Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,100
am_tg
በፍጹም! እኛ ለኃጢአት ዚሞትን ሆነን ሳለን ኚእንግዲህ እንዎት በኃጢአት ውስጥ መኖራቜንን እንቀጥላለን?
ያእ ኣይፋልናን! ንሓጢኣት ምዉታት ካብ ኰንና፡ ኹመይ ኢልና ደኣ ደጊም ብእኡ ኜንነብር፧
63,101
tg_am

63,102
am_tg
ወይስ ክርስቶስ ኢዚሱስ ውስጥ ዹተጠመቅን ሁላቜን እሱ ሞት ውስጥ እንደተጠመቅን አታውቁም?
ወይስ ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ሓድነት ኪህልወና እተጠመቕና ዘበልና ዅላትና፡ ተኻፈልቲ ሞቱ ኜንኚውን ኹም እተጠመቕናዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
63,103

63,104
am_tg
ስለዚህ ክርስቶስ በአብ ክብር ኚሞት እንደተነሳ ሁሉ እኛም አዲስ ሕይወት እንድንኖር እሱ ሞት ውስጥ በመጠመቅ ኚእሱ ጋር ተቀብሚናል።
እምበኣር፡ ኚምቲ ክርስቶስ ብኜብሪ ኣቊ ኻብ ምዉታት ዝተንስአ፡ ንሕና እውን ብሓዳስ ህይወት ምእንቲ ኜንመላለስ፡ ብጥምቀትና ናብ ሞቱ ምስኡ ተቐቢርና ኢና።
63,105

63,106
am_tg
ሞቱን በሚመስል ሞት ኚእሱ ጋር አንድ ኹሆንን ትንሣኀውን በሚመስል ትንሣኀ ደግሞ ኚእሱ ጋር አንድ እንደምንሆን ጥርጥር ዚለውም።
ብኣምሳል ሞቱ ምስኡ እንተ ሓቢርና፡ ብኣምሳል ትንሳኀኡ እውን ብርግጜ ምስኡ ኜንሓብር ኢና።
63,107

63,108
am_tg
ምክንያቱም ኃጢአተኛው ሰውነታቜን በእኛ ላይ ምንም ኃይል እንዳይኖሚውና ኚእንግዲህ ዚኃጢአት ባሪያዎቜ ሆነን እንዳንኖር አሮጌው ስብዕናቜን ኚእሱ ጋር በእንጚት ላይ እንደተ቞ነኚሚ እናውቃለን።
ንሓጢኣት ኚይንግዛእ፡ እቲ ሓጥእ ሰብነትና ድማ ምእንቲ ኞይመልኚና፡ ኣሚጊት ስብእናና ምስኡ ኾም እተሰቕለ ንፈልጥ ኢና።
63,109

63,110
am_tg
ዹሞተ ኚኃጢአቱ ነፃ ወጥቷልና።
እቲ ዝሞተስ ካብ ሓጢኣት ሓራ ወጺኡ እዩ።
63,111
tg_am
እቲ ዝሞተስ ካብ ሓጢኣት ሓራ ወጺኡ እዩ።
ዹሞተ ኚኃጢአቱ ነፃ ወጥቷልና።
63,112
am_tg
በተጚማሪም ኚክርስቶስ ጋር ኚሞትን ኚእሱ ጋር እንደምንኖር እናምናለን።
ምስ ክርስቶስ ካብ ሞትና ኞኣ፡ ምስኡ ብህይወት ኹም እንነብር እውን ንኣምን ኢና።
63,113

63,114
am_tg
ክርስቶስ አሁን ኚሞት እንደተነሳና ዳግመኛ እንደማይሞት እናውቃለንፀ ኚእንግዲህ ሞት በእሱ ላይ እንደ ጌታ ሊሠለጥን አይቜልም።
እቲ ኻብ ምዉታት ዝተንስአ ክርስቶስ ደጊም ኹም ዘይመውትሲ ንፈልጥ ኢና፣ ደጊም ሞት ኣይመልኮን እዩ።
63,115

63,116
am_tg
ምክንያቱም እሱ ለአንዮና ለመጚሚሻ ጊዜ ለኃጢአት ሞቷልፀ ሆኖም አሁን እዚኖሚ ያለውን ሕይወት ዹሚኖሹው ለአምላክ ነው።
ኚመይሲ፡ ብሞቱ ሓንሳእ ንሓዋሩ ንሓጢኣት እዩ ሞይቱ፣ ብህይወቱ ግና ንኣምላኜ እዩ ዚነብር።
63,117

63,118
am_tg
በተመሳሳይም እናንተ ለኃጢአት እንደሞታቜሁ ሆኖም በክርስቶስ ኢዚሱስ ለአምላክ እንደምትኖሩ አድርጋቜሁ አስቡ።
ኚምኡ እውን ንስኻትኩም፡ ንሓጢኣት ምዉታት ኹም ዝዀንኩም፡ ንኣምላኜ ግና ብክርስቶስ ዚሱስ ህያዋን ኹም ዝዀንኩም ጌርኩም ርእስኹም ቍጞሩ።
63,119

63,120
am_tg
በመሆኑም ኃጢአት ለሰውነታቜሁ ምኞት ተገዢ እንድትሆኑ በማድሚግ ሟቜ በሆነው ሰውነታቜሁ ላይ መንገሡን እንዲቀጥል አትፍቀዱ።
እምበኣር፡ ንትምኒት ሰብነትኩም ምእንቲ ኞይትእዘዙ፡ ሓጢኣት ኣብቲ መዋቲ ሰብነትኩም ኣይንገስ።
63,121

63,122
am_tg
በተጚማሪም ሰውነታቜሁን ዚክፋት መሣሪያ አድርጋቜሁ ለኃጢአት አታቅርቡፀ ኹዚህ ይልቅ ኚሞት ወደ ሕይወት እንደተሻገሩ ሰዎቜ አድርጋቜሁ ራሳቜሁን ለአምላክ አቅርቡፀ ሰውነታቜሁንም ዚጜድቅ መሣሪያ አድርጋቜሁ ለአምላክ አቅርቡ።
ሰብነትኩም ኣጜዋር ዓመጻ ጌርኩም ንሓጢኣት ኣይተቕርቡ፣ ዚግዳስ፡ ርእስኹም ካብ ምዉታት ህያው ኹም ዝዀነት ጌርኩም፡ ሰብነትኩም እውን ኣጜዋር ጜድቂ ጌርኩም ንኣምላኜ ኣቕርቡ።
63,123

63,124
am_tg
ምክንያቱም በጾጋ ሥር እንጂ በሕግ ሥር ስላልሆናቜሁ ኃጢአት በእናንተ ላይ ጌታ ሊሆን አይገባም።
ኣብ ትሕቲ ጾጋ እምበር፡ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ስለ ዘይኰንኩም፡ ሓጢኣት ኣይምለኜኩም።
63,125

63,126
am_tg
እንግዲህ ኹዚህ በመነሳት ምን ማለት እንቜላለን? በጾጋ ሥር እንጂ በሕግ ሥር ስላልሆንን ኃጢአት እንሥራ ማለት ነው? በፍጹም!
እሞኞ ደኣ፧ ኣብ ትሕቲ ጾጋ እምበር፡ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኻብ ዘይኰንናስ፡ ሓጢኣትዶ ንግበር፧ ያእ ኣይፋልናን!
63,127

63,128
am_tg
ለማንም ቢሆን ታዛዥ ባሪያዎቜ ሆናቜሁ ራሳቜሁን ካቀሚባቜሁ ለዚያ ለምትታዘዙለት ባሪያዎቜ እንደሆናቜሁ አታውቁም? በመሆኑም ሞት ለሚያስኚትለው ለኃጢአት አለዚያም ጜድቅ ለሚያስገኘው ለታዛዥነት ባሪያዎቜ ናቜሁ።
ነቲ ኜትእዘዝዎ ኾም ባሮት ጌርኩም ርእስኹም እተቕርቡሉ ዘበለ፡ ስለ እትእዘዝዎ፡ ባሮቱ ኾም ዝዀንኩምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ንሓጢኣት እንተ ዀይኑ፡ ናብ ሞት፡ ንተኣዛዝነት እንተ ዀይኑ ኞኣ፡ ናብ ጜድቂ እዩ ዚመርሓኩም።
63,129

63,130
am_tg
ሆኖም እናንተ በአንድ ወቅት ዚኃጢአት ባሪያዎቜ ዚነበራቜሁ ቢሆንም እንድትኚተሉት ለተሰጣቜሁ ለእንዲህ ዓይነቱ ትምህርት ኚልብ ስለታዘዛቜሁ አምላክ ዹተመሰገነ ይሁን።
ግናኞ፡ ቀደም ባሮት ሓጢኣት ኔርኩምሲ፡ ነቲ እተዋህበኩም ምሳሌ ትምህርቲ ኻብ ልቢ ስለ እተኣዘዝኩምዎ፡ ኣምላኜ ይመስገን።
63,131

63,132
am_tg
አዎ፣ ኚኃጢአት ነፃ ስለወጣቜሁ ዚጜድቅ ባሪያዎቜ ሆናቜኋል።
እወ፡ ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ ዝወጻእኩም፡ ባሮት ጜድቂ ዄንኩም ኢኹም።
63,133

63,134
am_tg
እኔ ሰዎቜ በሚሚዱት ቋንቋ ዹምናገሹው በሥጋቜሁ ድክመት ዚተነሳ ነውፀ ዚአካል ክፍሎቻቜሁን ክፉ ድርጊት ለመፈጾም ለርኩሰትና ለክፋት ባሪያዎቜ አድርጋቜሁ አቅርባቜሁ እንደነበሚ ሁሉ አሁን ደግሞ ዚአካል ክፍሎቻቜሁን ቅዱስ ሥራ ለመሥራት ዚጜድቅ ባሪያዎቜ አድርጋቜሁ አቅርቡ።
ብሰንኪ ድኻም ስጋኹም ብኣዘራርባ ሰብ እዚ ዝዛሚብ ዘለኹ፣ ኚምቲ ኣካላትኩም ነቲ ናብ ጥሕሰት ሕጊ ዚመርሕ ርኜሰትን ጥሕሰት ሕግን ኹም ባሮት ጌርኩም ዘቕሚብኩም፡ ሕጂ ኞኣ ኣካላትኩም ነቲ ናብ ቅድስና ዚመርሕ ጜድቂ ኾም ባሮት ጌርኩም ኣቕርቡ።
63,135

63,136
am_tg
ዚኃጢአት ባሪያዎቜ በነበራቜሁበት ጊዜ በጜድቅ ሥር አልነበራቜሁምና።
ባሮት ሓጢኣት ኚለኹምሲ፡ ካብ ጜድቂ ሓራ ኢኹም ኔርኩም።
63,137

63,138
am_tg
ታዲያ በዚያን ጊዜ ታፈሯ቞ው ዚነበሩት ፍሬዎቜ ምን ዓይነት ነበሩ? አሁን ዚምታፍሩባ቞ው ነገሮቜ ና቞ው። ዚእነዚህ ነገሮቜ መጚሚሻ ሞት ነውና።
እሞ ደኣ በታ ግዜ እቲኣ እንታይ ፍሹ ተፍርዩ ኔርኩም፧ መወዳእታኡ ሞት ስለ ዝነበሚ፡ ሕጂ እትሓፍሩሉ ኢኹም ተፍርዩ ኔርኩም።
63,139

63,140
am_tg
ይሁን እንጂ አሁን ኚኃጢአት ነፃ ወጥታቜሁ ዹአምላክ ባሪያዎቜ ስለሆናቜሁ በቅድስና ጎዳና ፍሬ እያፈራቜሁ ነውፀ ዹዚህም መጚሚሻ ዹዘላለም ሕይወት ነው።
ሕጂ ግና ካብ ሓጢኣት ሓራ ስለ ዝወጻእኩም፡ ባሮት ኣምላኜ እውን ስለ ዝዀንኩም፡ ብመገዲ ቕድስና ተፍርዩ ኣለኹም፣ መወዳእታኡ ኞኣ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።
63,141

63,142
am_tg
ዚኃጢአት ደሞዝ ሞት ነውናፀ አምላክ ዹሚሰጠው ስጊታ ግን በጌታቜን በክርስቶስ ኢዚሱስ ዹዘላለም ሕይወት ነው።
ዓስቢ ሓጢኣትሲ ሞት እዩ፣ ኣምላኜ ብክርስቶስ ዚሱስ ጐይታና ኣቢሉ ዚህበና ውህበት ግና፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።
63,143

63,144
am_tg
ስለዚህ ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ያላ቞ው ኩነኔ ዚለባ቞ውም።
እምበኣር፡ እቶም ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ሓድነት ዘለዎም፡ ኵነኔ ዚብሎምን።
63,145

63,146
am_tg
ምክንያቱም ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ላላቾው ሰዎቜ ሕይወት ዚሚያስገኘው መንፈስ ሕግ፣ ኚኃጢአትና ኚሞት ሕግ ነፃ አውጥቷቜኋል።
ኚመይሲ፡ እቲ ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ብዘሎካ ሓድነት ህይወት ዚህብ ሕጊ እቲ መንፈስ፡ ካብ ሕጊ ሓጢኣትን ሞትን ሓራ ኣውጺኡካ ኣሎ።
63,147

63,148
am_tg
ሕጉ ኚሰብዓዊ አለፍጜምና ዚተነሳ ደካማ በመሆኑ ሊፈጜመው ያልቻለውን ነገር አምላክ ኃጢአትን ለማስወገድ ዹገዛ ራሱን ልጅ ኃጢአተኛ በሆኑ ሰዎቜ አምሳል በመላክ ፈጜሞታል። እንዲህ በማድሚግም ዚሥጋን ኃጢአት ኮንኗልፀ
ሕጊ ብስጋ ብምድካሙ ኺገብሮ ዘይኚኣለስ፡ ኣምላኜ ንወዱ፡ ንሓጢኣት ምእንቲ ኌወግድ ብኣምሳል እቲ ሓጥእ ስጋ ብምልኣኜ፡ ነቲ ብስጋ ዝዀነ ሓጢኣት ኰኒንዎ እዩ።
63,149

63,150
am_tg
ይህም ዹሆነው ዹሕጉ ዚጜድቅ መሥፈርት እንደ ሥጋ ፈቃድ ሳይሆን እንደ መንፈስ ፈቃድ በምንመላለሰው በእኛ እንዲፈጞም ነው።
እዚ ድማ እቲ ብሕጊ ዚድለ ስርዓታት ጜድቂ ኣባና፡ ኣብቶም ብስጋ ዘይኰነስ፡ ብመንፈስ እንመላለስ፡ ምእንቲ ኺፍጞም እዩ።
63,151

63,152
am_tg
እንደ ሥጋ ፈቃድ ዚሚኖሩ አእምሯ቞ው በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ያተኮሚ ነውፀ እንደ መንፈስ ፈቃድ ዚሚኖሩ ግን አእምሯ቞ው በመንፈሳዊ ነገሮቜ ላይ ያተኮሚ ነው።
እቶም ብስጋ ዚነብሩስ፡ ናይ ስጋ እዮም ዚሓስቡ፣ እቶም ብመንፈስ ዚነብሩ ግና፡ ናይ መንፈስ እዮም ዚሓስቡ።
63,153

63,154
am_tg
በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር ሞት ያስኚትላልናፀ በመንፈሳዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር ግን ሕይወትና ሰላም ያስገኛልፀ
ናይ ስጋ ምሕሳብ፡ ሞት እዩ፣ ናይ መንፈስ ምሕሳብ ግና፡ ህይወትን ሰላምን እዩ፣
63,155

63,156
am_tg
ሥጋ ለአምላክ ሕግ ስለማይገዛና ደግሞም ሊገዛ ስለማይቜል በሥጋዊ ነገሮቜ ላይ ማተኮር ዹአምላክ ጠላት ያደርጋል።
ምኜንያቱ፡ ናይ ስጋ ምሕሳብ፡ ንሕጊ ኣምላኜ ዚግዛእ ኣይኰነን፡ ኪኞውን እውን ኣይክእልን እዩ እሞ፡ ጜልኢ ምስ ኣምላኜ እዩ።
63,157

63,158
am_tg
ስለሆነም እንደ ሥጋ ፈቃድ ዚሚመላለሱ አምላክን ማስደሰት አይቜሉም።
እቶም ምስ ስጋ ተሰማሚዖም ዚመላለሱስ፡ ንኣምላኜ ኬሐጕስዎ ኣይክእሉን እዮም።
63,159

63,160
am_tg
ይሁን እንጂ ዹአምላክ መንፈስ በእርግጥ በውስጣቜሁ ዹሚኖር ኹሆነ ኚሥጋ ጋር ሳይሆን ኚመንፈስ ጋር ስምም ናቜሁ። ሆኖም አንድ ሰው ዚክርስቶስ መንፈስ ኹሌለው ይህ ሰው ዚክርስቶስ አይደለም።
ንስኻትኩም ግና፡ መንፈስ ኣምላኜ ኣባኻትኩም እንተ ሓዲሩስ፡ ምስ ስጋ ዘይኰነስ፡ ምስ መንፈስ ኢኹም ተሰማሚዕኩም እትመላለሱ። መንፈስ ክርስቶስ ዘይብሉ እንተ ኣልዩ ግና፡ ንሱ ናቱ ኣይኰነን።
63,161

63,162
am_tg
ይሁንና ክርስቶስ ኚእናንተ ጋር አንድነት ካለው፣ ሰውነታቜሁ በኃጢአት ምክንያት ዹሞተ ቢሆንም እንኳ መንፈስ ኚጜድቅ ዚተነሳ ሕይወት ያስገኛል።
ግናኞ፡ ምስ ክርስቶስ ሓድነት እንተ ኣልዩኩም፡ ሰብነትኩም ብሰሪ ሓጢኣት ምዉት እዩ፣ እቲ መንፈስ ግና ሳላ ጜድቂ፡ ህይወት እዩ።
63,163

63,164
am_tg
እንግዲህ ኢዚሱስን ኚሞት ያስነሳው ዹአምላክ መንፈስ በእናንተ ውስጥ ዹሚኖር ኹሆነ ክርስቶስ ኢዚሱስን ኚሞት ያስነሳው እሱ በእናንተ ውስጥ በሚኖሹው መንፈሱ አማካኝነት ሟቜ ሰውነታቜሁንም ሕያው ያደርገዋል።
መንፈስ እቲ ንዚሱስ ካብ ምዉታት ዘተንስኊ ኣባኻትኩም ሓዲሩ እንተ ኣልዩ፡ እቲ ንክርስቶስ ዚሱስ ካብ ምዉታት ዘተንስኊ ነቲ መዋቲ ሰብነትኩም በቲ ኣባኻትኩም ዚሓድር መንፈሱ ገይሩ ህያው ኪገብሮ እዩ።
63,165

63,166
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቜ ግዎታ አለብንፀ ይሁንና ግዎታቜን እንደ ሥጋ ፈቃድ መኖር አይደለምፀ
እምበኣር፡ ኣሕዋተዚ፡ ግዎታስ ኣሎና፣ ግናኞ፡ ንስጋ፡ ማለት ብስጋ ኜንነብር ኣይኰነን፣
63,167

63,168
am_tg
እንደ ሥጋ ፈቃድ ዚምትኖሩ ኹሆነ መሞታቜሁ ዹማይቀር ነውናፀ ይሁን እንጂ ሰውነታቜሁ ዚሚፈጜመውን ሥራ በመንፈስ ብትገድሉ በሕይወት ትኖራላቜሁ።
ብስጋ እንተ ነቢርኩምሲ፡ ክትሞቱ ኢኹም፣ ግብሪ ሰብነት ብመንፈስ እንተ ቐቲልኩም ግና፡ ብህይወት ክትነብሩ ኢኹም።
63,169

63,170
am_tg
በአምላክ መንፈስ ዚሚመሩ ሁሉ በእርግጥ ዹአምላክ ልጆቜ ና቞ውና።
ኚመይሲ፡ ኵሎም እቶም ብመንፈስ ኣምላኜ ዚምርሑ፡ ንሳቶም ውሉዳት ኣምላኜ እዮም።
63,171

63,172
am_tg
ዳግመኛ ለፍርሃት ዚሚዳርጋቜሁን ዚባርነት መንፈስ አልተቀበላቜሁምፀ ኹዚህ ይልቅ አምላክ ልጆቹ አድርጎ እንዲወስዳቜሁ ዚሚያስቜል መንፈስ አግኝታቜኋልፀ ይህም መንፈስ “አባ፣ አባት!” ብለን እንድንጣራ ይገፋፋናል።
ንስኻትኩምሲ ነቲ ብእኡ ኣቢልና፡ “ኣባ፡ ኣቊ!” ኢልና እንጜውዓሉ መንፈስ ውሉድነት ኢኹም እተቐበልኩም እምበር፡ ኹም ብሓድሜ ዜፍርሃኩም መንፈስ ባርነት ኣይተቐበልኩምን።
63,173

63,174
am_tg
ዹአምላክ ልጆቜ መሆናቜንን ይህ መንፈስ ራሱ ኚመንፈሳቜን ጋር ሆኖ ይመሠክራል።
ውሉዳት ኣምላኜ ምዃንና፡ እቲ መንፈስ ባዕሉ እዩ ምስ መንፈስና ዀይኑ ዚምስክር።
63,175

63,176
am_tg
እንግዲህ ልጆቜ ኹሆን ወራሟቜ ነንፀ ይኾውም ኹአምላክ ውርሻ እንቀበላለንፀ ይሁንና ዹምንወርሰው ኚክርስቶስ ጋር ነውፀ አሁን አብሚነው መኚራ ኚተቀበልን፣ በኋላ ደግሞ አብሚነው ክብር እንጎናጞፋለን።
ውሉዳት ካብ ኰንናስ፡ ወሚስቲ ድማ ኢና፣—ንኣምላኜ ወሚስቱ፡ ንክርስቶስ ኚኣ መዋርስቱ፡—ምስኡ መኚራ እንተ ጞጊብና፡ ምስኡ እውን ክንኚብር ኢና።
63,177

63,178
am_tg
በአሁኑ ጊዜ ዚሚደርስብን መኚራ በእኛ ላይ ኹሚገለጠው ክብር ጋር ሲነጻጞር ኹምንም ሊቆጠር እንደማይቜል አምናለሁ።
እዚ ኣብዚ እዋን እዚ ዘሎ መኚራ ምስቲ ኣባና ዚግለጜ ክብሪ ኺነጻጞር ኚሎስ፡ ኣብ ግምት ኹም ዘይኣቱ ገይሹ እዚ ዝቘጜሮ።
63,179

63,180
am_tg
ፍጥሚት ዹአምላክን ልጆቜ መገለጥ በኹፍተኛ ጉጉት እዚተጠባበቀ ነው።
ኚመይሲ፡ ፍጥሚት ንምግላጜ ደቂ ኣምላኜ ብሃሚርታ ይጜበ ኣሎ።
63,181

63,182
am_tg
ፍጥሚት ለኚንቱነት ተገዝቷልናፀ ዹተገዛው ግን በገዛ ፈቃዱ ሳይሆን በተስፋ እንዲገዛ ባደሚገው በእሱ አማካኝነት ነውፀ
ምኜንያቱ፡ ፍጥሚት ብፍቓዱ ዘይኰነስ፡ በቲ ዘግዝኊ፡ ብተስፋ ንኞንቱ እዩ ተገዚኡ፣
63,183

63,184
am_tg
ተስፋውም ፍጥሚት ራሱ ደግሞ ኚመበስበስ ባርነት ነፃ ወጥቶ ዹአምላክ ልጆቜ ዚሚያገኙት ዓይነት ክብራማ ነፃነት ማግኘት ነው።
እዛ ተስፋ እዚኣ ኞኣ፡ ፍጥሚት ንባዕሉ እውን፡ ካብ ባርነት ጥፍኣት ሓራ ኺወጜእን ክቡር ሓርነት ደቂ ኣምላኜ ኪህልዎን እያ።
63,185

63,186
am_tg
ፍጥሚት ሁሉ እስካሁን ድሚስ አብሮ በመቃተትና በመሠቃዚት ላይ እንደሚገኝ እናውቃለን።
ኵሉ ፍጥሚት ክሳዕ ሕጂ ብሓባር ዚስቈርቍርን ይሳቐን ኹም ዘሎስ፡ ንፈልጥ ኣለና።
63,187

63,188
am_tg
ይህም ብቻ ሳይሆን ዚውርሻቜንን በኩራት ይኾውም መንፈስን ያገኘን እኛ ራሳቜንም በቀዛው አማካኝነት ኚሥጋዊ አካላቜን ነፃ በመውጣት አምላክ ልጆቹ አድርጎ እንዲወስደን በጉጉት እዚተጠባበቅን በውስጣቜን እንቃትታለን።
ንሱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንሕና ብዅርነት፡ ማለት መንፈስ ዘሎና እውን፡ እወ ንሕና እኳ ውሉድነት፡ ማለት ብጀዋ ሰብነትና ተሃንጢና እናተጞበና፡ ብውሜጥና ነስቈርቍር ኢና።
63,189

63,190
am_tg
በዚህ ተስፋ ድነናልፀ ነገር ግን ተስፋ ዹሚደሹገው ነገር ዚሚታይ ኹሆነ ተስፋ መሆኑ ይቀራልፀ ደግሞስ አንድ ሰው ዚሚያዚውን ነገር ተስፋ ያደርጋል?
ኚመይሲ፡ በዛ ተስፋ እዚኣ ኢና ድሒንና፣ እትርአ ተስፋ ግና፡ ተስፋ ኣይኰነትን፣ ንዚርአ ነገር ተስፋ ዚገብርኚ መን ኣሎ፧
63,191

63,192
am_tg
ዹማናዹውን ነገር ተስፋ ዹምናደርግ ኹሆነ ግን ጾንተን በጉጉት እንጠባበቀዋለን።
ንዘይንርእዮ ተስፋ እንተ ጌርና ግና፡ ብተጻዋርነት ተሃንጢና ኢና እንጜበዮ።
63,193

63,194
am_tg
በተመሳሳይም መንፈስ በድካማቜን ይሚዳናል። ምን ብለን መጾለይ እንዳለብን ግራ ዚምንጋባበት ጊዜ ሊኖር ይቜላል። እንዲህ ያለ ሁኔታ ሲያጋጥመንና ስሜታቜንን በቃላት መግለጜ ተስኖን ስንቃትት መንፈስ ራሱ ስለ እኛ ይማልዳል።
ኚምኡ ድማ፡ እቲ መንፈስ እውን ንድኻምና ይድግፎ እዩ፣ ክንጜሊ ኌድልዚና ኞሎስ፡ እንታይ ክንብል ኹም ዚግብኣና ኣይንፈልጥን ኢና፣ እቲ መንፈስ ባዕሉ ግና ብዘይተዘርበ እህህታ ገይሩ ይልምነልና እዩ።
63,195

63,196
am_tg
ይሁንና ልብን ዹሚመሹምሹው አምላክ ዚመንፈስን ዓላማ ያውቃልፀ ምክንያቱም መንፈስ ለቅዱሳን ዹሚማልደው ኹአምላክ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ ነው።
ንሱ ኾም ፍቓድ ኣምላኜ ገይሩ ምእንቲ ቕዱሳት ይልምን እዩ እሞ፡ እቲ ልቢ ዚምርምር፡ ሓሳብ እቲ መንፈስ እንታይ ምዃኑ ይፈልጥ እዩ።
63,197

63,198
am_tg
አምላክ ለሚወዱት ይኾውም ኚእሱ ዓላማ ጋር በሚስማማ መንገድ ለተጠሩት ሥራውን ሁሉ አቀናጅቶ ለበጎ እንዲሆንላ቞ው እንደሚያደርግ እናውቃለንፀ
ኣምላኜ ነቶም ዜፍቅርዎ፡ ማለት ነቶም ኹም ዕላማኡ እተጞውዑ፡ ንጜቡቖም ኢሉ ንዅሉ ግብሩ ኾም ዜዋድዶ፡ ንፈልጥ ኢና፣
63,199