Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
59,500
am_tg
እነዚህን ነገሮች ስለነገርኳችሁ ልባችሁ በሐዘን ተሞልቷል።
እዚ ስለ እተዛረብኩኹም ግና፡ ልብኹም ብጓሂ መሊኡ ኣሎ።
59,501
tg_am
እዚ ስለ እተዛረብኩኹም ግና፡ ልብኹም ብጓሂ መሊኡ ኣሎ።
እነዚህን ነገሮች ስለነገርኳችሁ ልባችሁ በሐዘን ተሞልቷል።
59,502
am_tg
ይሁንና እውነቱን ለመናገር እኔ የምሄደው ለእናንተው ጥቅም ነው። ምክንያቱም እኔ ካልሄድኩ ረዳቱ በምንም ዓይነት ወደ እናንተ አይመጣም፤ ከሄድኩ ግን እሱን ወደ እናንተ እልከዋለሁ።
ግናኸ፡ ሓቂ እነግረኩም ኣለኹ፣ ምኻደይ ንጥቕምኹም እዩ። እንተ ዘይከይደስ፡ እቲ ሓጋዚ ናባኻትኩም ኣይኪመጽእን እዩ፣ እንተ ኸይደ ግና፡ ንዕኡ ኽሰድደልኩም እየ።
59,503

59,504
am_tg
እሱ ሲመጣ ስለ ኃጢአት፣ ስለ ጽድቅና ስለ ፍርድ ለዓለም አሳማኝ ማስረጃ ያቀርባል፦
ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ ንዓለም ብዛዕባ ሓጢኣትን ብዛዕባ ጽድቅን ብዛዕባ ፍርድን ኪረትዓ እዩ፦
59,505

59,506
am_tg
በመጀመሪያ ደረጃ ስለ ኃጢአት የተባለው፣ ሰዎች በእኔ ስላላመኑ ነው፤
ፈለማ፡ ብኣይ ስለ ዘይኣመኑ፡ ብዛዕባ ሓጢኣት፣
59,507

59,508
am_tg
ከዚያም ስለ ጽድቅ የተባለው፣ እኔ ወደ አብ ስለምሄድና እናንተ ከእንግዲህ ስለማታዩኝ ነው፤
ቀጺሉ፡ ኣነ ናብ ኣቦ እኸይድ ስለ ዘለኹን ደጊም ስለ ዘይትርእዩንን፡ ብዛዕባ ጽድቂ፣
59,509

59,510
am_tg
ስለ ፍርድ የተባለው ደግሞ የዚህ ዓለም ገዢ ስለተፈረደበት ነው።
ድሕሪኡ፡ ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ስለ እተፈርዶ፡ ብዛዕባ ፍርዲ።
59,511

59,512
am_tg
“ገና ብዙ የምነግራችሁ ነገር አለኝ፤ አሁን ግን ልትሸከሙት አትችሉም።
“ገና ብዙሕ ዝነግረኩም ኣሎኒ፣ ግናኸ፡ ሕጂ ኽትጾርዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም።
59,513

59,514
am_tg
ይሁን እንጂ እሱ ይኸውም የእውነት መንፈስ ሲመጣ ወደ እውነት ሁሉ ይመራችኋል፤ ምክንያቱም የሚናገረው ከራሱ አመንጭቶ አይደለም፤ ከዚህ ይልቅ የሰማውን ይናገራል፤ እንዲሁም ወደፊት የሚሆኑትን ነገሮች ያሳውቃችኋል።
እቲ መንፈስ ሓቂ ምስ መጸ ግና፡ ንሱ ዚሰምዖ ዘበለ እዩ ዚዛረብ እምበር፡ ካብ ርእሱ ኣይዛረብን እዩ እሞ፡ ንሱ ናብ ኵሉ ሓቂ ኺመርሓኩም፡ ነቲ ዚመጽእ እውን ኪነግረኩም እዩ።
59,515

59,516
am_tg
የሚያሳውቃችሁ የእኔ ከሆነው ወስዶ ስለሆነ እሱ እኔን ያከብረኛል።
ንሱ ኻባይ ተቐቢሉ፡ ንዓኻትኩም ስለ ዚነግረኩም፡ ንዓይ ኬኽብረኒ እዩ።
59,517

59,518
am_tg
አብ ያለው ነገር ሁሉ የእኔ ነው። የእኔ ከሆነው ወስዶ ያሳውቃችኋል ያልኳችሁ ለዚህ ነው።
እቲ ናይ ኣቦይ ዘበለ ዅሉ፡ ናተይ እዩ። ስለዚ እየ ኻባይ ተቐቢሉ፡ ንዓኻትኩም ከም ዚነግረኩም እተዛረብኩ።
59,519

59,520
am_tg
ከጥቂት ጊዜ በኋላ አታዩኝም፤ ከጥቂት ጊዜ በኋላ ደግሞ ታዩኛላችሁ።”
ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኣይክትርእዩንን ኢኹም፣ ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኽትርእዩኒ ኢኹም።”
59,521

59,522
am_tg
በዚህ ጊዜ ከደቀ መዛሙርቱ አንዳንዶቹ እርስ በርሳቸው “‘ከጥቂት ጊዜ በኋላ አታዩኝም፤ ከጥቂት ጊዜ በኋላ ደግሞ ታዩኛላችሁ’ እንዲሁም ‘ወደ አብ ልሄድ ነውና’ ሲለን ምን ማለቱ ነው?” ተባባሉ።
ሽዑ፡ ገለ ኻብቶም ደቀ መዛሙርቱ፡ “እዚ፡ ‘ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኣይክትርእዩንን ኢኹም፣ ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኽትርእዩኒ ኢኹም’ ድማ ‘ናብ ኣቦ እኸይድ ስለ ዘለኹ’ ዝበለናስ፡ እንታይ ማለት እዩ፧” ተባሃሃሉ።
59,523

59,524
am_tg
ስለዚህ “‘ከጥቂት ጊዜ በኋላ’ ሲል ምን ማለቱ ነው? ስለ ምን ነገር እየተናገረ እንደሆነ አልገባንም” አሉ።
ስለዚ፡ “‘ቍሩብ ግዜ’ ኺብል ከሎስ እንታይ ማለቱ እዩ፧ ብዛዕባ እንታይ ይዛረብ ከም ዘሎ ኣይፈለጥናን” ይብሉ ነበሩ።
59,525

59,526
am_tg
ኢየሱስ ሊጠይቁት እንደፈለጉ ተረድቶ እንዲህ አላቸው፦ “እርስ በርሳችሁ ስለዚህ ጉዳይ የምትጠያየቁት ‘ከጥቂት ጊዜ በኋላ አታዩኝም፤ ከጥቂት ጊዜ በኋላ ደግሞ ታዩኛላችሁ’ ስላልኩ ነው?
የሱስ ከኣ ኪሓትትዎ ይደልዩ ኸም ዝነበሩ ፈሊጡ ኸምዚ በሎም፦ “‘ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኣይክትርእዩንን ኢኹም፣ ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኽትርእዩኒ ኢኹም’ ስለ ዝበልኩኹምዶ ንሓድሕድኩም ትተሓታተቱ ኣለኹም፧
59,527

59,528
am_tg
እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ እናንተ ታለቅሳላችሁ እንዲሁም ዋይ ዋይ ትላላችሁ፤ ዓለም ግን ይደሰታል፤ እናንተ ታዝናላችሁ፤ ሆኖም ሐዘናችሁ ወደ ደስታ ይለወጣል።
ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ንስኻትኩም ክትበኽዩን ከተልቅሱን ኢኹም፡ ዓለም ግና ክትሕጐስ እያ፣ ንስኻትኩም ክትጕህዩ ኢኹም፡ ጓሂኹም ግና ናብ ሓጐስ ኪልወጥ እዩ።
59,529

59,530
am_tg
አንዲት ሴት የመውለጃዋ ሰዓት ደርሶ ስታምጥ ትጨነቃለች፤ ሕፃኑን ከወለደች በኋላ ግን አንድ ሰው ወደ ዓለም በመምጣቱ ከደስታዋ የተነሳ ሥቃይዋን ሁሉ ትረሳለች።
ሰበይቲ ኽትወልድ ከላ፡ ግዜኣ ስለ ዝኣኸለ ትጕሂ እያ፣ ቈልዓ ምስ ወለደት ግና፡ ሰብ ኣብ ዓለም ስለ እተወልደ፡ ተሓጒሳ ነቲ ጸበባኣ ኣይትዝክሮን እያ።
59,531

59,532
am_tg
ስለዚህ እናንተም አሁን አዝናችኋል፤ ሆኖም እንደገና ስለማያችሁ ልባችሁ በደስታ ይሞላል፤ ደስታችሁን ደግሞ ማንም አይነጥቃችሁም።
እምበኣር፡ ንስኻትኩም እውን ሕጂ ጓሂ ኣሎኩም፣ ግናኸ፡ ከም ብሓድሽ ክርእየኩም እየ፣ ልብኹም እውን ኪሕጐስ እዩ፣ ሓጐስኩም ድማ ካባኻትኩም ዚወስዶ የልቦን።
59,533

59,534
am_tg
በዚያን ጊዜ እኔን ምንም ጥያቄ አትጠይቁኝም። እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ አብን ማንኛውንም ነገር በስሜ ብትጠይቁት ይሰጣችኋል።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ሓንቲ እኳ ኣይክትሓትቱንን ኢኹም። ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ንኣቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ኺህበኩም እዩ።
59,535

59,536
am_tg
እስካሁን ድረስ በስሜ አንድም ነገር አልጠየቃችሁም። ደስታችሁ የተሟላ እንዲሆን ጠይቁ፤ ትቀበላላችሁ።
ክሳዕ ሕጂ ሓንቲ እኳ ብስመይ ኣይለመንኩምን። ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ ለምኑ እሞ ኽትረኽቡ ኢኹም።
59,537

59,538
am_tg
“እነዚህን ነገሮች የነገርኳችሁ በምሳሌ ነው። ይሁንና ለእናንተ በምሳሌ የማልናገርበት ሰዓት ይመጣል፤ ከዚህ ይልቅ ስለ አብ በግልጽ እነግራችኋለሁ።
“እዚ ብምሳሌታት ተዛረብኩኹም። ብዛዕባ ኣቦ ብግልጺ ዝነግረላ እምበር፡ ደጊም ብምሳሌታት ዘይዛረበላ ሰዓት ትመጽእ ኣላ።
59,539

59,540
am_tg
በዚያ ቀን አብን በስሜ ትለምናላችሁ፤ ይህን ስል ስለ እናንተ አብን እጠይቃለሁ ማለቴ አይደለም።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብስመይ ክትልምኑ ኢኹም፣ እዚ ኽብል ከለኹ፡ ኣነ ብዛዕባኹም ንኣቦ ኽልምኖ ማለተይ ኣይኰነን።
59,541

59,542
am_tg
ምክንያቱም እናንተ እኔን ስለወደዳችሁኝና የአምላክ ተወካይ ሆኜ እንደመጣሁ ስላመናችሁ አብ ራሱ ይወዳችኋል።
ከመይሲ፡ ንስኻትኩም ንዓይ ስለ ዝፈቶኹምንን ወኪል ኣምላኽ ኰይነ ኸም ዝመጻእኩ ስለ ዝኣመንኩምን፡ ኣቦ ባዕሉ ይፈትወኩም እዩ።
59,543

59,544
am_tg
እኔ የአብ ተወካይ ሆኜ ወደ ዓለም መጥቻለሁ። አሁን ደግሞ ዓለምን ትቼ ወደ አብ ልሄድ ነው።”
ወኪል ኣቦ ዀይነ መጺአ ናብ ዓለም መጺአ ኣለኹ። ንዓለም ሓዲገ ድማ፡ ናብ ኣቦ እኸይድ ኣለኹ።”
59,545

59,546
am_tg
ደቀ መዛሙርቱም እንዲህ አሉ፦ “አሁን እኮ በግልጽ እየተናገርክ ነው፤ በምሳሌም አልተናገርክም።
ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ “እንሆ፡ ሕጂ ብግልጺ ትዛረብ ኣለኻ፡ ብምሳሌታት ከኣ ኣይትዛረብን ኣለኻ።
59,547

59,548
am_tg
አሁን ሁሉን ነገር እንደምታውቅና ማንም ጥያቄ እስኪጠይቅህ ድረስ መጠበቅ እንደማያስፈልግህ ተረዳን። ስለሆነም ከአምላክ ዘንድ እንደመጣህ እናምናለን።”
ኵሉ ኸም እትፈልጥን ሓደ እኳ ኺሓትተካ ኸም ዘየድልየካን፡ ሕጂ ፈሊጥና። በዚ ድማ፡ ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጻእካ ንኣምን ኢና” በልዎ።
59,549

59,550
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “አሁን አመናችሁ?
የሱስ ከኣ፡ “ሕጂዶ ኣሚንኩም፧
59,551
tg_am
የሱስ ከኣ፡ “ሕጂዶ ኣሚንኩም፧
ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “አሁን አመናችሁ?
59,552
am_tg
እነሆ፣ ሁላችሁም ወደየቤታችሁ የምትበታተኑበትና እኔን ብቻዬን ትታችሁ የምትሄዱበት ሰዓት ቀርቧል፤ እንዲያውም ደርሷል። ይሁንና አብ ከእኔ ጋር ስላለ ብቻዬን አይደለሁም።
እንሆ፡ ኵላትኩም ነናብ ቤትኩም ፋሕ እትብሉላ፡ ንበይነይ እውን እትሓድጉኒ ሰዓት ትመጽእ ኣላ፡ መጺኣ እኳ ኣላ። ግናኸ፡ ኣቦይ ምሳይ ስለ ዝዀነ፡ በይነይ ኣይኰንኩን።
59,553

59,554
am_tg
እነዚህን ነገሮች የነገርኳችሁ በእኔ አማካኝነት ሰላም እንዲኖራችሁ ነው። በዓለም ሳላችሁ መከራ ይደርስባችኋል፤ ነገር ግን አይዟችሁ! እኔ ዓለምን አሸንፌዋለሁ።”
ብኣይ ሰላም ምእንቲ ኽትረኽቡ እየ እዚ ዝነገርኩኹም። ኣብ ዓለም ጸበባ ኣሎኩም፣ ግናኸ፡ ኣጆኹም! ኣነ ንዓለም ስዒረያ እየ” ኢሉ መለሰሎም።
59,555

59,556
am_tg
ከዚህ በኋላ የአይሁዳውያን በዓል ስለነበረ ኢየሱስ ወደ ኢየሩሳሌም ወጣ።
ድሕርዚ፡ በዓል ኣይሁድ ነበረ፣ የሱስ እውን ናብ የሩሳሌም ደየበ።
59,557

59,558
am_tg
በኢየሩሳሌም በበጎች በር አጠገብ አምስት ባለ መጠለያ መተላለፊያዎች ያሉት በዕብራይስጥ ቤተዛታ ተብሎ የሚጠራ አንድ የውኃ ገንዳ ነበር።
ኣብ የሩሳሌም፡ ኣብ ኣፍ ደገ ኣባጊዕ ከኣ፡ ብእብራይስጢ ቤት-ዛታ ዚብሃል፡ ሓሙሽተ ገበላ ዝነበሮ ሓጽቢ ነበረ።
59,559

59,560
am_tg
በእነዚህ መተላለፊያዎች ውስጥ ብዙ ሕመምተኞች፣ ዓይነ ስውሮች፣ አንካሶችና ሽባዎች ይተኙ ነበር።
ኣብኡ ብዙሓት ሕሙማትን ዕዉራትን ሓንካሳትን መሓውሮም ዝነቐጸን ይድቅሱ ነበሩ።
59,561

59,562
am_tg
በዚያም ለ38 ዓመት ሕመምተኛ ሆኖ የኖረ አንድ ሰው ነበር።
38 ዓመት ዝሓመመ ሰብኣይ ከኣ ኣብኡ ነበረ።
59,563
tg_am
38 ዓመት ዝሓመመ ሰብኣይ ከኣ ኣብኡ ነበረ።
በዚያም ለ38 ዓመት ሕመምተኛ ሆኖ የኖረ አንድ ሰው ነበር።
59,564
am_tg
ኢየሱስ ይህን ሰው በዚያ ተኝቶ አየውና ለረጅም ጊዜ ሕመምተኛ ሆኖ እንደኖረ አውቆ “መዳን ትፈልጋለህ?” አለው።
የሱስ ድማ ንዕኡ ደቂሱ ምስ ረኣዮ፡ ነዊሕ እዋን ከም ዝሓመመ ፈሊጡ፡ “ክትጥዒዶ ትደሊ ኢኻ፧” በሎ።
59,565

59,566
am_tg
ሕመምተኛውም “ጌታዬ፣ ውኃው በሚናወጥበት ጊዜ ገንዳው ውስጥ የሚያስገባኝ ሰው የለኝም፤ ወደ ገንዳው ስሄድ ደግሞ ሌላው ቀድሞኝ ይገባል” ሲል መለሰለት።
እቲ ሕሙም ከኣ፡ “ጐይታይ፡ እቲ ማይ ምስ ተንቀሳቐሰ፡ ናብቲ ሓጽቢ ዜእትወኒ ሰብ የብለይን፣ ኣነ ኽሳዕ ዝኸይድ ድማ፡ ካልእ ቀዲሙኒ ይወርድ” ኢሉ መለሰሉ።
59,567

59,568
am_tg
ኢየሱስም “ተነስ! ምንጣፍህን ተሸክመህ ሂድ” አለው።
የሱስ ከኣ፡ “ተንስእ፡ ምንጻፍካ ኣልዒልካ ኺድ” በሎ።
59,569
tg_am
የሱስ ከኣ፡ “ተንስእ፡ ምንጻፍካ ኣልዒልካ ኺድ” በሎ።
ኢየሱስም “ተነስ! ምንጣፍህን ተሸክመህ ሂድ” አለው።
59,570
am_tg
ሰውየውም ወዲያውኑ ተፈወሰ፤ ምንጣፉንም አንስቶ መሄድ ጀመረ። ቀኑም ሰንበት ነበር።
እቲ ሰብኣይ ብኡብኡ ጠዓየ፣ ምንጻፉ ኣልዒሉ እውን ከደ። እታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ሰንበት ነበረት።
59,571

59,572
am_tg
በመሆኑም አይሁዳውያን የተፈወሰውን ሰው “ሰንበት እኮ ነው፤ ምንጣፍህን እንድትሸከም ሕጉ አይፈቅድልህም” አሉት።
ስለዚ፡ ኣይሁድ ነቲ ዝሓወየ ሰብኣይ፡ “ሎሚ ሰንበት እዩ፣ ምንጻፍካ ኽትጸውር ኣይተፈቕደልካን” በልዎ።
59,573

59,574
am_tg
እሱ ግን “የፈወሰኝ ሰው ራሱ ‘ምንጣፍህን ተሸክመህ ሂድ’ ብሎኛል” ሲል መለሰላቸው።
ንሱ ግና፡ “እቲ ዘጥዓየኒ እዩ፡ ‘ምንጻፍካ ኣልዒልካ ኺድ’ ዝበለኒ” ኢሉ መለሰሎም።
59,575

59,576
am_tg
እነሱም “‘ምንጣፍህን ተሸክመህ ሂድ’ ያለህ ሰው ማን ነው?” ሲሉ ጠየቁት።
ንሳቶም፡ “እቲ፡ ‘ኣልዒልካዮ ኺድ’ ዝበለካ ሰብ መን እዩ፧” ኢሎም ሓተትዎ።
59,577

59,578
am_tg
ሆኖም ኢየሱስ ከቦታው ዞር ብሎ ከሕዝቡ ጋር ተቀላቅሎ ስለነበር ሰውየው የፈወሰውን ሰው ማንነት ማወቅ አልቻለም።
እቲ ዝሓወየ ግና፡ የሱስ ናብ መንጎ እቶም ኣብኡ ዝነበሩ ህዝቢ ኣትዩ ብምንባሩ፡ ንሱ መን ምዃኑ ኣይፈለጦን።
59,579

59,580
am_tg
ከዚህ በኋላ ኢየሱስ ሰውየውን በቤተ መቅደሱ ውስጥ አገኘውና “አሁን ደህና ሆነሃል። የባሰ ነገር እንዳይደርስብህ ከእንግዲህ ኃጢአት አትሥራ” አለው።
ድሕርዚ፡ የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ ረኸቦ እሞ፡ “እንሆ፡ ጥዒኻ። ካብዚ ዚገድድ ከይረኽበካስ፡ መሊስካ ኣይትሕጣእ” በሎ።
59,581

59,582
am_tg
ሰውየውም ሄዶ የፈወሰው ኢየሱስ መሆኑን ለአይሁዳውያኑ ነገራቸው።
እቲ ሰብኣይ ከይዱ፡ ንኣይሁድ እቲ ዘጥዓዮ የሱስ ምዃኑ ነገሮም።
59,583

59,584
am_tg
ከዚህም የተነሳ አይሁዳውያኑ በኢየሱስ ላይ ስደት ያደርሱበት ጀመር፤ ይህን ያደረጉት በሰንበት ቀን እነዚህን ነገሮች ይፈጽም ስለነበረ ነው።
ስለዚ፡ ብሰንበት እዚ ይገብር ስለ ዝነበረ፡ ኣይሁድ ንየሱስ ይሰጕግዎ ነበሩ።
59,585

59,586
am_tg
እሱ ግን “አባቴ እስካሁን እየሠራ ነው፤ እኔም እሠራለሁ” ሲል መለሰላቸው።
ንሱ ግና፡ “ኣቦይ ክሳዕ ሕጂ ይዓዪ ኣሎ፣ ኣነ እውን እዓዪ ኣለኹ” ኢሉ መለሰሎም።
59,587

59,588
am_tg
ከዚህም የተነሳ አይሁዳውያኑ ሰንበትን ስለጣሰ ብቻ ሳይሆን አምላክን የገዛ አባቱ እንደሆነ አድርጎ በመጥራት ራሱን ከአምላክ ጋር እኩል ስላደረገ እሱን ለመግደል ይበልጥ ተነሳሱ።
ስለዚ፡ ሰንበት ብምጥሓሱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንኣምላኽ ኣቦይ ብምባል ርእሱ ምስ ኣምላኽ ስለ ዘመዓራረየ እውን፡ ኪቐትልዎ ኣዝዮም ይደልዩ ነበሩ።
59,589

59,590
am_tg
ስለሆነም ኢየሱስ እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ ወልድ፣ አብ ሲያደርግ ያየውን ብቻ እንጂ በራሱ ተነሳስቶ አንድም ነገር ሊያደርግ አይችልም። አብ የሚያደርገውን ሁሉ ወልድም በተመሳሳይ መንገድ ያንኑ ያደርጋል።
የሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ወድስ ኣቦ ኺገብሮ ዝረኣዮ ጥራይ እምበር፡ ካብ ርእሱ ሓንቲ እኳ ኺገብር ኣይክእልን እዩ። እቲ ንሱ ዚገብሮ፡ ወዲ እውን ከምኡ ዝበለ ይገብር እዩ።
59,591

59,592
am_tg
ምክንያቱም አብ ወልድን ይወደዋል፤ እንዲሁም እሱ ራሱ የሚያደርገውን ነገር ሁሉ ያሳየዋል፤ እናንተም ትደነቁ ዘንድ ከእነዚህም የሚበልጥ ሥራ ያሳየዋል።
ኣቦ ንወዲ ይፈትዎ፡ ንሱ ዚገብሮ ዅሉ ድማ የርእዮ እዩ፣ ንስኻትኩም ምእንቲ ኽትግረሙ ኸኣ፡ ካብዚ ዚዓቢ ግብርታት ኬርእዮ እዩ።
59,593

59,594
am_tg
አብ ሙታንን እንደሚያስነሳቸውና ሕያው እንደሚያደርጋቸው ሁሉ ወልድም እንዲሁ የፈለገውን ሰው ሕያው ያደርጋል።
ከምቲ ኣቦ ንምዉታት ዜተንስኦምን ህያዋን ዚገብሮምን፡ ወዲ እውን ከምኡ ነቶም ዝደለዮም ህያዋን ይገብሮም እዩ።
59,595

59,596
am_tg
አብ በማንም ላይ አይፈርድምና፤ ከዚህ ይልቅ የመፍረዱን ሥልጣን ሁሉ ለወልድ ሰጥቶታል፤
ኣቦስ ንሓደ እኳ ኣይፈርድን እዩ፣ የግዳስ፡ ኵሉ ፍርዲ ንወዲ ሂብዎ እዩ፣
59,597

59,598
am_tg
ይህን ያደረገውም ሁሉም አብን እንደሚያከብሩ ሁሉ ወልድንም እንዲያከብሩ ነው። ወልድን የማያከብር ሁሉ እሱን የላከውን አብንም አያከብርም።
ከምኡ ዝገበረ ኸኣ፡ ኵላቶም ከምቲ ንኣቦ ዜኽብርዎ፡ ንወዲ እውን ምእንቲ ኬኽብርዎ እዩ። እቲ ንወዲ ዘየኽብሮ፡ ነቲ ዝለኣኾ ኣቦ እውን ኣየኽብሮን እዩ።
59,599