Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
60,800 | am_tg | የካህናት አለቆችና አንዳንድ የታወቁ አይሁዳውያንም በጳውሎስ ላይ ያላቸውን ክስ ለእሱ አቀረቡ። ከዚያም ፊስጦስን ይለምኑት ጀመር፤ | ሊቃውንቲ ኻህናትን ኣውራታት ኣይሁድን ከኣ ንጳውሎስ ከሰስዎ። |
60,801 | tg_am | ሊቃውንቲ ኻህናትን ኣውራታት ኣይሁድን ከኣ ንጳውሎስ ከሰስዎ። | የካህናት አለቆችና አንዳንድ የታወቁ አይሁዳውያንም በጳውሎስ ላይ ያላቸውን ክስ ለእሱ አቀረቡ። ከዚያም ፊስጦስን ይለምኑት ጀመር፤ |
60,802 | am_tg | ጳውሎስን ወደ ኢየሩሳሌም በማስመጣት እንዲተባበራቸው ጠየቁት። ይህን ያሉት ግን መንገድ ላይ አድፍጠው ጳውሎስን ሊገድሉት አስበው ስለነበር ነው። | ንጳውሎስ ልኢኹ ናብ የሩሳሌም ኬምጽኣሎም፡ ንፌስጦስ ሞገስ ለመንዎ። ንሳቶም ግና ኣብ መገዲ ንጳውሎስ ኪቐትልዎ ኣድብዮምሉ ነበሩ። |
60,803 | tg_am | ንጳውሎስ ልኢኹ ናብ የሩሳሌም ኬምጽኣሎም፡ ንፌስጦስ ሞገስ ለመንዎ። ንሳቶም ግና ኣብ መገዲ ንጳውሎስ ኪቐትልዎ ኣድብዮምሉ ነበሩ። | ጳውሎስን ወደ ኢየሩሳሌም በማስመጣት እንዲተባበራቸው ጠየቁት። ይህን ያሉት ግን መንገድ ላይ አድፍጠው ጳውሎስን ሊገድሉት አስበው ስለነበር ነው። |
60,804 | am_tg | ይሁን እንጂ ፊስጦስ፣ ጳውሎስ እዚያው ቂሳርያ ታስሮ እንደሚቆይና እሱ ራሱም በቅርቡ ወደዚያ እንደሚመለስ ነገራቸው። | ፌስጦስ ግና፡ ጳውሎስ ኣብ ቂሳርያ ኺሕሎ ኸም ዘለዎ፡ ንሱ እውን ኣብ ቀረባ እዋን ናብኣ ኸም ዚወርድ መለሰሎም። |
60,805 | tg_am | ፌስጦስ ግና፡ ጳውሎስ ኣብ ቂሳርያ ኺሕሎ ኸም ዘለዎ፡ ንሱ እውን ኣብ ቀረባ እዋን ናብኣ ኸም ዚወርድ መለሰሎም። | ይሁን እንጂ ፊስጦስ፣ ጳውሎስ እዚያው ቂሳርያ ታስሮ እንደሚቆይና እሱ ራሱም በቅርቡ ወደዚያ እንደሚመለስ ነገራቸው። |
60,806 | am_tg | “በመሆኑም ከእናንተ መካከል ሥልጣን ያላቸው ከእኔ ጋር ይውረዱና ሰውየው ያጠፋው ነገር ካለ ይክሰሱት” አላቸው። | “ስለዚ፡ ካባኻትኩም ስልጣን ዘለዎም ምሳይ ይውረዱ እሞ፡ ኣብቲ ሰብኣይ እቲ በደል እንተ ኣልዩ ይኽሰስዎ” ድማ በሎም። |
60,807 | tg_am | “ስለዚ፡ ካባኻትኩም ስልጣን ዘለዎም ምሳይ ይውረዱ እሞ፡ ኣብቲ ሰብኣይ እቲ በደል እንተ ኣልዩ ይኽሰስዎ” ድማ በሎም። | “በመሆኑም ከእናንተ መካከል ሥልጣን ያላቸው ከእኔ ጋር ይውረዱና ሰውየው ያጠፋው ነገር ካለ ይክሰሱት” አላቸው። |
60,808 | am_tg | ስለዚህ ፊስጦስ ከስምንት ወይም ከአሥር ቀን ያልበለጠ ጊዜ ከእነሱ ጋር ካሳለፈ በኋላ ወደ ቂሳርያ ወረደ፤ በማግስቱም በፍርድ ወንበር ላይ ተቀምጦ ጳውሎስን እንዲያመጡት አዘዘ። | ምሳታቶም ካብ ሸሞንተ ወይ ዓሰርተ መዓልቲ ዘይበዝሕ ምስ ቀነየ ኸኣ፡ ናብ ቂሳርያ ወረደ፣ ንጽብሒቱ እውን ኣብ መንበር ፍርዲ ተቐሚጡ፡ ንጳውሎስ ኬምጽእዎ ኣዘዘ። |
60,809 | tg_am | ምሳታቶም ካብ ሸሞንተ ወይ ዓሰርተ መዓልቲ ዘይበዝሕ ምስ ቀነየ ኸኣ፡ ናብ ቂሳርያ ወረደ፣ ንጽብሒቱ እውን ኣብ መንበር ፍርዲ ተቐሚጡ፡ ንጳውሎስ ኬምጽእዎ ኣዘዘ። | ስለዚህ ፊስጦስ ከስምንት ወይም ከአሥር ቀን ያልበለጠ ጊዜ ከእነሱ ጋር ካሳለፈ በኋላ ወደ ቂሳርያ ወረደ፤ በማግስቱም በፍርድ ወንበር ላይ ተቀምጦ ጳውሎስን እንዲያመጡት አዘዘ። |
60,810 | am_tg | ጳውሎስ በቀረበ ጊዜ ከኢየሩሳሌም የመጡት አይሁዳውያን በዙሪያው ቆመው በማስረጃ ያልተደገፉ በርካታ ከባድ ክሶች አቀረቡበት። | ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ እቶም ካብ የሩሳሌም ዝወረዱ ኣይሁድ ከቢቦምዎ ደው ኢሎም፡ መርትዖ ኬቕርቡሉ ዘይክእሉ ብዙሕን ከቢድን ክሲ ኸሰስዎ። |
60,811 | tg_am | ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ እቶም ካብ የሩሳሌም ዝወረዱ ኣይሁድ ከቢቦምዎ ደው ኢሎም፡ መርትዖ ኬቕርቡሉ ዘይክእሉ ብዙሕን ከቢድን ክሲ ኸሰስዎ። | ጳውሎስ በቀረበ ጊዜ ከኢየሩሳሌም የመጡት አይሁዳውያን በዙሪያው ቆመው በማስረጃ ያልተደገፉ በርካታ ከባድ ክሶች አቀረቡበት። |
60,812 | am_tg | ጳውሎስ ግን “እኔ በአይሁዳውያን ሕግ ላይም ሆነ በቤተ መቅደሱ ወይም በቄሳር ላይ ምንም የፈጸምኩት በደል የለም” ሲል የመከላከያ መልሱን ሰጠ። | ጳውሎስ ግና፡ “ንሕጊ ኣይሁድ ኰነ ንቤተ መቕደስ ኰነ ወይስ ንቄሳር ኣይበደልኩን” ኢሉ ተማጐተ። |
60,813 | tg_am | ጳውሎስ ግና፡ “ንሕጊ ኣይሁድ ኰነ ንቤተ መቕደስ ኰነ ወይስ ንቄሳር ኣይበደልኩን” ኢሉ ተማጐተ። | ጳውሎስ ግን “እኔ በአይሁዳውያን ሕግ ላይም ሆነ በቤተ መቅደሱ ወይም በቄሳር ላይ ምንም የፈጸምኩት በደል የለም” ሲል የመከላከያ መልሱን ሰጠ። |
60,814 | am_tg | ፊስጦስም በአይሁዳውያን ዘንድ ተወዳጅነት ማትረፍ ስለፈለገ ጳውሎስን “ወደ ኢየሩሳሌም ወጥተህ ስለዚህ ጉዳይ እዚያ እኔ ባለሁበት መዳኘት ትፈልጋለህ?” ሲል ጠየቀው። | ፌስጦስ ከኣ ሞገስ ኣይሁድ ኪረክብ ደልዩስ ንጳውሎስ፡ “ናብ የሩሳሌም ክትድይብ እሞ፡ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ኣብኣ ኣብ ቅድመይ ክትፍረድዶ ትደሊ ኢኻ፧” ኢሉ መለሰሉ። |
60,815 | tg_am | ፌስጦስ ከኣ ሞገስ ኣይሁድ ኪረክብ ደልዩስ ንጳውሎስ፡ “ናብ የሩሳሌም ክትድይብ እሞ፡ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ኣብኣ ኣብ ቅድመይ ክትፍረድዶ ትደሊ ኢኻ፧” ኢሉ መለሰሉ። | ፊስጦስም በአይሁዳውያን ዘንድ ተወዳጅነት ማትረፍ ስለፈለገ ጳውሎስን “ወደ ኢየሩሳሌም ወጥተህ ስለዚህ ጉዳይ እዚያ እኔ ባለሁበት መዳኘት ትፈልጋለህ?” ሲል ጠየቀው። |
60,816 | am_tg | ጳውሎስ ግን እንዲህ አለ፦ “እኔ ልዳኝበት በሚገባኝ በቄሳር የፍርድ ወንበር ፊት ቆሜአለሁ። አንተ ራስህ በሚገባ እንደተገነዘብከው በአይሁዳውያን ላይ የፈጸምኩት ምንም በደል የለም። | ጳውሎስ ግና፡ “ኣነ ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ቄሳር ቈይመ ኣለኹ፣ ኣብኡ ኽፍረድ ከኣ እዩ ዚግብኣኒ። ንስኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጦ ኸም ዘለኻ፡ ንኣይሁድ ኣይበደልክዎምን። |
60,817 | tg_am | ጳውሎስ ግና፡ “ኣነ ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ቄሳር ቈይመ ኣለኹ፣ ኣብኡ ኽፍረድ ከኣ እዩ ዚግብኣኒ። ንስኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጦ ኸም ዘለኻ፡ ንኣይሁድ ኣይበደልክዎምን። | ጳውሎስ ግን እንዲህ አለ፦ “እኔ ልዳኝበት በሚገባኝ በቄሳር የፍርድ ወንበር ፊት ቆሜአለሁ። አንተ ራስህ በሚገባ እንደተገነዘብከው በአይሁዳውያን ላይ የፈጸምኩት ምንም በደል የለም። |
60,818 | am_tg | በእርግጥ ጥፋተኛ ሆኜ ከተገኘሁና ለሞት የሚያበቃ ነገር ፈጽሜ ከሆነ ከሞት ልዳን አልልም፤ እነዚህ ሰዎች ያቀረቡብኝ ክስ ሁሉ መሠረተ ቢስ ከሆነ ግን እነሱን ለማስደሰት ብሎ ማንም ሰው እኔን ለእነሱ አሳልፎ የመስጠት መብት የለውም። ወደ ቄሳር ይግባኝ ብያለሁ!” | ክፉእ ገይረ፡ ናብ ሞት ዜብጽሕ እውን ገይረ እንተ ዀይነ፡ ከይመውት ኣይልምንን እየ፣ እዚ ዚኸስሱኒ ነገር መሰረት ዘይብሉ እንተ ዀይኑ ግና፡ ንዓታቶም ኬፍቱ ኢሉ ኣሕሊፉ ኺህበኒ ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን። ናብ ቄሳር ይግባይ ኢለ ኣለኹ!” በለ። |
60,819 | tg_am | ክፉእ ገይረ፡ ናብ ሞት ዜብጽሕ እውን ገይረ እንተ ዀይነ፡ ከይመውት ኣይልምንን እየ፣ እዚ ዚኸስሱኒ ነገር መሰረት ዘይብሉ እንተ ዀይኑ ግና፡ ንዓታቶም ኬፍቱ ኢሉ ኣሕሊፉ ኺህበኒ ዚኽእል ሓደ እኳ የልቦን። ናብ ቄሳር ይግባይ ኢለ ኣለኹ!” በለ። | በእርግጥ ጥፋተኛ ሆኜ ከተገኘሁና ለሞት የሚያበቃ ነገር ፈጽሜ ከሆነ ከሞት ልዳን አልልም፤ እነዚህ ሰዎች ያቀረቡብኝ ክስ ሁሉ መሠረተ ቢስ ከሆነ ግን እነሱን ለማስደሰት ብሎ ማንም ሰው እኔን ለእነሱ አሳልፎ የመስጠት መብት የለውም። ወደ ቄሳር ይግባኝ ብያለሁ!” |
60,820 | am_tg | በዚህ ጊዜ ፊስጦስ ከአማካሪዎቹ ጋር ከተመካከረ በኋላ “ወደ ቄሳር ይግባኝ ስላልክ ወደ ቄሳር ትሄዳለህ” ሲል መለሰለት። | ሽዑ፡ ፌስጦስ ምስቶም ኣማኸርቲ ተዛራሪቡ፡ “ናብ ቄሳር ይግባይ ኢልካ ኢኻ እሞ፡ ናብ ቄሳር ክትከይድ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። |
60,821 | tg_am | ሽዑ፡ ፌስጦስ ምስቶም ኣማኸርቲ ተዛራሪቡ፡ “ናብ ቄሳር ይግባይ ኢልካ ኢኻ እሞ፡ ናብ ቄሳር ክትከይድ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። | በዚህ ጊዜ ፊስጦስ ከአማካሪዎቹ ጋር ከተመካከረ በኋላ “ወደ ቄሳር ይግባኝ ስላልክ ወደ ቄሳር ትሄዳለህ” ሲል መለሰለት። |
60,822 | am_tg | የተወሰኑ ቀናት ካለፉ በኋላ ንጉሥ አግሪጳና በርኒቄ ለፊስጦስ ክብር ይፋዊ ጉብኝት ለማድረግ ወደ ቂሳርያ መጡ። | ገለ መዓልትታት ምስ ሓለፈ ኸኣ፡ ንጉስ ኣግሪጳን በርኒቄን ንፌስጦስ ብወግዒ ኺበጽሕዎ፡ ናብ ቂሳርያ መጹ። |
60,823 | tg_am | ገለ መዓልትታት ምስ ሓለፈ ኸኣ፡ ንጉስ ኣግሪጳን በርኒቄን ንፌስጦስ ብወግዒ ኺበጽሕዎ፡ ናብ ቂሳርያ መጹ። | የተወሰኑ ቀናት ካለፉ በኋላ ንጉሥ አግሪጳና በርኒቄ ለፊስጦስ ክብር ይፋዊ ጉብኝት ለማድረግ ወደ ቂሳርያ መጡ። |
60,824 | am_tg | በዚያም ብዙ ቀናት ስለቆዩ ፊስጦስ የጳውሎስን ጉዳይ ለንጉሡ በማቅረብ እንዲህ አለው፦ “ፊሊክስ እስር ቤት የተወው አንድ ሰው አለ፤ | ኣብኣ ብዙሕ መዓልቲ ጸኒሖም ብምንባሮም ድማ፡ ፌስጦስ ከምዚ ኢሉ ንነገር ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ እቲ ንጉስ ኣቕረቦ፦ “ፌሊክስ ብእሱሩ ዝሓደጎ ሰብኣይ ኣሎ፣ |
60,825 | tg_am | ኣብኣ ብዙሕ መዓልቲ ጸኒሖም ብምንባሮም ድማ፡ ፌስጦስ ከምዚ ኢሉ ንነገር ጳውሎስ ኣብ ቅድሚ እቲ ንጉስ ኣቕረቦ፦ “ፌሊክስ ብእሱሩ ዝሓደጎ ሰብኣይ ኣሎ፣ | በዚያም ብዙ ቀናት ስለቆዩ ፊስጦስ የጳውሎስን ጉዳይ ለንጉሡ በማቅረብ እንዲህ አለው፦ “ፊሊክስ እስር ቤት የተወው አንድ ሰው አለ፤ |
60,826 | am_tg | ኢየሩሳሌም በነበርኩበት ጊዜ የካህናት አለቆቹና የአይሁዳውያን ሽማግሌዎች ይህን ሰው በመክሰስ እንዲፈረድበት ጥያቄ አቅርበው ነበር። | ኣብ የሩሳሌም ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን ከኣ፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይቲ ኣይሁድን ብዛዕባኡ ነጊሮምኒ፣ ክፈርዶ እውን ለሚኖምኒ። |
60,827 | tg_am | ኣብ የሩሳሌም ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን ከኣ፡ ሊቃውንቲ ኻህናትን ዓበይቲ ኣይሁድን ብዛዕባኡ ነጊሮምኒ፣ ክፈርዶ እውን ለሚኖምኒ። | ኢየሩሳሌም በነበርኩበት ጊዜ የካህናት አለቆቹና የአይሁዳውያን ሽማግሌዎች ይህን ሰው በመክሰስ እንዲፈረድበት ጥያቄ አቅርበው ነበር። |
60,828 | am_tg | እኔ ግን ክስ የቀረበበት ሰው ከከሳሾቹ ጋር ፊት ለፊት ተገናኝቶ ለቀረበበት ክስ የመከላከያ መልስ መስጠት የሚችልበት አጋጣሚ ሳያገኝ እንዲሁ ሰውን ለማስደሰት ተብሎ ብቻ አሳልፎ መስጠት የሮማውያን ሥርዓት እንዳልሆነ ገለጽኩላቸው። | ኣነ ግና ንተኸሳሲ ምስ ከሰስቱ ገጽ ንገጽ ከየራኸብካዮን ብዛዕባ እቲ እተኸስሰሉ ኺማጐት ዕድል ከይሃብካዮን፡ ከተፍቱ ኢልካ ሓደ ሰብ እኳ ኣሕሊፍካ ምሃብ ስርዓት ሮማውያን ከም ዘይኰነ መሊሰሎም። |
60,829 | tg_am | ኣነ ግና ንተኸሳሲ ምስ ከሰስቱ ገጽ ንገጽ ከየራኸብካዮን ብዛዕባ እቲ እተኸስሰሉ ኺማጐት ዕድል ከይሃብካዮን፡ ከተፍቱ ኢልካ ሓደ ሰብ እኳ ኣሕሊፍካ ምሃብ ስርዓት ሮማውያን ከም ዘይኰነ መሊሰሎም። | እኔ ግን ክስ የቀረበበት ሰው ከከሳሾቹ ጋር ፊት ለፊት ተገናኝቶ ለቀረበበት ክስ የመከላከያ መልስ መስጠት የሚችልበት አጋጣሚ ሳያገኝ እንዲሁ ሰውን ለማስደሰት ተብሎ ብቻ አሳልፎ መስጠት የሮማውያን ሥርዓት እንዳልሆነ ገለጽኩላቸው። |
60,830 | am_tg | ስለዚህ ከሳሾቹ ወደዚህ በመጡ ጊዜ ምንም ሳልዘገይ በማግስቱ በፍርድ ወንበር ላይ ተቀምጬ ሰውየውን እንዲያመጡት አዘዝኩ። | ስለዚ፡ ኣብዚ ምስ ተኣከቡ፡ ከይደንጐኹ ንጽብሒቱ ኣብ መንበር ፍርዲ ተቐሚጠ፡ ነቲ ሰብኣይ ኬምጽእዎ ኣዚዘ። |
60,831 | tg_am | ስለዚ፡ ኣብዚ ምስ ተኣከቡ፡ ከይደንጐኹ ንጽብሒቱ ኣብ መንበር ፍርዲ ተቐሚጠ፡ ነቲ ሰብኣይ ኬምጽእዎ ኣዚዘ። | ስለዚህ ከሳሾቹ ወደዚህ በመጡ ጊዜ ምንም ሳልዘገይ በማግስቱ በፍርድ ወንበር ላይ ተቀምጬ ሰውየውን እንዲያመጡት አዘዝኩ። |
60,832 | am_tg | ከሳሾቹም ቆመው በተናገሩ ጊዜ እኔ የጠበቅኩትን ያህል ከባድ በደል እንደፈጸመ የሚያሳይ ክስ አላቀረቡበትም። | እቶም ከሰስቲ ምስ ቈሙ፡ ከምቲ ኣነ እተጸበኽዎ ገለ ኽፉእ ክሲ እኳ ኣየቕረቡሉን። |
60,833 | tg_am | እቶም ከሰስቲ ምስ ቈሙ፡ ከምቲ ኣነ እተጸበኽዎ ገለ ኽፉእ ክሲ እኳ ኣየቕረቡሉን። | ከሳሾቹም ቆመው በተናገሩ ጊዜ እኔ የጠበቅኩትን ያህል ከባድ በደል እንደፈጸመ የሚያሳይ ክስ አላቀረቡበትም። |
60,834 | am_tg | ከዚህ ይልቅ ከእሱ ጋር ይከራከሩ የነበረው ስለ ገዛ አምልኳቸውና ስለሞተው፣ ጳውሎስ ግን ሕያው ነው ስለሚለው ኢየሱስ ስለተባለ ሰው ነው። | ብዛዕባ ኣምልኾኦምን ብዛዕባ ሓደ ምዉት፡ ጳውሎስ ግና ህያው እዩ ዚብሎ የሱስን ጥራይ እዩ ምስኡ ኽርክር ዘለዎም። |
60,835 | tg_am | ብዛዕባ ኣምልኾኦምን ብዛዕባ ሓደ ምዉት፡ ጳውሎስ ግና ህያው እዩ ዚብሎ የሱስን ጥራይ እዩ ምስኡ ኽርክር ዘለዎም። | ከዚህ ይልቅ ከእሱ ጋር ይከራከሩ የነበረው ስለ ገዛ አምልኳቸውና ስለሞተው፣ ጳውሎስ ግን ሕያው ነው ስለሚለው ኢየሱስ ስለተባለ ሰው ነው። |
60,836 | am_tg | እኔም ይህን ክርክር እንዴት እንደምፈታው ግራ ስለገባኝ ጳውሎስ ወደ ኢየሩሳሌም ሄዶ ስለዚህ ጉዳይ እዚያ መፋረድ ይፈልግ እንደሆነ ጠየቅኩት። | ነዚ ኽርክር እዚ ዝገብሮ ምስ ጨነቐኒ ኸኣ፡ ናብ የሩሳሌም ኪድይብ እሞ፡ ኣብኣ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ኺፍረድ ዚደሊ እንተ ዀይኑ ሓቲተዮ። |
60,837 | tg_am | ነዚ ኽርክር እዚ ዝገብሮ ምስ ጨነቐኒ ኸኣ፡ ናብ የሩሳሌም ኪድይብ እሞ፡ ኣብኣ ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ኺፍረድ ዚደሊ እንተ ዀይኑ ሓቲተዮ። | እኔም ይህን ክርክር እንዴት እንደምፈታው ግራ ስለገባኝ ጳውሎስ ወደ ኢየሩሳሌም ሄዶ ስለዚህ ጉዳይ እዚያ መፋረድ ይፈልግ እንደሆነ ጠየቅኩት። |
60,838 | am_tg | ጳውሎስ ግን አውግስጦስ ውሳኔ እስኪሰጥ ድረስ ታስሮ እንዲቆይ ይግባኝ ጠየቀ፤ በመሆኑም ወደ ቄሳር እስከምልከው ድረስ በእስር ቤት እንዲቆይ አዘዝኩ።” | ጳውሎስ ብግርማውነቶም ክሳዕ ዚብየነሉ ኺሕሎ ይግባይ ምስ በለ ግና፡ ናብ ቄሳር ክሳዕ ዝሰድዶ ኺሕሎ ኣዚዘ።” |
60,839 | tg_am | ጳውሎስ ብግርማውነቶም ክሳዕ ዚብየነሉ ኺሕሎ ይግባይ ምስ በለ ግና፡ ናብ ቄሳር ክሳዕ ዝሰድዶ ኺሕሎ ኣዚዘ።” | ጳውሎስ ግን አውግስጦስ ውሳኔ እስኪሰጥ ድረስ ታስሮ እንዲቆይ ይግባኝ ጠየቀ፤ በመሆኑም ወደ ቄሳር እስከምልከው ድረስ በእስር ቤት እንዲቆይ አዘዝኩ።” |
60,840 | am_tg | በዚህ ጊዜ አግሪጳ ፊስጦስን “እኔም ይህ ሰው ሲናገር ብሰማው ደስ ይለኝ ነበር” አለው። እሱም “እንግዲያውስ ነገ ትሰማዋለህ” አለው። | ኣግሪጳ ድማ ንፌስጦስ፡ “ነዚ ሰብ እዝስ ኣነ እውን ክሰምዖ ምደለኹ” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “ጽባሕ ክትሰምዖ ኢኻ” በሎ። |
60,841 | tg_am | ኣግሪጳ ድማ ንፌስጦስ፡ “ነዚ ሰብ እዝስ ኣነ እውን ክሰምዖ ምደለኹ” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “ጽባሕ ክትሰምዖ ኢኻ” በሎ። | በዚህ ጊዜ አግሪጳ ፊስጦስን “እኔም ይህ ሰው ሲናገር ብሰማው ደስ ይለኝ ነበር” አለው። እሱም “እንግዲያውስ ነገ ትሰማዋለህ” አለው። |
60,842 | am_tg | ስለዚህ በማግስቱ አግሪጳና በርኒቄ በታላቅ ክብር ደምቀው እንዲሁም በሻለቃዎችና በከተማዋ ታላላቅ ሰዎች ታጅበው ወደ መሰብሰቢያ አዳራሹ ገቡ፤ ፊስጦስም ትእዛዝ በሰጠ ጊዜ ጳውሎስ እንዲቀርብ ተደረገ። | ንጽብሒቱ ድማ፡ ኣግሪጳን በርኒቄን ምስ ኣሕሉቕ ሽሕን ምስ ምርኡያት እታ ኸተማን ኰይኖም ብብዙሕ ግሩም ትርኢት ናብ ኣዳራሽ ፍርዲ ኣተዉ፣ ፌስጦስ ምስ ኣዘዘ ኸኣ፡ ንጳውሎስ ኣምጽእዎ። |
60,843 | tg_am | ንጽብሒቱ ድማ፡ ኣግሪጳን በርኒቄን ምስ ኣሕሉቕ ሽሕን ምስ ምርኡያት እታ ኸተማን ኰይኖም ብብዙሕ ግሩም ትርኢት ናብ ኣዳራሽ ፍርዲ ኣተዉ፣ ፌስጦስ ምስ ኣዘዘ ኸኣ፡ ንጳውሎስ ኣምጽእዎ። | ስለዚህ በማግስቱ አግሪጳና በርኒቄ በታላቅ ክብር ደምቀው እንዲሁም በሻለቃዎችና በከተማዋ ታላላቅ ሰዎች ታጅበው ወደ መሰብሰቢያ አዳራሹ ገቡ፤ ፊስጦስም ትእዛዝ በሰጠ ጊዜ ጳውሎስ እንዲቀርብ ተደረገ። |
60,844 | am_tg | ፊስጦስም እንዲህ አለ፦ “ንጉሥ አግሪጳና ከእኛ ጋር እዚህ የተሰበሰባችሁ ሁሉ፣ ይህ የምታዩት ሰው በኢየሩሳሌምም ሆነ እዚህ፣ አይሁዳውያን ሁሉ ከእንግዲህ በሕይወት ሊኖር አይገባውም እያሉ በመጮኽ ለእኔ አቤቱታ ያቀረቡበት ሰው ነው። | ፌስጦስ ድማ ከምዚ በለ፦ “ኦ ንጉስ ኣግሪጳ፡ ኣቱም ኣብዚ ዘለኹም ኵላትኩም፡ ብዛዕባ እዚ እትርእይዎ ዘለኹም ሰብ፡ ደጊም ብህይወት ኪነብር ከም ዘይግብኦ እናጨደሩ፡ ኵሎም ህዝቢ ኣይሁድ ኣብ የሩሳሌምን ኣብዝን ለሚኖምኒ። |
60,845 | tg_am | ፌስጦስ ድማ ከምዚ በለ፦ “ኦ ንጉስ ኣግሪጳ፡ ኣቱም ኣብዚ ዘለኹም ኵላትኩም፡ ብዛዕባ እዚ እትርእይዎ ዘለኹም ሰብ፡ ደጊም ብህይወት ኪነብር ከም ዘይግብኦ እናጨደሩ፡ ኵሎም ህዝቢ ኣይሁድ ኣብ የሩሳሌምን ኣብዝን ለሚኖምኒ። | ፊስጦስም እንዲህ አለ፦ “ንጉሥ አግሪጳና ከእኛ ጋር እዚህ የተሰበሰባችሁ ሁሉ፣ ይህ የምታዩት ሰው በኢየሩሳሌምም ሆነ እዚህ፣ አይሁዳውያን ሁሉ ከእንግዲህ በሕይወት ሊኖር አይገባውም እያሉ በመጮኽ ለእኔ አቤቱታ ያቀረቡበት ሰው ነው። |
60,846 | am_tg | እኔ ግን ለሞት የሚያበቃ ምንም ነገር እንዳልፈጸመ ተረድቻለሁ። በመሆኑም እሱ ራሱ ወደ አውግስጦስ ይግባኝ ስላለ ልልከው ወስኛለሁ። | ኣነ ግና ኣብ ሞት ዜብጽሕ ነገር ከቶ ኸም ዘይገበረ ተገንዚበ ኣለኹ። ባዕሉ ናብ ግርማውነቶም ይግባይ ምስ በለ ኸኣ፡ ክሰድዶ ወሲነ ኣለኹ። |
60,847 | tg_am | ኣነ ግና ኣብ ሞት ዜብጽሕ ነገር ከቶ ኸም ዘይገበረ ተገንዚበ ኣለኹ። ባዕሉ ናብ ግርማውነቶም ይግባይ ምስ በለ ኸኣ፡ ክሰድዶ ወሲነ ኣለኹ። | እኔ ግን ለሞት የሚያበቃ ምንም ነገር እንዳልፈጸመ ተረድቻለሁ። በመሆኑም እሱ ራሱ ወደ አውግስጦስ ይግባኝ ስላለ ልልከው ወስኛለሁ። |
60,848 | am_tg | ይሁንና ስለ እሱ ወደ ጌታዬ የምጽፈው ምንም የተረጋገጠ ነገር አላገኘሁም። ስለዚህ አሁን በችሎቱ ፊት ከተመረመረ በኋላ ልጽፈው የምችለው ነገር አገኝ ዘንድ በእናንተ ሁሉ ፊት በተለይ ደግሞ በአንተ በንጉሥ አግሪጳ ፊት አቀረብኩት። | ብዛዕባኡ ናብ ጐይታይ ዝጽሕፎ ርግጽ ነገር ግና የብለይን። ስለዚ፡ ንሱ ምስ ተመርመረ፡ ዝጽሕፎ ነገር ምእንቲ ኽረክብሲ፡ ኣብ ቅድሜኹም፡ ምናዳ ኸኣ ኦ ንጉስ ኣግሪጳ፡ ኣብ ቅድሜኻ ኣምጺአዮ ኣለኹ። |
60,849 | tg_am | ብዛዕባኡ ናብ ጐይታይ ዝጽሕፎ ርግጽ ነገር ግና የብለይን። ስለዚ፡ ንሱ ምስ ተመርመረ፡ ዝጽሕፎ ነገር ምእንቲ ኽረክብሲ፡ ኣብ ቅድሜኹም፡ ምናዳ ኸኣ ኦ ንጉስ ኣግሪጳ፡ ኣብ ቅድሜኻ ኣምጺአዮ ኣለኹ። | ይሁንና ስለ እሱ ወደ ጌታዬ የምጽፈው ምንም የተረጋገጠ ነገር አላገኘሁም። ስለዚህ አሁን በችሎቱ ፊት ከተመረመረ በኋላ ልጽፈው የምችለው ነገር አገኝ ዘንድ በእናንተ ሁሉ ፊት በተለይ ደግሞ በአንተ በንጉሥ አግሪጳ ፊት አቀረብኩት። |
60,850 | am_tg | ምክንያቱም አንድን እስረኛ የተከሰሰበትን ምክንያት ሳይገልጹ መላክ ተገቢ አልመሰለኝም።” | ክሱ ኸይተሓበረ ንእሱር ምስዳድሲ፡ ዕሽነት ይመስለኒ።” |
60,851 | tg_am | ክሱ ኸይተሓበረ ንእሱር ምስዳድሲ፡ ዕሽነት ይመስለኒ።” | ምክንያቱም አንድን እስረኛ የተከሰሰበትን ምክንያት ሳይገልጹ መላክ ተገቢ አልመሰለኝም።” |
60,852 | am_tg | በአንጾኪያ ባለው ጉባኤ ውስጥ ነቢያትና አስተማሪዎች ነበሩ፤ እነሱም፦ በርናባስ፣ ኒጌር ማለትም ጥቁር ተብሎ የሚጠራው ሲምዖን፣ የቀሬናው ሉክዮስ፣ የአውራጃ ገዢ ከሆነው ከሄሮድስ ጋር የተማረው ምናሔና ሳኦል ናቸው። | ኣብታ ኣብ ኣንጾክያ ዝነበረት ጉባኤ ኸኣ፡ ነብያትን መምህራንን ነበሩ፣ ንሳቶም ድማ በርናባስን እቲ ኔጌር እተባህለ ስምኦንን ሉክዮስ ብዓል ቀሬኔን እቲ ምስ ሄሮድስ እቲ ገዛኢ ኣውራጃ እተማህረ ማናይንን ሳውልን ነበሩ። |
60,853 | tg_am | ኣብታ ኣብ ኣንጾክያ ዝነበረት ጉባኤ ኸኣ፡ ነብያትን መምህራንን ነበሩ፣ ንሳቶም ድማ በርናባስን እቲ ኔጌር እተባህለ ስምኦንን ሉክዮስ ብዓል ቀሬኔን እቲ ምስ ሄሮድስ እቲ ገዛኢ ኣውራጃ እተማህረ ማናይንን ሳውልን ነበሩ። | በአንጾኪያ ባለው ጉባኤ ውስጥ ነቢያትና አስተማሪዎች ነበሩ፤ እነሱም፦ በርናባስ፣ ኒጌር ማለትም ጥቁር ተብሎ የሚጠራው ሲምዖን፣ የቀሬናው ሉክዮስ፣ የአውራጃ ገዢ ከሆነው ከሄሮድስ ጋር የተማረው ምናሔና ሳኦል ናቸው። |
60,854 | am_tg | እነዚህ ይሖዋን እያገለገሉና እየጾሙ ሳሉ መንፈስ ቅዱስ “በርናባስንና ሳኦልን አንድ ሥራ እንዲሠሩ ስለመረጥኳቸው ለዩልኝ” አለ። | ንየሆዋ ኼገልግልዎን ኪጾሙን ከለዉ ኸኣ፡ መንፈስ ቅዱስ፡ “ንበርናባስን ንሳውልን፡ ነቲ ዝጸዋዕክዎም ዕዮ ፍለዩለይ” በሎም። |
60,855 | tg_am | ንየሆዋ ኼገልግልዎን ኪጾሙን ከለዉ ኸኣ፡ መንፈስ ቅዱስ፡ “ንበርናባስን ንሳውልን፡ ነቲ ዝጸዋዕክዎም ዕዮ ፍለዩለይ” በሎም። | እነዚህ ይሖዋን እያገለገሉና እየጾሙ ሳሉ መንፈስ ቅዱስ “በርናባስንና ሳኦልን አንድ ሥራ እንዲሠሩ ስለመረጥኳቸው ለዩልኝ” አለ። |
60,856 | am_tg | እነሱም ከጾሙና ከጸለዩ በኋላ እጃቸውን ጫኑባቸው፤ ከዚያም አሰናበቷቸው። | ሽዑ፡ ምስ ጾሙን ምስ ጸለዩን፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም እሞ ሰደድዎም። |
60,857 | tg_am | ሽዑ፡ ምስ ጾሙን ምስ ጸለዩን፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም እሞ ሰደድዎም። | እነሱም ከጾሙና ከጸለዩ በኋላ እጃቸውን ጫኑባቸው፤ ከዚያም አሰናበቷቸው። |
60,858 | am_tg | ሰዎቹም በመንፈስ ቅዱስ ተልከው ወደ ሴሌውቅያ ወረዱ፤ ከዚያም በመርከብ ወደ ቆጵሮስ ደሴት ተጓዙ። | ስለዚ፡ እዚኣቶም ብመንፈስ ቅዱስ ተላኢኾም ናብ ሴሌውቅያ ወረዱ፣ ካብኡ ኸኣ ብመርከብ ናብ ቆጵሮስ ከዱ። |
60,859 | tg_am | ስለዚ፡ እዚኣቶም ብመንፈስ ቅዱስ ተላኢኾም ናብ ሴሌውቅያ ወረዱ፣ ካብኡ ኸኣ ብመርከብ ናብ ቆጵሮስ ከዱ። | ሰዎቹም በመንፈስ ቅዱስ ተልከው ወደ ሴሌውቅያ ወረዱ፤ ከዚያም በመርከብ ወደ ቆጵሮስ ደሴት ተጓዙ። |
60,860 | am_tg | ስልማና በደረሱ ጊዜም የአምላክን ቃል በአይሁዳውያን ምኩራቦች ማወጅ ጀመሩ። ዮሐንስም እንደ አገልጋይ ሆኖ ይረዳቸው ነበር። | ኣብ ሰላሚስ ምስ በጽሑ ድማ፡ ኣብ ምኵራባት ኣይሁድ ቃል ኣምላኽ ሰበኹ። ዮሃንስ ከኣ የገልግሎም ነበረ። |
60,861 | tg_am | ኣብ ሰላሚስ ምስ በጽሑ ድማ፡ ኣብ ምኵራባት ኣይሁድ ቃል ኣምላኽ ሰበኹ። ዮሃንስ ከኣ የገልግሎም ነበረ። | ስልማና በደረሱ ጊዜም የአምላክን ቃል በአይሁዳውያን ምኩራቦች ማወጅ ጀመሩ። ዮሐንስም እንደ አገልጋይ ሆኖ ይረዳቸው ነበር። |
60,862 | am_tg | ደሴቲቱን ከዳር እስከ ዳር አዳርሰው እስከ ጳፎስ ተጓዙ፤ በዚህ ጊዜ በርያሱስ የተባለ ጠንቋይና ሐሰተኛ ነቢይ የነበረ አንድ አይሁዳዊ አገኙ። | ብመንጎ ዅላ እታ ደሴት ሓሊፎም ክሳዕ ጳፎስ ምስ ከዱ፡ ሓደ ኣስማተኛን ናይ ሓሶት ነብይን ዝዀነ ባርየሱስ ዝስሙ ኣይሁዳዊ ሰብኣይ ረኸቡ። |
60,863 | tg_am | ብመንጎ ዅላ እታ ደሴት ሓሊፎም ክሳዕ ጳፎስ ምስ ከዱ፡ ሓደ ኣስማተኛን ናይ ሓሶት ነብይን ዝዀነ ባርየሱስ ዝስሙ ኣይሁዳዊ ሰብኣይ ረኸቡ። | ደሴቲቱን ከዳር እስከ ዳር አዳርሰው እስከ ጳፎስ ተጓዙ፤ በዚህ ጊዜ በርያሱስ የተባለ ጠንቋይና ሐሰተኛ ነቢይ የነበረ አንድ አይሁዳዊ አገኙ። |
60,864 | am_tg | እሱም ሰርግዮስ ጳውሎስ ከተባለው አስተዋይ የሮም አገረ ገዢ ጋር ነበር። ይህ አገረ ገዢ የአምላክን ቃል ለመስማት ስለጓጓ በርናባስንና ሳኦልን ጠራቸው። | ንሱ ምስቲ ምስለኔ ዝዀነ ሰርግዮስ ጳውሎስ ዚብሃል ኣስተውዓሊ ሰብኣይ ነበረ። እዚ ሰብኣይ እዚ ኸኣ ቃል ኣምላኽ ኪሰምዕ ተሃንጥዩ፡ ንበርናባስን ንሳውልን ጸውዖም። |
60,865 | tg_am | ንሱ ምስቲ ምስለኔ ዝዀነ ሰርግዮስ ጳውሎስ ዚብሃል ኣስተውዓሊ ሰብኣይ ነበረ። እዚ ሰብኣይ እዚ ኸኣ ቃል ኣምላኽ ኪሰምዕ ተሃንጥዩ፡ ንበርናባስን ንሳውልን ጸውዖም። | እሱም ሰርግዮስ ጳውሎስ ከተባለው አስተዋይ የሮም አገረ ገዢ ጋር ነበር። ይህ አገረ ገዢ የአምላክን ቃል ለመስማት ስለጓጓ በርናባስንና ሳኦልን ጠራቸው። |
60,866 | am_tg | ይሁን እንጂ ጠንቋዩ ኤልማስ አገረ ገዢው ይህን እምነት እንዳይቀበል ለማከላከል ፈልጎ ይቃወማቸው ጀመር። (ኤልማስ የተባለው ስም ትርጉም ጠንቋይ ማለት ነው።) | ኤልማስ እቲ ኣስማተኛ ግና፡ (ስሙ እውን ከምኡ እዩ ዚትርጐም፡) ነቲ ምስለኔ ኸይኣምን ኪመልሶ ደልዩ፡ ተጻረሮም። |
60,867 | tg_am | ኤልማስ እቲ ኣስማተኛ ግና፡ (ስሙ እውን ከምኡ እዩ ዚትርጐም፡) ነቲ ምስለኔ ኸይኣምን ኪመልሶ ደልዩ፡ ተጻረሮም። | ይሁን እንጂ ጠንቋዩ ኤልማስ አገረ ገዢው ይህን እምነት እንዳይቀበል ለማከላከል ፈልጎ ይቃወማቸው ጀመር። (ኤልማስ የተባለው ስም ትርጉም ጠንቋይ ማለት ነው።) |
60,868 | am_tg | በዚህ ጊዜ፣ ጳውሎስ ተብሎ የሚጠራው ሳኦል በመንፈስ ቅዱስ ተሞልቶ ትኩር ብሎ ተመለከተው፤ | እቲ ጳውሎስ እተባህለ ሳውል፡ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ፡ ኣተኲሩ ጠመቶ እሞ፡ |
60,869 | tg_am | እቲ ጳውሎስ እተባህለ ሳውል፡ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ፡ ኣተኲሩ ጠመቶ እሞ፡ | በዚህ ጊዜ፣ ጳውሎስ ተብሎ የሚጠራው ሳኦል በመንፈስ ቅዱስ ተሞልቶ ትኩር ብሎ ተመለከተው፤ |
60,870 | am_tg | ከዚያም እንዲህ አለው፦ “አንተ ተንኮልና ክፋት ሁሉ የሞላብህ፣ የዲያብሎስ ልጅ፣ የጽድቅም ሁሉ ጠላት! ቀና የሆነውን የይሖዋን መንገድ ማጣመምህን አትተውም? | “ኣታ ዅሉ ተንኰልን ኵሉ ኽፍኣትን ዝመልኣካ ወዲ ድያብሎስ፡ ኣታ ጸላእ ኵሉ ጽድቂ፡ ነቲ ቕኑዕ መገድታት የሆዋ ኻብ ምጥዋይሲ ኣይትዓርፍን ዲኻ፧ |
60,871 | tg_am | “ኣታ ዅሉ ተንኰልን ኵሉ ኽፍኣትን ዝመልኣካ ወዲ ድያብሎስ፡ ኣታ ጸላእ ኵሉ ጽድቂ፡ ነቲ ቕኑዕ መገድታት የሆዋ ኻብ ምጥዋይሲ ኣይትዓርፍን ዲኻ፧ | ከዚያም እንዲህ አለው፦ “አንተ ተንኮልና ክፋት ሁሉ የሞላብህ፣ የዲያብሎስ ልጅ፣ የጽድቅም ሁሉ ጠላት! ቀና የሆነውን የይሖዋን መንገድ ማጣመምህን አትተውም? |
60,872 | am_tg | እነሆ፣ የይሖዋ እጅ በአንተ ላይ ነው፤ ዓይነ ስውር ትሆናለህ፤ ለተወሰነ ጊዜም የፀሐይ ብርሃን አታይም።” ወዲያውኑም ጭጋግና ጨለማ ዓይኑን ጋረደው፤ እጁን ይዞ የሚመራው ሰው ለማግኘትም ዙሪያውን መፈለግ ጀመረ። | እንሃ፡ ኢድ የሆዋ ኣብ ልዕሌኻ እያ፣ ክትዓውር፡ ንግዜኡ እውን ብርሃን ጸሓይ ኣይክትርእን ኢኻ” በሎ። ብቕጽበት ድማ፡ ብርቱዕ ጣቓን ጸልማትን ወደቖ፣ ብኢዱ ዚመርሖ ደልዩ ኸኣ ናብዝን ናብትን ተመላለሰ። |
60,873 | tg_am | እንሃ፡ ኢድ የሆዋ ኣብ ልዕሌኻ እያ፣ ክትዓውር፡ ንግዜኡ እውን ብርሃን ጸሓይ ኣይክትርእን ኢኻ” በሎ። ብቕጽበት ድማ፡ ብርቱዕ ጣቓን ጸልማትን ወደቖ፣ ብኢዱ ዚመርሖ ደልዩ ኸኣ ናብዝን ናብትን ተመላለሰ። | እነሆ፣ የይሖዋ እጅ በአንተ ላይ ነው፤ ዓይነ ስውር ትሆናለህ፤ ለተወሰነ ጊዜም የፀሐይ ብርሃን አታይም።” ወዲያውኑም ጭጋግና ጨለማ ዓይኑን ጋረደው፤ እጁን ይዞ የሚመራው ሰው ለማግኘትም ዙሪያውን መፈለግ ጀመረ። |
60,874 | am_tg | አገረ ገዢውም ስለ ይሖዋ በተማረው ነገር ተደንቆ ስለነበር ይህን ባየ ጊዜ አማኝ ሆነ። | ሽዑ፡ እቲ ምስለኔ፡ እቲ ዝዀነ ርእዩ፡ ብትምህርቲ የሆዋ ተገሪሙ ኣመነ። |
60,875 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ ምስለኔ፡ እቲ ዝዀነ ርእዩ፡ ብትምህርቲ የሆዋ ተገሪሙ ኣመነ። | አገረ ገዢውም ስለ ይሖዋ በተማረው ነገር ተደንቆ ስለነበር ይህን ባየ ጊዜ አማኝ ሆነ። |
60,876 | am_tg | ጳውሎስና ባልደረቦቹ ከጳፎስ ተነስተው በባሕር ላይ በመጓዝ ጵንፍልያ ውስጥ ወዳለችው ወደ ጴርጌ ሄዱ። ዮሐንስ ግን ከእነሱ ተለይቶ ወደ ኢየሩሳሌም ተመለሰ። | ጳውሎስን ብጾቱን ካብ ጳፎስ ብመርከብ ናብ ጴርጌ ናይ ጰምፊልያ በጽሑ። ዮሃንስ ግና ሓዲግዎም ናብ የሩሳሌም ተመልሰ። |
60,877 | tg_am | ጳውሎስን ብጾቱን ካብ ጳፎስ ብመርከብ ናብ ጴርጌ ናይ ጰምፊልያ በጽሑ። ዮሃንስ ግና ሓዲግዎም ናብ የሩሳሌም ተመልሰ። | ጳውሎስና ባልደረቦቹ ከጳፎስ ተነስተው በባሕር ላይ በመጓዝ ጵንፍልያ ውስጥ ወዳለችው ወደ ጴርጌ ሄዱ። ዮሐንስ ግን ከእነሱ ተለይቶ ወደ ኢየሩሳሌም ተመለሰ። |
60,878 | am_tg | እነሱ ግን ጉዟቸውን በመቀጠል ከጴርጌ ተነስተው በጵስድያ ወደምትገኘው ወደ አንጾኪያ መጡ። በሰንበት ቀንም ወደ ምኩራብ ገብተው ተቀመጡ። | ንሳቶም ግና ካብ ጴርጌ ሓሊፎም ናብ ኣንጾክያ ናይ ጲሲድያ መጹ። ብመዓልቲ ሰንበት ናብ ምኵራብ ኣትዮም ከኣ ተቐመጡ። |
60,879 | tg_am | ንሳቶም ግና ካብ ጴርጌ ሓሊፎም ናብ ኣንጾክያ ናይ ጲሲድያ መጹ። ብመዓልቲ ሰንበት ናብ ምኵራብ ኣትዮም ከኣ ተቐመጡ። | እነሱ ግን ጉዟቸውን በመቀጠል ከጴርጌ ተነስተው በጵስድያ ወደምትገኘው ወደ አንጾኪያ መጡ። በሰንበት ቀንም ወደ ምኩራብ ገብተው ተቀመጡ። |
60,880 | am_tg | የሕጉና የነቢያት መጻሕፍት በሕዝቡ ፊት ከተነበበ በኋላ የምኩራቡ አለቆች “ወንድሞች ሆይ፣ ሕዝቡን የሚያበረታታ የምትናገሩት ቃል ካላችሁ ተናገሩ” የሚል መልእክት ላኩባቸው። | ሕግን ነብያትን ምስ ተነብበ፡ እቶም መራሕቲ ምኵራብ፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንህዝቢ ዚንገር ገለ ዜተባብዕ ቃል እንተ ኣልዩኩም፡ ንገሩ” ኢሎም ለኣኹሎም። |
60,881 | tg_am | ሕግን ነብያትን ምስ ተነብበ፡ እቶም መራሕቲ ምኵራብ፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንህዝቢ ዚንገር ገለ ዜተባብዕ ቃል እንተ ኣልዩኩም፡ ንገሩ” ኢሎም ለኣኹሎም። | የሕጉና የነቢያት መጻሕፍት በሕዝቡ ፊት ከተነበበ በኋላ የምኩራቡ አለቆች “ወንድሞች ሆይ፣ ሕዝቡን የሚያበረታታ የምትናገሩት ቃል ካላችሁ ተናገሩ” የሚል መልእክት ላኩባቸው። |
60,882 | am_tg | ስለዚህ ጳውሎስ ተነስቶ በእጁ ምልክት በመስጠት እንዲህ አለ፦ “የእስራኤል ሰዎችም ሆናችሁ አምላክን የምትፈሩ ሌሎች ሰዎች ሁሉ፣ ስሙ። | ሽዑ፡ ጳውሎስ ተንሲኡ፡ ብኢዱ እናኣመልከተ ኸምዚ በለ፦ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ሰብ እስራኤልን ንኣምላኽ እትፈርሁን፡ ስምዑ። |
60,883 | tg_am | ሽዑ፡ ጳውሎስ ተንሲኡ፡ ብኢዱ እናኣመልከተ ኸምዚ በለ፦ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ሰብ እስራኤልን ንኣምላኽ እትፈርሁን፡ ስምዑ። | ስለዚህ ጳውሎስ ተነስቶ በእጁ ምልክት በመስጠት እንዲህ አለ፦ “የእስራኤል ሰዎችም ሆናችሁ አምላክን የምትፈሩ ሌሎች ሰዎች ሁሉ፣ ስሙ። |
60,884 | am_tg | የዚህ የእስራኤል ሕዝብ አምላክ አባቶቻችንን መረጠ፤ በግብፅ ምድር ባዕዳን ሆነው ይኖሩ በነበረበት ጊዜም ሕዝቡን ከፍ ከፍ አደረጋቸው፤ በኃያል ክንዱም ከዚያ አወጣቸው። | ኣምላኽ እዚ ህዝቢ እስራኤል እዚ ንኣቦታትና ሓረዮም፣ ነዚ ህዝቢ እዚ ኸኣ ኣብ ምድሪ ግብጺ ጓና ዀይኑ ኺነብር ከሎ፡ ልዕል ኣበሎ፣ በታ ልዕልቲ ቕልጽሙ ኸኣ ካብኣ ኣውጽኦም። |
60,885 | tg_am | ኣምላኽ እዚ ህዝቢ እስራኤል እዚ ንኣቦታትና ሓረዮም፣ ነዚ ህዝቢ እዚ ኸኣ ኣብ ምድሪ ግብጺ ጓና ዀይኑ ኺነብር ከሎ፡ ልዕል ኣበሎ፣ በታ ልዕልቲ ቕልጽሙ ኸኣ ካብኣ ኣውጽኦም። | የዚህ የእስራኤል ሕዝብ አምላክ አባቶቻችንን መረጠ፤ በግብፅ ምድር ባዕዳን ሆነው ይኖሩ በነበረበት ጊዜም ሕዝቡን ከፍ ከፍ አደረጋቸው፤ በኃያል ክንዱም ከዚያ አወጣቸው። |
60,886 | am_tg | ለ40 ዓመት ያህልም በምድረ በዳ ታገሣቸው። | ንኣስታት 40 ዓመት ድማ ኣብ በረኻ ተዓገሶም። |
60,887 | tg_am | ንኣስታት 40 ዓመት ድማ ኣብ በረኻ ተዓገሶም። | ለ40 ዓመት ያህልም በምድረ በዳ ታገሣቸው። |
60,888 | am_tg | በከነአን ምድር የነበሩትን ሰባት ብሔራት ካጠፋ በኋላ ምድራቸውን ርስት አድርጎ ሰጣቸው። | ኣብ ምድሪ ከነኣን ሸውዓተ ኣህዛብ ምስ ኣጥፍአ፡ ምድሮም ርስቲ ገይሩ መደበሎም። |
60,889 | tg_am | ኣብ ምድሪ ከነኣን ሸውዓተ ኣህዛብ ምስ ኣጥፍአ፡ ምድሮም ርስቲ ገይሩ መደበሎም። | በከነአን ምድር የነበሩትን ሰባት ብሔራት ካጠፋ በኋላ ምድራቸውን ርስት አድርጎ ሰጣቸው። |
60,890 | am_tg | ይህ ሁሉ የሆነው በ450 ዓመት ያህል ጊዜ ውስጥ ነው። “ይህ ከሆነ በኋላ እስከ ነቢዩ ሳሙኤል ዘመን ድረስ መሳፍንትን ሰጣቸው። | እዚ ዅሉ ብኣስታት 450 ዓመት ኰነ። “ድሕርዚ ኸኣ፡ ክሳዕ ሳሙኤል እቲ ነብዪ፡ መሳፍንቲ ሃቦም። |
60,891 | tg_am | እዚ ዅሉ ብኣስታት 450 ዓመት ኰነ። “ድሕርዚ ኸኣ፡ ክሳዕ ሳሙኤል እቲ ነብዪ፡ መሳፍንቲ ሃቦም። | ይህ ሁሉ የሆነው በ450 ዓመት ያህል ጊዜ ውስጥ ነው። “ይህ ከሆነ በኋላ እስከ ነቢዩ ሳሙኤል ዘመን ድረስ መሳፍንትን ሰጣቸው። |
60,892 | am_tg | ከዚያ በኋላ ግን ንጉሥ እንዲያነግሥላቸው ጠየቁ፤ አምላክም ከቢንያም ነገድ የሆነውን የቂስን ልጅ ሳኦልን ለ40 ዓመት አነገሠላቸው። | ድሕሪኡ ግና፡ ንጉስ ለመኑ፣ ኣምላኽ ከኣ ንሳኦል ወዲ ቂስ፡ ነቲ ኻብ ነገድ ብንያም ዝዀነ ሰብኣይ፡ ን40 ዓመት ሃቦም። |
60,893 | tg_am | ድሕሪኡ ግና፡ ንጉስ ለመኑ፣ ኣምላኽ ከኣ ንሳኦል ወዲ ቂስ፡ ነቲ ኻብ ነገድ ብንያም ዝዀነ ሰብኣይ፡ ን40 ዓመት ሃቦም። | ከዚያ በኋላ ግን ንጉሥ እንዲያነግሥላቸው ጠየቁ፤ አምላክም ከቢንያም ነገድ የሆነውን የቂስን ልጅ ሳኦልን ለ40 ዓመት አነገሠላቸው። |
60,894 | am_tg | እሱን ከሻረው በኋላ ‘እንደ ልቤ የሆነውን የእሴይን ልጅ ዳዊትን አገኘሁ፤ እሱ የምፈልገውን ነገር ሁሉ ያደርጋል’ ሲል የመሠከረለትን ዳዊትን ንጉሥ አድርጎ አስነሳላቸው። | ምስ ሰዓሮ ድማ፡ ንዳዊት፡ ንጉስ ኪኸውን ኣተንስኣሎም፣ ብዛዕባኡ ኸኣ፡ ‘ዳዊት ወዲ እሴይ፡ ከም ልበይ ዝዀነ ሰብኣይ ረኺበ፣ ንሱ ዅሉ እቲ ዝምነዮ ኺገብር እዩ’ ኢሉ መስከረ። |
60,895 | tg_am | ምስ ሰዓሮ ድማ፡ ንዳዊት፡ ንጉስ ኪኸውን ኣተንስኣሎም፣ ብዛዕባኡ ኸኣ፡ ‘ዳዊት ወዲ እሴይ፡ ከም ልበይ ዝዀነ ሰብኣይ ረኺበ፣ ንሱ ዅሉ እቲ ዝምነዮ ኺገብር እዩ’ ኢሉ መስከረ። | እሱን ከሻረው በኋላ ‘እንደ ልቤ የሆነውን የእሴይን ልጅ ዳዊትን አገኘሁ፤ እሱ የምፈልገውን ነገር ሁሉ ያደርጋል’ ሲል የመሠከረለትን ዳዊትን ንጉሥ አድርጎ አስነሳላቸው። |
60,896 | am_tg | አምላክ በገባው ቃል መሠረት ከዚህ ሰው ዘር ለእስራኤል አዳኝ የሆነውን ኢየሱስን አመጣ። | ካብ ዘርኡ ድማ፡ ኣምላኽ ከም ተስፋኡ ንእስራኤል መድሓኒ ኣተንስአ፣ ንሱ ኸኣ የሱስ እዩ። |
60,897 | tg_am | ካብ ዘርኡ ድማ፡ ኣምላኽ ከም ተስፋኡ ንእስራኤል መድሓኒ ኣተንስአ፣ ንሱ ኸኣ የሱስ እዩ። | አምላክ በገባው ቃል መሠረት ከዚህ ሰው ዘር ለእስራኤል አዳኝ የሆነውን ኢየሱስን አመጣ። |
60,898 | am_tg | ዮሐንስ፣ ኢየሱስ ከመምጣቱ በፊት ለእስራኤል ሕዝብ ሁሉ የንስሐ ምልክት የሆነውን ጥምቀት በይፋ ሰብኮ ነበር። | ቅድሚ ምምጻኡ እውን፡ ዮሃንስ ንዅሉ ህዝቢ እስራኤል ጥምቀት ንስሓ ሰቢኹ እዩ። |
60,899 | tg_am | ቅድሚ ምምጻኡ እውን፡ ዮሃንስ ንዅሉ ህዝቢ እስራኤል ጥምቀት ንስሓ ሰቢኹ እዩ። | ዮሐንስ፣ ኢየሱስ ከመምጣቱ በፊት ለእስራኤል ሕዝብ ሁሉ የንስሐ ምልክት የሆነውን ጥምቀት በይፋ ሰብኮ ነበር። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.