡ ውሉድ ግና ከይሓደገ እንተ ሞይቱ፡ ሓዉ ነታ ሰበይቲ ይውረሳ እሞ፡ ካብኣ ንሓዉ ዘርኢ የተንስኣሉ’ ኢሉ ጽሒፉልና። | “መምህር፣ ሙሴ ‘አንድ ሰው ሚስት አግብቶ ልጅ ሳይወልድ ቢሞት ወንድሙ ሚስትየዋን አግብቶ ለወንድሙ ዘር መተካት አለበት’ ብሎ ጽፎልናል። |
58,058 | am_tg | እንግዲህ ሰባት ወንድማማቾች ነበሩ። የመጀመሪያው ሚስት አገባ፤ ሆኖም ልጅ ሳይወልድ ሞተ። | እምበኣር፡ ሸውዓተ ኣሕዋት ነበሩ። እቲ ቐዳማይ ሰበይቲ ኣእትዩ ኸይወለደ ሞተ። |
58,059 | tg_am | እምበኣር፡ ሸውዓተ ኣሕዋት ነበሩ። እቲ ቐዳማይ ሰበይቲ ኣእትዩ ኸይወለደ ሞተ። | እንግዲህ ሰባት ወንድማማቾች ነበሩ። የመጀመሪያው ሚስት አገባ፤ ሆኖም ልጅ ሳይወልድ ሞተ። |
58,060 | am_tg | ሁለተኛውም እንደዚሁ፤ | እቲ ኻልኣይ እውን ከምኡ፣ |
58,061 | tg_am | እቲ ኻልኣይ እውን ከምኡ፣ | ሁለተኛውም እንደዚሁ፤ |
58,062 | am_tg | ሦስተኛውም አገባት። በዚሁ አኳኋን ሰባቱም አግብተዋት ልጆች ሳይወልዱ ሞቱ። | እቲ ሳልሳይ ድማ ወረሳ። ከምኡ ኸኣ ሸውዓቲኦም ወሪሶምዋስ፡ ውሉዳት ከይሓደጉ ሞቱ። |
58,063 | tg_am | እቲ ሳልሳይ ድማ ወረሳ። ከምኡ ኸኣ ሸውዓቲኦም ወሪሶምዋስ፡ ውሉዳት ከይሓደጉ ሞቱ። | ሦስተኛውም አገባት። በዚሁ አኳኋን ሰባቱም አግብተዋት ልጆች ሳይወልዱ ሞቱ። |
58,064 | am_tg | በመጨረሻም ሴትየዋ ሞተች። | መወዳእታኡ፡ እታ ሰበይቲ እውን ሞተት። |
58,065 | tg_am | መወዳእታኡ፡ እታ ሰበይቲ እውን ሞተት። | በመጨረሻም ሴትየዋ ሞተች። |
58,066 | am_tg | እንግዲህ ሰባቱም ስላገቧት በትንሣኤ ለየትኛው ሚስት ትሆናለች?” | እሞ ደኣ፡ ንሸውዓቲኦም ሰበይቲ ዀይናቶም ነይራ እያ እሞ፡ ብትንሳኤ ሰበይቲ መኖም ክትከውን እያ፧” |
58,067 | tg_am | እሞ ደኣ፡ ንሸውዓቲኦም ሰበይቲ ዀይናቶም ነይራ እያ እሞ፡ ብትንሳኤ ሰበይቲ መኖም ክትከውን እያ፧” | እንግዲህ ሰባቱም ስላገቧት በትንሣኤ ለየትኛው ሚስት ትሆናለች?” |
58,068 | am_tg | ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “የዚህ ሥርዓት ልጆች ያገባሉ እንዲሁም ይዳራሉ፤ | የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ደቂ እዚ ስርዓት እዚ ይምርዓዉን የመርዕዉን፣ |
58,069 | tg_am | የሱስ ከኣ ከምዚ በሎም፦ “ደቂ እዚ ስርዓት እዚ ይምርዓዉን የመርዕዉን፣ | ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “የዚህ ሥርዓት ልጆች ያገባሉ እንዲሁም ይዳራሉ፤ |
58,070 | am_tg | ሆኖም የሚመጣውን ሥርዓት መውረስና የሙታን ትንሣኤን ማግኘት የሚገባቸው አያገቡም እንዲሁም አይዳሩም። | እቶም ነቲ ስርዓት እትን ንትንሳኤ ምዉታትን ኪረኽቡ ዚበቕዑ ግና፡ ኣይምርዓዉ ኣየመርዕዉ። |
58,071 | tg_am | እቶም ነቲ ስርዓት እትን ንትንሳኤ ምዉታትን ኪረኽቡ ዚበቕዑ ግና፡ ኣይምርዓዉ ኣየመርዕዉ። | ሆኖም የሚመጣውን ሥርዓት መውረስና የሙታን ትንሣኤን ማግኘት የሚገባቸው አያገቡም እንዲሁም አይዳሩም። |
58,072 | am_tg | እንዲያውም እንደ መላእክት ስለሆኑ ከዚያ በኋላ ሊሞቱ አይችሉም፤ የትንሣኤ ልጆች ስለሆኑም የአምላክ ልጆች ናቸው። | ከም መላእኽቲ ስለ ዝዀኑ፡ ኪሞቱ ኣይክእሉን እዮም፣ ውሉዳት ትንሳኤ ብምዃኖም ከኣ፡ ውሉዳት ኣምላኽ እዮም። |
58,073 | tg_am | ከም መላእኽቲ ስለ ዝዀኑ፡ ኪሞቱ ኣይክእሉን እዮም፣ ውሉዳት ትንሳኤ ብምዃኖም ከኣ፡ ውሉዳት ኣምላኽ እዮም። | እንዲያውም እንደ መላእክት ስለሆኑ ከዚያ በኋላ ሊሞቱ አይችሉም፤ የትንሣኤ ልጆች ስለሆኑም የአምላክ ልጆች ናቸው። |
58,074 | am_tg | ይሁንና ሙሴም እንኳ ስለ ቁጥቋጦው በሚገልጸው ታሪክ ላይ ይሖዋን ‘የአብርሃም አምላክ፣ የይስሐቅ አምላክና የያዕቆብ አምላክ’ ብሎ በጠራው ጊዜ ሙታን እንደሚነሡ አስታውቋል። | ምዉታት ከም ዚትንስኡ ግና፡ ሙሴ እውን ኣብቲ ብዛዕባ እቲ ኣሻዅ ቈጥቋጥ ዚገልጽ ዛንታ፡ ንየሆዋ፡ ‘ኣምላኽ ኣብርሃምን ኣምላኽ ይስሃቅን ኣምላኽ ያእቆብን’ ብምባሉ ኣርእዩ እዩ። |
58,075 | tg_am | ምዉታት ከም ዚትንስኡ ግና፡ ሙሴ እውን ኣብቲ ብዛዕባ እቲ ኣሻዅ ቈጥቋጥ ዚገልጽ ዛንታ፡ ንየሆዋ፡ ‘ኣምላኽ ኣብርሃምን ኣምላኽ ይስሃቅን ኣምላኽ ያእቆብን’ ብምባሉ ኣርእዩ እዩ። | ይሁንና ሙሴም እንኳ ስለ ቁጥቋጦው በሚገልጸው ታሪክ ላይ ይሖዋን ‘የአብርሃም አምላክ፣ የይስሐቅ አምላክና የያዕቆብ አምላክ’ ብሎ በጠራው ጊዜ ሙታን እንደሚነሡ አስታውቋል። |
58,076 | am_tg | እሱ የሕያዋን እንጂ የሙታን አምላክ አይደለም፤ በእሱ ፊት ሁሉም ሕያዋን ናቸውና።” | ንዕኡ ዅላቶም ህያዋን እዮም እሞ፡ ንሱ ኣምላኽ ህያዋን እዩ እምበር፡ ኣምላኽ ምዉታትሲ ኣይኰነን።” |
58,077 | tg_am | ንዕኡ ዅላቶም ህያዋን እዮም እሞ፡ ንሱ ኣምላኽ ህያዋን እዩ እምበር፡ ኣምላኽ ምዉታትሲ ኣይኰነን።” | እሱ የሕያዋን እንጂ የሙታን አምላክ አይደለም፤ በእሱ ፊት ሁሉም ሕያዋን ናቸውና።” |
58,078 | am_tg | በዚህ ጊዜ አንዳንድ ጸሐፍት “መምህር፣ ጥሩ ብለሃል” አሉ። | ገለ ኻብቶም ጸሓፍቲ ኸኣ፡ “መምህር፡ ጽቡቕ ተዛሪብካ” ኢሎም መለሱሉ። |
58,079 | tg_am | ገለ ኻብቶም ጸሓፍቲ ኸኣ፡ “መምህር፡ ጽቡቕ ተዛሪብካ” ኢሎም መለሱሉ። | በዚህ ጊዜ አንዳንድ ጸሐፍት “መምህር፣ ጥሩ ብለሃል” አሉ። |
58,080 | am_tg | ከዚያ በኋላ አንድም ጥያቄ ሊጠይቁት አልደፈሩም። | ድሕርዝስ፡ ሓንቲ እኳ ኺሓትትዎ ኣይደፈሩን። |
58,081 | tg_am | ድሕርዝስ፡ ሓንቲ እኳ ኺሓትትዎ ኣይደፈሩን። | ከዚያ በኋላ አንድም ጥያቄ ሊጠይቁት አልደፈሩም። |
58,082 | am_tg | እሱ ደግሞ እንዲህ ሲል ጠየቃቸው፦ “ሰዎች ክርስቶስ የዳዊት ልጅ ነው እንዴት ይላሉ? | ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ሓተቶም፦ “ከመይ ኢሎም እዮም ‘ክርስቶስ ወዲ ዳዊት እዩ’ ዚብሉ፧ |
58,083 | tg_am | ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ሓተቶም፦ “ከመይ ኢሎም እዮም ‘ክርስቶስ ወዲ ዳዊት እዩ’ ዚብሉ፧ | እሱ ደግሞ እንዲህ ሲል ጠየቃቸው፦ “ሰዎች ክርስቶስ የዳዊት ልጅ ነው እንዴት ይላሉ? |
58,084 | am_tg | ምክንያቱም ዳዊት ራሱ በመዝሙር መጽሐፍ ላይ እንዲህ ብሏል፦ ‘ይሖዋ ጌታዬን እንዲህ ብሎታል፦ “በቀኜ ተቀመጥ፤ | ከመይሲ፡ ዳዊት ባዕሉ ኣብ መጽሓፍ መዝሙር፡ ‘የሆዋ ንጐይታይ፡ |
58,085 | tg_am | ከመይሲ፡ ዳዊት ባዕሉ ኣብ መጽሓፍ መዝሙር፡ ‘የሆዋ ንጐይታይ፡ | ምክንያቱም ዳዊት ራሱ በመዝሙር መጽሐፍ ላይ እንዲህ ብሏል፦ ‘ይሖዋ ጌታዬን እንዲህ ብሎታል፦ “በቀኜ ተቀመጥ፤ |
58,086 | am_tg | ጠላቶችህን ለእግርህ መርገጫ እስከማደርግልህ ድረስ በቀኜ ሁን።”’ | “ንጸላእትኻ ድኳ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ” በሎ’ ኢሉ እዩ። |
58,087 | tg_am | “ንጸላእትኻ ድኳ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ” በሎ’ ኢሉ እዩ። | ጠላቶችህን ለእግርህ መርገጫ እስከማደርግልህ ድረስ በቀኜ ሁን።”’ |
58,088 | am_tg | ስለዚህ ዳዊት ‘ጌታ’ ብሎ ጠርቶታል፤ ታዲያ እንዴት ልጁ ይሆናል?” | እሞ ደኣ፡ ዳዊት፡ ‘ጐይታይ’ ካብ ዚብሎ፡ ከመይ ኢሉ ወዱ ይኸውን፧” |
58,089 | tg_am | እሞ ደኣ፡ ዳዊት፡ ‘ጐይታይ’ ካብ ዚብሎ፡ ከመይ ኢሉ ወዱ ይኸውን፧” | ስለዚህ ዳዊት ‘ጌታ’ ብሎ ጠርቶታል፤ ታዲያ እንዴት ልጁ ይሆናል?” |
58,090 | am_tg | ከዚያም ሕዝቡ ሁሉ እየሰሙት ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ | ኵሉ እቲ ህዝቢ እናሰምዖ ኸኣ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ኸምዚ በሎም፦ |
58,091 | tg_am | ኵሉ እቲ ህዝቢ እናሰምዖ ኸኣ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ኸምዚ በሎም፦ | ከዚያም ሕዝቡ ሁሉ እየሰሙት ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ |
58,092 | am_tg | “ዘርፋፋ ልብስ ለብሰው መዞር ከሚወዱ፣ በገበያ ቦታ ሰዎች እጅ እንዲነሷቸው ከሚሹ እንዲሁም በምኩራብ ከፊት መቀመጥ፣ በራት ግብዣ ላይም የክብር ቦታ መያዝ ከሚፈልጉ ከጸሐፍት ተጠንቀቁ፤ | “ወለል ዚብል ክዳውንቲ ተኸዲኖም ኪዛወሩ ኻብ ዚደልዩ፡ ኣብ ዕዳጋ ሰላምታ፡ ኣብ ምኵራባት ቀዳሞት መናብር፡ ኣብ ድራር ከኣ ምርኡይ ቦታ ኻብ ዚፈትዉ ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ። |
58,093 | tg_am | “ወለል ዚብል ክዳውንቲ ተኸዲኖም ኪዛወሩ ኻብ ዚደልዩ፡ ኣብ ዕዳጋ ሰላምታ፡ ኣብ ምኵራባት ቀዳሞት መናብር፡ ኣብ ድራር ከኣ ምርኡይ ቦታ ኻብ ዚፈትዉ ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ። | “ዘርፋፋ ልብስ ለብሰው መዞር ከሚወዱ፣ በገበያ ቦታ ሰዎች እጅ እንዲነሷቸው ከሚሹ እንዲሁም በምኩራብ ከፊት መቀመጥ፣ በራት ግብዣ ላይም የክብር ቦታ መያዝ ከሚፈልጉ ከጸሐፍት ተጠንቀቁ፤ |
58,094 | am_tg | እነሱ የመበለቶችን ቤት ያራቁታሉ፤ ለታይታ ብለውም ጸሎታቸውን ያስረዝማሉ። እነዚህ የከፋ ፍርድ ይጠብቃቸዋል።” | ንሳቶም ኣባይቲ መበለታት ይውሕጡ፡ ምእንቲ ኺርኣዩ ድማ ጸሎት የንውሑ እዮም። እዚኣቶም ዝገደደ ፍርዲ ኪቕበሉ እዮም።” |
58,095 | tg_am | ንሳቶም ኣባይቲ መበለታት ይውሕጡ፡ ምእንቲ ኺርኣዩ ድማ ጸሎት የንውሑ እዮም። እዚኣቶም ዝገደደ ፍርዲ ኪቕበሉ እዮም።” | እነሱ የመበለቶችን ቤት ያራቁታሉ፤ ለታይታ ብለውም ጸሎታቸውን ያስረዝማሉ። እነዚህ የከፋ ፍርድ ይጠብቃቸዋል።” |
58,096 | am_tg | በዚያን ጊዜ በብዙ ሺህ የሚቆጠር ሕዝብ እርስ በርስ እየተጋፋ እስኪረጋገጥ ድረስ ተሰብስቦ ሳለ ኢየሱስ በቅድሚያ ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ “ከፈሪሳውያን እርሾ ይኸውም ከግብዝነት ተጠንቀቁ። | ንሓድሕዶም ክሳዕ ዚራገጹ ኣእላፋት ህዝቢ ምስ ተኣከቡ፡ ቅድም ንደቀ መዛሙርቱ ኸምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን፡ ንሱ ድማ ግብዝና፡ ተሓለዉ። |
58,097 | tg_am | ንሓድሕዶም ክሳዕ ዚራገጹ ኣእላፋት ህዝቢ ምስ ተኣከቡ፡ ቅድም ንደቀ መዛሙርቱ ኸምዚ ኺብሎም ጀመረ፦ “ካብ ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን፡ ንሱ ድማ ግብዝና፡ ተሓለዉ። | በዚያን ጊዜ በብዙ ሺህ የሚቆጠር ሕዝብ እርስ በርስ እየተጋፋ እስኪረጋገጥ ድረስ ተሰብስቦ ሳለ ኢየሱስ በቅድሚያ ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቸው፦ “ከፈሪሳውያን እርሾ ይኸውም ከግብዝነት ተጠንቀቁ። |
58,098 | am_tg | ይሁንና የተሰወረ መገለጡ፣ ሚስጥር የሆነም መታወቁ አይቀርም። | ዘይግለጽ ስዉር፡ ዘይፍለጥ ከኣ ሕቡእ የልቦን። |
58,099 | tg_am | ዘይግለጽ ስዉር፡ ዘይፍለጥ ከኣ ሕቡእ የልቦን። | ይሁንና የተሰወረ መገለጡ፣ ሚስጥር የሆነም መታወቁ አይቀርም። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.