Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
58,300
am_tg
ስለዚህ በዚያ ተሰብስበው የነበሩት ሰዎች በሙሉ ተነስተው ወደ ጲላጦስ ወሰዱት።
ኵላቶም ተንሲኦም ከኣ፡ ናብ ጲላጦስ ወሰድዎ።
58,301
tg_am

58,302
am_tg
ከዚያም እንዲህ እያሉ ይከሱት ጀመር፦ “ይህ ሰው ሕዝባችንን ሲያሳምፅ፣ ለቄሳር ግብር እንዳይከፈል ሲከለክልና ‘እኔ ክርስቶስ ንጉሥ ነኝ’ ሲል አግኝተነዋል።”
“እዚ ንህዝብና ኼስድዖም፡ ንቄሳር ግብሪ ኸይግብሩ ኪኽልክሎም፡ ንሱ ባዕሉ ክርስቶስ ንጉስ ከም ዝዀነ ኸኣ ኪዛረብ ከሎ ረኺብናዮ” ኢሎም ድማ ኪኸስስዎ ጀመሩ።
58,303

58,304
am_tg
በዚህ ጊዜ ጲላጦስ “አንተ የአይሁዳውያን ንጉሥ ነህ?” ሲል ጠየቀው። እሱም መልሶ “አንተው ራስህ እኮ እየተናገርከው ነው” አለው።
ጲላጦስ ከኣ፡ “ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ድማ፡ “ንስኻ እኳ ትብል ኣለኻ” ኢሉ መለሰሉ።
58,305

58,306
am_tg
ከዚያም ጲላጦስ ለካህናት አለቆቹና ለሕዝቡ “በዚህ ሰው ላይ ምንም ወንጀል አላገኘሁበትም” አለ።
ጲላጦስ ከኣ ንሊቃውንቲ ኻህናትን ነቶም ህዝብን፡ “ኣብዚ ሰብ እዚ ሓንቲ ገበን እኳ ኣይረኸብኩን” በሎም።
58,307

58,308
am_tg
እነሱ ግን “በመላው ይሁዳ፣ ከገሊላ አንስቶ እስከዚህ ድረስ እያስተማረ ሕዝቡን ይቀሰቅሳል” በማለት አጥብቀው ተናገሩ።
ንሳቶም ግና፡ “ካብ ገሊላ ኣትሒዙ ኽሳብ ኣብዚ፡ ኣብ ብዘላ ይሁዳ እናመሃረ ንህዝቢ የለዓዕል ኣሎ” ኢሎም ተረሩ።
58,309

58,310
am_tg
ጲላጦስ ይህን ሲሰማ ሰውየው የገሊላ ሰው መሆኑን ለማረጋገጥ ጠየቀ።
ጲላጦስ፡ እዚ ምስ ሰምዐ፡ እዚ ሰብ እዚ ገሊላዊ እንተ ዀይኑ ሓተተ።
58,311

58,312
am_tg
ከሄሮድስ ግዛት የመጣ መሆኑን ካረጋገጠ በኋላ በዚያን ጊዜ በኢየሩሳሌም ወደነበረው ወደ ሄሮድስ ላከው።
ካብ ግዝኣት ሄሮድስ ምዃኑ ምስ ኣረጋገጸ ድማ፡ ናብ ሄሮድስ ሰደዶ፣ ንሱ እውን በተን መዓልትታት እቲአን ኣብ የሩሳሌም ነበረ።
58,313

58,314
am_tg
ሄሮድስ ኢየሱስን ሲያየው በጣም ደስ አለው። ስለ እሱ ብዙ ነገር ሰምቶ ስለነበር ለረጅም ጊዜ እሱን ለማየት ይፈልግ ነበር፤ አንዳንድ ተአምራት ሲፈጽም ለማየትም ተስፋ ያደርግ ነበር።
ሄሮድስ ንየሱስ ምስ ረኣዮ፡ ብዛዕባኡ ሰሚዑ ስለ ዝነበረ፡ ካብ ነዊሕ ግዜ ኣትሒዙ ኺርእዮ ይደሊ ነበረ፡ ንሱ ዚገብሮ ገለ ትእምርቲ ኺርኢ እውን ተስፋ ይገብር ነበረ እሞ፡ ኣዝዩ ተሓጐሰ።
58,315

58,316
am_tg
በመሆኑም ብዙ ጥያቄ ይጠይቀው ጀመር፤ እሱ ግን ምንም መልስ አልሰጠውም።
ብዙሕ ከኣ ሓተቶ፣ ንሱ ግና ሓንቲ እኳ ኣይመለሰሉን።
58,317

58,318
am_tg
ይሁን እንጂ የካህናት አለቆቹና ጸሐፍት በተደጋጋሚ እየተነሱ አጥብቀው ይከሱት ነበር።
ሊቃውንቲ ኻህናትን ጸሓፍትን ድማ ደው ኢሎም ኣበርቲዖም ይኸስስዎ ነበሩ።
58,319

58,320
am_tg
ከዚያም ሄሮድስ ከወታደሮቹ ጋር ሆኖ አቃለለው፤ እንዲሁም ያማረ ልብስ አልብሶ ካፌዘበት በኋላ መልሶ ወደ ጲላጦስ ላከው።
ሄሮድስ ከኣ ምስ ወተሃደራቱ ዀይኑ ኣቃለሎ፡ ብሉጽ ክዳን ከዲኑ ኣላገጸሉ፡ መሊሱ ኸኣ ናብ ጲላጦስ ሰደዶ።
58,321

58,322
am_tg
በዚያን ዕለት ሄሮድስና ጲላጦስ ወዳጆች ሆኑ፤ ከዚያ በፊት በመካከላቸው ጠላትነት ነበር።
ቅድሚኡ፡ ሄሮድስን ጲላጦስን ጽልኢ እኳ እንተ ነበሮም፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ግና ተዓራረኹ።
58,323

58,324
am_tg
ከዚያም ጲላጦስ የካህናት አለቆቹን፣ ገዢዎቹንና ሕዝቡን በአንድነት ጠርቶ
ጲላጦስ ድማ ንሊቃውንቲ ኻህናትን ንኣሕሉቕን ንህዝብን ብሓባር ጸዊዑ፡
58,325

58,326
am_tg
እንዲህ አላቸው፦ “ይህን ሰው ወደ እኔ ያመጣችሁት ሕዝቡን ለዓመፅ ያነሳሳል ብላችሁ ነበር። ይኸው በፊታችሁ መረመርኩት፤ ሆኖም በእሱ ላይ ያቀረባችሁትን ክስ የሚደግፍ ምንም ነገር አላገኘሁም።
“ነዚ ሰብ እዚ፡ ንህዝቢ የዕሉ ኸም ዘሎ ጌርኩም ናባይ ኣምጺእኩምዎ። እንሆ ድማ፡ ኣብ ቅድሜኹም መርሚረዮስ፡ ነዚ እትኸስስዎ ዘለኹም ክሲ፡ ዋላ ሓንቲ መሰረት ኣይረኸብኩሉን።
58,327

58,328
am_tg
ሄሮድስም ቢሆን ምንም ጥፋት ስላላገኘበት ወደ እኛ መልሶ ልኮታል፤ በመሆኑም ለሞት የሚያበቃ ምንም ነገር አልፈጸመም።
ሄሮድስ እውን መሊሱ ናባና ሰዲድዎ እዩ እሞ፡ ገለ እኳ ኣይረኸበሉን፣ እንሆ፡ ናብ ሞት ዜብጽሕ ሓንቲ እኳ ኣይገበረን።
58,329

58,330
am_tg
ስለዚህ ቀጥቼ እፈታዋለሁ።”
ስለዚ፡ ቀጺዐ ኽፈትሖ እየ” በሎም።
58,331
tg_am
ስለዚ፡ ቀጺዐ ኽፈትሖ እየ” በሎም።
ስለዚህ ቀጥቼ እፈታዋለሁ።”
58,332
am_tg
ሕዝቡ ሁሉ ግን “ይህን ሰው ግደለው፤ በርባንን ግን ፍታልን!” እያሉ ጮኹ።
ኵሎም እቶም ህዝቢ ግና፡ “ነዚ ኣጥፍኣዮ፡ ንበርባን ደኣ ፍትሓልና” ኢሎም ጨደሩ።
58,333

58,334
am_tg
(ይህ ሰው በከተማው ውስጥ በተከሰተ የሕዝብ ዓመፅና በነፍስ ግድያ የታሰረ ነበር።)
(ንሱ ኣብ ከተማ ብእተገብረ ናዕብን ብቕትለት ነፍስን ተኣሲሩ ዝነበረ እዩ።)
58,335

58,336
am_tg
ጲላጦስ ኢየሱስን ሊፈታው ስለፈለገ ድምፁን ከፍ አድርጎ እንደገና ለሕዝቡ ተናገረ።
ጲላጦስ ድማ ንየሱስ ኪፈትሖ ደልዩ፡ ከም ብሓድሽ ተዛረቦም።
58,337

58,338
am_tg
እነሱ ግን “ይሰቀል! ይሰቀል!” እያሉ ይጮኹ ጀመር።
ንሳቶም ግና፡ “ስቐሎ! ስቐሎ!” ኢሎም ጨደሩ።
58,339
tg_am
ንሳቶም ግና፡ “ስቐሎ! ስቐሎ!” ኢሎም ጨደሩ።
እነሱ ግን “ይሰቀል! ይሰቀል!” እያሉ ይጮኹ ጀመር።
58,340
am_tg
እሱም ለሦስተኛ ጊዜ “ለምን? ይህ ሰው ምን ያጠፋው ነገር አለ? ለሞት የሚያበቃ ምንም ነገር አላገኘሁበትም፤ ስለዚህ ቀጥቼ እፈታዋለሁ” አላቸው።
ሳልሳይ ሳዕ፡ “ስለምንታይ፧ እንታይ ክፉእ ገይሩ፧ ናብ ሞት ዜብጽሕ ሓንቲ እኳ ኣይረኸብኩሉን፣ ስለዚ፡ ቀጺዐ ኽፈትሖ እየ” በሎም።
58,341

58,342
am_tg
በዚህ ጊዜ ድምፃቸውን ከፍ አድርገው ኢየሱስ እንዲገደል አጥብቀው ወተወቱት፤ ድምፃቸውም አየለ።
ንሳቶም ከኣ ተረሩ፣ ዓው ኢሎም ከኣ ኪሰቕሎ ኣጽኒዖም ለመንዎ እሞ፡ ቃሎም ሰዓረ።
58,343

58,344
am_tg
ስለዚህ ጲላጦስ የጠየቁት እንዲፈጸም ውሳኔ አስተላለፈ።
ጲላጦስ ድማ ከም ልማኖኦም ኪዀነሎም ፈረደ።
58,345
tg_am
ጲላጦስ ድማ ከም ልማኖኦም ኪዀነሎም ፈረደ።
ስለዚህ ጲላጦስ የጠየቁት እንዲፈጸም ውሳኔ አስተላለፈ።
58,346
am_tg
ሕዝብ በማሳመፅና በነፍስ ግድያ ታስሮ የነበረውንና እንዲፈታላቸው የጠየቁትን ሰው ለቀቀው፤ ኢየሱስን ግን የፈለጉትን እንዲያደርጉበት አሳልፎ ሰጣቸው።
ነቲ ብናዕብን ብቕትለት ነፍስን ተኣሲሩ ዝነበረ እሞ ዝለመኑሉ ፈትሓሎም፣ ንየሱስ ግና ንፍቓዶም ኣሕሊፉ ሃቦ።
58,347

58,348
am_tg
ይዘውትም እየሄዱ ሳሉ ከገጠር እየመጣ የነበረውን ስምዖን የተባለ አንድ የቀሬና ሰው ያዙትና የመከራውን እንጨት አሸክመው ከኢየሱስ ኋላ እንዲሄድ አደረጉት።
ኪወስድዎ ኸለዉ ኸኣ፡ ንስምኦን ቀሬናዊ ኻብ ገጠር ኪኣቱ ኸሎ፡ ሓዝዎ፣ ደድሕሪ የሱስ፡ ጕንዲ ስቅያት ኪጸውር ድማ፡ ኣሰከምዎ።
58,349

58,350
am_tg
ብዙ ሕዝብም ይከተለው ነበር፤ ከእነሱም መካከል በሐዘን ደረታቸውን እየደቁ የሚያለቅሱለት ሴቶች ነበሩ።
ብዙሕ ህዝቢ ድማ ይስዕቦ ነበረ፣ ኣንስቲ እውን ደረተን ይወቕዓሉን የልቅሳሉን ነበራ።
58,351

58,352
am_tg
ኢየሱስም ወደ ሴቶቹ ዞር ብሎ እንዲህ አለ፦ “እናንተ የኢየሩሳሌም ልጆች፣ ለእኔ አታልቅሱ። ይልቁንስ ለራሳችሁና ለልጆቻችሁ አልቅሱ፤
የሱስ ከኣ ናብተን ኣንስቲ ግልጽ ኢሉ፡ “ኣትን ኣዋልድ የሩሳሌም፡ ደጊም ኣይትብከያለይ። ንርእስኽንን ንደቅኽንን ደኣ ብኸያ፣
58,353

58,354
am_tg
ሰዎች ‘መሃን የሆኑ ሴቶች፣ ያልወለዱ ማህፀኖችና ያላጠቡ ጡቶች ደስተኞች ናቸው!’ የሚሉበት ቀን ይመጣልና።
እንሆ፡ ‘እታ መኻንን እታ ዘይወለደት ከርስን እተን ዘየጥበዋ ኣጥባትን ሕጉሳት እየን!’ ዚብሉለን መዓልትታትሲ ኺመጻ እየን።
58,355

58,356
am_tg
በዚያን ጊዜ ተራሮችን ‘በላያችን ውደቁ!’ ኮረብቶችንም ‘ሸሽጉን!’ ይላሉ።
ሽዑ፡ ንኣኽራን፡ ‘ኣብ ልዕሌና ውደቑ!’ ንዅርባታት እውን፡ ‘ክደኑና!’ ምባል ኪጅምሩ እዮም።
58,357

58,358
am_tg
ዛፉ እርጥብ ሆኖ ሳለ እንዲህ ካደረጉ በደረቀ ጊዜማ ምን ይከሰት ይሆን?”
ኣብ ጥሉል ኦም ከምዚ ኻብ ገበሩስ፡ ምስ ነቐጸ ደኣ እንታይ ኪኸውን እዩ፧” በለ።
58,359

58,360
am_tg
ወንጀለኞች የሆኑ ሌሎች ሁለት ሰዎችም ከእሱ ጋር ሊገደሉ እየተወሰዱ ነበር።
ንኽልተ ኻልኦት ገበነኛታት እውን፡ ምስኡ ኪቕተሉ ኣምጽእዎም።
58,361

58,362
am_tg
የራስ ቅል ወደተባለ ቦታ በደረሱ ጊዜ ኢየሱስን በዚያ ከወንጀለኞቹ ጋር በእንጨት ላይ ቸነከሩት፤ ወንጀለኞቹም አንዱ በቀኙ ሌላው ደግሞ በግራው ተሰቅለው ነበር።
ቀረንቀራ ናብ እትብሃል ቦታ ምስ በጽሑ፡ ንዕኡን ነቶም ገበነኛታትን ሰቐልዎም፣ ሓደ ብየማኑ፡ ሓደ ብጸጋሙ ገይሮም እውን ሰቐልዎም።
58,363

58,364
am_tg
ኢየሱስም “አባት ሆይ፣ የሚያደርጉትን ስለማያውቁ ይቅር በላቸው” ይል ነበር። ከዚህ በተጨማሪ ልብሶቹን ለመከፋፈል ዕጣ ተጣጣሉ።
የሱስ ግና፡ “ኣቦ፡ ዚገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ፡ ሕደገሎም” ይብል ነበረ። ንኽዳውንቱ ኺማቐልዎ ድማ ዕጫ ኣውደቑ።
58,365

58,366
am_tg
ሕዝቡም ቆሞ ይመለከት ነበር። የሃይማኖት መሪዎቹ ግን “ሌሎችን አዳነ፤ የተመረጠው የአምላክ ክርስቶስ እሱ ከሆነ እስቲ ራሱን ያድን” እያሉ ያፌዙበት ነበር።
እቲ ህዝቢ ኸኣ ደው ኢሉ ይርኢ ነበረ። እቶም ኣሕሉቕ ግና፡ “ንኻልኦት ኣድሒንዎም፣ ንሱ ናይ ኣምላኽ ቅቡእ፡ እቲ ሕሩይ እንተ ዀይኑስ፡ ርእሱ የድሕን” ኢሎም የናሽውዎ ነበሩ።
58,367

58,368
am_tg
ወታደሮቹ እንኳ ሳይቀሩ ወደ እሱ ቀርበው የኮመጠጠ ወይን በመስጠት አፌዙበት፤
እቶም ወተሃደራት እውን ቀሪቦም መጺጽ ወይኒ እናኣቕረቡ የላግጹሉ፡
58,369

58,370
am_tg
እንዲሁም “አንተ የአይሁዳውያን ንጉሥ ከሆንክ ራስህን አድን” ይሉት ነበር።
“ንጉስ ኣይሁድ እንተ ዄንካስ፡ ርእስኻ ኣድሕን” ድማ ይብልዎ ነበሩ።
58,371

58,372
am_tg
በተጨማሪም ከበላዩ “ይህ የአይሁዳውያን ንጉሥ ነው” የሚል ጽሑፍ ነበር።
ኣብ ልዕሊኡ እውን፡ “እዚ ንጉስ ኣይሁድ እዩ” ዚብል ጽሑፍ ነበረ።
58,373

58,374
am_tg
ከዚያም በዚያ ከተሰቀሉት ወንጀለኞች አንዱ “አንተ ክርስቶስ አይደለህም እንዴ? እስቲ ራስህንም እኛንም አድን!” እያለ ይዘልፈው ጀመር።
ሓደ ኻብቶም እተሰቕሉ ገበነኛታት ከኣ፡ “ንስኻ ክርስቶስ ደይኰንካን፧ ንርእስኻን ንዓናን ኣድሕን” ኢሉ ጸረፎ።
58,375

58,376
am_tg
ሌላኛው ግን መልሶ እንዲህ ሲል ገሠጸው፦ “አንተ ራስህ ተመሳሳይ ፍርድ ተቀብለህ እያለ ትንሽ እንኳ አምላክን አትፈራም?
እቲ ኻልኣዩ ግና ገንሖ፡ “ከም ናቱ ዝበለ ፍርዲ ተፈሪዱካ ኸሎስ፡ ንኣምላኽ ኣይትፈርህን ዲኻ፧
58,377

58,378
am_tg
እኛስ ላደረግነው ነገር የሚገባንን ቅጣት በሙሉ እየተቀበልን ስለሆነ በእኛ ላይ የተፈጸመው ፍርድ ተገቢ ነው፤ ይህ ሰው ግን ምንም የሠራው ጥፋት የለም።”
ንሕናስ ብሰሪ ግብርና ብሓቂ ዚግብኣና ኢና ረኺብና፣ እዚ ግና ሓንቲ በደል እኳ ኣይገበረን” ከኣ በሎ።
58,379

58,380
am_tg
ቀጥሎም “ኢየሱስ ሆይ፣ ወደ መንግሥትህ ስትመጣ አስበኝ” አለው።
ድሕሪኡ፡ “የሱስ፡ መንግስትኻ ምስ ሓዝካ፡ ዘክረኒ” በሎ።
58,381

58,382
am_tg
እሱም “እውነት እልሃለሁ ዛሬ፣ ከእኔ ጋር በገነት ትሆናለህ” አለው።
ንሱ ድማ፡ “ሎሚ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፦ ምሳይ ኣብ ገነት ክትከውን ኢኻ” በሎ።
58,383

58,384
am_tg
ጊዜው ስድስት ሰዓት ገደማ የነበረ ቢሆንም ምድሪቱ በሙሉ እስከ ዘጠኝ ሰዓት ድረስ በጨለማ ተሸፈነች፤
ድሮ ሻድሸይቲ ሰዓት ኣቢላ ነበረት፣ ግናኸ፡ ክሳዕ ታሽዐይቲ ሰዓት ኣብ ኵላ እታ ምድሪ ጸልማት ኰነ፣
58,385

58,386
am_tg
ይህም የሆነው የፀሐይ ብርሃን በመጥፋቱ ነው፤ ከዚያም የቤተ መቅደሱ መጋረጃ መሃል ለመሃል ተቀደደ።
ጸሓይ ጸልመተት፣ መጋረጃ መቕደስ ከኣ ኣብ ማእከሉ ተተርተረ።
58,387

58,388
am_tg
ኢየሱስም በታላቅ ድምፅ ጮኾ “አባት ሆይ፣ መንፈሴን በእጅህ አደራ እሰጣለሁ” አለ። ይህን ካለ በኋላ ሞተ።
የሱስ ድማ ዓው ብዝበለ ድምጺ፡ “ኣቦ፡ መንፈሰይ ኣብ ኢድካ አማዕቍብ ኣለኹ” ኢሉ ጨርሐ። እዚ ምስ በለ፡ ትንፋሱ ሓለፈት።
58,389

58,390
am_tg
መኮንኑም የተፈጸመውን ነገር በማየቱ “ይህ ሰው በእርግጥ ጻድቅ ነበር” በማለት ለአምላክ ክብር ይሰጥ ጀመር።
እቲ ሓለቓ ሚእቲ፡ እቲ ዝዀነ ምስ ረኣየ፡ “እዚ ሰብ እዚ ብሓቂ ጻድቕ እዩ ነይሩ” እናበለ ንኣምላኽ ኣሞገሰ።
58,391

58,392
am_tg
ይህን ለማየት በቦታው ተሰብስበው የነበሩ ሰዎች ሁሉ የተከሰቱትን ነገሮች ሲመለከቱ በሐዘን ደረታቸውን እየደቁ ወደ ቤታቸው ተመለሱ።
ኵሎም እቶም ኪርእዩ እተኣከቡ ህዝቢ ድማ፡ እቲ ዝዀነ ምስ ረኣዩ፡ ኣፍ ልቦም እናወቕዑ ተመልሱ።
58,393

58,394
am_tg
በቅርብ የሚያውቁትም ሁሉ በርቀት ቆመው ነበር። እንዲሁም ከገሊላ አንስቶ አብረውት የተጓዙት ሴቶች በዚያ ተገኝተው እነዚህን ነገሮች ይመለከቱ ነበር።
ኵሎም እቶም ዚፈልጥዎ ኸኣ፡ ኣብ ርሑቕ ደው ኢሎም ነበሩ። ካብ ገሊላ ዝሰዓባኦ ኣንስቲ እውን ኣብኡ ነበራ፣ ነዚ ድማ ረኣያ።
58,395

58,396
am_tg
እነሆም፣ የሸንጎ አባል የሆነ ዮሴፍ የሚባል አንድ ጥሩና ጻድቅ ሰው ነበረ።
እንሆ ኸኣ፡ ዮሴፍ ዝስሙ ኣባል ቤት ምኽሪ፡ ሕያዋይን ጻድቕን ሰብኣይ ነበረ።
58,397

58,398
am_tg
(ይህ ሰው ሴራቸውንና ድርጊታቸውን በመደገፍ ድምፅ አልሰጠም ነበር።) እሱም የአይሁዳውያን ከተማ የሆነችው የአርማትያስ ሰው ሲሆን የአምላክን መንግሥት ይጠባበቅ ነበር።
(ንሱ ኣብቲ ተንኰሎምን ግብሮምን ኣይሓበረን።) ንሱ ኣርማትያስ ካብ እትብሃል ከተማ ኣይሁድ ነበረ፣ ንመንግስቲ ኣምላኽ እውን ይጽበያ ነበረ።
58,399