Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
64,400 | am_tg | በመሆኑም በሌላው ሰው ክልል፣ አስቀድሞ በተሠራ ሥራ ከመኩራራት ይልቅ ከእናንተ ወዲያ ባሉት አገሮች ምሥራቹን እንሰብካለን። | በቲ ድሮ ኣብ ክሊ ኻልኦት እተገብረ ምእንቲ ኸይንምካሕ ድማ፡ ነተን ክንየውኩም ዘለዋ ሃገራት ከነበስር ኢና። |
64,401 | tg_am | በቲ ድሮ ኣብ ክሊ ኻልኦት እተገብረ ምእንቲ ኸይንምካሕ ድማ፡ ነተን ክንየውኩም ዘለዋ ሃገራት ከነበስር ኢና። | በመሆኑም በሌላው ሰው ክልል፣ አስቀድሞ በተሠራ ሥራ ከመኩራራት ይልቅ ከእናንተ ወዲያ ባሉት አገሮች ምሥራቹን እንሰብካለን። |
64,402 | am_tg | “ሆኖም የሚኩራራ በይሖዋ ይኩራራ።” | “ግናኸ፡ እቲ ዚምካሕ፡ ብየሆዋ ይመካሕ።” |
64,403 | tg_am | “ግናኸ፡ እቲ ዚምካሕ፡ ብየሆዋ ይመካሕ።” | “ሆኖም የሚኩራራ በይሖዋ ይኩራራ።” |
64,404 | am_tg | ተቀባይነት የሚያገኘው ራሱን ብቁ እንደሆነ አድርጎ የሚያቀርብ ሳይሆን ይሖዋ ብቁ ነው የሚለው ሰው ነውና። | ከመይሲ፡ እቲ የሆዋ ዚንእዶ እምበር፡ እቲ ርእሱ ዚንእድ ኣይኰነን ብቕዓቱ ዘመስከረ። |
64,405 | tg_am | ከመይሲ፡ እቲ የሆዋ ዚንእዶ እምበር፡ እቲ ርእሱ ዚንእድ ኣይኰነን ብቕዓቱ ዘመስከረ። | ተቀባይነት የሚያገኘው ራሱን ብቁ እንደሆነ አድርጎ የሚያቀርብ ሳይሆን ይሖዋ ብቁ ነው የሚለው ሰው ነውና። |
64,406 | am_tg | ምድራዊ ቤታችን የሆነው ይህ ድንኳን ቢፈርስ በሰው እጅ የተሠራ ቤት ሳይሆን በሰማይ ዘላለማዊ የሆነ ሕንፃ ከአምላክ እንደምናገኝ እናውቃለን። | እዛ ምድራዊት ናይ ድንኳን ቤትና እንተ ፈሪሳስ፡ ካብ ኣምላኽ ህንጻ፡ ማለት ብኢድ ዘይተገብረት ናይ ዘለኣለም ቤት ኣብ ሰማያት ከም እትህልወና፡ ንፈልጥ ኢና። |
64,407 | tg_am | እዛ ምድራዊት ናይ ድንኳን ቤትና እንተ ፈሪሳስ፡ ካብ ኣምላኽ ህንጻ፡ ማለት ብኢድ ዘይተገብረት ናይ ዘለኣለም ቤት ኣብ ሰማያት ከም እትህልወና፡ ንፈልጥ ኢና። | ምድራዊ ቤታችን የሆነው ይህ ድንኳን ቢፈርስ በሰው እጅ የተሠራ ቤት ሳይሆን በሰማይ ዘላለማዊ የሆነ ሕንፃ ከአምላክ እንደምናገኝ እናውቃለን። |
64,408 | am_tg | ከሰማይ የሆነውን መኖሪያችንን ለመልበስ እየናፈቅን በዚህ ቤት ውስጥ ሆነን እንቃትታለን፤ | ከመይሲ፡ ነታ ኻብ ሰማይ ንዓና ዝዀነት ክንለብስ እናናፈቕና፡ ኣብዛ ቤት እዚኣ ነስቈርቍር ኣለና፣ |
64,409 | tg_am | ከመይሲ፡ ነታ ኻብ ሰማይ ንዓና ዝዀነት ክንለብስ እናናፈቕና፡ ኣብዛ ቤት እዚኣ ነስቈርቍር ኣለና፣ | ከሰማይ የሆነውን መኖሪያችንን ለመልበስ እየናፈቅን በዚህ ቤት ውስጥ ሆነን እንቃትታለን፤ |
64,410 | am_tg | ስለዚህ ይህን ስንለብስ ራቁታችንን ሆነን አንገኝም። | ምስ ለበስናያስ፡ ዕሩቓት ኴንና ኣይክንርከብን ኢና። |
64,411 | tg_am | ምስ ለበስናያስ፡ ዕሩቓት ኴንና ኣይክንርከብን ኢና። | ስለዚህ ይህን ስንለብስ ራቁታችንን ሆነን አንገኝም። |
64,412 | am_tg | እንዲያውም በዚህ ድንኳን ውስጥ ያለነው እኛ ከባድ ሸክም ተጭኖን እንቃትታለን፤ ምክንያቱም ዘላለማዊው ሕይወት ሟች የሆነውን አካል እንዲተካ ይህን ድንኳን ማውለቅ ሳይሆን ሰማያዊውን መኖሪያ መልበስ እንፈልጋለን። | ንሕና ኣብዛ ድንኳን እዚኣ ዘለናስ፡ እቲ መዋቲ ብህይወት ምእንቲ ኺውሓጥ፡ ነታ ሓንቲ ኽንለብስ ኢና እንደሊ እምበር፡ ነዚኣ ኽንቅንጥጣ ስለ ዘይንደሊ፡ ከቢዱና ነስቈርቍር ኣለና። |
64,413 | tg_am | ንሕና ኣብዛ ድንኳን እዚኣ ዘለናስ፡ እቲ መዋቲ ብህይወት ምእንቲ ኺውሓጥ፡ ነታ ሓንቲ ኽንለብስ ኢና እንደሊ እምበር፡ ነዚኣ ኽንቅንጥጣ ስለ ዘይንደሊ፡ ከቢዱና ነስቈርቍር ኣለና። | እንዲያውም በዚህ ድንኳን ውስጥ ያለነው እኛ ከባድ ሸክም ተጭኖን እንቃትታለን፤ ምክንያቱም ዘላለማዊው ሕይወት ሟች የሆነውን አካል እንዲተካ ይህን ድንኳን ማውለቅ ሳይሆን ሰማያዊውን መኖሪያ መልበስ እንፈልጋለን። |
64,414 | am_tg | ለዚህ ነገር ያዘጋጀን አምላክ ነው፤ ለሚመጣው ነገር ማረጋገጫ አድርጎ መንፈሱን የሰጠን እሱ ነው። | እቲ ነዚ ዘዳለወና፡ ከም ዕርቡን ገይሩ ኸኣ መንፈስ ዝሃበና፡ ኣምላኽ እዩ። |
64,415 | tg_am | እቲ ነዚ ዘዳለወና፡ ከም ዕርቡን ገይሩ ኸኣ መንፈስ ዝሃበና፡ ኣምላኽ እዩ። | ለዚህ ነገር ያዘጋጀን አምላክ ነው፤ ለሚመጣው ነገር ማረጋገጫ አድርጎ መንፈሱን የሰጠን እሱ ነው። |
64,416 | am_tg | በመሆኑም ስለዚህ ጉዳይ ምንጊዜም እርግጠኞች ነን፤ በተጨማሪም መኖሪያችን በሆነው በዚህ አካል እስካለን ድረስ ከጌታ ጋር አብረን እንዳልሆን እናውቃለን፤ | እምበኣር፡ ኵሉ ሳዕ ትብዓት ኣሎና፣ ኣብዚ ሰብነት እዚ ኽሳዕ ዝሰፈርና ድማ፡ ካብ ጐይታ ርሑቓት ከም ዝዀንና፡ ንፈልጥ ኢና፣ |
64,417 | tg_am | እምበኣር፡ ኵሉ ሳዕ ትብዓት ኣሎና፣ ኣብዚ ሰብነት እዚ ኽሳዕ ዝሰፈርና ድማ፡ ካብ ጐይታ ርሑቓት ከም ዝዀንና፡ ንፈልጥ ኢና፣ | በመሆኑም ስለዚህ ጉዳይ ምንጊዜም እርግጠኞች ነን፤ በተጨማሪም መኖሪያችን በሆነው በዚህ አካል እስካለን ድረስ ከጌታ ጋር አብረን እንዳልሆን እናውቃለን፤ |
64,418 | am_tg | የምንመላለሰው በእምነት እንጂ በማየት አይደለምና። | ከመይሲ፡ ብምርኣይ ዘይኰነስ፡ ብእምነት ኢና እንመላለስ ዘለና። |
64,419 | tg_am | ከመይሲ፡ ብምርኣይ ዘይኰነስ፡ ብእምነት ኢና እንመላለስ ዘለና። | የምንመላለሰው በእምነት እንጂ በማየት አይደለምና። |
64,420 | am_tg | ሆኖም እኛ እርግጠኞች ነን፤ ደግሞም ከዚህ አካል ተለይተን መኖሪያችንን ከጌታ ጋር ብናደርግ እንመርጣለን። | ግናኸ፡ ትብዓት ኣሎና፣ ካብዚ ሰብነት እዚ ርሒቕና ምስ ጐይታ ኽንነብር እውን ምፈተና። |
64,421 | tg_am | ግናኸ፡ ትብዓት ኣሎና፣ ካብዚ ሰብነት እዚ ርሒቕና ምስ ጐይታ ኽንነብር እውን ምፈተና። | ሆኖም እኛ እርግጠኞች ነን፤ ደግሞም ከዚህ አካል ተለይተን መኖሪያችንን ከጌታ ጋር ብናደርግ እንመርጣለን። |
64,422 | am_tg | ስለዚህ ከእሱ ጋር አብረን ብንኖርም ሆነ ባንኖር ዓላማችን በእሱ ዘንድ ተቀባይነት ማግኘት ነው። | ስለዚ፡ ምስኡ ሰፊርና ንሃሉ ወይ ካብኡ ንርሓቕ፡ ብእኡ ተቐባልነት ኪህልወና ንጽዕት ኣለና። |
64,423 | tg_am | ስለዚ፡ ምስኡ ሰፊርና ንሃሉ ወይ ካብኡ ንርሓቕ፡ ብእኡ ተቐባልነት ኪህልወና ንጽዕት ኣለና። | ስለዚህ ከእሱ ጋር አብረን ብንኖርም ሆነ ባንኖር ዓላማችን በእሱ ዘንድ ተቀባይነት ማግኘት ነው። |
64,424 | am_tg | ምክንያቱም እያንዳንዱ በሥጋ እያለ ላደረገው ጥሩም ሆነ መጥፎ ነገር፣ እንደ ሥራው ብድራት እንዲቀበል ሁላችንም በክርስቶስ የፍርድ ወንበር ፊት ልንቀርብ ይገባል። | ነፍሲ ወከፍ ከምቲ በዚ ሰብነት እዚ ኸሎ ዝገበሮ፡ ጽቡቕ ወይስ ክፉእ፡ ምእንቲ ኪቕበልሲ፡ ኵላትና ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ክርስቶስ ክንቀርብ ኣሎና። |
64,425 | tg_am | ነፍሲ ወከፍ ከምቲ በዚ ሰብነት እዚ ኸሎ ዝገበሮ፡ ጽቡቕ ወይስ ክፉእ፡ ምእንቲ ኪቕበልሲ፡ ኵላትና ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ክርስቶስ ክንቀርብ ኣሎና። | ምክንያቱም እያንዳንዱ በሥጋ እያለ ላደረገው ጥሩም ሆነ መጥፎ ነገር፣ እንደ ሥራው ብድራት እንዲቀበል ሁላችንም በክርስቶስ የፍርድ ወንበር ፊት ልንቀርብ ይገባል። |
64,426 | am_tg | እንግዲህ ጌታን መፍራት እንደሚገባን ስለምናውቅ ሰዎች የምንናገረውን እንዲቀበሉ ለማሳመን ምንጊዜም እንጥራለን፤ ሆኖም አምላክ በሚገባ ያውቀናል። የእናንተም ሕሊና እኛን በሚገባ እንድታውቁ እንደረዳችሁ ተስፋ አደርጋለሁ። | እምበኣር፡ ፍርሃት ጐይታ ስለ እንፈልጥ፡ ንሰባት ነእምን ኣለና፡ ንኣምላኽ ግና ፍሉጣት ኢና። ንሕልናኹም እውን ፍሉጣት ክንከውን ተስፋ እገብር። |
64,427 | tg_am | እምበኣር፡ ፍርሃት ጐይታ ስለ እንፈልጥ፡ ንሰባት ነእምን ኣለና፡ ንኣምላኽ ግና ፍሉጣት ኢና። ንሕልናኹም እውን ፍሉጣት ክንከውን ተስፋ እገብር። | እንግዲህ ጌታን መፍራት እንደሚገባን ስለምናውቅ ሰዎች የምንናገረውን እንዲቀበሉ ለማሳመን ምንጊዜም እንጥራለን፤ ሆኖም አምላክ በሚገባ ያውቀናል። የእናንተም ሕሊና እኛን በሚገባ እንድታውቁ እንደረዳችሁ ተስፋ አደርጋለሁ። |
64,428 | am_tg | እኛ ብቃታችንን ለእናንተ እንደ አዲስ ማቅረባችን አይደለም፤ ከዚህ ይልቅ በልብ ውስጥ ባለው ነገር ሳይሆን በውጫዊ መልክ ለሚኩራሩ መልስ መስጠት ትችሉ ዘንድ በእኛ እንድትኮሩ እያነሳሳናችሁ ነው። | ነቶም በቲ ኣብ ልቢ ዘሎ ዘይኰነስ፡ ብደጋዊ ትርኢት ዚምክሑ ምላሽ ምእንቲ ኽትህቡ፡ ብኣና ኽትምክሑ ምኽንያት ንህበኩም ኣለና እምበር፡ ከም ብሓድሽ ርእስና ኣይኰንናን ንንእድ ዘለና። |
64,429 | tg_am | ነቶም በቲ ኣብ ልቢ ዘሎ ዘይኰነስ፡ ብደጋዊ ትርኢት ዚምክሑ ምላሽ ምእንቲ ኽትህቡ፡ ብኣና ኽትምክሑ ምኽንያት ንህበኩም ኣለና እምበር፡ ከም ብሓድሽ ርእስና ኣይኰንናን ንንእድ ዘለና። | እኛ ብቃታችንን ለእናንተ እንደ አዲስ ማቅረባችን አይደለም፤ ከዚህ ይልቅ በልብ ውስጥ ባለው ነገር ሳይሆን በውጫዊ መልክ ለሚኩራሩ መልስ መስጠት ትችሉ ዘንድ በእኛ እንድትኮሩ እያነሳሳናችሁ ነው። |
64,430 | am_tg | አእምሯችንን ብንስት ለአምላክ ብለን ነውና፤ ጤናማ አእምሮ ቢኖረን ደግሞ ለእናንተ ብለን ነው። | እንተ ተጸሊልናስ፡ ንኣምላኽ ኢና፣ ምስ ቀልብና እንተ ዄንና ኸኣ፡ ንዓኻትኩም ኢና። |
64,431 | tg_am | እንተ ተጸሊልናስ፡ ንኣምላኽ ኢና፣ ምስ ቀልብና እንተ ዄንና ኸኣ፡ ንዓኻትኩም ኢና። | አእምሯችንን ብንስት ለአምላክ ብለን ነውና፤ ጤናማ አእምሮ ቢኖረን ደግሞ ለእናንተ ብለን ነው። |
64,432 | am_tg | አንድ ሰው ለሁሉም መሞቱን ስለተረዳን ክርስቶስ ያለው ፍቅር ግድ ይለናልና፤ ምክንያቱም ሁሉም ቀድሞውኑ ሞተዋል። | እታ ክርስቶስ ዘላቶ ፍቕሪ ደሪኻትና እያ፣ ምኽንያቱ፡ ሓደ ሰብ ምእንቲ ዅሉ ኸም ዝሞተ ደምዲምና ኢና፣ ስለዚ፡ ኵሎም ሞይቶም እዮም። |
64,433 | tg_am | እታ ክርስቶስ ዘላቶ ፍቕሪ ደሪኻትና እያ፣ ምኽንያቱ፡ ሓደ ሰብ ምእንቲ ዅሉ ኸም ዝሞተ ደምዲምና ኢና፣ ስለዚ፡ ኵሎም ሞይቶም እዮም። | አንድ ሰው ለሁሉም መሞቱን ስለተረዳን ክርስቶስ ያለው ፍቅር ግድ ይለናልና፤ ምክንያቱም ሁሉም ቀድሞውኑ ሞተዋል። |
64,434 | am_tg | በሕይወት ያሉትም ከእንግዲህ ለራሳቸው ከመኖር ይልቅ ለእነሱ ለሞተውና ለተነሳው እንዲኖሩ እሱ ለሁሉም ሞቷል። | እቶም ብህይወት ዘለዉ ነቲ ምእንታኦም ዝሞተን ዝተንስአን እምበር፡ ደጊም ንርእሶም ከይነብሩ፡ ንሱ ምእንቲ ዅሎም ሞይቱ እዩ። |
64,435 | tg_am | እቶም ብህይወት ዘለዉ ነቲ ምእንታኦም ዝሞተን ዝተንስአን እምበር፡ ደጊም ንርእሶም ከይነብሩ፡ ንሱ ምእንቲ ዅሎም ሞይቱ እዩ። | በሕይወት ያሉትም ከእንግዲህ ለራሳቸው ከመኖር ይልቅ ለእነሱ ለሞተውና ለተነሳው እንዲኖሩ እሱ ለሁሉም ሞቷል። |
64,436 | am_tg | ስለዚህ እኛ ከአሁን ጀምሮ ሰዎችን የምናውቀው ከሥጋዊ አመለካከት አንጻር አይደለም። ክርስቶስን በሥጋዊ ሁኔታ እናውቀው የነበረ ቢሆንም ከዚህ በኋላ በዚህ መንገድ አናውቀውም። | ስለዚ፡ ካብ ሕጂ ንደሓር ብስጋዊ ኣረኣእያ ንሓደ እኳ ኣይንፈልጥን ኢና። ንክርስቶስ ብስጋ እኳ እንተ ፈለጥናዮ፡ ሕጅስ ብርግጽ ከምኡ ጌርና ኣይንፈልጦን ኢና። |
64,437 | tg_am | ስለዚ፡ ካብ ሕጂ ንደሓር ብስጋዊ ኣረኣእያ ንሓደ እኳ ኣይንፈልጥን ኢና። ንክርስቶስ ብስጋ እኳ እንተ ፈለጥናዮ፡ ሕጅስ ብርግጽ ከምኡ ጌርና ኣይንፈልጦን ኢና። | ስለዚህ እኛ ከአሁን ጀምሮ ሰዎችን የምናውቀው ከሥጋዊ አመለካከት አንጻር አይደለም። ክርስቶስን በሥጋዊ ሁኔታ እናውቀው የነበረ ቢሆንም ከዚህ በኋላ በዚህ መንገድ አናውቀውም። |
64,438 | am_tg | በመሆኑም ማንም ከክርስቶስ ጋር አንድ ከሆነ አዲስ ፍጥረት ነው፤ አሮጌዎቹ ነገሮች አልፈዋል፤ እነሆ፣ አዳዲስ ነገሮች ወደ ሕልውና መጥተዋል! | ስለዚ፡ ሓደ እኳ ምስ ክርስቶስ ሓድነት እንተ ኣልይዎ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፣ እቲ ብሉይ ሓሊፉ፡ እንሆ፡ ሓድሽ ኰይኑ ኣሎ። |
64,439 | tg_am | ስለዚ፡ ሓደ እኳ ምስ ክርስቶስ ሓድነት እንተ ኣልይዎ፡ ንሱ ሓድሽ ፍጥረት እዩ፣ እቲ ብሉይ ሓሊፉ፡ እንሆ፡ ሓድሽ ኰይኑ ኣሎ። | በመሆኑም ማንም ከክርስቶስ ጋር አንድ ከሆነ አዲስ ፍጥረት ነው፤ አሮጌዎቹ ነገሮች አልፈዋል፤ እነሆ፣ አዳዲስ ነገሮች ወደ ሕልውና መጥተዋል! |
64,440 | am_tg | ሆኖም ሁሉም ነገሮች የተገኙት በክርስቶስ አማካኝነት ከራሱ ጋር ካስታረቀንና የማስታረቅ አገልግሎት ከሰጠን አምላክ ነው። | ኵሉ ግና ካብቲ ብክርስቶስ ኣቢሉ እተዓረቐናን ኣገልግሎት ዕርቂ ዝሃበናን ኣምላኽ እዩ፣ |
64,441 | tg_am | ኵሉ ግና ካብቲ ብክርስቶስ ኣቢሉ እተዓረቐናን ኣገልግሎት ዕርቂ ዝሃበናን ኣምላኽ እዩ፣ | ሆኖም ሁሉም ነገሮች የተገኙት በክርስቶስ አማካኝነት ከራሱ ጋር ካስታረቀንና የማስታረቅ አገልግሎት ከሰጠን አምላክ ነው። |
64,442 | am_tg | ይህም፣ አምላክ በክርስቶስ አማካኝነት ዓለምን ከራሱ ጋር ከማስታረቁም በላይ በደላቸውን አልቆጠረባቸውም ማለት ነው፤ ለእኛ ደግሞ የእርቁን መልእክት በአደራ ሰጥቶናል። | ማለት፡ ኣምላኽ ኣበሳኦም ከይቈጸረ፡ ብክርስቶስ ኣቢሉ ንዓለም ምስ ርእሱ ይዓርቃ ኣሎ፣ ነቲ ቓል ዕርቂ ድማ ንዓና ብሕድሪ ሂቡና ኣሎ። |
64,443 | tg_am | ማለት፡ ኣምላኽ ኣበሳኦም ከይቈጸረ፡ ብክርስቶስ ኣቢሉ ንዓለም ምስ ርእሱ ይዓርቃ ኣሎ፣ ነቲ ቓል ዕርቂ ድማ ንዓና ብሕድሪ ሂቡና ኣሎ። | ይህም፣ አምላክ በክርስቶስ አማካኝነት ዓለምን ከራሱ ጋር ከማስታረቁም በላይ በደላቸውን አልቆጠረባቸውም ማለት ነው፤ ለእኛ ደግሞ የእርቁን መልእክት በአደራ ሰጥቶናል። |
64,444 | am_tg | ስለዚህ እኛ ክርስቶስን ተክተን የምንሠራ አምባሳደሮች ነን፤ አምላክ በእኛ አማካኝነት እየተማጸነ ያለ ያህል ነው። ክርስቶስን ተክተን የምንሠራ እንደመሆናችን መጠን “ከአምላክ ጋር ታረቁ” ብለን እንለምናለን። | እምበኣር፡ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኣምባሳደራት ኢና፣ ስለዚ፡ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምሕጸን ከም ዘሎ እዩ። ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና፡ “ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ” ኢልና ንልምን ኣለና። |
64,445 | tg_am | እምበኣር፡ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኣምባሳደራት ኢና፣ ስለዚ፡ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምሕጸን ከም ዘሎ እዩ። ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና፡ “ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ” ኢልና ንልምን ኣለና። | ስለዚህ እኛ ክርስቶስን ተክተን የምንሠራ አምባሳደሮች ነን፤ አምላክ በእኛ አማካኝነት እየተማጸነ ያለ ያህል ነው። ክርስቶስን ተክተን የምንሠራ እንደመሆናችን መጠን “ከአምላክ ጋር ታረቁ” ብለን እንለምናለን። |
64,446 | am_tg | እኛ በእሱ አማካኝነት በአምላክ ፊት ጻድቅ እንድንሆን ኃጢአት የማያውቀው እሱ ለእኛ የኃጢአት መባ ተደረገ። | ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ እቲ ሓጢኣት ዘይፈለጠ፡ ኣብ ክንዳና ሓጢኣት ከም ዚኸውን ተገይሩ እዩ። |
64,447 | tg_am | ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንከውንሲ፡ እቲ ሓጢኣት ዘይፈለጠ፡ ኣብ ክንዳና ሓጢኣት ከም ዚኸውን ተገይሩ እዩ። | እኛ በእሱ አማካኝነት በአምላክ ፊት ጻድቅ እንድንሆን ኃጢአት የማያውቀው እሱ ለእኛ የኃጢአት መባ ተደረገ። |
64,448 | am_tg | ስለዚህ በተደረገልን ምሕረት የተነሳ ይህ አገልግሎት ስላለን ተስፋ አንቆርጥም። | ስለዚ፡ በቲ እተገብረልና ምሕረት ነዚ ኣገልግሎት እዚ ኻብ ረኸብና፡ ኣይንሕለልን ኢና። |
64,449 | tg_am | ስለዚ፡ በቲ እተገብረልና ምሕረት ነዚ ኣገልግሎት እዚ ኻብ ረኸብና፡ ኣይንሕለልን ኢና። | ስለዚህ በተደረገልን ምሕረት የተነሳ ይህ አገልግሎት ስላለን ተስፋ አንቆርጥም። |
64,450 | am_tg | ከዚህ ይልቅ አሳፋሪ የሆኑትን ስውር ነገሮች ትተናል፤ በተንኮል አንመላለስም፤ የአምላክንም ቃል አንበርዝም፤ ነገር ግን እውነትን በመግለጥ በአምላክ ፊት የሰውን ሁሉ ሕሊና በሚማርክ መንገድ ራሳችንን ብቁ አድርገን እናቀርባለን። | እኳ ደኣስ፡ ነታ ሓቂ እናኣግሃድና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንሕልና ዅሉ ሰብ ብዚማርኽ መገዲ ርእስና ነርኢ ኣለና እምበር፡ ብጕርሒ ኸይተመላለስና፡ ንቓል ኣምላኽ እውን ከይበከልና፡ ነቲ ዜሕፍር ሕቡእ ነገር ነጺግና ኢና። |
64,451 | tg_am | እኳ ደኣስ፡ ነታ ሓቂ እናኣግሃድና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንሕልና ዅሉ ሰብ ብዚማርኽ መገዲ ርእስና ነርኢ ኣለና እምበር፡ ብጕርሒ ኸይተመላለስና፡ ንቓል ኣምላኽ እውን ከይበከልና፡ ነቲ ዜሕፍር ሕቡእ ነገር ነጺግና ኢና። | ከዚህ ይልቅ አሳፋሪ የሆኑትን ስውር ነገሮች ትተናል፤ በተንኮል አንመላለስም፤ የአምላክንም ቃል አንበርዝም፤ ነገር ግን እውነትን በመግለጥ በአምላክ ፊት የሰውን ሁሉ ሕሊና በሚማርክ መንገድ ራሳችንን ብቁ አድርገን እናቀርባለን። |
64,452 | am_tg | እንግዲህ የምናውጀው ምሥራች በእርግጥ የተሸፈነ ከሆነ የተሸፈነው ወደ ጥፋት እያመሩ ላሉት ነው፤ | እቲ እነበስሮ ብስራት እተጋረደ እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ኣብቶም ዚጠፍኡ እዩ እተጋረደ፣ |
64,453 | tg_am | እቲ እነበስሮ ብስራት እተጋረደ እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ኣብቶም ዚጠፍኡ እዩ እተጋረደ፣ | እንግዲህ የምናውጀው ምሥራች በእርግጥ የተሸፈነ ከሆነ የተሸፈነው ወደ ጥፋት እያመሩ ላሉት ነው፤ |
64,454 | am_tg | የአምላክ አምሳል ስለሆነው ስለ ክርስቶስ የሚገልጸውና ክብራማ የሆነው ምሥራች የሚፈነጥቀው ብርሃን በእነሱ ላይ እንዳያበራ የዚህ ሥርዓት አምላክ የማያምኑትን ሰዎች አእምሮ አሳውሯል። | ንዓታቶም እውን፡ ብርሃን እቲ ኽቡር ብስራት ክርስቶስ፡ ንሱ ድማ ምስሊ ኣምላኽ፡ ምእንቲ ኸየብርሃሎም፡ ኣምላኽ እዚ ስርዓት እዚ ንኣእምሮ እቶም ዘይኣመንቲ ኣዕዊርዎ ኣሎ። |
64,455 | tg_am | ንዓታቶም እውን፡ ብርሃን እቲ ኽቡር ብስራት ክርስቶስ፡ ንሱ ድማ ምስሊ ኣምላኽ፡ ምእንቲ ኸየብርሃሎም፡ ኣምላኽ እዚ ስርዓት እዚ ንኣእምሮ እቶም ዘይኣመንቲ ኣዕዊርዎ ኣሎ። | የአምላክ አምሳል ስለሆነው ስለ ክርስቶስ የሚገልጸውና ክብራማ የሆነው ምሥራች የሚፈነጥቀው ብርሃን በእነሱ ላይ እንዳያበራ የዚህ ሥርዓት አምላክ የማያምኑትን ሰዎች አእምሮ አሳውሯል። |
64,456 | am_tg | እኛ የምንሰብከው፣ ኢየሱስ ክርስቶስ ጌታ መሆኑንና እኛም ስለ ኢየሱስ ስንል የእናንተ ባሪያዎች መሆናችንን እንጂ ስለ ራሳችን አይደለምና። | ከመይሲ፡ የሱስ ክርስቶስ ጐይታ ኸም ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ምእንቲ የሱስ ባሮትኩም ከም ዝዀንና እምበር፡ ብዛዕባ ርእስና ኣይኰንናን እንሰብኽ ዘለና። |
64,457 | tg_am | ከመይሲ፡ የሱስ ክርስቶስ ጐይታ ኸም ዝዀነ፡ ንሕና ኸኣ ምእንቲ የሱስ ባሮትኩም ከም ዝዀንና እምበር፡ ብዛዕባ ርእስና ኣይኰንናን እንሰብኽ ዘለና። | እኛ የምንሰብከው፣ ኢየሱስ ክርስቶስ ጌታ መሆኑንና እኛም ስለ ኢየሱስ ስንል የእናንተ ባሪያዎች መሆናችንን እንጂ ስለ ራሳችን አይደለምና። |
64,458 | am_tg | “በጨለማ ውስጥ ብርሃን ይብራ” ያለው አምላክ ነውና፤ ስለሆነም በክርስቶስ ፊት አማካኝነት፣ በልባችን ውስጥ ስለ አምላክ አስደናቂ እውቀት ይፈነጥቅ ዘንድ በልባችን ላይ ብርሃን አብርቷል። | እቲ፡ “ካብ ጸልማት ብርሃን ይብራህ” ዝበለስ ኣምላኽ እዩ፣ ንብርሃን እቲ ኽቡር ፍልጠት ኣምላኽ ድማ ብገጽ ክርስቶስ ኣብ ልብና ኣብሪህዎ ኣሎ። |
64,459 | tg_am | እቲ፡ “ካብ ጸልማት ብርሃን ይብራህ” ዝበለስ ኣምላኽ እዩ፣ ንብርሃን እቲ ኽቡር ፍልጠት ኣምላኽ ድማ ብገጽ ክርስቶስ ኣብ ልብና ኣብሪህዎ ኣሎ። | “በጨለማ ውስጥ ብርሃን ይብራ” ያለው አምላክ ነውና፤ ስለሆነም በክርስቶስ ፊት አማካኝነት፣ በልባችን ውስጥ ስለ አምላክ አስደናቂ እውቀት ይፈነጥቅ ዘንድ በልባችን ላይ ብርሃን አብርቷል። |
64,460 | am_tg | ይሁን እንጂ ከሰብዓዊ ኃይል በላይ የሆነው ኃይል ከእኛ ሳይሆን ከአምላክ የመነጨ መሆኑ ይታወቅ ዘንድ ይህ ውድ ሀብት በሸክላ ዕቃ ውስጥ አለን። | ግናኸ፡ እቲ ኻብ ንቡር ዝሓለፈ ሓይሊ ኻብ ኣምላኽ እምበር፡ ካባና ምእንቲ ኸይከውን፡ እዚ መዝገብ እዚ ኣብ ኣቕሓ መሬት ኣሎና። |
64,461 | tg_am | ግናኸ፡ እቲ ኻብ ንቡር ዝሓለፈ ሓይሊ ኻብ ኣምላኽ እምበር፡ ካባና ምእንቲ ኸይከውን፡ እዚ መዝገብ እዚ ኣብ ኣቕሓ መሬት ኣሎና። | ይሁን እንጂ ከሰብዓዊ ኃይል በላይ የሆነው ኃይል ከእኛ ሳይሆን ከአምላክ የመነጨ መሆኑ ይታወቅ ዘንድ ይህ ውድ ሀብት በሸክላ ዕቃ ውስጥ አለን። |
64,462 | am_tg | በየአቅጣጫው ብንደቆስም መፈናፈኛ አናጣም፤ ግራ ብንጋባም መውጫ ቀዳዳ አናጣም፤ | ብዅሉ ወገን ንጽቀጥ፡ ግናኸ ምንቅስቓስ ክሳዕ እንስእን ኣይጸበናን፣ እንገብሮ ይጠፍኣና፡ ግናኸ መዋጽኦ ዘይብልና ኣይኰንናን፣ |
64,463 | tg_am | ብዅሉ ወገን ንጽቀጥ፡ ግናኸ ምንቅስቓስ ክሳዕ እንስእን ኣይጸበናን፣ እንገብሮ ይጠፍኣና፡ ግናኸ መዋጽኦ ዘይብልና ኣይኰንናን፣ | በየአቅጣጫው ብንደቆስም መፈናፈኛ አናጣም፤ ግራ ብንጋባም መውጫ ቀዳዳ አናጣም፤ |
64,464 | am_tg | ስደት ቢደርስብንም አልተተውንም፤ በጭንቀት ብንዋጥም አንጠፋም። | ንስጐጕ፡ ግናኸ እተራሕራሕና ኣይኰንናን፣ ተወቒዕና ንወድቕ፡ ግናኸ ኣይንጠፍእን ኢና። |
64,465 | tg_am | ንስጐጕ፡ ግናኸ እተራሕራሕና ኣይኰንናን፣ ተወቒዕና ንወድቕ፡ ግናኸ ኣይንጠፍእን ኢና። | ስደት ቢደርስብንም አልተተውንም፤ በጭንቀት ብንዋጥም አንጠፋም። |
64,466 | am_tg | የኢየሱስ ሕይወት በእኛም ሰውነት እንዲገለጥ በኢየሱስ ላይ የደረሰውን ለሞት ሊዳርግ የሚችል መከራ ዘወትር በሰውነታችን እንሸከማለን። | ህይወት የሱስ ኣብ ሰብነትና ምእንቲ ኽትግሃድ፡ ኵሉ ሳዕ ከምቲ ንየሱስ ዘጋጠሞ ናብ ሞት ዜብጽሕ መከራ ኣብ ሰብነትና ንጸውር ኣለና። |
64,467 | tg_am | ህይወት የሱስ ኣብ ሰብነትና ምእንቲ ኽትግሃድ፡ ኵሉ ሳዕ ከምቲ ንየሱስ ዘጋጠሞ ናብ ሞት ዜብጽሕ መከራ ኣብ ሰብነትና ንጸውር ኣለና። | የኢየሱስ ሕይወት በእኛም ሰውነት እንዲገለጥ በኢየሱስ ላይ የደረሰውን ለሞት ሊዳርግ የሚችል መከራ ዘወትር በሰውነታችን እንሸከማለን። |
64,468 | am_tg | የኢየሱስ ሕይወት ሟች በሆነው ሥጋችንም ይገለጥ ዘንድ እኛ ሕያዋን የሆን ለኢየሱስ ስንል ዘወትር ከሞት ጋር እንፋጠጣለንና። | ህይወት የሱስ ኣብቲ መዋቲ ስጋና ምእንቲ ኽትግሃድሲ፡ ንሕና ብህይወት ዘለና ምእንቲ የሱስ ኢልና ዅሉ ሳዕ ምስ ሞት ገጽ ንገጽ ንጋጠም ኣለና። |
64,469 | tg_am | ህይወት የሱስ ኣብቲ መዋቲ ስጋና ምእንቲ ኽትግሃድሲ፡ ንሕና ብህይወት ዘለና ምእንቲ የሱስ ኢልና ዅሉ ሳዕ ምስ ሞት ገጽ ንገጽ ንጋጠም ኣለና። | የኢየሱስ ሕይወት ሟች በሆነው ሥጋችንም ይገለጥ ዘንድ እኛ ሕያዋን የሆን ለኢየሱስ ስንል ዘወትር ከሞት ጋር እንፋጠጣለንና። |
64,470 | am_tg | ስለሆነም በእኛ ላይ ሞት፣ በእናንተ ላይ ግን ሕይወት እየሠራ ነው። | ስለዚ፡ ሞት ኣባና ይዓዪ ኣሎ፣ ህይወት ግና ኣባኻትኩም ትዓዪ ኣላ። |
64,471 | tg_am | ስለዚ፡ ሞት ኣባና ይዓዪ ኣሎ፣ ህይወት ግና ኣባኻትኩም ትዓዪ ኣላ። | ስለሆነም በእኛ ላይ ሞት፣ በእናንተ ላይ ግን ሕይወት እየሠራ ነው። |
64,472 | am_tg | “አመንኩ፤ ስለዚህም ተናገርኩ” ተብሎ ተጽፏል። እኛም እንዲህ ዓይነት የእምነት መንፈስ ስላለን እናምናለን፤ ስለዚህም እንናገራለን፤ | ከምቲ፡ “ኣሚነ፣ ስለዚ፡ ተዛሪበ” ዚብል እተጻሕፈ ዓይነት መንፈስ እምነት ስለ ዘሎና፡ ንሕና እውን ንኣምን፡ ስለዚ ኸኣ ንዛረብ ኢና፣ |
64,473 | tg_am | ከምቲ፡ “ኣሚነ፣ ስለዚ፡ ተዛሪበ” ዚብል እተጻሕፈ ዓይነት መንፈስ እምነት ስለ ዘሎና፡ ንሕና እውን ንኣምን፡ ስለዚ ኸኣ ንዛረብ ኢና፣ | “አመንኩ፤ ስለዚህም ተናገርኩ” ተብሎ ተጽፏል። እኛም እንዲህ ዓይነት የእምነት መንፈስ ስላለን እናምናለን፤ ስለዚህም እንናገራለን፤ |
64,474 | am_tg | ኢየሱስን ያስነሳው እሱ፣ እኛንም ከኢየሱስ ጋር እንደሚያስነሳንና ከእናንተ ጋር አንድ ላይ በፊቱ እንደሚያቀርበን እናውቃለን። | ከምኡ እንገብር ድማ፡ እቲ ንየሱስ ዘተንስኦ፡ ንዓና እውን ምስ የሱስ ከም ዜተንስኣና እሞ፡ ምሳኻትኩም ኣብ ቅድሚኡ ኸም ዜቕርበና ስለ እንፈልጥ ኢና። |
64,475 | tg_am | ከምኡ እንገብር ድማ፡ እቲ ንየሱስ ዘተንስኦ፡ ንዓና እውን ምስ የሱስ ከም ዜተንስኣና እሞ፡ ምሳኻትኩም ኣብ ቅድሚኡ ኸም ዜቕርበና ስለ እንፈልጥ ኢና። | ኢየሱስን ያስነሳው እሱ፣ እኛንም ከኢየሱስ ጋር እንደሚያስነሳንና ከእናንተ ጋር አንድ ላይ በፊቱ እንደሚያቀርበን እናውቃለን። |
64,476 | am_tg | ይህ ሁሉ የሆነው ለእናንተ ሲባል ነውና፤ ይኸውም ብዙ ሰዎች ለአምላክ ክብር ምስጋና እያቀረቡ ስለሆነ የተትረፈረፈው ጸጋ ይበልጥ እንዲበዛ ነው። | ብዙሓት ተወሰኽቲ ንኽብሪ ኣምላኽ ምስጋና ብምቕራቦም ብዝሒ እቲ ጸጋ ብዝያዳ ምእንቲ ኺዓዝዝሲ፡ ኵሉ እዚ ምእንታኹም እዩ። |
64,477 | tg_am | ብዙሓት ተወሰኽቲ ንኽብሪ ኣምላኽ ምስጋና ብምቕራቦም ብዝሒ እቲ ጸጋ ብዝያዳ ምእንቲ ኺዓዝዝሲ፡ ኵሉ እዚ ምእንታኹም እዩ። | ይህ ሁሉ የሆነው ለእናንተ ሲባል ነውና፤ ይኸውም ብዙ ሰዎች ለአምላክ ክብር ምስጋና እያቀረቡ ስለሆነ የተትረፈረፈው ጸጋ ይበልጥ እንዲበዛ ነው። |
64,478 | am_tg | ስለዚህ ተስፋ አንቆርጥም፤ ምንም እንኳ ውጫዊው ሰውነታችን እየመነመነ ቢሄድም ውስጣዊው ሰውነታችን ከቀን ወደ ቀን እየታደሰ እንደሚሄድ ምንም ጥርጥር የለውም። | ስለዚ፡ ኣይንሕለልን ኢና፣ ግናኸ፡ እቲ ናይ ወጻኢ ሰብና እኳ እንተ ማህመነ፡ እቲ ናይ ውሽጢ ሰብና መዓልቲ መዓልቲ ይሕደስ ኣሎ። |
64,479 | tg_am | ስለዚ፡ ኣይንሕለልን ኢና፣ ግናኸ፡ እቲ ናይ ወጻኢ ሰብና እኳ እንተ ማህመነ፡ እቲ ናይ ውሽጢ ሰብና መዓልቲ መዓልቲ ይሕደስ ኣሎ። | ስለዚህ ተስፋ አንቆርጥም፤ ምንም እንኳ ውጫዊው ሰውነታችን እየመነመነ ቢሄድም ውስጣዊው ሰውነታችን ከቀን ወደ ቀን እየታደሰ እንደሚሄድ ምንም ጥርጥር የለውም። |
64,480 | am_tg | የሚደርስብን መከራ ጊዜያዊና ቀላል ቢሆንም ከጊዜ ወደ ጊዜ እየጨመረ የሚሄድና ዘላለማዊ የሆነ ክብር ያስገኝልናል፤ | ከመይሲ፡ ጸበባና ቐልጢፉ ዚሓልፍን ፈኲስን እኳ እንተ ዀነ፡ እናዓበየ ዚኸይድ ናይ ዘለኣለም ክብሪ የምጽኣልና እዩ። |
64,481 | tg_am | ከመይሲ፡ ጸበባና ቐልጢፉ ዚሓልፍን ፈኲስን እኳ እንተ ዀነ፡ እናዓበየ ዚኸይድ ናይ ዘለኣለም ክብሪ የምጽኣልና እዩ። | የሚደርስብን መከራ ጊዜያዊና ቀላል ቢሆንም ከጊዜ ወደ ጊዜ እየጨመረ የሚሄድና ዘላለማዊ የሆነ ክብር ያስገኝልናል፤ |
64,482 | am_tg | ስለዚህ ዓይናችን እንዲያተኩር የምናደርገው በሚታዩት ነገሮች ላይ ሳይሆን በማይታዩት ነገሮች ላይ ነው። የሚታዩት ጊዜያዊ ናቸውና፤ የማይታዩት ግን ዘላለማዊ ናቸው። | እቲ ዚርአ ንግዜኡ እዩ፡ እቲ ዘይርአ ግና ንዘለኣለም እዩ እሞ፡ ንሕና ነቲ ዚርአ ዘይኰነስ፡ ነቲ ዘይርአ ኢና እንጥምት። |
64,483 | tg_am | እቲ ዚርአ ንግዜኡ እዩ፡ እቲ ዘይርአ ግና ንዘለኣለም እዩ እሞ፡ ንሕና ነቲ ዚርአ ዘይኰነስ፡ ነቲ ዘይርአ ኢና እንጥምት። | ስለዚህ ዓይናችን እንዲያተኩር የምናደርገው በሚታዩት ነገሮች ላይ ሳይሆን በማይታዩት ነገሮች ላይ ነው። የሚታዩት ጊዜያዊ ናቸውና፤ የማይታዩት ግን ዘላለማዊ ናቸው። |
64,484 | am_tg | ልኩራራ ይገባኛል። ምንም ጥቅም ባይኖረውም እንኳ ከጌታ የተቀበልኳቸውን ተአምራዊ ራእዮችና ጌታ የገለጠልኝን መልእክቶች እናገራለሁ። | ክምካሕ ኣሎኒ። እዚ ዘይጠቕመኒ ኽነሱ፡ ናብ ራእያትን ግልጸታትን ጐይታ ኽሓልፍ እየ። |
64,485 | tg_am | ክምካሕ ኣሎኒ። እዚ ዘይጠቕመኒ ኽነሱ፡ ናብ ራእያትን ግልጸታትን ጐይታ ኽሓልፍ እየ። | ልኩራራ ይገባኛል። ምንም ጥቅም ባይኖረውም እንኳ ከጌታ የተቀበልኳቸውን ተአምራዊ ራእዮችና ጌታ የገለጠልኝን መልእክቶች እናገራለሁ። |
64,486 | am_tg | የክርስቶስ ደቀ መዝሙር የሆነ አንድ ሰው አውቃለሁ፤ ይህ ሰው ከ14 ዓመት በፊት ወደ ሦስተኛው ሰማይ ተነጠቀ፤ የተነጠቀው በሥጋ ይሁን ከሥጋ ውጭ አላውቅም፤ አምላክ ግን ያውቃል። | ቅድሚ 14 ዓመት፡ ምስ ክርስቶስ ሓድነት ዘለዎ ሰብ ናብ ሳልሳይ ሰማይ ከም እተመንዝዐ እፈልጥ እየ፣ ብስጋ ይኹን ወይስ ካብ ስጋ ወጻኢ ኣይፈልጥን እየ፡ ኣምላኽ ይፈልጥ። |
64,487 | tg_am | ቅድሚ 14 ዓመት፡ ምስ ክርስቶስ ሓድነት ዘለዎ ሰብ ናብ ሳልሳይ ሰማይ ከም እተመንዝዐ እፈልጥ እየ፣ ብስጋ ይኹን ወይስ ካብ ስጋ ወጻኢ ኣይፈልጥን እየ፡ ኣምላኽ ይፈልጥ። | የክርስቶስ ደቀ መዝሙር የሆነ አንድ ሰው አውቃለሁ፤ ይህ ሰው ከ14 ዓመት በፊት ወደ ሦስተኛው ሰማይ ተነጠቀ፤ የተነጠቀው በሥጋ ይሁን ከሥጋ ውጭ አላውቅም፤ አምላክ ግን ያውቃል። |
64,488 | am_tg | አዎ፣ እንዲህ ያለ ሰው አውቃለሁ፤ በሥጋ ይሁን ከሥጋ ውጭ አላውቅም፤ አምላክ ግን ያውቃል፤ | ከምዚ ዝበለ ሰብ እፈልጥ እየ፣ ብስጋ ይኹን ወይስ ብዘይ ስጋ ኣይፈልጥን እየ፡ ኣምላኽ ይፈልጥ፣ |
64,489 | tg_am | ከምዚ ዝበለ ሰብ እፈልጥ እየ፣ ብስጋ ይኹን ወይስ ብዘይ ስጋ ኣይፈልጥን እየ፡ ኣምላኽ ይፈልጥ፣ | አዎ፣ እንዲህ ያለ ሰው አውቃለሁ፤ በሥጋ ይሁን ከሥጋ ውጭ አላውቅም፤ አምላክ ግን ያውቃል፤ |
64,490 | am_tg | ይህ ሰው ወደ ገነት ተነጥቆ በአንደበት ሊገለጹ የማይችሉና ሰው እንዲናገራቸው ያልተፈቀዱ ቃላት ሰማ። | ንሱ ናብ ገነት ተመንዚዑ፡ ሰብ ኪዛረቦ ዘይተፈቕደሉ ዘይንገር ቃላት እውን ሰሚዑ። |
64,491 | tg_am | ንሱ ናብ ገነት ተመንዚዑ፡ ሰብ ኪዛረቦ ዘይተፈቕደሉ ዘይንገር ቃላት እውን ሰሚዑ። | ይህ ሰው ወደ ገነት ተነጥቆ በአንደበት ሊገለጹ የማይችሉና ሰው እንዲናገራቸው ያልተፈቀዱ ቃላት ሰማ። |
64,492 | am_tg | እንዲህ ባለው ሰው እኩራራለሁ፤ ሆኖም በድክመቶቼ ካልሆነ በስተቀር በራሴ አልኩራራም። | ብዛዕባ ኸምዚ ዝበለ ሰብ ክምካሕ እየ፣ ብዛዕባ ርእሰይ ግና፡ ብዛዕባ ድኻመይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኣይክምካሕን እየ። |
64,493 | tg_am | ብዛዕባ ኸምዚ ዝበለ ሰብ ክምካሕ እየ፣ ብዛዕባ ርእሰይ ግና፡ ብዛዕባ ድኻመይ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኣይክምካሕን እየ። | እንዲህ ባለው ሰው እኩራራለሁ፤ ሆኖም በድክመቶቼ ካልሆነ በስተቀር በራሴ አልኩራራም። |
64,494 | am_tg | ልኮራ ብፈልግ እንኳ የምናገረው እውነት ስለሆነ ምክንያታዊነት እንደሚጎድለኝ ሆኜ ልቆጠር አይገባም። ይሁንና ማንም በእኔ ላይ ከሚያየውና ከእኔ ከሚሰማው በላይ እንደሆንኩ አድርጎ እንዳይገምተኝ ይህን ከማድረግ እቆጠባለሁ፤ | ክምካሕ እንተ ዝደልስ፡ ሓቂ ስለ ዝዛረብ፡ ኣይምዓሸኹን ነይረ። ግናኸ፡ ሓደ እኳ ኻብቲ ኣባይ ዚርእዮ ወይ ካብቲ ኻባይ ዚሰምዖ ንላዕሊ ገይሩ ኸይቈጽረኒ፡ ከምኡ ኣይገብርን እየ፣ |
64,495 | tg_am | ክምካሕ እንተ ዝደልስ፡ ሓቂ ስለ ዝዛረብ፡ ኣይምዓሸኹን ነይረ። ግናኸ፡ ሓደ እኳ ኻብቲ ኣባይ ዚርእዮ ወይ ካብቲ ኻባይ ዚሰምዖ ንላዕሊ ገይሩ ኸይቈጽረኒ፡ ከምኡ ኣይገብርን እየ፣ | ልኮራ ብፈልግ እንኳ የምናገረው እውነት ስለሆነ ምክንያታዊነት እንደሚጎድለኝ ሆኜ ልቆጠር አይገባም። ይሁንና ማንም በእኔ ላይ ከሚያየውና ከእኔ ከሚሰማው በላይ እንደሆንኩ አድርጎ እንዳይገምተኝ ይህን ከማድረግ እቆጠባለሁ፤ |
64,496 | am_tg | እንዲህ ያሉ አስደናቂ ነገሮች ስለተገለጡልኝ ብቻ ማንም ሰው ለእኔ ከፍ ያለ ግምት ሊኖረው አይገባም። እንዳልታበይ ሥጋዬን የሚወጋ እሾህ ተሰጠኝ፤ ይህም እንዳልታበይ ዘወትር የሚያሠቃየኝ የሰይጣን መልአክ ነው። | ብምኽንያት እቲ ኣዝዩ ብሉጽ ራእያት፡ ሓደ እኳ ኣብሊጹ ኣይርኣየኒ። ምእንቲ ኸይዕበ፡ ኣብ ስጋይ እሾዅ ተዋሂቡኒ፣ ምእንቲ ኸይዕበ፡ መልኣኽ ሰይጣን ኪጸፋፍዓኒ ተዋሂቡኒ። |
64,497 | tg_am | ብምኽንያት እቲ ኣዝዩ ብሉጽ ራእያት፡ ሓደ እኳ ኣብሊጹ ኣይርኣየኒ። ምእንቲ ኸይዕበ፡ ኣብ ስጋይ እሾዅ ተዋሂቡኒ፣ ምእንቲ ኸይዕበ፡ መልኣኽ ሰይጣን ኪጸፋፍዓኒ ተዋሂቡኒ። | እንዲህ ያሉ አስደናቂ ነገሮች ስለተገለጡልኝ ብቻ ማንም ሰው ለእኔ ከፍ ያለ ግምት ሊኖረው አይገባም። እንዳልታበይ ሥጋዬን የሚወጋ እሾህ ተሰጠኝ፤ ይህም እንዳልታበይ ዘወትር የሚያሠቃየኝ የሰይጣን መልአክ ነው። |
64,498 | am_tg | ይህ ነገር ከእኔ እንዲርቅ ጌታን ሦስት ጊዜ ለመንኩት። | እዚ ኻባይ ምእንቲ ኺርሕቕ፡ ብዛዕባኡ ንጐይታ ሰለስተ ሳዕ ለሚነዮ። |
64,499 | tg_am | እዚ ኻባይ ምእንቲ ኺርሕቕ፡ ብዛዕባኡ ንጐይታ ሰለስተ ሳዕ ለሚነዮ። | ይህ ነገር ከእኔ እንዲርቅ ጌታን ሦስት ጊዜ ለመንኩት። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.