Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
59,600
am_tg
እውነት እውነት እላቜኋለሁ፣ ቃሌን ዹሚሰማና ዹላኹኝን ዚሚያምን ሁሉ ዹዘላለም ሕይወት አለውፀ ወደ ፍርድም አይመጣምፀ ኹዚህ ይልቅ ኚሞት ወደ ሕይወት ተሻግሯል።
ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ቓለይ ዚሰምዕን በቲ ዝለኣኞኒ ዚኣምንን ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣላቶ፣ ንሱ ኻብ ሞት ናብ ህይወት ተሳጊሩ ኣሎ እምበር፡ ናብ ፍርዲ ኣይበጜሕን እዩ።
59,601
tg_am

59,602
am_tg
“እውነት እውነት እላቜኋለሁ፣ ሙታን ዹአምላክን ልጅ ድምፅ ዚሚሰሙበት ሰዓት ይመጣልፀ ያም ሰዓት አሁን ነውፀ ዚሚሰሙትም በሕይወት ይኖራሉ።
“ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ምዉታት ድምጺ ወዲ ኣምላኜ ዚሰምዑላ ሰዓት ትመጜእ ኣላ፡ ንሳ ኞኣ ሕጂ እያ፣ እቶም ዝሰምዕዎ ድማ ብህይወት ኪነብሩ እዮም።
59,603

59,604
am_tg
አብ በራሱ ሕይወት እንዳለው ሁሉ፣ ወልድም በራሱ ሕይወት እንዲኖሚው ሰጥቶታልና።
ኚምቲ ኣቊ ብርእሱ ህይወት ዘላቶስ፡ ንወዲ እውን ብርእሱ ህይወት ክትህልዎ ሂብዎ እዩ።
59,605

59,606
am_tg
እሱ ዹሰው ልጅ ስለሆነ ዚመፍሚድ ሥልጣን ሰጥቶታል።
ንሱ ወዲ ሰብ ስለ ዝዀነ ኞኣ፡ ኪፈርድ ስልጣን ሂብዎ እዩ።
59,607
tg_am
ንሱ ወዲ ሰብ ስለ ዝዀነ ኞኣ፡ ኪፈርድ ስልጣን ሂብዎ እዩ።
እሱ ዹሰው ልጅ ስለሆነ ዚመፍሚድ ሥልጣን ሰጥቶታል።
59,608
am_tg
በዚህ አትደነቁፀ በመታሰቢያ መቃብር ያሉ ሁሉ ድምፁን ዚሚሰሙበት ሰዓት ይመጣልናፀ
ኣብ መቓብር ዘለዉ ዅላቶም ድምጹ ዚሰምዑላ ሰዓት ትመጜእ ኣላ እሞ፡ በዚ ኣይትገሚሙ።
59,609

59,610
am_tg
መልካም ዚሠሩ ለሕይወት ትንሣኀ፣ ክፉ ዚሠሩ ደግሞ ለፍርድ ትንሣኀ ይወጣሉ።
ሜዑ፡ እቶም ሰናይ ዝገበሩ ናብ ትንሳኀ ህይወት፡ እቶም ክፉእ ዝገበሩ ኞኣ ናብ ትንሳኀ ፍርዲ ኺወጹ እዮም።
59,611

59,612
am_tg
በራሎ ተነሳስቌ አንድም ነገር ማድሚግ አልቜልም። እንደሰማሁ እፈርዳለሁፀ ዚራሎን ፈቃድ ሳይሆን ዹላኹኝን ፈቃድ መፈጾም ስለምፈልግ ዹምፈርደው ዚጜድቅ ፍርድ ነው።
ካብ ርእሰይ ሓንቲ እኳ ኜገብር ኣይክእልን እዚ። ኣነ ኞምቲ ዝሰምዖ እዚ ዝፈርድ፣ ፍቓድ እቲ ዝለኣኞኒ እምበር፡ ፍቓደይ ስለ ዘይደሊ ኞኣ፡ ፍርደይ ቅኑዕ እዩ።
59,613

59,614
am_tg
“እኔ ብቻ ስለ ራሎ ብመሠክር ምሥክርነ቎ እውነት አይደለም።
“ኣነ በይነይ ብዛዕባ ርእሰይ እንተ መስኪሚ፡ ምስክሚይ ሓቂ ኣይኚውንን እዩ።
59,615

59,616
am_tg
ስለ እኔ ዹሚመሠክር ሌላ አለፀ ደግሞም እሱ ስለ እኔ ዹሚሰጠው ምሥክርነት እውነት እንደሆነ አውቃለሁ።
ብዛዕባይ ዚምስክር ካልእ ኣሎ፣ እቲ ንሱ ብዛዕባይ ዚምስክሮ ምስክርነት ኚኣ ሓቂ ምዃኑ እፈልጥ እዚ።
59,617

59,618
am_tg
ወደ ዮሐንስ ሰዎቜ ልካቜሁ ነበርፀ እሱም ለእውነት መሥክሯል።
ንስኻትኩም ናብ ዮሃንስ ልኢኜኩም፣ ንሱ ድማ ንሓቂ እዩ መስኪሩ።
59,619

59,620
am_tg
ይሁን እንጂ እኔ ዹሰው ምሥክርነት አያስፈልገኝምፀ ይህን ዹምናገሹው ግን እናንተ እንድትድኑ ነው።
እዚ ግና ንስኻትኩም ምእንቲ ኜትድሕኑ እብል ኣለኹ እምበር፡ ኣነስ ምስክር ሰብ ኣይቅበልን እዚ።
59,621

59,622
am_tg
ያ ሰው ዚሚነድና ዚሚያበራ መብራት ነበርፀ እናንተም ለጥቂት ጊዜ በእሱ ብርሃን እጅግ ለመደሰት ፈቃደኞቜ ነበራቜሁ።
ንሱ ዚነድድን ዜብርህን መብራህቲ እዩ ነይሩ፣ ንስኻትኩም ኚኣ በቲ ብርሃኑ ንቝሩብ ግዜ ባህ ኪብለኩም ደለኹም።
59,623

59,624
am_tg
እኔ ግን ኚዮሐንስ ዹበለጠ ምሥክር አለኝፀ ምክንያቱም አባ቎ እንዳኚናውነው ዹሰጠኝ ሥራ ማለትም እዚሠራሁት ያለው ይህ ሥራ አብ እንደላኚኝ ይመሠክራል።
ግናኞ፡ እቲ ኣቊይ ክፍጜሞ ዝሃበኒ ዕዮ፡ እዚ ኣነ እውን ዝገብሮ ዘለኹ ዕዮ፡ ኣቊይ ኹም ዝለኣኞኒ ብዛዕባይ ይምስክር እዩ እሞ፡ ካብ ናይ ዮሃንስ ዚዓቢ ምስክር ኣሎኒ።
59,625

59,626
am_tg
ዹላኹኝ አብም ራሱ ስለ እኔ መሥክሯል። እናንተ መቌም ቢሆን ድምፁን አልሰማቜሁምፀ መልኩንም አላያቜሁምፀ
እቲ ዝለኣኞኒ ኣቊ ኞኣ፡ ንሱ ባዕሉ ብዛዕባይ መስኪሩ እዩ። ንስኻትኩም ድምጹ ኞቶ ኣይሰማዕኩምን፡ ምስሉ እውን ኣይሚኣኹምን፣
59,627

59,628
am_tg
እሱ ዹላኹውንም ስለማታምኑ ቃሉ በልባቜሁ ውስጥ አይኖርም።
በቲ ንሱ ዝለኣኟ ስለ ዘይኣመንኩም ኚኣ፡ ቃሉ ኣባኻትኩም ኣይሓደሚን።
59,629

59,630
am_tg
“እናንተ በቅዱሳን መጻሕፍት ዹዘላለም ሕይወት ዚምታገኙ ስለሚመስላቜሁ እነሱን ትመሚምራላቜሁፀ እነዚሁ መጻሕፍት ስለ እኔ ዚሚመሠክሩ ና቞ው።
“ብቕዱሳት ጜሑፋት ናይ ዘለኣለም ህይወት እትሚኜቡ ስለ ዝመሰለኩም፡ ትምርምርዎ ኣለኹም፣ እዚ ኞኣ ብዛዕባይ እዩ ዚምስክር።
59,631

59,632
am_tg
ሆኖም ሕይወት እንድታገኙ ወደ እኔ መምጣት አትፈልጉም።
ህይወት ኪህልወኩም ኢልኩም ናባይ ክትመጹ ግና ኣይትደልዩን ኢኹም።
59,633

59,634
am_tg
እኔ ኹሰው ክብር መቀበል አልፈልግምፀ
ካብ ሰብ ክብሪ ኣይቅበልን እዚ፣
59,635
tg_am
ካብ ሰብ ክብሪ ኣይቅበልን እዚ፣
እኔ ኹሰው ክብር መቀበል አልፈልግምፀ
59,636
am_tg
ይሁንና እናንተ ዹአምላክ ፍቅር በውስጣቜሁ እንደሌለ በሚገባ አውቃለሁ።
ኣብ ውሜጥኹም ፍቕሪ ኣምላኜ ኹም ዘይብልኩም ግና፡ ኣጞቢቐ እፈልጥ እዚ።
59,637

59,638
am_tg
እኔ በአባ቎ ስም መጣሁፀ እናንተ ግን አልተቀበላቜሁኝም። ሌላው ግን በራሱ ስም ቢመጣ ትቀበሉታላቜሁ።
ኣነ ብስም ኣቊይ እዚ መጺአ፡ ንስኻትኩም ግና ኣይተቐበልኩምንን። ካልእ ብስም ርእሱ እንተ ዚመጜእ፡ ንዕኡ ምተቐበልኩምዎ ኔርኩም።
59,639

59,640
am_tg
እናንተ እርስ በርሳቜሁ ክብር ዚምትሰጣጡና ኚአንዱ አምላክ ዹሚገኘውን ክብር ዚማትፈልጉ ሆናቜሁ ሳላቜሁ እንዎት ልታምኑ ትቜላላቜሁ?
ካብ ንሓድሕድኩም ክብሪ እናተቐበልኩምን ነቲ ኻብ ሓደ ኣምላኜ ዚርኚብ ክብሪ ኞይደለኹምን፡ ኹመይ ኢልኩም ክትኣምኑ ትኜእሉ፧
59,641

59,642
am_tg
እኔ በአብ ፊት ዚምኚሳቜሁ አይምሰላቜሁፀ ዚሚኚሳቜሁ ሌላ አለፀ እሱም ተስፋ ዚጣላቜሁበት ሙሮ ነው።
ኣነ ኣብ ኣቊ ዝኞስሰኩም ኣይምሰልኩም፣ ዚኞስሰኩምሲ ኣሎ፣ ንሱ ድማ እቲ ተስፋ ዝገበርኩምሉ ሙሮ እዩ።
59,643

59,644
am_tg
ደግሞም ሙሮን ብታምኑት ኖሮ እኔንም ታምኑኝ ነበርፀ እሱ ስለ እኔ ጜፏልና።
ንሙሮ እንተ ትኣምንዎስ፡ ንሱ ብዛዕባይ ጜሒፉ ኣሎ እሞ፡ ንዓይ ምኣመንኩምኒ ኔርኩም።
59,645

59,646
am_tg
ሆኖም እሱ ዚጻፈውን ካላመናቜሁ እኔ ዹምናገሹውን እንዎት ታምናላቜሁ?”
ነተን ጜሑፋቱ ኻብ ዘይትኣምንወን ግና፡ ኹመይ ኢልኩም ንቓለይ ክትኣምንዎ፧”
59,647

59,648
am_tg
“ልባቜሁ አይሚበሜ። በአምላክ እመኑፀ በእኔም ደግሞ እመኑ።
“ልብኹም ኣይሚበሜ። ብኣምላኜ እመኑ፡ ብኣይ እውን እመኑ።
59,649
tg_am
“ልብኹም ኣይሚበሜ። ብኣምላኜ እመኑ፡ ብኣይ እውን እመኑ።
“ልባቜሁ አይሚበሜ። በአምላክ እመኑፀ በእኔም ደግሞ እመኑ።
59,650
am_tg
በአባ቎ ቀት ብዙ መኖሪያ ቊታ አለ። ይህ ባይሆን ኖሮ በግልጜ እነግራቜሁ ነበርፀ ለእናንተ ቊታ ለማዘጋጀት እሄዳለሁና።
ኣብ ቀት ኣቊይ ብዙሕ መንበሪ ኣሎ። እንተ ዘይህሉስ፡ ምነገርኩኹም ነይሚ፣ ቊታ ኞዳልወልኩምሲ እኞይድ ኣለኹ።
59,651

59,652
am_tg
ደግሞም ሄጄ ቊታ ባዘጋጀሁላቜሁ ጊዜ እኔ ባለሁበት እናንተም እንድትሆኑ እንደገና መጥቌ እኔ ወዳለሁበት እወስዳቜኋለሁ።
ኹይደ ቊታ ዘዳልወልኩም ካብ ኰንኩ፡ ኣብቲ ኣነ ዘለኜዎ፡ ንስኻትኩም እውን ምእንቲ ኜትኰኑ፡ ተመሊሰ ኜመጜእን ናባይ ክወስደኩምን እዚ።
59,653

59,654
am_tg
እኔ ወደምሄድበትም ቊታ ዚሚወስደውን መንገድ ታውቃላቜሁ።”
እቲ ዝኞዶ እውን፡ መገዱ ትፈልጥዎ ኢኹም።”
59,655
tg_am
እቲ ዝኞዶ እውን፡ መገዱ ትፈልጥዎ ኢኹም።”
እኔ ወደምሄድበትም ቊታ ዚሚወስደውን መንገድ ታውቃላቜሁ።”
59,656
am_tg
ቶማስም “ጌታ ሆይ፣ ወዎት እንደምትሄድ አናውቅም። ታዲያ መንገዱን እንዎት ማወቅ እንቜላለን?” አለው።
ቶማስ ኚኣ፡ “ጐይታይ፡ ናበይ ኹም እትኞይድ ኣይንፈልጥን ኢና። ነቲ መገዲ ኾመይ ጌርና ኜንፈልጊ ንኜእል፧” በሎ።
59,657

59,658
am_tg
ኢዚሱስም እንዲህ አለው፩ “እኔ መንገድ፣ እውነትና ሕይወት ነኝ። በእኔ በኩል ካልሆነ በቀር ወደ አብ ዚሚመጣ ዚለም።
ዚሱስ ኚኣ፡ “መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እዚ። ብዘይካ ብኣይ፡ ሓደ እኳ ናብ ኣቊ ዚመጜእ ዚልቊን።
59,659

59,660
am_tg
እኔን ብታውቁኝ ኖሮ አባ቎ንም ታውቁት ነበርፀ ኹዚህ ጊዜ አንስቶ ታውቁታላቜሁፀ ደግሞም አይታቜሁታል።”
ንዓይ እንተ ትፈልጡንስ፡ ንኣቊይ እውን ምፈለጥኩምዎ ኔርኩም፣ ካብ ሕጂ ንደሓር ትፈልጥዎ ኢኹም፡ ርኢኹምዎ እውን ኣለኹም” በሎ።
59,661

59,662
am_tg
ፊልጶስም “ጌታ ሆይ፣ አብን አሳዚንና ይበቃናል” አለው።
ፊልጶስ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ንኣቊ ኣርእዚና እሞ ይኣኜለና” በሎ።
59,663
tg_am
ፊልጶስ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ንኣቊ ኣርእዚና እሞ ይኣኜለና” በሎ።
ፊልጶስም “ጌታ ሆይ፣ አብን አሳዚንና ይበቃናል” አለው።
59,664
am_tg
ኢዚሱስም እንዲህ አለው፩ “ፊልጶስ፣ ኚእናንተ ጋር ይህን ያህል ሹጅም ጊዜ ኖሬም እንኳ አላወቅኹኝም? እኔን ያዚ ሁሉ አብንም አይቷል። ታዲያ እንዎት ‘አብን አሳዚን’ ትላለህ?
ዚሱስ ኚኣ ኹምዚ በሎ፩ “ፊልጶስ፡ ክንድዚ ዚኣክል ግዜ ምሳኻትኩም ኚለኹስ፡ ኣይትፈልጠንን ዲኻ፧ እቲ ንዓይ ዝሚኣዚ፡ ንኣቊ እውን ርእይዎ እዩ። ኹመይ ኢልካኞ፡ ‘ንኣቊ ኣርእዚና’ ትብል ኣለኻ፧
59,665

59,666
am_tg
እኔ ኚአብ ጋር አንድነት እንዳለኝና አብ ኚእኔ ጋር አንድነት እንዳለው አታምንም? ዚምነግራቜሁን ነገር ዹምናገሹው ኚራሎ አመንጭቌ አይደለምፀ ሆኖም ሥራውን እዚሠራ ያለው ኚእኔ ጋር አንድነት ያለው አብ ነው።
ኣነ ምስ ኣቊይ ሓድነት ኹም ዘሎኒ፡ ኣቊ እውን ምሳይ ሓድነት ኹም ዘለዎ ኣይትኣምንን ዲኻ፧ እቲ ምሳይ ሓድነት ዘለዎ ኣቊ ደኣ እዩ ግብርታቱ ዚገብር ዘሎ እምበር፡ እቲ ንዓኻትኩም ዝነግሚኩም፡ ካብ ርእሰይ ኣይኰንኩን ዝዛሚቊ።
59,667

59,668
am_tg
እኔ ኚአብ ጋር አንድነት እንዳለኝ አብም ኚእኔ ጋር አንድነት እንዳለው እመኑኝፀ ካልሆነ ደግሞ ኚተሠሩት ሥራዎቜ ዚተነሳ እመኑ።
ኣነ ምስ ኣቊ ሓድነት ኹም ዘሎኒ፡ ኣቊ እውን ምሳይ ሓድነት ኹም ዘለዎ እመኑኒ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ስለቲ ግብርታት እመኑ።
59,669

59,670
am_tg
እውነት እውነት እላቜኋለሁ፣ በእኔ ዚሚያምን ሁሉ እኔ ዚምሠራ቞ውን ሥራዎቜ ይሠራልፀ እንዲያውም እኔ ወደ አብ ስለምሄድ እሱ ኚእነዚህ ዚበለጡ ሥራዎቜ ይሠራል።
ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣነ ናብ ኣቊይ እኞይድ ስለ ዘለኹ፡ እቲ ብኣይ ዚኣምን፡ ንሱ እውን ነዚ ኣነ ዝገብሮ ዘለኹ ግብርታት ኪገብር እዩ፣ ካብዚ ዚዓቢ ግብርታት እውን ኪገብር እዩ።
59,671

59,672
am_tg
በተጚማሪም አብ በወልድ አማካኝነት እንዲኚበር በስሜ ዚምትለምኑትን ሁሉ አደርገዋለሁ።
ኣቊ ብወዲ ምእንቲ ኪኞብርሲ፡ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ኜገብሚልኩም እዚ።
59,673

59,674
am_tg
ማንኛውንም ነገር በስሜ ኚለመናቜሁ እኔ አደርገዋለሁ።
ብስመይ ገለ እንተ ለሚንኩም፡ ክገብሮ እዚ።
59,675
tg_am
ብስመይ ገለ እንተ ለሚንኩም፡ ክገብሮ እዚ።
ማንኛውንም ነገር በስሜ ኚለመናቜሁ እኔ አደርገዋለሁ።
59,676
am_tg
“ዚምትወዱኝ ኹሆነ ትእዛዛ቎ን ትጠብቃላቜሁ።
“እተፍቅሩኒ እንተ ዄንኩምሲ፡ ትእዛዛተይ ክትሕልዉ ኢኹም።
59,677
tg_am
“እተፍቅሩኒ እንተ ዄንኩምሲ፡ ትእዛዛተይ ክትሕልዉ ኢኹም።
“ዚምትወዱኝ ኹሆነ ትእዛዛ቎ን ትጠብቃላቜሁ።
59,678
am_tg
እኔም አብን እጠይቃለሁፀ እሱም ለዘላለም ኚእናንተ ጋር ዹሚሆን ሌላ ሚዳት ይሰጣቜኋልፀ
ኣነ ኞኣ ንኣቊ ኜልምኖ እዚ፡ ንሱ ድማ ንዘለኣለም ምሳኻትኩም ዚኾውን ካልእ ሓጋዚ ኺህበኩም እዩ፣
59,679

59,680
am_tg
እሱም ዚእውነት መንፈስ ነውፀ ዓለም ስለማያዚውና ስለማያውቀው ሊቀበለው አይቜልም። እናንተ ግን አብሯቜሁ ስለሚኖርና በውስጣቜሁ ስላለ ታውቁታላቜሁ።
እዚ ኞኣ እቲ ዓለም ዘይትርእዮን ዘይትፈልጊን ብምዃና፡ ክትቅበሎ ዘይትኜእል መንፈስ ሓቂ እዩ። ንስኻትኩም ግና፡ ምሳኻትኩም ስለ ዚሓድርን ኣባኻትኩም ስለ ዘሎን፡ ትፈልጥዎ ኢኹም።
59,681

59,682
am_tg
ሐዘን ላይ ትቻቜሁ አልሄድም። ወደ እናንተ እመጣለሁ።
ኣብ ሓዘን ኣይክሓድገኩምን እዚ። ክመጞኩም እዚ።
59,683
tg_am
ኣብ ሓዘን ኣይክሓድገኩምን እዚ። ክመጞኩም እዚ።
ሐዘን ላይ ትቻቜሁ አልሄድም። ወደ እናንተ እመጣለሁ።
59,684
am_tg
ኚጥቂት ጊዜ በኋላ ዓለም ኚቶ አያዚኝምፀ እናንተ ግን ታዩኛላቜሁፀ ምክንያቱም እኔ እኖራለሁፀ እናንተም ትኖራላቜሁ።
ድሕሪ ቝሩብ ግዜ፡ ዓለም ደጊም ኣይክትርእዚንን እያ፣ ንስኻትኩም ግና፡ ኣነ ህያው ስለ ዝዀንኩ፡ ንስኻትኩም እውን ህያዋን ስለ እትዀኑ፡ ክትርእዩኒ ኢኹም።
59,685

59,686
am_tg
እኔ ኚአባ቎ ጋር አንድነት እንዳለኝ፣ እናንተ ኚእኔ ጋር አንድነት እንዳላቜሁና እኔም ኚእናንተ ጋር አንድነት እንዳለኝ በዚያን ቀን ታውቃላቜሁ።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ኣነ ምስ ኣቊይ ሓድነት ኹም ዘሎኒ፡ ንስኻትኩም ኚኣ ምሳይ ሓድነት ኹም ዘሎኩም፡ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ሓድነት ኹም ዘሎኒ ኜትፈልጡ ኢኹም።
59,687

59,688
am_tg
እኔን ዹሚወደኝ ትእዛዛ቎ን ዹሚቀበልና ዚሚጠብቅ ነው። እኔን ዹሚወደኝን ሁሉ ደግሞ አባ቎ ይወደዋልፀ እኔም እወደዋለሁፀ ራሎንም እገልጥለታለሁ።”
እቲ ትእዛዛተይ ዘለዎ እሞ ዚሕልዎ፡ ንሱ እዩ ዜፍቅሚኒ። እቲ ዜፍቅሹኒ ድማ፡ ኣቊይ ዚፍቅሮ እዩ፣ ኣነ ኞኣ አፍቅሮ፡ ርእሰይ እውን እገልጞሉ እዚ።”
59,689

59,690
am_tg
ዚአስቆሮቱ ሳይሆን ሌላው ይሁዳ “ጌታ ሆይ፣ ለዓለም ሳይሆን ለእኛ ራስህን ለመግለጥ ያሰብኚው ለምንድን ነው?” አለው።
እቲ ኣስቆሮታዊ ዘይኰነ ይሁዳ ድማ፡ “ጐይታይ፡ እንታይ ስለ ዝዀነ ኢኻ ርእስኻ ንዓለም ዘይኰነስ፡ ንዓና ኜትገልጜ ዝሓሰብካ፧” በሎ።
59,691

59,692
am_tg
ኢዚሱስም እንዲህ ሲል መለሰለትፊ “ማንም ሰው እኔን ዹሚወደኝ ኹሆነ ቃሌን ይጠብቃልፀ አባ቎ም ይወደዋል፣ እኛም ወደ እሱ መጥተን መኖሪያቜንን ኚእሱ ጋር እናደርጋለን።
ዚሱስ ኚኣ ኹምዚ ኢሉ መለሰሉ፩ “ዜፍቅሹኒ እንተሎ፡ ቃለይ ይሕሉ እዩ፣ ኣቊይ ድማ ዚፍቅሮ እዩ፣ ናብኡ እውን ክንመጜእ፡ ምስኡ ኞኣ ክንነብር ኢና።
59,693

59,694
am_tg
እኔን ዹማይወደኝ ሁሉ ቃሌን አይጠብቅም። ይህ እዚሰማቜሁት ያለው ቃል ደግሞ ዹላኹኝ ዚአብ ነው እንጂ ዚእኔ አይደለም።
እቲ ዘዚፍቅሚኒ፡ ቃለይ ኣይሕሉን እዩ። እዚ እትሰምዕዎ ዘለኹም ቃል ኚኣ፡ ናይቲ ዘለኣኞኒ ኣቊ እዩ እምበር፡ ናተይ ኣይኰነን።
59,695

59,696
am_tg
“አሁን ኚእናንተ ጋር እያለሁ እነዚህን ነገሮቜ ነግሬአቜኋለሁ።
“ገና ምሳኻትኩም ኚለኹ፡ እዚ ነጊሚኩም ኣለኹ።
59,697
tg_am
“ገና ምሳኻትኩም ኚለኹ፡ እዚ ነጊሚኩም ኣለኹ።
“አሁን ኚእናንተ ጋር እያለሁ እነዚህን ነገሮቜ ነግሬአቜኋለሁ።
59,698
am_tg
ሆኖም አብ በስሜ ዹሚልኹው ሚዳት ይኾውም መንፈስ ቅዱስ ሁሉንም ነገር ያስተምራቜኋል እንዲሁም ዚነገርኳቜሁን ነገር ሁሉ እንድታስታውሱ ያደርጋቜኋል።
እቲ ኣቊይ ብስመይ ዚሰድዶ ሓጋዚ፡ መንፈስ ቅዱስ፡ ንሱ ዅሉ ኺምህሚኩም፡ ዝነገርኩኹም ዘበለ እውን ኬዘክሚኩም እዩ።
59,699