Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
58,100
am_tg
ስለዚህ በጹለማ ዚምትናገሩት ሁሉ በብርሃን ይሰማልፀ በጓዳ ዚምታንሟካሹኩት በሰገነት ላይ ይሰበካል።
ስለዚ፡ ኣብ ጞልማት እተዛሚብኩምዎ ዘበለ፡ ኣብ ብርሃን ኪስማዕ እዩ፣ ኣብ ብሑት ክፍልኹም ሕሹዅሹዅ ዝበልኩምዎ ድማ፡ ኣብ ናሕስታት ኎ንካ ኺስበኜ እዩ።
58,101
tg_am

58,102
am_tg
በተጚማሪም ወዳጆቌ ሆይ፣ እላቜኋለሁ፣ ሥጋን ዚሚገድሉትን ኚዚያ በላይ ግን ምንም ማድሚግ ዚማይቜሉትን አትፍሩ።
ንዓኻትኩም ንኣዕሩኞይ እብለኩም ኣለኹ፡ ነቶም ንስጋ ዚቐትሉ፡ ድሕሪኡ ግና ዚገብርዎ ዘይብሎም ኣይትፍርህዎም።
58,103

58,104
am_tg
ይልቁንስ ማንን መፍራት እንደሚገባቜሁ አሳያቜኋለሁፊ ኹገደለ በኋላ ወደ ገሃነም ዚመጣል ሥልጣን ያለውን ፍሩ። አዎ፣ እላቜኋለሁ እሱን ፍሩ።
ንመን ኹም እትፈርሁ ግና ኚርእዚኩምፊ ነቲ ምስ ቀተለስ፡ ኣብ ገሃነም ኪድርቢ ስልጣን ዘለዎ ፍርህዎ። እወ፡ ንዕኡ ፍርህዎ፡ እብለኩም ኣለኹ።
58,105

58,106
am_tg
አምስት ድንቢጊቜ አነስተኛ ዋጋ ባላ቞ው ሁለት ሳንቲሞቜ ይሞጡ ዹለም? ሆኖም አንዷም እንኳ በአምላክ ዘንድ አትሚሳም።
ሓሙሜተ ጚራሩ ብኜልተ ዘይሚብሓ ሰናቲም ደይኰናን ዚሜዚጣ፧ ሓንቲ ኻባታተን እኳ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ኣይትርሳዕን እያ።
58,107

58,108
am_tg
ዚራሳቜሁ ፀጉር እንኳ አንድ ሳይቀር ተቆጥሯል። አትፍሩፀ እናንተ ኚብዙ ድንቢጊቜ ዹላቀ ዋጋ አላቜሁ።
ኵለን ጞጕሪ ርእስኹም እኳ ተቘጺሚን እዚን። ንስኻትኩም ካብ ብዙሓት ጚራሩ ትበልጹ ኢኹም እሞ፡ ኣይትፍርሁ።
58,109

58,110
am_tg
“እላቜኋለሁ፣ በሰዎቜ ፊት ዹሚመሠክርልኝን ሁሉ ዹሰው ልጅም በአምላክ መላእክት ፊት ይመሠክርለታል።
“እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ቅድሚ ሰባት ንዚእመነለይ ኵሉ፡ ወዲ ሰብ ኚኣ ኣብ ቅድሚ መላእኜቲ ሰማይ ኪእመነሉ እዩ።
58,111

58,112
am_tg
በሰዎቜ ፊት ዹሚክደኝ ሁሉ ግን በአምላክ መላእክት ፊት ይካዳል።
ኣብ ቅድሚ ሰባት ዚኜሕደኒ ዘበለ ግና፡ ኣብ ቅድሚ መላእኜቲ ኣምላኜ ኪኚሓድ እዩ።
58,113

58,114
am_tg
በሰው ልጅ ላይ ክፉ ቃል ዹሚናገር ሁሉ ይቅር ይባልለታልፀ መንፈስ ቅዱስን ዚሚሳደብ ሁሉ ግን ይቅር አይባልም።
ኣንጻር ወዲ ሰብ ዚዛሚብ ዘበለ ይሕደገሉ፣ ንመንፈስ ቅዱስ ዚጾርፍ ዘበለ ግና ኣይሕደገሉን እዩ።
58,115

58,116
am_tg
በሕዝባዊ ሞንጎዎቜ እንዲሁም በመንግሥት ሹማምንትና ባለሥልጣናት ፊት ሲያቀርቧቜሁ እንዎት ብለን ወይም ምን ብለን ዚመኚላኚያ መልስ እንሰጣለን ወይም ደግሞ ምን እንላለን ብላቜሁ አትጚነቁፀ
ኣብ ቅድሚ ህዝባዊ ኣኌባታትን ገዛእትን ሰበ ስልጣንን ምስ ዚወስዱኹም ግና፡ ኹመይ ወይ እንታይ ኢልኩም ኹም እትማጐቱ ወይ እንታይ ኹም እትብሉ ኣይትጚነቑ፣
58,117

58,118
am_tg
ምን መናገር እንዳለባቜሁ መንፈስ ቅዱስ በዚያኑ ሰዓት ያስተምራቜኋልና።”
በታ ሰዓት እቲኣስ፡ መንፈስ ቅዱስ እንታይ ኹም እትዛሚቡ ኺምህሚኩም እዩ።”
58,119

58,120
am_tg
ኚዚያም ኚሕዝቡ መካኚል አንድ ሰው “መምህር፣ ወንድሜ ውርሳቜንን እንዲያካፍለኝ ንገሹው” አለው።
ሓደ ኻብቶም ህዝቢ ድማ፡ “መምህር፡ ንሓወይ ርስቲ ኺመቕለኒ ንገሹለይ” በሎ።
58,121

58,122
am_tg
ኢዚሱስም “አንተ ሰው፣ በእናንተ መካኚል ፈራጅና ዳኛ እንድሆን ማን ሟመኝ?” አለው።
ንሱ ኞኣ፡ “ኣታ ሰብኣይ፡ ኣብ መንጎኹም ፈራዲ ወይስ ዳኛ ገይሩ መን ሾይሙኒ፧” በሎ።
58,123

58,124
am_tg
ኚዚያም “አንድ ሰው ሀብታም ቢሆንም እንኳ ንብሚቱ ሕይወት ሊያስገኝለት አይቜልምፀ ስለዚህ ተጠንቀቁፀ ኚስግብግብነትም ሁሉ ተጠበቁ” አላ቞ው።
ሜዑ፡ “ሰብ ብዙሕ እኳ እንተ ኣለዎ፡ ብገንዘቡ ህይወት ኣይሚክብን እዩ እሞ፡ ተጠንቀቑ፡ ካብ ኵሉ ስስዐ ድማ ተሓለዉ” በሎም።
58,125

58,126
am_tg
ይህን ካለ በኋላ እንዲህ ሲል አንድ ምሳሌ ነገራ቞ውፊ “አንድ ሀብታም ሰው መሬቱ ብዙ ምርት አስገኘለት።
ኹምዚ ኢሉ ኞኣ ምሳሌ መሰለሎም፩ “ሓደ ሃብታም ሰብኣይ ግራውቱ ቐደወሉ።
58,127

58,128
am_tg
በመሆኑም ‘ምርቮን ዚማኚማቜበት ቊታ ስለሌለኝ ምን ባደርግ ይሻላል?’ ብሎ በልቡ ማሰብ ጀመሚ።
ብልቡ ኞኣ፡ ‘እኜለይ ዝእክበሉ ቊታ ዚብለይን፡ እንታይ ደኣ ኜገብር እዚ፧’ ኢሉ ሓሰበ።
58,129

58,130
am_tg
ኚዚያም እንዲህ አለ፩ ‘እንዲህ አደርጋለሁ፩ ያሉኝን ጎተራዎቜ አፈርስና ትላልቅ ጎተራዎቜ እሠራለሁፀ በዚያም እህሌንና ንብሚ቎ን ሁሉ አኚማቻለሁፀ
‘ኹምዚ ኜገብር እዚፊ ማዕኹናተይ ኣፍሪሰ፡ ኣግፊሐ ኜሃንጟ እዚ፣ ኣብኡ ኞኣ ኵሉ እኜለይን ሃብተይን ክእክቊ እዚ፣
58,131

58,132
am_tg
ነፍሮንም “ነፍሮ ሆይ፣ ለብዙ ዘመን ዹሚበቃ ዹተኹማቾ ሀብት አለሜፀ እንግዲህ ዘና በይ፣ ብዪ፣ ጠጪ፣ ደስም ይበልሜ” እላታለሁ።’
ንርእሰይ እውን፡ “ንብዙሕ ዓመታት ዚኣኜለኪ ብዙሕ እተደለበ ሃብቲ ኣሎኪ፣ ኣዕርፊ፡ ብልዒ፡ ስተዪ፡ ተሓጐሲ” ኜብላ እዚ’ ድማ በለ።
58,133

58,134
am_tg
አምላክ ግን ‘አንተ ማስተዋል ዚጎደለህ፣ በዚህቜ ሌሊት ሕይወትህን ይፈልጓታል። ታዲያ ያኚማ቞ኞው ነገር ለማን ይሆናል?’ አለው።
ኣምላኜ ግና፡ ‘ኣታ ዓሻ፡ በዛ ለይቲ እዚኣ፡ ንህይወትካ ኻባኻ ኺወስድዋ ይደልይዋ ኣለዉ። እቲ ዝደለብካዮ ደኣ ንመን ኪኞውን እዩ፧’ በሎ።
58,135

58,136
am_tg
ለራሱ ሀብት ዚሚያኚማቜ በአምላክ ዘንድ ግን ሀብታም ያልሆነ ሰው መጚሚሻው ይኾው ነው።”
እቲ ንርእሱ መዝገብ ዚእክብ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ግና ሃብታም ዘይኰነ፡ ኚምኡ እዩ።”
58,137

58,138
am_tg
ኚዚያም ደቀ መዛሙርቱን እንዲህ አላቾው፩ “ስለዚህ እላቜኋለሁ፣ ስለ ሕይወታቜሁ ምን እንበላለን ወይም ደግሞ ስለ ሰውነታቜሁ ምን እንለብሳለን ብላቜሁ አትጚነቁ።
ንደቀ መዛሙርቱ ድማ ኹምዚ በሎም፩ “ስለዚ፡ እብለኩም ኣለኹ፡ ብዛዕባ ህይወትኩም ብእትበልዕዎ ወይስ ብዛዕባ ሰብነትኩም ብእትኜደንዎ ደጊም ኣይትጚነቑ።
58,139

58,140
am_tg
ሕይወት ኚምግብ ሰውነትም ኚልብስ ዹላቀ ዋጋ አለውና።
ህይወት ካብ ብልዒ፡ ሰብነት ኚኣ ካብ ክዳን ይበልጜ።
58,141
tg_am
ህይወት ካብ ብልዒ፡ ሰብነት ኚኣ ካብ ክዳን ይበልጜ።
ሕይወት ኚምግብ ሰውነትም ኚልብስ ዹላቀ ዋጋ አለውና።
58,142
am_tg
ቁራዎቜን ተመልኚቱፊ አይዘሩም፣ አያጭዱም እንዲሁም ዚእህል ማኚማቻ ወይም ጎተራ ዚላ቞ውምፀ ሆኖም አምላክ ይመግባ቞ዋል። ታዲያ እናንተ ኚወፎቜ እጅግ ዹላቀ ዋጋ ዚላቜሁም?
ንኳዃት እሞ ኣስተብህሉሎምፊ ኣምላኜ ይምግቩም እምበር፡ ኣይዘርኡ፡ ኣይዓጜዱ፣ ቆፎ ወይስ ማዕኹን እውን ዚብሎምን። ካብ ኣዕዋፍሲ ንስኻትኩምዶ ኣዚኹም ኣይትበልጹን፧
58,143

58,144
am_tg
ኚእናንተ መካኚል ተጹንቆ በዕድሜው ርዝማኔ ላይ አንድ ክንድ መጹመር ዚሚቜል ይኖራል?
ካባኻትኩምኚ ተጹኒቑ ኣብ ዕምሩ እመት ኪውስኜ ዚኜእል መን ኣሎ፧
58,145

58,146
am_tg
ታዲያ እንዲህ ያለውን ትንሜ ነገር እንኳ ማድሚግ ዚማትቜሉ ኹሆነ ስለ ሌሎቜ ነገሮቜ ለምን ትጚነቃላቜሁ?
እዛ ንእሜቶ ነገር እኳ ኜትገብሩ ኻብ ዘይትኜእሉስ፡ ስለምንታይ ደኣ ብዛዕባ ኻልእ እትጭነቑ፧
58,147

58,148
am_tg
እስቲ አበቊቜ እንዎት እንደሚያድጉ ተመልኚቱፊ አይለፉም ወይም አይፈትሉምፀ ነገር ግን እላቜኋለሁ፣ ያን ያህል ክብር ዹነበሹው ሰለሞን እንኳ ኚእነዚህ አበቊቜ እንደ አንዷ አላጌጠም።
ዕምባባታት ኹመይ ኢሎም ኹም ዚዓብዩ ኣስተብህሉፊ ኣይጜዕሩ፡ ኣይፈትሉ፣ ኣነ ግና፡ ሰሎሞን እኳ በቲ ዅሉ ኜብሩ ኾም ሓደ ኻባታቶም ኣዚጌጞን፡ እብለኩም ኣለኹ።
58,149

58,150
am_tg
አምላክ ዛሬ ያለውንና ነገ ወደ ምድጃ ዚሚጣለውን በሜዳ ያለ ተክል እንዲህ ዚሚያለብሰው ኹሆነ እናንተ እምነት ዚጎደላቜሁ፣ እናንተንማ እንዎት አብልጊ አያለብሳቜሁ!
ኣምላኜ ነቲ ሎሚ ዘሎ፡ ጜባሕ ኚኣ ናብ እቶን ዚድርበ ኣትክልቲ መሮር እኳ ኾምዚ ገይሩ ዚኞድኖ ኻብ ኰነ፡ ኣቱም ጐደሎ ዝእምነቶም፡ ንዓኻትኩም ግዳ ኾመይ ኣብሊጹ ዘይኚድነኩም!
58,151

58,152
am_tg
ስለዚህ ስለምትበሉትና ስለምትጠጡት ነገር ኹልክ በላይ አታስቡፀ እንዲሁም አትጚነቁፀ
እምበኣር፡ እትበልዕዎን እትሰትይዎን ደጊም ኣይትድለዩ፡ ደጊም እውን ኣይትጚነቑ፣
58,153

58,154
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ ሁሉ በዓለም ያሉ ሰዎቜ አጥብቀው ዹሚፈልጓቾው ና቞ውፀ ይሁንና አባታቜሁ እነዚህ ነገሮቜ እንደሚያስፈልጓቜሁ ያውቃል።
ነዚ ዅሉስ ኣህዛብ ዓለም ኣጞቢቖም ይደልይዎ እዮም፣ እዚ ዅሉ ኾም ዜድልዚኩም ግና ኣቊኹም ይፈልጥ እዩ።
58,155

58,156
am_tg
ይልቁንስ ዘወትር መንግሥቱን ፈልጉፀ እነዚህም ነገሮቜ ይሰጧቜኋል።
መንግስቱ ደኣ ብቐጻሊ ድለዩ፣ እዚ ድማ ይውሰኞልኩም።
58,157

58,158
am_tg
“አንተ ትንሜ መንጋ አትፍራፀ አባታቜሁ መንግሥት ሊሰጣቜሁ ወስኗልና።
“ኣታ ሒደት መጓሰ፡ መንግስቲ ኺህበኩም ኣቊኹም ሰሚርዎ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራህ።
58,159

58,160
am_tg
ያላቜሁን ንብሚት ሞጣቜሁ ምጜዋት ስጡ። ዚማያሚጁ ዚገንዘብ ኮሮጆዎቜ አዘጋጁፀ አዎ፣ ሌባ በማይደርስበት፣ ብልም ሊበላው በማይቜልበት በሰማያት ለራሳቜሁ ዚማያልቅ ውድ ሀብት አኚማቹ።
ንብሚትኩም ሜጡ፡ ምጜዋት እውን ሃቡ። ሰራቒ ኣብ ዘይቀርቊ፡ ብልዒ ኣብ ዘይበልዖ፡ ዘይበሊ ማሕፉዳን ዘይጐድል መዝገብን ኣብ ሰማያት ግበሩ።
58,161

58,162
am_tg
ሀብታቜሁ ባለበት ልባቜሁም በዚያ ይሆናልና።
መዝገብኩም ኣብ ዘለዎስ፡ ኣብኡ ድማ ልብኹም ኣሎ።
58,163
tg_am
መዝገብኩም ኣብ ዘለዎስ፡ ኣብኡ ድማ ልብኹም ኣሎ።
ሀብታቜሁ ባለበት ልባቜሁም በዚያ ይሆናልና።
58,164
am_tg
“ወገባቜሁን ታጠቁፀ መብራታቜሁንም አብሩፀ
“ሓቛቝኹም ዕጡቕ፡ መብራህትታትኩም ድማ ውሉዕ ይኹን፣
58,165
tg_am
“ሓቛቝኹም ዕጡቕ፡ መብራህትታትኩም ድማ ውሉዕ ይኹን፣
“ወገባቜሁን ታጠቁፀ መብራታቜሁንም አብሩፀ
58,166
am_tg
ጌታ቞ው ኹሠርግ እስኪመለስ እንደሚጠባበቁና መጥቶ በሩን ሲያንኳኳ ወዲያው ለመክፈት እንደተዘጋጁ ዓይነት ሰዎቜ ሁኑ።
ንስኻትኩም እውን፡ ጐይታኊም ካብ መርዓ ኺምለስ ኹም ዚጜበዩ እሞ፡ መጺኡ ዃሕኳሕ ምስ ኣበለ፡ ብኡብኡ ኾም ዚኞፍቱሉ ሰባት ኩኑ።
58,167

58,168
am_tg
ጌታ቞ው በሚመጣበት ጊዜ ነቅተው ሲጠባበቁ ዚሚያገኛ቞ው ባሪያዎቜ ደስተኞቜ ናቾው! እውነት እላቜኋለሁ፣ ጌታ቞ው ለሥራ ካሞሚጠና በማዕድ እንዲቀመጡ ካደሚገ በኋላ ቆሞ ያስተናግዳ቞ዋል።
እቶም ጐይታኊም ኣብ ዚመጾሉ እዋን ነቒሖም ዚሚኜቊም ባሮት ሕጉሳት እዮም! ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ተዓጢቑ ኣብ መኣዲ ኬቐምጊም፡ ቀሪቡ እውን ኬገልግሎም እዩ።
58,169

58,170
am_tg
በሁለተኛው ክፍለ ሌሊትም ይምጣ በሊስተኛው፣ ዝግጁ ሆነው ሲጠብቁ ካገኛ቞ው ደስተኞቜ ና቞ው!
ኣብ ካልአይቲ ዀነ፡ ኣብ ሳልሰይቲ ኜፋል ሓለዋ እኳ እንተ መጾ እሞ፡ ተዳልዮም እንተ ሚኺብዎም፡ ሕጉሳት እዮም!
58,171

58,172
am_tg
ነገር ግን ይህን እወቁፀ አንድ ሰው ሌባ በዚትኛው ሰዓት እንደሚመጣ ቢያውቅ ኖሮ ቀቱ እንዳይደፈር በተኹላኹለ ነበር።
ግናኾ እዚ ፍለጡፊ ብዓል ቀት፡ ሰራቒ ኣበዚነይቲ ሰዓት ኹም ዚመጜእ እንተ ዚፈልጥ ነይሩ፡ ሰራቒ ናብ ቀቱ ኺኣቱ እውን ኣይምፈቐደን።
58,173

58,174
am_tg
እናንተም ዹሰው ልጅ ይመጣል ብላቜሁ ባላሰባቜሁት ሰዓት ስለሚመጣ ዝግጁ ሆናቜሁ ጠብቁ።”
ንስኻትኩም እውን፡ ወዲ ሰብ ብዘይሓሰብኩምዋ ሰዓት ኪመጜእ እዩ እሞ፡ ድሉዋት ኩኑ።”
58,175

58,176
am_tg
በዚህ ጊዜ ጎጥሮስ “ጌታ ሆይ፣ ይህን ምሳሌ እዚተናገርክ ያለኞው ለእኛ ብቻ ነው ወይስ ለሁሉም?” አለው።
ጎጥሮስ ኚኣ፡ “ጐይታይ፡ እዛ ምሳሌ እዚኣስ ንዓና ዲኻ እትምስላ ዘለኻ፡ ወይስ ንዅሉ፧” በሎ።
58,177

58,178
am_tg
ጌታም እንዲህ አለ፩ “ጌታው ምንጊዜም ዚሚያስፈልጋ቞ውን ምግብ በተገቢው ጊዜ እንዲሰጣ቞ው በአገልጋዮቹ ላይ ዚሚሟመው ታማኝና ልባም መጋቢ በእርግጥ ማን ነው?
ጐይታ ድማ ኹምዚ በለ፩ “እቲ ቐለቩም በብግዜኡ ኺህቊም ጐይታኡ ኣብ ልዕሊ ኣገልገልቱ ዚሾሞ እሙንን ኣስተውዓልን መጋቢ መን ኰን እዩ፧
58,179

58,180
am_tg
ጌታው ተመልሶ በሚመጣበት ጊዜ እንዲህ ሲያደርግ ካገኘው ያ ባሪያ ደስተኛ ነው!
እቲ ጐይታኡ ኺመጜእ ኚሎ፡ ኚምኡ እናገበሚ ዚሚኜቊ ባርያ ሕጉስ እዩ!
58,181

58,182
am_tg
እውነት እላቜኋለሁ፣ ጌታው በንብሚቱ ሁሉ ላይ ይሟመዋል።
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ኵሉ ንብሚቱ ኺሞሞ እዩ።
58,183
tg_am
ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ኵሉ ንብሚቱ ኺሞሞ እዩ።
እውነት እላቜኋለሁ፣ ጌታው በንብሚቱ ሁሉ ላይ ይሟመዋል።
58,184
am_tg
ነገር ግን ያ ባሪያ በልቡ ‘ጌታዬ ዚሚመጣው ዘግይቶ ነው’ ብሎ ቢያስብና ወንድና ሎት አገልጋዮቜን መደብደብ እንዲሁም መብላት፣ መጠጣትና መስኚር ቢጀምር
እቲ ባርያ ግና ብልቡ፡ ‘ጐይታይ ይድንጒ እዩ’ እንተ ኢሉ፡ ነቶም ገላዉን ኣግራድን ኪወቕዖምን ኪበልዕን ኪሰትን ኪሰክርን ኚኣ እንተ ጀሚሩ፡
58,185

58,186
am_tg
ዚዚያ ባሪያ ጌታ ባልጠበቀው ቀንና ባላሰበው ሰዓት ይመጣልፀ ኚባድ ቅጣት ይቀጣዋልፀ ዕጣውንም ታማኝ ካልሆኑ ሰዎቜ ጋር ያደርገዋል።
ጐይታ እቲ ባርያ፡ ንሱ ብዘይጜበያ መዓልትን ብዘይፈልጣ ሰዓትን ኪመጜእ እዩ፣ ብዜስካሕክሕ መገዲ ኪቐጜዖ፡ ግዲኡ ድማ ምስ ዘይእሙናት ኪገብሮ እዩ።
58,187

58,188
am_tg
ደግሞም ዚጌታውን ፈቃድ እያወቀ ተዘጋጅቶ ያልጠበቀው ወይም ጌታው ዹጠዹቀውን ነገር ያላደሚገው ያ ባሪያ ብዙ ግርፋት ይገሚፋል።
እቲ ፍቓድ ጐይታኡ ፈሊጡ ዘይተዳለወ ወይ ኚምቲ ዝበሎ ዘይገበሹ ባርያ፡ ብዙሕ ኪውቃዕ እዩ።
58,189

58,190
am_tg
ነገር ግን ሳያውቅ፣ ግርፋት ዚሚገባው ድርጊት ዹፈጾመ ጥቂት ይገሚፋል። በእርግጥም ብዙ ኹተሰጠው ሁሉ ብዙ ይጠበቅበታልፀ ብዙ ኃላፊነት ዹተሰጠውም ብዙ ይጠበቅበታል።
እቲ ኾይፈለጠ መውቃዕቲ ዚግብኊ ነገር ዝገበሹ ግና፡ ሒደት እዩ ዚውቃዕ። ብዙሕ ንእተዋህቊ ዅሉ፡ ብዙሕ ይድለዮ፣ ብዙሕ ንዘማዕቈብዎ ኞኣ፡ ኣብዚሖም ይደልይዎ።
58,191

58,192
am_tg
“እኔ ዚመጣሁት በምድር ላይ እሳት ለመለኮስ ነውፀ ታዲያ እሳቱ ኚተቀጣጠለ ኹዚህ በላይ ምን እፈልጋለሁ?
“ናብ ምድሪ ሓዊ ኞናኜስ እዚ ዝመጻእኩ፣ ድሮ እንተ ነዲዱ ደኣ እንታይ ዝደልዮ ኣሎኒ፧
58,193

58,194
am_tg
እርግጥ እኔ ዹምጠመቀው አንድ ጥምቀት አለኝፀ ይህ እስኪፈጞም ድሚስ በጣም ተጹንቄአለሁ!
ዝጥመቓ ጥምቀት ኣላትኒ፡ ክሳዕ እትፍጞምሲ ኾመይኹ ዘይጾበኒ!
58,195

58,196
am_tg
ዚመጣሁት በምድር ላይ ሰላም ለማስፈን ይመስላቜኋል? በፍጹም አይደለምፀ እላቜኋለሁ፣ ዚመጣሁት ሰላም ለማስፈን ሳይሆን ለመኹፋፈል ነው።
ኣብ ምድሪ ሰላም ኚምጜእ ዝመጻእኩዶ ይመስለኩም፧ ምፍልላይ ደኣ እምበር፡ ሰላምሲ ኣይኰነን፡ እብለኩም ኣለኹ።
58,197

58,198
am_tg
ኹአሁን ጀምሮ በአንድ ቀት ውስጥ እርስ በርስ ዹተኹፋፈሉ አምስት ሰዎቜ ይኖራሉፀ ሊስቱ በሁለቱ ላይ ሁለቱ ደግሞ በሊስቱ ላይ ይነሳሉ።
ካብ ሕጂ ንደሓር ሓሙሜተ ኣብ ሓንቲ ቀት እንተ ኣለዉ፡ ሰለስተ ኻብ ክልተ፡ ክልተ ድማ ካብ ሰለስተ ኺፈላለዩ እዮም።
58,199