Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
58,200 | am_tg | አባት በልጁ፣ ልጅ በአባቱ፣ እናት በልጇ፣ ልጅ በእናቷ፣ አማት በምራቷ፣ ምራት በአማቷ ላይ በመነሳት እርስ በርስ ይከፋፈላሉ።” | ኣቦ ኻብ ወዱ፡ ወዲ እውን ካብ ኣቦኡ፡ ኣደ ኻብ ጓላ፡ ጓል እውን ካብ ኣዲኣ፡ ሓማት ካብ ሰበይቲ ወዳ፡ ሰበይቲ ወዲ እውን ካብ ሓማታ ኺፈላለዩ እዮም።” |
58,201 | tg_am | ኣቦ ኻብ ወዱ፡ ወዲ እውን ካብ ኣቦኡ፡ ኣደ ኻብ ጓላ፡ ጓል እውን ካብ ኣዲኣ፡ ሓማት ካብ ሰበይቲ ወዳ፡ ሰበይቲ ወዲ እውን ካብ ሓማታ ኺፈላለዩ እዮም።” | አባት በልጁ፣ ልጅ በአባቱ፣ እናት በልጇ፣ ልጅ በእናቷ፣ አማት በምራቷ፣ ምራት በአማቷ ላይ በመነሳት እርስ በርስ ይከፋፈላሉ።” |
58,202 | am_tg | ከዚያም ለሕዝቡ ደግሞ እንዲህ አለ፦ “ከምዕራብ በኩል ደመና ሲመጣ ስታዩ ወዲያውኑ ‘ዶፍ ዝናብ ሊጥል ነው’ ትላላችሁ፤ እንዳላችሁትም ይሆናል። | ነቶም ህዝቢ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ብምዕራብ ደበና ኺደባኖ ምስ ረኣኹም፡ ብኡብኡ፡ ‘ብርቱዕ ዝናም ይመጽእ ኣሎ’ ትብሉ፣ ከምኡ ኸኣ ይኸውን። |
58,203 | tg_am | ነቶም ህዝቢ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ብምዕራብ ደበና ኺደባኖ ምስ ረኣኹም፡ ብኡብኡ፡ ‘ብርቱዕ ዝናም ይመጽእ ኣሎ’ ትብሉ፣ ከምኡ ኸኣ ይኸውን። | ከዚያም ለሕዝቡ ደግሞ እንዲህ አለ፦ “ከምዕራብ በኩል ደመና ሲመጣ ስታዩ ወዲያውኑ ‘ዶፍ ዝናብ ሊጥል ነው’ ትላላችሁ፤ እንዳላችሁትም ይሆናል። |
58,204 | am_tg | የደቡብ ነፋስ ሲነፍስ ስታዩ ደግሞ ‘ኃይለኛ ሙቀት ይሆናል’ ትላላችሁ፤ በእርግጥም ይሆናል። | ንፋስ ደቡብ ኪነፍስ ምስ ረኣኹም እውን፡ ‘ሃሩር ኪኸውን እዩ’ ትብሉ፣ ከምኡ ድማ ይኸውን። |
58,205 | tg_am | ንፋስ ደቡብ ኪነፍስ ምስ ረኣኹም እውን፡ ‘ሃሩር ኪኸውን እዩ’ ትብሉ፣ ከምኡ ድማ ይኸውን። | የደቡብ ነፋስ ሲነፍስ ስታዩ ደግሞ ‘ኃይለኛ ሙቀት ይሆናል’ ትላላችሁ፤ በእርግጥም ይሆናል። |
58,206 | am_tg | እናንተ ግብዞች፣ የምድሩንና የሰማዩን መልክ አይታችሁ መረዳት ትችላላችሁ፤ ታዲያ ይህን የአሁኑን ዘመን መርምራችሁ መረዳት እንዴት ተሳናችሁ? | ኣቱም ግቡዛት፡ ትርኢት ምድርን ሰማይን ብኸመይ ከም እትምርምሩ ትፈልጡ፡ ነዛ ግዜ እዚኣ ብኸመይ ከም እትምርምርዋ ደኣ ስለምንታይ ዘይትፈልጡ፧ |
58,207 | tg_am | ኣቱም ግቡዛት፡ ትርኢት ምድርን ሰማይን ብኸመይ ከም እትምርምሩ ትፈልጡ፡ ነዛ ግዜ እዚኣ ብኸመይ ከም እትምርምርዋ ደኣ ስለምንታይ ዘይትፈልጡ፧ | እናንተ ግብዞች፣ የምድሩንና የሰማዩን መልክ አይታችሁ መረዳት ትችላላችሁ፤ ታዲያ ይህን የአሁኑን ዘመን መርምራችሁ መረዳት እንዴት ተሳናችሁ? |
58,208 | am_tg | ደግሞስ ጽድቅ የሆነውን ነገር ለራሳችሁ ለምን አትፈርዱም? | ስለምንታይከ ባዕላትኩም ቅኑዕ ዘይትፈርዱ፧ |
58,209 | tg_am | ስለምንታይከ ባዕላትኩም ቅኑዕ ዘይትፈርዱ፧ | ደግሞስ ጽድቅ የሆነውን ነገር ለራሳችሁ ለምን አትፈርዱም? |
58,210 | am_tg | ለምሳሌ ከከሳሽህ ጋር ወደ አንድ ባለሥልጣን እየሄድክ ሳለ፣ ከእሱ ጋር ያለህን ቅራኔ እዚያው በመንገድ ላይ ለመፍታት ጥረት አድርግ፤ አለዚያ ዳኛ ፊት ያቀርብሃል፤ ዳኛውም ለፍርድ ቤቱ መኮንን አሳልፎ ይሰጥሃል፤ መኮንኑ ደግሞ እስር ቤት ያስገባሃል። | ንኣብነት፡ ምስ መባእስትኻ ናብ ሓለቓ ኽትከይድ ከለኻ፡ ኣብ ፈራዲ ኸየብጽሓካ፡ እቲ ፈራዲ ኸኣ ንጊልያኡ ኣሕሊፉ ኸይህበካ፡ እቲ ጊልያ እውን ናብ ቤት ማእሰርቲ ኸይድርብየካስ፡ ኣብ መገዲ ኸለኻ፡ ምስኡ ኸተደቅሶ ጽዓር። |
58,211 | tg_am | ንኣብነት፡ ምስ መባእስትኻ ናብ ሓለቓ ኽትከይድ ከለኻ፡ ኣብ ፈራዲ ኸየብጽሓካ፡ እቲ ፈራዲ ኸኣ ንጊልያኡ ኣሕሊፉ ኸይህበካ፡ እቲ ጊልያ እውን ናብ ቤት ማእሰርቲ ኸይድርብየካስ፡ ኣብ መገዲ ኸለኻ፡ ምስኡ ኸተደቅሶ ጽዓር። | ለምሳሌ ከከሳሽህ ጋር ወደ አንድ ባለሥልጣን እየሄድክ ሳለ፣ ከእሱ ጋር ያለህን ቅራኔ እዚያው በመንገድ ላይ ለመፍታት ጥረት አድርግ፤ አለዚያ ዳኛ ፊት ያቀርብሃል፤ ዳኛውም ለፍርድ ቤቱ መኮንን አሳልፎ ይሰጥሃል፤ መኮንኑ ደግሞ እስር ቤት ያስገባሃል። |
58,212 | am_tg | እልሃለሁ፣ የመጨረሻዋን ትንሽ ሳንቲም ከፍለህ እስክትጨርስ ድረስ ከዚያ ፈጽሞ አትወጣም።” | እንተ ዘይኰነስ፡ እታ ናይ መወዳእታ ሳንቲም ክሳዕ እትኸፍል፡ ካብኡ ኣይክትወጽእን ኢኻ፡ እብለካ ኣለኹ።” |
58,213 | tg_am | እንተ ዘይኰነስ፡ እታ ናይ መወዳእታ ሳንቲም ክሳዕ እትኸፍል፡ ካብኡ ኣይክትወጽእን ኢኻ፡ እብለካ ኣለኹ።” | እልሃለሁ፣ የመጨረሻዋን ትንሽ ሳንቲም ከፍለህ እስክትጨርስ ድረስ ከዚያ ፈጽሞ አትወጣም።” |
58,214 | am_tg | ከዚያም ምንጊዜም ተስፋ ሳይቆርጡ የመጸለይን አስፈላጊነት በተመለከተ ለደቀ መዛሙርቱ አንድ ምሳሌ ይነግራቸው ጀመር፤ | ኵሉ ሳዕ ኪጽልዩ ኸም ዚግብኦምን ኪሕለሉ ኸም ዘይብሎምን ድማ፡ ብምሳሌ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ |
58,215 | tg_am | ኵሉ ሳዕ ኪጽልዩ ኸም ዚግብኦምን ኪሕለሉ ኸም ዘይብሎምን ድማ፡ ብምሳሌ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ | ከዚያም ምንጊዜም ተስፋ ሳይቆርጡ የመጸለይን አስፈላጊነት በተመለከተ ለደቀ መዛሙርቱ አንድ ምሳሌ ይነግራቸው ጀመር፤ |
58,216 | am_tg | እንዲህም አላቸው፦ “በአንዲት ከተማ አምላክን የማይፈራና ሰውን የማያከብር አንድ ዳኛ ነበር። | “ኣብ ሓንቲ ኸተማ፡ ንኣምላኽ ዘይፈርህ፡ ንሰብ ድማ ዘይሓፍር ሓደ ፈራዲ ነበረ። |
58,217 | tg_am | “ኣብ ሓንቲ ኸተማ፡ ንኣምላኽ ዘይፈርህ፡ ንሰብ ድማ ዘይሓፍር ሓደ ፈራዲ ነበረ። | እንዲህም አላቸው፦ “በአንዲት ከተማ አምላክን የማይፈራና ሰውን የማያከብር አንድ ዳኛ ነበር። |
58,218 | am_tg | በዚያች ከተማ አንዲት መበለት ነበረች፤ በየጊዜው ወደ እሱ እየሄደች ‘ከባላጋራዬ ጋር ለምከራከርበት ጉዳይ ፍረድልኝ’ ትለው ነበር። | ኣብታ ኸተማ እቲኣ ኸኣ፡ ሓንቲ መበለት ነበረት፣ ናብኡ እናተመላለሰት ድማ፡ ‘ምስ መባእስተይ ፍትሒ ኣውጽኣለይ’ ትብሎ ነበረት። |
58,219 | tg_am | ኣብታ ኸተማ እቲኣ ኸኣ፡ ሓንቲ መበለት ነበረት፣ ናብኡ እናተመላለሰት ድማ፡ ‘ምስ መባእስተይ ፍትሒ ኣውጽኣለይ’ ትብሎ ነበረት። | በዚያች ከተማ አንዲት መበለት ነበረች፤ በየጊዜው ወደ እሱ እየሄደች ‘ከባላጋራዬ ጋር ለምከራከርበት ጉዳይ ፍረድልኝ’ ትለው ነበር። |
58,220 | am_tg | ይሁንና ዳኛው ለተወሰነ ጊዜ ፈቃደኛ ሳይሆን ቀረ፤ በኋላ ግን በልቡ እንዲህ ሲል አሰበ፦ ‘ምንም እንኳ አምላክን የማልፈራ፣ ሰውንም የማላከብር ብሆን | ንእተወሰነ ግዜ ኣበያ፣ ድሕሪኡ ግና ብልቡ፡ ‘ንኣምላኽ እኳ እንተ ዘይፈራህኩ፡ ንሰብ እውን እንተ ዘይሓፈርኩ፡ |
58,221 | tg_am | ንእተወሰነ ግዜ ኣበያ፣ ድሕሪኡ ግና ብልቡ፡ ‘ንኣምላኽ እኳ እንተ ዘይፈራህኩ፡ ንሰብ እውን እንተ ዘይሓፈርኩ፡ | ይሁንና ዳኛው ለተወሰነ ጊዜ ፈቃደኛ ሳይሆን ቀረ፤ በኋላ ግን በልቡ እንዲህ ሲል አሰበ፦ ‘ምንም እንኳ አምላክን የማልፈራ፣ ሰውንም የማላከብር ብሆን |
58,222 | am_tg | ይህች መበለት ሁልጊዜ እየመጣች ስለምታስቸግረኝ ፍትሕ እንድታገኝ አደርጋለሁ፤ አለዚያ በየጊዜው እየመጣች ትነዘንዘኛለች።’” | እዛ መበለት እዚኣ ላሕ ተብለኒ ኣላ እሞ፡ እናመጸት ብልማኖኣ ኸይተሰልክየንስ፡ ፍትሒ ደኣ ኸውጽኣላ’ በለ።” |
58,223 | tg_am | እዛ መበለት እዚኣ ላሕ ተብለኒ ኣላ እሞ፡ እናመጸት ብልማኖኣ ኸይተሰልክየንስ፡ ፍትሒ ደኣ ኸውጽኣላ’ በለ።” | ይህች መበለት ሁልጊዜ እየመጣች ስለምታስቸግረኝ ፍትሕ እንድታገኝ አደርጋለሁ፤ አለዚያ በየጊዜው እየመጣች ትነዘንዘኛለች።’” |
58,224 | am_tg | ከዚያም ጌታ እንዲህ አለ፦ “ምንም እንኳ ዳኛው ዓመፀኛ ቢሆንም ምን እንዳለ ልብ በሉ! | ጐይታ ኸኣ፡ “እዚ ፈራዲ እዚ ዓማጺ ኽነሱ፡ ዝበሎ ስምዑ። |
58,225 | tg_am | ጐይታ ኸኣ፡ “እዚ ፈራዲ እዚ ዓማጺ ኽነሱ፡ ዝበሎ ስምዑ። | ከዚያም ጌታ እንዲህ አለ፦ “ምንም እንኳ ዳኛው ዓመፀኛ ቢሆንም ምን እንዳለ ልብ በሉ! |
58,226 | am_tg | ታዲያ አምላክ በትዕግሥት የሚይዛቸውና ቀን ከሌት ወደ እሱ የሚጮኹት ምርጦቹ ፍትሕ እንዲያገኙ አያደርግም? | ኣምላኽ ግዳ ዚዕገሶም እኳ ኽነሱ፡ ነቶም መዓልትን ለይትን ናብኡ ዚጭርሑ ሕሩያቱ ፍትሒዶ ኣየውጽኣሎምን፧ |
58,227 | tg_am | ኣምላኽ ግዳ ዚዕገሶም እኳ ኽነሱ፡ ነቶም መዓልትን ለይትን ናብኡ ዚጭርሑ ሕሩያቱ ፍትሒዶ ኣየውጽኣሎምን፧ | ታዲያ አምላክ በትዕግሥት የሚይዛቸውና ቀን ከሌት ወደ እሱ የሚጮኹት ምርጦቹ ፍትሕ እንዲያገኙ አያደርግም? |
58,228 | am_tg | እላችኋለሁ፣ በቶሎ ፍትሕ እንዲያገኙ ያደርጋል። ሆኖም የሰው ልጅ በሚመጣበት ጊዜ በምድር ላይ በእርግጥ እምነት ያገኝ ይሆን?” | እብለኩም ኣለኹ፡ ቀልጢፉ ፍትሒ ኼውጽኣሎም እዩ። ወዲ ሰብ ምስ መጸ ግና፡ ነዛ እምነት እዚኣ ደዀን ኣብ ምድሪ ኺረኽባ እዩ፧” በለ። |
58,229 | tg_am | እብለኩም ኣለኹ፡ ቀልጢፉ ፍትሒ ኼውጽኣሎም እዩ። ወዲ ሰብ ምስ መጸ ግና፡ ነዛ እምነት እዚኣ ደዀን ኣብ ምድሪ ኺረኽባ እዩ፧” በለ። | እላችኋለሁ፣ በቶሎ ፍትሕ እንዲያገኙ ያደርጋል። ሆኖም የሰው ልጅ በሚመጣበት ጊዜ በምድር ላይ በእርግጥ እምነት ያገኝ ይሆን?” |
58,230 | am_tg | በራሳቸው ጽድቅ ለሚታመኑና ሌሎችን በንቀት ዓይን ለሚመለከቱ ደግሞ የሚከተለውን ምሳሌ ተናገረ፦ | ጻድቃን ከም ዝዀኑ ብርእሶም ንዚእመኑ፡ ንኻልኦት እውን ንዚንዕቁ ድማ፡ እዛ ምሳሌ እዚኣ መሰለሎም፦ |
58,231 | tg_am | ጻድቃን ከም ዝዀኑ ብርእሶም ንዚእመኑ፡ ንኻልኦት እውን ንዚንዕቁ ድማ፡ እዛ ምሳሌ እዚኣ መሰለሎም፦ | በራሳቸው ጽድቅ ለሚታመኑና ሌሎችን በንቀት ዓይን ለሚመለከቱ ደግሞ የሚከተለውን ምሳሌ ተናገረ፦ |
58,232 | am_tg | “ሁለት ሰዎች ለመጸለይ ወደ ቤተ መቅደስ ሄዱ፤ አንደኛው ፈሪሳዊ፣ ሌላኛው ደግሞ ቀረጥ ሰብሳቢ ነበር። | “ክልተ ሰብኡት፡ እቲ ሓደ ፈሪሳዊ፡ እቲ ኻልኣይ ከኣ ኣካብ ቀረጽ፡ ኪጽልዩ ናብ ቤተ መቕደስ ደየቡ። |
58,233 | tg_am | “ክልተ ሰብኡት፡ እቲ ሓደ ፈሪሳዊ፡ እቲ ኻልኣይ ከኣ ኣካብ ቀረጽ፡ ኪጽልዩ ናብ ቤተ መቕደስ ደየቡ። | “ሁለት ሰዎች ለመጸለይ ወደ ቤተ መቅደስ ሄዱ፤ አንደኛው ፈሪሳዊ፣ ሌላኛው ደግሞ ቀረጥ ሰብሳቢ ነበር። |
58,234 | am_tg | ፈሪሳዊው ቆሞ በልቡ እንዲህ ሲል ይጸልይ ጀመር፦ ‘አምላክ ሆይ፣ እንደ ሌላው ሰው ቀማኛ፣ ዓመፀኛ፣ አመንዝራ፣ በተለይ ደግሞ እንደዚህ ቀረጥ ሰብሳቢ ስላልሆንኩ አመሰግንሃለሁ። | እቲ ፈሪሳዊ ደው ኢሉ ብልቡ ኸምዚ ኢሉ ጸለየ፦ ‘ኦ ኣምላኽ፡ ከም ካልኦት ሰባት፡ ከም ዘረፍቲ፡ ከም ዓመጽቲ፡ ከም ዘመውቲ፡ ወይ ከምዚ ኣካብ ቀረጽ እዚ እውን ስለ ዘይኰንኩ፡ አመስግነካ ኣለኹ። |
58,235 | tg_am | እቲ ፈሪሳዊ ደው ኢሉ ብልቡ ኸምዚ ኢሉ ጸለየ፦ ‘ኦ ኣምላኽ፡ ከም ካልኦት ሰባት፡ ከም ዘረፍቲ፡ ከም ዓመጽቲ፡ ከም ዘመውቲ፡ ወይ ከምዚ ኣካብ ቀረጽ እዚ እውን ስለ ዘይኰንኩ፡ አመስግነካ ኣለኹ። | ፈሪሳዊው ቆሞ በልቡ እንዲህ ሲል ይጸልይ ጀመር፦ ‘አምላክ ሆይ፣ እንደ ሌላው ሰው ቀማኛ፣ ዓመፀኛ፣ አመንዝራ፣ በተለይ ደግሞ እንደዚህ ቀረጥ ሰብሳቢ ስላልሆንኩ አመሰግንሃለሁ። |
58,236 | am_tg | በሳምንት ሁለቴ እጾማለሁ፤ ከማገኘውም ነገር ሁሉ አሥራት እሰጣለሁ።’ | ኣብ ሰሙን ክልተ ሳዕ እጸውም፡ ካብ ኵሉ ዘጥርዮ ኸኣ ዕሽር እህብ እየ።’ |
58,237 | tg_am | ኣብ ሰሙን ክልተ ሳዕ እጸውም፡ ካብ ኵሉ ዘጥርዮ ኸኣ ዕሽር እህብ እየ።’ | በሳምንት ሁለቴ እጾማለሁ፤ ከማገኘውም ነገር ሁሉ አሥራት እሰጣለሁ።’ |
58,238 | am_tg | ቀረጥ ሰብሳቢው ግን ራቅ ብሎ ቆመ፤ ወደ ሰማይ ቀና ብሎ ለማየትም እንኳ አልደፈረም፤ እንዲያውም ‘አምላክ ሆይ፣ ኃጢአተኛ ለሆንኩት ለእኔ ቸርነት አድርግልኝ’ እያለ ደረቱን ይደቃ ነበር። | እቲ ኣካብ ቀረጽ ግና ኣብ ርሑቕ ደው ኢሉ፡ ‘ኦ ኣምላኽ፡ ንዓይ ንሓጥእ ራሕርሓለይ’ እናበለ ኣፍ ልቡ ይወቅዕ ነበረ እምበር፡ ዓይኑ ናብ ሰማይ ኬልዕል እኳ ኣይደፈረን። |
58,239 | tg_am | እቲ ኣካብ ቀረጽ ግና ኣብ ርሑቕ ደው ኢሉ፡ ‘ኦ ኣምላኽ፡ ንዓይ ንሓጥእ ራሕርሓለይ’ እናበለ ኣፍ ልቡ ይወቅዕ ነበረ እምበር፡ ዓይኑ ናብ ሰማይ ኬልዕል እኳ ኣይደፈረን። | ቀረጥ ሰብሳቢው ግን ራቅ ብሎ ቆመ፤ ወደ ሰማይ ቀና ብሎ ለማየትም እንኳ አልደፈረም፤ እንዲያውም ‘አምላክ ሆይ፣ ኃጢአተኛ ለሆንኩት ለእኔ ቸርነት አድርግልኝ’ እያለ ደረቱን ይደቃ ነበር። |
58,240 | am_tg | እላችኋለሁ፣ ከፈሪሳዊው ይልቅ ይሄኛው ሰው ይበልጥ ጻድቅ ሆኖ ወደ ቤቱ ተመለሰ። ምክንያቱም ራሱን ከፍ የሚያደርግ ሁሉ ይዋረዳል፤ ራሱን ዝቅ የሚያደርግ ሁሉ ግን ከፍ ይደረጋል።” | እብለኩም ኣለኹ፡ ርእሱ ዜልዕል ኵሉ ኺዋረድ፡ ርእሱ ዜትሕት ግና ኪልዕል እዩ እሞ፡ እዚ ሓለፋ እቲ ፈሪሳዊ ጸዲቑ ናብ ቤቱ ወረደ።” |
58,241 | tg_am | እብለኩም ኣለኹ፡ ርእሱ ዜልዕል ኵሉ ኺዋረድ፡ ርእሱ ዜትሕት ግና ኪልዕል እዩ እሞ፡ እዚ ሓለፋ እቲ ፈሪሳዊ ጸዲቑ ናብ ቤቱ ወረደ።” | እላችኋለሁ፣ ከፈሪሳዊው ይልቅ ይሄኛው ሰው ይበልጥ ጻድቅ ሆኖ ወደ ቤቱ ተመለሰ። ምክንያቱም ራሱን ከፍ የሚያደርግ ሁሉ ይዋረዳል፤ ራሱን ዝቅ የሚያደርግ ሁሉ ግን ከፍ ይደረጋል።” |
58,242 | am_tg | ሰዎችም ኢየሱስ እጁን እንዲጭንባቸው ሕፃናትን ወደ እሱ ያመጡ ጀመር፤ ደቀ መዛሙርቱ ግን ይህን ሲያዩ ገሠጿቸው። | ምእንቲ ኺትንክዮም ድማ ሕጻናቶም የምጽኡሉ ነበሩ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ፡ እዚ ርእዮም ገንሕዎም። |
58,243 | tg_am | ምእንቲ ኺትንክዮም ድማ ሕጻናቶም የምጽኡሉ ነበሩ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ፡ እዚ ርእዮም ገንሕዎም። | ሰዎችም ኢየሱስ እጁን እንዲጭንባቸው ሕፃናትን ወደ እሱ ያመጡ ጀመር፤ ደቀ መዛሙርቱ ግን ይህን ሲያዩ ገሠጿቸው። |
58,244 | am_tg | ይሁን እንጂ ኢየሱስ ሕፃናቱን ወደ ራሱ ጠርቶ እንዲህ አለ፦ “ልጆቹ ወደ እኔ ይምጡ፤ አትከልክሏቸው፤ የአምላክ መንግሥት እንደነዚህ ላሉት ነውና። | የሱስ ግና ነቶም ሕጻናት ጸዊዑ፡ “መንግስቲ ኣምላኽ ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፡ ነቶም ቈልዑ ናባይ ኪመጹ ሕደግዎም፡ ኣይትኸልክልዎም። |
58,245 | tg_am | የሱስ ግና ነቶም ሕጻናት ጸዊዑ፡ “መንግስቲ ኣምላኽ ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፡ ነቶም ቈልዑ ናባይ ኪመጹ ሕደግዎም፡ ኣይትኸልክልዎም። | ይሁን እንጂ ኢየሱስ ሕፃናቱን ወደ ራሱ ጠርቶ እንዲህ አለ፦ “ልጆቹ ወደ እኔ ይምጡ፤ አትከልክሏቸው፤ የአምላክ መንግሥት እንደነዚህ ላሉት ነውና። |
58,246 | am_tg | እውነት እላችኋለሁ፣ የአምላክን መንግሥት እንደ አንድ ትንሽ ልጅ ሆኖ የማይቀበል ሁሉ ፈጽሞ ወደዚህ መንግሥት አይገባም።” | ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ቈልዓ ዀይኑ ዘይቅበላ ዘበለ፡ ከቶ ኣይኪኣትዋን እዩ” በሎም። |
58,247 | tg_am | ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ቈልዓ ዀይኑ ዘይቅበላ ዘበለ፡ ከቶ ኣይኪኣትዋን እዩ” በሎም። | እውነት እላችኋለሁ፣ የአምላክን መንግሥት እንደ አንድ ትንሽ ልጅ ሆኖ የማይቀበል ሁሉ ፈጽሞ ወደዚህ መንግሥት አይገባም።” |
58,248 | am_tg | ከአይሁዳውያን አለቆችም አንዱ “ጥሩ መምህር ሆይ፣ የዘላለም ሕይወት ለመውረስ ምን ማድረግ ይኖርብኛል?” ሲል ጠየቀው። | ሓደ ኻብቶም ኣሕሉቕ ከኣ፡ “ኣታ ሕያዋይ መምህር፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ፡ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧” ኢሉ ሓተቶ። |
58,249 | tg_am | ሓደ ኻብቶም ኣሕሉቕ ከኣ፡ “ኣታ ሕያዋይ መምህር፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኽወርስ፡ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧” ኢሉ ሓተቶ። | ከአይሁዳውያን አለቆችም አንዱ “ጥሩ መምህር ሆይ፣ የዘላለም ሕይወት ለመውረስ ምን ማድረግ ይኖርብኛል?” ሲል ጠየቀው። |
58,250 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “ለምን ጥሩ ብለህ ትጠራኛለህ? ከአንዱ ከአምላክ በቀር ጥሩ የለም። | የሱስ ድማ፡ “ስለምንታይ ሕያዋይ እትብለኒ፧ ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ፡ ሕያዋይ የልቦን። |
58,251 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ስለምንታይ ሕያዋይ እትብለኒ፧ ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ፡ ሕያዋይ የልቦን። | ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “ለምን ጥሩ ብለህ ትጠራኛለህ? ከአንዱ ከአምላክ በቀር ጥሩ የለም። |
58,252 | am_tg | ‘አታመንዝር፣ አትግደል፣ አትስረቅ፣ በሐሰት አትመሥክር፣ አባትህንና እናትህን አክብር’ የሚሉትን ትእዛዛት ታውቃለህ።” | ነቲ ትእዛዛት ትፈልጦ ኢኻ፦ ‘ኣይትዘሙ፡ ኣይትቕተል፡ ኣይትስረቕ፡ ብሓሶት ኣይትመስክር፡ ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር’” በሎ። |
58,253 | tg_am | ነቲ ትእዛዛት ትፈልጦ ኢኻ፦ ‘ኣይትዘሙ፡ ኣይትቕተል፡ ኣይትስረቕ፡ ብሓሶት ኣይትመስክር፡ ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር’” በሎ። | ‘አታመንዝር፣ አትግደል፣ አትስረቅ፣ በሐሰት አትመሥክር፣ አባትህንና እናትህን አክብር’ የሚሉትን ትእዛዛት ታውቃለህ።” |
58,254 | am_tg | ሰውየውም “እነዚህን ሁሉ ከልጅነቴ ጀምሮ ስጠብቅ ኖሬአለሁ” አለ። | ንሱ ኸኣ፡ “እዚ ዅሉስ ካብ ንእስነተይ ኣትሒዘ እሕልዎ ኣለኹ” በሎ። |
58,255 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “እዚ ዅሉስ ካብ ንእስነተይ ኣትሒዘ እሕልዎ ኣለኹ” በሎ። | ሰውየውም “እነዚህን ሁሉ ከልጅነቴ ጀምሮ ስጠብቅ ኖሬአለሁ” አለ። |
58,256 | am_tg | ኢየሱስ ይህን ከሰማ በኋላ “አሁንም አንድ የሚቀርህ ነገር አለ፤ ያለህን ነገር ሁሉ ሸጠህ ገንዘቡን ለድሆች አከፋፍል፤ በሰማያትም ውድ ሀብት ታገኛለህ፤ ደግሞም መጥተህ ተከታዬ ሁን” አለው። | የሱስ ድማ እዚ ምስ ሰምዐ፡ “ገና ሓንቲ ጐዲላትካ፦ ዘሎካ ዅሉ ሼጥካ ንድኻታት ዓድል፡ ኣብ ሰማያት ከኣ መዝገብ ኪህልወካ እዩ፣ ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን” በሎ። |
58,257 | tg_am | የሱስ ድማ እዚ ምስ ሰምዐ፡ “ገና ሓንቲ ጐዲላትካ፦ ዘሎካ ዅሉ ሼጥካ ንድኻታት ዓድል፡ ኣብ ሰማያት ከኣ መዝገብ ኪህልወካ እዩ፣ ንዓ እውን ሰዓብየይ ኩን” በሎ። | ኢየሱስ ይህን ከሰማ በኋላ “አሁንም አንድ የሚቀርህ ነገር አለ፤ ያለህን ነገር ሁሉ ሸጠህ ገንዘቡን ለድሆች አከፋፍል፤ በሰማያትም ውድ ሀብት ታገኛለህ፤ ደግሞም መጥተህ ተከታዬ ሁን” አለው። |
58,258 | am_tg | ሰውየው በጣም ሀብታም ስለነበረ ይህን ሲሰማ እጅግ አዘነ። | ንሱ ኸኣ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ኣዝዩ ሃብታም ነበረ እሞ፡ ብዙሕ ጐሃየ። |
58,259 | tg_am | ንሱ ኸኣ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ኣዝዩ ሃብታም ነበረ እሞ፡ ብዙሕ ጐሃየ። | ሰውየው በጣም ሀብታም ስለነበረ ይህን ሲሰማ እጅግ አዘነ። |
58,260 | am_tg | ኢየሱስም ሰውየውን ተመልክቶ እንዲህ አለ፦ “ገንዘብ ላላቸው ሰዎች ወደ አምላክ መንግሥት መግባት ምንኛ አስቸጋሪ ነው! | የሱስ ድማ ጠሚትዎ፡ “ገንዘብ ዘለዎም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣትዉስ፡ ክንደይ ጭንቂ እዩ ዚዀኖም! |
58,261 | tg_am | የሱስ ድማ ጠሚትዎ፡ “ገንዘብ ዘለዎም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣትዉስ፡ ክንደይ ጭንቂ እዩ ዚዀኖም! | ኢየሱስም ሰውየውን ተመልክቶ እንዲህ አለ፦ “ገንዘብ ላላቸው ሰዎች ወደ አምላክ መንግሥት መግባት ምንኛ አስቸጋሪ ነው! |
58,262 | am_tg | እንዲያውም ሀብታም ሰው ወደ አምላክ መንግሥት ከሚገባ ግመል በመርፌ ቀዳዳ ቢሾልክ ይቀልላል።” | ሃብታም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዚኣቱስ፡ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቐልል” በለ። |
58,263 | tg_am | ሃብታም ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ዚኣቱስ፡ ገመል ብዓይኒ መርፍእ ክትሓልፍ ይቐልል” በለ። | እንዲያውም ሀብታም ሰው ወደ አምላክ መንግሥት ከሚገባ ግመል በመርፌ ቀዳዳ ቢሾልክ ይቀልላል።” |
58,264 | am_tg | ይህን የሰሙ ሰዎች “ታዲያ ማን ሊድን ይችላል?” አሉ። | እቶም ነዚ ዝሰምዑ ኸኣ፡ “መን ደኣ ኺድሕን ይኽእል፧” በሉ። |
58,265 | tg_am | እቶም ነዚ ዝሰምዑ ኸኣ፡ “መን ደኣ ኺድሕን ይኽእል፧” በሉ። | ይህን የሰሙ ሰዎች “ታዲያ ማን ሊድን ይችላል?” አሉ። |
58,266 | am_tg | እሱም “በሰዎች ዘንድ የማይቻል፣ በአምላክ ዘንድ ይቻላል” አለ። | ንሱ ድማ፡ “እቲ ብሰባት ዘይከኣል፡ ብኣምላኽ ይከኣል እዩ” በለ። |
58,267 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “እቲ ብሰባት ዘይከኣል፡ ብኣምላኽ ይከኣል እዩ” በለ። | እሱም “በሰዎች ዘንድ የማይቻል፣ በአምላክ ዘንድ ይቻላል” አለ። |
58,268 | am_tg | ጴጥሮስ ግን “እነሆ፣ እኛ ያለንን ነገር ትተን ተከትለንሃል” አለ። | ጴጥሮስ ከኣ፡ “እንሆ፡ ንሕና ዘሎና ሓዲግና ስዒብናካ” በሎ። |
58,269 | tg_am | ጴጥሮስ ከኣ፡ “እንሆ፡ ንሕና ዘሎና ሓዲግና ስዒብናካ” በሎ። | ጴጥሮስ ግን “እነሆ፣ እኛ ያለንን ነገር ትተን ተከትለንሃል” አለ። |
58,270 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ለአምላክ መንግሥት ሲል ቤትን ወይም ሚስትን ወይም ወንድሞችን ወይም ወላጆችን ወይም ልጆችን የተወ ሁሉ፣ | ንሱ ኸኣ፡ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኢሉ ቤት፡ ወይ ሰበይቲ፡ ወይ ኣሕዋት፡ ወይ ወለዲ፡ ወይ ውሉዳት ዝሓደገ ዘበለ፡ |
58,271 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኢሉ ቤት፡ ወይ ሰበይቲ፡ ወይ ኣሕዋት፡ ወይ ወለዲ፡ ወይ ውሉዳት ዝሓደገ ዘበለ፡ | ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እላችኋለሁ፣ ለአምላክ መንግሥት ሲል ቤትን ወይም ሚስትን ወይም ወንድሞችን ወይም ወላጆችን ወይም ልጆችን የተወ ሁሉ፣ |
58,272 | am_tg | አሁን በዚህ ዘመን ብዙ እጥፍ፣ በሚመጣው ሥርዓት ደግሞ የዘላለም ሕይወት ያገኛል።” | ኣብዚ እዋን እዚ ብዙሕ ዕጽፊ፡ ኣብቲ ዚመጽእ ስርዓት ከኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዘይረክብ የልቦን” በሎም። |
58,273 | tg_am | ኣብዚ እዋን እዚ ብዙሕ ዕጽፊ፡ ኣብቲ ዚመጽእ ስርዓት ከኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዘይረክብ የልቦን” በሎም። | አሁን በዚህ ዘመን ብዙ እጥፍ፣ በሚመጣው ሥርዓት ደግሞ የዘላለም ሕይወት ያገኛል።” |
58,274 | am_tg | ከዚያም አሥራ ሁለቱን ገለል አድርጎ በመውሰድ እንዲህ አላቸው፦ “እነሆ! ወደ ኢየሩሳሌም እየወጣን ነው፤ የሰውን ልጅ በተመለከተም በነቢያት የተጻፉት ነገሮች ሁሉ ይፈጸማሉ። | ነቶም ዓሰርተው ክልተ ወሲዱ ድማ፡ “እንሆ፡ ናብ የሩሳሌም ንድይብ ኣለና፣ እቲ ብዛዕባ ወዲ ሰብ ብነብያት እተጻሕፈ ዅሉ ኸኣ ኪፍጸም እዩ። |
58,275 | tg_am | ነቶም ዓሰርተው ክልተ ወሲዱ ድማ፡ “እንሆ፡ ናብ የሩሳሌም ንድይብ ኣለና፣ እቲ ብዛዕባ ወዲ ሰብ ብነብያት እተጻሕፈ ዅሉ ኸኣ ኪፍጸም እዩ። | ከዚያም አሥራ ሁለቱን ገለል አድርጎ በመውሰድ እንዲህ አላቸው፦ “እነሆ! ወደ ኢየሩሳሌም እየወጣን ነው፤ የሰውን ልጅ በተመለከተም በነቢያት የተጻፉት ነገሮች ሁሉ ይፈጸማሉ። |
58,276 | am_tg | ለምሳሌ ለአሕዛብ አሳልፈው ይሰጡታል፤ ያፌዙበታል፤ ያንገላቱታል እንዲሁም ይተፉበታል። | ንኣብነት፡ ንኣህዛብ ኣሕሊፎም ኪህብዎ፡ ኬላግጹሉ፡ ኪገፍዕዎ፡ ጡፍ እውን ኪብሉሉ እዮም። |
58,277 | tg_am | ንኣብነት፡ ንኣህዛብ ኣሕሊፎም ኪህብዎ፡ ኬላግጹሉ፡ ኪገፍዕዎ፡ ጡፍ እውን ኪብሉሉ እዮም። | ለምሳሌ ለአሕዛብ አሳልፈው ይሰጡታል፤ ያፌዙበታል፤ ያንገላቱታል እንዲሁም ይተፉበታል። |
58,278 | am_tg | ከገረፉትም በኋላ ይገድሉታል፤ በሦስተኛው ቀን ግን ይነሳል።” | ምስ ገረፍዎ ኸኣ፡ ኪቐትልዎ እዮም፣ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ግና ኪትንስእ እዩ” በሎም። |
58,279 | tg_am | ምስ ገረፍዎ ኸኣ፡ ኪቐትልዎ እዮም፣ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ግና ኪትንስእ እዩ” በሎም። | ከገረፉትም በኋላ ይገድሉታል፤ በሦስተኛው ቀን ግን ይነሳል።” |
58,280 | am_tg | ይሁን እንጂ ከዚህ ሁሉ መካከል አንዱንም አልተረዱም፤ የተናገረው ቃል ተሰውሮባቸው ነበርና፤ የተባለውም ነገር አልገባቸውም። | ንሳቶም ግና ካብዚ ሓደ እኳ ኣይተረድኡን፣ እዚ ዘረባ እዚ ተሰዊርዎም ነበረ እሞ፡ ነቲ እተባህለ ኣይፈልጥዎን ነበሩ። |
58,281 | tg_am | ንሳቶም ግና ካብዚ ሓደ እኳ ኣይተረድኡን፣ እዚ ዘረባ እዚ ተሰዊርዎም ነበረ እሞ፡ ነቲ እተባህለ ኣይፈልጥዎን ነበሩ። | ይሁን እንጂ ከዚህ ሁሉ መካከል አንዱንም አልተረዱም፤ የተናገረው ቃል ተሰውሮባቸው ነበርና፤ የተባለውም ነገር አልገባቸውም። |
58,282 | am_tg | ኢየሱስ ወደ ኢያሪኮ እየተቃረበ ሳለ አንድ ዓይነ ስውር መንገድ ዳር ተቀምጦ ይለምን ነበር። | የሱስ ናብ ያሪኮ ምስ ቀረበ፡ ሓደ ዕዉር ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጡ ይልምን ነበረ። |
58,283 | tg_am | የሱስ ናብ ያሪኮ ምስ ቀረበ፡ ሓደ ዕዉር ኣብ ጥቓ መገዲ ተቐሚጡ ይልምን ነበረ። | ኢየሱስ ወደ ኢያሪኮ እየተቃረበ ሳለ አንድ ዓይነ ስውር መንገድ ዳር ተቀምጦ ይለምን ነበር። |
58,284 | am_tg | ዓይነ ስውሩም ብዙ ሕዝብ በዚያ ሲያልፍ ሰምቶ ስለ ሁኔታው ይጠይቅ ጀመር። | ህዝቢ ኺሓልፍ ከሎ ሰሚዑ ኸኣ፡ እዚ እንታይ ምዃኑ ሓተተ። |
58,285 | tg_am | ህዝቢ ኺሓልፍ ከሎ ሰሚዑ ኸኣ፡ እዚ እንታይ ምዃኑ ሓተተ። | ዓይነ ስውሩም ብዙ ሕዝብ በዚያ ሲያልፍ ሰምቶ ስለ ሁኔታው ይጠይቅ ጀመር። |
58,286 | am_tg | ሰዎቹም “የናዝሬቱ ኢየሱስ በዚህ እያለፈ ነው!” ብለው ነገሩት። | “የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ይሓልፍ ኣሎ” ኢሎም ድማ ነገርዎ። |
58,287 | tg_am | “የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ይሓልፍ ኣሎ” ኢሎም ድማ ነገርዎ። | ሰዎቹም “የናዝሬቱ ኢየሱስ በዚህ እያለፈ ነው!” ብለው ነገሩት። |
58,288 | am_tg | በዚህ ጊዜ “ኢየሱስ ሆይ፣ የዳዊት ልጅ፣ ምሕረት አድርግልኝ!” ሲል ጮኸ። | ንሱ ኸኣ፡ “የሱስ፡ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረኒ!” ኢሉ ጨርሐ። |
58,289 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “የሱስ፡ ወዲ ዳዊት፡ ምሓረኒ!” ኢሉ ጨርሐ። | በዚህ ጊዜ “ኢየሱስ ሆይ፣ የዳዊት ልጅ፣ ምሕረት አድርግልኝ!” ሲል ጮኸ። |
58,290 | am_tg | ከፊት ከፊት የሚሄዱትም ሰዎች ዝም እንዲል ገሠጹት፤ እሱ ግን “የዳዊት ልጅ ሆይ፣ ምሕረት አድርግልኝ!” እያለ ይበልጥ መጮኹን ቀጠለ። | እቶም ቅድሚት ዚኸዱ ዝነበሩ ድማ፡ ስቕ ኪብል ገንሕዎ፣ ንሱ ግና፡ “ወዲ ዳዊት፡ ምሓረኒ!” እናበለ ኣዝዩ ጨርሐ። |
58,291 | tg_am | እቶም ቅድሚት ዚኸዱ ዝነበሩ ድማ፡ ስቕ ኪብል ገንሕዎ፣ ንሱ ግና፡ “ወዲ ዳዊት፡ ምሓረኒ!” እናበለ ኣዝዩ ጨርሐ። | ከፊት ከፊት የሚሄዱትም ሰዎች ዝም እንዲል ገሠጹት፤ እሱ ግን “የዳዊት ልጅ ሆይ፣ ምሕረት አድርግልኝ!” እያለ ይበልጥ መጮኹን ቀጠለ። |
58,292 | am_tg | ኢየሱስም ቆመና ሰውየውን ወደ እሱ እንዲያመጡት አዘዘ። ሰውየው ወደ እሱ በቀረበ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ ሲል ጠየቀው፦ | የሱስ ከኣ ደው ኢሉ፡ ኬምጽእዎ ኣዘዘ። ናብኡ ምስ ቀረበ ድማ፡ |
58,293 | tg_am | የሱስ ከኣ ደው ኢሉ፡ ኬምጽእዎ ኣዘዘ። ናብኡ ምስ ቀረበ ድማ፡ | ኢየሱስም ቆመና ሰውየውን ወደ እሱ እንዲያመጡት አዘዘ። ሰውየው ወደ እሱ በቀረበ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ ሲል ጠየቀው፦ |
58,294 | am_tg | “ምን እንዳደርግልህ ትፈልጋለህ?” እሱም “ጌታ ሆይ፣ የዓይኔን ብርሃን መልስልኝ” አለው። | “እንታይ ክገብረልካ ትደሊ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ክርኢ” በለ። |
58,295 | tg_am | “እንታይ ክገብረልካ ትደሊ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ክርኢ” በለ። | “ምን እንዳደርግልህ ትፈልጋለህ?” እሱም “ጌታ ሆይ፣ የዓይኔን ብርሃን መልስልኝ” አለው። |
58,296 | am_tg | ስለዚህ ኢየሱስ “የዓይንህ ብርሃን ይመለስልህ፤ እምነትህ አድኖሃል” አለው። | የሱስ ከኣ፡ “ርአ፣ እምነትካ ኣሕውያትካ” በሎ። |
58,297 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ርአ፣ እምነትካ ኣሕውያትካ” በሎ። | ስለዚህ ኢየሱስ “የዓይንህ ብርሃን ይመለስልህ፤ እምነትህ አድኖሃል” አለው። |
58,298 | am_tg | ወዲያውም የዓይኑ ብርሃን ተመለሰለት፤ አምላክን እያመሰገነም ይከተለው ጀመር። ሕዝቡም ሁሉ ይህን ሲያዩ አምላክን አወደሱ። | ብቕጽበት ረኣየ፡ ንኣምላኽ እናኣሞገሰ ኸኣ ሰዓቦ። ኵሎም እቶም ህዝቢ እውን፡ እዚ ምስ ረኣዩ፡ ንኣምላኽ ኣሞገስዎ። |
58,299 | tg_am | ብቕጽበት ረኣየ፡ ንኣምላኽ እናኣሞገሰ ኸኣ ሰዓቦ። ኵሎም እቶም ህዝቢ እውን፡ እዚ ምስ ረኣዩ፡ ንኣምላኽ ኣሞገስዎ። | ወዲያውም የዓይኑ ብርሃን ተመለሰለት፤ አምላክን እያመሰገነም ይከተለው ጀመር። ሕዝቡም ሁሉ ይህን ሲያዩ አምላክን አወደሱ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.