Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,900
am_tg
መገሹዝም ሆነ አለመገሹዝ ምንም አይጠቅምምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹሚጠቅመው አዲስ ፍጥሚት መሆን ነው።
ኚመይሲ፡ ሓድሜ ፍጥሚት ደኣ እምበር፡ ግዝሚት ኰነ ዘይግዝሚት ሚብሓ ዚብሉን።
64,901
tg_am

64,902
am_tg
ይህን ዚሥነ ምግባር ደንብ በመኹተል በሥርዓት በሚመላለሱ ሁሉ ይኾውም በአምላክ እስራኀል ላይ ሰላምና ምሕሚት ይሁን።
ኣብ ኵሎም እቶም በዚ ሕጊ እዚ ብስርዓት ዚመላለሱ፡ እወ፡ ኣብቶም ናይ ኣምላኜ እስራኀል፡ ሰላምን ምሕሚትን ይውሚድ።
64,903

64,904
am_tg
ዚኢዚሱስ ባሪያ መሆኔን ዚሚያሳይ መለያ ምልክት በሰውነቮ ላይ ስላለ ኚእንግዲህ ወዲህ ማንም አያስ቞ግሚኝ።
ኣነ ባርያ ዚሱስ ምዃነይ ዚሕብር ዕላመት ኣብ ሰብነተይ እጞውር ስለ ዘለኹ፡ ድሕሪ ሕጂ ሓደ እኳ ኣዚሞግሚኒ።
64,905

64,906
am_tg
ወንድሞቜ፣ ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ ኚምታሳዩት መንፈስ ጋር ይሁን። አሜን።
ኣሕዋተዚ፡ ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምስ መንፈስኩም ይኹን። ኣሜን።
64,907

64,908
am_tg
በአምላክ ፈቃድ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ሐዋርያ ኹሆነው ኚጳውሎስ፣ በኀፌሶን ላሉ ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድነት ላላቾው ታማኝ ዹሆኑ ቅዱሳንፊ
ካብቲ ብፍቓድ ኣምላኜ ሃዋርያ ክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ጳውሎስ፡ ናብቶም ኣብ ኀፌሶን ዘለዉ ቕዱሳትን ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ብዘለዎም ሓድነት እሙናትንፊ
64,909

64,910
am_tg
አባታቜን ኹሆነው አምላክና ኚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
64,911

64,912
am_tg
ኚክርስቶስ ጋር ባለን አንድነት በሰማያዊ ስፍራ በመንፈሳዊ በሚኚት ሁሉ ስለባሚኚን ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ አምላክና አባት ይወደስፀ
እቲ ብመንፈሳዊ በሚኞት ዘበለ ኣብ ሰማያት ምስ ክርስቶስ ብዘሎና ሓድነት ዝባሚኞና ኣምላኜን ኣቊን ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣
64,913

64,914
am_tg
በእሱ ፊት ፍቅር እንድናሳይ እንዲሁም ቅዱሳንና እንኚን ዚለሜ ሆነን እንድንገኝ ዓለም ኚመመሥሚቱ በፊት ኚክርስቶስ ጋር አንድ እንድንሆን መርጊናልና።
ምኜንያቱ፡ ብፍቕሪ ኣብ ቅድሚኡ ቕዱሳትን ብዘይ ኣበርን ምእንቲ ኜንኚውን፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ምስኡ ሓድነት ኪህልወና ሓርዩና እዩ።
64,915

64,916
am_tg
ደግሞም እሱ እንደወደደና እንደ በጎ ፈቃዱ በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት ዹገዛ ራሱ ልጆቜ አድርጎ ሊወስደን አስቀድሞ ወስኗልፀ
ኚመይሲ፡ ኹም ፍታዉን ኹም ፍቓዱን ብዚሱስ ክርስቶስ ውሉድነት ሚኺብና ኾም ውሉዳቱ ኜንኚውን ኣቐዲሙ መዲቡና እዩ፣
64,917

64,918
am_tg
ይኾውም በተወደደው ልጁ አማካኝነት በደግነት ለእኛ በሰጠው ክቡር በሆነው ጾጋው ዚተነሳ እንዲወደስ ነው።
እዚ ኞኣ ንውዳሰ እቲ በቲ ፍቑር ወዱ ብለውሃት ዝሃበና ኜቡር ጞጋኡ እዩ።
64,919

64,920
am_tg
በተትሚፈሚፈ ጾጋው መሠሚት በልጁ ደም አማካኝነት ቀዛውን በመክፈሉ ነፃ ወጥተናልፀ አዎ፣ ለበደላቜን ይቅርታ አግኝተናል።
ብእኡ፡ ብደሙ በጃ ተኞፊሉልና፡ ማለት ኹም ሃብቲ ጞጋኡ ኣበሳና ተሓዲጉልና ኣሎ።
64,921

64,922
am_tg
ጾጋውንም ኚጥበብና ኚማስተዋል ሁሉ ጋር አትሚፍርፎ ሰጥቶናልፀ
ነዚ ጾጋ እዚ ብዅሉ ጥበብን ኣእምሮን ኣባና ኣዕዚዝዎ እዩ፣
64,923
tg_am
ነዚ ጾጋ እዚ ብዅሉ ጥበብን ኣእምሮን ኣባና ኣዕዚዝዎ እዩ፣
ጾጋውንም ኚጥበብና ኚማስተዋል ሁሉ ጋር አትሚፍርፎ ሰጥቶናልፀ
64,924
am_tg
ይህን ያደሚገው ዚፈቃዱን ቅዱስ ሚስጥር ለእኛ በማሳወቅ ነው። ይህ ሚስጥር ደግሞ እሱ ራሱ ካሰበው ዓላማው ጋር ዚሚስማማ ነውፀ
ማለት ቅዱስ ምስጢር ፍቓዱ ኣፍሊጡና እዩ። ኚምቲ ብፍታዉ ንሱ ባዕሉ ዝዓለሞ፡
64,925

64,926
am_tg
ዓላማውም በተወሰኑት ዘመናት ማብቂያ ላይ አንድ አስተዳደር ለማቋቋም ይኾውም ሁሉንም ነገሮቜ ማለትም በሰማያት ዹሚሆኑ ነገሮቜንና በምድር ዹሚሆኑ ነገሮቜን በክርስቶስ አንድ ላይ ለመሰብሰብ ነው። አዎ፣ በእሱ አማካኝነት ሁሉም ነገሮቜ ይሰበሰባሉፀ
እቲ ምዱብ ግዜያት ምስ ኣኞለ ንምምሕዳር፡ ማለት ኣብ ሰማያት ዘሎን ኣብ ምድሪ ዘሎን ኵሉ ኣብ ክርስቶስ ምእንቲ ኺጥቕልል እዩ። እወ፡ ብእኡ፡
64,927

64,928
am_tg
እኛም ኚእሱ ጋር አንድነት ያለን ሲሆን ወራሟቜ እንድንሆንም ተመርጠናልፀ ምክንያቱም ኚፈቃዱ ጋር በሚስማማ ሁኔታ ሁሉንም ነገር በወሰነው መንገድ ዚሚያኚናውነው እሱ ኹዓላማው ጋር በሚስማማ ሁኔታ አስቀድሞ መርጊናልፀ
እቶም ኹም ዕላማ እቲ ንዅሉ ኾም ፍቓዱ ዚውስኖ ኣቐዲምና ስለ እተመደብና፡ ምስኡ ብዘሎና ሓድነት ኹም ወሚስቲ እተመደብና፡
64,929

64,930
am_tg
ይህም ዹሆነው በክርስቶስ ተስፋ በማድሚግ ዚመጀመሪያ ዹሆንነው እኛ አምላክን ኹፍ ኹፍ እንድናደርግና እንድናወድስ ነው።
ብቐዳምነት እውን ብክርስቶስ ተስፋ ዝገበርና፡ ንውዳሰ ኜብሩ ምእንቲ ኾነገልግል እዩ።
64,931

64,932
am_tg
ይሁንና እናንተም ዚእውነትን ቃል ማለትም ስለ መዳናቜሁ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ ኚሰማቜሁ በኋላ በእሱ ተስፋ አድርጋቜኋል። ካመናቜሁ በኋላ በእሱ አማካኝነት፣ ቃል በተገባው መንፈስ ቅዱስ ታትማቜኋልፀ
ንስኻትኩም እውን ቃል ሓቂ፡ ማለት ብስራት ድሕነትኩም፡ ምስ ሰማዕኩም፡ ብእኡ ተስፋ ጌርኩም ኢኹም። ምስ ኣመንኩም ኚኣ፡ በቲ እተተስፈወ መንፈስ ቅዱስ ተሓቲምኩም ኢኹም፣
64,933

64,934
am_tg
ይህም ለአምላክ ታላቅ ምስጋና ያስገኝ ዘንድ ዚራሱ ንብሚት ዚሆኑትን በቀዛ አማካኝነት ነፃ ለማውጣት ለውርሻቜን አስቀድሞ ዹተሰጠ ማሚጋገጫ ነው።
እዚ ኞኣ ጥሪት ኣምላኜ በጃ ምእንቲ ኪኜፈለሉ፡ ንውዳሰ ኜብሩ ዚኾውን ዕርቡን ርስትና እዩ።
64,935

64,936
am_tg
ስለዚህ በጌታ ኢዚሱስ ላይ ስላላቜሁ እምነት እንዲሁም ለቅዱሳን ሁሉ ስለምታሳዩት ፍቅር ኚሰማሁበት ጊዜ አንስቶ
በዚ ምኜንያት እዚ፡ ኣነ ድማ ብዛዕባ እታ ብጐይታና ዚሱስ ዘላትኩም፡ ንዅሎም ቅዱሳት እውን ዘርኣኹምዋ እምነት ምስ ሰማዕኩ፡
64,937

64,938
am_tg
ስለ እናንተ ምስጋና ማቅሚቀን አላቋሚጥኩም። ወደፊትም ስለ እናንተ መጞለዬን እቀጥላለሁፀ
ብዛዕባኹም ካብ ምምስጋን ኣዚቋሚጜኩን። ኣብ ጾሎተይ እውን እጠቕሰኩም እዚ፣
64,939

64,940
am_tg
ዚክብር አባት ዹሆነው ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ አምላክ ስለ እሱ ትክክለኛ እውቀት ስትቀስሙ ዚጥበብ መንፈስ እንዲሰጣቜሁና እሱ ዚሚገልጣ቞ውን ነገሮቜ መሚዳት እንድትቜሉ እጞልያለሁ።
እቲ ኣቊ ኜብሪ ዝዀነ ኣምላኜ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ በቲ ልክዕ ፍልጠቱ መንፈስ ጥበብን ግልጞትን ምእንቲ ኺህበኩም እዚ ኞምኡ ዝገብር።
64,941

64,942
am_tg
ዚልባቜሁ ዓይኖቜ እንዲበሩ አድርጓልፀ ይህን ያደሚገው ለምን ዓይነት ተስፋ እንደጠራቜሁ እንድታውቁ፣ ለቅዱሳን ውርሻ አድርጎ ዹሚሰጠው ታላቅ ብልጜግና ምን እንደሆነ እንድትሚዱ
ኣዒንቲ ልብኹም ዝበርሀ፡ እቲ እተጞዋዕኩምሉ ተስፋ እንታይ ኹም ዝዀነ፡ ነቶም ቅዱሳት እንታይ ክቡር ሃብቲ ኾም ርስቲ ኾም ዚህቩም ምእንቲ ኜትፈልጡ፡
64,943

64,944
am_tg
እንዲሁም ታላቅ ኃይሉ ለእኛ ለምናምነው ምን ያህል ዹላቀ እንደሆነ እንድታውቁ ነው። ዹዚህ ኃይል ታላቅነት፣ እጅግ ኹፍተኛ ዹሆነው ብርታቱ በሚያኚናውነው ሥራ ታይቷልፀ
ዕቀት ሓይሉ ንዓና ንኣመንቲ ኜሳዕ ክንደይ ሓለፍ ዝበለ ምዃኑ እውን ምእንቲ ኜትግንዘቡ እዩ። እዚ ኞኣ በቲ ብርቱዕ ሓይሉ ገይሩ
64,945

64,946
am_tg
ክርስቶስን ኚሞት ባስነሳውና በሰማያዊ ስፍራ በቀኙ ባስቀመጠው ጊዜ ይህን ኃይሉን ተጠቅሟልፀ
ንክርስቶስ ካብ ምዉታት ኣተንሲኡ፡ ኣብ ሰማያት ኣብ ዚማኑ ምስ ኣቐመጊ፡ ተራእዩ እዩ፣
64,947

64,948
am_tg
በዚህ ሥርዓት ብቻ ሳይሆን በሚመጣውም ጭምር ኚዚትኛውም መስተዳድር፣ ሥልጣን፣ ኃይልና ጌትነት እንዲሁም ኹተሰዹመው ኚዚትኛውም ስም በላይ እጅግ ዹላቀ ቊታ ሰጥቶታል።
ኣብ ርእሲ እዚ፡ ኣብዚ ስርዓት እዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብቲ ዚመጜእ እውን፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ መንግስትን ስልጣንን ሓይልን ጕይትነትን ዚስመ ዘበለ ስምን ልዕል ኣቢልዎ እዩ።
64,949

64,950
am_tg
በተጚማሪም ሁሉንም ነገር ኚእግሩ በታቜ አስገዛለትፀ ኚጉባኀው ጋር በተያያዘም በሁሉ ነገር ላይ ራስ አደሚገውፀ
ንዅሉ ኞኣ ኣብ ትሕቲ እግሩ ኣግዚእዎ እዩ፣ ኣብ ልዕሊ ዅሉ እቲ ንጉባኀ ዚምልኚት ድማ ርእሲ ገይርዎ እዩ፣
64,951

64,952
am_tg
ጉባኀው ዚእሱ አካል ኹመሆኑም በላይ በእሱ ዹተሞላ ነውፀ እሱ ደግሞ ሁሉንም ነገር በሁሉ ዹሚሞላ ነው።
ንሳ ኞኣ ሰብነቱ፡ ናይቲ ንዅሉ ኣብ ኵሉ ዚመልእ እውን ምልኣቱ እያ።
64,953

64,954
am_tg
በዚህ ምክንያት እኔ ጳውሎስ ኚአሕዛብ ወገን ለሆናቜሁት ለእናንተ ስል ዚክርስቶስ ኢዚሱስ እስሚኛ ሆኛለሁ።
ስለዚ፡ ኣነ ጳውሎስ፡ ምእንታኹም ኣህዛብ እሱር ክርስቶስ ዚሱስ ዝዀንኩ፡—
64,955

64,956
am_tg
ለእናንተ ጥቅም ሲባል ስለተሰጠኝ ዹአምላክ ጾጋ መጋቢነት በእርግጥ ሰምታቜኋልፀ
ብዛዕባ እቲ ስሌኹም እተዋህበኒ ጾጋ ኣምላኜ ናይ ምምሕዳር ሓላፍነትሲ ሰሚዕኩም ኣለኹም፣
64,957

64,958
am_tg
ቀደም ሲል በአጭሩ እንደጻፍኩት ቅዱሱ ሚስጥር ተገልጊልኛል።
ማለት ኚምቲ ኣቐዲመ ኣሕጺሚ ዝጞሓፍክዎ፡ ነቲ ቕዱስ ምስጢር ብራእይ ኣፍሊጡኒ እዩ።
64,959

64,960
am_tg
በመሆኑም ይህን ስታነቡ ስለ ክርስቶስ ቅዱስ ሚስጥር ያለኝን ግንዛቀ መሚዳት ትቜላላቜሁ።
ስለዚ፡ ነዚኣ ምስ ኣንበብኩምዋ፡ ነቲ ብዛዕባ ቕዱስ ምስጢር ክርስቶስ ዘሎኒ ግንዛበ ኞተስተውዕልዎ ትኜእሉ ኢኹም።
64,961

64,962
am_tg
ይህ ሚስጥር አሁን ለቅዱሳን ሐዋርያትና ነቢያት በመንፈስ እንደተገለጠው ባለፉት ትውልዶቜ ለነበሩ ዹሰው ልጆቜ አልተገለጠም ነበር።
እዚ ምስጢር እዚ ንቕዱሳት ሃዋርያትን ንነብያትን ብመንፈስ እተገልጞሎም ሕጂ ስለ ዝዀነ፡ ብኻልኊት ወለዶታት ደቂ ሰብ ኣይተፈልጠን፣
64,963

64,964
am_tg
ሚስጥሩ ይህ ነው፩ ኚአሕዛብ ወገን ዹሆኑ ሰዎቜ ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር አንድ በመሆን በምሥራቹ አማካኝነት አብሚው ወራሟቜ፣ ዚአንድ አካል ክፍሎቜና ኚእኛ ጋር ዚተስፋው ተካፋዮቜ ይሆናሉ።
ማለት ኣህዛብ ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ብዚህልዎም ሓድነትን በቲ ብስራትን፡ መዋርስትን ኣካል ሓደ ሰብነትን መኻፍልቲ እቲ ተስፋን ኪዀኑ ኣለዎም።
64,965

64,966
am_tg
አምላክ ዹኃይሉ መግለጫ አድርጎ በሰጠኝ ነፃ ስጊታ ይኾውም በጾጋው አማካኝነት ዹዚህ ሚስጥር አገልጋይ ሆኛለሁ።
ኣነ ኞኣ ኚምቲ ብግብሪ ሓይሉ እተዋህበኒ ናጻ ውህበት ጾጋ ኣምላኜ፡ ኣገልጋሊ እዚ ዀይነ እዚ።
64,967

64,968
am_tg
ኚቅዱሳን ሁሉ ለማንስ ለእኔ ይህ ጾጋ ተሰጠኝፀ ይህም ሊደሚስበት ስለማይቜለው ዚክርስቶስ ብልጜግና ዹሚገልጾውን ምሥራቜ ለአሕዛብ እንዳውጅ
ንዓይ ካብ ኵሎም ቅዱሳት ንዝነኣስኩ፡ እዚ ጾጋ እዚ ተዋሂቡኒ እዩ፣ እዚ እተዋህበኒ ኞኣ ብዛዕባ እቲ ዘይምርመር ሃብቲ ክርስቶስ ንኣህዛብ ምእንቲ ኞበስር፡
64,969

64,970
am_tg
እንዲሁም ሁሉን ነገር ዹፈጠሹው አምላክ ለብዙ ዘመናት ሰውሮት ዹቆዹው ቅዱሱ ሚስጥር ሥራ ላይ ዚዋለበትን መንገድ ሰዎቜ ሁሉ እንዲያስተውሉ እሚዳ቞ው ዘንድ ነው።
እቲ ኣብቲ ዅሉ ዝፈጠሹ ኣምላኜ ካብ ጥንቲ ተሰዊሩ ዝነበሹ ምምሕዳር ቅዱስ ምስጢር ድማ ንዅሎም ምእንቲ ኞርእዮም እዩ።
64,971

64,972
am_tg
ይህ ዹሆነው በርካታ ገጜታዎቜ ያሉት ዹአምላክ ጥበብ በሰማያዊ ስፍራ ላሉት መስተዳድሮቜና ባለሥልጣናት አሁን በጉባኀው አማካኝነት ግልጜ ይሆን ዘንድ ነው።
እዚ ኞኣ ሕጂ እታ ብዙሕ ዝዓይነታ ጥበብ ኣምላኜ በታ ጉባኀ ኣቢላ ኣብቶም ኣብ ሰማያት ዘለዉ መንግስትታትን ስልጣናትን ምእንቲ ኜትፍለጥ እዩ።
64,973

64,974
am_tg
ይህም አምላክ ኚጌታቜን ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር በተያያዘ ባዘጋጀው ዘላለማዊ ዓላማ መሠሚት ነውፀ
እዚ እውን ኚምቲ ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ጐይታና ብዘሎና ሓድነት ዝገበሮ ናይ ዘለኣለም ዕላማ እዩ፣
64,975

64,976
am_tg
በእሱም አማካኝነት ይህ ዹመናገር ነፃነት አለንፀ በክርስቶስ ላይ ባለን እምነት አማካኝነትም በልበ ሙሉነት ወደ አምላክ በነፃነት መቅሚብ እንቜላለን።
ብእኡን በቲ ኣብኡ ዘሎና እምነትን፡ እዚ ንምዝራብ ዜኜእል ትብዓትን ዜተኣማምን ናጻ መእተውን ኣሎና።
64,977

64,978
am_tg
ስለዚህ ለእናንተ ስል እዚደሚሰብኝ ባለው መኚራ ዚተነሳ ተስፋ እንዳትቆርጡ አደራ እላቜኋለሁፀ ይህ ለእናንተ ክብር ነውና።
ስለዚ፡ እዚ ንዓኻትኩም ክብሪ እዩ እሞ፡ ስለቲ ምእንታኹም ዝበጜሓኒ ጞበባ ኞይትሕለሉ እልምነኩም ኣለኹ።
64,979

64,980
am_tg
በዚህም ምክንያት በአብ ፊት ለመጾለይ እንበሚኚካለሁፀ
ስለዚ፡ ንኣቊ ብብርኚይ እምብርኚኜ ኣለኹ፣
64,981
tg_am
ስለዚ፡ ንኣቊ ብብርኚይ እምብርኚኜ ኣለኹ፣
በዚህም ምክንያት በአብ ፊት ለመጾለይ እንበሚኚካለሁፀ
64,982
am_tg
በሰማይና በምድር ያለ እያንዳንዱ ቀተሰብ ስያሜውን ያገኘው ኚእሱ ነው።
ኣብ ሰማይን ኣብ ምድርን ዘሎ ዅሉ ዓሌት፡ ካብኡ እዩ ዚስመ።
64,983

64,984
am_tg
እሱ ታላቅ ክብር ያለው እንደመሆኑ መጠን ውስጣዊውን ሰውነታቜሁን ዚሚያጠነክር ኃይል በመንፈሱ አማካኝነት እንዲሰጣቜሁ እጞልያለሁፀ
ኣብቲ ናይ ውሜጢ ሰብ በቲ ብመንፈሱ ዚውሃብ ሓይሊ ምእንቲ ኜትብርትዑ፡ ኚም ሃብቲ ኜብሩ ምእንቲ ኺህበኩም፡
64,985

64,986
am_tg
ደግሞም በእምነታቜሁ አማካኝነት ክርስቶስ ኹፍቅር ጋር በልባቜሁ ውስጥ እንዲያድር እጞልያለሁ። ሥር እንድትሰዱና በመሠሚቱ ላይ እንድትታነጹ ያስቜላቜሁ ዘንድ እለምናለሁፀ
ብእምነትኩም ክርስቶስ ኣብ ልብኹም ብፍቕሪ ምእንቲ ኺሓድር እጜሊ ኣለኹ። ኣብቲ መሰሚት ሱር ስደዱን ተሰሚቱን፣
64,987

64,988
am_tg
ይህም ስፋቱ፣ ርዝመቱ፣ ኚፍታውና ጥልቀቱ ምን ያህል እንደሆነ ኚቅዱሳን ሁሉ ጋር በሚገባ መሚዳት እንድትቜሉ
በዚ ኾምዚ ኞኣ፡ ምስ ኵሎም ቅዱሳት ግፍሑን ንውሓቱን ቍመቱን ዕምቈቱን እንታይ ምዃኑ ምሉእ ብምሉእ ምስትውዓል ክትክእሉ፡
64,989

64,990
am_tg
እንዲሁም አምላክ በሚሰጠው ሙላት ሁሉ ትሞሉ ዘንድ ኚእውቀት በላይ ዹሆነውን ዚክርስቶስ ፍቅር እንድታውቁ ነው።
ነታ ንፍልጠት ሓለፍ እትብላ ፍቕሪ ክርስቶስ ድማ ክትፈልጥዋ ኢኹም፣ ስለዚ ኞኣ፡ ብዅሉ እቲ ኣምላኜ ዚህበና ምልኣት ክትመልኡ ኢኹም።
64,991

64,992
am_tg
እንግዲህ በእኛ ውስጥ ኚሚሠራው ኃይሉ ጋር በሚስማማ ሁኔታ፣ ኹምንጠይቀው ወይም ኚምናስበው ሁሉ በላይ እጅግ አብልጊ ማድሚግ ለሚቜለው
ነቲ ኞምቲ ኣባና ዚዓዪ ዘሎ ሓይሉ ገይሩ፡ ካብቲ እንልምኖን እንሓስቊን ዘበለ እምብዛ ኣዕዚዙ ኺገብር ዚኜእል ድማ፡
64,993

64,994
am_tg
ለእሱ በጉባኀው አማካኝነትና በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት በትውልዶቜ ሁሉ ለዘላለም ክብር ይሁን። አሜን።
ንዕኡ በታ ጉባኀን ብክርስቶስ ዚሱስን ንዅሉ ውሉድ ወለዶ ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
64,995

64,996
am_tg
በተጚማሪም፣ እናንተ በበደላቜሁና በኃጢአታቜሁ ምክንያት ሙታን ዚነበራቜሁ ቢሆንም አምላክ ሕያው አድርጓቜኋልፀ
ኣምላኜ ድማ፡ ንዓኻትኩም ብኣበሳኹምን ብሓጢኣትኩምን ምዉታት ንዝነበርኩም ህያዋን ገይሩኩም እዩ፣
64,997

64,998
am_tg
በዚያን ጊዜ ዹዚህን ዓለም ሥርዓት ተኚትላቜሁ፣ ዚአዚሩ ሥልጣን ገዢ በሚፈልገው መንገድ ትመላለሱ ነበርፀ ይህም አዹር በማይታዘዙት ልጆቜ ላይ አሁን ተጜዕኖ እያሳደሚ ያለ መንፈስ ነው።
ንስኻትኩም ሓደ እዋን ኹም ስርዓት እዛ ዓለም እዚኣ፡ ኚምቲ ሓለቓ ስልጣን ኣዚር፡ ማለት ኣብቶም ደቂ ዘይተኣዛዝነት ዚዓዪ ዘሎ መንፈስ፡ ትመላለሱ ኔርኩም።
64,999