Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,400
am_tg
ድንግል ዚሆኑትን በተመለኹተ ኚጌታ ዚተቀበልኩት ትእዛዝ ዚለኝምፀ ይሁን እንጂ ጌታ ካሳዚኝ ምሕሚት ዚተነሳ እንደ ታማኝ ሰው ዚራሎን ሐሳብ እሰጣለሁ።
ብዛዕባ ደናግል ኚኣ፡ እሙን ክኾውን ብጐይታ ኾም እተመሓርኩ ዀይነ ሓሳበይ እህብ ኣለኹ እምበር፡ ካብ ጐይታ ትእዛዝ ዚብለይን።
63,401
tg_am

63,402
am_tg
ስለዚህ አሁን ካለው ቜግር አንጻር አንድ ሰው ባለበት ሁኔታ ቢቀጥል ዚተሻለ ይመስለኛል።
እምበኣር፡ ሰብ ብምኜንያት እቲ ሎሚ ዘሎ ጞገም፡ ኚምታ ዘለዋ ዀይኑ ኺነብር ጜቡቕ ይመስለኒ።
63,403

63,404
am_tg
በሚስት ታስሚሃል? ኹሆነ መፈታትን አትሻ። ሚስት ዹሌለህ ነህ? ኹሆነ ሚስት ለማግባት አትፈልግ።
ምስ ሰበይቲ ተጞሚድካ ዲኻ፧ ደጊም ክትፍለ ኣይትድለ። ካብ ሰበይቲ እተፈለኻ ዲኻ፧ ደጊም ሰበይቲ ኣይትድለ።
63,405

63,406
am_tg
ይሁንና ብታገባም ኃጢአት ይሆንብሃል ማለት አይደለም። እንዲሁም ድንግል ዹሆነ ሰው ቢያገባ ኃጢአት ይሆንበታል ማለት አይደለም። ይሁን እንጂ ዚሚያገቡ ሰዎቜ በሥጋ቞ው ላይ መኚራ ይደርስባ቞ዋል። ነገር ግን ዚእኔ ምኞት ኹዚህ እንድትድኑ ነው።
ግናኞ፡ እንተ ተመርዓኻ እኳ፡ ኣይሓጣእካን። ድንግል እውን እንተ ተመርዓወ፡ ኣይሓጥአን። እዞም ኹምዚ ዚገብሩ ግና ኣብ ስጋኊም ጞበባ ይህልዎም እዩ። ኣነ ግና ክሰትሚኩም እዚ ዝፍትን ኣለኹ።
63,407

63,408
am_tg
ኹዚህም በላይ ወንድሞቜ፣ ዹቀሹው ጊዜ አጭር መሆኑን ልነግራቜሁ እወዳለሁ። ኚእንግዲህ ወዲህ ሚስት ያላ቞ው እንደሌላ቞ው ይሁኑፀ
ኣሕዋተዚ፡ እዚ እውን እብል ኣለኹፊ እቲ ተሪፉ ዘሎ ግዜ ሓጺሩ እዩ። ድሕሪ ሕጂ፡ እቶም ኣንስቲ ዘለዋኊም፡ ኹም ዘይብሎም ይኹኑ፣
63,409

63,410
am_tg
ዚሚያለቅሱም እንደማያለቅሱ፣ ዚሚደሰቱም እንደማይደሰቱ፣ ዹሚገዙም ምንም እንደሌላ቞ው
እቶም ዚበኜዩ ኞኣ ኚምቶም ዘይበኜዩ ይኹኑ፣ እቶም ዚሕጐሱ ድማ፡ ኚምቶም ዘይሕጐሱ ይኹኑ፣ እቶም ዚዕድጉ ኞኣ፡ ኚምቶም ዘዚጥርዩ ይኹኑ፣
63,411

63,412
am_tg
እንዲሁም በዓለም ዹሚጠቀሙ ሰዎቜ ሙሉ በሙሉ እንደማይጠቀሙበት ይሁኑፀ ዹዚህ ዓለም ትእይንት እዚተለዋወጠ ነውና።
እቶም በዛ ዓለም እዚኣ ዚጥቀሙ እውን፡ ኚምቶም ምሉእ ብምሉእ ዘይጥቀሙ ይኹኑ፣ ኚመይሲ፡ ትርኢት እዛ ዓለም እዚኣ ይልወጥ እዩ ዘሎ።
63,413

63,414
am_tg
በመሆኑም ኚጭንቀት ነፃ እንድትሆኑ እፈልጋለሁ። ያላገባ ሰው ጌታን እንዎት ደስ ማሰኘት እንደሚቜል በማሰብ ስለ ጌታ ነገር ይጚነቃል።
ኣነስ ብዘይ ጭንቀት ክትኰኑ እዚ ዝደሊ። እቲ ዘይተመርዓወ፡ ኹመይ ገይሩ ንጐይታ ኾም ዜሐጕሶ፡ ብዛዕባ ጐይታ እዩ ዚጭነቕ።
63,415

63,416
am_tg
ያገባ ሰው ግን ሚስቱን እንዎት ደስ ማሰኘት እንደሚቜል በማሰብ ስለ ዓለም ነገር ይጚነቃልፀ
እቲ እተመርዓወ ግና፡ ንሰበይቱ ኾመይ ገይሩ ኾም ዜሐጕሳ፡ ብዛዕባ እዛ ዓለም እዚኣ እዩ ዚጭነቕ፣
63,417

63,418
am_tg
በመሆኑም ሐሳቡ ተኚፋፍሏል። በተጚማሪም ያላገባቜ ሎትም ሆነቜ ድንግል በአካሏም ሆነ በመንፈሷ ቅዱስ መሆን ትቜል ዘንድ ስለ ጌታ ነገር ትጚነቃለቜ። ይሁን እንጂ ያገባቜ ሎት ባሏን እንዎት ደስ ማሰኘት እንደምትቜል በማሰብ ስለ ዓለም ነገር ትጚነቃለቜ።
ሓሳቡ ኞኣ ይኹፋፈል እዩ። ዘይተመርዓወት ሰበይትን ድንግልን ድማ ሰብነታን መንፈሳን ምእንቲ ኪቕደስ፡ ብዛዕባ ጐይታ እያ እትጭነቕ። እተመርዓወት ግና ኹመይ ገይራ ንሰብኣያ ኾም እተሐጕሶ፡ ብዛዕባ እዛ ዓለም እዚኣ እያ እትጭነቕ።
63,419

63,420
am_tg
ይህን ዹምለው ግን ለእናንተው ጥቅም ብዬ ነው እንጂ ነፃነት ላሳጣቜሁ ብዬ አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ ተስማሚ ዹሆነውን ነገር እንድታደርጉና ሐሳባቜሁ ሳይኚፋፈል ዘወትር ለጌታ ያደራቜሁ እንድትሆኑ ላነሳሳቜሁ ብዬ ነው።
እዚ ዝብል ዘለኹ ግና ግቡእ ክትገብሩን ኚዚስገልኩም ንጐይታ ኾተገልግሉን ንጥቕምኹም ኢለ እዚ እምበር፡ ክቕይደኩም ኢለ ኣይኰንኩን።
63,421

63,422
am_tg
ይሁንና አንድ ሰው ሳያገባ ቀርቶ ራሱን መቆጣጠር እንደተሳነው ኚተሰማው፣ በተለይ ደግሞ አፍላ ዚጉርምስና ዕድሜን ያለፈ ኹሆነና ማግባቱ ዚሚመሚጥ ኹሆነ ዹፈለገውን ያድርግፀ ኃጢአት አይሆንበትም። እንዲህ ያሉ ሰዎቜ ያግቡ።
ግናኞ፡ ሓደ ሰብ ኹይተመርዓወ ምንባር ዘይክእሎ እንተ መሲልዎ፡ ብጜሕናኡ ኞኣ እንተ ኣሕሊፉ፡ ኹምዚ ይግበር፩ ዝደለዮ ይግበር፣ ኣይሓጥአን። ይመርዓዉ።
63,423

63,424
am_tg
ሆኖም አንድ ሰው ልቡ ኹቆሹጠና ይህን ማድሚግ እንደማያስፈልገው ኚተሰማው፣ ደግሞም ራሱን መግዛት ዚሚቜል ኹሆነና ሳያገባ ለመኖር በልቡ ኹወሰነ መልካም ያደርጋል።
ሓደ ግና ብልቡ ወዲኡ እንተ ጞኒዑ፡ ግዲ ኞኣ እንተ ዘይኰይንዎ፡ ንገዛእ ፍቓዱ ድማ ዚመልኜ እንተ ዀይኑ፡ ኹይተመርዓወ ኺነብር ድማ ብልቡ እንተ ቘሪጹ፡ ጜቡቕ ይገብር።
63,425

63,426
am_tg
ስለዚህ ዚሚያገባ ሁሉ መልካም ያደርጋልፀ ሳያገባ ዹሚኖር ሁሉ ደግሞ ዚተሻለ ያደርጋል።
ስለዚ፡ እቲ ዚምርዖ፡ ጜቡቕ ይገብር፣ እቲ ዘይምርዖ ግና፡ ዝሓሾ ይገብር።
63,427

63,428
am_tg
አንዲት ሚስት ባሏ በሕይወት ባለበት ዘመን ሁሉ ዚታሰሚቜ ናት። ባሏ በሞት ካንቀላፋ ግን በጌታ ብቻ ይሁን እንጂ ኚፈለገቜው ሰው ጋር ለመጋባት ነፃ ናት።
ሰበይቲ፡ ሰብኣያ ብህይወቱ ኜሳዕ ዘሎ፡ እስርቲ እያ። ሰብኣያ እንተ ሞይቱ ግና፡ ብጐይታ ጥራይ ደኣ ይኹን እምበር፡ ንዝደለዚቶ ኜትምርዖ ሓራ እያ።
63,429

63,430
am_tg
እንደ እኔ ኹሆነ ግን እንዳለቜ ብትቀጥል ይበልጥ ደስተኛ ትሆናለቜፀ እኔ ደግሞ ዹአምላክ መንፈስ እንዳለኝ እርግጠኛ ነኝ።
ኹም ሓሳበይ ግና፡ ኚምቲ ዘላቶ ዀይና እንተ ትነብር፡ ብዝያዳ ምተሓጐሰት፣ ኣነ እውን ብርግጜ መንፈስ ኣምላኜ ዘሎኒ ይመስለኒ።
63,431

63,432
am_tg
በሰዎቜና በመላእክት ልሳን ብናገር ፍቅር ግን ኹሌለኝ በኃይል እንደሚጮኜ ደወል ወይም ሲምባል ሆኛለሁ።
ብቛንቋታት ሰብን መላእኜትን እንተ ዝዛሚብ፡ ፍቕሪ ግና እንተ ዘይብለይ፡ ኹም ዜድሂ ኣስራዚ ወይ ጚርባሕ ኹም ዚብል ጞናጜል ሾሓኒ ምዀንኩ።
63,433

63,434
am_tg
ዹመተንበይ ስጊታ ቢኖሚኝ፣ ቅዱስ ሚስጥርን ሁሉና እውቀትን ሁሉ ባውቅ እንዲሁም ተራራን ኚአንድ ቊታ ወደ ሌላ ቊታ ማንቀሳቀስ ዚሚያስቜል እምነት ቢኖሚኝ፣ ፍቅር ግን ኹሌለኝ ኚንቱ ነኝ።
ውህበት ትንቢት እንተ ዚህልወኒ፡ ኵሉ ቕዱስ ምስጢራትን ኵሉ ፍልጠትን እንተ ዝፈልጥ፡ ኣኜራን ክሳዕ ዘግዕዝ ኚኣ ኵሉ እምነት እንተ ዚህልወኒ፡ ፍቕሪ ግና እንተ ዘይብለይ፡ ኚንቱ ምዀንኩ።
63,435

63,436
am_tg
ሌሎቜን ለመመገብ ያለኝን ሁሉ ብሰጥ እንዲሁም እኩራራ ዘንድ ሰውነቮን አሳልፌ ብሰጥ ፍቅር ግን ኹሌለኝ ምንም ዹማገኘው ጥቅም ዚለም።
ኵሉ ገንዘበይ ኚኣ ንድኻታት ኚብልዕ ኢለ እንተ ዝህብ፡ ምእንቲ ኜምካሕ እውን ሰብነተይ ኣሕሊፈ እንተ ዝህብ፡ ፍቕሪ ግና እንተ ዘይብለይ፡ ሓንቲ እኳ ኣይምተጠቐምኩን።
63,437

63,438
am_tg
ፍቅር ታጋሜና ደግ ነው። ፍቅር አይቀናም። ጉራ አይነዛም፣ አይታበይም፣
ፍቕሪ ዓቃልን ለዋህን እያ። ፍቕሪ ኣይትቐንእን፡ ኣይትጀሃርን፡ ኣይትንፋሕን፡
63,439

63,440
am_tg
ጚዋነት ዹጎደለው ምግባር አያሳይም፣ ዚራሱን ፍላጎት አያስቀድምም፣ በቀላሉ አይበሳጭም። ፍቅር ዹበደል መዝገብ ዚለውም።
ስዲ ኣይኰነትን፡ ጥቕሚ ርእሳ ኣይትደልን፡ ኣይትቝጣዕን፡ ኣይትቕዚምን እያ።
63,441

63,442
am_tg
ፍቅር በዓመፅ አይደሰትምፀ ኹዚህ ይልቅ ኚእውነት ጋር ደስ ይለዋል።
ብሓቂ ትሕጐስ እምበር፡ ብዓመጻ ኣይትሕጐስን እያ።
63,443

63,444
am_tg
ሁሉን ቜሎ ያልፋል፣ ሁሉን ያምናል፣ ሁሉን ተስፋ ያደርጋል፣ ሁሉን ነገር በጜናት ይቋቋማል።
ኵሉ ኜኢላ ትነብር፡ ኵሉ ትኣምን፡ ኵሉ ተስፋ ትገብር፡ ኵሉ ትጻወር።
63,445

63,446
am_tg
ፍቅር ለዘላለም ይኖራል። ሆኖም ዚመተንበይ፣ በልሳን ዹመናገርም ሆነ ዚእውቀት ስጊታ ይቀራል።
ፍቕሪ ኞቶ ኣይተቋርጜን እያ። ግናኞ፡ ውህበት ትንቢት እንተ ኣልዩ፡ ንሱ ኺሰዓር፣ ቋንቋታት እንተ ኣልዩ፡ ንሱ ኺውዳእ፣ ፍልጠት እንተ ኣልዩ እውን፡ ንሱ ኺስዓር እዩ።
63,447

63,448
am_tg
እውቀታቜን ኹፊል ነውናፀ ትንቢት ዹምንናገሹውም በኹፊል ነውፀ
ኚመይሲ፡ ብኞፊል ንፈልጥን ብኞፊል ንንበን ኣለና፣
63,449
tg_am
ኚመይሲ፡ ብኞፊል ንፈልጥን ብኞፊል ንንበን ኣለና፣
እውቀታቜን ኹፊል ነውናፀ ትንቢት ዹምንናገሹውም በኹፊል ነውፀ
63,450
am_tg
ዹተሟላው ሲመጣ ግን ኹፊል ዹሆነው ይቀራል።
እቲ ምልኣት ምስ መጞ ግና፡ እቲ ኾፊል ኪሰዓር እዩ።
63,451
tg_am
እቲ ምልኣት ምስ መጞ ግና፡ እቲ ኾፊል ኪሰዓር እዩ።
ዹተሟላው ሲመጣ ግን ኹፊል ዹሆነው ይቀራል።
63,452
am_tg
ልጅ በነበርኩበት ጊዜ እንደ ልጅ እናገር፣ እንደ ልጅ አስብ እንዲሁም እንደ ልጅ አመዛዝን ነበርፀ አሁን ሙሉ ሰው ኚሆንኩ በኋላ ግን ዚልጅነትን ጠባይ ትቻለሁ።
ቈልዓ ኞለኹ፡ ኹም ቈልዓ እዛሚብ፡ ኹም ቈልዓ እሓስብ፡ ኹም ቈልዓ እመራመር ነይሚ፣ ሰብኣይ ምስ ኰንኩ ግና፡ ነቲ ነገር ቈልዓ ሓዲገዮ።
63,453

63,454
am_tg
አሁን በብሚት መስተዋት ብዥ ያለ ምስል ይታዚናልፀ በዚያን ጊዜ ግን ፊት ለፊት ዚማዚት ያህል በግልጜ ይታዚናል። አሁን ስለ አምላክ ዹማውቀው በኹፊል ነውፀ በዚያን ጊዜ ግን እሱ እኔን በትክክል ዚሚያውቀኝን ያህል ዹተሟላ እውቀት ይኖሚኛል።
ሕጅስ ብመስትያት ብሚት ዘይንጹር ምስሊ ንርኢ ኣለና፣ ሜዑ ግና ገጜ ንገጜ ክንርኢ ኢና። ሕጂ ብኞፊል እፈልጥ ኣለኹ፣ ሜዑ ግና ኚምቲ ኣነ ብልክዕ እተፈለጥኩ፡ ብልክዕ ክፈልጥ እዚ።
63,455

63,456
am_tg
ይሁን እንጂ እምነት፣ ተስፋ፣ ፍቅር፣ እነዚህ ሊስቱ ይቀጥላሉፀ ኚእነዚህ መካኚል ዹሚበልጠው ግን ፍቅር ነው።
ግናኾ ሕጂ፡ እምነት፡ ተስፋ፡ ፍቕሪ፡ እዘን ሰለስተ እዚአን ይነብራ፣ ካብዚኣተን እትዓቢ ግና ፍቕሪ እያ።
63,457

63,458
am_tg
በመሆኑም ወንድሞቜ፣ ኚክርስቶስ ጋር በተያያዘ ገና ሕፃናት እንደሆኑ እንደ ሥጋውያን ሰዎቜ እንጂ እንደ መንፈሳውያን ሰዎቜ ላነጋግራቜሁ አልቻልኩም።
ኣነ ኞኣ ኣሕዋተዚ፡ ኹም ንስጋውያን፡ ኚምቶም ብክርስቶስ ሕጻናት እምበር፡ ኹም ንመንፈሳውያን ክዛሚበኩም ኣይኚኣልኩን።
63,459

63,460
am_tg
ጠንካራ ስላልነበራቜሁ ወተት እንጂ ጠንካራ ምግብ አልመገብኳቜሁም። አሁንም ቢሆን ገና አልጠነኚራቜሁምፀ
ገና ዓቕሚ ስለ ዘይነበሚኩም፡ ዕጹም ብልዒ ዘይኰነስ፡ ጞባ እዚ መጊበኩም። ሕጂ እውን እንተ ዀነ፡ ዓቕሚ ዚብልኩምን፣
63,461

63,462
am_tg
ደግሞም ገና ሥጋውያን ናቜሁ። ቅናትና ጠብ በመካኚላቜሁ ስላለ ሥጋውያን መሆናቜሁ፣ ደግሞም በዓለም እንዳሉ ሰዎቜ መመላለሳቜሁ አይደለም?
ኚመይሲ፡ ገና ስጋውያን ኢኹም። ኣብ መንጎኹም ቅንእን ባእስን ካብ ሃለወስ፡ ስጋውያን ምዃንኩም ደይኰነን፧ ኹም ሰብዶኞ ትመላለሱ ኣዚሎኹምን፧
63,463

63,464
am_tg
አንዱ “እኔ ዚጳውሎስ ነኝ፣” ሌላው ደግሞ “እኔ ዚአጵሎስ ነኝ” ሲል እንደ ማንኛውም ሰው መሆናቜሁ አይደለም?
ስለምንታይሲ፡ ሓደ፡ “ኣነ ናይ ጳውሎስ እዚ” ኺብል ኚሎ፡ ሓደ ኻልእ ኚኣ፡ “ኣነስ እባ ናይ ኣጵሎስ” እንተ ኢሉ፡ ኹም ማንም ሰብ ምዃንኩምዶ ኣይኰነን፧
63,465

63,466
am_tg
ለመሆኑ አጵሎስ ምንድን ነው? ጳውሎስስ ምንድን ነው? ጌታ ዚሰጣ቞ውን ሥራ ዚሚያኚናውኑ አገልጋዮቜ ና቞ውፀ እናንተም አማኞቜ ዚሆናቜሁት በእነሱ አማካኝነት ነው።
እምበኣርኚ፡ ኣጵሎስ እንታይ እዩ፧ ጳውሎስኚ እንታይ እዩ፧ ኚምቲ ጐይታ ንነፍሲ ወኹፍ ዝሃቊ፡ ብኣታቶም ኣቢልኩም ዝኣመንኩም ኣገልገልቲ እዮም።
63,467

63,468
am_tg
እኔ ተኚልኩፀ አጵሎስ አጠጣፀ ያሳደገው ግን አምላክ ነውፀ
ኣነ ተኺለ፡ ኣጵሎስ ኣስትዩ፡ ኣምላኜ ግና ኣብቊሉ፣
63,469
tg_am
ኣነ ተኺለ፡ ኣጵሎስ ኣስትዩ፡ ኣምላኜ ግና ኣብቊሉ፣
እኔ ተኚልኩፀ አጵሎስ አጠጣፀ ያሳደገው ግን አምላክ ነውፀ
63,470
am_tg
ስለዚህ ምስጋና ዚሚገባው ዚሚያሳድገው አምላክ እንጂ ዹሚተክለውም ሆነ ዚሚያጠጣው አይደለም።
ስለዚ፡ እቲ ዜብቍል ኣምላኜ ደኣ እምበር፡ እቲ ዚተክል ወይስ እቲ ዜስቲ ዚዓብሶ ዚብሉን።
63,471

63,472
am_tg
ዹሚተክለውም ሆነ ዚሚያጠጣው በኅብሚት ዚሚሠሩ ና቞ውፀ ሆኖም እያንዳንዱ ሰው እንደ ሥራው መጠን ዚራሱን ወሮታ ይቀበላል።
እቲ ዚተክልን እቲ ዜስትን ሓደ እዮም፣ ነፍሲ ወኹፎም ኚኣ ኹኹም ጻዕሩ ዓስቡ ኪቕበል እዩ።
63,473

63,474
am_tg
እኛ ኹአምላክ ጋር አብሚን ዚምንሠራ ነንና። እናንተ በመልማት ላይ ያለ ዹአምላክ እርሻ ናቜሁፀ ዹአምላክ ሕንፃ ናቜሁ።
ምኜንያቱ፡ ንሕና መዓይይቲ ኣምላኜ ኢና። ንስኻትኩም ሕርሻ ኣምላኜ፡ ህንጻ ኣምላኜ ኢኹም።
63,475

63,476
am_tg
በተሰጠኝ ዹአምላክ ጾጋ መሠሚት በሙያው እንደተካነ ግንበኛ እኔ መሠሚት ጣልኩፀ ሌላው ደግሞ በዚያ ላይ ይገነባል። ሆኖም እያንዳንዱ በዚያ ላይ እንዎት እንደሚገነባ በጥንቃቄ ሊያስብ ይገባል።
ኚምቲ እተዋህበኒ ጾጋ ኣምላኜ፡ ኹም ክኢላ ዋና ሃናጻይ መሰሚት ሰሪተ እዚ፣ ካልእ ኚኣ ኣብ ልዕሊኡ ይሃንጜ ኣሎ። ነፍሲ ወኹፍ ግና ኹመይ ገይሩ ኣብ ልዕሊኡ ኾም ዚሃንጜ ይጠንቀቕ።
63,477

63,478
am_tg
ማንም ሰው ኚተጣለው መሠሚት ሌላ አዲስ መሠሚት መጣል አይቜልምናፀ ይህም መሠሚት ኢዚሱስ ክርስቶስ ነው።
ኚመይሲ፡ ብዘይካ እቲ ስሩት መሰሚት፡ ንሱ ኞኣ ዚሱስ ክርስቶስ፡ ካልእ መሰሚት ኪስርት ዚኜእል ሓደ እኳ ዚልቊን።
63,479

63,480
am_tg
ማንም በዚህ መሠሚት ላይ በወርቅ፣ በብር፣ በኚበሩ ድንጋዮቜ፣ በእንጚት፣ በሣር ወይም በአገዳ ቢገነባ
ሓደ እኳ ኣብ ልዕሊ እዚ መሰሚት እዚ ብወርቂ፡ ብብሩር፡ ብኜቡር እምኒ፡ ብዕንጚይቲ፡ ብድርቋ፡ ወይስ ብሓሰር እንተ ሃኒጹ፡
63,481

63,482
am_tg
ዹፈተናው ቀን ሲመጣ ዚእያንዳንዱ ሥራ ይገለጣልፀ እሳቱ ሁሉንም ነገር ይገልጣልናፀ እንዲሁም እያንዳንዱ ሰው ምን ዓይነት ግንባታ እንዳኚናወነ እሳቱ ራሱ ፈትኖ ያሳያል።
እታ መዓልቲ እቲኣ ብሓዊ ስለ እትግለጜ፡ ክትቀልዖ እያ እሞ፡ ዕዮ ነፍሲ ወኹፍ እንታይ ምዃኑ ኺርአ እዩ፣ እቲ ሓዊ ኞኣ ዕዮ ነፍሲ ወኹፍ ኹመይ ምዃኑ ኺፍትኖ እዩ።
63,483

63,484
am_tg
ማንም በመሠሚቱ ላይ ዚገነባው ነገር ቢጞናለት ወሮታ ያገኛልፀ
እቲ ኣብቲ መሰሚት ዝሃነጾ ሰብ ዕዮኡ እንተ ጞኒዑሉ፡ ዓስቢ ኪቕበል እዩ፣
63,485

63,486
am_tg
ይሁንና ማንም ሰው ዚሠራው ሥራ ቢቃጠል ኪሳራ ይደርስበታልፀ እሱ ግን ይተርፋልፀ ሆኖም በእሳት ውስጥ አልፎ ዚመትሚፍ ያህል ይሆናል።
እቲ ዕዮኡ እንተ ነዲዱ ግና፡ ኪኞስር እዩ፣ ንሱ ንባዕሉ ግና ኪድሕን እዩ፣ ግናኞ፡ ኚምቲ ብሓዊ ሓሊፉ ዝደሓነ እዩ።
63,487

63,488
am_tg
እናንተ ራሳቜሁ ዹአምላክ ቀተ መቅደስ እንደሆናቜሁና ዹአምላክ መንፈስ በእናንተ ውስጥ እንደሚያድር አታውቁም?
ንስኻትኩም ቀተ መቕደስ ኣምላኜ ምዃንኩምን መንፈስ ኣምላኜ ኣባኻትኩም ኹም ዚሓድርንዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
63,489

63,490
am_tg
ማንም ዹአምላክን ቀተ መቅደስ ቢያፈርስ አምላክ ያፈርሰዋልፀ ዹአምላክ ቀተ መቅደስ ቅዱስ ነውናፀ ቀተ መቅደሱም እናንተ ናቜሁ።
ሓደ እኳ ንቀተ መቕደስ ኣምላኜ እንተ ኣዕንዩዋ፡ ኣምላኜ ኬዕንዎ እዩ፣ ኚመይሲ፡ ቀተ መቕደስ ኣምላኜ ቅድስቲ እያ፣ እዛ ቀተ መቕደስ እዚኣ እውን ንስኻትኩም ኢኹም።
63,491

63,492
am_tg
ማንም ራሱን አያታልፀ ኚእናንተ መካኚል ማንም በዚህ ሥርዓት ጥበበኛ እንደሆነ ቢያስብ፣ ጥበበኛ መሆን ይቜል ዘንድ ሞኝ ይሁን።
ሓደ እኳ ንርእሱ ኣዚስሕትፊ ገለ ኻባኻትኩም ኣብዚ ስርዓት እዚ ጥበበኛ ኾም ዝዀነ እንተ መሲልዎ፡ ጥበበኛ ምእንቲ ኪኞውንሲ፡ ዓሻ ይኹን።
63,493

63,494
am_tg
ምክንያቱም ዹዚህ ዓለም ጥበብ በአምላክ ፊት ሞኝነት ነውፀ “ጥበበኞቜን በራሳ቞ው ተንኮል ይይዛቾዋል” ተብሎ ተጜፏልና።
ኚመይሲ፡ “ንጥበበኛታት ብጕርሖም ይሕዞም” ዚብል ተጻሒፉ እዩ እሞ፡ ጥበብ እዛ ዓለም እዚኣ ኣብ ኣምላኜ ዕሜነት እያ።
63,495

63,496
am_tg
ደግሞም “ይሖዋ ዚጥበበኞቜ ሐሳብ ኚንቱ እንደሆነ ያውቃል” ተብሏል።
“ዚሆዋ፡ ሓሳብ እቶም ጥበበኛታት ኚንቱ ምዃኑ ይፈልጩ እዩ” ዚብል እውን ኣሎ።
63,497

63,498
am_tg
በመሆኑም ማንም በሰዎቜ አይኩራራፀ ሁሉም ነገር ዚእናንተ ነውናፀ
ስለዚ፡ ኵሉ ናታትኩም እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ብሰብ ኣይመካሕ፣
63,499