Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
58,400
am_tg
ይህም ሰው ጲላጊስ ፊት ቀርቩ ዚኢዚሱስ አስኚሬን እንዲሰጠው ጠዚቀ።
ናብ ጲላጊስ ኚይዱ ኞኣ፡ ሬሳ ዚሱስ ለመነ።
58,401
tg_am

58,402
am_tg
አስኚሬኑንም አውርዶ በበፍታ ገነዘውፀ ኚዚያም ማንም ሰው ተቀብሮበት በማያውቅ ኚዓለት ተፈልፍሎ በተሠራ መቃብር ውስጥ አኖሚው።
ኣውሪዱ ድማ ብቕጭን በፍታ ገነዞ፣ ገና ሰብ ኣብ ዘይተቐብሮ ኣብ ኹውሒ ኣብ እተወቕሚ መቓብር እውን ኣንበሮ።
58,403

58,404
am_tg
ዕለቱ ዚዝግጅት ቀን ነበርፀ ሰንበት ዚሚጀምርበት ጊዜም ተቃርቩ ነበር።
መዓልቲ ምድላው ድማ ነበሚት፣ ሰንበት እውን ትቐርብ ነበሚት።
58,405

58,406
am_tg
ኹገሊላ ኚኢዚሱስ ጋር አብሚው ዚመጡት ሎቶቜ ግን ተኚትለው በመሄድ መቃብሩን አዩፀ አስኚሬኑም እንዎት እንዳሚፈ ተመለኚቱ።
እተን ካብ ገሊላ ምስኡ ዝመጻ ኣንስቲ ስዒበን፡ ነቲ መቓብርን ሬሳኡ ኾመይ ኹም እተነብሚን ሚኣያ፣
58,407

58,408
am_tg
ጥሩ መዓዛ ያላ቞ው ቅመሞቜና ዘይቶቜ ለማዘጋጀትም ተመልሰው ሄዱ። ሆኖም ሕጉ በሚያዘው መሠሚት በሰንበት አሚፉ።
ሜቱን ቅዱይ ቅብእን ኬዳልዋ ድማ ተመልሳ። ግናኞ፡ ኚምቲ ትእዛዝ፡ ብሰንበት ዓሚፋ።
58,409

58,410
am_tg
በአንድ ዚሰንበት ቀን ኢዚሱስ በእህል እርሻ መካኚል እያለፈ ሳለ ደቀ መዛሙርቱ እሞት ቀጥፈው በእጃ቞ው እያሹ ይበሉ ነበር።
ብሰንበት ብማእኚል ዝሩእ ግራውቲ ኺሓልፍ ኚሎ፡ ደቀ መዛሙርቱ ሰዊት እናቐንጠቡ፡ ብኣእዳዎም እናሓሰዩ ይበልዑ ነበሩ።
58,411

58,412
am_tg
በዚህ ጊዜ አንዳንድ ፈሪሳውያን “በሰንበት ቀን በሕግ ዹተኹለኹለ ነገር ዚምታደርጉት ለምንድን ነው?” አሏ቞ው።
ገለ ኻብ ፈሪሳውያን ኚኣ፡ “ብሰንበት ኪግበር ዘይተፈቕደ ስለምንታይ ትገብሩ ኣለኹም፧” በልዎም።
58,413

58,414
am_tg
ኢዚሱስ ግን መልሶ እንዲህ አላቾው፩ “ዳዊት እሱና ኚእሱ ጋር ዚነበሩት ሰዎቜ በተራቡ ጊዜ ያደሚገውን ነገር ፈጜሞ አላነበባቜሁም?
ዚሱስ ግና፡ “ዳዊት፡ ንሱን ምስኡ ዝነበሩን ምስ ጠመዩ፡ እንታይ ኹም ዝገበሚስ ኚቶዶ ኣዚንበብኩምን፧
58,415

58,416
am_tg
ወደ አምላክ ቀት ገብቶ ኚካህናት በስተቀር ማንም እንዲበላው ያልተፈቀደውን በአምላክ ፊት ዹቀሹበ ኅብስት ተቀብሎ እንደበላና ኚእሱ ጋር ለነበሩት እንደሰጣ቞ው አላነበባቜሁም?”
ኹመይ ኢሉ ናብ ቀት ኣምላኜ ኹም ዝኣተወ፡ ካህናት ጥራይ ደኣ እምበር፡ ኪበልዕዎ ዘይተፈቕደ እንጌራ መባእ ተቐቢሉ ኾም ዝበልዐ፡ ነቶም ምስኡ ዝነበሩ እውን ኹም ዝሃቊምዶ ኣዚንበብኩምን፧” ኢሉ መለሰሎም።
58,417

58,418
am_tg
ኚዚያም “ዹሰው ልጅ ዚሰንበት ጌታ ነው” አላ቞ው።
ኣስዒቡ እውን፡ “ወዲ ሰብ ጐይታ ሰንበት እዩ” በሎም።
58,419
tg_am
ኣስዒቡ እውን፡ “ወዲ ሰብ ጐይታ ሰንበት እዩ” በሎም።
ኚዚያም “ዹሰው ልጅ ዚሰንበት ጌታ ነው” አላ቞ው።
58,420
am_tg
በሌላ ዚሰንበት ቀን ወደ ምኩራብ ገብቶ ያስተምር ጀመር። በዚያም ቀኝ እጁ ዹሰለለ አንድ ሰው ነበር።
ብኻልእ ሰንበት ድማ ናብ ምኵራብ ኣትዩ መሃሚ። ኣብኡ ኞኣ ዚማነይቲ ኢዱ ዝነቐጞት ሰብኣይ ነበሚ።
58,421

58,422
am_tg
ጞሐፍትና ፈሪሳውያንም ኢዚሱስን ዚሚኚሱበት ምክንያት ማግኘት ይፈልጉ ስለነበር በሰንበት ይፈውስ እንደሆነ ለማዚት በትኩሚት ይኚታተሉት ነበር።
ጞሓፍትን ፈሪሳውያንን ድማ፡ ንዚሱስ መኜሰሲ ምእንቲ ኺሚኜቡሉ፡ ብሰንበት እንተ ኣሕወዚ ይኚታተልዎ ነበሩ።
58,423

58,424
am_tg
እሱ ግን ሐሳባ቞ውን አውቆ ስለነበር እጁ ዚሰለለበትን ሰው “ተነሳና መሃል ላይ ቁም” አለው። ሰውዹውም ተነስቶ በዚያ ቆመ።
ንሱ ግና ሓሳባቶም ፈሊጡ፡ ነቲ ኢዱ ዝነቐጞት ሰብኣይ፡ “ተንስእ እሞ፡ ኣብ ማእኚል ደው በል” በሎ። ንሱ ድማ ተንሲኡ ደው በለ።
58,425

58,426
am_tg
ኚዚያም ኢዚሱስ “እስቲ አንድ ነገር ልጠይቃቜሁፀ በሰንበት ቀን ዹተፈቀደው መልካም ማድሚግ ነው ወይስ ክፉ? ሕይወት ማዳን ነው ወይስ ማጥፋት?” አላ቞ው።
ዚሱስ ኚኣ፡ “እስኚ ኜሓትተኩም፡ ብሰንበትሲ ጜቡቕ ምግባር ድዩ ተፈቒዱ ወይስ ክፉእ ምግባር፡ ንህይወት ምድሓን ድዩ ወይስ ምቕታላ፧” በሎም።
58,427

58,428
am_tg
በዙሪያው ያሉትን ሁሉ ኹተመለኹተ በኋላ ሰውዹውን “እጅህን ዘርጋ” አለው። ሰውዹውም እንደተባለው አደሚገፀ እጁም ዳነለት።
ንዅላቶም ግልጜ ግልጜ ኢሉ ምስ ጠመቶም ኚኣ፡ ነቲ ሰብኣይ፡ “ኢድካ ዘርግሕ” በሎ። ንሱ ድማ ኚምኡ ገበሚ፡ ኢዱ እውን ሓወዚት።
58,429

58,430
am_tg
እነሱ ግን እጅግ ተቆጡፀ በኢዚሱስ ላይ ምን ሊያደርጉ እንደሚቜሉም እርስ በርሳ቞ው ይነጋገሩ ጀመር።
ንሳቶም ግና ኣዝዮም ነደሩ፡ ንዚሱስ እንታይ ኹም ዚገብርዎ ድማ ንሓድሕዶም ተዛራሚቡ።
58,431

58,432
am_tg
በዚያው ሰሞን ኢዚሱስ ሊጾልይ ወደ ተራራ ወጣፀ ሌሊቱንም ሙሉ ወደ አምላክ ሲጞልይ አደሚ።
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ኪጜሊ ናብ ኹሹን ደዚበ፣ ምሉእ ለይቲ ድማ ናብ ኣምላኜ ኪጜሊ ሓደሚ።
58,433

58,434
am_tg
በነጋ ጊዜም ደቀ መዛሙርቱን ወደ እሱ ጠርቶ ኚመካኚላ቞ው 12 ሰዎቜ መሚጠፀ ሐዋርያት ብሎም ሰዚማ቞ውፀ እነሱም ዚሚኚተሉት ናቾው፩
መዓልቲ ምስ ኰነ ኞኣ፡ ንደቀ መዛሙርቱ ጞዊዑ፡ ሃዋርያት ኢሉ ዝሰመዮም 12 ኻባታቶም ሓሹዹ፩
58,435

58,436
am_tg
ጎጥሮስ ብሎ ዹሰዹመው ስምዖን፣ ወንድሙ እንድርያስ፣ ያዕቆብ፣ ዮሐንስ፣ ፊልጶስ፣ በርቶሎሜዎስ፣
እቲ ጎጥሮስ ኢሉ ዝሰመዮ ስምኊንን ሓዉ እንድርያስን ያእቆብን ዮሃንስን ፊልጶስን በርተሎሜዎስን
58,437

58,438
am_tg
ማ቎ዎስ፣ ቶማስ፣ ዚእልፍዮስ ልጅ ያዕቆብ፣ “ቀናተኛው” ዚሚባለው ስምዖን፣
ማ቎ዎስን ቶማስን ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን እቲ “ቐናእ” እተባህለ ስምኊንን
58,439

58,440
am_tg
ዚያዕቆብ ልጅ ይሁዳና በኋላ ኚሃዲ ዹሆነው ዚአስቆሮቱ ይሁዳ።
ይሁዳ ወዲ ያእቆብን እቲ ኞዳዕ ዝዀነ ይሁዳ ኣስቆሮታውን።
58,441
tg_am
ይሁዳ ወዲ ያእቆብን እቲ ኞዳዕ ዝዀነ ይሁዳ ኣስቆሮታውን።
ዚያዕቆብ ልጅ ይሁዳና በኋላ ኚሃዲ ዹሆነው ዚአስቆሮቱ ይሁዳ።
58,442
am_tg
ኚእነሱም ጋር ኚተራራው ወርዶ ደልዳላ ቊታ ላይ ቆመፀ ደቀ መዛሙርቱ ዹሆኑ እጅግ ብዙ ሰዎቜም በዚያ ነበሩፀ በተጚማሪም እሱን ለመስማትና ኚበሜታ቞ው ለመፈወስ ኚይሁዳ ሁሉና ኚኢዚሩሳሌም እንዲሁም በባሕር ጠሹፍ አካባቢ ኚሚገኙት ኚጢሮስና ኚሲዶና ዚመጡ በጣም ብዙ ሰዎቜ ነበሩ።
ምሳታቶም ወሪዱ ድማ፡ ሰጥ ኣብ ዝበለ ቊታ ደው በለ፣ ኣብኡ ኞኣ ብዙሓት ካብ ደቀ መዛሙርቱ ነበሩ፣ ኪሰምዕዎን ካብ ሕማሞም ኪሓውዩን ካብ ኵሉ ይሁዳን ዚሩሳሌምን ገምገም ባሕሪ ጢሮስን ሲዶንን ዝመጹ ኣዝዮም ብዙሓት ህዝቢ እውን ነበሩ።
58,443

58,444
am_tg
በርኩሳን መናፍስት ይሠቃዩ ዚነበሩ ሰዎቜም እንኳ ተፈወሱ።
እቶም ብርኹሳት መናፍስቲ ዚሳቐዩ ዝነበሩ እኳ ሓወዩ።
58,445
tg_am
እቶም ብርኹሳት መናፍስቲ ዚሳቐዩ ዝነበሩ እኳ ሓወዩ።
በርኩሳን መናፍስት ይሠቃዩ ዚነበሩ ሰዎቜም እንኳ ተፈወሱ።
58,446
am_tg
ኃይል ኚእሱ እዚወጣ ሁሉንም ይፈውስ ስለነበር ሕዝቡ ሁሉ ሊነካው ይፈልግ ነበር።
ካብኡ ሓይሊ ይወጜእን ንዅላቶም ዚሕውዮምን ነበሹ እሞ፡ ኵሎም እቶም ህዝቢ ኺትንክይዎ ይደልዩ ነበሩ።
58,447

58,448
am_tg
ኢዚሱስ ወደ ደቀ መዛሙርቱ ቀና ብሎ በመመልኚት እንዲህ ይል ጀመር፩ “እናንተ ድሆቜ ዚሆናቜሁ ደስተኞቜ ናቜሁፀ ዹአምላክ መንግሥት ዚእናንተ ነውና።
ንሱ ድማ ናብ ደቀ መዛሙርቱ ኣዒንቱ ኣልዒሉ ኾምዚ በለ፩ “ኣቱም ድኻታት፡ መንግስቲ ኣምላኜ ናታትኩም እያ እሞ፡ ሕጉሳት ኢኹም።
58,449

58,450
am_tg
“እናንተ አሁን ዚምትራቡ ደስተኞቜ ናቜሁፀ ኋላ ትጠግባላቜሁና። “እናንተ አሁን ዚምታለቅሱ ደስተኞቜ ናቜሁፀ ኋላ ትስቃላቜሁና።
“ኣቱም ሕጂ እትጠምዩ፡ ክትጞግቡ ኢኹም እሞ፡ ሕጉሳት ኢኹም። “ኣቱም ሕጂ እትበኜዩ፡ ክትስሕቁ ኢኹም እሞ፡ ሕጉሳት ኢኹም።
58,451

58,452
am_tg
“ሰዎቜ፣ በሰው ልጅ ምክንያት በሚጠሏቜሁ፣ በሚያገሏቜሁ፣ በሚነቅፏቜሁና ክፉ እንደሆናቜሁ አድርገው ያለስማቜሁ ስም በሚሰጧቜሁ ጊዜ ሁሉ ደስተኞቜ ናቜሁ።
“ሰባት ምእንቲ ወዲ ሰብ ኢሎም ምስ ዚጞልኡኹምን ምስ ዚፈልዩኹምን ምስ ዚጞርፉኹምን ስምኩም ምስ ዜኜፍኡን፡ ሕጉሳት ኢኹም።
58,453

58,454
am_tg
በሰማይ ታላቅ ሜልማት ስለሚጠብቃቜሁ በዚያን ቀን ሐሎት አድርጉፀ በደስታም ፈንጥዙፀ አባቶቻ቞ው በነቢያት ላይ እንዲሁ ያደርጉ ነበርና።
ኣቊታቶም ንነብያት ኚምኡ ይገብርዎም ነይሮም እዮም እሞ፡ እንሆ፡ ኣብ ሰማይ ዓስብኹም ብዙሕ ስለ ዝዀነ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ ተሓጐሱን ተሰራሰሩን።
58,455

58,456
am_tg
“ነገር ግን እናንተ ሀብታሞቜ ወዮላቜሁፀ መጜናኛቜሁን በሙሉ አግኝታቜኋልና።
“ኣቱም ሃብታማት ግና፡ ምጜንናዕኩም ብምሉኡ ሚኺብኩም ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም።
58,457

58,458
am_tg
“እናንተ አሁን ዚጠገባቜሁ ወዮላቜሁፀ ኋላ ትራባላቜሁና። “እናንተ አሁን ዚምትስቁ ወዮላቜሁፀ ኋላ ታዝናላቜሁናፀ እንዲሁም ታለቅሳላቜሁ።
“ኣቱም ሕጂ ዝጞገብኩም፡ ክትጠምዩ ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም። “ኣቱም ሕጂ እትስሕቁ፡ ክትሓዝኑን ክትበኜዩን ኢኹም እሞ፡ ወይለኹም።
58,459

58,460
am_tg
“ሰዎቜ ስለ እናንተ መልካም ነገር በሚናገሩበት ጊዜ ሁሉ ወዮላቜሁፀ አባቶቻ቞ው ለሐሰተኛ ነቢያት እንዲህ ያለ ነገር አድርገው ነበርና።
“ኵሎም ሰባት ጜቡቕ ምስ ዚዛሚቡልኩም፡ ኣቊታቶም ንናይ ሓሶት ነብያት ኚምኡ ገይሮምዎም እዮም እሞ፡ ወይለኹም።
58,461

58,462
am_tg
“ለእናንተ ለምትሰሙ ግን እላቜኋለሁፊ ጠላቶቻቜሁን ውደዱፀ ለሚጠሏቜሁ መልካም አድርጉፀ
“ንዓኻትኩም ትሰምዑ ንዘለኹም ግና እብለኩም ኣለኹፊ ጞላእትኹም ኣፍቅሩ፣ ንዚጞልኡኹም ጜቡቕ ግበሩ፣
58,463

58,464
am_tg
ዚሚሚግሟቜሁን መርቁፀ እንዲሁም ለሚሰድቧቜሁ ጞልዩ።
ንዚሚግሙኹም መርቑ፣ ምእንቲ እቶም ዚጞርፉኹም ጞልዩ።
58,465
tg_am
ንዚሚግሙኹም መርቑ፣ ምእንቲ እቶም ዚጞርፉኹም ጞልዩ።
ዚሚሚግሟቜሁን መርቁፀ እንዲሁም ለሚሰድቧቜሁ ጞልዩ።
58,466
am_tg
አንዱን ጉንጭህን ለሚመታህ ሌላውን ስጠውፀ መደሚቢያህን ለሚወስድብህ እጀ ጠባብህንም አትኚልክለው።
ምዕጕርትኻ ንዚወቕዓካ፡ እታ ኻልአይቲ እውን ምለሰሉ፣ ክዳንካ ንዝወሰደ፡ ቀምሜካ እውን ኣይትኜልኣዮ።
58,467

58,468
am_tg
ለሚለምንህ ሁሉ ስጥፀ ንብሚትህን ዚሚወስድብህንም ሰው እንዲመልስ አትጠይቀው።
ንዚልምነካ ዘበለ ሃቊ፣ ገንዘብካ ንዝወሰደ እውን ኪመልሰልካ ኣይትሕተቶ።
58,469

58,470
am_tg
“በተጚማሪም ልክ ሰዎቜ እንዲያደርጉላቜሁ እንደምትፈልጉት ሁሉ እናንተም እንዲሁ አድርጉላ቞ው።
“ኚምቲ ሰባት ኪገብሩልኩም እትደልይዎ እውን፡ ንስኻትኩም ኚምኡ ግበሩሎም።
58,471

58,472
am_tg
“ዚሚወዷቜሁን ብቻ ብትወዱ ምን ዚሚያስመሰግን ነገር አለው? ኃጢአተኞቜም እንኳ ዚሚወዷ቞ውን ይወዳሉና።
“ነቶም ዜፍቅሩኹም እንተ ኣፍቂርኩም፡ እንታይ ምስጋና ኣሎኩም፧ ሓጥኣን እኳ ንዜፍቅርዎም ዚፍቅሩ እዮም።
58,473

58,474
am_tg
መልካም ለሚያደርጉላቜሁ መልካም ብታደርጉስ ምን ዋጋ አለው? ኃጢአተኞቜም እንኳ እንዲሁ ያደርጋሉ።
ጜቡቕ ንዚገብሩልኩም ጜቡቕ እንተ ጌርኩምኚ፡ እንታይ ምስጋና ኣሎኩም፧ ሓጥኣን እውን ኚምኡ ይገብሩ እዮም።
58,475

58,476
am_tg
እንዲሁም ይመልስልኛል ብላቜሁ ለምታስቡት ሰው ብታበድሩ ምን ፋይዳ አለው? ኃጢአተኞቜም እንኳ ዚሰጡትን ያህል መልሰው ለመቀበል ለኃጢአተኞቜ ያበድራሉ።
ኪፈድዩኹም ንእትጜበይዎም እንተ ኣለቂሕኩምኚ፡ እንታይ ምስጋና ኣሎኩም፧ ሓጥኣን እኳ ንሓጥኣን ክንድኡ ኺፍደዩ ኢሎም ዹለቅሕዎም እዮም።
58,477

58,478
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ጠላቶቻቜሁን ውደዱፀ መልካም አድርጉፀ ደግሞም በምላሹ ምንም ሳትጠብቁ አበድሩፀ ሜልማታቜሁም ታላቅ ይሆናልፀ ደግሞም ዹልዑሉ አምላክ ልጆቜ ትሆናላቜሁፀ እሱ ለማያመሰግኑና ለክፉዎቜ ደግ ነውና።
ግናኞ፡ ንጞላእትኹም ኣፍቅሩ፡ ጜቡቕ ግበሩ፡ ክትፍደዩ ኞይተጞበኹም ኚኣ ኣለቅሑ፣ እቲ ልዑል ንዘዚመስግኑን ንእኩያትን ለዋህ እዩ እሞ፡ ዓስብኹም ብዙሕ ኪኞውን እዩ፡ ውሉዳቱ እውን ክትኰኑ ኢኹም።
58,479

58,480
am_tg
አባታቜሁ መሐሪ እንደሆነ ሁሉ እናንተም መሐሪዎቜ ሁኑ።
ኚምቲ ኣቊኹም መሓሪ ዝዀነ፡ መሓርቲ ኹኑ።
58,481
tg_am
ኚምቲ ኣቊኹም መሓሪ ዝዀነ፡ መሓርቲ ኹኑ።
አባታቜሁ መሐሪ እንደሆነ ሁሉ እናንተም መሐሪዎቜ ሁኑ።
58,482
am_tg
“በተጚማሪም በሌሎቜ ላይ አትፍሚዱፀ በእናንተም ላይ ፈጜሞ አይፈሚድባቜሁምፀ ሌሎቜን አትኮንኑፀ እናንተም ፈጜሞ አትኮነኑም። ምንጊዜም ሌሎቜን ይቅር በሉፀ እናንተም ይቅር ትባላላቜሁ።
“ደጊም ኣይትፍሚዱ፡ ኚቶ ድማ ኣይክትፍሚዱን ኢኹም፣ ደጊም ኣይትዀንኑ፡ ኚቶ እውን ኣይክትኵነኑን ኢኹም። ሕደጉ፡ ኪሕደገልኩም ድማ እዩ።
58,483

58,484
am_tg
ለሰዎቜ ስጡፀ እነሱም ይሰጧቜኋል። ተትሚፍርፎ እስኪፈስ ድሚስ በተጠቀጠቀና በተነቀነቀ ጥሩ መስፈሪያ ሰፍሹው በእቅፋቜሁ ይሰጧቜኋል። በምትሰፍሩበት መስፈሪያ መልሰው ይሰፍሩላቜኋልና።”
ሃቡ፡ ኪህቡኹም እውን እዮም። ብእትሰፍሩሉ መስፈሪ ኺስፈሚልኩም እዩ እሞ፡ እተሰጐደን እተነኜነኞን መሊኡ ዚፈስስን ጜቡቕ ስፍሪ ኣብ ሕቝፍኹም ኪህቡኹም እዮም።”
58,485

58,486
am_tg
ኚዚያም እንዲህ ሲል አንድ ምሳሌ ነገራ቞ውፊ “ዕውር ዕውርን ሊመራ ይቜላል? ሁለቱም ተያይዘው ጉድጓድ ውስጥ አይወድቁም?
ብምሳሌ ኞኣ ኹምዚ በሎም፩ “ዕዉርዶ ንዕዉር ኪመርሖ ይኜእል እዩ፧ ክልቲኊም ደይኰኑን ኣብ ጕድጓድ ዚወድቁ፧
58,487

58,488
am_tg
ተማሪ ኚአስተማሪው አይበልጥምፀ በሚገባ ዹተማሹ ሁሉ ግን እንደ አስተማሪው ይሆናል።
ተምሃራይ ካብ መምህሩ ኣይበልጜን እዩ፣ ተማሂሩ ዝወድአ ዅሉ ግና፡ ኹም መምህሩ እዩ ዚኞውን።
58,489

58,490
am_tg
ታዲያ በራስህ ዓይን ውስጥ ያለውን ግንድ ሳታይ በወንድምህ ዓይን ውስጥ ያለውን ጉድፍ ለምን ታያለህ?
ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ሰርወ ዘዚስተብሃልካስ፡ ስለምንታይ ኣብ ዓይኒ ሓውካ ዘሎ በሰር እትርኢ፧
58,491

58,492
am_tg
በራስህ ዓይን ውስጥ ያለውን ግንድ ሳታይ ወንድምህን ‘ዓይንህ ውስጥ ያለውን ጉድፍ ላውጣልህ’ እንዎት ትለዋለህ? አንተ ግብዝ! መጀመሪያ በራስህ ዓይን ውስጥ ያለውን ግንድ አውጣፀ ኚዚያም በወንድምህ ዓይን ውስጥ ያለውን ጉድፍ ለማውጣት አጥርተህ ማዚት ትቜላለህ።
ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ሰርወ ኞይሚኣኻስ፡ ኹመይ ጌርካ ንሓውካ፡ ‘ሓወዚ፡ ካብ ዓይንኻ በሰር ኚውጜኣልካ ሕደገኒ’ እትብሎ፧ ኣታ ግቡዝ፡ ቅድም ካብ ዓይንኻ ነቲ ሰርወ ኣውጜኣዮ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ ዓይኒ ሓውካ ዘሎ በሰር ንምውጻእ ኣጞቢቕካ ኜትርኢ ኢኻ።
58,493

58,494
am_tg
“መልካም ዛፍ ሆኖ ሳለ ዹበሰበሰ ፍሬ ዚሚያፈራ ዛፍ ዚለምፀ እንዲሁም ዹበሰበሰ ዛፍ ሆኖ መልካም ፍሬ ዚሚያፈራ ዛፍ ዚለም።
“ሕማቕ ፍሹ ዚፈሪ ጜቡቕ ኩም ዚልቊን፣ ጜቡቕ ፍሹ ዚፈሪ ሕማቕ ኩም እውን ዚልቊን።
58,495

58,496
am_tg
እያንዳንዱ ዛፍ በፍሬው ይታወቃል። ለምሳሌ ሰዎቜ ኚእሟህ በለስ አይለቅሙምፀ ወይም ኚእሟሃማ ቁጥቋጊ ወይን አይቆርጡም።
ኚመይሲ፡ ኵሉ ኩም ብፍሪኡ እዩ ዚፍለጥ። ንኣብነት፡ ካብ እሟዅ በለስ ኣይኣርዩን፡ ካብ ኣሻዅ ቈጥቋጥ እውን ወይኒ ኣይቅንጥቡን እዮም።
58,497

58,498
am_tg
ጥሩ ሰው በልቡ ካኚማ቞ው መልካም ነገር ጥሩ ነገር ያወጣልፀ ክፉ ሰው ግን ካኚማ቞ው መጥፎ ነገር ክፉ ነገር ያወጣልፀ አንደበቱ ዹሚናገሹው በልቡ ውስጥ ዹሞላውን ነውና።
ኣፍ ካብ ምልኣት ልቢ ይዛሚብ እዩ እሞ፡ ሕያዋይ ሰብ ካብ ጜቡቕ መዝገብ ልቡ፡ ጜቡቕ ዚውጜእ፣ እኩይ ሰብ ግና፡ ካብ እኚይ መዝገቡ፡ እኚይ ዚውጜእ።
58,499