Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
60,600
am_tg
ኹዚህ ይልቅ በመጀመሪያ በደማስቆ ላሉ ቀጥሎም በኢዚሩሳሌምና በመላው ዚይሁዳ አገር ሁሉ ለሚገኙ ኚዚያም ለአሕዛብ ንስሐ እንዲገቡና ለንስሐ ዚሚገባ ሥራ በመሥራት ወደ አምላክ እንዲመለሱ ዚሚያሳስበውን መልእክት ማዳሚሎን ቀጠልኩ።
ዚግዳስ፡ ቅድም ነቶም ኣብ ደማስቆ ዝነበሩ፡ ደሓር ኚኣ ነቶም ኣብ ዚሩሳሌምን ኣብ ኵላ ሃገር ይሁዳን ዝነበሩን ንኣህዛብን፡ ንንስሓ ዚበቅዕ ግብሪ እናገበሩ ኺንስሑን ናብ ኣምላኜ ኪምለሱን ነጊሚዮም እዚ።
60,601
tg_am

60,602
am_tg
አይሁዳውያኑ በቀተ መቅደሱ ውስጥ ዚያዙኝና ሊገድሉኝ ዚሞኚሩት በዚህ ዚተነሳ ነው።
ስለዚ ኞኣ ኣይሁድ ኣብ ቀተ መቕደስ ሓዙኒ፡ ኪቐትሉኒ እውን ፈቲኖም።
60,603

60,604
am_tg
ይሁን እንጂ ኹአምላክ እርዳታ በማግኘቮ እስኚዚህ ቀን ድሚስ ለትንሹም ሆነ ለትልቁ መመሥኚሬን ቀጥያለሁፀ ነቢያትና ሙሮ ይፈጾማል ብለው ኚተናገሩት በስተቀር ምንም ዚተናገርኩት ነገር ዚለምፀ
ካብ ኣምላኜ ሓገዝ ስለ ዝሚኞብኩ ግና፡ ንንእሜቶን ንዓብይን ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ እምስክር ኣለኹ፣ ብዘይካ እቲ ሙሮን ነብያትን ኪኞውን ኹም ዘለዎ እተዛሚብዎ፡ ካልእ ሓንቲ እኳ ኣይበልኩን፣
60,605

60,606
am_tg
እነሱም ዚተናገሩት ክርስቶስ መኚራ እንደሚቀበልና ኚሙታን ዚመጀመሪያ ሆኖ በመነሳት ለዚህ ሕዝብም ሆነ ለአሕዛብ ስለ ብርሃን እንደሚያውጅ ነው።”
እዚ ኞኣ ክርስቶስ መኚራ ኾም ዚጞግብ፡ ካብ ምዉታት ቀዳማይ ኰይኑ ዚትንስእ ብምዃኑ እውን ነዚ ህዝቢ እዝን ንኣህዛብን ብርሃን ኹም ዚሰብኜ ዚብል እዩ።”
60,607

60,608
am_tg
ጳውሎስ ዚመኚላኚያ መልሱን እዚሰጠ ሳለ ፊስጊስ ጮክ ብሎ “ጳውሎስ አሁንስ አእምሮህን ልትስት ነው! ብዙ መማር አእምሮህን እያሳተህ ነው!” አለ።
ጳውሎስ ኹምዚ ኢሉ ኺማጐት ኹሎ ድማ፡ ፌስጊስ ዓው ኢሉ፡ “ጳውሎስ፡ ተጞሊልካ ኢኻ! ብዙሕ ትምህርቲ ዚጞልለካ ኣሎ!” በሎ።
60,609

60,610
am_tg
ጳውሎስ ግን እንዲህ አለ፩ “ክቡር ፊስጊስ ሆይ፣ አእምሮዬን እዚሳትኩ አይደለምፀ እኔ እዚተናገርኩ ያለሁት እውነተኛ እንዲሁም ኚጀናማ አእምሮ ዹሚመነጭ ቃል ነው።
ጳውሎስ ግና፡ “ኩ ኜቡር ፌስጊስ፡ ቃል ሓቅን ልብምናን ደኣ እዛሚብ ኣለኹ እምበር፡ ኣይተጞለልኩን።
60,611

60,612
am_tg
እንደ እውነቱ ኹሆነ በነፃነት እያናገርኩት ያለሁት ንጉሥ ስለ እነዚህ ነገሮቜ በሚገባ ያውቃልፀ እነዚህ ነገሮቜ በድብቅ ዹተፈጾሙ ባለመሆና቞ው አንዳ቞ውም ቢሆኑ ኚእሱ ዚተሰወሩ እንዳልሆኑ እርግጠኛ ነኝ።
እዚ ኣነ ብትብዓት ዝዛሹቩ ዘለኹ ንጉስ እኳ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ኣጞቢቑ ይፈልጥ እዩ፣ እዚ ብሕቡእ ኣይተገብሚን እሞ፡ ካብዚ ገለ እኳ ኾም ዘይጠፍኩ እኣምን እዚ።
60,613

60,614
am_tg
ንጉሥ አግሪጳ ሆይ፣ በነቢያት ታምናለህ? እንደምታምን አውቃለሁ።”
ኩ ንጉስ ኣግሪጳ፡ ንነብያትሲ ትኣምኖም ዲኻ፧ ኹም እትኣምን እፈልጥ እዚ” በለ።
60,615

60,616
am_tg
አግሪጳም ጳውሎስን “በአጭር ጊዜ ውስጥ አሳምነህ ክርስቲያን ልታደርገኝ እኮ ምንም አልቀሹህም” አለው።
ኣግሪጳ ግና ንጳውሎስ፡ “ኣብ ሓጺር ግዜስ ክርስትያን ክኾውን መእመንካኒ” በሎ።
60,617

60,618
am_tg
በዚህ ጊዜ ጳውሎስ “በአጭርም ሆነ በሹጅም ጊዜ አንተ ብቻ ሳትሆን ዛሬ እዚሰሙኝ ያሉት ሁሉ ኚእስራ቎ በስተቀር እንደ እኔ እንዲሆኑ አምላክን እለምናለሁ” አለ።
ጳውሎስ ኚኣ፡ “እንተ ኣብ ሓጺር፡ እንተ ኣብ ነዊሕ ግዜ ንስኻ ጥራይ ዘይኰንካስ፡ ኵሎም እዞም ሎሚ ዚሰምዑኒ ዘለዉ እውን፡ ብዘይካ እዚ መቝሐይሲ፡ ኹምዚ ኾማይ ኪዀኑ እዚ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ዝምነ” በለ።
60,619

60,620
am_tg
ኚዚያም ንጉሡ ተነሳፀ አገሹ ገዢው፣ በርኒቄና አብሚዋ቞ው ተቀምጠው ዚነበሩት ሰዎቜም ተነሱ።
ሜዑ፡ እቲ ንጉስ ተንስአ፣ እቲ ሹምን በርኒቄን እቶም መቓምጩምን እውን ኚምኡ።
60,621

60,622
am_tg
እዚወጡ ሳሉም እርስ በርሳ቞ው “ይህ ሰው ለሞት ወይም ለእስራት ዚሚያበቃ ምንም ነገር አላደሹገም” ተባባሉ።
ካብኡ ኪኞዱ ኾለዉ ግና፡ “እዚ ሰብ እዚ ናብ ሞት ወይስ ናብ ማእሰርቲ ዜብጜሕ ሓንቲ እኳ ኣይገበሚን” ኢሎም ንሓድሕዶም ተዛራሚቡ።
60,623

60,624
am_tg
ኚዚያም አግሪጳ ፊስጊስን “ይህ ሰው ወደ ቄሳር ይግባኝ ባይል ኖሮ ሊፈታ ይቜል ነበር” አለው።
ኣግሪጳ ኞኣ ንፌስጊስ፡ “እዚ ሰብ እዚ ናብ ቄሳር ይግባይ እንተ ዘይብል ነይሩ፡ ኪፍታሕ ምተኻእለ” በሎ።
60,625

60,626
am_tg
቎ዎፍሎስ ሆይ፣ ኢዚሱስ ስላደሚገውና ስላስተማሚው ነገር ሁሉ በመጀመሪያው መጜሐፍ ላይ ጜፌልሃለሁፀ
ኩ ቎ዎፍሎስ፡ ኣብቲ ቐዳማይ ዛንታ፡ ካብቲ ዚሱስ ኪገብርን ኪምህርን ዝጀመሹሉ ግዜ ኣትሒዙ፡
60,627

60,628
am_tg
ታሪኩም አምላክ እስኚወሰደው ቀን ድሚስ ያለውን ያካትታል። ለመሚጣ቞ው ሐዋርያት በመንፈስ ቅዱስ አማካኝነት መመሪያዎቜ ኚሰጣ቞ው በኋላ አሚገ።
ክሳዕ እታ ነቶም ዝሓሚዮም ሃዋርያት ብመንፈስ ቅዱስ ትእዛዝ ምስ ሃበ ዝዓሹገላ መዓልቲ ጜሒፈልካ እዚ።
60,629

60,630
am_tg
መኚራ ኹተቀበለ በኋላ ሕያው መሆኑን በብዙ አሳማኝ ማስሚጃዎቜ አሳያ቞ው። እነሱም ለ40 ቀናት ያዩት ሲሆን እሱም ስለ አምላክ መንግሥት ይነግራ቞ው ነበር።
መኚራ ድሕሪ ምጜጋቡ፡ 40 መዓልቲ እናተራእዮምን ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ እናነገሮምን፡ ብብዙሕ ዜእምን መርትዖታት፡ ህያው ኹም ዝዀነ ገዛእ ርእሱ ኣርኣዮም።
60,631

60,632
am_tg
ኚእነሱ ጋር ተሰብስቊ ሳለ እንዲህ ሲል አዘዛቾው፩ “ኚኢዚሩሳሌም አትውጡፀ ኹዚህ ይልቅ አብ ቃል ዚገባውንና እኔም ስለዚሁ ጉዳይ ስናገር ዚሰማቜሁትን ቃል ፍጻሜ ተጠባበቁፀ
ምሳታቶም ኪራኞብ ኹሎ ኞኣ፡ ኹምዚ ኢሉ ኣዘዞምፊ “ነቲ ኻባይ ዝሰማዕኩምዎ ኣቊ ዘተስፈዎ ተስፋ ደኣ ተጞበዩ እምበር፡ ካብ ዚሩሳሌም ኣይትውጜኡ፣
60,633

60,634
am_tg
ዮሐንስ በውኃ አጥምቆ ነበርናፀ እናንተ ግን ኚጥቂት ቀናት በኋላ በመንፈስ ቅዱስ ትጠመቃላቜሁ።”
ዮሃንስሲ ብማይ እዩ ኣጥሚቑ፣ ንስኻትኩም ግና ድሕሪ ሒደት መዓልትታት ብመንፈስ ቅዱስ ክትጥመቑ ኢኹም።”
60,635

60,636
am_tg
እንደገና ተሰብስበው ሳሉ “ጌታ ሆይ፣ ለእስራኀል መንግሥትን መልሰህ ዚምታቋቁመው በዚህ ጊዜ ነው?” ሲሉ ጠዚቁት።
ምስ ተኣኚቡ ኞኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣብዚ ግዜ እዚዶ ናብ እስራኀል መንግስቲ ኜትመልስ ኢኻ፧” ኢሎም ሓተትዎ።
60,637

60,638
am_tg
እሱም እንዲህ አላቾው፩ “ጊዜያትንና ወቅቶቜን ዹመወሰን ሥልጣን ያለው አብ ብቻ ስለሆነ እናንተ ይህን ማወቅ አያስፈልጋቜሁም።
ንሱ ድማ፡ “ነቲ ኣቊ ኣብ ትሕቲ ስልጣኑ ዝመደቩ ግዜያት ወይ እዋናት ክትፈልጡ ናታትኩም ኣይኰነን።
60,639

60,640
am_tg
ሆኖም መንፈስ ቅዱስ በእናንተ ላይ በሚወርድበት ጊዜ ኃይል ትቀበላላቜሁፀ በኢዚሩሳሌም፣ በመላው ይሁዳና በሰማርያ እንዲሁም እስኚ ምድር ዳር ድሚስ ምሥክሮቌ ትሆናላቜሁ።”
መንፈስ ቅዱስ ናባኻትኩም ምስ ወሹደ ግና፡ ሓይሊ ኜትቅበሉ እሞ፡ ኣብ ዚሩሳሌምን ኣብ ኵላ ይሁዳን ኣብ ሰማርያን ክሳብ ወሰናት ምድርን መሰኻኜር ክትኰኑኒ ኢኹም” በሎም።
60,641

60,642
am_tg
ይህን ኹተናገሹ በኋላም እያዩት ወደ ላይ ወጣፀ ደመናም ኹዓይናቾው ሰወሚው።
እዚ ምስ በለ፡ እናሚኣዩ ዓሚገ፣ ደበና ኞኣ ካብ ኣዒንቶም ሰወሮ።
60,643

60,644
am_tg
እሱ ወደ ላይ እዚወጣ ሳለ ትኩር ብለው ወደ ሰማይ ሲመለኚቱ ነጫጭ ልብስ ዚለበሱ ሁለት ሰዎቜ ድንገት አጠገባ቞ው ቆሙፀ
ንሱ ኺዓርግ ኚሎ፡ ንሳቶም ኚኣ ናብ ሰማይ ኪጥምቱ ኞለዉ፡ ጻዕዳ ኜዳውንቲ እተኞድኑ ኜልተ ሰብኡት ብሃንደበት ኣብ ጥቓኊም ደው በሉ፣
60,645

60,646
am_tg
እንዲህም አሏቾው፩ “እናንተ ዹገሊላ ሰዎቜ፣ ወደ ሰማይ እዚተመለኚታቜሁ ዚቆማቜሁት ለምንድን ነው? ይህ ኚእናንተ ወደ ሰማይ ዹተወሰደው ኢዚሱስ ወደ ሰማይ ሲሄድ ባያቜሁት በዚሁ ሁኔታ ይመጣል።”
“ኣቱም ሰብ ገሊላ፡ ስለምንታይ ደው ኢልኩም ናብ ሰማይ ትጥምቱ ኣለኹም፧ እዚ ኻባኻትኩም ናብ ሰማይ ዝዓሹገ ዚሱስ፡ ኚምቲ ናብ ሰማይ ኪኞይድ ኹሎ ዝሚኣኹምዎ፡ ኚምኡ ገይሩ ኞኣ ኪመጜእ እዩ” ድማ በልዎም።
60,647

60,648
am_tg
ኚዚያም ደብሚ ዘይት ኚተባለው ተራራ ወደ ኢዚሩሳሌም ተመለሱፀ ይህ ተራራ በኢዚሩሳሌም አቅራቢያ ዹሚገኝ ሲሆን ርቀቱ ዚሰንበት መንገድ ያህል ብቻ ነበር።
ሜዑ፡ ካብቲ መገዲ ሰንበት ጥራይ ርሒቑ ዚርኚብ ጥቓ ዚሩሳሌም ዘሎ ደብሚ ዘይቲ ዚብሃል ኹሹን ናብ ዚሩሳሌም ተመልሱ።
60,649

60,650
am_tg
እዚያ በደሚሱ ጊዜ ያርፉበት ወደነበሹው ደርብ ወጡ። እነሱም ጎጥሮስ፣ ዮሐንስ፣ ያዕቆብና እንድርያስ፣ ፊልጶስና ቶማስ፣ በርቶሎሜዎስና ማ቎ዎስ፣ ዚእልፍዮስ ልጅ ያዕቆብና ቀናተኛው ስምዖን እንዲሁም ዚያዕቆብ ልጅ ይሁዳ ነበሩ።
ምስ በጜሑ ኞኣ፡ ናብታ ዝቐነዩላ ደርቢ ደዚቡ። ኣብኣ ድማ ጎጥሮስን ዮሃንስን ያእቆብን እንድርያስን ፊልጶስን ቶማስን በርተሎሜዎስን ማ቎ዎስን ያእቆብ ወዲ እልፍዮስን ስምኊን እቲ ቐናእን ይሁዳ ወዲ ያእቆብን ነበሩ።
60,651

60,652
am_tg
እነዚህ ሁሉ ኚአንዳንድ ሎቶቜና ኚኢዚሱስ እናት ኚማርያም እንዲሁም ኚወንድሞቹ ጋር በአንድ ልብ ተግተው ይጞልዩ ነበር።
ኵሎም እዚኣቶም፡ ምስ ገሊአን ኣንስትን ምስ ማርያም ኣደ ዚሱስን ምስ ኣሕዋቱን ኰይኖም፡ ሓቢሮም ጞሎት ዚዘውትሩ ነበሩ።
60,653

60,654
am_tg
በዚያው ሰሞን 120 ዚሚያህሉ ሰዎቜ አንድ ላይ ተሰብስበው ሳለ ጎጥሮስ በወንድሞቜ መካኚል ቆሞ እንዲህ አለ፩
በተን መዓልትታት እቲአን፡ 120 ዚኣኜሉ ሰባት ተኣኪቊም ኚለዉ፡ ጎጥሮስ ኣብ ማእኚል እቶም ኣሕዋት ተንሲኡ ኾምዚ በለ፩
60,655

60,656
am_tg
“ወንድሞቜ፣ ኢዚሱስን ዚያዙትን ሰዎቜ እዚመራ ስላመጣው ስለ ይሁዳ መንፈስ ቅዱስ በዳዊት በኩል በትንቢት ዹተናገሹው ዚቅዱስ መጜሐፉ ቃል መፈጾሙ ዚግድ ነበር።
“ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ እቲ መንፈስ ቅዱስ ብዳዊት ኣቢሉ ብዛዕባ እቲ ነቶም ንዚሱስ ዝሓዝዎ ዝመርሖም ይሁዳ ብትንቢት እተዛሚቊ ቕዱስ ጜሑፍ ኪፍጞም ነይርዎ።
60,657

60,658
am_tg
ምክንያቱም እሱ ኚእኛ እንደ አንዱ ተቆጥሮ ዹነበሹ ኹመሆኑም በላይ በዚህ አገልግሎት ዚመካፈል አጋጣሚ አግኝቶ ነበር።
ንሱስ ምሳና ተቘጺሩ ነይሩ፣ ኣብዚ ኣገልግሎት እዚ ድማ ግደ ነይርዎ።
60,659

60,660
am_tg
(ይኾው ሰው ለዓመፅ ሥራው በተኹፈለው ደሞዝ መሬት ገዛፀ በአናቱም ወድቆ ሰውነቱ ፈነዳፀ ሆድ ዕቃውም ተዘሚገፈ።
(እምበኣር፡ ንሱ በቲ ዓስቢ ዓመጻ፡ ግራት ዓዲጉ፣ ቍልቁል ርእሱ ወዲቑ፡ ኚብዱ ተተርቲሩ፡ ኵሉ ኣምዑቱ እውን ወጺኡ።
60,661

60,662
am_tg
ይህም በኢዚሩሳሌም ነዋሪዎቜ ሁሉ ዘንድ ታወቀፀ በመሆኑም መሬቱ በቋንቋቾው አኬልዳማ ተብሎ ተጠራፀ ትርጉሙም “ዹደም መሬት” ማለት ነው።)
እዚ እውን፡ ኣብ ኵሎም እቶም ኣብ ዚሩሳሌም ዚነብሩ ስለ እተፈልጠ፡ እታ መሬት ብቛንቋኊም ኣኚልደማ፡ ማለት “መሬት ደም” ተባሂላ ኣላ።)
60,663

60,664
am_tg
በመዝሙር መጜሐፍ ላይ ‘መኖሪያው ወና ይሁንፀ በውስጡም ማንም ሰው አይኑርበት’ እንዲሁም ‘ዹበላይ ተመልካቜነት ሹመቱን ሌላ ሰው ይውሰደው’ ተብሎ ተጜፏልና።
ኣብ መጜሓፍ መዝሙርሲ፡ ‘መንበሪኡ ትባድም፡ ሓደ እኳ ኣብኣ ኣይንበር’ ድማ ‘ሓላውነቱ ኻልእ ይውሰዶ’ ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ።
60,665

60,666
am_tg
ስለዚህ ጌታ ኢዚሱስ በእኛ መካኚል ሆኖ ሥራውን ያኚናውን በነበሚበት ጊዜ ሁሉ ኚእኛ ጋር ኚነበሩት ወንዶቜ መካኚል በአንዱ እሱን መተካት ያስፈልጋልፀ
ስለዚ፡ ካብዞም ጐይታና ዚሱስ ኣብ መንጎና ተግባራቱ ይገብር ኣብ ዝነበሹሉ ዅሉ እዋን ምሳና ዝነበሩ ሰብኡት፡
60,667

60,668
am_tg
ዚሚተካው ሰው ኢዚሱስ በዮሐንስ ኚተጠመቀበት ጊዜ አንስቶ ኚእኛ እስኚተወሰደበት ጊዜ ድሚስ አብሮን ዹነበሹ መሆን ይኖርበታል። በተጚማሪም ኚእኛ ጋር ዚትንሣኀው ምሥክር መሆን ያስፈልገዋል።”
ማለት ካብዞም ካብታ ብዮሃንስ እተጠምቀላ ግዜ ኣትሒዙ ኜሳዕ እታ ኻባና ዝዓሹገላ መዓልቲ ምሳና ዝነበሩ ሰብኡት፡ ሓደ ኻብዚኣቶም ብዛዕባ ትንሳኀኡ ምሳና ምስክር ኪኞውን ይግባእ እዩ።”
60,669

60,670
am_tg
ስለዚህ ሁለት ሰዎቜን ዕጩ አድርገው አቀሚቡፀ እነሱም በርስያን ተብሎ ዚሚጠራው ዮሎፍ (ኢዮስጊስ ተብሎም ይጠራል) እና ማትያስ ነበሩ።
ንኜልተ ኞኣ፡ ማለት ነቲ በርሰባስ ዚብሃል፡ ዮስጊስ እውን ዝሰመይዎ ዮሎፍን ንማትያስን ኣቕሚቡ።
60,671

60,672
am_tg
ኚዚያም እንዲህ ብለው ጞለዩፊ “ዹሰውን ሁሉ ልብ ዚምታውቀው ይሖዋ ሆይ፣ ኚእነዚህ ሁለት ሰዎቜ መካኚል ዚመሚጥኚውን አመልክተንፀ
ኹምዚ ኢሎም ኚኣ ጞለዩፊ “ኩ ልቢ ዅሉ እትፈልጥ ዚሆዋ፡ ካብዞም ክልተ ሰብኡት ኣዚናይ ኹም ዝሓሚኻ ኣርኢ፣
60,673

60,674
am_tg
ይሁዳ ወደ ገዛ ራሱ ስፍራ ለመሄድ ሲል ዹተወውን ይህን ዚአገልግሎትና ዚሐዋርያነት ቊታ ዚሚወስደውን ሰው ግለጥልን።”
ንሱ ነዛ ይሁዳ ናብ ቊታኡ ምእንቲ ኪኞይድ ዝሓደጋ ቊታ ኣገልግሎትን ሃዋርያነትን ኪቕበል እዩ።”
60,675

60,676
am_tg
ኚዚያም በሁለቱ ሰዎቜ ላይ ዕጣ ጣሉፀ ዕጣውም ለማትያስ ወጣና ኚአሥራ አንዱ ሐዋርያት ጋር ተቆጠሚ።
ዕጫ ኞኣ ኣውደቑሎም፣ እታ ዕጫ ድማ ኣብ ማትያስ በጜሐት፣ ምስቶም 11 ሃዋርያት እውን ተቘጜሚ።
60,677

60,678
am_tg
ሊቀ ካህናቱም “ይህ ዚተባለው ነገር ልክ ነው?” አለው።
እቲ ሊቀ ኻህናት ኚኣ፡ “እዚ ነገር እዚ ኞምኡ ድዩ፧” በሎ።
60,679
tg_am
እቲ ሊቀ ኻህናት ኚኣ፡ “እዚ ነገር እዚ ኞምኡ ድዩ፧” በሎ።
ሊቀ ካህናቱም “ይህ ዚተባለው ነገር ልክ ነው?” አለው።
60,680
am_tg
እስጢፋኖስም እንዲህ ሲል መለሰ፩ “ወንድሞቜና አባቶቜ ሆይ፣ ስሙ። አባታቜን አብርሃም በካራን መኖር ኚመጀመሩ በፊት በሜሶጶጣሚያ ሳለ ዚክብር አምላክ ተገለጠለትፀ
እስጢፋኖስ ኚኣ ኹምዚ ኢሉ መለሰ፩ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትን ኣቊታትን፡ ስምዑ። ኣምላኜ ክብሪ ንኣቊና ኣብርሃም፡ ገና ኣብ ካራን ኚይተቐመጠ፡ ኣብ መሶጶታምያ ኞሎ፡ ተራእዮ፣
60,681

60,682
am_tg
እንዲህም አለው፩ ‘ኹአገርህ ወጥተህ፣ ኚዘመዶቜህም ተለይተህ እኔ ወደማሳይህ ምድር ሂድ።’
‘ካብ ምድርኻን ካብ ኣዝማድካን ውጻእ፣ ኣነ ናብ ዘርእዚካ ምድሪ ንዓ’ ድማ በሎ።
60,683

60,684
am_tg
እሱም ኚኚለዳውያን አገር ወጥቶ በካራን መኖር ጀመሚ። አባቱ ኹሞተ በኋላ ደግሞ አምላክ ኚዚያ ተነስቶ አሁን እናንተ ወደምትኖሩበት ወደዚህ ምድር እንዲዛወር አደሚገው።
ሜዑ፡ ንሱ ኻብ ምድሪ ኚለዳውያን ወጺኡ፡ ኣብ ካራን ተቐመጠ። ኣቊኡ ምስ ሞተ ኞኣ፡ ኣምላኜ ካብኡ ናብዛ ሕጂ እትነብርዋ ዘለኹም ምድሪ ኣግዓዞ።
60,685

60,686
am_tg
ሆኖም በወቅቱ በዚህ ምድር ምንም ርስት፣ ሌላው ቀርቶ እግሩን ሊያሳርፍ ዚሚቜልበት መሬት እንኳ አልሰጠውምፀ ይሁንና ገና ልጅ ሳይኖሚው ለእሱም ሆነ ኚእሱ በኋላ ለዘሮቹ ምድሪቱን ርስት አድርጎ እንደሚሰጣ቞ው ቃል ገባለት።
ኣብኣ ድማ መርገጜ እግሪ ዚኣክል እኳ ርስቲ ኣይሃቊን፣ ግናኞ፡ ውሉድ ዘይብሉ ኜነሱስ፡ እታ ምድሪ ንዕኡ፡ ብድሕሪኡ እውን ንዘርኡ ኾም ዜሚስትዮ፡ ኣተስፈዎ።
60,687

60,688
am_tg
ኹዚህም በላይ አምላክ፣ ዘሮቹ በሰው አገር ባዕዳን ሆነው እንደሚኖሩ እንዲሁም ዚአገሩ ሰዎቜ ለ400 ዓመት በባርነት እንደሚገዟ቞ውና እንደሚያጎሳቁሏ቞ው ነገሚው።
ዘርኡ ኣብ ዘይምድሮም ጓኖት ኹም ዚዀኑን እቶም ህዝቢ ን400 ዓመት ኹም ዚገዝእዎምን ኹም ዚገፍዕዎምን እውን ኣምላኜ ተዛሚቊ።
60,689

60,690
am_tg
ደግሞም አምላክ ‘በባርነት ዹሚገዛቾውን ብሔር እፈርድበታለሁፀ ኚዚያም በኋላ ኚነበሩበት አገር ወጥተው በዚህ ስፍራ ቅዱስ አገልግሎት ያቀርቡልኛል’ ሲል ተናግሯል።
ኣምላኜ ድማ፡ ‘ነቲ ዚግዝእዎ ህዝቢ ኞኣ ኣነ ኜፈርዶ እዚ፣ ድሕርዚ፡ ኪወጹ እሞ፡ ኣብዛ ቊታ እዚኣ ኌገልግሉኒ እዮም’ በለ።
60,691

60,692
am_tg
“በተጚማሪም አምላክ ኚእሱ ጋር ዚግርዘት ቃል ኪዳን አደሚገፀ አብርሃምም ይስሐቅን ወለደፀ በስምንተኛውም ቀን ገሚዘው። ይስሐቅም ያዕቆብን ወለደፀ ያዕቆብም 12ቱን ዚቀተሰብ ራሶቜ ወለደ።
“ኪዳን ግዝሚት እውን ሃቊ፣ ኚምኡ ኞኣ ንይስሃቅ ወለደ እሞ ኣብ ሻምነይቲ መዓልቲ ገዘሮ፣ ይስሃቅ ድማ ንያእቆብ ወለደ፡ ያእቆብ ኚኣ ን12 ርእስታት ዓሌት ወለደ።
60,693

60,694
am_tg
ዚቀተሰብ ራሶቹም በዮሎፍ ቀንተው ወደ ግብፅ ሞጡት። ሆኖም አምላክ ኚእሱ ጋር ነበርፀ
እቶም ርእስታት ዓሌት ድማ ንዮሎፍ ቀኒኩምሉ ናብ ግብጺ ሞጥዎ። ኣምላኜ ግና ምስኡ ነበሚ፣
60,695

60,696
am_tg
ኚመኚራውም ሁሉ ታደገውፀ በግብፅ ንጉሥ በፈርዖንም ፊት ሞገስና ጥበብ አጎናጞፈው። ፈርዖንም በግብፅና በቀቱ ሁሉ ላይ ገዢ አድርጎ ሟመው።
ካብ ኵሉ ጞበባኡ ኞኣ ኣናገፎ፣ ኣብ ቅድሚ ፈርኩን ንጉስ ግብጺ ድማ ሞገስን ጥበብን ሃቊ። ንሱ እውን ንግብጜን ንብዘላ ቀቱን ኬመሓድር ሞሞ።
60,697

60,698
am_tg
ይሁንና በግብፅና በኹነአን አገር ሁሉ ታላቅ መኚራ ያስኚተለ ሚሃብ ተኚሰተፀ አባቶቻቜንም ዚሚበሉት ነገር አጡ።
ኣብ ኵላ ግብጜን ኚነኣንን ኚኣ ጥሜት፡ እወ፡ ብርቱዕ ጞበባ ዀነ፣ ኣቊታትና ድማ ምግቢ ሰኣኑ።
60,699