Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,600
am_tg
ስለዚህ እኛ ኹምናኹፋፍለው ዚልግስና መዋጯቜሁ ጋር በተያያዘ ማንም ሰው ምንም ዓይነት ስህተት እንዳያገኝብን እንጠነቀቃለን።
በዚ ኞምዚ፡ ምስዚ ንሕና እነመሓድሮ ብዙሕ ውጜኢት ብእተተሓሓዘ ሓደ እኳ ምእንቲ ኞይነቕፈና፡ ንጥንቀቕ ኣለና።
64,601
tg_am

64,602
am_tg
ምክንያቱም ‘በይሖዋ ፊት ብቻ ሳይሆን በሰዎቜም ፊት ሁሉንም ነገር በሐቀኝነት እናኚናውናለን።’
ኚመይሲ፡ ‘ኣብ ቅድሚ ዹሆዋ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ ቅድሚ ሰብ እውን ብቕንዕና ንሓሊ ኣለና።’
64,603

64,604
am_tg
በተጚማሪም በተደጋጋሚ ጊዜ በብዙ ነገር ተፈትኖ ትጉ ሆኖ ያገኘነውን ወንድማቜንን ኚእነሱ ጋር እንልኚዋለንፀ እንዲያውም አሁን በእናንተ ላይ ባለው ጠንካራ እምነት ዚተነሳ ትጋቱ እጅግ ጚምሯል።
ብዘይካዚ፡ ትጉህ ኹም ዝዀነ ብዙሕ ሳዕ ብብዙሕ ነገር ፈቲንና ዘሚጋገጜናዮ፡ ሕጂ ኞኣ ስለቲ ኣባኻትኩም ዘላቶ ዓባይ እምንቶ ዝያዳ ትጉህ ዝዀነ ሓውና ምሳታቶም ንሰድዶ ኣለና።
64,605

64,606
am_tg
ይሁን እንጂ ቲቶን በተመለኹተ ጥያቄ ዚሚያነሳ ካለ እሱ ለእናንተ ጥቅም አብሮኝ ዚሚሠራ ባልደሚባዬ ነውፀ ወይም ደግሞ ስለ ወንድሞቻቜን ጥያቄ ካለ እነሱ ዚጉባኀዎቜ ሐዋርያትና ዚክርስቶስ ክብር ና቞ው።
ብዛዕባ ቲቶስ ሕቶ እንተ ኣልዩ፡ ንሱ ብጻዚይን ንጥቕምኹም መዓይይተይን እዩ፣ ብዛዕባ እቶም ኣሕዋትና እንተ ዀነ እውን፡ ንሳቶም ልኡኻት ጉባኀታትን ክብሪ ክርስቶስን እዮም።
64,607

64,608
am_tg
ስለሆነም ለእነሱ ያላቜሁን ፍቅር እውነተኝነት በተጚባጭ አስመሥክሩፀ እንዲሁም በእናንተ ዚምንኮራው ለምን እንደሆነ ለጉባኀዎቹ አሳዩ።
እምበኣር፡ መርትዖ እታ ንዓታቶም ዘላትኩም ፍቕሪ ኣርእዩ፣ ብዛዕባኹም ስለምንታይ ኹም እተመካሕና ድማ ንጉባኀታት ኣርእይወን።
64,609

64,610
am_tg
ኚሰዎቜ ወይም በሰው ሳይሆን በኢዚሱስ ክርስቶስ እንዲሁም እሱን ኚሞት ባስነሳውና አባታቜን በሆነው አምላክ አማካኝነት ሐዋርያ ኹሆነው ኚጳውሎስ፣
ካብቲ ኻብ ሰባት ወይ ብሰብ ዘይኰነስ፡ ብዚሱስ ክርስቶስን በቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኊ ኣቊና ኣምላኜን ሃዋርያ ዝዀነ ጳውሎስ፡
64,611

64,612
am_tg
እንዲሁም አብሚውኝ ካሉት ወንድሞቜ ሁሉ፣ በገላትያ ላሉት ጉባኀዎቜፊ
ካብ ኵሎም እቶም ምሳይ ዘለዉ ኣሕዋት እውን፡ ናብ ጉባኀታት ገላትያፊ
64,613

64,614
am_tg
አባታቜን ኹሆነው አምላክና ኚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
64,615

64,616
am_tg
ኢዚሱስ እንደ አምላካቜንና እንደ አባታቜን ፈቃድ አሁን ካለው ክፉ ሥርዓት እኛን ለመታደግ ስለ ኃጢአታቜን ራሱን ሰጠፀ
ዚሱስ፡ ኹም ፍቓድ ኣምላኜናን ኣቊናን፡ ካብዚ ሕጂ ዘሎ እኩይ ስርዓት ምእንቲ ኌናግፈና ኢሉ፡ ምእንቲ ሓጢኣትና ርእሱ ሂቡ እዩ።
64,617

64,618
am_tg
ለዘላለም ለአምላክ ክብር ይሁን። አሜን።
ንኣምላኜና ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
64,619
tg_am
ንኣምላኜና ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
ለዘላለም ለአምላክ ክብር ይሁን። አሜን።
64,620
am_tg
አምላክ በክርስቶስ ጾጋ ኚጠራቜሁ በኋላ እንዲህ በፍጥነት ኚእሱ ዞር ማለታቜሁና ለሌላ ዓይነት ምሥራቜ ጆሯቜሁን መስጠታቜሁ ደንቆኛል።
ካብቲ ብጞጋ ክርስቶስ ዝጞውዓኩም፡ ናብ ካልእ ብስራት ቀልጢፍኩም ተልግሱ ምህላውኩም ይገርመኒ ኣሎ።
64,621

64,622
am_tg
እንደ እውነቱ ኹሆነ ሌላ ምሥራቜ ዚለምፀ ሆኖም እናንተን ዚሚሚብሹና ስለ ክርስቶስ ዹሚናገሹውን ምሥራቜ ለማጣመም ዹሚፈልጉ አንዳንድ ሰዎቜ አሉ።
ንዓኻትኩም ዚርብሹኹምን ብዛዕባ ክርስቶስ ዜበስር ብስራት ኪጠውዩ ዚደልዩን ደኣ ኣለዉ እምበር፡ ካልእ ብስራትሲ ዚልቊን።
64,623

64,624
am_tg
ይሁን እንጂ ኚመካኚላቜን አንዱ ወይም ኹሰማይ ዹወሹደ መልአክ፣ እኛ ኚሰበክንላቜሁ ምሥራቜ ዹተለዹ ምሥራቜ ቢሰብክላቜሁ ዹተሹገመ ይሁን።
ይኹን እምበር፡ ሓደ ኻባና ዀነ ወይ ካብ ሰማይ ዝወሹደ መልኣኜ፡ ካብቲ ንሕና ዘበሰርናኩም ብስራት እተፈልዚ ኻልእ ብስራት እንተ ነጊሩኩም፡ ርጉም ይኹን።
64,625

64,626
am_tg
ቀደም ሲል እንደተናገርነው፣ አሁንም ደግሜ እላለሁ፣ ማንም ይሁን ማን ኚተቀበላቜሁት ዹተለዹ ምሥራቜ ቢሰብክላቜሁ ዹተሹገመ ይሁን።
ኚምቲ ኣቐዲምና ዝበልናዮ፡ ሕጂ እውን ደጊመ እብለኩም ኣለኹፊ ካብቲ እተቐበልኩምዎ እተፈልዚ ኻልእ ብስራት ዚነግሚኩም ዘበለ፡ ርጉም ይኹን።
64,627

64,628
am_tg
አሁን እኔ ጥሚት ዹማደርገው ዹሰውን ሞገስ ለማግኘት ነው ወይስ ዹአምላክን? ደግሞስ ሰዎቜን ለማስደሰት እዚሞኚርኩ ነው? አሁንም ሰዎቜን እያስደሰትኩ ኹሆነ ዚክርስቶስ ባሪያ አይደለሁም ማለት ነው።
እሞኞ፡ ንሰባት ድዚ ወይስ ንኣምላኜ ኚፍቱ ዝፍትን ዘለኹ፧ ወይስ ንሰባት ድዚ ኞሐጕስ ዝፍትን ዘለኹ፧ ገና ንሰባት ዘሐጕስ ዘለኹ እንተ ዝኾውን ነይሚ፡ ባርያ ክርስቶስ ኣይምዀንኩን።
64,629

64,630
am_tg
ወንድሞቜ፣ እኔ ዚሰበክሁላቜሁ ምሥራቜ ኹሰው ዹመነጹ ምሥራቜ እንዳልሆነ ላሳውቃቜሁ እወዳለሁፀ
ኣሕዋተዚ፡ እቲ ዘበሰርኩኹም ብስራት፡ ካብ ሰብ ኹም ዘይኰነ ኜትፈልጡ እደሊ ኣለኹ፣
64,631

64,632
am_tg
ኢዚሱስ ክርስቶስ በራእይ ገለጠልኝ እንጂ ዚተቀበልኩትም ሆነ ዚተማርኩት ኹሰው አይደለምና።
ዚሱስ ክርስቶስ ደኣ እዩ ገሊጹለይ እምበር፡ ካብ ሰብ እተቐበልክዎ ወይ እተመሃርክዎ ኣይኰነን።
64,633

64,634
am_tg
በእርግጥ፣ በአይሁዳውያን ሃይማኖት ሳለሁ ምን ዓይነት ሰው እንደነበርኩ ሰምታቜኋልፀ ዹአምላክን ጉባኀ ክፉኛ አሳድድና ለማጥፋት ጥሚት አደርግ ነበርፀ
መሞም፡ ቀደም ሰዓቢ ኣይሁድነት ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡ ንጉባኀ ኣምላኜ ኣመና ኾም ዝሰጐጕክዋን ኹም ዘዕኖኜዋን ሰሚዕኩም ኣለኹም።
64,635

64,636
am_tg
ለአባቶቌ ወግ ኹፍተኛ ቅንዓት ስለነበሚኝ ኚወገኖቌ መካኚል በእኔ ዕድሜ ካሉት ኚብዙዎቹ ዹበለጠ በአይሁዳውያን ሃይማኖት ዹላቀ እድገት እያደሚግኩ ነበር።
ንስርዓት ኣቊታተይ ዝያዳ ቕንኣት ስለ ዝነበሚኒ፡ ብኣይሁድነት ካብ ብዙሓት መሳቶይ ዝዀኑ ደቂ ዓደይ ዝያዳ ዕቀት እገብር ነይሚ።
64,637

64,638
am_tg
ሆኖም ኚእና቎ ማህፀን እንድለይ ያደሚገኝና በጾጋው አማካኝነት ዚጠራኝ አምላክ
እቲ ኻብ ኚርሲ ኣደይ ዝፈለዹንን ብጞጋኡ ዝጾውዓንን ኣምላኜ ግና፡
64,639

64,640
am_tg
ስለ ክርስቶስ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ ለአሕዛብ እንዳውጅ ልጁን በእኔ አማካኝነት ለመግለጥ በወደደ ጊዜ ኹማንም ሰው ጋር ወዲያው አልተማኚርኩምፀ
ብዛዕባ ወዱ ንኣህዛብ ምእንቲ ኞበስር ኢሉ፡ ንወዱ ብኣይ ኣቢሉ ኺገልጜ ምስ ፈተወ፡ ብኡብኡ ምስ ሰብ ኣይተማኞርኩን።
64,641

64,642
am_tg
በኢዚሩሳሌም ወደሚገኙት ኚእኔ በፊት ሐዋርያት ወደሆኑትም አልሄድኩምፀ ኹዚህ ይልቅ ወደ ዓሚብ አገር ሄድኩፀ ኚዚያም ወደ ደማስቆ ተመለስኩ።
ናብቶም ቅድመይ ዝነበሩ ሃዋርያት እውን፡ ናብ ዚሩሳሌም ኣይደዚብኩን፣ ዚግዳስ፡ ናብ ምድሪ ዓሚብ እዚ ኞይደ፣ ካብኡ ድማ ናብ ደማስቆ ተመሊሰ።
64,643

64,644
am_tg
ኚዚያም ኚሊስት ዓመት በኋላ ኬፋን ለመጠዹቅ ወደ ኢዚሩሳሌም ወጣሁፀ ኚእሱም ጋር 15 ቀን ተቀመጥኩ።
ድሕሪኡ፡ ድሕሪ ሰለስተ ዓመት፡ ንኬፋ ምእንቲ ኜበጜሖ ኢለ፡ ናብ ዚሩሳሌም ደይበ፣ ን15 መዓልቲ ድማ ምስኡ ቐንዚ።
64,645

64,646
am_tg
ሆኖም ኚጌታ ወንድም ኚያዕቆብ በስተቀር ኚሌሎቹ ሐዋርያት መካኚል ማንንም አላዚሁም።
ካብ ካልኊት ሃዋርያት ግና፡ ብዘይካ ያእቆብ ሓው ጐይታና፡ ካልእ ኣይሚኣኹን።
64,647

64,648
am_tg
እንግዲህ እዚጻፍኩላቜሁ ያለሁት ነገር ውሞት እንዳልሆነ በአምላክ ፊት ላሚጋግጥላቜሁ እወዳለሁ።
ብዛዕባ እዚ ዝጜሕፈልኩም ዘለኹ ኞኣ፡ እንሆ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ እዚ ዝብለኩም፡ ኣይሕሱን እዚ ዘለኹ።
64,649

64,650
am_tg
ኚዚያ በኋላ በሶርያና በኪልቅያ ወዳሉ ክልሎቜ ሄድኩ።
ድሕሪኡ፡ ናብ ዞባታት ሶርያን ቂልቅያን ኚይደ።
64,651
tg_am
ድሕሪኡ፡ ናብ ዞባታት ሶርያን ቂልቅያን ኚይደ።
ኚዚያ በኋላ በሶርያና በኪልቅያ ወዳሉ ክልሎቜ ሄድኩ።
64,652
am_tg
ሆኖም በይሁዳ ያሉ ዚክርስቲያን ጉባኀዎቜ በአካል አይተውኝ አያውቁም ነበር።
እተን ኣብ ይሁዳ ዝነበራ ጉባኀታት ክርስቶስ ግና፡ ብገጜ ኣይፈልጣንን እዚን ነይሚን፣
64,653

64,654
am_tg
ይሁንና “ኹዚህ ቀደም ያሳድደን ዹነበሹው ሰው፣ ሊያጠፋው ይፈልግ ስለነበሚው እምነት ዹሚገልጾውን ምሥራቜ አሁን እዚሰበኚ ነው” ዹሚል ወሬ ብቻ ይሰሙ ነበር።
“እቲ ቐደም ዚሰጕጐና ዝነበሚ፡ ብዛዕባ እታ ኌዕንዋ ዚፍትን ዝነበሹ እምነት ዚበስር ኣሎ” ኺብሃል ኹሎ ጥራይ ይሰምዓ ነይሚን።
64,655

64,656
am_tg
ስለዚህ በእኔ ምክንያት አምላክን ኹፍ ኹፍ ያደርጉ ጀመር።
ስለዚ፡ ብዛዕባይ ንኣምላኜ ኣሞጊሰናኊ።
64,657
tg_am
ስለዚ፡ ብዛዕባይ ንኣምላኜ ኣሞጊሰናኊ።
ስለዚህ በእኔ ምክንያት አምላክን ኹፍ ኹፍ ያደርጉ ጀመር።
64,658
am_tg
እናንተ ማስተዋል ዚጎደላቜሁ ዚገላትያ ሰዎቜ! ኢዚሱስ ክርስቶስ፣ በእንጚት ላይ ተ቞ንክሮ ፊት ለፊት ያያቜሁት ያህል በዓይነ ሕሊናቜሁ ተስሎ ነበርፀ ታዲያ አሁን አፍዝ አደንግዝ ያደሚገባቜሁ ማን ነው?
ኣቱም ዓያሹ ሰብ ገላትያ፡ ኣቱም ዚሱስ ክርስቶስ ኹም እተሰቕለ ዀይኑ ብንጹር እተሳእለልኩም፡ መን ደኣ ኣታሊሉኩም፧
64,659

64,660
am_tg
እስቲ አንድ ነገር ልጠይቃቜሁፊ መንፈስን ዚተቀበላቜሁት ሕግን በመጠበቅ ነው ወይስ ዚሰማቜሁትን በማመን?
ካባኻትኩም እዚኣ ጥራይ ክፈልጥ እደሊ ኣለኹፊ ብግብሪ ሕጊ ዲኹም መንፈስ ተቐቢልኩም፡ ወይስ በቲ ዝሰማዕኩምዎ ብምእማንኩም፧
64,661

64,662
am_tg
ይህን ያህል ማስተዋል ዚጎደላቜሁ ናቜሁ? በመንፈሳዊ መንገድ መጓዝ ኚጀመራቜሁ በኋላ በሥጋዊ መንገድ ልታጠናቅቁ ታስባላቜሁ?
ክሳዕ ክንድዚዶ ዓያሹ ኢኹም፧ ብመንፈሳዊ መገዲ ድሕሪ ምጅማርኩም፡ ብስጋዊ መገዲዶ ትዛዝሙ ኣለኹም፧
64,663

64,664
am_tg
ብዙ መኚራ ዚተቀበላቜሁት እንዲያው በኚንቱ ነው? መቌም በኚንቱ ነው ብዬ አላስብም።
ክሳዕ ክንድዚ ዚኣክል መኚራ ዘሕለፍኩምዶ ንኞንቱ እዩ፧ ንኞንቱ እኳ ኣይነበሚን።
64,665

64,666
am_tg
መንፈስን ዚሚሰጣቜሁና በመካኚላቜሁ ተአምራት ዚሚፈጜመው እሱ ይህን ዚሚያደርገው ሕግን በመጠበቃቜሁ ነው ወይስ ዚሰማቜሁትን በማመናቜሁ?
እሞኞ፡ እቲ መንፈስ ዝሃበኩምን ኣብ መንጎኹም ግብርታት ሓይሊ ዝገበሚን፡ ሕጊ ብምሕላውኩም ድዩ ገይርዎ፡ ወይስ በቲ ዝሰማዕኩምዎ ብምእማንኩም፧
64,667

64,668
am_tg
ይህም አብርሃም “በይሖዋ አመነፀ ጜድቅም ሆኖ ተቆጠሚለት” እንደተባለው ነው።
ኚምቲ ኣብርሃም “ብዚሆዋ ኣመነ፡ ጜድቂ ዀይኑ ድማ ተቘጜሚሉ” እተባህለ እዩ።
64,669

64,670
am_tg
ዚአብርሃም ልጆቜ ዚሆኑት እምነትን አጥብቀው ዚሚኚተሉት መሆናቾውን እንደምታውቁ ዹተሹጋገጠ ነው።
እቶም ንእምነት ጠቢቖም ዚስዕቡ፡ ንሳቶም ደቂ ኣብርሃም ምዃኖምሲ ትፈልጡ ኢኹም።
64,671

64,672
am_tg
ቅዱስ መጜሐፉ፣ አምላክ ኚብሔራት ወገን ዹሆኑ ሰዎቜን በእምነት አማካኝነት ጞድቃቜኋል እንደሚላ቞ው አስቀድሞ ተሚድቶ “ብሔራት ሁሉ በአንተ አማካኝነት ይባሚካሉ” በማለት ምሥራቹን ለአብርሃም አስቀድሞ አስታውቆታል።
እቲ ቕዱስ ጜሑፍ፡ ኣምላኜ ካብ ኣህዛብ ንዘበሉ ብእምነት ኹም ዜጜድቖም ኣቐዲሙ ርእዩ፡ ንኣብርሃም፡ “ኵሎም ኣህዛብ ብኣኻ ኺባሚኹ እዮም” ኢሉ ኣቐዲሙ ኣበሲርዎ እዩ።
64,673

64,674
am_tg
በመሆኑም እምነትን አጥብቀው ዹሚይዙ በእምነት ኹተመላለሰው ኚአብርሃም ጋር ዚበሚኚቱ ተካፋዮቜ ሆነዋል።
እምበኣር፡ እቶም ንእምነት ጠቢቖም ዚስዕቡ፡ ምስቲ እምነት ዝነበሮ ኣብርሃም ይባሚኹ ኣለዉ።
64,675

64,676
am_tg
ሕግን በመጠበቅ ዚሚታመኑ ሁሉ ዹተሹገሙ ና቞ውፀ “በሕጉ ዚመጜሐፍ ጥቅልል ዚተጻፉትን ነገሮቜ ሁሉ በመፈጾም እነሱን ተግባራዊ ማድሚጉን ዚማይቀጥል ሰው ሁሉ ዹተሹገመ ነው” ተብሎ ተጜፏልና።
“ኣብቲ ኣብ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ሕጊ እተጻሕፈ ዘበለ ንምግባሩ ዘይጾንዕ ርጉም ይኹን” ተባሂሉ ተጻሒፉ እዩ እሞ፡ እቶም ኣብ ግብርታት ሕጊ ዚምርኰሱ፡ ኣብ ትሕቲ መርገም እዮም።
64,677

64,678
am_tg
በተጚማሪም “ጻድቅ በእምነት ይኖራል” ተብሎ ስለተጻፈ በአምላክ ፊት ማንም በሕግ አማካኝነት ጻድቅ ሊባል እንደማይቜል ግልጜ ነው።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ “ጻድቕ ብእምነት ይነብር” ስለ እተባህለ፡ ብሕጊ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ዚጞድቕ ዋላ ሓደ ኾም ዘዹልቩ ርዱእ እዩ።
64,679

64,680
am_tg
ሕጉ በእምነት ላይ ዹተመሠሹተ አይደለም። ኹዚህ ይልቅ “ትእዛዛቱን ዚሚጠብቅ ማንኛውም ሰው በእነሱ አማካኝነት በሕይወት ይኖራል” ይላል።
እቲ ሕጊ ኣብ እምነት እተመርኰሰ ኣይኰነን፣ ዚግዳስ፡ “ዚገብሮ ዘበለ ብእኡ ብህይወት ኪነብር እዩ።”
64,681

64,682
am_tg
ክርስቶስ በእኛ ፋንታ ዹተሹገመ ሆኖ እኛን ኹሕጉ እርግማን ነፃ በማውጣት ዋጅቶናልፀ ምክንያቱም “በእንጚት ላይ ዹተሰቀለ ሰው ሁሉ ዹተሹገመ ነው” ተብሎ ተጜፏል።
“ኣብ ጕንዲ ዚስቀል ዘበለ ርጉም እዩ፡” ተባሂሉ ስለ እተጻሕፈ፡ ክርስቶስ ኣብ ክንዳና መርገም ብምዃን፡ ካብ መርገም እቲ ሕጊ ዓዲጉ፡ ሓራ ኣውጺኡና እዩ።
64,683

64,684
am_tg
ይህም ዹሆነው ለአብርሃም ቃል ዚተገባው በሚኚት በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ለብሔራት እንዲደርስና እኛም በእምነታቜን አማካኝነት ቃል ዚተገባውን መንፈስ ማግኘት እንድንቜል ነው።
ኚምኡ ዝዀነ ኞኣ፡ በሚኞት ኣብርሃም ብክርስቶስ ዚሱስ ኣቢሉ ኣብ ኣህዛብ ምእንቲ ኺወርድ እሞ፡ ንሕና ብእምነትና ነቲ እተተስፈወ መንፈስ ምእንቲ ኜንቅበል እዩ።
64,685

64,686
am_tg
ወንድሞቜ፣ በሰው ዕለታዊ ሕይወት ዹተለመደ አንድ ምሳሌ ልጠቀም፩ አንድ ቃል ኪዳን፣ በሰውም እንኳ ቢሆን አንዮ ኹጾደቀ በኋላ ማንም ሊሜሚው ወይም ምንም ነገር ሊጚምርበት አይቜልም።
ኣሕዋተዚ፡ ካብ ናብራ ሰብ ብእተወስደ ምሳሌ ገይሹ ኜዛሚበኩምፊ ሓደ ኺዳን ምስ ጞንዐ፡ ብሰብ እኳ እንተ ጞንዐ፡ ዋላ ሓደ ኣዚፍርሶን ወይ ኣይውስኞሉን እዩ።
64,687

64,688
am_tg
ዚተስፋው ቃል ዹተነገሹው ለአብርሃምና ለዘሩ ነው። ቅዱስ መጜሐፉ ስለ ብዙዎቜ እንደሚናገር “ለዘሮቜህ” አይልም። ኹዚህ ይልቅ ስለ አንድ እንደሚናገር “ለዘርህ” ይላልፀ እሱም ክርስቶስ ነው።
እቲ ንኣብርሃምን ንዘርኡን እተነግሚ ተስፋ፡ ኹም ንብዙሕ፡ “ንኣዝርእትኻ” ዘይኰነስ፡ ኹም ንሓደ፡ “ንዘርእኻ” እዩ ዚብል፣ ንሱ ድማ ክርስቶስ እዩ።
64,689

64,690
am_tg
በተጚማሪም ይህን እላለሁፊ ኹ430 ዓመታት በኋላ ዹተሰጠው ሕግ ቀደም ሲል አምላክ ዚገባውን ቃል ኪዳን አፍርሶ ዚተስፋውን ቃል አይሜርም።
ብተወሳኺ፡ እዚ እብል ኣለኹፊ እቲ ድሕሪ 430 ዓመት ዝመጾ ሕጊ፡ ነቲ ኣቐዲሙ ብኣምላኜ ዝጾንዐ ኺዳን ኣዚፍርሶን፡ ነቲ ተስፋ እውን ኣይስርዞን እዩ።
64,691

64,692
am_tg
ውርሻው ዹሚገኘው በሕግ አማካኝነት ቢሆን ኖሮ በተስፋ ቃል አማካኝነት መሆኑ በቀሹ ነበርናፀ ሆኖም አምላክ ውርሻውን ለአብርሃም በደግነት ዹሰጠው በተስፋ ቃል አማካኝነት ነው።
እቲ ርስቲ ኣብ ሕጊ እተመስሚተ እንተ ዀይኑስ፡ ደጊም ኣብ ተስፋ ኣይኰነን ተመስሪቱ፣ ኣምላኜ ግና ብተስፋ ኣቢሉ ንኣብርሃም ብለውሃት ሂብዎ እዩ።
64,693

64,694
am_tg
ታዲያ ሕግ ዹተሰጠው ለምንድን ነው? ሕጉ ዚተጚመሚው፣ ቃል ዚተገባለት ዘር እስኪመጣ ድሚስ ሕግ ተላላፊነትን ይፋ ለማድሚግ ነውፀ ሕጉ ዹተሰጠውም በመላእክት አማካኝነት በአንድ መካኚለኛ እጅ ነው።
እቲ ሕጊ ደኣ ንምንታይ ተዋሂቡ፧ እቲ እተተስፈወ ዘርኢ ኜሳዕ ዚመጜእ፡ ኣበሳ ንምግሃድ እዩ ተወሲኹ፣ ብኢድ መንጎኛ ድማ ብመላእኜቲ ተመሓላሊፉ።
64,695

64,696
am_tg
ይሁንና አንድ ወገን ብቻ ባለበት መካኚለኛ አይኖርምፀ አምላክ ደግሞ አንድ ወገን ብቻ ነው።
ንሓደ በይኑ፡ መንጎኛ ኣዚድልዮን እዩ፣ ኣምላኜ ኚኣ ሓደ እዩ።
64,697

64,698
am_tg
ታዲያ ሕጉ ዹአምላክን ዚተስፋ ቃል ይጻሚራል ማለት ነው? በጭራሜ! ሕይወት ሊያስገኝ ዚሚቜል ሕግ ተሰጥቶ ቢሆን ኖሮ ጜድቅ ዹሚገኘው በሕግ አማካኝነት በሆነ ነበር።
እሞ ደኣ እቲ ሕጊ ምስ ተስፋታት ኣምላኜ ዚጻሚር ድዩ፧ ያእ ኣይፋሉን! ህያው ኪገብር ዚኜእል ሕጊ ተዋሂቡ እንተ ዚኞውን፡ ብሓቂ ጜድቂ ብሕጊ ምዀነ ነይሩ።
64,699