Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,700
am_tg
ሆኖም ቅዱስ መጜሐፉ ሁሉም ነገሮቜ ዚኃጢአት እስሚኛ እንዲሆኑ አሳልፎ ሰጥቷ቞ዋልፀ ይህም ዹሆነው በኢዚሱስ ክርስቶስ በማመን ዹሚገኘው ዚተስፋ ቃል ለሚያምኑ ሁሉ ይሰጥ ዘንድ ነው።
ግናኞ፡ እቲ ብዚሱስ ክርስቶስ ብምእማን ዚርኚብ ተስፋ ነቶም ዚኣምኑ ምእንቲ ኺውሃብ፡ እቲ ቕዱስ ጜሑፍ ንዅሉ ኣብ ትሕቲ ሓጢኣት ኣሲርዎ እዩ።
64,701
tg_am

64,702
am_tg
ይሁን እንጂ እምነት ኚመምጣቱ በፊት፣ ሊገለጥ ያለውን እምነት እዚተጠባበቅን በሕግ ጥበቃ ሥር እስሚኞቜ እንድንሆን አልፈን ተሰጥተናል።
ይኹን እምበር፡ እምነት ቅድሚ ምምጻኣ፡ ነታ እትግለጜ እምነት እናተጞበና፡ ተኣሲርና ኣብ ትሕቲ ሕጊ ንሕሎ ኔርና።
64,703

64,704
am_tg
በመሆኑም በእምነት አማካኝነት መጜደቅ እንቜል ዘንድ ሕጉ ወደ ክርስቶስ ዚሚያደርስ ሞግዚታቜን ሆኗል።
ስለዚ፡ ብእምነት ምእንቲ ኜንጞድቕ፡ እቲ ሕጊ ናብ ክርስቶስ ዜብጜሕ መጕዚ ዀይኑና እዩ።
64,705

64,706
am_tg
አሁን ግን ያ እምነት ስለመጣ ኚእንግዲህ ወዲህ በሞግዚት ሥር አይደለንም።
ሕጂ ግና፡ እምነት መጺኣ ስለ ዘላ፡ ደጊም ኣብ ትሕቲ መጕዚ ኣይኰንናን።
64,707

64,708
am_tg
እንደ እውነቱ ኹሆነ ሁላቜሁም በክርስቶስ ኢዚሱስ ላይ ባላቜሁ እምነት ዚተነሳ ዹአምላክ ልጆቜ ናቜሁ።
እምበኣር፡ ኵላትኩም በታ ብክርስቶስ ዚሱስ ዘላትኩም እምነት፡ ደቂ ኣምላኜ ኢኹም።
64,709

64,710
am_tg
ወደ ክርስቶስ ዚተጠመቃቜሁ ሁላቜሁም ክርስቶስን ለብሳቜኋልና።
ኚመይሲ፡ ኵላትኩም ብክርስቶስ እተጠመቕኩም ዘበልኩም፡ ንክርስቶስ ለቢስኩምዎ ኢኹም።
64,711

64,712
am_tg
ሁላቜሁም ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት በመፍጠር አንድ በመሆናቜሁ በአይሁዳዊና በግሪካዊ፣ በባሪያና በነፃ ሰው እንዲሁም በወንድና በሎት መካኚል ልዩነት ዚለም።
ኵላትኩም ብክርስቶስ ዚሱስ ሓደ ኢኹም እሞ፡ ኣይሁዳዊ ወይስ ግሪኻዊ ዚልቊን፡ ባርያ ወይስ ጭዋ ዚልቊን፡ ተባዕታይ ወይስ ኣንስተይቲ እውን ዚልቊን።
64,713

64,714
am_tg
በተጚማሪም ዚክርስቶስ ኚሆናቜሁ በእርግጥም ዚአብርሃም ዘር ናቜሁፀ በተስፋውም ቃል መሠሚት ወራሟቜ ናቜሁ።
ብተወሳኺ፡ ናይ ክርስቶስ እንተ ዄንኩም፡ ዘርኢ ኣብርሃም ኢኹም፣ ብመሰሚት እቲ ተስፋ ኞኣ ወሚስቲ ኢኹም።
64,715

64,716
am_tg
ኚዚያም ኹ14 ዓመት በኋላ ዳግመኛ ወደ ኢዚሩሳሌም ስወጣ በርናባስ አብሮኝ ነበርፀ ቲቶንም ይዀው ሄድኩ።
ድሕሪኡ፡ ድሕሪ 14 ዓመት፡ ንቲቶስ ተማሊአ፡ ምስ በርናባስ ኹም ብሓድሜ ናብ ዚሩሳሌም ደይበ።
64,717

64,718
am_tg
ሆኖም ዚሄድኩት በተገለጠልኝ ራእይ መሠሚት ነበርፀ ኚዚያም በአሕዛብ መካኚል እዚሰበክሁ ያለሁትን ምሥራቜ ኹፍ ተደርገው በሚታዩት ወንድሞቜ ፊት አቀሚብኩ። ይሁን እንጂ እዚሮጥኩ ያለሁት ወይም ዚሮጥኩት ምናልባት በኚንቱ እንዳይሆን ስለሰጋሁ ይህን ያስታወቅኳ቞ው ለብቻ቞ው ነበር።
ብምኜንያት ሓደ ራእይ እዚ ደዪበ። ምናልባት ንኞንቱ እጐዪ ኾይህሉ ወይ ጐይዹ ኾይኹውን ንምርግጋጜ ግና፡ ነቶም ምርኡያት በይኖም ገይሚ፡ ነቲ ኣብ ኣህዛብ ዝሰብኮ ዘለኹ ብስራት ነጊሚዮም እዚ።
64,719

64,720
am_tg
ይሁንና ኚእኔ ጋር ዹነበሹው ቲቶ እንኳ ግሪካዊ ቢሆንም እንዲገሚዝ አልተገደደም።
ኰይኑ ግና፡ እቲ ምሳይ ዝነበሹ ቲቶስ እኳ፡ ግሪኻዊ ኜነሱ፡ ኪግዘር ኣይተገደደን።
64,721

64,722
am_tg
ሆኖም ይህ ጉዳይ ዚተነሳው ሙሉ በሙሉ ባሪያዎቜ ሊያደርጉን በማሰብ ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር ባለን አንድነት ያገኘነውን ነፃነት ሊሰልሉ ሟልኚው በስውር በገቡት ሐሰተኛ ወንድሞቜ ምክንያት ነውፀ
እቲ ጕዳይ እቲ እተላዕለ፡ ብሰሪ እቶም ጠሪሶም ባሮት ኪገብሩና ኢሎም ነታ ብክርስቶስ ዚሱስ ዘላትና ሓርነት ኪስልዩ ሰላሕ ኢሎም ዝኣተዉ ናይ ሓሶት ኣሕዋት እዩ።
64,723

64,724
am_tg
እኛ ግን ዚምሥራቹ እውነት በእናንተ ዘንድ ጞንቶ እንዲኖር በማለት ለአንድ አፍታ እንኳ እሺ ብለን አልተገዛንላ቞ውም።
ሓቂ እቲ ብስራት ምሳኻትኩም ምእንቲ ኺጞንዕ፡ ነዚኣቶም ሓንሳእ እኳ ኣይተገዛእናዮምን።
64,725

64,726
am_tg
ወሳኝ ሰዎቜ ተደርገው ዚሚታዩትን በተመለኹተ ግን እነዚህ ሰዎቜ ለእኔ ዚጚመሩልኝ አዲስ ነገር ዚለም። አዎ፣ አምላክ ዹሰውን ውጫዊ ማንነት አይቶ ስለማያዳላ እነዚህ ኹፍ ተደርገው ዚሚታዩት ሰዎቜ ቀደም ሲል ምንም ይሁኑ ምን ለእኔ ዚሚያመጣው ለውጥ ዚለም።
ብዛዕባ እቶም ኹም ኣገደስቲ ዚመስሉ ግና፡—ንምዃኑ እኳ ኣምላኜ ደጋዊ ትርኢት ሰብ ርእዩ ስለ ዘይፈርድ፡ ቀደም እንታይ ዓይነት ሰብ ምንባሮም ኣይግድሰንን እዩ፡—ንዓይ እቶም ምርኡያት ዋላ ሓንቲ ሓድሜ ነገር ኣይወሰኹለይን።
64,727

64,728
am_tg
በአንጻሩ ግን ጎጥሮስ ለተገሚዙት እንዲሰብክ ምሥራቹ በአደራ እንደተሰጠው ሁሉ እኔም ላልተገሚዙት እንድሰብክ ምሥራቹ በአደራ እንደተሰጠኝ በተገነዘቡ ጊዜ
ብኣንጻሩ እኳ ደኣስ፡ ኚምቲ ጎጥሮስ ንእተገዝሩ ኌበስር ሕድሪ እተዋህቊ፡ ንዘይተገዝሩ ኞበስሮም ሕድሪ ኾም እተዋህበኒ ምስ ፈለጡ፡—
64,729

64,730
am_tg
(ጎጥሮስ ለተገሚዙት ሐዋርያ ሆኖ እንዲያገለግል ኃይል ዹሰጠው አምላክ ለእኔም ኚአሕዛብ ወገን ዚሆኑትን እንዳገለግል ኃይል ሰጥቶኛልናፀ)
ኚመይሲ፡ እቲ ንጎጥሮስ ኣብቶም ግዙራት ሃዋርያ ኪኞውን ስልጣን ዝሃቊ፡ ንዓይ እውን ኣብቶም ካብ ኣህዛብ ዝዀኑ ስልጣን ሂቡኒ እዩ፡—
64,731

64,732
am_tg
እንዲሁም እንደ ዓምድ ዚሚታዩት ያዕቆብ፣ ኬፋና ዮሐንስ ዹተሰጠኝን ጾጋ በተሚዱ ጊዜ እነሱ ወደተገሚዙት እኛ ደግሞ ወደ አሕዛብ እንድንሄድ ለእኔና ለበርናባስ ቀኝ እጃ቞ውን በመስጠት አጋርነታ቞ውን ገለጹልን።
ነቲ እተዋህበኒ ጾጋ እውን ምስ ፈለጡ፡ እቶም ኹም ኣዕኑድ ጌርካ ዚርኣዩ ያእቆብን ኬፋን ዮሃንስን፡ ንዓይን ንበርናባስን ናብ ኣህዛብ ክንኚይድ፡ ንሳቶም ኚኣ ናብ ግዙራት ኪኞዱ፡ ስምሚቶም ንምግላጜ ዹማናይ ኢዶም ሂቊምና።
64,733

64,734
am_tg
ይሁንና ድሆቜን ማሰባቜንን እንዳናቋርጥ አደራ አሉንፀ እኔም ብሆን ይህን ለመፈጾም ትጋት ዚተሞላበት ጥሚት ሳደርግ ነበር።
ንድኻታት ክንዝክሮም ጥራይ ሓቲቶምና፣ ነዚ እውን ክገብሮ ተጋዲለ እዚ።
64,735

64,736
am_tg
ይሁን እንጂ ኬፋ ወደ አንጟኪያ በመጣ ጊዜ ፊት ለፊት ተቃወምኩትፀ ምክንያቱም ግልጜ ዹሆነ ስህተት ሠርቶ ነበር።
ይኹን እምበር፡ ኬፋ ናብ ኣንጟክያ ምስ መጞ፡ ብንጹር በዳሊ ዀይኑ ስለ እተሚኜበ፡ ገጜ ንገጜ ተቓወምክዎ።
64,737

64,738
am_tg
ዹተወሰኑ ሰዎቜ ኚያዕቆብ ዘንድ ኚመምጣታ቞ው በፊት ኚአሕዛብ ወገን ኹሆኑ ሰዎቜ ጋር ይበላ ነበርፀ እነሱ ኚመጡ በኋላ ግን ኚተገሚዙት ወገን ዚሆኑትን በመፍራት ይህን ማድሚጉን አቁሞ ራሱን ኚአሕዛብ አገለለ።
ኚመይሲ፡ ገለ ሰባት ካብ ያእቆብ ቅድሚ ምምጻኊም፡ ምስ ኣህዛብ ይበልዕ ነይሩ፣ ንሳቶም ምስ መጹ ግና፡ ነቶም ሰብ ግዝሚት ስለ ዝፈርሀ፡ ኚምኡ ምግባር ሓዲጉ፡ ርእሱ ፈልዩ።
64,739

64,740
am_tg
ዚቀሩት አይሁዳውያንም በዚህ ዚግብዝነት ድርጊት ኚእሱ ጋር ተባበሩፀ በርናባስም እንኳ በእነሱ ዚግብዝነት ድርጊት ተሾንፎ ነበር።
እቶም ዝተሹፉ ኣይሁድ እውን ምስኡ ተገቢዞም፣ በርናባስ እኳ ብግብዝናኊም ተለኪሙ።
64,741

64,742
am_tg
ሆኖም ኚምሥራቹ እውነት ጋር በሚስማማ መንገድ እዚተጓዙ እንዳልሆኑ ባዚሁ ጊዜ ኬፋን በሁሉም ፊት እንዲህ አልኩትፊ “አንተ አይሁዳዊ ሆነህ ሳለህ እንደ አይሁዳውያን ሳይሆን እንደ አሕዛብ ዚምትኖር ኹሆነ ኚአሕዛብ ወገን ዹሆኑ ሰዎቜ እንደ አይሁዳውያን ልማድ እንዲኖሩ እንዎት ልታስገድዳ቞ው ትቜላለህ?”
ምስ ሓቂ እቲ ብስራት ተሰማሚዖም ይመላለሱ ኾም ዘዹለዉ ምስ ሚኣኹ፡ ንኬፋ ኣብ ቅድሚ ዅላቶም፡ “ንስኻ ኣይሁዳዊ ኜነስኻ፡ ኚም ኣይሁድ ዘይኰነስ፡ ኹም ኣህዛብ ትነብር ካብ ኰንካ፡ ንኣህዛብ ብመሰሚት ልምዲ ኣይሁድ ኪነብሩ ስለምንታይ ትግድዶም ኣለኻ፧” ኢለዮ።
64,743

64,744
am_tg
በትውልዳቜን አይሁዳውያን እንጂ ኚአሕዛብ ወገን እንደሆኑት ኃጢአተኞቜ ያልሆንነው እኛ፣
ንሕና ብትውልዲ ኣይሁድ ዘበልና፡ ካብቶም ሓጥኣን ኣህዛብ እውን ዘይኰንና፡
64,745

64,746
am_tg
አንድ ሰው ዚሚጞድቀው ሕግን በመጠበቅ ሳይሆን በኢዚሱስ ክርስቶስ በማመን ብቻ እንደሆነ እንገነዘባለን። ስለዚህ ሕግን በመጠበቅ ሳይሆን በክርስቶስ በማመን እንድንጞድቅ በክርስቶስ ኢዚሱስ አምነናልፀ ምክንያቱም ሕግን በመጠበቅ መጜደቅ ዚሚቜል ሰው ዚለም።
ሰብ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ፡ ብዚሱስ ክርስቶስ ብምእማን ኹም ዚጞድቕ ንፈልጥ ኢና። እምበኣር፡ ብግብሪ ሕጊ ዚጞድቕ ዋላ ሓደ ስለ ዘዚልቊ፡ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ፡ በቲ ኣብ ክርስቶስ ዘሎና እምነት ምእንቲ ኜንጞድቕ፡ ብክርስቶስ ዚሱስ ኣሚንና ኣለና።
64,747

64,748
am_tg
እኛ በክርስቶስ አማካኝነት መጜደቅ በመፈለጋቜን እንደ ኃጢአተኞቜ ተደርገን ኚታዚን፣ ታዲያ ክርስቶስ ዚኃጢአት አገልጋይ ነው ማለት ነው? በጭራሜ!
ብክርስቶስ ክንጞድቕ እናደለና ኞለና፡ ሓጥኣን ኮንና እንተ ተሚኺብና፡ ክርስቶስዶ ኣገልጋሊ ሓጢኣት እዩ፧ ያእ ኣይፋሉን!
64,749

64,750
am_tg
በአንድ ወቅት እኔው ራሎ ያፈሚስኳ቞ውን እነዚያኑ ነገሮቜ መልሌ ዚምገነባ ኹሆነ ሕግ ተላላፊ መሆኔን አሳያለሁ ማለት ነው።
ነቲ ዘፍሚስክዎ ኾም ብሓድሜ ዝሃንጟ እንተ ዀይነ፡ ኣባሲ ምዃነይ እዚ ዘርኢ።
64,751

64,752
am_tg
ለአምላክ ሕያው መሆን እቜል ዘንድ በሕጉ በኩል ለሕጉ ሞቻለሁና።
ኣነስ፡ ንኣምላኜ ህያው ምእንቲ ክኞውን፡ በቲ ሕጊ ኣቢለ፡ ነቲ ሕጊ ምዉት ኰይነ እዚ።
64,753

64,754
am_tg
እኔ አሁን ኚክርስቶስ ጋር በእንጚት ላይ ተ቞ንክሬአለሁ። ኹዚህ በኋላ ዹምኖሹው እኔ ሳልሆን ኚእኔ ጋር አንድ ሆኖ ዹሚኖሹው ክርስቶስ ነው። አሁን በሥጋ ዹምኖሹውን ሕይወት ዹምኖሹው በወደደኝና ለእኔ ሲል ራሱን አሳልፎ በሰጠው በአምላክ ልጅ ላይ ባለኝ እምነት ነው።
ምስ ክርስቶስ ተሰቒለ እዚ። እቲ ምሳይ ብሓድነት ዚነብር ክርስቶስ ደኣ እዩ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን ዝነብር ዘለኹ። እወ፡ እዚ ሕጂ ብስጋ ዝነብሮ ዘለኹ ህይወት፡ በቲ ዘፍቀሹንን ምእንታይ ርእሱ ዘሕለፈን ወዲ ኣምላኜ ብምእማን እዚ ዝነብሮ ዘለኹ።
64,755

64,756
am_tg
ዹአምላክን ጾጋወደ ጎን ገሞሜ አላደርግምፀ ጜድቅ ዹሚገኘው በሕግ አማካኝነት ኹሆነማ ክርስቶስ ዹሞተው እንዲያው በኚንቱ ነው።
ንጾጋ ኣምላኜ ኣይነጜጎን እዚ፣ ኚመይሲ፡ ጜድቂ ብሕጊ እንተ ዚኞውን፡ ክርስቶስ ንኞንቱ ሞይቱ ማለት እዩ።
64,757

64,758
am_tg
ክርስቶስ ነፃ ያወጣን እንዲህ ዓይነት ነፃነት እንድናገኝ ነው። ስለዚህ ጞንታቜሁ ቁሙፀ ዳግመኛ ራሳቜሁን በባርነት ቀንበር አታስጠምዱ።
ክርስቶስ ነዚ ሓርነት እዚ ምእንቲ ኜንሚክብ ኢሉ እዩ ሓራ ኣውጺኡና። ስለዚ፡ ጜንዑ፣ ኹም ብሓድሜ እውን ኣብ ኣርዑት ባርነት ኣይትቈሚኑ።
64,759

64,760
am_tg
እኔ ጳውሎስ፣ ዚምትገሚዙ ኹሆነ ክርስቶስ ለእናንተ ምንም እንደማይጠቅማቜሁ አሳውቃቜኋለሁ።
እንሆ፡ ኣነ ጳውሎስ፡ እንተ ተገዚርኩም፡ ክርስቶስ ገለ እኳ ኣይኪጠቕመኩምን እዩ እብለኩም ኣለኹ።
64,761

64,762
am_tg
ዹሚገሹዝ እያንዳንዱ ሰው መላውን ሕግ ዹመጠበቅ ግዎታ እንዳለበት ዳግመኛ አሳስበዋለሁ።
ዚግዘር ዘበለ ሰብ እውን፡ ንብዘሎ እቲ ሕጊ ኺሕሉ ግዎታ ኾም ዘለዎ ደጊመ እምስክሚሉ ኣለኹ።
64,763

64,764
am_tg
እናንተ በሕግ አማካኝነት ለመጜደቅ ስለምትጥሩ ኚክርስቶስ ተለይታቜኋልፀ ኹጾጋውም ርቃቜኋል።
ኣቱም ብሕጊ ኜትጞድቁ እትፍትኑ ዘለኹም፡ መን ምዃንኩም ብዘዚገድስ፡ ካብ ክርስቶስ ተፈሊኹም ኢኹም፣ ካብ ጞጋኡ ወዲቕኩም ኢኹም።
64,765

64,766
am_tg
እኛ ግን ተስፋ ዹምናደርገውን በእምነት ዹሚገኘውን ጜድቅ በመንፈስ አማካኝነት በጉጉት እንጠባበቃለን።
ንሕናስ ነቲ ሳላ እምነት ዚብጻሕ ተስፋ ዚግበሹሉ ጜድቂ ብመንፈስ ክንሚኜቊ ተሃንጢና ንጜበ ኣለና።
64,767

64,768
am_tg
ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ላላቾው በፍቅር ዚሚመራ እምነት እንጂ መገሹዝ ወይም አለመገሹዝ ፋይዳ ዚለውም።
ኚመይሲ፡ ነቶም ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ዚሓብሩ፡ እታ ብፍቕሪ እትዓዪ እምነት ደኣ እምበር፡ ግዝሚት ኰነ ዘይግዝሚት ዋጋ ዚብሉን።
64,769

64,770
am_tg
በአግባቡ ትሮጡ ነበርፀ ታዲያ ለእውነት መታዘዛቜሁን እንዳትቀጥሉ እንቅፋት ዚሆነባቜሁ ማን ነው?
ጜቡቕ ትጐይዩ ኔርኩም። ንሓቂ ኞይትእዘዝዋ ደኣ መን ዓጊቱኩም፧
64,771

64,772
am_tg
እንዲህ ያለው ማግባቢያ እዚጠራቜሁ ካለው ዚመጣ አይደለም።
እዚ ሕብለት እዚ፡ ካብቲ ዝጞውዓኩም ዝመጾ ኣይኰነን።
64,773
tg_am
እዚ ሕብለት እዚ፡ ካብቲ ዝጞውዓኩም ዝመጾ ኣይኰነን።
እንዲህ ያለው ማግባቢያ እዚጠራቜሁ ካለው ዚመጣ አይደለም።
64,774
am_tg
ጥቂት እርሟ ሊጡን ሁሉ ያቊካል።
ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ ዚብኵዖ እዩ።
64,775
tg_am
ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ ዚብኵዖ እዩ።
ጥቂት እርሟ ሊጡን ሁሉ ያቊካል።
64,776
am_tg
ኚጌታ ጋር አንድነት ያላቜሁ ሁሉ ዹተለዹ ሐሳብ እንደማይኖራቜሁ እተማመናለሁፀ ሆኖም እያወካቜሁ ያለው ማንም ይሁን ማን ዚሚገባውን ፍርድ ይቀበላል።
እቶም ምስ ጐይታ ሓድነት ዘሎኩም፡ ካልእ ኹም ዘይትሓስቡ እተኣማመን እዚ፣ እቲ ዚርብሞኩም ግና፡ መን ምዃኑ ብዘዚገድስ፡ ዚግብኊ ፍርዲ ኪቕበል እዩ።
64,777

64,778
am_tg
ወንድሞቜ፣ እኔ አሁንም ስለ መገሹዝ እዚሰበክሁ ኹሆነ እስካሁን ለምን ስደት ይደርስብኛል? እንደዚያማ ቢሆን ኖሮ ዚመኚራው እንጚት እንቅፋት መሆኑ በቀሹ ነበር።
ኣሕዋተዚ፡ ኣነ ግና ግዝሚት እሰብኜ እንተ ዝህሉ፡ ስለምንታይ ደኣ እስጐጕ ኣለኹ፧ ኚምኡ እንተ ዚኞውንሲ፡ እቲ መዐንቀፊ ጕንዲ ስቅያት ኣልጊሱ ኣሎ።
64,779

64,780
am_tg
ሊያውኳቜሁ እዚሞኚሩ ያሉት ሰዎቜ ኚናካ቎ው ቢሰለቡ ደስታዬ ነው።
እቶም ዜዕገርግሩኹም፡ እንተ ዚስለቡ እባ ደኣ!
64,781

64,782
am_tg
ወንድሞቜ፣ ዚተጠራቜሁት ነፃ እንድትወጡ ነውፀ ብቻ ይህን ነፃነት ዚሥጋን ፍላጎት ለማርካት አትጠቀሙበትፀ ይልቁንም አንዳቜሁ ሌላውን በፍቅር አገልግሉ።
ኣሕዋተዚ፡ ንሓርነት ኢኹም እተጞዋዕኩም፣ ሓንትስ፡ በዚ ሓርነት እዚ ተጠቒምኩም ደድሕሪ ስጋዊ ትምኒት ኣይትስዓቡ፣ ዚግዳስ፡ ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ ተገዛዝኡ።
64,783

64,784
am_tg
መላው ሕግ “ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ” በሚለው አንድ ትእዛዝ ተፈጜሟልና።
ኚመይሲ፡ ኵሉ እቲ ሕጊ፡ “ንብጻይካ ኾም ነፍስኻ ኣፍቅሮ” ኣብ እትብል ሓንቲ ትእዛዝ ተፈጺሙ እዩ።
64,785

64,786
am_tg
ይሁንና እርስ በርሳቜሁ መነካኚሳቜሁንና መባላታቜሁን ካልተዋቜሁ እርስ በርስ ልትጠፋፉ ስለምትቜሉ ተጠንቀቁ።
ንሓድሕድኩም ትናኞሱን ትባልዑን እንተ ዄንኩም ግና፡ ንሓድሕድኩም ኚይትጣፍኡ ተጠንቀቑ።
64,787

64,788
am_tg
እኔ ግን በመንፈስ መመላለሳቜሁን ቀጥሉ እላለሁፀ እንዲህ ካደሚጋቜሁ ዚሥጋን ምኞት ኚቶ አትፈጜሙም።
ኣነ ግና፡ ብመንፈስ ተመላለሱ፡ ትምኒት ስጋ ድማ ኚቶ ኣይክትፍጜሙን ኢኹም፡ እብለኩም ኣለኹ።
64,789

64,790
am_tg
ዚሥጋ ፍላጎት ኚመንፈስ ፍላጎት ጋር፣ ዚመንፈስ ፍላጎት ደግሞ ኚሥጋ ፍላጎት ጋር አይጣጣምምፀ እነዚህ እርስ በርሳ቞ው ይቃሚናሉ። ስለሆነም ማድሚግ ዚምትፈልጉትን አታደርጉም።
ኚመይሲ፡ ስጋ ነቲ ምስ መንፈስ ዚጻሚር እዩ ዚምነ፣ መንፈስ እውን ነቲ ምስ ስጋ ዚጻሚር እዩ ዚምነ። ነቲ ኜትገብርዎ እትደልዩ ነገራት ምእንቲ ኞይትገብሩ፡ እዚ ኜልቲኡ ንሓድሕዱ ይጻሚር እዩ።
64,791

64,792
am_tg
በተጚማሪም በመንፈስ ዚምትመሩ ኹሆነ በሕግ ሥር አይደላቜሁም።
ብተወሳኺ፡ ብመንፈስ ትምርሑ እንተ ኣሊኹም፡ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ኣይኰንኩምን።
64,793

64,794
am_tg
ዚሥጋ ሥራዎቜ በግልጜ ዚታወቁ ና቞ውፀ እነሱምፊ ዚፆታ ብልግና፣ ርኩሰት፣ ዓይን ያወጣ ምግባር፣
እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፣ ንሱ ኞኣ፡ ምንዝርና፡ ርኜሰት፡ ንውርምና፡
64,795

64,796
am_tg
ጣዖት አምልኮ፣ መናፍስታዊ ድርጊት፣ ጥላቻ፣ ጠብ፣ ቅናት፣ በቁጣ መገንፈል፣ ጭቅጭቅ፣ መኚፋፈል፣ መናፍቅነት፣
ኣምልኟ ጣኊት፡ መናፍስትነት፡ ጜልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ግርጭት፡ ፍልልይ፡ ኑፋቐ፡
64,797

64,798
am_tg
ምቀኝነት፣ ሰካራምነት፣ መሚን ዹለቀቀ ፈንጠዝያና እነዚህን ዚመሳሰሉ ና቞ው። እነዚህን በተመለኹተ አስቀድሜ እንዳስጠነቀቅኳቜሁ ሁሉ አሁንም አስጠነቅቃቜኋለሁፀ እንዲህ ያሉትን ነገሮቜ ዚሚፈጜሙ ዹአምላክን መንግሥት አይወርሱም።
ምንቀኝነት፡ ስኜራን፡ ፈንጠዝያ፡ ኹምዚ ዝኣመሰለ ኻልእ እውን እዩ። ኚምቲ ቐደም ዘጠንቀቕኩኹም፡ እቶም ኹምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኜ ኹም ዘይወርስዋ፡ ኣቐዲመ አጠንቅቐኩም ኣለኹ።
64,799