Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
59,400
am_tg
ይሁንና በፋሲካ በዓል፣ በኢየሩሳሌም በነበረበት ጊዜ ብዙ ሰዎች የሚያከናውናቸውን ተአምራዊ ምልክቶች ሲያዩ በስሙ አመኑ።
ብበዓል ፋስጋ ኣብ የሩሳሌም ከሎ፡ ብዙሓት ነቲ ዝገበሮ ትእምርትታት ምስ ረኣዩ፡ ብስሙ ኣመኑ።
59,401
tg_am

59,402
am_tg
ኢየሱስ ግን ሁሉንም ያውቃቸው ስለነበር አይተማመንባቸውም ነበር፤
የሱስ ግና፡ ንዅሎም ይፈልጦም ስለ ዝነበረ፡ ኣይኣመኖምን፣
59,403

59,404
am_tg
እንዲሁም በሰው ውስጥ ያለውን ያውቅ ስለነበር ማንም ስለ ሰው እንዲመሠክርለት አላስፈለገውም።
ኣብ ሰብ ዘሎ ይፈልጥ ስለ ዝነበረ ኸኣ፡ ሓደ እኳ ብዛዕባ ሰብ ኪምስክረሉ ኣየድለዮን።
59,405

59,406
am_tg
“እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ በበሩ ሳይሆን በሌላ በኩል ዘሎ ወደ በጎቹ ጉረኖ የሚገባ ሌባና ዘራፊ ነው።
“ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ናብ ደምበ ኣባጊዕ ብኣፍ ደገ ዘይኣቱ፡ ብኻልእ ወገን ደኣ ዚሓኵር፡ ንሱ ሰራቕን ጕሒላን እዩ።
59,407

59,408
am_tg
በበሩ በኩል የሚገባ ግን የበጎቹ እረኛ ነው።
እቲ ብኣፍ ደገ ዚኣቱ ግና፡ ጓሳ ኣባጊዕ እዩ።
59,409
tg_am
እቲ ብኣፍ ደገ ዚኣቱ ግና፡ ጓሳ ኣባጊዕ እዩ።
በበሩ በኩል የሚገባ ግን የበጎቹ እረኛ ነው።
59,410
am_tg
በር ጠባቂውም ለእሱ ይከፍትለታል፤ በጎቹም ድምፁን ይሰማሉ። የራሱን በጎች በየስማቸው ጠርቶ እየመራ ያወጣቸዋል።
እቲ ሓላው ማዕጾ ንዕኡ ይኸፍተሉ፣ እተን ኣባጊዕ እውን ድምጹ ይሰምዓ። ንኣባጊዑ ኸኣ ብስመን ጸዊዑ የውጽአን።
59,411

59,412
am_tg
የራሱ የሆኑትን ሁሉ ካወጣ በኋላ ከፊት ከፊታቸው ይሄዳል፤ በጎቹም ድምፁን ስለሚያውቁ ይከተሉታል።
ንዅላተን ምስ ኣውጽአን፡ ቀቅድሚአን ይኸይድ፡ እተን ኣባጊዕ እውን ድምጹ ስለ ዜለልያ፡ ይስዕባኦ።
59,413

59,414
am_tg
እንግዳ የሆነውን ግን ይሸሹታል እንጂ በምንም ዓይነት አይከተሉትም፤ ምክንያቱም የእንግዳ ሰዎችን ድምፅ አያውቁም።”
ድምጺ ጓና ስለ ዘይፈልጣ፡ ካብኡ ይሃድማ እምበር፡ ንጓናስ ከቶ ኣይስዕባኦን እየን።”
59,415

59,416
am_tg
ኢየሱስ ይህን ምሳሌ ነገራቸው፤ እነሱ ግን ምን እያላቸው እንዳለ አልገባቸውም።
የሱስ እዚ ምሳሌ እዚ መሰለሎም፣ ንሳቶም ግና ነቲ ዚዛረቦም ዝነበረ ኣይተረድእዎን።
59,417

59,418
am_tg
ስለዚህ ኢየሱስ እንደገና እንዲህ አለ፦ “እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ በጎቹ የሚገቡበት በር እኔ ነኝ።
ሽዑ፡ የሱስ ከም ብሓድሽ ከምዚ በሎም፦ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ኣፍ ደገ ኣባጊዕ ኣነ እየ።
59,419

59,420
am_tg
አስመሳይ ሆነው በእኔ ስም የመጡ ሁሉ ሌቦችና ዘራፊዎች ናቸው፤ በጎቹ ግን አልሰሟቸውም።
ኵሎም እቶም ንዓይ መሲሎም ዚመጹ ሰረቕትን ጐሓሉትን እዮም፣ እተን ኣባጊዕ ግና ኣይሰምዓኦምን።
59,421

59,422
am_tg
በሩ እኔ ነኝ፤ በእኔ በኩል የሚገባ ሁሉ ይድናል፤ ይገባል፤ ይወጣል፤ መሰማሪያም ያገኛል።
እቲ ኣፍ ደገ ኣነ እየ፣ ብኣይ ዚኣቱ ዘበለ ኺድሕን፡ ኪኣቱን ኪወጽእን፡ መጓሰዪ እውን ኪረክብ እዩ።
59,423

59,424
am_tg
ሌባው ለመስረቅ፣ ለመግደልና ለማጥፋት ካልሆነ በቀር ለሌላ አይመጣም። እኔ የመጣሁት ሕይወት እንዲኖራቸውና እንዲትረፈረፍላቸው ነው።
ሰራቒ ኺሰርቕን ኪሓርድን ኬጥፍእን እንተ ዘይኰይኑ፡ ኣይመጽእን እዩ። ኣነ ግና፡ ንሳተን ህይወት ምስ ተረፋ ምእንቲ ኺረኽባ እየ ዝመጻእኩ።
59,425

59,426
am_tg
እኔ ጥሩ እረኛ ነኝ፤ ጥሩ እረኛ ሕይወቱን ለበጎቹ ሲል አሳልፎ ይሰጣል።
እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ፣ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ንህይወቱ ምእንቲ እተን ኣባጊዕ ኣሕሊፉ ይህባ።
59,427

59,428
am_tg
እረኛ ያልሆነና በጎቹ የራሱ ያልሆኑ ተቀጣሪ ሠራተኛ ተኩላ ሲመጣ ሲያይ በጎቹን ጥሎ ይሸሻል (ተኩላውም በጎቹን ይነጥቃል እንዲሁም ይበታትናል)፤
እቲ ጓሳ ዘይኰነ፡ እተን ኣባጊዕ እውን ናቱ ዘይኰና ዕሱብ ግና፡ ተዅላ ኺመጽእ ርእዩ፡ ነተን ኣባጊዕ ሓዲግወን ይሃድም፣ እቲ ተዅላ ድማ ይምንዝዐንን ፋሕ የብለንን።
59,429

59,430
am_tg
ሠራተኛው እንዲህ የሚያደርገው ተቀጣሪ ስለሆነና ለበጎቹ ደንታ ስለሌለው ነው።
ምኽንያቱ፡ ዕሱብ እዩ፡ ግዲ እተን ኣባጊዕ እውን የብሉን።
59,431

59,432
am_tg
እኔ ጥሩ እረኛ ነኝ። በጎቼን አውቃቸዋለሁ፤ በጎቼም ያውቁኛል፤
እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። ንኣባጊዐይ እፈልጠን፡ ኣባጊዐይ እውን ይፈልጣኒ እየን፣
59,433

59,434
am_tg
ይህም አብ እኔን እንደሚያውቀኝና እኔም አብን እንደማውቀው ነው፤ ሕይወቴንም ለበጎቹ ስል አሳልፌ እሰጣለሁ።
እዚ ኸኣ ከምቲ ኣቦ ንዓይ ዚፈልጠኒ፡ ኣነ እውን ንኣቦ ዝፈልጦ እዩ፣ ንህይወተይ ከኣ ምእንቲ እተን ኣባጊዕ ኣሕሊፈ እህባ እየ።
59,435

59,436
am_tg
“ከዚህ ጉረኖ ያልሆኑ ሌሎች በጎች አሉኝ፤ እነሱንም ማምጣት አለብኝ፤ ድምፄንም ይሰማሉ፤ ሁሉም አንድ መንጋ ይሆናሉ፤ አንድ እረኛም ይኖራቸዋል።
“ካብዚ ደምበ እዚ ዘይኰና ኻልኦት ኣባጊዕ እውን ኣለዋኒ፣ ንዓታተን ድማ ከምጽአን ኣሎኒ፡ ድምጸይ እውን ኪሰምዓ እየን፣ ሓደ መጓሰ ኪዀና እየን፡ ጓሳአን እውን ሓደ።
59,437

59,438
am_tg
ሕይወቴን መልሼ አገኛት ዘንድ አሳልፌ ስለምሰጣት አብ ይወደኛል።
ኣነ ንህይወተይ መሊሰ ምእንቲ ኽረኽባ፡ ኣሕሊፈ ስለ ዝህባ፡ ስለዚ እዩ ኣቦ ዜፍቅረኒ።
59,439

59,440
am_tg
በራሴ ተነሳስቼ አሳልፌ እሰጣታለሁ እንጂ ማንም ሰው ከእኔ አይወስዳትም። ሕይወቴን አሳልፌ ለመስጠት ሥልጣን አለኝ፤ መልሼ ለመቀበልም ሥልጣን አለኝ። ይህን ትእዛዝ የተቀበልኩት ከአባቴ ነው።”
ባዕለይ እየ ኣሕሊፈ ዝህባ እምበር፡ ካባይ ዚወስዳስ የልቦን። ኣሕሊፈ ኽህባ ስልጣን ኣሎኒ፣ መሊሰ ኽረኽባ እውን ስልጣን ኣሎኒ። ነዛ ትእዛዝ እዚኣ ኻብ ኣቦይ እየ ተቐቢለያ።”
59,441

59,442
am_tg
ከዚህ ንግግር የተነሳ በአይሁዳውያኑ መካከል እንደገና ክፍፍል ተፈጠረ።
ብዛዕባ እዚ ዘረባ እዚ ድማ፡ ኣብ መንጎ ኣይሁድ ከም ብሓድሽ ፍልልይ ኰነ።
59,443

59,444
am_tg
ብዙዎቹም “ይህ ሰው ጋኔን አለበት፤ አእምሮውን ስቷል። ለምን ትሰሙታላችሁ?” አሉ።
ብዙሓት ካባታቶም፡ “ጋኔን ኣለዎ፡ ጽሉል ከኣ እዩ። ስለምንታይ ትሰምዕዎ ኣለኹም፧” ይብሉ ነበሩ።
59,445

59,446
am_tg
ሌሎቹ ደግሞ “ጋኔን የያዘው ሰው እንዲህ አይናገርም። ጋኔን የዓይነ ስውራንን ዓይን ሊከፍት ይችላል እንዴ?” አሉ።
ካልኦት ግና፡ “እዚ፡ ዘረባ ጋኔን ዝሓዞ ሰብ ኣይኰነን። ጋኔንዶ ኣዒንቲ ዕዉራት ኪኸፍት ይኽእል እዩ፧” በሉ።
59,447

59,448
am_tg
በዚያ ጊዜ በኢየሩሳሌም የመታደስ በዓል ይከበር ነበር። ወቅቱም ክረምት ነበር፤
ሽዑ፡ ኣብ የሩሳሌም በዓል ወፈያ ዀነ። ክረምቲ ኸኣ ነበረ፣
59,449

59,450
am_tg
ኢየሱስም በቤተ መቅደሱ በሚገኘውና መጠለያ ባለው የሰለሞን መተላለፊያ ውስጥ እያለፈ ነበር።
የሱስ ድማ ኣብ ቤተ መቕደስ ኣብ ገበላ ሰሎሞን ይኸይድ ነበረ።
59,451

59,452
am_tg
በዚህ ጊዜ አይሁዳውያን ከበውት “እስከ መቼ ድረስ ልባችንን ታንጠለጥላለህ? አንተ ክርስቶስ ከሆንክ በግልጽ ንገረን” አሉት።
ሽዑ፡ ኣይሁድ ከበብዎ እሞ፡ “ክሳዕ መዓስ ኢኻ ሰንፈላል ክትገብረና፧ ንስኻ ክርስቶስ እንተ ዄንካ፡ ብግልጺ ንገረና” በልዎ።
59,453

59,454
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “እኔ ነግሬአችኋለሁ፤ እናንተ ግን አታምኑም። በአባቴ ስም እየሠራኋቸው ያሉት ሥራዎች ስለ እኔ ይመሠክራሉ።
የሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ነጊረኩምሲ፡ ኣይትኣምኑን ኢኹም። እቲ ብስም ኣቦይ ዝገብሮ ዘለኹ ግብርታት ብዛዕባይ ይምስክር እዩ።
59,455

59,456
am_tg
ሆኖም እናንተ በጎቼ ስላልሆናችሁ አታምኑም።
ንስኻትኩም ግና፡ ካብተን ኣባጊዐይ ስለ ዘይኰንኩም፡ ኣይትኣምኑን ኢኹም።
59,457

59,458
am_tg
በጎቼ ድምፄን ይሰማሉ፤ እኔም አውቃቸዋለሁ፤ እነሱም ይከተሉኛል።
ኣባጊዐይ ድምጸይ ይሰምዓ፡ ኣነ ኸኣ እፈልጠን፡ ንሳተን እውን ይስዕባኒ እየን።
59,459

59,460
am_tg
የዘላለም ሕይወት እሰጣቸዋለሁ፤ መቼም ቢሆን ጥፋት አይደርስባቸውም፤ ከእጄ የሚነጥቃቸውም የለም።
ኣነ ኸኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት እህበን፡ ንዘለኣለም ድማ ከቶ ኣይኪጠፍኣን እየን፣ ካብ ኢደይ ዚምንዝዐን እውን የልቦን።
59,461

59,462
am_tg
አባቴ የሰጠኝ በጎች ከሌሎች ነገሮች ሁሉ ይበልጣሉ፤ እነሱንም ከአባቴ እጅ ሊነጥቃቸው የሚችል የለም።
እቲ ኣቦይ ዝሃበኒ፡ ካብ ኵሉ ይዓቢ እዩ፣ ካብ ኢድ ኣቦ ኺምንዝዐን ዚኽእል ከኣ የልቦን።
59,463

59,464
am_tg
እኔና አብ አንድ ነን።”
ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና።”
59,465
tg_am
ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና።”
እኔና አብ አንድ ነን።”
59,466
am_tg
በዚህ ጊዜም አይሁዳውያኑ ሊወግሩት ድንጋይ አነሱ።
ሽዑ፡ ኣይሁድ ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎ፡ ከም ብሓድሽ ኣእማን ኣልዓሉ።
59,467

59,468
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “ከአብ ዘንድ ብዙ መልካም ሥራዎች አሳየኋችሁ። ታዲያ የምትወግሩኝ ከእነዚህ ሥራዎች መካከል በየትኛው የተነሳ ነው?” አላቸው።
የሱስ ከኣ፡ “ካብ ኣቦይ ብዙሕ ሰናይ ግብርታት ኣርእየኩም እየ። ስለ ኣየኖት ግብርታት ኢኹም ብዳርባ እምኒ ኽትቀትሉኒ፧” በሎም።
59,469

59,470
am_tg
አይሁዳውያኑም “እኛ የምንወግርህ ስለ መልካም ሥራህ ሳይሆን አንተ ሰው ሆነህ ሳለህ ራስህን አምላክ በማድረግ አምላክን ስለተዳፈርክ ነው” ሲሉ መለሱለት።
ኣይሁድ ድማ፡ “ስለ እተጻረፍካ፡ ሰብ ክነስኻ፡ ርእስኻ ኣምላኽ ስለ ዝገበርካ እምበር፡ ስለቲ ሰናይ ግብርኻስ ኣይኰንናን ብዳርባ እምኒ እንቐትለካ” ኢሎም መለሱሉ።
59,471

59,472
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “በሕጋችሁ ላይ ‘“እናንተ አማልክት ናችሁ” አልኩ’ ተብሎ ተጽፎ የለም?
የሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ኣብ ሕግኹም፡ ‘ኣነ፡ “ኣማልኽቲ ኢኹም” ኢለ’ ዚብል ጽሑፍዶ የልቦን፧
59,473

59,474
am_tg
የአምላክ ቃል ያወገዛቸውን እሱ ‘አማልክት’ ብሎ ከጠራቸውና ቅዱስ መጽሐፉ ሊሻር የማይችል ከሆነ
ነቶም ኣንጻሮም ቃል ኣምላኽ ዝመጾም፡ ‘ኣማልኽቲ’ ኻብ ዚብሎም፡—ቅዱስ ጽሑፍ ከኣ ኪፈርስ ዘይክእል ካብ ኰነ፡—
59,475

59,476
am_tg
አብ የቀደሰኝንና ወደ ዓለም የላከኝን እኔን፣ ‘የአምላክ ልጅ ነኝ’ ስላልኩ ‘አምላክን ትዳፈራለህ’ ትሉኛላችሁ?
ንዓይ፡ ኣቦ ንዝቐደሰኒ፡ ናብ ዓለም እውን ንዝለኣኸኒ ደኣ፡ ‘ወዲ ኣምላኽ እየ’ ስለ ዝበልኩዶ፡ ‘ትጻረፍ ኣለኻ’ ትብሉኒ ኣለኹም፧
59,477

59,478
am_tg
እኔ የአባቴን ሥራ እየሠራሁ ካልሆነ አትመኑኝ።
ግብርታት ኣቦይ እገብር እንተ ዘየለኹ፡ ኣይትእመኑኒ።
59,479
tg_am
ግብርታት ኣቦይ እገብር እንተ ዘየለኹ፡ ኣይትእመኑኒ።
እኔ የአባቴን ሥራ እየሠራሁ ካልሆነ አትመኑኝ።
59,480
am_tg
የአባቴን ሥራ እየሠራሁ ከሆነ ግን እኔን ባታምኑኝ እንኳ ሥራዬን እመኑ፤ ይህም አብ ከእኔ ጋር አንድነት እንዳለው እንዲሁም እኔም ከአብ ጋር አንድነት እንዳለኝ እንድታውቁና ይህን ይበልጥ እያወቃችሁ እንድትሄዱ ነው።”
እገብር እንተ ኣለኹ ግና፡ ኣቦ ምሳይ ሓድነት ከም ዘለዎን ኣነ ምስ ኣቦ ሓድነት ከም ዘሎንን ምእንቲ ኽትፈልጡን ክትግንዘቡንሲ፡ ንዓይ እኳ እንተ ዘይኣመንኩምኒ፡ ነቲ ግብርታት እመንዎ።”
59,481

59,482
am_tg
ስለዚህ እንደገና ሊይዙት ሞከሩ፤ እሱ ግን አመለጣቸው።
ሽዑ፡ ከም ብሓድሽ ኪሕዝዎ ፈተኑ፣ ንሱ ግና ካብ ኢዶም ኣምለጠ።
59,483

59,484
am_tg
ከዚያም ዮሐንስ ቀደም ሲል ያጠምቅ ወደነበረበት ከዮርዳኖስ ማዶ ወዳለው ቦታ ዳግመኛ ሄደ፤ በዚያም ለተወሰነ ጊዜ ቆየ።
ከም ብሓድሽ ናብታ ዮሃንስ ዜጥምቐላ ዝነበረ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ እትርከብ ቦታ ኸደ፣ ኣብኣ እውን ጸንሐ።
59,485

59,486
am_tg
ብዙ ሰዎችም ወደ እሱ መጥተው እርስ በርሳቸው “ዮሐንስ አንድም ተአምራዊ ምልክት አላደረገም፤ ሆኖም ዮሐንስ ስለዚህ ሰው የተናገረው ነገር ሁሉ እውነት ነበር” ተባባሉ።
ብዙሓት ድማ ናብኡ መጺኦም፡ “ዮሃንስ ሓንቲ ትእምርቲ እኳ ኣይገበረን፣ እቲ ዮሃንስ ብዛዕባ እዚ እተዛረቦ ዅሉ ግና፡ ሓቂ እዩ” በሉ።
59,487

59,488
am_tg
በዚያም ብዙዎች በእሱ አመኑ።
ኣብኣ እውን ብዙሓት ብእኡ ኣመኑ።
59,489
tg_am
ኣብኣ እውን ብዙሓት ብእኡ ኣመኑ።
በዚያም ብዙዎች በእሱ አመኑ።
59,490
am_tg
“ይህን ሁሉ የነገርኳችሁ እንዳትሰናከሉ ብዬ ነው።
“ምእንቲ ኸይትዕንቀፉ ኢለ እየ እዚ እተዛረብኩኹም።
59,491
tg_am
“ምእንቲ ኸይትዕንቀፉ ኢለ እየ እዚ እተዛረብኩኹም።
“ይህን ሁሉ የነገርኳችሁ እንዳትሰናከሉ ብዬ ነው።
59,492
am_tg
ሰዎች ከምኩራብ ያባርሯችኋል። እንዲያውም እናንተን የሚገድል ሁሉ ለአምላክ ቅዱስ አገልግሎት እንዳቀረበ አድርጎ የሚያስብበት ሰዓት ይመጣል።
ካብ ምኵራቦም ኬውጽኡኹም እዮም። አረ ዚቐትለኩም ዘበለስ ንኣምላኽ ቅዱስ ኣገልግሎት የቕርበሉ ኸም ዘሎ ዚመስሎ ሰዓት ክትመጽእ እያ።
59,493

59,494
am_tg
ሆኖም እነዚህን ነገሮች የሚያደርጉት አብንም ሆነ እኔን ስላላወቁ ነው።
ንኣቦን ንዓይን ስለ ዘይፈለጡና፡ እዚ ኺገብሩ እዮም።
59,495

59,496
am_tg
ይሁንና እነዚህን ነገሮች የነገርኳችሁ የሚፈጸሙበት ሰዓት ሲደርስ አስቀድሜ ነግሬአችሁ እንደነበረ እንድታስታውሱ ነው። “ከእናንተ ጋር ስለነበርኩ እነዚህን ነገሮች በመጀመሪያ አልነገርኳችሁም።
ግናኸ፡ እዚ ዚገብሩላ ሰዓት ምስ ኣኸለት፡ ኣነ ኸም ዝነገርኩኹም ምእንቲ ኽትዝክርዎ፡ እዚ ተዛረብኩኹም። “ምሳኻትኩም ስለ ዝነበርኩ፡ እዚ ኣብ መጀመርታ ኣይነገርኩኹምን።
59,497

59,498
am_tg
አሁን ግን ወደ ላከኝ ልሄድ ነው፤ ሆኖም ከመካከላችሁ ‘ወዴት ነው የምትሄደው?’ ብሎ የጠየቀኝ የለም።
ሕጂ ግና ናብቲ ዝለኣኸኒ እኸይድ ኣለኹ፣ ካባኻትኩም ከኣ ሓደ እኳ፡ ‘ናበይ ኢኻ እትኸይድ፧’ ኢሉ ኣይሓተተንን።
59,499