Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,200
am_tg
ምክንያቱም መጀመሪያ እውቅና ዚሰጣ቞ው ሰዎቜ ዹልጁን መልክ እንዲመስሉ አስቀድሞ ወስኗልፀ ይኾውም ልጁ ኚብዙ ወንድሞቜ መካኚል በኩር እንዲሆን ነው።
ምኜንያቱ፡ ወዱ ኻብ መንጎ ብዙሓት ኣሕዋት በዅሪ ምእንቲ ኪኞውንሲ፡ ነቶም ቅድም ዝፈለጊም፡ ንምስሊ ወዱ ኺመስሉ እውን ኣቐዲሙ መዲብዎም እዩ።
63,201
tg_am

63,202
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ አስቀድሞ ዹወሰናቾውን እነዚህን ጠራ቞ውፀ ዚጠራ቞ውን እነዚህን ደግሞ አጞደቃ቞ው። በመጚሚሻም ያጞደቃ቞ውን እነዚህን አኚበራ቞ው።
እቶም ኣቐዲሙ ዝመደቩም ኚኣ፡ እቶም ዝጾውዖም እዮም፣ እቶም ዝጾውዖም ድማ፡ እቶም ዘጜደቖም እዮም። እቶም ዘጜደቖም እውን፡ እቶም ዘኜበሮም እዮም።
63,203

63,204
am_tg
እንግዲህ ስለ እነዚህ ነገሮቜ ምን እንበል? አምላክ ኚእኛ ጋር ኹሆነ ማን ሊቃወመን ይቜላል?
ብዛዕባ እዚ ነገር እዚ ደኣ እንታይ ክንብል ኢና፧ ኣምላኜ ምሳና ኻብ ኰነኞ፡ መን እዩ ዚቃወመና፧
63,205

63,206
am_tg
ለገዛ ልጁ እንኳ ያልሳሳው፣ ኹዚህ ይልቅ ለእኛ ለሁላቜን አሳልፎ ዹሰጠው አምላክ፣ ኚእሱ ጋር አብሮ ሌሎቜ ነገሮቜን ሁሉ እንዎት በደግነት አይሰጠንም?
ንወዱ እኳ ምእንቲ ዅላትና ኣሕሊፉ ኻብ ሃቩ እምበር፡ ካብ ዘይነሓፎ፡ ስለምንታይ ደኣኞ ምስኡ ዅሉ ብለውሃት ዘይህበና፧
63,207

63,208
am_tg
አምላክ ዚመሚጣ቞ውን ማን ሊኚሳ቞ው ይቜላል? ምክንያቱም ዚሚያጞድቃ቞ው አምላክ ራሱ ነው።
ነቶም ሕሩያት ኣምላኜ ዚኞስሶም መን እዩ፧ ኣምላኜ እዩ ዜጜድቖም።
63,209

63,210
am_tg
እነሱን ዚሚኮንን ማን ነው? ምክንያቱም ዹሞተው ብሎም ኚሞት ዚተነሳውና በአምላክ ቀኝ ዹተቀመጠው እንዲሁም ስለ እኛ ዹሚማልደው ክርስቶስ ኢዚሱስ ነው።
እቲ ዚዅንንኹ መን እዩ፧ እቲ ዝሞተ፡ እኳ ደኣስ ዝተንስአ፡ ኣብ ዹማን ኣምላኜ ኰይኑ እውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ፡ ክርስቶስ ዚሱስ እዩ።
63,211

63,212
am_tg
ኚክርስቶስ ፍቅር ማን ይለዹናል? መኚራ ወይስ ጭንቀት ወይስ ስደት ወይስ ሚሃብ ወይስ ራቁትነት ወይስ አደጋ ወይስ ሰይፍ?
ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ ዚፈልዹና መን እዩ፧ ጞበባዶ፡ ጭንቂዶ፡ መስጐጕቲዶ፡ ጥሜትዶ፡ ዕርቃንዶ፡ ሓደጋዶ፡ ወይስ ሰይፊ፧
63,213

63,214
am_tg
ይህም “ስለ አንተ ቀኑን ሙሉ ሞትን እንጋፈጣለንፀ እንደ እርድ በጎቜም ተቆጠርን” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።
ኚምቲ፡ “ምእንታኻ ምሉእ መዓልቲ ንቕተል ኣለና፣ ኹም ኣባጊዕ ማሕሚዲ እውን ንቝጾር ኣለና” ዚብል እተጻሕፈ እዩ።
63,215

63,216
am_tg
ኹዚህ ይልቅ በወደደን በእሱ አማካኝነት እነዚህን ነገሮቜ ሁሉ ሙሉ በሙሉ በድል አድራጊነት እንወጣለን።
እኳ ደኣስ፡ ኣብ ኵሉ እዚ ነገራት እዚ፡ በቲ ዘፍቀሹና ምሉእ ብምሉእ ንስዕር ኢና።
63,217

63,218
am_tg
ምክንያቱም ሞትም ቢሆን፣ ሕይወትም ቢሆን፣ መላእክትም ቢሆኑ፣ መንግሥታትም ቢሆኑ፣ አሁን ያሉት ነገሮቜም ቢሆኑ፣ ወደፊት ዚሚመጡት ነገሮቜም ቢሆኑ፣ ማንኛውም ኃይል ቢሆን፣
ኚመይሲ፡ ሞት ኰነ፡ ህይወት ኰነ፡ መላእኜቲ ዀኑ፡ መንግስትታት ኰኑ፡ ዘሎ ዀነ፡ ዚመጜእ ኰነ፡ ሓይልታት ኰነ፡
63,219

63,220
am_tg
ኚፍታም ቢሆን፣ ዝቅታም ቢሆን፣ ሌላ ማንኛውም ፍጥሚት ቢሆን በጌታቜን በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ኹተገለጾው ዹአምላክ ፍቅር ሊለዹን እንደማይቜል ሙሉ በሙሉ እርግጠኛ ነኝ።
ልዕል ዝበለ ዀነ፡ ትሕት ዝበለ ዀነ፡ ካልእ ፍጥሚት እውን እንተ ዀነ፡ ካብታ ኣብ ክርስቶስ ዚሱስ ጐይታና ዘላ ፍቕሪ ኣምላኜ ኪፈልዚና ኾም ዘይክእል፡ ርግጾኛ እዚ።
63,221

63,222
am_tg
እኔ ዚክርስቶስን አርዓያ እንደምኚተል እናንተም ዚእኔን አርዓያ ተኚተሉ።
ኚምቲ ኣነ ንክርስቶስ ዝመስሎ ዘለኹ፡ ንስኻትኩም ንዓይ ምሰሉ።
63,223

63,224
am_tg
በሁሉም ነገር ስለምታስቡኝና ለእናንተ ያስተላለፍኳ቞ውን ወጎቜ አጥብቃቜሁ ስለያዛቜሁ አመሰግናቜኋለሁ።
ብዅሉ ስለ ዝዘኚርኩምንን ኚምቲ ዘመሓላለፍኩልኩም ጌርኩም ነቲ ስርዓታት ኣጜኒዕኩም ስለ ዝሓዝኩምዎን፡ እንእደኩም ኣለኹ።
63,225

63,226
am_tg
ይሁንና ዚወንድ ሁሉ ራስ ክርስቶስ፣ ዚሎትም ራስ ወንድ፣ ዚክርስቶስ ራስ ደግሞ አምላክ እንደሆነ እንድታውቁ እወዳለሁ።
ግናኞ፡ ርእሲ ሰብኣይ ዘበለ ክርስቶስ፡ ርእሲ ሰበይቲ ኞኣ ሰብኣይ፡ ርእሲ ክርስቶስ እውን ኣምላኜ ኹም ዝዀነ፡ ክትፈልጡ እደሊ ኣለኹ።
63,227

63,228
am_tg
ራሱን ሾፍኖ ዹሚጾልይ ወይም ትንቢት ዹሚናገር ወንድ ሁሉ ዚእሱን ራስ ያዋርዳልፀ
ኣብ ርእሱ መጐልበቢ ገይሩ ዚጜሊ ወይ ዚንበ ሰብኣይ ዘበለ ዅሉ፡ ርእሱ ዚሕስር እዩ፣
63,229

63,230
am_tg
ራሷን ሳትሞፍን ዚምትጞልይ ወይም ትንቢት ዚምትናገር ሎት ሁሉ ደግሞ ዚእሷን ራስ ታዋርዳለቜፀ እንዲህ ዚምታደርግ ሎት ራሷን እንደተላጚቜ ሎት ትቆጠራለቜ።
ርእሳ ኞይተጐልበበት እትጜሊ ወይ እትንበ ሰበይቲ ዘበለት ኵላ ግና፡ ኹም ልጜይቲ እያ እሞ፡ ርእሳ ተሕስር እያ።
63,231

63,232
am_tg
አንዲት ሎት ራሷን ዚማትሞፍን ኹሆነ ፀጉሯን ትቆሚጥፀ ፀጉሯን መቆሹጧ ወይም መላጚቷ ዚሚያሳፍራት ኹሆነ ግን ትሞፈን።
ኚመይሲ፡ ሰበይቲ ዘይትጕልበብ እንተ ዀይና፡ ጞጕራ ትቈሚጜ፣ ግናኞ፡ ሰበይቲ ጞጕራ ኜትቍሚጜ ወይ ክትላጞ ዜሕስራ ኻብ ኰነ፡ ትጐልበብ።
63,233

63,234
am_tg
ወንድ ዹአምላክ አምሳልና ክብር ስለሆነ ራሱን መሾፈን ዚለበትምፀ ሎት ግን ዚወንድ ክብር ናት።
ሰብኣይ ምስልን ክብርን ኣምላኜ ስለ ዝዀነ፡ ርእሱ ኺጕልበብ ኣይግብኊን እዩ፣ ሰበይቲ ግና ክብሪ ሰብኣይ እያ።
63,235

63,236
am_tg
ሎት ኚወንድ ተገኘቜ እንጂ ወንድ ኚሎት አልተገኘምና።
ምኜንያቱ፡ ሰበይቲ ኻብ ሰብኣይ እያ እምበር፡ ሰብኣይሲ ኻብ ሰበይቲ ኣይኰነን።
63,237

63,238
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ሎት ለወንድ ተፈጠሚቜ እንጂ ወንድ ለሎት አልተፈጠሚም።
ኚምኡ ድማ፡ ሰበይቲ እያ ምእንቲ ሰብኣይ እተፈጥሚት እምበር፡ ሰብኣይሲ ምእንቲ ሰበይቲ ኣይተፈጥሚን።
63,239

63,240
am_tg
ኹዚህ ዚተነሳም ሆነ ለመላእክት ሲባል ሎት በሥልጣን ሥር መሆኗን ዚሚያሳይ ምልክት በራሷ ላይ ታድርግ።
ስለዚ ኞኣ እዩ ሰበይቲ ስለ መላእኜቲ ኣብ ርእሳ ምልክት ስልጣን ኪህልዋ ዚግባእ።
63,241

63,242
am_tg
ይሁንና በጌታ ተኚታዮቜ ዘንድ ሎት ያለወንድ አትኖርምፀ ወንድም ያለሎት አይኖርም።
ብጐይታ ግና ሰበይቲ ብዘይ ሰብኣይ ኣይትኞውንን እያ፣ ሰብኣይ ኚኣ ብዘይ ሰበይቲ ኣይኚውንን እዩ።
63,243

63,244
am_tg
ሎት ኚወንድ እንደተገኘቜ ሁሉ ወንድም ዹተገኘው በሎት አማካኝነት ነውናፀ ሆኖም ሁሉም ነገሮቜ ዚተገኙት ኹአምላክ ነው።
ኚመይሲ፡ ኚምቲ ሰበይቲ ኻብ ሰብኣይ ዝዀነት፡ ኚምኡ ድማ ሰብኣይ ብሰበይቲ እዩ፣ ኵሉ ግና ካብ ኣምላኜ እዩ።
63,245

63,246
am_tg
እስቲ እናንተ ራሳቜሁ ፍሚዱፊ ሎት ሳትሞፈን ወደ አምላክ ብትጞልይ ተገቢ ይሆናል?
እስኚ ባዕላትኩም ፍሚዱፊ ሰበይቲ ርእሳ ኞይተጐልበበት ናብ ኣምላኜ ክትጜሊዶ ይግባእ እዩ፧
63,247

63,248
am_tg
ወንድ ፀጉሩን ቢያስሚዝም ውርደት እንደሚሆንበት ተፈጥሮ ራሱ እንኳ አያስተምራቜሁም?
ሰብኣይ ጞጕሩ እንተ ኣንዊሑ፡ ኹም ዜሕስሮስ እቲ ባህርይ ባዕሉዶ ኣይምህሚኩምን እዩ፧
63,249

63,250
am_tg
ሎት ግን ፀጉሯን ብታስሚዝም ለእሷ ክብር አይደለም? ፀጉሯ ዚተሰጣት በመሾፈኛ ምትክ ነውና።
ሰበይቲ ጞጕራ እንተ ኣንዊሓ ግና፡ ጞጕሪ ኜንዲ መጐልበቢ ስለ እተዋህባ፡ ንዓኣ ኜብራ ደይኰነን፧
63,251

63,252
am_tg
ይሁን እንጂ ማንም ሰው ሌላ ልማድ መኹተል አለብን በሚል ለመኚራኚር ቢፈልግ እኛም ሆን ዹአምላክ ጉባኀ ኹዚህ ዹተለዹ ልማድ ዚለንም።
ምእንቲ ኻልእ ልምዲ ኺኚራኞር ዚደሊ ሰብ እንተ ኣልዩ ግና፡ ንሕናስ ካልእ ዚብልናን፣ ጉባኀታት ኣምላኜ እውን ካልእ ዚብለንን።
63,253

63,254
am_tg
ሆኖም ስብሰባቜሁ ኚጥቅሙ ይልቅ ጉዳቱ ስለሚያመዝን እነዚህን መመሪያዎቜ ስሰጣቜሁ ላመሰግናቜሁ አልፈልግም።
ግናኞ፡ እዚ ኜእዝዝ ኚለኹ፡ ምእካብኩም ንዚገድድ እምበር፡ ንዚሓይሜ ስለ ዘይኰነ፡ ኣይንእደኩምን እዚ።
63,255

63,256
am_tg
በመጀመሪያ ደሚጃ፣ በጉባኀ በምትሰበሰቡበት ጊዜ በመካኚላቜሁ ክፍፍል እንዳለ እሰማለሁፀ ደግሞም ይህ በተወሰነ መጠን እውነትነት እንዳለው አምናለሁ።
ኚመይሲ፡ ቅድሚ ዅሉ፡ ኣብ ጉባኀ ኜትእኚቡ ኞለኹም፡ ኣብ መንጎኹም ፍልልይ ኹም ዘሎ እሰምዕ ኣለኹ፣ ነዚ እውን ብእተወሰነ እኣምኖ እዚ።
63,257

63,258
am_tg
በዚህ ሁኔታ በእናንተ መካኚል ኑፋቄዎቜ ብቅ ማለታ቞ው አይቀርምፀ ይህም መሆኑ ኚእናንተ መካኚል ተቀባይነት ዚሚያገኙት ሰዎቜ ተለይተው እንዲታወቁ ያስቜላል።
ምኜንያቱ፡ እቶም ብቕዓቶም ዘመስኚሩ ኣብ መንጎኹም ምእንቲ ኺግለጹ፡ ኣብ መንጎኹም ኑፋቐ እውን ኪኞውን ኣለዎ።
63,259

63,260
am_tg
አንድ ላይ በምትሰበሰቡበት ጊዜ ዹሚኖሹው ሁኔታ ዚጌታ ራትን በአግባቡ ለማክበር ዚሚያስቜል አይደለም።
ብሓደ ምእካብኩም፡ ድራር ጐይታ ንምብላዕ ኣይኰነን።
63,261

63,262
am_tg
ዚጌታ ራትን በምትበሉበት ጊዜ አንዳንዶቜ አስቀድመው ዚራሳ቞ውን ራት ስለሚበሉ አንዱ ይራባል ሌላው ደግሞ ይሰክራል።
ኣብ እትበልዑሉ እዋንሲ ነፍሲ ወኹፍ ኣቐዲሙ ድራሩ ስለ ዚበልዕ፡ ሓዲኡ ይጠሚ፡ ሓዲኡ ይሰክር ኣሎ።
63,263

63,264
am_tg
ዚምትበሉበትና ዚምትጠጡበት ቀት ዚላቜሁም? ወይስ ዹአምላክን ጉባኀ በመናቅ ምንም ዹሌላቾውን ታሳፍራላቜሁ? እንግዲህ ምን ልበላቜሁ? ላመስግናቜሁ? በዚህ ነገርስ አላመሰግናቜሁም።
እትበልዑሉን እትሰትዩሉን ኣባይቲዶ ዚብልኩምን እዩ፧ ወይስ ንጉባኀ ኣምላኜ ትንዕቁ፡ ነቶም ዘይብሎም እውን ተሕፍርዎም ዲኹም ዘለኹም፧ እንታይ እሞ ኜብለኩም፧ ክንእደኩምዶ፧ በዝስ ኣይንእደኩምን እዚ።
63,265

63,266
am_tg
እኔ ኚጌታ ዚተቀበልኩትን ለእናንተ አስተላልፌአለሁናፀ ጌታ ኢዚሱስ አልፎ በተሰጠበት ሌሊት ቂጣ አንስቶ
እቲ ናባኻትኩም ዘመሓላለፍክዎስ፡ ካብ ጐይታ ተቐቢለ እዚፊ ጐይታና ዚሱስ በታ ኣሕሊፍካ ዚውሃበላ ለይቲ፡ እንጌራ ኣልዒሉ፡
63,267

63,268
am_tg
ካመሰገነ በኋላ ቆርሶ “ይህ ስለ እናንተ ዹሚሰጠውን ሥጋዬን ያመለክታል። ይህን ሁልጊዜ ለመታሰቢያዬ አድርጉት” አለ።
ኣመስጊኑ፡ ቈሪሱ፡ “እዚ ምእንታኹም ዚውሃብ ስጋይ ማለት እዩ። እዚ ንመዘኚርታይ ኪኞውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ኢሉ እዩ።
63,269

63,270
am_tg
በተጚማሪም ራት ኹበሉ በኋላ ጜዋውን አንስቶ ልክ እንደዚሁ አደሚገፀ እንዲህም አለ፩ “ይህ ጜዋ በደሜ አማካኝነት ዹሚመሠሹተውን አዲሱን ቃል ኪዳን ያመለክታል። ኹዚህ ጜዋ በጠጣቜሁ ቁጥር ይህን ሁልጊዜ ለመታሰቢያዬ አድርጉት።”
ብዛዕባ እታ ጜዋእ እውን ድሕሪ ድራር፡ “እዛ ጜዋእ እዚኣ፡ ብደመይ ዚግበር ሓድሜ ኪዳን ማለት እያ። ብእትሰትይዋ መጠን፡ እዚ ንመዘኚርታይ ኪኞውን ብቐጻሊ ግበርዎ” ብምባል ኚምኡ ገይሩ እዩ።
63,271

63,272
am_tg
ይህን ቂጣ በበላቜሁና ኹዚህ ጜዋ በጠጣቜሁ ቁጥር ጌታ እስኚሚመጣ ድሚስ ሞቱን ታውጃላቜሁ።
ማለት፡ እዛ እንጌራ እዚኣ ብእትበልዕዋ መጠን፡ እዛ ጜዋእ እዚኣ እውን ብእትሰትይዋ መጠን፡ ክሳዕ ጐይታ ዚመጜእ፡ ሞቱ ትነግሩ ኢኹም።
63,273

63,274
am_tg
እንግዲህ ዚማይገባው ሆኖ ሳለ ኚቂጣው ዹሚበላ ወይም ኚጌታ ጜዋ ዚሚጠጣ ኚጌታ አካልና ደም ጋር በተያያዘ ተጠያቂ ይሆናል።
ስለዚ፡ ኚይተገብኊ ነታ እንጌራ ዚበልዕ ወይስ ነታ ጜዋእ ጐይታ ዚሰቲ፡ ኣብ ስጋን ደምን ጐይታ እዩ ዚዕግብ።
63,275

63,276
am_tg
አንድ ሰው ዚሚገባው እንደሆነ ለማወቅ በቅድሚያ ራሱን ይመርምርፀ ቂጣውን መብላትና ጜዋውን መጠጣት ዚሚቜለው ይህን ካደሚገ ብቻ ነው።
ቅድም፡ ሰብ ርእሱ ይመርምር፣ ድሕሪኡ፡ ካብታ እንጌራ ይብላዕ፡ ካብታ ጜዋእ እውን ይስተ።
63,277

63,278
am_tg
ምክንያቱም አካሉ ምን ትርጉም እንዳለው ሳይገነዘብ ዹሚበላና ዚሚጠጣ በራሱ ላይ ፍርድ ዚሚያመጣበትን ነገር መብላትና መጠጣት ይሆንበታል።
እቲ ነቲ ስጋ ኾዹለለዹ ዚበልዕን ዚሰትን፡ ኣብ ርእሱ እዩ ፍርዲ ዚበልዕን ዚሰትን።
63,279

63,280
am_tg
ኚእናንተ መካኚል ብዙዎቹ ዚተዳኚሙትና ታማሚ ዚሆኑት እንዲሁም ጥቂት ዚማይባሉት በሞት ያንቀላፉት በዚህ ምክንያት ነው።
ስለዚ ኞኣ እዮም ኣብ መንጎኹም ብዙሓት ድኹማትን ሕሙማትን ዘለዉ፣ ሓያሎ እውን ሞይቶም ኣለዉ።
63,281

63,282
am_tg
ሆኖም ራሳቜንን መርምሹን ብናውቅ ኖሮ ባልተፈሚደብን ነበር።
ግናኞ፡ መን ምዃንና እንተ ነስተውዕልሲ፡ ኣይምተፈርደናን ነይሩ።
63,283

63,284
am_tg
ይሁን እንጂ በሚፈሚድብን ጊዜ፣ ኹዓለም ጋር አብሚን እንዳንኮነን ሲል ይሖዋ ይገሥጞናል።
ክንፍሚድ ኹለና ግና፡ ምስ ዓለም ምእንቲ ኞይንዅነን፡ ብዚሆዋ ንግሰጜ ኢና።
63,285

63,286
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቌ፣ ይህን ራት ለመብላት በምትሰበሰቡበት ጊዜ እርስ በርሳቜሁ ተጠባበቁ።
ስለዚ፡ ኣሕዋተዚ፡ ነቲ ድራር ክትበልዑ ኜትእኚቡ ኞለኹም፡ ንሓድሕድኩም ተጞባበዩ።
63,287

63,288
am_tg
ዚምትሰበሰቡት ለፍርድ እንዳይሆን ዚራበው ሰው ካለ እዚያው ቀቱ ይብላ። ዚቀሩትን ጉዳዮቜ ግን ስመጣ አስተካክላለሁ።
ምእካብኩም ንፍርዲ ምእንቲ ኞይኚውንሲ፡ ዝጠመዹ እንተሎ፡ ኣብ ቀቱ ይብላዕ። እቲ ዝተሹፈ ግና ምስ መጻእኩ፡ ስርዓት ኚትሕዞ እዚ።
63,289

63,290
am_tg
በአምላክ ፈቃድ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ሐዋርያ እንዲሆን ኚተጠራው ኚጳውሎስና ኚወንድማቜን ኚሶስ቎ንስ፣
ካብቲ ብፍቓድ ኣምላኜ ሃዋርያ ክርስቶስ ዚሱስ ኪኞውን እተጞውዐ ጳውሎስን ሶስ቎ነስ ሓውናን፡
63,291

63,292
am_tg
በቆሮንቶስ ለሚገኘው ዹአምላክ ጉባኀ ይኾውም ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር ባላቜሁ አንድነት ለተቀደሳቜሁ፣ እንዲሁም ዚእነሱም ሆነ ዚእኛ ጌታ ዹሆነውን ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን ስም በዚስፍራው ሆነው ኚሚጠሩ ሁሉ ጋር ቅዱሳን ለመሆን ለተጠራቜሁፊ
ናብታ ኣብ ቈሚንቶስ ዘላ ጉባኀ ኣምላኜ፡ ናባኻትኩም ናብቶም ብክርስቶስ ዚሱስ እተቐደስኩም፡ ምስቶም ስም እቲ ጐይታኊምን ጐይታናን ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ ኣብ ኵሉ ዚጜውዑ ዘበሉ ዅላቶም ኚኣ ቅዱሳት ክትኰኑ እተጞዋዕኩምፊ
63,293

63,294
am_tg
ኚአባታቜን ኹአምላክና ኚጌታቜን ኚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
63,295

63,296
am_tg
በክርስቶስ ኢዚሱስ ለእናንተ በሰጠው ጾጋ ዚተነሳ አምላኬን ሁልጊዜ ስለ እናንተ አመሰግናለሁፀ
ስለቲ ብክርስቶስ ዚሱስ እተዋህበኩም ጾጋ ኣምላኜ፡ ኵሉ ሳዕ ብዛዕባኹም ንኣምላኞይ አመስግኖ እዚ፣
63,297

63,298
am_tg
ምክንያቱም በሁሉም ነገር ይኾውም በመናገር ቜሎታ ሁሉና በእውቀት ሁሉ በክርስቶስ በልጜጋቜኋልፀ
ምኜንያቱ፡ ብዅሉ፡ ማለት ብዅሉ ዘሚባን ብዅሉ ፍልጠትን ሃብቲምኩም ኢኹም፣
63,299