Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,500
am_tg
እሱ ግን “ጞጋዬ ይበቃሃልፀ ምክንያቱም ኃይሌ ፍጹም ዹሚሆነው በምትደክምበት ጊዜ ነው” አለኝ። እንግዲህ ዚክርስቶስ ኃይል በእኔ ላይ እንደ ድንኳን እንዲኖር እጅግ ደስ እያለኝ በድክመ቎ እኩራራለሁ።
ንሱ ግና፡ “ሓይለይ ብድኻም እዩ ፍጹም ዚኾውን እሞ፡ ጾጋይ ይኣኜለካ” ኢሉኒ። እምበኣር፡ ሓይሊ ክርስቶስ ኹም ድንኳን ኣብ ልዕለይ ምእንቲ ኪኞውን፡ ብዛዕባ ድኻመይ ብብዙሕ ታሕጓስ ክምካሕ እዚ።
64,501
tg_am

64,502
am_tg
ስለሆነም ስለ ክርስቶስ ስል በድክመት፣ በስድብ፣ በእጊት፣ በስደትና በቜግር ደስ እሰኛለሁ። ስደክም ያን ጊዜ ብርቱ ነኝና።
ስለዚ፡ ምስ ዝደክም፡ ሜዑ እዚ ዝብርትዕ እሞ፡ ምእንቲ ክርስቶስ ኢለ፡ ብድኻም፡ ብጞርፊ፡ ብስእነት፡ ብመስጐጕትን ብጞገምን ባህ ይብለኒ እዩ።
64,503

64,504
am_tg
ምክንያታዊነት ዚሚጎድለኝ ሆኛለሁ። እንዲህ እንድሆን ያስገደዳቜሁኝ እናንተ ናቜሁፀ እናንተ ስለ እኔ ብቃት መመሥኚር መቻል ነበሚባቜሁና። ምንም እንኳ እኔ ኹምንም ዹማልቆጠር ብሆንም ኚእናንተ ዚተራቀቁ ሐዋርያት በአንዲት ነገር እንኳ አላንስም።
ምናምን እኳ ኜነሰይ፡ ካብቶም ኣዝዮም ብሉጻት ሃዋርያትኩም ብሓንቲ እኳ ስለ ዘይሓመቕኩ፡ ክትንእዱኒ ምተገብኣኩም ነይሩ። ግናኞ፡ ንስኻትኩም ኣገዲድኩምንስ፡ ዓሜዚ እዚ።
64,505

64,506
am_tg
ደግሞም ዚሐዋርያነ቎ን ማስሚጃዎቜ በታላቅ ጜናት እንዲሁም ምልክቶቜን፣ ድንቅ ነገሮቜንና ተአምራትን በመፈጾም አሳይቻቜኋለሁ።
ምልክታት ሃዋርያስ ብትእምርትታትን ብተኣምራትን ብግብርታት ሓይልን ኣብ መንጎኹም ብዅሉ ተጻዋርነት ተገይሩ እዩ።
64,507

64,508
am_tg
እናንተ ኚሌሎቜ ጉባኀዎቜ ያነሳቜሁት በምንድን ነው? ምናልባት እኔ በእናንተ ላይ ሾክም ሳልሆን በመቅሹቮ ሊሆን ይቜላልፀ እንዲህ ኹሆነ ይህን ጥፋ቎ን በደግነት ይቅር በሉኝ።
ብዘይካ እቲ ኣነ ባዕለይ ንዓኻትኩም ጟር ዘይምዃነይሲ፡ ካብ ካልኊት ጉባኀታት እንታይ ጐዲሉኩም፧ እዛ በደል እዚኣ፡ ብለውሃት ይቕሹ በሉለይ።
64,509

64,510
am_tg
እነሆ ወደ እናንተ ለመምጣት ስዘጋጅ ይህ ሊስተኛ ጊዜዬ ነውፀ በእናንተ ላይ ሾክም አልሆንም። እኔ ዹምፈልገው እናንተን እንጂ ንብሚታቜሁን አይደለምናፀ ደግሞም ለልጆቻ቞ው ሀብት ማኚማ቞ት ዚሚጠበቅባ቞ው ወላጆቜ ናቾው እንጂ ልጆቜ ለወላጆቻ቞ው አያኚማቹም።
እንሆ፡ ናባኻትኩም ክመጜእ ካብ ዝዳሎ፡ እዚ ሳልሳይ ግዜ እዩ። ወለዲ ንውሉዳቶም እምበር፡ ውሉዳት ንወለዶም ገንዘብ ኬዋህልሉሎም ትጜቢት ስለ ዘይግበሹሎም ኚኣ፡ ንዓኻትኩም እምበር፡ ገንዘብኩም ኣይኰንኩን ዝደሊ ዘለኹ እሞ፡ ጟር ኣይክዀነኩምን እዚ።
64,511

64,512
am_tg
በእኔ በኩል ስለ እናንተ ያለኝን ሁሉ፣ ራሎንም ጭምር ብሰጥ እጅግ ደስ ይለኛል። እኔ ይህን ያህል አጥብቄ ኚወደድኳቜሁ እናንተ ለእኔ ያላቜሁ ፍቅር ኹዚህ ያነሰ ሊሆን ይገባል?
ኣነስ ምእንታኹም ብብዙሕ ታሕጓስ ኵሉ ኜውፍዚልኩም፡ ገዛእ ርእሰይ እውን ክውፍዚልኩም እዚ። ኣዝዚ ኻብ ኣፍቀርኩኹምዶ፡ ዝወሓደ እፍቀር፧
64,513

64,514
am_tg
ዹሆነ ሆኖ ሾክም አልሆንኩባቜሁም። ነገር ግን እናንተ “መሠሪ” እንደሆንኩና “አታልዬ” እንዳጠመድኳቜሁ ትናገራላቜሁ።
ዝዀነ ዀይኑ፡ ጟር ኣዚኜበድኩልኩምን። ንስኻትኩም ግና፡ “ጐራሕ” ኹም ዝዀንኩን “ብጥበራ” ኾም ዝሓዝኩኹምን ትብሉ ኣለኹም።
64,515

64,516
am_tg
ለመሆኑ ወደ እናንተ ኹላክኋቾው ሰዎቜ መካኚል በአንዱ እንኳ ተጠቅሜ ኚእናንተ አላግባብ ጥቅም ለማግኘት ሞክሬአለሁ?
በቶም ናባኻትኩም ዝለኣኜክዎም ገይሚዶ ገለ ተበሊጞልኩም እዚ፧
64,517

64,518
am_tg
ቲቶ ወደ እናንተ እንዲመጣ ገፋፋሁትፀ ኚእሱም ጋር ወንድምን ላክሁት። ለመሆኑ ቲቶ ኚእናንተ አላግባብ ጥቅም ለማግኘት ሞክሮ ነበር? ኚእሱ ጋር በአንድ መንፈስ አልተመላለስንም? አካሄዳቜንስ አንድ አልነበሹም?
ንቲቶስ ተማሕጺነዮ፡ ምስኡ እውን ሓደ ሓው ልኢኞ እዚ። ቲቶስዶ ተበሊጹልኩም እዩ፧ ብሓደ መንፈስን ብሓደ ኣሰርን ደይኰንናን እንመላለስ፧
64,519

64,520
am_tg
እስካሁን ድሚስ ዚምታስቡት እኛ ለእናንተ ዚመኚላኚያ መልስ እዚሰጠን እንዳለን አድርጋቜሁ ነው? እኛ ዚክርስቶስ ተኚታዮቜ ሆነን ዹምንናገሹው በአምላክ ፊት ነው። ይሁንና ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ ሁሉንም ነገር ዹምናደርገው እናንተን ለማነጜ ነው።
ኣብዚ ዅሉስ ንርእስና ኣብ ቅድሜኹም ንማጐተላ ኾም ዘለና ዲኹም ትሓስቡ ዘለኹም፧ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ምስ ክርስቶስ ብዘሎና ሓድነት ኢና እንዛሚብ ዘለና። ግናኞ፡ ፍቑራተዚ፡ ኵሉ ንምህናጜኩም ኢና እንገብሮ።
64,521

64,522
am_tg
እኔ ወደ እናንተ በምመጣበት ጊዜ ምናልባት እኔ እንደምፈልገው ሳትሆኑ እንዳላገኛቜሁ፣ እናንተም እኔን እንደምትፈልጉት ሆኜ ሳታገኙኝ እንዳትቀሩ እሰጋለሁፀ እንዲያውም ጠብ፣ ቅናት፣ ኃይለኛ ቁጣ፣ ንትርክ፣ ስም ማጥፋት፣ ሐሜትና ብጥብጥ እንዲሁም በኩራት ዚተወጠሩ ሰዎቜ እንዳይኖሩ እሰጋለሁ።
ምስ መጻእኩ፡ ምናልባት ኣነ ኞምቲ ዘይደለኜዎ ዄንኩም ኚይሚኜበኩም፡ ንዓይ እውን ኚምቲ ዘይትደልይዎ ዀይነ ኞይትሚኜቡኒ፡ ምናልባት ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ግርጭት፡ ሕሜት፡ ሕሹዅሹዅ፡ ብትዕቢት ምንፋሕ፡ ህውኚት ኹይኹውን እፈርህ ኣለኹ።
64,523

64,524
am_tg
እንደገና በምመጣበት ጊዜ ምናልባት አምላኬ በፊታቜሁ ያሳፍሚኝ ይሆናልፀ እንዲሁም ኹዚህ ቀደም ኃጢአት ፈጜመው ኚሠሩት ርኩሰት፣ ዚፆታ ብልግናና ዓይን ያወጣ ምግባር ንስሐ ባልገቡት በርካታ ሰዎቜ አዝን ይሆናል ብዬ እፈራለሁ።
ምስ ተመለስኩ፡ ኣምላኞይ ኣብ ቅድሜኹም ዹዋርደኒ ይኞውን፣ ኣነ እውን በቶም ኣቐዲሞም ዝሓጥኡ፡ ግናኾ ኻብቲ ዝገበርዎ ርኜሰትን ምንዝርናን ንውርምናን ዘይተነስሑ እሓዝን እኞውን።
64,525

64,526
am_tg
ደግሞም ኚእሱ ጋር አብሚን ዚምንሠራ እንደመሆናቜን መጠን ዹአምላክን ጾጋ ኚተቀበላቜሁ በኋላ ዓላማውን እንዳትስቱ እናሳስባቜኋለን።
ጾጋ ኣምላኜ ተቐቢልኩምሲ ዕላማኡ ኞይትስሕትዎ፡ ምስኡ እናዓዚና ንምሕጞነኩም ኣለና።
64,527

64,528
am_tg
እሱ “ሞገስ በማሳይበት ጊዜ ሰምቌሃለሁፀ በመዳንም ቀን ሚድቌሃለሁ” ይላልና። እነሆ፣ አምላክ ሞገስ ዚሚያሳይበት ልዩ ጊዜ አሁን ነው። እነሆ፣ ዚመዳን ቀን አሁን ነው።
ኚመይሲ፡ “ብቕብልቲ ግዜ ሰሚዐካ፡ ብመዓልቲ ድሕነት ኚኣ ሚዲአካ እዚ” ይብል እዩ። እንሆ፡ እታ ኣዝያ ቕብልቲ ግዜ ሕጂ እያ። እንሆ፡ እታ መዓልቲ ድሕነት ሕጂ እያ።
64,529

64,530
am_tg
አገልግሎታቜን እንኚን እንዳይገኝበት በምንም መንገድ ማሰናኚያ እንዲኖር አናደርግምፀ
ኣገልግሎትና ምእንቲ ኞይንቀፍ፡ ብገለ ነገር እኳ መዐንቀፊ ኞቶ ኣይንህብን ኢና፣
64,531

64,532
am_tg
ኹዚህ ይልቅ በሁሉም ነገር ራሳቜንን ብቁ ዹአምላክ አገልጋዮቜ አድርገን እናቀርባለንፀ ይህን ዹምናደርገው በብዙ ነገር በመጜናት፣ በመኚራ፣ በእጊት፣ በአስ቞ጋሪ ሁኔታዎቜ፣
ግናኞ፡ ብዅሉ ንርእስና ኾም ኣገልገልቲ ኣምላኜ ጌርና ነርኢ ኣለና፣ ነዚ ድማ ብብዙሕ ተጻዋርነት፡ ብጞበባ፡ ብስእነት፡ ብጭንቂ፡
64,533

64,534
am_tg
በድብደባ፣ በእስር፣ በሁኚት፣ በኚባድ ሥራ፣ እንቅልፍ አጥቶ በማደርና ጟም በመዋል ነው።
ብመውቃዕቲ፡ ብማእሰርቲ፡ ብህውኚት፡ ብጻዕሪ፡ ድቃስ ብምስኣን፡ ብዘይ ምግቢ፡
64,535

64,536
am_tg
ዹአምላክ አገልጋዮቜ መሆናቜንን በንጜሕና፣ በእውቀት፣ በትዕግሥት፣ በደግነት፣ በመንፈስ ቅዱስ፣ ግብዝነት በሌለው ፍቅር፣
ብንጜህና፡ ብፍልጠት፡ ብዓቕሊ፡ ብለውሃት፡ ብመንፈስ ቅዱስ፡ ግብዝና ብዘይብላ ፍቕሪ፡
64,537

64,538
am_tg
እውነት ዹሆነውን በመናገርና በአምላክ ኃይል እናሳያለን። እንዲሁም በቀኝ እጅና በግራ እጅ ዚጜድቅ መሣሪያዎቜን በመያዝ፣
ብሓቀኛ ዘሚባ፡ ብሓይሊ ኣምላኜ፡ ብኣጜዋር ጜድቂ ዹማነ ጞጋም፡
64,539

64,540
am_tg
ክብርንም ሆነ ውርደትን እንዲሁም ነቀፋንም ሆነ ምስጋናን በመቀበል ዹአምላክ አገልጋዮቜ መሆናቜንን እናስመሠክራለን። እውነተኞቜ ሆነን ሳለን እንደ አታላዮቜ ተቆጥሚናልፀ
ብኜብርን ብሕስራንን፡ ብኜፉእ ወሹን ብጜቡቕ ወሹን ነርኢ ኢና። ኹም መስሓትቲ እናተቘጞርና፡ ግናኾ ሓቀኛታት ኢና፣
64,541

64,542
am_tg
በሚገባ ዚታወቅን ሆነን ሳለን እንደማንታወቅ ተቆጥሚናልፀ ዚምንሞት ስንመስል እነሆ፣ ሕያዋን ነንፀ ብንቀጣም ለሞት አልተዳሚግንምፀ
ኹም ዘይፍሉጣት፡ ግናኾ ፍሉጣት ኢና፣ እንመውት ኹም ዘለና፡ ግናኾ እንሆ፡ ህያዋን ኢና፣ ኹም ቅጹዓት፡ ግናኾ ንሞት ኣይተወፈናን፣
64,543

64,544
am_tg
ሐዘንተኞቜ ተደርገን ብንታይም ምንጊዜም ደስተኞቜ ነንፀ እንደ ድሆቜ ብንቆጠርም ብዙዎቜን ባለጞጋ እያደሚግን ነውፀ ምንም ዹሌለን ብንመስልም ሁሉ ነገር አለን።
ኹም ጕሁያት፡ ግናኾ ዅሉ ሳዕ ሕጉሳት ኢና፣ ኹም ድኻታት፡ ግናኾ ንብዙሓት ነሀብትም ኢና፣ ሓንቲ ኾም ዘይብልና፡ ግናኾ ዅሉ ኣሎና።
64,545

64,546
am_tg
ዚቆሮንቶስ ወንድሞቜ ሆይ፣ በግልጜ ነግሚናቜኋልፀ ልባቜንም ወለል ብሎ ተኚፍቶላቜኋል።
ኣቱም ሰብ ቈሚንቶስ፡ ክንዛሚበኩምሲ ኣፍና ኞፊትና ኣለና፣ ልብና እውን ጋህ ኣቢልናልኩም ኣለና።
64,547

64,548
am_tg
እኛ ፍቅራቜንን አልነፈግናቜሁምፀ እናንተ ግን ጥልቅ ፍቅራቜሁን ነፍጋቜሁናል።
ንስኻትኩም ደኣ ኢኹም ፍቕርኹም እትቝጥቡልና ዘለኹም እምበር፡ ንሕናስ ንዓኻትኩም ልባዊ ፍቕርና ኣይቈጠብናልኩምን።
64,549

64,550
am_tg
ስለዚህ ልጆቌን እንደማናግር ሆኜ አናግራቜኋለሁፀ እናንተም በአጾፋው ልባቜሁን ወለል አድርጋቜሁ ክፈቱ።
ኹም ምላሹ ኞኣ፡—ኚም ንውሉደይ እዚ ዝዛሚብ ዘለኹ፡—ንስኻትኩም እውን ልብኹም ጋህ ኣብሉ።
64,551

64,552
am_tg
ኚማያምኑ ጋር አቻ ባልሆነ መንገድ አትጠመዱ። ጜድቅ ኹዓመፅ ጋር ምን ኅብሚት አለው? ወይስ ብርሃን ኹጹለማ ጋር ምን ያገናኘዋል?
ምስ ዘይኣመንቲ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጞመዱ። ማለት፡ ጜድቅን ሓጢኣትን እንታይ ርክብ ኣለዎ፧ ወይስ ብርሃን ምስ ጞልማት እንታይ ሕብሚት ኣለዎ፧
64,553

64,554
am_tg
በተጚማሪም በክርስቶስና በቀልሆር መካኚል ምን ስምምነት አለ? ወይስ ዚሚያምን ኚማያምን ጋር ምን ድርሻ አለው?
ክርስቶስኚ ምስ ብልያል እንታይ ስኒት ኣለዎ፧ ወይስ ኣማኒ ምስ ዘይኣማኒ እንታይ ሕብሚት ኣለዎ፧
64,555

64,556
am_tg
እንዲሁም ዹአምላክ ቀተ መቅደስ ኚጣዖቶቜ ጋር ምን ስምምነት አለው? እኛ ዚሕያው አምላክ ቀተ መቅደስ ነንናፀ አምላክ “በመካኚላ቞ው እኖራለሁፀ ኚእነሱም ጋር እሄዳለሁፀ እኔ አምላካ቞ው እሆናለሁ፣ እነሱ ደግሞ ሕዝቀ ይሆናሉ” ብሎ እንደተናገሚው ነው።
ቀተ መቕደስ ኣምላኜኚ ምስ ጣኊታት እንታይ ስምምዕ ኣለዎ፧ ኚምቲ ኣምላኜ፡ “ኣባታቶም ክነብር፡ ኣባታቶም እውን ክመላለስ እዚ፣ ኣነ ኣምላኟም ክኾውን እዚ፡ ንሳቶም እውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም” ዝበለ፡ ንሕናስ ቀተ መቕደስ ህያው ኣምላኜ ኢና።
64,557

64,558
am_tg
“‘ስለዚህ ኚመካኚላ቞ው ውጡና ራሳቜሁን ለዩ’ ይላል ይሖዋፀ ‘ርኩስ ዹሆነውንም ነገር አትንኩ’”ፀ “‘እኔም እቀበላቜኋለሁ።’”
“‘ስለዚ፡ ካብ መንጎኩም ውጹን ተፈለዩን’ ይብል ዚሆዋ፡ ‘ርኹስ እውን ደጊም ኣይትተንክዩ’”፣ “‘ኣነ ኞኣ ክቕበለኩም እዚ።’”
64,559

64,560
am_tg
“‘እኔ አባት እሆናቜኋለሁፀ እናንተ ደግሞ ወንዶቜና ሎቶቜ ልጆቜ ትሆኑኛላቜሁ’ ይላል ሁሉን ቻይ ዹሆነው ይሖዋ።”
“‘ኣቊ ድማ ክዀነኩም እዚ፣ ንስኻትኩም እውን ኣወዳትን ኣዋልድን ክትኰኑኒ ኢኹም’ ይብል እቲ ዅሉ ዚኜእል ዚሆዋ።”
64,561

64,562
am_tg
ወንድሞቜ፣ በመቄዶንያ ላሉት ጉባኀዎቜ ስለተሰጠው ዹአምላክ ጾጋ እንድታውቁ እንፈልጋለን።
ኣሕዋተዚ፡ ብዛዕባ እቲ ንጉባኀታት መቄዶንያ እተዋህበ ጾጋ ኣምላኜ ክትፈልጡ ንደሊ ኣለና።
64,563

64,564
am_tg
ኚባድ ፈተና ደርሶባ቞ው በመኚራ ውስጥ በነበሩበት ጊዜ ታላቅ ደስታ ዚነበራ቞ው ኹመሆኑም በላይ ኹፍተኛ ልግስና አሳይተዋልፀ ይህን ያደሚጉት በጣም ድሆቜ ሆነው ሳለ ነው።
ብጞበባ ብዙሕ ኣብ እተፈተኑሉ እዋን፡ እቲ ብዙሕ ሓጐሶምን እቲ ሕሉፍ ድኜነቶምን ንሃብቲ ልግሶም ኣዕዚዝዎ እዩ።
64,565

64,566
am_tg
እንደ አቅማቾው እንዲያውም ኹአቅማቾው በላይ እንደሰጡ እመሠክርላ቞ዋለሁናፀ
ኚመይሲ፡ ኹም ዓቕሞም፡ አሹ ሓለፋ ዓቕሞም እውን
64,567

64,568
am_tg
ምክንያቱም እነዚህ ወንድሞቜ ለቅዱሳን በልግስና በመስጠት፣ በእርዳታ አገልግሎቱ ለመካፈል መብት እንዲሰጣ቞ው በራሳ቞ው ፍላጎት ተነሳስተው ይለምኑን እንዲያውም ይማጾኑን ነበር።
ምእንቲ ኺልግሱን ኣብቲ ንቕዱሳት ዚኾውን ኣገልግሎት ሚድኀት ምእንቲ ኺካፈሉን፡ ብተበግሶኊም ብዙሕ ኹም ዝለመኑና እምስክሚሎም እዚ።
64,569

64,570
am_tg
ደግሞም ኹጠበቅነው በላይ አድርገዋልፀ ምክንያቱም ራሳ቞ውን በመጀመሪያ ለጌታ ኚዚያም በአምላክ ፈቃድ ለእኛ ሰጥተዋል።
ቅድም ንጐይታ፡ ድሕሪኡ ኞኣ ንዓና ብፍቓድ ኣምላኜ ርእሶም ወፈዩ እምበር፡ ኚምቲ ንሕና ተስፋ ዝገበርናዮ ጥራይ ኣይኰነን።
64,571

64,572
am_tg
ስለዚህ ቲቶ ቀደም ሲል በእናንተ መካኚል ዚልግስና ስጊታቜሁን ዚማሰባሰቡን ሥራ እንዳስጀመሚ ሁሉ ይህንኑ ሥራ ወደ ፍጻሜ እንዲያደርስ አበሚታታነው።
ስለዚ ኞኣ፡ ንቲቶስ፡ ኚምቲ ነዚ ዕዮ እዚ ኣባኻትኩም ዝጀመሮ፡ ኚምኡ ድማ ነቲ ልግስኹም ኪፍጜሞ ኣተባቢዕናዮ ኢና።
64,573

64,574
am_tg
ስለዚህ በሁሉም ነገር ይኾውም በእምነት፣ በቃል፣ በእውቀት፣ በትጋት ሁሉና እኛ ለእናንተ ባለን ፍቅር ባለጞጋ እንደሆናቜሁ ሁሉ በልግስና በመስጠት ሚገድም ባለጞጋ ሁኑ።
ግናኞ፡ ኚምቲ ብዅሉ፡ ማለት ብእምነትን ብቓልን ብፍልጠትን ብጞዓት ዘበለን በታ ንዓኻትኩም ዘላትና ፍቕርን ዝዓዘዝኩም፡ በዚ ልግሲ እዚ እውን ዕዙዛት ኩኑ።
64,575

64,576
am_tg
ይህን ዚምላቜሁ እናንተን ለማዘዝ ሳይሆን ሌሎቜ ዚሚያሳዩትን ትጋት እንድታውቁ ለማድሚግና ዚፍቅራቜሁን እውነተኝነት ለመፈተን ነው።
ጞዓት ካልኊት ኚፍልጠኩምን ሓቅነት ፍቕርኹም ክዕዘብን እዚ እምበር፡ ክእዝዘኩም ኣይኰንኩን እዚ ዝብለኩም ዘለኹ።
64,577

64,578
am_tg
ዚጌታቜንን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን ጾጋ ታውቃላቜሁናፀ በእሱ ድህነት እናንተ ባለጞጋ ትሆኑ ዘንድ እሱ ባለጞጋ ሆኖ ሳለ ለእናንተ ሲል ድሃ ሆኗል።
ምኜንያቱ፡ ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ትፈልጡ ኢኹም፣ ሃብታም ክነሱስ፡ ንስኻትኩም ብድኜነቱ ምእንቲ ኜትህብትሙ፡ ምእንታኹም ደኜዩ እዩ።
64,579

64,580
am_tg
በዚህ ሚገድ ዹምሰጠው ሐሳብ አለ፩ ይህን ሥራ መሥራታቜሁ ይጠቅማቜኋልፀ ምክንያቱም ኚአንድ ዓመት በፊት ሥራውን መጀመር ብቻ ሳይሆን ዳር ለማድሚስም ፍላጎት እንዳላቜሁ አሳይታቜኋል።
ብዛዕባ እዚ፡ ርእይቶይ ክህበኩምፊ ዓሚ ነቲ ተግባር እቲ ጀሚርኩምዎ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንምግባሩ ድሌት ኚም ዘሎኩም ስለ ዘርኣኹም፡ እዚ ንጥቕምኹም እዩ።
64,581

64,582
am_tg
ስለዚህ ዚጀመራቜሁትን ሥራ ዳር አድርሱትፀ ሥራውን ለመጀመር ጓጉታቜሁ እንደነበር ሁሉ፣ አሁንም እንደ አቅማቜሁ በመስጠት ኚፍጻሜ እንዲደርስ አድርጉ።
ሕጂ ኞኣ ነቲ ንምግባሩ ዘሎኩም ድሉውነት ኹም ዓቕምኹም ምእንቲ ኜትፍጜምዎ፡ ነቲ ኜትገብርዎ ዝጀመርኩም ፈጜምዎ።
64,583

64,584
am_tg
ለመስጠት ፈቃደኝነቱ ካለ ስጊታው ይበልጥ ተቀባይነት ዹሚኖሹው አንድ ሰው ባለው መጠን ሲሰጥ እንጂ በሌለው መጠን ሲሰጥ አይደለምና።
ቅድም ድሉውነት እንተ ኣልዩስ፡ በቲ ዘለዎ መጠን ኣዝዩ ቕቡል እዩ እምበር፡ ብዘይብሉ ኣይኰነን።
64,585

64,586
am_tg
ይህን ዹምለውም ሌሎቜ እንዲቀላ቞ው አድርጌ እናንተ እንዲኚብዳቜሁ ለማድሚግ አይደለምፀ
ንኻልኊት ኚቕልለሎም፡ ንዓኻትኩም ኚኣ ኚኜብደልኩም ኢለ ኣይኰንኩን፣
64,587

64,588
am_tg
ኹዚህ ይልቅ በአሁኑ ጊዜ ዚእናንተ ትርፍ ዚእነሱን ጉድለት እንዲሞፍን ነውፀ ዚእነሱ ትርፍ ደግሞ ዚእናንተን ጉድለት ይሞፍናልፀ ይህም ሾክሙን እኩል እንድትጋሩ ያስቜላል።
ዚግዳስ፡ ብምምዕርራይ ሕጂ ዘሎ ተሚፍኩም ነቲ ጐደሎኩም ምእንቲ ኺምልእ፡ ተሹፎም እውን ነቲ ጐደሎኹም ምእንቲ ኺምልእ እሞ፡ ምምዕርራይ ምእንቲ ኪኞውን ኢለ እዚ።
64,589

64,590
am_tg
ይህ ደግሞ “ብዙ ዹሰበሰበ ብዙ አላተሚፈምፀ ጥቂት ዹሰበሰበም ምንም አልጎደለበትም” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።
ኚምቲ፡ “እቲ ብዓል ብዙሕ ኣይተሚፎ፡ እቲ ብዓል ሒደት እውን ኣይጐደሎ” ተባሂሉ እተጻሕፈ እዩ።
64,591

64,592
am_tg
እኛ ለእናንተ ያለንን ዓይነት ልባዊ አሳቢነት በቲቶ ልብ ውስጥ ያሳደሚ አምላክ ዹተመሰገነ ይሁንፀ
ኣምላኜ ኣብ ልቢ ቲቶስ ኹምዛ ንዓኻትኩም ዘላትና ብዙሕ ሓልዮት ስለ ዘሕደሚ፡ ምስጋና ይኹኖ፣
64,593

64,594
am_tg
ምክንያቱም ቲቶ ወደ እናንተ ዚሚመጣው ዚእኛን ማበሚታቻ በመቀበል ብቻ ሳይሆን በታላቅ ጉጉት፣ በራሱ ፈቃድ ተነሳስቶ ነው።
ምኜንያቱ፡ ንሱ ነቲ እተዋህቊ መተባብዒ ተቐቢሉስ፡ ኣዝዩ ተሃንጥዩ፡ ብተበግሶኡ ናባኻትኩም ይመጜእ ኣሎ።
64,595

64,596
am_tg
ይሁንና ኚምሥራቹ ጋር በተያያዘ እያኚናወነ ባለው ሥራ በጉባኀዎቜ ሁሉ ዹተመሰገነውን ወንድም ኚእሱ ጋር እንልኚዋለን።
ምስኡ እውን ነቲ ኣብ ኵለን ጉባኀታት ብስብኚት ብስራት እተወደሰ ሓው ንሰድዶ ኣለና።
64,597

64,598
am_tg
ኹዚህም በላይ ጌታን ለማስኚበርና ሌሎቜን ለመርዳት ዝግጁ መሆናቜንን ለማሳዚት ይህን ዚልግስና ስጊታ በምናኚፋፍልበት ጊዜ ይህ ወንድም ዹጉዞ አጋራቜን እንዲሆን በጉባኀዎቜ ተሹሟል።
እዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብዚ ንኜብሪ ጐይታን ክንሚድእ ድሉዋት ምዃንና ንምርኣይን እነመሓድሮ ልግሲ መጋይሜትና ኪኞውን ብጉባኀታት ተሾይሙ እዩ።
64,599