Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,300
am_tg
ደግሞም ስለ ክርስቶስ ዹተሰጠው ምሥክርነት በእናንተ መካኚል በሚገባ ሥር ሰዷልፀ
ብዛዕባ ክርስቶስ እተዋህበ ምስክርነት ኚኣ ኣባኻትኩም ጾኒዑ እዩ፣
63,301
tg_am

63,302
am_tg
ስለዚህ ዚጌታቜንን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን መገለጥ በጉጉት ስትጠባበቁ ማንኛውም ስጊታ ፈጜሞ አይጎድልባቜሁም።
ግልጞት ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ተሃንጢኹም እናተጞበኹም ድማ፡ ዋላ ሓንቲ ውህበት ኣይጐደለኩምን።
63,303

63,304
am_tg
በተጚማሪም በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ ቀን ኹማንኛውም ክስ ነፃ መሆን እንድትቜሉ እስኚ መጚሚሻው ያጞናቜኋል።
ኣምላኜ እውን፡ ብመዓልቲ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ መንቀፊ ዘይብልኩም ክትኰኑ፡ ክሳዕ መወዳእታ ኌጜንዓኩም እዩ።
63,305

63,306
am_tg
ኹልጁ ኚጌታቜን ኚኢዚሱስ ክርስቶስ ጋር ኅብሚት እንዲኖራቜሁ ዚጠራቜሁ አምላክ ታማኝ ነው።
እቲ ምስ ወዱ ዚሱስ ክርስቶስ ጐይታና ሕብሚት ኪህልወኩም ዝጞውዓኩም ኣምላኜ እሙን እዩ።
63,307

63,308
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ ሁላቜሁም ንግግራቜሁ አንድ እንዲሆንና በመካኚላቜሁ መኹፋፈል እንዳይኖር፣ ኹዚህ ይልቅ በአስተሳሰብም ሆነ በዓላማ ፍጹም አንድነት እንዲኖራቜሁ በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ ስም አጥብቄ አሳስባቜኋለሁ።
ኣሕዋተዚ፡ ኵላትኩም ሓደ ዘሚባ ኜትዛሚቡ፡ ብሓደ ኣእምሮን ብሓደ ሓሳብን ፍጹም ሓድነት ኪህልወኩም እምበር፡ ኣብ መንጎኹም ፍልልይ ኚይህሉ፡ ብስም ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ እምሕጞነኩም ኣለኹ።
63,309

63,310
am_tg
ወንድሞቌ ሆይ፣ ዚቀሎኀ ቀተሰብ አባላት ዹሆኑ አንዳንዶቜ በመካኚላቜሁ አለመግባባት እንዳለ ነግሚውኛል።
ኣሕዋተዚ፡ ኣብ መንጎኹም ፍልልይ ኹም ዘሎ፡ ብዛዕባኹም እንዳ ቀሎኀ ነጊሮምኒ ኣለዉ።
63,311

63,312
am_tg
ይኾውም እያንዳንዳቜሁ “እኔ ዚጳውሎስ ነኝ፣” “እኔ ግን ዚአጵሎስ ነኝ፣” “እኔ ደግሞ ዚኬፋ ነኝ፣” “እኔ ዚክርስቶስ ነኝ” ትላላቜሁ።
ማለተይ፡ ነፍሲ ወኚፍኩም፡ “ኣነ ናይ ጳውሎስ እዚ፡” “ኣነስ እባ ናይ ኣጵሎስ፡” “ኣነስ እባ ናይ ኬፋ፡” “ኣነስ እባ ናይ ክርስቶስ” ትብሉ ኢኹም።
63,313

63,314
am_tg
ታዲያ ዚክርስቶስ ጉባኀ ተኹፋፍሏል ማለት ነው? ጳውሎስ ለእናንተ ሲል በእንጚት ላይ ተሰቅሏል እንዎ? ወይስ ዚተጠመቃቜሁት በጳውሎስ ስም ነው?
ክርስቶስዶ ተመቓቒሉ እዩ፧ ጳውሎስዶ ተሰቒሉልኩም እዩ፧ ወይስ ብስም ጳውሎስዶ ተጠሚቕኩም ኢኹም፧
63,315

63,316
am_tg
ኚቀርስጶስና ኚጋይዮስ በስተቀር ኚእናንተ አንዳቜሁንም ባለማጥመቄ አምላክን አመሰግናለሁፀ
ብዘይካ ንክሪስጶስን ንጋይዮስን፡ ንሓደ ኻባኻትኩም እኳ ስለ ዘዚጥመቕኩ፡ ንኣምላኜ አመስግኖ እዚ፣
63,317

63,318
am_tg
በመሆኑም ኚእናንተ መካኚል በእኔ ስም እንደተጠመቀ ሊናገር ዚሚቜል ማንም ዚለም።
ስለዚ፡ ሓደ እኳ ብስመይ ኹም እተጠመቕኩም፡ ኪብል ኣይክእልን እዩ።
63,319

63,320
am_tg
እርግጥ ዚእስጢፋናስን ቀተሰብም አጥምቄአለሁ። ኚእነዚህ ሌላ ግን ያጠመቅኩት ሰው መኖሩን አላስታውስም።
ንቀተ ሰብ እስጢፋናስ እባ ኞኣ ኣጥሚቐዮም እዚ። ብዛዕባ ዝተሹፉ ግና፡ ንኻልእ ኣጥሚቐ እንተ ዀይነ፡ ኣይፈልጥን እዚ።
63,321

63,322
am_tg
ክርስቶስ ዹላኹኝ እንዳጠምቅ ሳይሆን ምሥራቹን እንዳውጅ ነውፀ ደግሞም ዚክርስቶስ ዚመኚራ እንጚት ኚንቱ እንዳይሆን ምሥራቹን ዹማውጀው በንግግር ጥበብ አይደለም።
ጕንዲ ስቅያት ክርስቶስ ኚንቱ ምእንቲ ኞይኚውንሲ፡ ክርስቶስ፡ ኚጥምቕ ዘይኰነስ፡ ብዘይ ጥበብ ዘሚባ ኞበስር እዩ ልኢኹኒ።
63,323

63,324
am_tg
ስለ መኚራው እንጚት ዹሚነገሹው መልእክት ወደ ጥፋት እያመሩ ላሉት ሞኝነት፣ ወደ መዳን በሚወስደው ጎዳና ላይ ላለነው ለእኛ ግን ዹአምላክ ኃይል መገለጫ ነው።
ዘሚባ ጕንዲ ስቅያትሲ ነቶም ዚጠፍኡ ዕሜነት እዩ፣ እንድሕን ንዘለና ንዓና ግና ሓይሊ ኣምላኜ እዩ።
63,325

63,326
am_tg
“ዚጥበበኞቜን ጥበብ አጠፋለሁፀ ዚሊቃውንትንም ማስተዋል ወዲያ እጥላለሁ” ተብሎ ተጜፏልና።
ኚመይሲ፡ “ጥበብ እቶም ጥበበኛታት ኚጥፍእ እዚ፣ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲ እውን ክነጜግ እዚ” ዚብል ተጻሒፉ እዩ።
63,327

63,328
am_tg
ዹዚህ ሥርዓት ጥበበኞቜ ዚት አሉ? ጞሐፍትስ ዚት አሉ? ተሟጋ቟ቜስ ዚት አሉ? አምላክ ዹዓለምን ጥበብ ሞኝነት አላደሹገም?
ጥበበኛ ኣበይ ኣሎ፧ ጾሓፊ ኣበይ ኣሎ፧ ተማጓቲ እዚ ስርዓት እዚ ኣበይ ኣሎ፧ ኣምላኜ ንጥበብ እዛ ዓለም እዚኣዶ ዕሜነት ኣይገበሮን እዩ፧
63,329

63,330
am_tg
ዓለም በራሱ ጥበብ አምላክን ሊያውቀው ስላልቻለ አምላክ በጥበቡ፣ እንደ ሞኝነት በሚቆጠሹውና እዚተሰበኚ ባለው መልእክት አማካኝነት ዚሚያምኑትን ሰዎቜ ለማዳን መርጧል።
ስለዚ፡ ዓለም ብጥበባ ንኣምላኜ ኹም ጥበብ ኣምላኜ ገይራ ኻብ ዘይፈለጠቶ፡ ኣምላኜ ነቶም ዚኣምኑ ብዕሜነት እቲ እተሰብኚ ገይሩ ኌድሕኖም ባህ ኢልዎ እዩ።
63,331

63,332
am_tg
አይሁዳውያን ተአምራዊ ምልክቶቜ ማዚት ይፈልጋሉፀ ግሪካውያን ደግሞ ጥበብን ይሻሉፀ
ኣይሁድሲ ትእምርትታት ይልምኑ፡ ግሪኻውያን ድማ ጥበብ ይደልዩ፣
63,333

63,334
am_tg
እኛ ግን በእንጚት ላይ ዹተሰቀለውን ክርስቶስን እንሰብካለንፀ ይህም ለአይሁዳውያን መሰናክል ለአሕዛብ ደግሞ ሞኝነት ነው።
ንሕና ግና ነቲ ንኣይሁድ መዐንቀፊ፡ ንኣህዛብ ኚኣ ዕሜነት ዝዀነ እተሰቕለ ክርስቶስ ንሰብኜ ኣለና።
63,335

63,336
am_tg
ይሁን እንጂ ክርስቶስ ለተጠሩት፣ ለአይሁዳውያንም ሆነ ለግሪካውያን ዹአምላክ ኃይልና ዹአምላክ ጥበብ ነው።
ግናኞ፡ ነቶም እተጞውዑ ኣይሁድ ኰኑ ግሪኻውያን፡ ክርስቶስ ሓይሊ ኣምላኜን ጥበብ ኣምላኜን እዩ።
63,337

63,338
am_tg
ምክንያቱም ዹአምላክ ሞኝነት እንደሆነ ተደርጎ ዚሚታሰበው ነገር ኚሰዎቜ ጥበብ ይበልጣልፀ ዹአምላክ ድክመት እንደሆነ ተደርጎ ዚሚታሰበው ነገር ደግሞ ኚሰዎቜ ብርታት ይበልጣል።
ምኜንያቱ፡ ካብ ሰብሲ ዕሜነት ኣምላኜ ይጠብብ፣ ካብ ሰብ ኚኣ ድኜመት ኣምላኜ ይብርትዕ።
63,339

63,340
am_tg
ወንድሞቜ፣ ኚራሳቜሁ ሁኔታ መሚዳት እንደምትቜሉት በሰብዓዊ አመለካኚት ጥበበኞቜ ዹሆኑ ብዙዎቜ፣ ኃያላን ዹሆኑ ብዙዎቜ እንዲሁም ኚትልቅ ቀተሰብ ዚተወለዱ ብዙዎቜ አልተጠሩምፀ
ኣሕዋተዚ፡ ጜውዓኹም እሞ ተመልኚቱ፣ ብዙሓት ብስጋ ጥበበኛታት፡ ብዙሓት ሓያላት፡ ብዙሓት ደቂ ዓበይቲ ኣይተጞውዑን።
63,341

63,342
am_tg
ኹዚህ ይልቅ አምላክ ጥበበኞቜን ያሳፍር ዘንድ ዹዓለምን ሞኝ ነገር መሚጠፀ ብርቱውንም ነገር ያሳፍር ዘንድ ዹዓለምን ደካማ ነገር መሚጠፀ
ኣምላኜ ግና ነቶም ጥበበኛታት ምእንቲ ኌሕፍርሲ፡ ንዕሜነት እዛ ዓለም እዚኣ እዩ ሓርዩ። ኣምላኜ ነቶም ብርቱዓት ምእንቲ ኌሕፍር ኚኣ፡ ንድኜመት እዛ ዓለም እዚኣ እዩ ሓርዩ።
63,343

63,344
am_tg
አምላክ በሰዎቜ ዘንድ ትልቅ ግምት ዹሚሰጠውን ነገር ኚንቱ ያደርግ ዘንድ በዚህ ዓለም ዝቅ ተደርጎ ዚሚታዚውንና ዹተናቀውን ነገር ይኾውም ኚንቱ መስሎ ዚሚታዚውን ነገር መሚጠፀ
ኣምላኜ ነቲ ሕሱር እዛ ዓለም እዚኣን ነቲ ንዑቕን እዩ ሓርዩ፣ ማለት ነቲ ዚኾውን ኚንቱ ምእንቲ ኺገብር፡ ነቲ ዘይኹውን እዩ ሓርዩ።
63,345

63,346
am_tg
ይህን ያደሚገው ማንም ሰው በአምላክ ፊት እንዳይኩራራ ነው።
ኚምኡ ዝገበሹ ኞኣ ሓደ እኳ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ምእንቲ ኞይምካሕ እዩ።
63,347

63,348
am_tg
ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ሊኖራቜሁ ዚቻለው በእሱ ምክንያት ነውፀ ክርስቶስ ደግሞ ለእኛ ኹአምላክ ዚመጣ ጥበብ፣ ጜድቅና ቅድስና ሆኖልናልፀ እንዲሁም በቀዛው ነፃ አውጥቶናልፀ
ግናኞ፡ ንስኻትኩም ሳላኡ ኢኹም ምስቲ ኻብ ኣምላኜ ጥበብን ጜድቅን ቅድስናን ብጀዋን ዝዀነልና ክርስቶስ ዚሱስ ሓድነት ዘሎኩም፣
63,349

63,350
am_tg
ይህም “ዚሚኩራራ በይሖዋ ይኩራራ” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።
እዚ ድማ ኚምቲ፡ “እቲ ዚምካሕ፡ ብዚሆዋ ይመካሕ” ዚብል እተጻሕፈ ምእንቲ ኪኞውን እዩ።
63,351

63,352
am_tg
በደብዳቀያቜሁ ላይ ያነሳቜኋ቞ውን ጥያቄዎቜ በተመለኚተ፣ አንድ ወንድ አንዲትን ሎት ባይነካ ይሻላልፀ
ብዛዕባ እቲ ዝጞሓፍኩምለይ ኚኣ፡ ሰብኣይ ንሰበይቲ እንተ ዘይተንኹዹ ይሓይሜ፣
63,353

63,354
am_tg
ይሁንና ዚፆታ ብልግና ስለተስፋፋ እያንዳንዱ ወንድ ዚራሱ ሚስት ትኑሚውፀ እያንዳንዷም ሎት ዚራሷ ባል ይኑራት።
ምንዝርና ስለ ዝበዝሐ ግና፡ ነፍሲ ወኹፍ ሰብኣይ ናይ ገዛእ ርእሱ ሰበይቲ ትሃልዎ፣ ነፍሲ ወኹፍ ሰበይቲ እውን ናይ ገዛእ ርእሳ ሰብኣይ ይሃልዋ።
63,355

63,356
am_tg
ባል ለሚስቱ ዚሚገባትን ያድርግላትፀ ሚስትም ብትሆን ለባሏ እንደዚሁ ታድርግለት።
ሰብኣይ ንሰበይቱ ዚግብኣ ይግበሚላ፣ ሰበይቲ እውን ንሰብኣያ ኞምኡ ትግበሚሉ።
63,357

63,358
am_tg
ሚስት በራሷ አካል ላይ ሥልጣን ዚላትምፀ ሥልጣን ያለው ባሏ ነውፀ በተመሳሳይም ባል በራሱ አካል ላይ ሥልጣን ዚለውምፀ ሥልጣን ያላት ሚስቱ ናት።
ሰበይቲ ኣብ ገዛእ ሰብነታ ስልጣን ዚብላን፣ ሰብኣያ ግና ኣለዎ። ኚምኡ ኞኣ፡ ሰብኣይ ኣብ ገዛእ ሰብነቱ ስልጣን ዚብሉን፣ ሰበይቱ ግና ኣለዋ።
63,359

63,360
am_tg
አንዳቜሁ ለሌላው ዚሚገባውን አትኚልክሉፀ እንዲህ ማድሚግ ዚምትቜሉት በጋራ ስምምነት ዹተወሰነ ጊዜ ለጞሎት ለማዋል ካሰባቜሁ ብቻ ነውፀ ደግሞም ራሳቜሁን መግዛት አቅቷቜሁ ሰይጣን እንዳይፈታተናቜሁ እንደገና አብራቜሁ ሁኑ።
ንጞሎት ግዜ ምእንቲ ኜትውፍዩ፡ ንግዜኡ ብስምምዕ ክል቎ኹም እምበር፡ ሓደ ነቲ ሓደ ኣይኚልክሎ፣ ርእስኹም ብዘይምግታእኩም ሰይጣን ምእንቲ ኞይፍትነኩም ኚኣ፡ ኹም ብሓድሜ ተራኞቡ።
63,361

63,362
am_tg
ይሁን እንጂ ይህን ያልኩት እንዲህ ማድሚግ እንደሚቻል ለመግለጜ ነው እንጂ ለማዘዝ አይደለም።
እዚ ግና ኹም ፍቓድ እብል ኣለኹ እምበር፡ ኹም ትእዛዝ ኣይኰነን።
63,363

63,364
am_tg
ይሁንና ሰው ሁሉ እንደ እኔ ቢሆን ደስ ባለኝ ነበር። ነገር ግን እያንዳንዱ ሰው ኹአምላክ ያገኘው ዚራሱ ስጊታ አለውፀ አንዱ አንድ ዓይነት ስጊታ ሲኖሚው ሌላው ደግሞ ሌላ ዓይነት ስጊታ አለው።
ኣነ ግና ኵሉ ሰብ ኹምዚ ኾማይ ኪኞውን ምፈቶኹ ነይሚ። ግናኞ፡ እቲ ሓደ ኞምዚ፡ እቲ ሓደ እውን ኚምቲ፡ ነፍሲ ወኹፍ ካብ ኣምላኜ ወውህበቱ ኣለዎ።
63,365

63,366
am_tg
ሆኖም ላላገቡና መበለት ለሆኑ እንደ እኔ ሆነው ቢኖሩ ዚተሻለ ነው እላለሁ።
ንዘይተመርዓዉን ንመበለታትን ኚኣ፡ ኹምዚ ኾማይ ኰይኖም እንተ ነበሩ ይሓይሜ፡ እብል ኣለኹ።
63,367

63,368
am_tg
ራሳ቞ውን መግዛት ካቃታ቞ው ግን ያግቡፀ በፍትወት ኹመቃጠል ማግባት ይሻላልና።
ርእሶም ኪገትኡ እንተ ዘይክኢሎም ግና፡ ብፍትወት ካብ ምንዳድሲ ምምርዓው ይሓይሜ እሞ፡ ይመርዓዉ።
63,369

63,370
am_tg
ላገቡት ሰዎቜ ይህን መመሪያ እሰጣለሁፀ ይህ መመሪያ ዚጌታ እንጂ ዚእኔ አይደለምፀ ሚስት ኚባሏ አትለያይ።
ንምርዑዋት ድማ እእዝዝ ኣለኹ፣ ጐይታ እምበር ኣነ ኣይኰንኩን ዝእዝዝ ዘለኹፊ ሰበይቲ ኻብ ሰብኣያ ኣይትፈለ።
63,371

63,372
am_tg
ብትለያይ ግን ሳታገባ ትኑር ወይም ኚባሏ ጋር ትታሚቅፀ ባልም ሚስቱን መተው ዚለበትም።
ክትፍለ እንተ ኣልይዋ ግና፡ ኚይተመርዓወት ትንበር፡ ወይ ምስ ሰብኣያ ትተዓሚቕ፣ ሰብኣይ እውን ካብ ሰበይቱ ኣይፈለ።
63,373

63,374
am_tg
ለሌሎቜ ደግሞ እንዲህ እላለሁፀ ይህን ዹምለው እኔ እንጂ ጌታ አይደለም፩ አንድ ወንድም አማኝ ያልሆነቜ ሚስት ካለቜውና አብራው ለመኖር ኚተስማማቜ አይተዋትፀ
ንኻልኊት ግና ኣነ እብል ኣለኹ፣ እወ፡ ኣነ እምበር ጐይታ ኣይኰነን ዚብል ዘሎ፩ ሓደ ሓው ዘይኣማኒት ሰበይቲ እንተ ኣላቶ፡ ንሳ እውን ምስኡ ኜትነብር እንተ ፈትያ፡ ኣይሕደጋ፣
63,375

63,376
am_tg
እንዲሁም አንዲት ሎት አማኝ ያልሆነ ባል ካላትና ባሏ አብሯት ለመኖር ኚተስማማ አትተወው።
ሓንቲ ሰበይቲ ኞኣ ዘይኣማኒ ሰብኣይ እንተ ኣልይዋ፡ ንሱ እውን ምስኣ ኺነብር እንተ ፈትዩ፡ ንሰብኣያ ኣይትሕደጎ።
63,377

63,378
am_tg
አማኝ ያልሆነ ባል ኚሚስቱ ጋር ባለው ዝምድና ዚተነሳ ተቀድሷልናፀ አማኝ ያልሆነቜ ሚስትም ኚወንድም ጋር ባላት ዝምድና ዚተነሳ ተቀድሳለቜፀ እንዲህ ባይሆን ኖሮ ልጆቻቜሁ ርኩሳን በሆኑ ነበርፀ አሁን ግን ቅዱሳን ና቞ው።
ኚመይሲ፡ እቲ ዘይኣማኒ ሰብኣይ ሳላ ሰበይቱ ተቐዲሱ እዩ፣ እታ ዘይኣማኒት ሰበይቲ እውን ሳላ እቲ ሓው ተቐዲሳ እያ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ውሉዳትኩም ርኹሳት ምዀኑ ነይሮም፣ ሕጂ ግና ቅዱሳት እዮም።
63,379

63,380
am_tg
ይሁንና አማኝ ያልሆነው ወገን ለመለዚት ኹመሹጠ ይለይፀ እንዲህ ያለ ሁኔታ በሚፈጠርበት ጊዜ አንድ ወንድም ወይም አንዲት እህት ምንም ዓይነት ግዎታ ዚለባ቞ውምፀ አምላክ ዚጠራቜሁ ለሰላም ነውና።
እቲ ዘይኣማኒ እንተ ተፈልዩ ግና፡ ይፈለ፣ ሓው ወይስ ሓብቲ ኣብ ኹምዚ ዝኣመሰለ ዅነታት ቅዩዳት ኣይኰኑን፣ ኣምላኜ ግና ናብ ሰላም ጞዊዑኩም ኣሎ።
63,381

63,382
am_tg
አንቺ ሚስት፣ ባልሜን ታድኚው እንደሆነ ምን ታውቂያለሜ? ወይስ አንተ ባል፣ ሚስትህን ታድን እንደሆነ ምን ታውቃለህ?
ኚመይሲ፡ ኣቲ ሰበይቲ፡ ንሰብኣይኪ እንተ ኣድሓንክዮ፡ እንታይ ትፈልጢ፧ ወይስ ኣታ ሰብኣይ፡ ንሰበይትኻ እንተ ኣድሓንካያ፡ እንታይ ትፈልጥ፧
63,383

63,384
am_tg
ያም ሆነ ይህ እያንዳንዱ ሰው ይሖዋ በሰጠው ድርሻና አምላክ ሲጠራው በነበሚበት ሁኔታ ይመላለስ። ለጉባኀዎቜም ሁሉ ይህን መመሪያ እሰጣለሁ።
ብዝተሚፈስ፡ ነፍሲ ወኹፍ ኚምቲ ዹሆዋ ዝዓደሎ፡ ነፍሲ ወኹፍ እውን ኚምቲ ኣምላኜ ዝጾውዖ ዀይኑ ይመላለስ። ንዅለን ጉባኀታት ኚምኡ እዚ መምርሒ ዝህብ ዘለኹ።
63,385

63,386
am_tg
አንድ ሰው ዚተጠራው ተገርዞ እያለ ነው? እንዳልተገሚዘ ሰው አይሁን። አንድ ሰው ዚተጠራው ሳይገሚዝ ነው? ኹሆነ አይገሚዝ።
ግዙር ኚሎ፡ እተጞውዐዶ ኣሎ፧ ዘይግዙር ኣይኹን። ኹይተገዝሹ ኞሎ፡ እተጞውዐዶ ኣሎ፧ ኣይገዘር።
63,387

63,388
am_tg
መገሹዝ ምንም ማለት አይደለምፀ አለመገሹዝም ቢሆን ምንም ማለት አይደለምፀ ዋናው ነገር ዹአምላክን ትእዛዛት መጠበቅ ነው።
ምሕላው ትእዛዛት ኣምላኜ እምበር፡ ግዝሚት ዋላ ሓንቲ ኣይኰነን፡ ዘይግዝሚት እውን ዋላ ሓንቲ ኣይኰነን።
63,389

63,390
am_tg
እያንዳንዱ ሰው በተጠራበት ጊዜ ዚነበሚበት ሁኔታ ምንም ይሁን ምን በዚያው ይቀጥል።
ነፍሲ ወኹፍ ኚምቲ ኺጜዋዕ ኹሎ ዝነበሮ፡ ኚምኡ ኢሉ ይንበር።
63,391

63,392
am_tg
ዚተጠራኞው ባሪያ እያለህ ነው? ይሄ አያስጚንቅህፀ ሆኖም ነፃ መውጣት ዚምትቜል ኹሆነ አጋጣሚውን ተጠቀምበት።
ባርያ ኞለኻ ዲኻ ተጞዊዕካ፧ በዚ ኣይትጚነቕ፣ ሓራ ኜትወጜእ ትኜእል እንተ ዄንካ ግና፡ ነቲ ኣጋጣሚ ተጠቐመሉ።
63,393

63,394
am_tg
ባሪያ እያለ ዚተጠራ ማንኛውም ዚጌታ ደቀ መዝሙር ነፃ ዚወጣ ዚጌታ ሰው ነውናፀ በተመሳሳይም ነፃ እያለ ዚተጠራ ሰው ዚክርስቶስ ባሪያ ነው።
እቲ ባርያ ኾሎ ብጐይታ እተጞውዐ ዘበለ፡ ናይ ጐይታ ውጹእ ሓራ እዩ፣ ኚምኡ ድማ እቲ ጭዋ ኾሎ እተጞውዐ፡ ባርያ ክርስቶስ እዩ።
63,395

63,396
am_tg
በዋጋ ተገዝታቜኋልፀ ዹሰው ባሪያ መሆናቜሁ ይብቃ።
ብዋጋ ተዓዲግኩም ኢኹም፣ ደጊም ባሮት ሰብ ኣይትኹኑ።
63,397
tg_am
ብዋጋ ተዓዲግኩም ኢኹም፣ ደጊም ባሮት ሰብ ኣይትኹኑ።
በዋጋ ተገዝታቜኋልፀ ዹሰው ባሪያ መሆናቜሁ ይብቃ።
63,398
am_tg
ወንድሞቜ፣ እያንዳንዱ ሰው በተጠራበት ጊዜ ዚነበሚበት ሁኔታ ምንም ይሁን ምን በአምላክ ፊት በዚያው ሁኔታ ይቀጥል።
ኣሕዋተዚ፡ ነፍሲ ወኹፍ ኚምቲ ኺጜዋዕ ኹሎ ዝነበሮ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ኚምኡ ኢሉ ይንበር።
63,399