Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
60,700 | am_tg | ሆኖም ያዕቆብ በግብፅ እህል መኖሩን ሲሰማ አባቶቻችንን ለመጀመሪያ ጊዜ ወደዚያ ላካቸው። | ያእቆብ ግና ኣብ ግብጺ እኽሊ ኸም ዚርከብ ሰምዐ፣ ንኣቦታትና ኸኣ ቀዳማይ ግዜ ለኣኾም። |
60,701 | tg_am | ያእቆብ ግና ኣብ ግብጺ እኽሊ ኸም ዚርከብ ሰምዐ፣ ንኣቦታትና ኸኣ ቀዳማይ ግዜ ለኣኾም። | ሆኖም ያዕቆብ በግብፅ እህል መኖሩን ሲሰማ አባቶቻችንን ለመጀመሪያ ጊዜ ወደዚያ ላካቸው። |
60,702 | am_tg | ለሁለተኛ ጊዜ ሲሄዱ ዮሴፍ ማንነቱን ለወንድሞቹ ነገራቸው፤ ፈርዖንም ስለ ዮሴፍ ቤተሰብ ሰማ። | ኣብ ካልኣዮም ድማ፡ ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ገዛእ ርእሱ ኣፍለጦም፣ ዓሌት ዮሴፍ እውን ኣብ ፈርኦን ተፈልጠ። |
60,703 | tg_am | ኣብ ካልኣዮም ድማ፡ ዮሴፍ ንኣሕዋቱ ገዛእ ርእሱ ኣፍለጦም፣ ዓሌት ዮሴፍ እውን ኣብ ፈርኦን ተፈልጠ። | ለሁለተኛ ጊዜ ሲሄዱ ዮሴፍ ማንነቱን ለወንድሞቹ ነገራቸው፤ ፈርዖንም ስለ ዮሴፍ ቤተሰብ ሰማ። |
60,704 | am_tg | ስለዚህ ዮሴፍ መልእክት ልኮ አባቱን ያዕቆብንና ዘመዶቹን ሁሉ ከዚያ አገር አስጠራ፤ እነሱም በአጠቃላይ 75 ሰዎች ነበሩ። | ዮሴፍ ከኣ ንኣቦኡ ያእቆብን ንዅሎም እቶም 75 ሰባት ዚዀኑ ኣዝማዱን ልኢኹ ጸውዖም። |
60,705 | tg_am | ዮሴፍ ከኣ ንኣቦኡ ያእቆብን ንዅሎም እቶም 75 ሰባት ዚዀኑ ኣዝማዱን ልኢኹ ጸውዖም። | ስለዚህ ዮሴፍ መልእክት ልኮ አባቱን ያዕቆብንና ዘመዶቹን ሁሉ ከዚያ አገር አስጠራ፤ እነሱም በአጠቃላይ 75 ሰዎች ነበሩ። |
60,706 | am_tg | ያዕቆብም ወደ ግብፅ ወረደ፤ በዚያም ሞተ፤ አባቶቻችንም በዚያ ሞቱ። | ያእቆብ ድማ ናብ ግብጺ ወረደ፣ ኣብኣ ኸኣ ሞተ፣ ኣቦታትና እውን ሞቱ። |
60,707 | tg_am | ያእቆብ ድማ ናብ ግብጺ ወረደ፣ ኣብኣ ኸኣ ሞተ፣ ኣቦታትና እውን ሞቱ። | ያዕቆብም ወደ ግብፅ ወረደ፤ በዚያም ሞተ፤ አባቶቻችንም በዚያ ሞቱ። |
60,708 | am_tg | አፅማቸውም ወደ ሴኬም ተወስዶ አብርሃም በሴኬም ከኤሞር ልጆች በብር ገንዘብ በገዛው መቃብር ውስጥ ተቀበረ። | ናብ ሴኬም ድማ ኣግዓዝዎም፣ ኣብታ ኣብርሃም ካብ ደቂ ሓሞር ኣብ ሴኬም ብገንዘብ ብሩር ዝዓደጋ መቓብር ከኣ ኣንበርዎም። |
60,709 | tg_am | ናብ ሴኬም ድማ ኣግዓዝዎም፣ ኣብታ ኣብርሃም ካብ ደቂ ሓሞር ኣብ ሴኬም ብገንዘብ ብሩር ዝዓደጋ መቓብር ከኣ ኣንበርዎም። | አፅማቸውም ወደ ሴኬም ተወስዶ አብርሃም በሴኬም ከኤሞር ልጆች በብር ገንዘብ በገዛው መቃብር ውስጥ ተቀበረ። |
60,710 | am_tg | “አምላክ ለአብርሃም የተናገረው የተስፋ ቃል የሚፈጸምበት ጊዜ ሲቃረብ ሕዝባችን በግብፅ እየበዛና እየተበራከተ ሄደ፤ | “እቲ ኣምላኽ ንኣብርሃም ዝገለጸሉ ተስፋ ዚፍጸመሉ ግዜ ምስ ቀረበ፡ እቶም ህዝቢ ኣብ ግብጺ ዓበዩን በዝሑን፣ |
60,711 | tg_am | “እቲ ኣምላኽ ንኣብርሃም ዝገለጸሉ ተስፋ ዚፍጸመሉ ግዜ ምስ ቀረበ፡ እቶም ህዝቢ ኣብ ግብጺ ዓበዩን በዝሑን፣ | “አምላክ ለአብርሃም የተናገረው የተስፋ ቃል የሚፈጸምበት ጊዜ ሲቃረብ ሕዝባችን በግብፅ እየበዛና እየተበራከተ ሄደ፤ |
60,712 | am_tg | ይህም የሆነው ዮሴፍን የማያውቅ ሌላ ንጉሥ በግብፅ እስከተነሳበት ጊዜ ድረስ ነው። | እዚ ድማ ኣብ ግብጺ ንዮሴፍ ዘይፈልጥ ካልእ ንጉስ ክሳዕ ዚትንስእ ኰነ። |
60,713 | tg_am | እዚ ድማ ኣብ ግብጺ ንዮሴፍ ዘይፈልጥ ካልእ ንጉስ ክሳዕ ዚትንስእ ኰነ። | ይህም የሆነው ዮሴፍን የማያውቅ ሌላ ንጉሥ በግብፅ እስከተነሳበት ጊዜ ድረስ ነው። |
60,714 | am_tg | ይህ ንጉሥ በወገኖቻችን ላይ ተንኮል በመሸረብ ሕፃናት ልጆቻቸውን ለሞት አሳልፈው እንዲሰጡ አባቶቻችንን አስገደዳቸው። | ንሱ ንዓሌትና ተተናዀሎም፣ ንኣቦታትና ኸኣ ሕጻናቶም ብህይወት ምእንቲ ኸይነብሩ፡ ክሳዕ ዚድርብዩ ጨቈኖም። |
60,715 | tg_am | ንሱ ንዓሌትና ተተናዀሎም፣ ንኣቦታትና ኸኣ ሕጻናቶም ብህይወት ምእንቲ ኸይነብሩ፡ ክሳዕ ዚድርብዩ ጨቈኖም። | ይህ ንጉሥ በወገኖቻችን ላይ ተንኮል በመሸረብ ሕፃናት ልጆቻቸውን ለሞት አሳልፈው እንዲሰጡ አባቶቻችንን አስገደዳቸው። |
60,716 | am_tg | በዚህ ወቅት በአምላክ ፊት እንኳ ሳይቀር እጅግ ውብ የነበረው ሙሴ ተወለደ። በአባቱም ቤት ሦስት ወር በእንክብካቤ ኖረ። | በታ ግዜ እቲኣ ሙሴ ተወልደ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከኣ ጽቡቕ ነበረ። ኣብ ቤት ኣቦኡ እውን ንሰለስተ ወርሒ ኽንክን ተገብረሉ። |
60,717 | tg_am | በታ ግዜ እቲኣ ሙሴ ተወልደ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከኣ ጽቡቕ ነበረ። ኣብ ቤት ኣቦኡ እውን ንሰለስተ ወርሒ ኽንክን ተገብረሉ። | በዚህ ወቅት በአምላክ ፊት እንኳ ሳይቀር እጅግ ውብ የነበረው ሙሴ ተወለደ። በአባቱም ቤት ሦስት ወር በእንክብካቤ ኖረ። |
60,718 | am_tg | በተጣለ ጊዜ ግን የፈርዖን ልጅ ወስዳ እንደ ራሷ ልጅ አድርጋ አሳደገችው። | ምስ ተደርበየ ግና፡ ጓል ፈርኦን ኣልዒላ፡ ከም ወዳ ገይራ ኣዕበየቶ። |
60,719 | tg_am | ምስ ተደርበየ ግና፡ ጓል ፈርኦን ኣልዒላ፡ ከም ወዳ ገይራ ኣዕበየቶ። | በተጣለ ጊዜ ግን የፈርዖን ልጅ ወስዳ እንደ ራሷ ልጅ አድርጋ አሳደገችው። |
60,720 | am_tg | ሙሴም የግብፃውያንን ጥበብ ሁሉ ተማረ። በንግግሩና በተግባሩም ብርቱ ሆነ። | ሙሴ ድማ ኵሉ ጥበብ ግብጻውያን ተማህረ፣ ብቓሉን ብግብሩን ከኣ በርትዐ። |
60,721 | tg_am | ሙሴ ድማ ኵሉ ጥበብ ግብጻውያን ተማህረ፣ ብቓሉን ብግብሩን ከኣ በርትዐ። | ሙሴም የግብፃውያንን ጥበብ ሁሉ ተማረ። በንግግሩና በተግባሩም ብርቱ ሆነ። |
60,722 | am_tg | “ሙሴ 40 ዓመት በሞላው ጊዜ ወንድሞቹ የሆኑት የእስራኤል ልጆች ያሉበትን ሁኔታ ለማየት በልቡ አሰበ። | “ወዲ 40 ዓመት ምስ ኰነ ድማ፡ ንኣሕዋቱ፡ ንደቂ እስራኤል፡ ኪበጽሕ ብልቡ ሓሰበ። |
60,723 | tg_am | “ወዲ 40 ዓመት ምስ ኰነ ድማ፡ ንኣሕዋቱ፡ ንደቂ እስራኤል፡ ኪበጽሕ ብልቡ ሓሰበ። | “ሙሴ 40 ዓመት በሞላው ጊዜ ወንድሞቹ የሆኑት የእስራኤል ልጆች ያሉበትን ሁኔታ ለማየት በልቡ አሰበ። |
60,724 | am_tg | እሱም አንድ ግብፃዊ በአንድ እስራኤላዊ ላይ በደል ሲፈጽም አየ፤ ለእስራኤላዊውም አግዞ ግብፃዊውን በመግደል ተበቀለለት። | ሓደ ኻባታቶም ኪዕመጽ ምስ ረኣየ ኸኣ፡ ሕነ እቲ ግፉዕ ዘርዩ፡ ነቲ ግብጻዊ ቐተሎ። |
60,725 | tg_am | ሓደ ኻባታቶም ኪዕመጽ ምስ ረኣየ ኸኣ፡ ሕነ እቲ ግፉዕ ዘርዩ፡ ነቲ ግብጻዊ ቐተሎ። | እሱም አንድ ግብፃዊ በአንድ እስራኤላዊ ላይ በደል ሲፈጽም አየ፤ ለእስራኤላዊውም አግዞ ግብፃዊውን በመግደል ተበቀለለት። |
60,726 | am_tg | ወንድሞቹ አምላክ በእሱ አማካኝነት እንደሚያድናቸው የሚያስተውሉ መስሎት ነበር፤ እነሱ ግን ይህን አላስተዋሉም። | ኣሕዋቱ፡ ኣምላኽ ብኢዱ ገይሩ ድሕነት ከም ዚህቦም፡ ዜስተውዕሉ ይመስሎ ነበረ፣ ንሳቶም ግና ኣየስተውዓልዎን። |
60,727 | tg_am | ኣሕዋቱ፡ ኣምላኽ ብኢዱ ገይሩ ድሕነት ከም ዚህቦም፡ ዜስተውዕሉ ይመስሎ ነበረ፣ ንሳቶም ግና ኣየስተውዓልዎን። | ወንድሞቹ አምላክ በእሱ አማካኝነት እንደሚያድናቸው የሚያስተውሉ መስሎት ነበር፤ እነሱ ግን ይህን አላስተዋሉም። |
60,728 | am_tg | በማግስቱም እርስ በርሳቸው ሲጣሉ አገኛቸው፤ እሱም ‘ሰዎች፣ እናንተ እኮ ወንድማማቾች ናችሁ። ለምን እርስ በርሳችሁ ትጣላላችሁ?’ በማለት ሊያስታርቃቸው ሞከረ። | ንጽብሒቱ ድማ፡ ኪብኣሱ ኸለዉ ረኣዮም፣ ‘ኣቱም ሰባት፡ ኣሕዋት ኢኹም። ስለምንታይ ንሓድሕድኩም እትተዓማመጹ፧’ ኢሉ እውን ኪዓርቆም ፈተነ። |
60,729 | tg_am | ንጽብሒቱ ድማ፡ ኪብኣሱ ኸለዉ ረኣዮም፣ ‘ኣቱም ሰባት፡ ኣሕዋት ኢኹም። ስለምንታይ ንሓድሕድኩም እትተዓማመጹ፧’ ኢሉ እውን ኪዓርቆም ፈተነ። | በማግስቱም እርስ በርሳቸው ሲጣሉ አገኛቸው፤ እሱም ‘ሰዎች፣ እናንተ እኮ ወንድማማቾች ናችሁ። ለምን እርስ በርሳችሁ ትጣላላችሁ?’ በማለት ሊያስታርቃቸው ሞከረ። |
60,730 | am_tg | ይሁንና በባልንጀራው ላይ ጥቃት እየፈጸመ የነበረው ሰው ገፈተረውና እንዲህ አለው፦ ‘አንተን በእኛ ላይ ማን ገዢና ፈራጅ አደረገህ? | እቲ ንብጻዩ ዚዕምጾ ዝነበረ ግና ደፊኡ፡ ‘መን ሓለቓን ፈራድን ገይሩ ኣባና ሸይሙካ፧ |
60,731 | tg_am | እቲ ንብጻዩ ዚዕምጾ ዝነበረ ግና ደፊኡ፡ ‘መን ሓለቓን ፈራድን ገይሩ ኣባና ሸይሙካ፧ | ይሁንና በባልንጀራው ላይ ጥቃት እየፈጸመ የነበረው ሰው ገፈተረውና እንዲህ አለው፦ ‘አንተን በእኛ ላይ ማን ገዢና ፈራጅ አደረገህ? |
60,732 | am_tg | ትናንት ግብፃዊውን እንደገደልከው እኔንም ልትገድለኝ ትፈልጋለህ እንዴ?’ | ከምቲ ትማሊ ነቲ ግብጻዊ ዝቐተልካዮዶ ኽትቀትለኒ ደሊኻ፧’ በሎ። |
60,733 | tg_am | ከምቲ ትማሊ ነቲ ግብጻዊ ዝቐተልካዮዶ ኽትቀትለኒ ደሊኻ፧’ በሎ። | ትናንት ግብፃዊውን እንደገደልከው እኔንም ልትገድለኝ ትፈልጋለህ እንዴ?’ |
60,734 | am_tg | ሙሴ ይህን ሲሰማ ሸሽቶ በምድያም አገር ባዕድ ሆኖ ኖረ፤ በዚያም ሁለት ወንዶች ልጆች ወለደ። | ሙሴ እዚ ዘረባ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ሃደመ፣ ኣብ ምድሪ ሚድያን ድማ ጓና ዀነ፣ ኣብኡ ኸኣ ክልተ ኣወዳት ወለደ። |
60,735 | tg_am | ሙሴ እዚ ዘረባ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ሃደመ፣ ኣብ ምድሪ ሚድያን ድማ ጓና ዀነ፣ ኣብኡ ኸኣ ክልተ ኣወዳት ወለደ። | ሙሴ ይህን ሲሰማ ሸሽቶ በምድያም አገር ባዕድ ሆኖ ኖረ፤ በዚያም ሁለት ወንዶች ልጆች ወለደ። |
60,736 | am_tg | “ከ40 ዓመትም በኋላ በሲና ተራራ አቅራቢያ በሚገኝ ምድረ በዳ፣ በሚነድ ቁጥቋጦ ነበልባል ውስጥ አንድ መልአክ ተገለጠለት። | “ድሕሪ 40 ዓመት ድማ፡ ኣብ በረኻ ከረን ሲና፡ መልኣኽ ብዚነድድ ኣሻዅ ቈጥቋጥ ተራእዮ። |
60,737 | tg_am | “ድሕሪ 40 ዓመት ድማ፡ ኣብ በረኻ ከረን ሲና፡ መልኣኽ ብዚነድድ ኣሻዅ ቈጥቋጥ ተራእዮ። | “ከ40 ዓመትም በኋላ በሲና ተራራ አቅራቢያ በሚገኝ ምድረ በዳ፣ በሚነድ ቁጥቋጦ ነበልባል ውስጥ አንድ መልአክ ተገለጠለት። |
60,738 | am_tg | ሙሴም ባየው ነገር ተደነቀ። ሆኖም ሁኔታውን ለማጣራት ወደዚያ ሲቀርብ የይሖዋ ድምፅ እንዲህ ሲል ሰማ፦ | ሙሴ እዚ ምስ ረኣየ፡ በቲ ትርኢት እቲ ተገረመ። ኪምርምር ኢሉ ኪቐርብ ከሎ ግና፡ ከምዚ ዚብል ድምጺ የሆዋ ሰምዐ፦ |
60,739 | tg_am | ሙሴ እዚ ምስ ረኣየ፡ በቲ ትርኢት እቲ ተገረመ። ኪምርምር ኢሉ ኪቐርብ ከሎ ግና፡ ከምዚ ዚብል ድምጺ የሆዋ ሰምዐ፦ | ሙሴም ባየው ነገር ተደነቀ። ሆኖም ሁኔታውን ለማጣራት ወደዚያ ሲቀርብ የይሖዋ ድምፅ እንዲህ ሲል ሰማ፦ |
60,740 | am_tg | ‘እኔ የአባቶችህ አምላክ፣ የአብርሃም፣ የይስሐቅና የያዕቆብ አምላክ ነኝ።’ በዚህ ጊዜ ሙሴ ይንቀጠቀጥ ጀመር፤ ሁኔታውን ይበልጥ ለማጣራትም አልደፈረም። | ‘ኣነ ኣምላኽ ኣቦታትካ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን እየ።’ ሙሴ ራዕራዕ ስለ ዝበለ፡ ኪምርምር ኣይደፈረን። |
60,741 | tg_am | ‘ኣነ ኣምላኽ ኣቦታትካ፡ ኣምላኽ ኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን እየ።’ ሙሴ ራዕራዕ ስለ ዝበለ፡ ኪምርምር ኣይደፈረን። | ‘እኔ የአባቶችህ አምላክ፣ የአብርሃም፣ የይስሐቅና የያዕቆብ አምላክ ነኝ።’ በዚህ ጊዜ ሙሴ ይንቀጠቀጥ ጀመር፤ ሁኔታውን ይበልጥ ለማጣራትም አልደፈረም። |
60,742 | am_tg | ይሖዋም እንዲህ አለው፦ ‘የቆምክበት ስፍራ ቅዱስ መሬት ስለሆነ ጫማህን አውልቅ። | የሆዋ ድማ ከምዚ በሎ፦ ‘እዛ ደው ኢልካላ ዘለኻ ቦታ ቕድስቲ ምድሪ እያ እሞ፡ ኣሳእንካ ኻብ ኣእጋርካ ኣውጽእ። |
60,743 | tg_am | የሆዋ ድማ ከምዚ በሎ፦ ‘እዛ ደው ኢልካላ ዘለኻ ቦታ ቕድስቲ ምድሪ እያ እሞ፡ ኣሳእንካ ኻብ ኣእጋርካ ኣውጽእ። | ይሖዋም እንዲህ አለው፦ ‘የቆምክበት ስፍራ ቅዱስ መሬት ስለሆነ ጫማህን አውልቅ። |
60,744 | am_tg | በግብፅ ባለው ሕዝቤ ላይ እየደረሰ ያለውን ጭቆና በእርግጥ አይቻለሁ፤ የጭንቅ ጩኸታቸውንም ሰምቻለሁ፤ ልታደጋቸውም ወርጃለሁ። አሁንም ና፣ ወደ ግብፅ እልክሃለሁ።’ | ጭቈና እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ብርግጽ ርእየ ኣለኹ፣ እህህታኦም ከኣ ሰሚዐ፡ ከናግፎም እውን ወሪደ ኣለኹ። ሕጂ ኸኣ ንዓ ናብ ግብጺ ኽልእከካ።’ |
60,745 | tg_am | ጭቈና እቲ ኣብ ግብጺ ዘሎ ህዝበይ ብርግጽ ርእየ ኣለኹ፣ እህህታኦም ከኣ ሰሚዐ፡ ከናግፎም እውን ወሪደ ኣለኹ። ሕጂ ኸኣ ንዓ ናብ ግብጺ ኽልእከካ።’ | በግብፅ ባለው ሕዝቤ ላይ እየደረሰ ያለውን ጭቆና በእርግጥ አይቻለሁ፤ የጭንቅ ጩኸታቸውንም ሰምቻለሁ፤ ልታደጋቸውም ወርጃለሁ። አሁንም ና፣ ወደ ግብፅ እልክሃለሁ።’ |
60,746 | am_tg | ‘አንተን ማን ገዢና ፈራጅ አደረገህ?’ ብለው የተቃወሙትን ይህንኑ ሙሴን አምላክ በቁጥቋጦው ውስጥ በተገለጠለት መልአክ አማካኝነት ገዢና ነፃ አውጪ አድርጎ ላከው። | ነዚ፡ ‘መን ሓለቓን ፈራድን ገይሩ ሸይሙካ፧’ ኢሎም ዝኸሓድዎ ሙሴ እዚ፡ ኣምላኽ ብኢድ እቲ ኣብ ኣሻዅ ቈጥቋጥ እተራእዮ መልኣኽ፡ ሓለቓን መድሓንን ገይሩ ለኣኾ። |
60,747 | tg_am | ነዚ፡ ‘መን ሓለቓን ፈራድን ገይሩ ሸይሙካ፧’ ኢሎም ዝኸሓድዎ ሙሴ እዚ፡ ኣምላኽ ብኢድ እቲ ኣብ ኣሻዅ ቈጥቋጥ እተራእዮ መልኣኽ፡ ሓለቓን መድሓንን ገይሩ ለኣኾ። | ‘አንተን ማን ገዢና ፈራጅ አደረገህ?’ ብለው የተቃወሙትን ይህንኑ ሙሴን አምላክ በቁጥቋጦው ውስጥ በተገለጠለት መልአክ አማካኝነት ገዢና ነፃ አውጪ አድርጎ ላከው። |
60,748 | am_tg | ይህ ሰው በግብፅ፣ በቀይ ባሕርና በምድረ በዳ ለ40 ዓመት ድንቅ ነገሮችንና ተአምራዊ ምልክቶችን በመፈጸም ከግብፅ እየመራ አወጣቸው። | ንሱ ን40 ዓመት ኣብ ግብጽን ኣብ ቀይሕ ባሕርን ኣብ በረኻን ተኣምራትን ትእምርትታትን እናገበረ ኣውጽኦም። |
60,749 | tg_am | ንሱ ን40 ዓመት ኣብ ግብጽን ኣብ ቀይሕ ባሕርን ኣብ በረኻን ተኣምራትን ትእምርትታትን እናገበረ ኣውጽኦም። | ይህ ሰው በግብፅ፣ በቀይ ባሕርና በምድረ በዳ ለ40 ዓመት ድንቅ ነገሮችንና ተአምራዊ ምልክቶችን በመፈጸም ከግብፅ እየመራ አወጣቸው። |
60,750 | am_tg | “‘አምላክ ከወንድሞቻችሁ መካከል እንደ እኔ ያለ ነቢይ ያስነሳላችኋል’ ብሎ ለእስራኤል ልጆች የተናገረው ይኸው ሙሴ ነው። | “እዚ ሙሴ እዚ እዩ ንደቂ እስራኤል፡ ‘ኣምላኽ ከማይ ዝኣመሰለ ነብዪ ኻብ መንጎ ኣሕዋትኩም ኬተንስኣልኩም እዩ’ ዝበሎም። |
60,751 | tg_am | “እዚ ሙሴ እዚ እዩ ንደቂ እስራኤል፡ ‘ኣምላኽ ከማይ ዝኣመሰለ ነብዪ ኻብ መንጎ ኣሕዋትኩም ኬተንስኣልኩም እዩ’ ዝበሎም። | “‘አምላክ ከወንድሞቻችሁ መካከል እንደ እኔ ያለ ነቢይ ያስነሳላችኋል’ ብሎ ለእስራኤል ልጆች የተናገረው ይኸው ሙሴ ነው። |
60,752 | am_tg | በሲና ተራራ ካነጋገረው መልአክና ከአባቶቻችን ጋር በምድረ በዳ በጉባኤው መካከል የነበረው እሱ ነው፤ ደግሞም ለእኛ ይሰጠን ዘንድ ሕያው የሆነውን ቅዱስ ቃል ተቀበለ። | ንሱ እዩ ኣብ በረኻ ኣብ መንጎ እቲ ጉባኤ ምስቲ ኣብ ከረን ሲና እተዛረቦ መልኣኽን ምስ ኣቦታትናን ዝነበረ፣ ንዓና ምእንቲ ኺህበና ኸኣ ህያው ዝዀነ ቕዱስ ቃል ተቐበለ። |
60,753 | tg_am | ንሱ እዩ ኣብ በረኻ ኣብ መንጎ እቲ ጉባኤ ምስቲ ኣብ ከረን ሲና እተዛረቦ መልኣኽን ምስ ኣቦታትናን ዝነበረ፣ ንዓና ምእንቲ ኺህበና ኸኣ ህያው ዝዀነ ቕዱስ ቃል ተቐበለ። | በሲና ተራራ ካነጋገረው መልአክና ከአባቶቻችን ጋር በምድረ በዳ በጉባኤው መካከል የነበረው እሱ ነው፤ ደግሞም ለእኛ ይሰጠን ዘንድ ሕያው የሆነውን ቅዱስ ቃል ተቀበለ። |
60,754 | am_tg | አባቶቻችን ለእሱ ለመታዘዝ ፈቃደኞች አልሆኑም፤ ከዚህ ይልቅ እሱን በመቃወም በልባቸው ወደ ግብፅ ተመለሱ፤ | ንዕኡ ኣቦታትና ደፍእዎ ደኣ እምበር፡ ኪእዘዝዎ ኣይደለዩን፣ ብልቦም ድማ ናብ ግብጺ ተመልሱ፣ |
60,755 | tg_am | ንዕኡ ኣቦታትና ደፍእዎ ደኣ እምበር፡ ኪእዘዝዎ ኣይደለዩን፣ ብልቦም ድማ ናብ ግብጺ ተመልሱ፣ | አባቶቻችን ለእሱ ለመታዘዝ ፈቃደኞች አልሆኑም፤ ከዚህ ይልቅ እሱን በመቃወም በልባቸው ወደ ግብፅ ተመለሱ፤ |
60,756 | am_tg | አሮንንም ‘ፊት ፊታችን የሚሄዱ አማልክት ሥራልን። ከግብፅ ምድር መርቶ ያወጣን ያ ሙሴ ምን እንደደረሰበት አናውቅምና’ አሉት። | ንኣሮን እውን፡ ‘እዚ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኣና ሙሴ እንታይ ከም ዝዀነ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ፡ ቀቅድሜና ዚኸዱ ኣማልኽቲ ግበረልና’ በልዎ። |
60,757 | tg_am | ንኣሮን እውን፡ ‘እዚ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኣና ሙሴ እንታይ ከም ዝዀነ ኣይንፈልጥን ኢና እሞ፡ ቀቅድሜና ዚኸዱ ኣማልኽቲ ግበረልና’ በልዎ። | አሮንንም ‘ፊት ፊታችን የሚሄዱ አማልክት ሥራልን። ከግብፅ ምድር መርቶ ያወጣን ያ ሙሴ ምን እንደደረሰበት አናውቅምና’ አሉት። |
60,758 | am_tg | ስለሆነም በዚያን ጊዜ ጥጃ ሠርተው ለጣዖቱ መሥዋዕት አቀረቡ፤ በእጃቸውም ሥራ ይደሰቱ ጀመር። | በተን መዓልትታት እቲአን ድማ ምራኽ ገበሩ፣ ነቲ ጣኦት ከኣ መስዋእቲ ኣምጽኡሉ፣ ብግብሪ ኣእዳዎም እውን ተሓጐሱ። |
60,759 | tg_am | በተን መዓልትታት እቲአን ድማ ምራኽ ገበሩ፣ ነቲ ጣኦት ከኣ መስዋእቲ ኣምጽኡሉ፣ ብግብሪ ኣእዳዎም እውን ተሓጐሱ። | ስለሆነም በዚያን ጊዜ ጥጃ ሠርተው ለጣዖቱ መሥዋዕት አቀረቡ፤ በእጃቸውም ሥራ ይደሰቱ ጀመር። |
60,760 | am_tg | በዚህ ጊዜ አምላክ ፊቱን ከእነሱ አዞረ፤ በነቢያትም መጻሕፍት እንዲህ ተብሎ በተጻፈው መሠረት የሰማይ ሠራዊትን እንዲያመልኩ ተዋቸው፦ ‘የእስራኤል ቤት ሆይ፣ ለ40 ዓመት በምድረ በዳ መባና መሥዋዕት ያቀረባችሁት ለእኔ ነበር? | ኣምላኽ ድማ ካባታቶም ኣልገሰ፡ ንሰራዊት ሰማይ ኬገልግሉ ኸኣ ኣሕሊፉ ሃቦም፣ እዚ ኸኣ ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ነብያት ከምዚ ተባሂሉ እተጻሕፈ እዩ፦ ‘ኣቱም ቤት እስራኤል፡ 40 ዓመት ኣብ በረኻ ሕሩድን መስዋእትን ዘቕረብኩምሲ ንዓይ ድዩ፧ |
60,761 | tg_am | ኣምላኽ ድማ ካባታቶም ኣልገሰ፡ ንሰራዊት ሰማይ ኬገልግሉ ኸኣ ኣሕሊፉ ሃቦም፣ እዚ ኸኣ ከምቲ ኣብ መጽሓፍ ነብያት ከምዚ ተባሂሉ እተጻሕፈ እዩ፦ ‘ኣቱም ቤት እስራኤል፡ 40 ዓመት ኣብ በረኻ ሕሩድን መስዋእትን ዘቕረብኩምሲ ንዓይ ድዩ፧ | በዚህ ጊዜ አምላክ ፊቱን ከእነሱ አዞረ፤ በነቢያትም መጻሕፍት እንዲህ ተብሎ በተጻፈው መሠረት የሰማይ ሠራዊትን እንዲያመልኩ ተዋቸው፦ ‘የእስራኤል ቤት ሆይ፣ ለ40 ዓመት በምድረ በዳ መባና መሥዋዕት ያቀረባችሁት ለእኔ ነበር? |
60,762 | am_tg | ይልቁንም ልታመልኳቸው የሠራችኋቸውን ምስሎች ይኸውም የሞሎክን ድንኳንና ሮምፋ የሚባለውን አምላክ ኮከብ ተሸክማችሁ ተጓዛችሁ። ስለዚህ ከባቢሎን ወዲያ እንድትሰደዱ አደርጋችኋለሁ።’ | እኳ ደኣስ ነቶም ከተምልኽዎም ኢልኩም ዝገበርኩምዎም ምስልታት ድንኳን ሞሎኽን ኰዀብ ኣምላኽ ሬፋንን ኢኹም ዝጾርኩም። ስለዚ፡ ክንየው ባቢሎን ከግዕዘኩም እየ።’ |
60,763 | tg_am | እኳ ደኣስ ነቶም ከተምልኽዎም ኢልኩም ዝገበርኩምዎም ምስልታት ድንኳን ሞሎኽን ኰዀብ ኣምላኽ ሬፋንን ኢኹም ዝጾርኩም። ስለዚ፡ ክንየው ባቢሎን ከግዕዘኩም እየ።’ | ይልቁንም ልታመልኳቸው የሠራችኋቸውን ምስሎች ይኸውም የሞሎክን ድንኳንና ሮምፋ የሚባለውን አምላክ ኮከብ ተሸክማችሁ ተጓዛችሁ። ስለዚህ ከባቢሎን ወዲያ እንድትሰደዱ አደርጋችኋለሁ።’ |
60,764 | am_tg | “አባቶቻችን በምድረ በዳ የምሥክሩ ድንኳን ነበራቸው፤ ይህ ድንኳን የተሠራው አምላክ ሙሴን ባነጋገረው ወቅት በሰጠው ትእዛዝና ባሳየው ንድፍ መሠረት ነበር። | “ኣቦታትና ኣብ በረኻ ድንኳን ምስክር ነበረቶም፣ ንሳ ኸኣ እታ ንሙሴ ኸምታ ዝረኣያ ምስሊ ገይሩ ኺሰርሓ ዝኣዘዞ እያ። |
60,765 | tg_am | “ኣቦታትና ኣብ በረኻ ድንኳን ምስክር ነበረቶም፣ ንሳ ኸኣ እታ ንሙሴ ኸምታ ዝረኣያ ምስሊ ገይሩ ኺሰርሓ ዝኣዘዞ እያ። | “አባቶቻችን በምድረ በዳ የምሥክሩ ድንኳን ነበራቸው፤ ይህ ድንኳን የተሠራው አምላክ ሙሴን ባነጋገረው ወቅት በሰጠው ትእዛዝና ባሳየው ንድፍ መሠረት ነበር። |
60,766 | am_tg | አባቶቻችንም ይህን ድንኳን በመረከብ ከኢያሱ ጋር ሆነው አምላክ ከአባቶቻችን ፊት ያባረራቸው ብሔራት ይኖሩበት ወደነበረው ምድር ይዘውት ገቡ። እስከ ዳዊት ዘመን ድረስም በዚህ ምድር ቆየ። | እቶም እተቐበልዋ ኣቦታትና ድማ፡ ምስ እያሱ ዀይኖም ናብታ ኣህዛብ ዝነበርዋ እሞ፡ ኣምላኽ ካብ ቅድሚ ኣቦታትና ዝሰጐጎም ምድሪ ኣእተውዋ። ኣብኣ ኸኣ ክሳዕ ዘመን ዳዊት ጸንሐት። |
60,767 | tg_am | እቶም እተቐበልዋ ኣቦታትና ድማ፡ ምስ እያሱ ዀይኖም ናብታ ኣህዛብ ዝነበርዋ እሞ፡ ኣምላኽ ካብ ቅድሚ ኣቦታትና ዝሰጐጎም ምድሪ ኣእተውዋ። ኣብኣ ኸኣ ክሳዕ ዘመን ዳዊት ጸንሐት። | አባቶቻችንም ይህን ድንኳን በመረከብ ከኢያሱ ጋር ሆነው አምላክ ከአባቶቻችን ፊት ያባረራቸው ብሔራት ይኖሩበት ወደነበረው ምድር ይዘውት ገቡ። እስከ ዳዊት ዘመን ድረስም በዚህ ምድር ቆየ። |
60,768 | am_tg | ዳዊትም በአምላክ ፊት ሞገስ አገኘ፤ ለያዕቆብ አምላክም መኖሪያ ስፍራ የማዘጋጀት መብት እንዲሰጠው ጠየቀ። | ንሱ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሞገስ ረኸበ፣ ንኣምላኽ ያእቆብ ዚኸውን መንበሪ ኺሰርሕ ለመነ። |
60,769 | tg_am | ንሱ ድማ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ሞገስ ረኸበ፣ ንኣምላኽ ያእቆብ ዚኸውን መንበሪ ኺሰርሕ ለመነ። | ዳዊትም በአምላክ ፊት ሞገስ አገኘ፤ ለያዕቆብ አምላክም መኖሪያ ስፍራ የማዘጋጀት መብት እንዲሰጠው ጠየቀ። |
60,770 | am_tg | ይሁን እንጂ ቤት የሠራለት ሰለሞን ነበር። | ቤት ዝሃነጸሉ ግና ሰሎሞን እዩ። |
60,771 | tg_am | ቤት ዝሃነጸሉ ግና ሰሎሞን እዩ። | ይሁን እንጂ ቤት የሠራለት ሰለሞን ነበር። |
60,772 | am_tg | ሆኖም ልዑሉ አምላክ የሰው እጅ በሠራው ቤት አይኖርም፤ ይህም ነቢዩ እንዲህ ሲል በተናገረው መሠረት ነው፦ | ግናኸ፡ እቲ ልዑል ብኢድ ኣብ እተሰርሐ ኣባይቲ ኣይነብርን እዩ፣ እዚ ኸኣ ከምቲ ነብዪ፡ |
60,773 | tg_am | ግናኸ፡ እቲ ልዑል ብኢድ ኣብ እተሰርሐ ኣባይቲ ኣይነብርን እዩ፣ እዚ ኸኣ ከምቲ ነብዪ፡ | ሆኖም ልዑሉ አምላክ የሰው እጅ በሠራው ቤት አይኖርም፤ ይህም ነቢዩ እንዲህ ሲል በተናገረው መሠረት ነው፦ |
60,774 | am_tg | ‘ሰማይ ዙፋኔ ነው፤ ምድር ደግሞ የእግሬ ማሳረፊያ ናት። ለእኔ የምትሠሩልኝ ምን ዓይነት ቤት ነው? ይላል ይሖዋ። ወይስ የማርፍበት ቦታ የት ነው? | ‘“ሰማይ ዝፋነይ እዩ፣ ምድሪ ኸኣ ድኳ እግረይ እያ። ከመይ ዝበለት ቤት ኢኹም ክትሃንጹለይ፧” ይብል የሆዋ። “ወይስ እታ ዝዓርፈላ ቦታ ኣበይ ኣላ፧ |
60,775 | tg_am | ‘“ሰማይ ዝፋነይ እዩ፣ ምድሪ ኸኣ ድኳ እግረይ እያ። ከመይ ዝበለት ቤት ኢኹም ክትሃንጹለይ፧” ይብል የሆዋ። “ወይስ እታ ዝዓርፈላ ቦታ ኣበይ ኣላ፧ | ‘ሰማይ ዙፋኔ ነው፤ ምድር ደግሞ የእግሬ ማሳረፊያ ናት። ለእኔ የምትሠሩልኝ ምን ዓይነት ቤት ነው? ይላል ይሖዋ። ወይስ የማርፍበት ቦታ የት ነው? |
60,776 | am_tg | እነዚህን ነገሮች ሁሉ የሠራው እጄ አይደለም?’ | እዚ ዅሉስ ኢደይዶ ኣይገበረቶን፧”’ ዚብሎ እዩ። |
60,777 | tg_am | እዚ ዅሉስ ኢደይዶ ኣይገበረቶን፧”’ ዚብሎ እዩ። | እነዚህን ነገሮች ሁሉ የሠራው እጄ አይደለም?’ |
60,778 | am_tg | “እናንተ ግትሮች፣ ልባችሁና ጆሯችሁ ያልተገረዘ፣ ሁልጊዜ መንፈስ ቅዱስን እንደተቃወማችሁ ነው፤ አባቶቻችሁ እንዳደረጉት እናንተም እንዲሁ ታደርጋላችሁ። | “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም። |
60,779 | tg_am | “ኣቱም ልብኹምን ኣእዛንኩምን ዘይተገዝረ ተረርቲ፡ ንስኻትኩም ኵሉ ሳዕ ንመንፈስ ቅዱስ ትጻረርዎ ኣለኹም፣ ከምቲ ኣቦታትኩም ዝገበርዎ፡ ንስኻትኩም እውን ከምኡ ትገብሩ ኣለኹም። | “እናንተ ግትሮች፣ ልባችሁና ጆሯችሁ ያልተገረዘ፣ ሁልጊዜ መንፈስ ቅዱስን እንደተቃወማችሁ ነው፤ አባቶቻችሁ እንዳደረጉት እናንተም እንዲሁ ታደርጋላችሁ። |
60,780 | am_tg | ከነቢያት መካከል አባቶቻችሁ ስደት ያላደረሱበት ማን አለ? አዎ፣ እነሱ የጻድቁን መምጣት አስቀድመው የተናገሩትን ገድለዋቸዋል፤ እናንተም አሁን ይህን ጻድቁን አሳልፋችሁ ሰጣችሁት፤ ደግሞም ገደላችሁት፤ | ካብ ነብያትከ ኣቦታትኩም ዘይሰጐጕዎ መን እዩ፧ እወ፡ ነቶም ብዛዕባ ምምጻእ እቲ ጻድቕ ኣቐዲሞም ዝነገሩ ቐቲሎምዎም፣ ሕጂ እውን ንስኻትኩም ንዕኡ ኣሕሊፍኩም ወሃብቱን ቀተልቱን ኴንኩም። |
60,781 | tg_am | ካብ ነብያትከ ኣቦታትኩም ዘይሰጐጕዎ መን እዩ፧ እወ፡ ነቶም ብዛዕባ ምምጻእ እቲ ጻድቕ ኣቐዲሞም ዝነገሩ ቐቲሎምዎም፣ ሕጂ እውን ንስኻትኩም ንዕኡ ኣሕሊፍኩም ወሃብቱን ቀተልቱን ኴንኩም። | ከነቢያት መካከል አባቶቻችሁ ስደት ያላደረሱበት ማን አለ? አዎ፣ እነሱ የጻድቁን መምጣት አስቀድመው የተናገሩትን ገድለዋቸዋል፤ እናንተም አሁን ይህን ጻድቁን አሳልፋችሁ ሰጣችሁት፤ ደግሞም ገደላችሁት፤ |
60,782 | am_tg | በመላእክት አማካኝነት የተላለፈውን ሕግ ተቀበላችሁ፤ ነገር ግን አልጠበቃችሁትም።” | ነቲ ብመላእኽቲ እተመሓላለፈ ሕጊ እተቐበልኩም ክነስኹምሲ፡ ኣይሓሎኹምዎን።” |
60,783 | tg_am | ነቲ ብመላእኽቲ እተመሓላለፈ ሕጊ እተቐበልኩም ክነስኹምሲ፡ ኣይሓሎኹምዎን።” | በመላእክት አማካኝነት የተላለፈውን ሕግ ተቀበላችሁ፤ ነገር ግን አልጠበቃችሁትም።” |
60,784 | am_tg | እነሱም ይህን ሲሰሙ ልባቸው በንዴት በገነ፤ ጥርሳቸውንም ያፋጩበት ጀመር። | እዚ ምስ ሰምዑ፡ ልቦም ነደረ፡ ኣስናኖም ከኣ ሓርቀሙሉ። |
60,785 | tg_am | እዚ ምስ ሰምዑ፡ ልቦም ነደረ፡ ኣስናኖም ከኣ ሓርቀሙሉ። | እነሱም ይህን ሲሰሙ ልባቸው በንዴት በገነ፤ ጥርሳቸውንም ያፋጩበት ጀመር። |
60,786 | am_tg | እሱ ግን በመንፈስ ቅዱስ ተሞልቶ ትኩር ብሎ ወደ ሰማይ ሲመለከት የአምላክን ክብር እንዲሁም ኢየሱስ በአምላክ ቀኝ ቆሞ አየ፤ | ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ፡ ናብ ሰማይ ጠመተ፣ ክብሪ ኣምላኽን የሱስ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉን ድማ ረኣየ፣ |
60,787 | tg_am | ንሱ ግና ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ፡ ናብ ሰማይ ጠመተ፣ ክብሪ ኣምላኽን የሱስ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉን ድማ ረኣየ፣ | እሱ ግን በመንፈስ ቅዱስ ተሞልቶ ትኩር ብሎ ወደ ሰማይ ሲመለከት የአምላክን ክብር እንዲሁም ኢየሱስ በአምላክ ቀኝ ቆሞ አየ፤ |
60,788 | am_tg | ከዚያም “እነሆ፣ ሰማያት ተከፍተው የሰው ልጅም በአምላክ ቀኝ ቆሞ አያለሁ” አለ። | “እንሆ፡ ሰማያት ተኸፊቱ፡ ወዲ ሰብ ድማ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉ እርኢ ኣለኹ” እውን በለ። |
60,789 | tg_am | “እንሆ፡ ሰማያት ተኸፊቱ፡ ወዲ ሰብ ድማ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉ እርኢ ኣለኹ” እውን በለ። | ከዚያም “እነሆ፣ ሰማያት ተከፍተው የሰው ልጅም በአምላክ ቀኝ ቆሞ አያለሁ” አለ። |
60,790 | am_tg | በዚህ ጊዜ በኃይል እየጮኹ ጆሯቸውን በእጃቸው ደፍነው በአንድነት ወደ እሱ ሮጡ። | ሽዑ፡ ብዓብዪ ድምጺ ጨደሩ፣ ኣእዛኖም ደፊኖም ከኣ፡ ብሓባር ወረርዎ። |
60,791 | tg_am | ሽዑ፡ ብዓብዪ ድምጺ ጨደሩ፣ ኣእዛኖም ደፊኖም ከኣ፡ ብሓባር ወረርዎ። | በዚህ ጊዜ በኃይል እየጮኹ ጆሯቸውን በእጃቸው ደፍነው በአንድነት ወደ እሱ ሮጡ። |
60,792 | am_tg | ይዘውት ከከተማው ውጭ ካስወጡት በኋላ በድንጋይ ይወግሩት ጀመር። ምሥክሮቹም መደረቢያቸውን ሳኦል በተባለ ወጣት እግር አጠገብ አስቀመጡ። | ናብ ወጻኢ እታ ኸተማ ኣውጺኦም ከኣ፡ ብዳርባ እምኒ ኺጭፍጭፍዎ ጀመሩ። እቶም መሰኻኽር ድማ ክዳውንቶም ኣብ ኣእጋር ሳውል ዚብሃል ጐበዝ ኣንበሩ። |
60,793 | tg_am | ናብ ወጻኢ እታ ኸተማ ኣውጺኦም ከኣ፡ ብዳርባ እምኒ ኺጭፍጭፍዎ ጀመሩ። እቶም መሰኻኽር ድማ ክዳውንቶም ኣብ ኣእጋር ሳውል ዚብሃል ጐበዝ ኣንበሩ። | ይዘውት ከከተማው ውጭ ካስወጡት በኋላ በድንጋይ ይወግሩት ጀመር። ምሥክሮቹም መደረቢያቸውን ሳኦል በተባለ ወጣት እግር አጠገብ አስቀመጡ። |
60,794 | am_tg | እስጢፋኖስም እየወገሩት ሳለ “ጌታ ኢየሱስ ሆይ፣ መንፈሴን ተቀበል” ብሎ ተማጸነ። | ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎ ኸለዉ ኸኣ፡ እስጢፋኖስ፡ “ጐይታይ የሱስ፡ መንፈሰይ ተቐበል” ኢሉ ተማሕጸነ። |
60,795 | tg_am | ብዳርባ እምኒ ኪቐትልዎ ኸለዉ ኸኣ፡ እስጢፋኖስ፡ “ጐይታይ የሱስ፡ መንፈሰይ ተቐበል” ኢሉ ተማሕጸነ። | እስጢፋኖስም እየወገሩት ሳለ “ጌታ ኢየሱስ ሆይ፣ መንፈሴን ተቀበል” ብሎ ተማጸነ። |
60,796 | am_tg | ከዚያም ተንበርክኮ በታላቅ ድምፅ “ይሖዋ ሆይ፣ ይህን ኃጢአት አትቁጠርባቸው” ብሎ ጮኸ። ይህን ከተናገረም በኋላ በሞት አንቀላፋ። | ተምበርኪኹ ኸኣ፡ ብብርቱዕ ድምጺ፡ “የሆዋ፡ እዚ ሓጢኣት እዚ ኣይትሓዘሎም” ኢሉ ጨደረ። እዚ ምስ በለ እውን ሞተ። |
60,797 | tg_am | ተምበርኪኹ ኸኣ፡ ብብርቱዕ ድምጺ፡ “የሆዋ፡ እዚ ሓጢኣት እዚ ኣይትሓዘሎም” ኢሉ ጨደረ። እዚ ምስ በለ እውን ሞተ። | ከዚያም ተንበርክኮ በታላቅ ድምፅ “ይሖዋ ሆይ፣ ይህን ኃጢአት አትቁጠርባቸው” ብሎ ጮኸ። ይህን ከተናገረም በኋላ በሞት አንቀላፋ። |
60,798 | am_tg | ፊስጦስም ወደ አውራጃው ከመጣና ኃላፊነቱን ከተረከበ ከሦስት ቀን በኋላ ከቂሳርያ ወደ ኢየሩሳሌም ወጣ። | ፌስጦስ ናብታ ኣውራጃ ምስ መጸ እሞ ስልጣን ምስ ሓዘ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኻብ ቂሳርያ ናብ የሩሳሌም ደየበ። |
60,799 | tg_am | ፌስጦስ ናብታ ኣውራጃ ምስ መጸ እሞ ስልጣን ምስ ሓዘ፡ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኻብ ቂሳርያ ናብ የሩሳሌም ደየበ። | ፊስጦስም ወደ አውራጃው ከመጣና ኃላፊነቱን ከተረከበ ከሦስት ቀን በኋላ ከቂሳርያ ወደ ኢየሩሳሌም ወጣ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.